Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Thanks for your assessment and advise and I hope that Eritrean people will learn and understand to prepare themselves for the future of the country.
ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ። ብፍላይ መትንታትን መሓውራትን እቲ ስርዓት ዝፈልጡ ሰባት ናይ ግድን ክተሓባበሩ ከምዘለዎም ዝበቅዕ ኣተሓሕዛ ብምግባር ኢኻ ሱር እቲ ስርዓት ትምሕውም። ስለዚ ነዚ ዝበቅዕ ድልውነት የድሊ። ብዓንዳ ርእሱ ከኣ እዚ ቃልሲ ውሽጡን ደጊኡን ፈትሹ፡ ኩለመዳዊ ድልውነት ጌሩ፡ ዝምድናታቱ ምስ ዓለምን ከባቢኡን ኣዕቢዩ፡ ከምናይ ሶርያ ሓንትን ክያንትን ስራሕ ክሰርሕ ክበቅዕ ኣለዎ።
Dear Brother Gentle man God Bless 🙏🏻 You ALWAYS. 🙏🙏🏻🙏👍❤️👍
Nice kaled❤
Excellent analysis as usual! Much appreciated!
Kem wetru kubur haw Kald Abdu thanks for everything
Thank you Khalid for good advice if people they give any information about Eritrean prisoner keep going 👍🏻 for good job ❤️
ትክክል መምህር❤
ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓተታ ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብዘይካናኩሉ ኣብዛ ዓለም ዘሎ ሰብ ንመሰሉ ይለዓል’ዩ። kkkkkk ዘገርም እዩ።
እግዚኣቢሄር ሃገርና ህዝብናንይምሓር እምበር ኣሻቓሊ እዋንኢናዘለና፡ Admas M. ልዑልምስጋና ይብጻሕኩም🙏🙏🙏
Thanks kalid abi Memhir
❤welcome brother
ክቡር ሓውኻልድ ነበርክቶኻልዑል ምስጋና ይብጻሕካ👍👍👍👍👍👍👍👍
ሐውካልደ ብጣአሚፁቡቀአገላልፀ ብጣሚነምሰግን
Weldo 🙏
ኣገዳስ ሓሳብ ካልድ ሓውና 💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙🌿🌿🌿
thank you sir
ሓው ካልድ ፅቡቅ ስራሕ
ንሕና እንታይ ንመሃር ካብቶም ንባሻር ዝዓለዉ ምባልዶ ኣይምሓሸን?
ነጥቢ 👍ኣድኒቀካ
Abey has to take advantage of helping the Eritrean Justice seekers to topple dictator Issaias as neighbouring Turkey did to the Syrian rebels.
Yes s.r kald💪
Merhaba kaled 👍
Good jobb kald
thnks hzbna nkhate ybluen kmzi gerka ankehayo
Well came back kelid
Yes kalde bro💙💙💙
Oh You and Bashir alasad are smart so you will teach a lesson to President Isaias
Bravo kaled fantastic analayse
Khalid Tgre iba tezareb, tigre imber tmesleni nerka.
ሓቂ ድዩ ብሓገዝ ቱርኪ ኢዮም እዞም ናይ ሶርያ ደላዪ ፍትሒ ክብል ዝሰማዕክዎ ሓደ ጋዜጤኛ ጀርመናዊ ምክኒያት ዝበለን ካኣ ክልተ ነገራት ንሰን ካኣ ኣብ ቱርኪ ዘሎ ብዝሒ ስዴቴኛታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ እታ ካልኣይቲ ካኣ ን ዲፖልማሲ ድያ ገለ ዝበለ መሲሉኒ ረሲኤዐያ ኣለኩ እታ ካልኣይቲ
Teamr eko eu 😢😢😢😢dehan frdi kab amlak eu kferd eu goyta.
Ehe abyet ewae kenday xebeba alwu yehwatna
thanks Azmarino hawey kald
ጉዳይ ሕዝቢ እርትራ ንኣርትራዊያን ንግድፏ ዝሐውና ጉዳይ ትግራይ ግብር
ኣብ ኤርትራ ዕጥቓዊ ቃልሲ ክሳብ ዘይ ጀመረ፡ኣብ ደገ ስሙር ውዱብ ፍሉጥን መራሒ ክሳብ ዘይሃለው ፡ዝመጽእ ለውጢ የለን።
ናይ ባሐቂ ካልድ ሐወይ አብ ስልጣን ዝጸናሕካ ጸኒሕካ ሕዝቢ አሪዒድካ አሳቂካ ግን መወዳእታ አለዎ.
