ማንም ክርስቲያን ክምልሶ ዘይክእል ሕቶ ኣብ ቐጠር ተሓቲቱ (1ይቲ ሜላ)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 12 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 323

  • @bereketkidane7802
    @bereketkidane7802 2 роки тому +2

    እግዚአብሔር ኩሉ ሳዕ ምሳኻ ይኹን። መምህር ኣዝዩ ኣገዳሲ ትምህርቲ። ንእሾኽ ብእሾኽ።

  • @bereketkidane1980
    @bereketkidane1980 2 роки тому +8

    ቃልሂወይ የስማልና መህር ወልዳብ ሃውና ኣነ ውን ከምዛ ተማሳሰሊ ሕቶ ተሓቲተ ነረ ካብ ሓወይ ሓወይ ኣለኒ ፑሮተንሳን ቡዙሕ ግዜ አና ንካታዕ ኑሱ ናብቲ ናቱ እምነት ክሰብከኒ እዩ ዝፍተን ኣነ ድማ ብዓክመይ መጽሓፍ ቁዱስ ስለ ዘንብብ ይምልሰሉ እየ ሓደ ግዜ ብዛባ ኣደና እመብሃን ቡዙሕ ተካቲዕና ኣነ ብዓቕመይ ጥቕስታት እንዳ ኣምጻኩ መለሰሉ ግና ክቅበሎ ኣይካለን ኣደ ጎይታ ምኻና ይኣምን እየ እልኒ ብዛ ኣማላድንት ግን ኣይኣምን እየ ኢልኒ ኣነ ክኣ ካብ ጋል ጋልጋልካ ተወሊደ ከድህነኻ እየ እካዩ እልዎ ንኣዳም ምስ በልክዎ ኑሱ ክኣ ኮምኡ ዝበል ኻብ መጽሓፍ ኩዱስ እንተ ኣምጺካለይ ሕጂ ክምለስ ይኪል እየ ኢልኒ ኣነ ግን ኣብ መጽሃፍ ክረክባ ኣይካልኩን መምህር ሓወይ ካባኩም ትምህርቲ ሃገዝን ይደሊ ኣለኩ? ስብሓት ለግዛብሕር ለመስከሉ ኩቡር ለወላዲቱ ድንግል

    • @mosoberitrea
      @mosoberitrea 2 роки тому +1

      Wela neay hawey kemza zbeleki eluni ane kea ab mexihaf kudusi sieneya memhr welideab tegediska melselina wey aqedimk zewiredikayo telo linek sdedelina

    • @segenatobrhan1406
      @segenatobrhan1406 2 роки тому +2

      ብመጀመር ንሶም መጽሓፍ ቁዱስ ከምቲ ናትና 81 ኣይኣምኑን አዮም አንበር ኣብ መጽሓፍ ኩፋሊን ካልአን ኣሎ ከም ተውሳኪ ወን ገላትያ 4፥4-5 ዘሎ ብከመይ ይርዳኣ ካኣ ሕተትዮ

  • @Tesfausnkey12345
    @Tesfausnkey12345 2 роки тому +3

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ገርካ ተረዲእካዮም ኣለኻ መምህር ወልድኣብ እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሓልካ ኣምላክ ሓይሉ የብዝሓልካ ኣጆካ በርትዕ

  • @milashmilash3881
    @milashmilash3881 2 роки тому +5

    መምህረይብኣገባብ አመሃህራካ ኣማና ንፈትወካን ነፍቅረካን ኣስላማይ እንተዝከውን ትብል ትምህርትካ ኣመና ኣገዳስን ንሙሱሊም እኩል ሕቶን ብምድላውካ ኣመና ጠቅሙና ቀፅለሉ መራሕቲ ሃይማኖትካ ይሓልወልና ኣጆኩም ንሕና ኣለና ኣብ ጎንኩም ፀጉኡ የብዛሓልኩም መራሕቲ ሃይማኖት ኤርትራ፡ኢትዮጰያ፡ትግራይ፡ዋላ ሐዚ ሰላም እንተዘይሃለወ ብሃይማኖት ሓደ ኢና ኣገልግሎትኩም ቀፅልሉ ንስካትኩም ከለኩም ካብ እምነቱ ዝወፅእ ሓደ እካ ኣይህሉን

