ኢሰያስ ዳግማይ ኣብ ሶማል ተኾሊፉ።

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 12 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 31

  • @AdhanomAdhanom-y1y
    @AdhanomAdhanom-y1y 16 годин тому +5

    እስታ ካልድ ክብረት ይሃበልና ጽቡቅ ትንተና እዩ ።እታ ናይ መጨረሽታ ዝበልካያ ክሳብ ኣብ እስትድዮ ዕዱማት ዓዲማካ ብቀጥታ ሰብ ክሓተሉ ዝኽእል መደብ ምፍጣር ጽቡቅ ዩ

  • @user25645
    @user25645 9 годин тому +1

    ብጾቱ መጋድልቱ ድጠለመ ጠላም መን ከአምኖ ይፈልጥዎ እንድዮም ጠላም ሓሳዊ ምካኑ

  • @milliontareke6728
    @milliontareke6728 18 годин тому +3

    ❤❤❤ nice one bro thanks 🎉🎉🎉

  • @hamzaMuhamad-t5j
    @hamzaMuhamad-t5j 7 годин тому +2

    nabahkiy nxuer bjaka kexlo hzbna bflay mneseyatna haylu ab xerfi eu emo kemzy gerka ankehalena thnks

  • @OgbamicaelGoitaom
    @OgbamicaelGoitaom 10 годин тому +1

    Ybel tintane
    Haw kalid. Thank you

  • @Kerar-Idris
    @Kerar-Idris 14 годин тому +1

    Thx Kalid you Realy best of best

  • @arefainealem9233
    @arefainealem9233 17 годин тому +3

    Good 🎉❤

  • @berhanefesshaye1493
    @berhanefesshaye1493 11 годин тому +1

    Merhaba kaled 👍

  • @gessesesamuel1562
    @gessesesamuel1562 11 годин тому +1

    ሓቅ እዩ

  • @afrikaafrika8362
    @afrikaafrika8362 5 годин тому

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @rasdarma1
    @rasdarma1 17 годин тому +3

    ኢሰያስ ካልኣይ መግለጺ ክህብ ኣይክእልን ኢዩ ፡ምክንያቱ ትብዓት የብሉን ግብረ መልሲ ናይ ኣቢ ዘይተጸበዮ ኢዩ።

    • @Mikyashaile
      @Mikyashaile 6 годин тому

      B Awel sied geru eko hibuwo.

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 5 годин тому

    It seems that the time to over throw Isseyas has definitely come and is not too long now. Thank you! Khaled Abdu.
    You are a truely legend.
    Proud of you man!!!

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 17 годин тому +1

    ህጂ ድማ ሳዲስት ኢሰያስ ተኮሊፍና ክብል አዩ ከምኣመሉ፥አዚ ስምምአ ሶማልን ኣቢን ንኢሰያስ ኣቢ ማህረምቲ አይ ፥ኣብ ኣዲ ሃሎ ተኮርሚዩ ክቅረጽ ከምዝኮነ ንማንም ብሩህ አዩ ፥ኣብ ሃዲሽ ኣመት ቀሪቡ ኣበይ ዘላ ቱርክ አያ ከምዝብል ዝተፈልጠ አዩ ፥ጉድ ጉድ ረኪቡ ናርሲስት ኢሰያስ ኣብ ኩሉ ሰይጣናዊ ፖሊስኡ ፈሺሉ ፥ አዚ አቡድ ከልቢ ካብ ዝጽለል ነዊህ አዋን ገሩ አዩ ፥ህዝቢ ግን ኣይረከበን ፥

  • @yonasafeworki5568
    @yonasafeworki5568 13 годин тому

    ኣቢ ኣሕመድ እዚ ሕጂ ምስ ሶማል ዝገብሮ ዘሎ ርክብ ነቲ ንሕና ምስ ሶማልያ ዘለና ኣዘናጊዑ ምሉእ ዓቕሙ ናባናን ናብ ፋኖን ኣትኩሮ ጌሩ ክዋጋእ ዶ ይኸውን?