❤❤❤❤❤❤
ገንዘብ ህዝቢ ኤርትራ ሽፋቱ ህግደፍአብ ኢስት አፍረቃ አብቻይና አብ ራሻ እዩ ዘሎ ሃየ ንኺድ ነዞመሰ ሸፋቱ ክንድምሶ አለና ሃየ ንቃለስ ሐቢርና
ኢሰያስ ዝማሃር ሰብ ኣይኮነን፥አቲ ሳዲስት፥ሳይኮፓድ፥ናርሲስት፥ማካቨሊ፥ተግባሩን ኣአምርኡ ዝፍቅደሉ ኣይክአልን፥ኢሳያስ ብባህሪኡ ጃጃዊ ዋላ ካብ ረሳ ዝፈርህ ተበላጽን፥ኣዚዩ ጨካን፥ኣረመነ ሰብ ዝመስል ኣካለ ኣጋንንቲ አዩ ፥ ኢሰያስ ዲክታቶር ጥራይ ኣይኮነን ኣብ ርአሲ ህዝቢ ኣሪትራ ዝቀርሃነ ጽልኢ ዘለዎ ሰብ ስለዝኮነ ኢሰያስ ካብ ሳዳት አንታይ ይማሃር ዝብል ኣርአስቲ ፥ኢሰያስ ኣጸቢካ ዝይምፍላጥ ይከውን፥
kald jigna keep coming
በሽር አል አሳድ1) ብዙሓት ብግፍዒ አሲሩ2)ብዙሕ ገንዘብ ሰሪቁ3)ፈታው ነብሱ ንነብሱ ንስልጣኑ ዝነብር4)ሃገሩን ህዝቡን ዘይፈቱእዚ ቅሩብ ናይ አሳድ እዩ።ብዙሕ ምዝራብ ይከአል እዩ ግን ቁንጣሮ ይአክል።ኢሰያስ1)ሀገር አብ ሐደጋ ዘውድቅ ዘበለ ይአስር።2)ስርቂ የብሉን እምበሺ ነብሱ አትሒቱ ናይ ድካ ናብራ የሕልፍ።3) ፈታው ህዝቡን ሀገሩን ስለዝኮነ አብ ዝረገጾ መሬት ኤርትራ ብዘይ ስክፍታ ይንቀሳቀስ።4) አብ ገድሊ እምበር አብ ስልጣን የሎን።ሀገር ልአላውነታ ክግህሱ ዝመጹ አሕፊሩ ብስዕረት ዝመልስ ተጋዳላይ።ካብ አቡኡ አፈወርቂ ዝወረሶ ስልጣን የብሉን።5)ካብ ማንም ናይ ዓለም ዘለዋ ሀገራት ዝበለጸ ሰላምን ርግእትን ሀገር ዝመርሕ እዚ ድማ ሳላ መሪሕነት ኢሰያስ እዩ።ስለዚ በጃካትኩም ንአድዎ ንመራሒና፤ተዘየሎ ቀቢላዊ፣ዞባዊ ፣ሀይማኖታዊ፣ሉአላውነትና ዝድፈረሉ፣ካብ ዞባ ናብ ዞባ ክትንቀሳቀስ አብ ስግአትን ራዕድን ዘእቱ ኩነታት ምፍጣር እንኮ ህግደፍ ምቅዋም እዮ።በጃኩም አማዕዲኩም ጠምቱ።
ካብ ናይ ሶርያ ይክደነና ኣሳድ ክሳብ ክንድዚ ጨካን ኣይመስለንን ነይሩ።ንዜጋካ ክሳብ ክንድዚ ጭካነ እንታይ ይብሃል ኢድ ጨቆንቲ ውዒላ ሓዲራ ናይ ኢዳ ከይረከበት ኣይትተርፍን ኢያ።
ጋኒን ዓዲ ሃሎ ይገድድ ካብ ኣሳድ
Kem nay eritrea esur bet zikefie yelen nay tefetro shinti kitsheyin eka zeyefkidu esurbetat eyu zelo ab korax fisto 200 seb yisheyin ab wishti hanger
አንታይ ንመሃር ዘይኮነ ከም ተንታኒ መጠን ብድሕሪ በሻር ኣሰድ ሱርያ ናበይ ገጻ ኢያ ኢዩ ሊብያ ኣብ ግዜ መዓመር ከመይ ኜራ ኣብ ከመይ ኩነታት ኣላ ከምኡ ውን ዒራቕ ስለዚ ግዜ ክምልሰልካ ኢዩ ሰብ ግዜ ይግበረና
ሂወት ከነድሕን ክንጋየ ኢና:: ንስካ ካብቶም ዝሕብኡ ኢካ 😂😂
Much Respect for President Isayas 🇪🇷🙏🏾
Beal degefte nay asad syria komu eyom zebliwom nerom yemeseleka yekewen naka kulu gezye zeneber sereat 😂Isais Afewerki abrha hagos tenbenay agame gey mekanu tefeltu do 😅😅
Selam kalid, eza hitoka " nihna deleyti fthi kab Soryawyan entay nmehar?" Entetkewn, " lewti ab wishti hager tekaliska ember, ab media afirka aymetsin." Mkone melsna. Isaias ztemeharo gn bailu trah eu zfelto::
ሰላማት ወዲ ዓብዱ ትህቦ ዘለካ ትንተና ትክክል ኢዩ ዘይወድቅ ስርዓት የለና ሓደ ማዓልቲ ወዲ መድህን በራድ ዕጫ ኣሳድ ከምተጋጥሞ ዘይተርፍ ኢዩ ግን ህዝቢ ምሕጋዝ ኣብዩ ኣሎ፡ፕላስ ተቃለስቲ ንፍትሒ ቃልሲ ብ ደገ ጥራይ ዘይኮነስ ብ ዉሽጢ ዘለዉ ከኣ ርክባት ምትእስሳራትን ክህሉ ኣለዎ ንሕንቅ ከነሕጽሮ ንክእል ኢና ዉድቀቱ ግን ህዝቢ ፍልልዩ ከጽብብ ኣለዎ ቃልስና ኣንጻር ሓደ ጉጅለ ገዛኢ እምበር ኣንጻር ህዝቢ ኣይኮነን ቃልስና ህዝብና ሓራ ምዉጻእ ኢዩ ኢልካ ጎስጋስ ክካይድ ኣለዉ ነቶም ዝድግፉ ዘለዉ ከኣ ከይተሓለልካ ከተእምኖን ምጽዓር፡ደገፍቲ ዝብሉ ንዓና ፈዲፎም ምስ ተጋሩ ወጊኖም ኢዮም ዝብሉ ዘለዉ።
አብ መጨረሻ ትፍሻኖም ከዓርግ አቲ ንዓለም ዳርጋ 20 አብ ዲቅ ዝበለ ቁልውላው ዘአተወ ናይ አልከይዳ iss ዝበሃል መንቅስቃስናይ ማልዮናት ሂወተ አጥፊኡ፣ ሕጂ ናይ ምዕራባውያ መሳርሒ ከይኑ ሶርያ ነጻ አውጺኡ ይብሉና አለው።
People learn after they suffer.