  • @bahriherani4060
    @bahriherani4060 2 роки тому +2

    ብጣዕሚ እዋናዊ ትምህርቲ እዩ።
    ቓለ ሂወት የስመዓልና

  • @samuelteklu8683
    @samuelteklu8683 Рік тому

    ቃል ሂወት የስምዓልና።

  • @eriwekekmedia1050
    @eriwekekmedia1050 2 роки тому

    መምህር ወልዳኣብ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልካ

  • @habengebreluul7762
    @habengebreluul7762 2 роки тому +7

    ናይ ብሓቂ ብሉጽ መምህር።
    ጽቡቅ ትምህረና ኣለካ።
    ቀጽሎ ኣጆኻ በርትዕ።
    ንብዓልቲ ቤትካ ከኣ ብጥዓሚ ነመስግና
    እዚ ኩሉ ንዓና ክትምህር ትወስዶ ጊዜ
    ቀሊል ስለ ዘይኮነ።
    እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕና ይሃበካ።

  • @aaaa8685
    @aaaa8685 2 роки тому +13

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህረይ
    እዮሱስ ክርስቶስ ኣነ ኣምላክ እየ ኣሙልኩኑ ኣይ በለን ስለዚ ኣምላክ ኣይኮነን እንድሕር ኢሉ
    እሺ ፅቡቅ ቁርዓን ብገብርኤል ናብ ማሓመደ ወሪዱ እዮም ዝብሉ
    ፅቡቅ ኣላህ ቃል ብቃል ንማሓመድ ኣነ ኣምላክ እየ ናዓይ ኣምሉኩኒ ዝበለላ ጥቅሲ ኣብ ቁርዓን ጥራሕ ኣምፀአለይ ንበሎም የለን ካኣ ስለዚ ኣላህ ኣምላክ እየ ኣምልኩኒ ስለ ዘይበለ ኣምላክ ኣይኮነን በቲ ናቶም ኣታሓሳስባ
    ብዝተረፈ ኣላህ ቃል ብቃል ንማሓመድ ኣምልከኒ ኣይበለን ኣብ ቁርዓን
    ኣብ ሓዲሳት ተስፊር ተዘይ ኮይኑ ማለት እዩ በዚኣ ንሓዞም
    ብዘተረ ኣምላክነት እዮሱስ ክርስቶስ ዛሓዘት ሊንኪ ኣብዚ ታሕቲ ተቲሓድገልና ፅቡቅ እዩ መምህረይ

  • @tsehaineshberhane6279
    @tsehaineshberhane6279 2 роки тому

    ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @milashmilash3881
    @milashmilash3881 2 роки тому

    ኩሉ ኣገልግሎትካ ደስ ይብል ታኣይ ሞ ካባካ ዘይተማሃርና ኩሉ ትምህርትካ በብክፋሉ ዝተሰረዐ እዩ ኣብ ቀረባ ኢና እንረክቦ ብጣዕሚ ኢና እንከታተሎ ብቨድዮ ገይርካ ስለ ዘራኣካና ፀጉኡ የብዛሓልካ መምህረይ ኣነ ናትካ ትምህርቲ ዘይሰማዕኩ ፍፁም ኣይውዕልን ኣይሓድርን ማዓልቲ ቁፅሪ በብክፋሉ ይማሃር ፅቡቅ ውን ከስበ አምለክ ይመስገኔ

  • @Chhmi
    @Chhmi 2 роки тому

    Kal hiwet yesmealna

  • @aaaaa8566
    @aaaaa8566 Рік тому

    ቃል ህይዉት የስመዕልና

  • @salama9687
    @salama9687 2 роки тому +13

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና ፀግኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብና ይክፈተልና አብ እምነትና ይፅነዐና

    • @ፍቅሪኣብውሽጠይደሪሰትዋስ
    • @samiabrahams6507
      @samiabrahams6507 2 роки тому

      @@ፍቅሪኣብውሽጠይደሪሰትዋስ መጀመርያ ኩሩስቶስ ክምህረና ትሑታት ይቅረባሃልቲ ክንከውን እንበር ኣምላኽነቱ ክገልጽ ኣይኮነን መጺዩ