  • @yhrahdesta7577
    @yhrahdesta7577 8 годин тому +1

    🩵🩵🩵🩵👌👌👌👌💯💯💯💯

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 16 годин тому

    አዚ ምስ ኢትዮፕያ አንተንህወስ ዝብለ ደጋፊ ህግደፍ ምካኑ ኣይትረአ ደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ሃለፍታ በጺሆም ከምዘለዉ የረድአ፥

  • @ኣኹሱማዊ
    @ኣኹሱማዊ Годину тому

    ኻልድ ፅቡቕ ትንታነ ሂብካና ታቕድሚ ሕጂ ዝበልካያ እያ ኮይና
    ግብፂ ፣ ሶማያ ፥ ኤሪትራ ዋላ ይተኣከቡ ኣሜሪካ ተበተኑ ተይላቶም ሻሕ ክብሉ እዮም ዝበልካዮ ኮይኑ / ቃል ብቓል ዘይክኸውን ይኽእል /
    ግን ሕቶ ክሓተካ
    ቀዳማይ ሑቶ - ሓንቲ ክልል ሃገር ንኽትከውን ካብ ሃገራ ወፃኢ ናይ ክንደይ ሃገራት ኣፍልጦ / ፍቓድ / የድልያ ?
    ካልኣይ ሕቶ ኤሪትራ ሃገር ንኽትከውን ናይ ክንደይ ሃገራት ፍቃድ ረኺባ እያ ሃገር ኮይና
    ሳልሳይ ሕቶ ኣብነት ሶማሊ ንሶማሊ ላንድ ሃገር ክትከውን ተዘይፈቒዳትላ እሞ ድማ ኲናት ተዘይገይረንሞ ሶማልያ ፍቓድ ከይሃበት ብፖለቲካዊ ውሳነን ብኻልኦት ሃገራት ኣፍልጦን ሃገር ክትከውን ይከኣል ዶ ?
    ክትምልሰለይ ተስፋ እገብር የቐንየለይ

  • @fetawihaki3672
    @fetawihaki3672 2 години тому

    Nisika tiblo hanti mealti ab bayta koynu zeyfelit kulu benxaru 😂

  • @habtomfitwi
    @habtomfitwi 17 годин тому

    ኢሳያስ ደኣ ዓሰብ ከይዱ ዓሳ ከመይ ገርካ ከም ዚግፈፍ ከምህሮም ከይዱ ኣሎ

  • @BusyLine-fw6oj
    @BusyLine-fw6oj 14 годин тому

    He is simply INEPT!

  • @AbuKhalid-v6i
    @AbuKhalid-v6i 17 годин тому +1

    ሞር ኻልድ እወ ሓቅኻ ኢሰይስ ካላኣይ ተኾሊፋ

    • @AbuKhalid-v6i
      @AbuKhalid-v6i 17 годин тому

      መምህር ኻልድ እወ ሓቅኻ ኢሰይስ ተኾሊፋ ሕጂ እንታይ ኧምህዝ ( ኸፈጥር ) አለዎ

  • @ts2677
    @ts2677 7 годин тому

    ስለምምታይ ኢኻ ህወሐት ምስ ሻዕብያ የዕርቅ ትብል ዘለኻ ትረት ልቢ ትግራይ አግምት ይእትው እየ ? ህዝብ ትግራይ ብሻዕብያ ክሰምዕ ከሎ ሰብ አይከኑን እዩ ዝብል እንታይ ትብል?

  • @nevergiveupchange3466
    @nevergiveupchange3466 19 годин тому +1

    ኣንታ እዚ ምስ ኩልም ቀርኒ ኣፍሪቃ ይኹለፍ ኣሎ ተሪፍዎ ዘሎ ምስ በኮ ሐራም ደዓሽ እዩ ዋላ ምስኦም ከማን ክኮልፍዎ እዮም

  • @zebib9761
    @zebib9761 17 годин тому

    Slow down Khalid. Isayas won on this one because baby abiy accepted Somalias integrity. As a result the the deal between abiy and Somaliland is void