ምናባት ወዱ አንበር ኢሰያስ ኣይትሕሰቦ
ምኩር ተንታኒ ጋዜጠኛ ኻልድ ዐብዱ የመስግን
ኢሰያስ መምህር እምበር ተማሃራይ ክኸውን ዘይደሊ ፍጥረት እዩ።
ፈፈቲሒሞም ይተአለዩ ዲሓርኪአ ወታደልጅራት ገበኒ የቢሎምኒ ሓቢሪዎም ደይ ኡሱራት ኢዮም።።።።
Ab mareit wareidka Tazay takaleisna entay teirgom alwo
አሳያስ። ምስ በሻር በኸመይ ይቃራረቡ።በሻር ወራስ ዓራት ከይኑ ካብ አቡኡ ሰልጣን ዝተረከበ፣ አቡአ ድማ አብ መጀመርታ ናይ 19ናይ አንግለዝ ግዝአት ዝነበረ አሞ አንግሊዛውያን ደይ መደይ ኢሎም ንጽባሕ ዝኾውን ፈንጂ አብ ሰርያ ተኺሎም ከይድም።አቦ በሻር ብአምነቱ ናብ ሽያ ዝቀራርብ ዝአምን አብ ሰርያ ካብ 10% ዝውሕድ አመንቲ ዘለዎሰልጣን አረኪቦም ወጺኦም።አዚ ብአንግለሊዝ ዝተጠጀአ ሽግር ንነዊሕግዜ ከይዱ ግን ከይተፈተሐ ዝጸነሐን ዳሐር ግን ድሕሪ ናይ ኢራቅ ናይ ሰዳም ምውዳቅ በሱዑድን አመራትን አብ ሱርያ ናይሱኒ መንግስቲ ንምምጻአ ዝተጀመረ ሎሚ ከውን ዝኾነ አዩ።ምስ አርትራ ዝኾነ ምትአሰሳር የብሉን።አዚ ናይሃይማኖት ውግአ አብ መንጎ ሻያን ሰኑን አዩ።ሰኒ አብ ኢራቅ ዘጥፍአዎ አብ ሰርያ ከመልሰዎ ተቃሊሶም ሕጂ መሊሶሞ አለዉ።አብዚ ድዩ ዝውዳአ ወይ ከቅጽል ከረአ አዩ።
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Agame nskake kab nebska entay tmahar
Wala hanti!
ኢሳያስ ዝምሃር ሰብ ኣይኮነን
ክላእ አብ ኤርትራ ንኢሰያስ ዘውድቕ ወላ ሓደ እኳ እዩ ዘየለ፣ አብ ሲርያስ ዝዋጉዎ ሓይልታት ኔሮም አብ ኤርትራ ግን ዝጻረፍን ዝሓምዩን እንተዘይኮይኖም ንኢሰያስ ዝዋጎኦ ሓይሊ አትረኤናን
ንሓዋሩ ዝነብር ስርዓት የለን፡ ውዒሉ ሓዲሩ ከም ኩሉ ስርዓት ኢሰያስ'ውን ክወድቕዩ ዓነው ክብልዩ፡ እቲ ዘሕዝን ግን እቲ ንሱ ገዲፍዎ ዝኸይድ ስምብራት ብቐሊሉ ዝሓዊ ኣይኮነን፡፡ በሰላን ራዕድን ስርዓት ኢሰያስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብቐሊሉ ዝግለጽ ኣይኮነን።
እቲ ኣርእስቲ፡ ካብ መላኺ ሶርያ ኢሳያስ እንታይ ይመሃር ዘይኮነስ፡ ካብ ናይ ምልኪ ኣሳድ እንታይ ክንምሃር ንኽእል ኢዩ እዩ ክበሃል እመስለኒ
ካዲፊጠር ኺምሃር አይኺኢልን ኢዩ።❤❤❤።ተዚምሃሪዲአ 60ሓራዲ ሰቢ ትምህርት ሃጸይ ሃይለሲላሴ።።።❤❤❤❤
ኢሳ ያስ ዕላማኡ ፈጺሙዩ ንህዝብና አጽኒቱ እዩ ከም ፈርዖን ልቡ ብጽልኢ ኤርትራውያን ዝተረረ ከመይሉ ክምሃር ነዕላምኡ እድዩ ዝኸዶ ዘሎ ከይፈለጠ ዝጋገ ሰብዩ ዝጣዓስን ዝማሃርን።
ገዲም ታይ ከመሃር ካሊድ? ንሱኸ መወዳእትኡ ከም ኣላሳድ ዶ ጋዳፊ ? እዩ ክበሃል ዝግበኦ።ታይ ከመሃር ?!!!