  • @ibrahimgamingfunyyy7039
    @ibrahimgamingfunyyy7039 2 роки тому +3

    ኣነ ከምዝርድኣኒ ህልክ ሒዝካ ኣሎ እምበር ኣብ ቁራን ኦ ኡዮሱስ ኣነ ኣምላክ ኢየ ኢልካዮም ዲካ ኢሉ ምስ ሓተቶ ኣነ ኣምላክ ኣይኮንኩን ኢሉ መሊስሉ ኢዩ ንባዕልካ ቁራን ጽቡቅ ጌርካ ኣምቢብ እንተኪኢልካ ካሊእመጽሓፍ ዉን ኣንቢብ ሓይማኖት ፕራይቨይት ኢዩ ንህዝቢ ኣብ ሕልክ ኣይትሽመም

  • @ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም

    Tnx weldeab bro . Qale hywet yesmieka

  • @Habu98
    @Habu98 2 роки тому +1

    ወንጌል ዮሃንስ 14
    6፤ እዮሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን። ወንጌል ዮሃንስ 10
    30፤ ኣነን ኣቦን ሓደ ኢና።

  • @filmonsamuel3621
    @filmonsamuel3621 2 роки тому +2

    ቃለ ሂወት የስምዓልና መ/ር ወልድኣብ ሓውና እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ። እግዚኣቢሄር ብኣኻ ጌይሩ ብዝሕ ይምህረና ኣሎ'ሞ ኣጆኻ ቀጸሎ ። 🙏🙏🙏

  • @goodday558
    @goodday558 2 роки тому +5

    ቃለ ሂውት ይስመዓልና ናይ ብሓቂ ኣጋዳሲ ትምህርቲ ✝️💒🙏

  • @tesfayasefa4315
    @tesfayasefa4315 2 роки тому

    ተባረኽ መምህር ቃለ ህይወት የስማዓልና ብሓቂ

  • @እግዚአብሔርኣምላክይመሰገ

    እግዚአብሔር ኣምላክ ጐይታ ሰራዊት ፀጉኡ
    የብዘሐልካ ክብር መምህረይ💘✝️💘🙏

  • @Sabrsabr2024
    @Sabrsabr2024 2 роки тому +16

    ዝከበርካ ኣቅራቢ መደብ ኣብዛ ተቅርባ ዘለካ ግብረ መልሲ ን ዶክተር ዛኪ ተጋጊካ ኣለካ ንሱ ድማ እስልምና ኩሉ ኣብ ቁራን ዘሎ ካብ ረቢ ዝተዋህበ መልክቲ ኢዩ፡ ብዛባ እየሱስ ዘሎ ኩሉ ሓበሬታ ካብ ረቢ ዝተዋህበ እንበር እየሱስ ዝበሎ ኣይኮነን ከሙ ድማ ብዛዕባ መሓመድ ዘሎ ድማ ከሙ ነቢ መሓመድ ኣይኮነን ኣነ ነቢይ እየ ዝበለ ረቢ እዩ ነቢ ምካኑ ኣብ ቁራን ሓቢርና ስለዚ ብዛባ እየሱስ ክትፈልት እንተደሊካ ረቢ ብዛባ እየሱስ ዝበሎ እንበር እየሱስ ባዕሉ ኣነ ከምዚ እየ ኣይበለናን ሙስሉሚን ከኣ ቃል ናይ ረቢ እዮም ዝኣምኑ ስለዚ ቁርኣን ካኣ ቃል ናይ ረቢ እዩ
    ማርያም ን እየሱስ ክትወልድ ምካና ረቢ እዩ ነጊርና እንበር እየሱስ ኣይኮነን ካብ ማርያም ከምዝውለድ ሃቢርና

    • @abuayman113
      @abuayman113 2 роки тому

      Heray abquran alo hanti giziye zakone kindey giziye zezareb ab kuran alo inte amsinalka ab isliminado teamin