ኢሳያስ መምህር እዩ ትምህርቲ አየድልዮንዩ ትገብሩዎ ደአ ዘረባእምር ካልእ እንታይ ክትሰርሑ።
ደንቆሮ ንደንቆሮ የድንቅ መምህር ኢልካዮ? እወ መምህር ጥፍአት,ሞት,ዕንወት,ምእሳር,ምጭዋይ, ምቅታል,ሕስድና,ኩናት,ዕግርግር,ግብረሽበራ,ጽልኢ...ንልዕሊ 50 ዓመት ወልደዓዴር ንስካ ከአ ዉጽኢቱ ኢካ።
Kebti
I heard you are from Tigray please worry about Dr. Debrezion. Leave Eritrea alone none of you business
ናይ ኢሳያስ ጉዳይ አብ መንፍዓት ኤርትራውያንን አብ ናይ ሐድነት ምውህሃድ ቃልሶምን ኢዩ ዝምስረት። ከምዘለኻዮን በብዝመስለካን ምኻድ እንተቐጺሉ ግን፣ ኢሳያስ ሐሚሙ ወይ አሪጉ ኢዩ ዘልግስ። ስለዚ ኤርትራዊ ኢሳያስ ጥራሕ ዘይኮነስ ንስኻውን እንታይ ክትገብር ከምእትኽእል ካብ ተቓወምቲ ህዝቢ ሶርያ ተመሃር። ኻልድ ሐወይ ከም ወትሩ ንሃጺ ፕሮግራምካ ነመስግን።
የኢትዮጵያ ዝቃጭ መሪዎች የኤርትራ ሞት ሲሞኙ ..ሞቶዋል ..አንተም ትሞታለህ የጦንቋይ ዘር በህይወት አይኖርም
ኢሰያስ ድኣ እንታይ ክምሃር። ኣብግዜ ቓዛፍን ሙባረክን ኮምኡ ይንሃል፡ነይሩ እንታይ ተማሂሩ? ኢሰያስ ናብ፡ነብሱ ከይመጽኦ ኣይማሃርን እዩ። ድሓር ክኣ ንዑኡ፡ጥዒምሉ እዩ ዘሎ ኣብቲ፡ከባቢ ኣንጻሩ ምንቕስቓስ የለን። ኩላ ኣንጻሩየ ትብል ባይታ የብላን ኣብሩሑቅ ኮይና እያ ዋጭዋጭ ትብል ዘላ። ቓልሲ ከተካይድ ወይ ኣብ ውሽጢ፡እንተ ርሓቐ ኣብ ጎረባብቲ ባይታ ክህልወካ ኣለዎ ኢሰያስ ክኣ እዚ፡ይፈልጥ እዩ ኣብቲ ከባቢ ንዑኡ ዘፍርሕ ከም ዘየለ።
ቀሊጢፎ ኪፈቲሒዎም ይግባኝ አከከባቢኡ ህዝብ ቤት ሚአሲርቲ ኢኒጠጢዒ በጺቢጹ ኪሃጂም አልዎ ክፍል ይጊባእ ኢኒተሃዲሙ ቀሊጢፊካ ምሒባር።።።ሂዚቢ ቢቡሪቱዒዲሚጹ ኪሃጂም አልዎ።።።ሒጂ ህዝብ ይዳሎ።።።።
ወላ ሓንቲ እቲ ምንታይ ቃልሲ ህዝቢ ሶርያን ህዝቢ ኤርትራን ዘራኽብ ስለዘይብሉ:: ኢሰያስ ን30 ዓመታት ንህዝቢ ኤርትራ ኣድክዩ: ኣደንቁሩ, ከፋፊሉን ኣሸቢሩን ይገዝኦ ስለዘሎ: ዝደንቆረ: ዝደኸየን ዝጃጀወን ህዝቢ ድማ ትርጉም ዘለዎ ተቓውሞ ከሳሲ ኣይክእልን እዩ::
ኻልድ ኤርትራ ምዓስ ኤርትራ ናጻ ትወጽእ ኢልካ ትሓስብ ካብ ግምትካ ?
Ezom nay sorya esurat kab godagudi zwexu zelowu ms reakas. Beal biteweded kgil ybluka..... gud nay eritrea kabzi nay soriya entezey kefiu ayhayshn eyu.... 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 bteami zehzin seb chekan 😮
አስኻኸ ካብ ውድቀት ህወሐትካ እንታይ ትመሃር ሐሰማ ውራይ ጥእናኻ ግበር
ህግደፍ ጸረ ሰብ: ደቂ ጸላም: ደቂ ጽልኢ ሐሳዳት,አይትሰርሑን አብ ጎረቤትኩም ዝተሰርሐ ከተፍርሱ ዓመታት ድቃስ ትስእኑ ደቂ ሳጥናኤል።
Weyane texawitomulna. Ab kndi ayterhku tekaliskum adkum etewu rlom ztrnfuna zezwexa hlef enda belu atfiyomuna.
Teraau mxibay qiray eya 😂
ነዳይ ናይ ልቡ ይሐልም ኻልድ አብ ርእስኻ ዘሎ ጥሙሕ ኢኻ ትሐልም ዘሎኻ ፡ ብቐዳምነት ክቡር ፕ/ኢሰያስን በሻር አል አሰድን ብዝኾነ መዔቀኒታት አብ ሐደ ከተምጽኦም ዝከአል አይኮነ ን እዚ ንስኻ ጸለሎ ትለኽዮ ዘሎኻ ፕ/ኢሳያስ አቦ መላይን አህዛብ ከም ዝኾነ ዝረሳዕካ ይመስለኒ እዚ ጅግና ሰራሕ ታሪኽ ዋላ እኳ እንተ ተሰዉኤ መላይን ኢሳያሳት መተካእታ ወሊዱ እዩ ። ብዛዕባ ኢሳያስ ክሃድም ከም በሻር ዝብል ከአ ብጣዕሚ’ዩ ዘስደምም ዕሸላዊ አተሐሳስባ’ዩ፡ ካብ ንእስነቱ ክሳብ ሽምግልንኡ ዝተጋደለ መምህር ሰውራ አፍሪቃስ እዚ ክትምነየሉ ንዕኡ ዝምጥን አይኮነ ን ጽሑፍካ ብምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ይንበ ብ አሎ መልሱ ቀሊል ከም ዘይኮነ ፍለጥ ።😢
Entay eyu kon rebhaka n hgdef tdgef 😢
ዝኮነ ውልቀ መላኺ ደገፍቲ ኣለውዎ! ብዘይ ድግፍቱ ክኣ ሓንቲ ላይቲ ኣይሓድሩን፡ስለዚ ልቢ ግበር ምስ ህዝቢ ወግን አምበር ውልቀ መላኺ ኣይነብርን ዩ ብዝኮነ ውልዶ መንእሰይ ውን ዓወቱ ዘይተርፍ ዩ።
ዕድመ ን ኤመሪካ 😂😂😂 ን ኢሰያስ ከተምጾኦ ዘይጸገማ ከተጽድፎ ኣይጽግማን እዩ ።
Eritrea only PROBLEM is Danakils Human Rights Needs.
Can you explain what you mean Dankils Human Rights?
Debubawi Keyyih Bahri ?
አታ ትግራዋይ እታይ አእተወካ በጃካ ገድ ናብ አጋመካ ኢሱ ሐርበኛ ኤርትራዊ ኢዮ እስካ ከሞጎሞጎ አዲ ዘይሉ
ሐሳዊ ከማካ አጋመ ይከውን ቅልውላው ዘኮና ኢዮ እበር ቅልውላዎ መንነት ብሕጂ ሰብ ነቂሑልከም እዮ ዋጋ ዬየብልኩምን ኤርትራውያን ነቅሕልኩምእዮእስካ ጌንዋጋ ዘይብልካ ምካንካ
❤❤❤
❤❤❤❤
Thanks for your assessment and advise and I hope that Eritrean people will learn and understand to prepare themselves for the future of the country.
ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ። ብፍላይ መትንታትን መሓውራትን እቲ ስርዓት ዝፈልጡ ሰባት ናይ ግድን ክተሓባበሩ ከምዘለዎም ዝበቅዕ ኣተሓሕዛ ብምግባር ኢኻ ሱር እቲ ስርዓት ትምሕውም። ስለዚ ነዚ ዝበቅዕ ድልውነት የድሊ። ብዓንዳ ርእሱ ከኣ እዚ ቃልሲ ውሽጡን ደጊኡን ፈትሹ፡ ኩለመዳዊ ድልውነት ጌሩ፡ ዝምድናታቱ ምስ ዓለምን ከባቢኡን ኣዕቢዩ፡ ከምናይ ሶርያ ሓንትን ክያንትን ስራሕ ክሰርሕ ክበቅዕ ኣለዎ።
Dear Brother Gentle man God Bless 🙏🏻 You ALWAYS. 🙏🙏🏻🙏👍❤️👍
Nice kaled❤
Excellent analysis as usual! Much appreciated!
Kem wetru kubur haw Kald Abdu thanks for everything
Thank you Khalid for good advice if people they give any information about Eritrean prisoner keep going 👍🏻 for good job ❤️
ትክክል መምህር❤
ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓተታ ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብዘይካና
ኩሉ ኣብዛ ዓለም ዘሎ ሰብ ንመሰሉ ይለዓል’ዩ። kkkkkk ዘገርም እዩ።
እግዚኣቢሄር ሃገርና ህዝብናን
ይምሓር እምበር ኣሻቓሊ እዋን
ኢናዘለና፡ Admas M. ልዑል
ምስጋና ይብጻሕኩም🙏🙏🙏
Thanks kalid abi Memhir
❤welcome brother
ክቡር ሓውኻልድ ነበርክቶኻ
ልዑል ምስጋና ይብጻሕካ👍👍👍👍👍👍👍👍
ሐውካልደ ብጣአሚፁቡቀአገላልፀ ብጣሚነምሰግን
Weldo 🙏
ኣገዳስ ሓሳብ ካልድ ሓውና 💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙🌿🌿🌿
thank you sir
ሓው ካልድ ፅቡቅ ስራሕ
ንሕና እንታይ ንመሃር ካብቶም ንባሻር ዝዓለዉ ምባልዶ ኣይምሓሸን?
ነጥቢ 👍ኣድኒቀካ
Abey has to take advantage of helping the Eritrean Justice seekers to topple dictator Issaias as neighbouring Turkey did to the Syrian rebels.
Yes s.r kald💪
Merhaba kaled 👍
Good jobb kald
thnks hzbna nkhate ybluen kmzi gerka ankehayo
Well came back kelid
Yes kalde bro💙💙💙
Oh You and Bashir alasad are smart so you will teach a lesson to President Isaias
Bravo kaled fantastic analayse
Khalid Tgre iba tezareb, tigre imber tmesleni nerka.