    • @semirkiyar6885
      @semirkiyar6885 2 роки тому

      🥰🥰🥰

  • @lulagebre2842
    @lulagebre2842 2 роки тому +2

    አየሱስ ባአሉ አነን አቦን ሐደ አና ተይሉ አቦ አምላኽ ተኾይኑ የሱስ ከኡ አምላኽ አዩ

    • @እግዚአብሔርኣምላክይመሰገ
      @እግዚአብሔርኣምላክይመሰገ 2 роки тому

      ወንጌል ዮሃንሰ 1÷1_14ወንጌል ዮሃንሰ10÷30
      ወዲ ኣምላክ ማለት ድማ ብመልክዕ ሰብ ዝተገለፀ ኣምላኽ ማለት እዩ::ፊልጲ2÷6_7_8

  • @fidelabrhale
    @fidelabrhale 2 роки тому +2

    ቃል ሂወት የስምዓልና መም፡ወልዳኣብ።ድምጺ ጽቡቕ ኣሎ

  • @YorsalemBrhane-qr5cw
    @YorsalemBrhane-qr5cw 7 місяців тому

    Qal. Hiwet. Yesmaa❤❤❤❤❤

  • @ሂዊጋልእመብርሃን
    @ሂዊጋልእመብርሃን 2 роки тому

    ቃል ሰናይ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ቁዱስ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና

  • @eritreaeyob7517
    @eritreaeyob7517 2 роки тому

    Amen qale hiwet yesmana edmen tinan yihabka fetari

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 2 роки тому

    ቃለሂወት የስማዓልና ኩቡር መህርና ፁቡቅ ትምህርቲእዩ ቀፅለሉ

  • @taemogaltawahdo218
    @taemogaltawahdo218 2 роки тому +2

    በሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ፀጋኡ የብዘሐዮ

  • @simretberhane501
    @simretberhane501 2 роки тому

    Amen Amen Amen 🙏
    qale hiwet yesmalna 🙏

  • @filiphili7860
    @filiphili7860 2 роки тому

    ጎበዝ ቃለ ሕይወት የስምዓና

  • @محمداحمد-ق6غ9ز
    @محمداحمد-ق6غ9ز 2 роки тому +1

    ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ

  • @የቅድሥጊወርግሥልጅነኝ

    እንካዕ ዳሕን መፃእካ ክብሩ መምህረና

  • @TemesgenwediM
    @TemesgenwediM 2 роки тому +6

    100% ኣሎ እየሱስ ኣምላክ እየ ዝበሎ ሸይጣን ክፍተኖ ከሎ እየሱስ እንታይ እሉ መልሰሉ ? ኣብኣ ትረክባ ንመን ኣይትፈትን እልዎ ? 2) እንደገና ከዓርግ እንከሎ ከ እንታይ እልዎም 3 ) እንደገና ነታ ዘማዊት ዝነበርት እንታይ እልዋ ? እንታይ--- ተሓድጉልኪ እልዋ ? መን ስለዝኮነ ከ መልሲ ቅድመ ዓለም ዝነበረን ዘለውን ህያው ኣምላክ ስለዝኮነ 💟💟💟

  • @azizomohazizu9527
    @azizomohazizu9527 2 роки тому

    Abzia bzuh kytezarebka hito ente dea aleka zete zytigebr

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg6692 2 роки тому

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር

  • @እምነትካብምስማዕእያ

    እግዚአብሔር ዕድመ ይሃበልና መምህረይ ብእውነት ት:ቲ ኩም ሰሚዐ ዘይመንዎ ❤❤❤❤

  • @henokzemuykil7540
    @henokzemuykil7540 2 роки тому

    Egzabher yhabelna azina nemesgen egzabher yhagzka

  • @hadasmisgina3627
    @hadasmisgina3627 2 роки тому

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ግን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣነ ኣምላኽ ኢየ ኣይበለን ድዩ ብዙሕ ፍልጠት የብለይን ምስናይ ይቕሬታ

  • @godismyway4685
    @godismyway4685 2 роки тому

    O egzabher amlakna bedelenatat ena mo bedelna hedegelna

  • @weyniissac2053
    @weyniissac2053 2 роки тому +1

    ጽቡቅ መብርሂ ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @ግረማነሸጓልተዋህዶ

    አሰይይይይይይይ ድሰ ክብልካ ቃል ሂወት የሰመዐልና ኣታ ክንደይ እዩ ሓሊፋኒ ኣብዚ ሰሙን እዚ እዩ ትካታተሊካ ኣነሰ ኣይፈልጥካነይ ነይረ አሰላማይ እንተ ዝኮወን ትብል ኤዩ ጀምሪ ባሓቂ ድሰ ዝብል ትምህርቲ

  • @genetmekonen5070
    @genetmekonen5070 2 роки тому

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና ስብክርበ ገብርለይ ደቂ ተዋህዶ

  • @josmerh7
    @josmerh7 2 роки тому

    ብጣዕሚ ንፉዕ ቀጽለሉ።

  • @gedammikaleimbadebresina9268
    @gedammikaleimbadebresina9268 2 роки тому +1

    ቃለ ሰናይ የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሓልኩም ብሓቂ

  • @adeymariam7899
    @adeymariam7899 2 роки тому

    Bihaki kal hiwet yesmalna memherna edmen tenan yhabka fetari

  • @embayebahlbi867
    @embayebahlbi867 2 роки тому

    Amlak thegue yebzahalka ajoka hagezena amlak yehagezka

  • @genet6293
    @genet6293 2 роки тому

    ጸጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር ሓውና መምህር ወልዳኣብ

  • @desbeleaskale5572
    @desbeleaskale5572 2 роки тому +6

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ወልድኣብ ሓወይ ብጥዓሚ ኢየ ዝፈትወካ ትምህርትካ ኣዝዩ መስጢ እዩ ስራሕካ ጽፉፉ ቀጽሎ ዘሓወይ ኣምላክ ይሓግዝካ ኣጆካ ኣንበሳ

  • @ዛይድየማርያምልጅማርያመይ

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና መመህርና ጠቃሚ ትምህርቲ ፀጉኡ የብዝሕ ብዕድመ የሓልወልና ፈጣሪ 💐

  • @bereketdawit8939
    @bereketdawit8939 2 роки тому

    ጹቡቅ ኣለኻ ኣይብለካን ጌጋ ውን ኣይብልን፡፡ካብ እዚ መተፋነኒ ቃላት ምኽሻን ግን ካልእ ኣስተምሁሮ ተኻኣኢልና ንነብረሉ ተተምጽእ ኣይምሓሸን፡፡ንኣምላኽ ኩልና ኣገደስቲ ስለዝኾና ፈጢርና ኣሎ፡

  • @brhaneweldeslase6954
    @brhaneweldeslase6954 2 роки тому

    እግዚኣብሔር ይሃበልና ሓውን ወልደኣብ፡ ቃል ሂወት የስመዓልና። እግዚኣብሔር ኣብዚሑ ይባርኽካን ጸጋ የብዝሓልካን። ንኹላትና ዝጠቅም ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ትምህርቲ እዩሞ ኣጆኻ መመሊስካ በርትዕ ዝሓወይ።

  • @zekaryasshishay8288
    @zekaryasshishay8288 Рік тому

    እግዚአብሔር ይባርክህ የተማርከውንም ለድኅነት ለፈውስ ለሰላም መልካም ፍሬ ያድርግልህ❤❤❤❤😅

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 2 роки тому

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና

  • @fiyorihadgu7795
    @fiyorihadgu7795 2 роки тому

    አሜን kal hiwet yesmalna

  • @اىووزاز
    @اىووزاز 2 роки тому +2

    እንኮዕ ዳሓን መፃእካ ክብር መምህር

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ 2 роки тому

    Kale hiwet yesmalna tsegu yebzhalkum memhrey 🙏

  • @merihwuldey6468
    @merihwuldey6468 2 роки тому

    ሰላም ጥዕና ይሃበለይ ኩቡር መምህረይ ድሕሪ ነዊሕ ደሃይኩም ምስመዕይ ሕጉስ የ !