ሓቂ ድዩ ብሓገዝ ቱርኪ ኢዮም እዞም ናይ ሶርያ ደላዪ ፍትሒ ክብል ዝሰማዕክዎ ሓደ ጋዜጤኛ ጀርመናዊ ምክኒያት ዝበለን ካኣ ክልተ ነገራት ንሰን ካኣ ኣብ ቱርኪ ዘሎ ብዝሒ ስዴቴኛታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ እታ ካልኣይቲ ካኣ ን ዲፖልማሲ ድያ ገለ ዝበለ መሲሉኒ ረሲኤዐያ ኣለኩ እታ ካልኣይቲ
Teamr eko eu 😢😢😢😢dehan frdi kab amlak eu kferd eu goyta.
Ehe abyet ewae kenday xebeba alwu yehwatna
thanks Azmarino hawey kald
ጉዳይ ሕዝቢ እርትራ ንኣርትራዊያን ንግድፏ ዝሐውና ጉዳይ ትግራይ ግብር
ኣብ ኤርትራ ዕጥቓዊ ቃልሲ ክሳብ ዘይ ጀመረ፡ኣብ ደገ ስሙር ውዱብ ፍሉጥን መራሒ ክሳብ ዘይሃለው ፡ዝመጽእ ለውጢ የለን።
ናይ ባሐቂ ካልድ ሐወይ አብ ስልጣን ዝጸናሕካ ጸኒሕካ ሕዝቢ አሪዒድካ አሳቂካ ግን መወዳእታ አለዎ.
❤❤❤❤❤❤
ገንዘብ ህዝቢ ኤርትራ ሽፋቱ ህግደፍአብ ኢስት አፍረቃ አብቻይና አብ ራሻ እዩ ዘሎ ሃየ ንኺድ ነዞመሰ ሸፋቱ ክንድምሶ አለና ሃየ ንቃለስ ሐቢርና
ኢሰያስ ዝማሃር ሰብ ኣይኮነን፥አቲ ሳዲስት፥ሳይኮፓድ፥ናርሲስት፥ማካቨሊ፥ተግባሩን ኣአምርኡ ዝፍቅደሉ ኣይክአልን፥ኢሳያስ ብባህሪኡ ጃጃዊ ዋላ ካብ ረሳ ዝፈርህ ተበላጽን፥ኣዚዩ ጨካን፥ኣረመነ ሰብ ዝመስል ኣካለ ኣጋንንቲ አዩ ፥ ኢሰያስ ዲክታቶር ጥራይ ኣይኮነን ኣብ ርአሲ ህዝቢ ኣሪትራ ዝቀርሃነ ጽልኢ ዘለዎ ሰብ ስለዝኮነ ኢሰያስ ካብ ሳዳት አንታይ ይማሃር ዝብል ኣርአስቲ ፥ኢሰያስ ኣጸቢካ ዝይምፍላጥ ይከውን፥
kald jigna keep coming
በሽር አል አሳድ
1) ብዙሓት ብግፍዒ አሲሩ
2)ብዙሕ ገንዘብ ሰሪቁ
3)ፈታው ነብሱ ንነብሱ ንስልጣኑ ዝነብር
4)ሃገሩን ህዝቡን ዘይፈቱ
እዚ ቅሩብ ናይ አሳድ እዩ።ብዙሕ ምዝራብ ይከአል እዩ ግን ቁንጣሮ ይአክል።
ኢሰያስ
1)ሀገር አብ ሐደጋ ዘውድቅ ዘበለ ይአስር።
2)ስርቂ የብሉን እምበሺ ነብሱ አትሒቱ ናይ ድካ ናብራ የሕልፍ።
3) ፈታው ህዝቡን ሀገሩን ስለዝኮነ አብ ዝረገጾ መሬት ኤርትራ ብዘይ ስክፍታ ይንቀሳቀስ።
4) አብ ገድሊ እምበር አብ ስልጣን የሎን።ሀገር ልአላውነታ ክግህሱ ዝመጹ አሕፊሩ ብስዕረት ዝመልስ ተጋዳላይ።ካብ አቡኡ አፈወርቂ ዝወረሶ ስልጣን የብሉን።
5)ካብ ማንም ናይ ዓለም ዘለዋ ሀገራት ዝበለጸ ሰላምን ርግእትን ሀገር ዝመርሕ እዚ ድማ ሳላ መሪሕነት ኢሰያስ እዩ።
ስለዚ በጃካትኩም ንአድዎ ንመራሒና፤ተዘየሎ ቀቢላዊ፣ዞባዊ ፣ሀይማኖታዊ፣ሉአላውነትና ዝድፈረሉ፣ካብ ዞባ ናብ ዞባ ክትንቀሳቀስ አብ ስግአትን ራዕድን ዘእቱ ኩነታት ምፍጣር እንኮ ህግደፍ ምቅዋም እዮ።
በጃኩም አማዕዲኩም ጠምቱ።
ካብ ናይ ሶርያ ይክደነና ኣሳድ ክሳብ ክንድዚ ጨካን ኣይመስለንን ነይሩ።ንዜጋካ ክሳብ ክንድዚ ጭካነ እንታይ ይብሃል ኢድ ጨቆንቲ ውዒላ ሓዲራ ናይ ኢዳ ከይረከበት ኣይትተርፍን ኢያ።
ጋኒን ዓዲ ሃሎ ይገድድ ካብ ኣሳድ
Kem nay eritrea esur bet zikefie yelen nay tefetro shinti kitsheyin eka zeyefkidu esurbetat eyu zelo ab korax fisto 200 seb yisheyin ab wishti hanger
አንታይ ንመሃር ዘይኮነ ከም ተንታኒ መጠን
ብድሕሪ በሻር ኣሰድ ሱርያ ናበይ ገጻ ኢያ ኢዩ
ሊብያ ኣብ ግዜ መዓመር ከመይ ኜራ ኣብ ከመይ ኩነታት ኣላ ከምኡ ውን ዒራቕ ስለዚ