  • @danielmichael9221
    @danielmichael9221 2 роки тому +3

    John 10 (ትግ) - ዮሃንስ
    30: ኣነን ኣቦን ሓደ ኢና።
    31: ኣይሁድ ብዳርባ እምኒ ኪቐትልዎ ኸም ብሓድሽ እምኒ ኣልዓሉ።
    32: የሱስ ከኣ፥ ካብ ኣቦይ ብዙሕ ሰናይ ግብርታት ኣርኤኹኹም። ስለ ኣያናዪ ግብሪ ኢኹም ብዳርባ እምኒ ኽትቀትሉኒ እትደልዩ ዘሎኹም፧ ኢሉ መለሰሎም።

  • @محمودعمر-و9ه
    @محمودعمر-و9ه 2 роки тому +9

    ይቅሬታ ክቡር ሓዉና ብመጀመርታ ሰላምን ታናን ኣምነየልካ። ብምቅጻል ኣብ እዛ video ኣብ *ቁዱስ ቁራን ኣልክአሪም* መሲሒ ዝብል የለን ኢልካ ። እዚ ካኣ ጌጋ እዩ ፡ ምኽናቱ ከየራጋገጽካ ምዝራብ ኣብ ዘአይትፈልጦ ሃይማኖት ጽቢቅ ኣይኮነን ።ንባልዝዝኻ ተኣጋጊኻ ሰብ ኣይተጋጊ።
    መጀመርታ ከምቲ ንሱ ነቲ መጽሓፍ ቁዱስ ተገዲሱ ዘንበቦ ኣንብቦ ነቲ *ቁዱስ ቁራን ኣንታይ ከምዝበለ ብዛዕባ የሱስ*፡ካልእ ይትረፍ ብፍላጥ ንክትዛረብ ። ከይፈለጥ ምዝራብ ጠፊካ ምጥፋእ ስለዝኾነ

    • @gualtibxue9336
      @gualtibxue9336 2 роки тому

      ኣሎ ግን እቲ ክርስትያን ዝኣምኑሉን ኣብ ቁርኣን ዘሎ መሲሕን በበይኖም ኢዮም

    • @محمودعمر-و9ه
      @محمودعمر-و9ه 2 роки тому

      ብመጀመርታ ስለ እቲ ግብረ መልስኻ ከየመስገንኩ ክሓልፍ ኣይደልን።ብምቅጻል እቲ ፍልልይ ዶ' ከተምጽኣለይ መካኣልካ።ኣነ ኣዉን ነቲ መጽሓፍ ቁዱስ ማለት (ሓድኣሽ ክዳን ከምኡ እውን ቡሉይ ክዳን ) ኣንቢበዮ እይ። ግን ኣነ ኣየ ፈጣሪኹም ዝብል ኣይረኣኹን፡

    • @እግዚአብሔርኣምላክይመሰገ
      @እግዚአብሔርኣምላክይመሰገ Рік тому

      ​​@@محمودعمر-و9هወንጌል ዮሃንሰ ኣነ መንገድን ሓቅን ህይወትን እየ ብዘይ ኣነ ናብ ኣቦ ዋላ ሓደ ዝመፅእ የልቦን ክቡር ሓወይ ኩሉ ኣምላክ እየ ዝብል ኣምላክ ኣይኳነን ምክንያቱ ፈርኦን እውን ኣነ ኣምላክ እየ ይብል ነይሩ
      ሰለዚ ጐይታናን ኣምላክናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርሰቶሰ
      ኣነ ኣምላክ እየ እካ አነ ተዘይ በለ ቃል ብቃሉ ናይ ኣምላክ ሰራሕ ሰሪሑ እዩ ምውታት ኣተሲኡ
      ዕውራት ኣብሪሁ መቃብር ፍተሐለይ መግነዘይ ክፈተለይ
      ተይበለ ብሓይሉ ሰልጣኑ ካብ ሞት ተሲኡ እዩ ቃል ብቃሉ ዘይተናገረሉ ምክንያት ኣብ ምድሪ
      ኣነ ኣምላክ እየ ዝበለና ምንቲ ልከይንቅበል እዩ እንበር እሱ ኣምላክ ሙካኑ ኣብ ቅዱሳን ናብያትን ቅዱሳን ሃወርያትን ሓዲሩ ኣምላክ ሙካኑ ተናጊሩ እዩ ኣንብብ::

  • @Nsri-y4d
    @Nsri-y4d 2 роки тому +6

    ቁርአን እኮ ናይ ፍጣር (ኣላህ)እምበር ናይ የሱስ እይኮነን
    ስለ' ዚ የሱስ ኣብ ቁርኣን ኣነ መሲሕ እየ ክብል ኣይክእልን እዩ ፍጣሪና( ኣላህ) ግን እየሱስ መስሕ ልኡክ ናይ ፈጣሪ (እላህ) ሙካኑ ገሊጹልና እዩ ብሓይሊ ናይ ፍጣሪ ኽኣ ዝሞቱ ዝሰንከሉ ዝሓመሙ ኮቲስ ኩሉ ኣላህ ዝሃቦ ነገር ይገብር ከምዝነበረ ይነግረና

    • @gualtibxue9336
      @gualtibxue9336 2 роки тому

      ኣላህ መንዩ?ኢየሱስ ዝበሃል ከ ኣብ ቁርኣን ኣሎ ዲዩ?ቁርኣን መን ዝጸሓፎ ስለ ዝኾነ ኢዩ ብዛዕባ ኣምላኽነት ኢየሱስ ክምስክር?ቁርኣን ብኸመይ ወሪዱ፡ኣብ ወረቀት ተጻሒፉ ዋላ ብኸመይ?

  • @kidanemusazigi8012
    @kidanemusazigi8012 2 роки тому

    ናይ ብሓቂ ጊዝያዊትን ኣገዳስን ትምርቲ ❤

  • @ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም

    Bravo qexlo. Egziabhier ybarkka

  • @habenteklay5074
    @habenteklay5074 2 роки тому

    እንቃዕ ብሰላም መጻካ መምህር

  • @Gelilatube788
    @Gelilatube788 2 роки тому

    ሓደገኛ ኣይኮነን እሶም፡ዝሓትዎ ብቓል ኣምላኽ መሰረት መጽሓፉ፡ዝፈልጥ ቀሊልዩ፡ኣይተካብዶ

  • @negestitesfay1791
    @negestitesfay1791 2 роки тому

    መምህር ጸጋ እግዛኣብሄር ምሳኩም ይንበር

  • @mengesteabweldetensae4917
    @mengesteabweldetensae4917 2 роки тому

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓና።

  • @abdilazizhassen787
    @abdilazizhassen787 2 роки тому +4

    አብ መጽሐፍቁድስ 3ስላሲ ዝብል የለን የሱስ ውን አነ አምላክ ኢያ ዝብል የለን

    • @kikb5069
      @kikb5069 2 роки тому +1

      ክክክክ፡፡ መጽሓፍ ቅዱስ ከም ትፈልጦ ኬንካ ምዝራብካ ግን ገሪሙኒ፡፡ ቅድም ኣንብቦ ብድሕሪኡ ናትካ ሪኢቶ ትዛረብ፡፡🤔🤔🤔🤔🤔🤔

  • @belae7107
    @belae7107 2 роки тому

    መንገድን ሓቅን ሂወትን ኣነ ኢየ፡ ስለዚ ብክርስቶስ

  • @اىووزاز
    @اىووزاز 2 роки тому +2

    እሺኒ መምህረይ

  • @letenkelleklebrhan1058
    @letenkelleklebrhan1058 2 роки тому +1

    Kale hiwet yesmalna zeben agelglotkum egzabiher ybark rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen mstwalu yhabena egzabiher ab emnetna yexnana

  • @selamgebray4536
    @selamgebray4536 2 роки тому

    Qal hiwet yesmalna btami mehari tmhrti amlak ybarka

  • @lalembatsehaie5962
    @lalembatsehaie5962 2 роки тому

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር መምህር ወልድኣብ ። እትህቦ ኣዝዩ መንፈሳዊ ኣስተምህሮ እከታተሎ ኢየ ። መንፈሳዊ ኣስተምህሮኻ ድማ ብጣዕሚ መሃርን ኣነቓቓሕን ኮይኑ ረኺበዮ። ካብዚ ዘለኻዮ ንላዕሊ ክትብርትዕን ክትሕይልን ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ። ንዓና ድማ ኣምላኽ ዓይነ ልቦናና ክኸፍትልና ፍቓዱ ይኹን።