ግዜ ክምልሰልካ ኢዩ ሰብ ግዜ ይግበረና
ሂወት ከነድሕን ክንጋየ ኢና:: ንስካ ካብቶም ዝሕብኡ ኢካ 😂😂
Much Respect for President Isayas 🇪🇷🙏🏾
Beal degefte nay asad syria komu eyom zebliwom nerom yemeseleka yekewen naka kulu gezye zeneber sereat 😂Isais Afewerki abrha hagos tenbenay agame gey mekanu tefeltu do 😅😅
Selam kalid, eza hitoka " nihna deleyti fthi kab Soryawyan entay nmehar?" Entetkewn, " lewti ab wishti hager tekaliska ember, ab media afirka aymetsin." Mkone melsna. Isaias ztemeharo gn bailu trah eu zfelto::
ሰላማት ወዲ ዓብዱ
ትህቦ ዘለካ ትንተና ትክክል ኢዩ ዘይወድቅ ስርዓት የለና ሓደ ማዓልቲ ወዲ መድህን በራድ ዕጫ ኣሳድ ከምተጋጥሞ ዘይተርፍ ኢዩ ግን ህዝቢ ምሕጋዝ ኣብዩ ኣሎ፡ፕላስ ተቃለስቲ ንፍትሒ ቃልሲ ብ ደገ ጥራይ ዘይኮነስ ብ ዉሽጢ ዘለዉ ከኣ ርክባት ምትእስሳራትን ክህሉ ኣለዎ ንሕንቅ ከነሕጽሮ ንክእል ኢና ዉድቀቱ ግን ህዝቢ ፍልልዩ ከጽብብ ኣለዎ ቃልስና ኣንጻር ሓደ ጉጅለ ገዛኢ እምበር ኣንጻር ህዝቢ ኣይኮነን ቃልስና ህዝብና ሓራ ምዉጻእ ኢዩ ኢልካ ጎስጋስ ክካይድ ኣለዉ ነቶም ዝድግፉ ዘለዉ ከኣ ከይተሓለልካ ከተእምኖን ምጽዓር፡ደገፍቲ ዝብሉ ንዓና ፈዲፎም ምስ ተጋሩ ወጊኖም ኢዮም ዝብሉ ዘለዉ።
አብ መጨረሻ ትፍሻኖም ከዓርግ አቲ ንዓለም ዳርጋ 20 አብ ዲቅ ዝበለ ቁልውላው ዘአተወ ናይ አልከይዳ iss ዝበሃል መንቅስቃስ
ናይ ማልዮናት ሂወተ አጥፊኡ፣ ሕጂ ናይ ምዕራባውያ መሳርሒ ከይኑ ሶርያ ነጻ አውጺኡ ይብሉና አለው።
People learn after they suffer.
ምናባት ወዱ አንበር ኢሰያስ ኣይትሕሰቦ
ምኩር ተንታኒ ጋዜጠኛ ኻልድ ዐብዱ የመስግን
ኢሰያስ መምህር እምበር ተማሃራይ ክኸውን ዘይደሊ ፍጥረት እዩ።
ፈፈቲሒሞም ይተአለዩ ዲሓርኪአ ወታደልጅራት ገበኒ የቢሎምኒ ሓቢሪዎም ደይ ኡሱራት ኢዮም።።።።
Ab mareit wareidka Tazay takaleisna entay teirgom alwo
አሳያስ። ምስ በሻር በኸመይ ይቃራረቡ።
በሻር ወራስ ዓራት ከይኑ ካብ አቡኡ ሰልጣን ዝተረከበ፣ አቡአ ድማ አብ መጀመርታ ናይ 19
ናይ አንግለዝ ግዝአት ዝነበረ አሞ አንግሊዛውያን ደይ መደይ ኢሎም ንጽባሕ ዝኾውን ፈንጂ አብ ሰርያ ተኺሎም ከይድም።
አቦ በሻር ብአምነቱ ናብ ሽያ ዝቀራርብ ዝአምን
አብ ሰርያ ካብ 10% ዝውሕድ አመንቲ ዘለዎ
ሰልጣን አረኪቦም ወጺኦም።
አዚ ብአንግለሊዝ ዝተጠጀአ ሽግር ንነዊሕ
ግዜ ከይዱ ግን ከይተፈተሐ ዝጸነሐን ዳሐር ግን ድሕሪ ናይ ኢራቅ ናይ ሰዳም ምውዳቅ በሱዑድን አመራትን አብ ሱርያ ናይ
ሱኒ መንግስቲ ንምምጻአ ዝተጀመረ ሎሚ ከውን ዝኾነ አዩ።
ምስ አርትራ ዝኾነ ምትአሰሳር የብሉን።
አዚ ናይሃይማኖት ውግአ አብ መንጎ ሻያን ሰኑን አዩ።
ሰኒ አብ ኢራቅ ዘጥፍአዎ አብ ሰርያ ከመልሰዎ ተቃሊሶም ሕጂ መሊሶሞ አለዉ።
አብዚ ድዩ ዝውዳአ ወይ ከቅጽል ከረአ አዩ።
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Agame nskake kab nebska entay tmahar
Wala hanti!
ኢሳያስ ዝምሃር ሰብ ኣይኮነን
ክላእ አብ ኤርትራ ንኢሰያስ ዘውድቕ ወላ ሓደ እኳ እዩ ዘየለ፣ አብ ሲርያስ ዝዋጉዎ ሓይልታት ኔሮም አብ ኤርትራ ግን ዝጻረፍን ዝሓምዩን እንተዘይኮይኖም ንኢሰያስ ዝዋጎኦ ሓይሊ አትረኤናን
ንሓዋሩ ዝነብር ስርዓት የለን፡ ውዒሉ ሓዲሩ ከም ኩሉ ስርዓት ኢሰያስ'ውን ክወድቕዩ ዓነው ክብልዩ፡ እቲ ዘሕዝን ግን እቲ ንሱ ገዲፍዎ ዝኸይድ ስምብራት ብቐሊሉ ዝሓዊ ኣይኮነን፡፡ በሰላን ራዕድን ስርዓት ኢሰያስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብቐሊሉ ዝግለጽ ኣይኮነን።
እቲ ኣርእስቲ፡ ካብ መላኺ ሶርያ ኢሳያስ እንታይ ይመሃር ዘይኮነስ፡ ካብ ናይ ምልኪ ኣሳድ እንታይ ክንምሃር ንኽእል ኢዩ እዩ ክበሃል እመስለኒ
ካዲፊጠር ኺምሃር አይኺኢልን ኢዩ።❤❤❤።ተዚምሃሪዲአ 60ሓራዲ ሰቢ ትምህርት ሃጸይ ሃይለሲላሴ።።።❤❤❤❤
ኢሳ ያስ ዕላማኡ ፈጺሙዩ ንህዝብና አጽኒቱ እዩ ከም ፈርዖን ልቡ ብጽልኢ ኤርትራውያን ዝተረረ ከመይሉ ክምሃር ነዕላምኡ እድዩ ዝኸዶ ዘሎ ከይፈለጠ ዝጋገ ሰብዩ ዝጣዓስን ዝማሃርን።
ገዲም ታይ ከመሃር ካሊድ? ንሱኸ መወዳእትኡ ከም ኣላሳድ ዶ ጋዳፊ ? እዩ ክበሃል ዝግበኦ።ታይ ከመሃር ?!!!
ኢሳያስ መምህር እዩ ትምህርቲ አየድልዮንዩ ትገብሩዎ ደአ ዘረባእምር ካልእ እንታይ ክትሰርሑ።
ደንቆሮ ንደንቆሮ የድንቅ መምህር ኢልካዮ? እወ መምህር ጥፍአት,ሞት,ዕንወት,ምእሳር,ምጭዋይ, ምቅታል,ሕስድና,ኩናት,ዕግርግር,ግብረሽበራ,ጽልኢ...ንልዕሊ 50 ዓመት ወልደዓዴር ንስካ ከአ ዉጽኢቱ ኢካ።
Kebti
I heard you are from Tigray please worry about Dr. Debrezion. Leave Eritrea alone none of you business
ናይ ኢሳያስ ጉዳይ አብ መንፍዓት ኤርትራውያንን አብ ናይ ሐድነት ምውህሃድ ቃልሶምን ኢዩ ዝምስረት። ከምዘለኻዮን በብዝመስለካን ምኻድ እንተቐጺሉ ግን፣ ኢሳያስ ሐሚሙ ወይ አሪጉ ኢዩ ዘልግስ። ስለዚ ኤርትራዊ ኢሳያስ ጥራሕ ዘይኮነስ ንስኻውን እንታይ ክትገብር ከምእትኽእል ካብ ተቓወምቲ ህዝቢ ሶርያ ተመሃር። ኻልድ ሐወይ ከም ወትሩ ንሃጺ ፕሮግራምካ ነመስግን።
የኢትዮጵያ ዝቃጭ መሪዎች የኤርትራ ሞት ሲሞኙ ..ሞቶዋል ..አንተም ትሞታለህ የጦንቋይ ዘር በህይወት አይኖርም
ኢሰያስ ድኣ እንታይ ክምሃር። ኣብግዜ ቓዛፍን ሙባረክን ኮምኡ ይንሃል፡ነይሩ እንታይ ተማሂሩ? ኢሰያስ ናብ፡ነብሱ ከይመጽኦ ኣይማሃርን እዩ። ድሓር ክኣ ንዑኡ፡ጥዒምሉ እዩ ዘሎ ኣብቲ፡ከባቢ ኣንጻሩ ምንቕስቓስ የለን። ኩላ ኣንጻሩየ ትብል ባይታ የብላን ኣብሩሑቅ ኮይና እያ ዋጭዋጭ ትብል ዘላ።
ቓልሲ ከተካይድ ወይ ኣብ ውሽጢ፡እንተ ርሓቐ ኣብ ጎረባብቲ ባይታ ክህልወካ ኣለዎ ኢሰያስ ክኣ እዚ፡ይፈልጥ እዩ ኣብቲ ከባቢ ንዑኡ ዘፍርሕ ከም ዘየለ።