  • @yohannesbisirat8912
    @yohannesbisirat8912 2 роки тому

    Amen kale hiwet yesmaelna

  • @safetywmn7323
    @safetywmn7323 2 роки тому

    God bless u ሓውና፡ ካልኣይቲ ሕቶ ክኣ ''ኣነ ኣምላኽ ኣይኮንኩን ብኣይ ከይትኣምኑ'' ዝበሎ ጥቕሲ ርኸበለይ ምበልክዎ ን Dr. Zakir

  • @selamawikrstosselamkahabena
    @selamawikrstosselamkahabena 2 роки тому +1

    ብሩኽ ኢኻ ብሓቂ 🙏

  • @asmeromtesfsmariam2922
    @asmeromtesfsmariam2922 2 роки тому

    John 10 (ትግ) - ዮሃንስ
    30: ኣነን ኣቦን ሓደ ኢና።

  • @ANTESE788
    @ANTESE788 2 роки тому +3

    ኣታ ሰበይ ኣበይ ኢካ ጠፊእካ ኔርካ ኣብዘይ ኣተክዎ ዒላ የለን ንዓካ ከናዲ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ሓደ ካብቶም ኩለን ስብከትካ ዝሰማዕኩ ሰብ ኢየ

  • @semeretekile1124
    @semeretekile1124 2 роки тому

    qalihawet yesmaelina kubru hawey adimen teanan yhabka fetari 💒💒💒🛐✝️✝️✝️🥰🥰🥰🥰🌳🌳🌳🌾🌾🌾🌾🕊

  • @rivanatey8403
    @rivanatey8403 2 роки тому +6

    ሮሜ 10 (Romans)
    9-11፤ እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ፡ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ። ኢየሱስ ክርስቶስ ንጉስ ነገስታት፡ ጎይታ ጎይቶት እዩ

    • @amlakimesgen5520
      @amlakimesgen5520 Рік тому

      Jesus Amlak iye ilu ferekan gen brhtina.
      1, anen abon 1 ina.
      2. Alfan omegan ( qdamayen dahray)
      3, kal kab begemera nebere Amlak wen nebere.
      Melu alo gen bthitnu risu awarede

  • @danielbereket6078
    @danielbereket6078 2 роки тому +3

    መጀመርያ ሰላም ሓውና! ብዛዕባ እዛ ሕቶ ኢየ ክሓተካ ደልየ ዋላ ደኣ ተራር ትኹን እምበሪ በቲ ዝርድኣና ግን ከነርድኦም'ዶ ኣይምሓሸን ወይሲ ስለ ተሪር ሕቶ ስለ ዝሓተቱና ተሪር ኽንሓቶም ኢዩ ዝግባእ

  • @rezenedebesay5443
    @rezenedebesay5443 2 роки тому +2

    Selam memhr weldeab bejaka eba namberka habeni bkemey krekbeka ykel

  • @hailetewelde3508
    @hailetewelde3508 2 роки тому

    ኣነ ኣምላክ ኣይኮንኩን ዝብልከ ኣሎ ድዩ ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ?

  • @eri-mediatube4886
    @eri-mediatube4886 2 роки тому +2

    Thank you 🙏
    Keep going

  • @mohammdali9169
    @mohammdali9169 2 роки тому

    ንሕና ፍጡር ምኻኑ ንኣምን እቲ ዝፈጠሮ ድማ እዚ ታኣምራታት ከምዝገበረ ነግሩና

  • @ሊሎ
    @ሊሎ 2 роки тому

    ቃል ህይወት የስመዓልና

  • @mahmudali5711
    @mahmudali5711 2 роки тому

    ቁርኣን ቻፕተር 3፡45 አለካ መሲሕ ዝብል

  • @teshomeyemane5213
    @teshomeyemane5213 2 роки тому

    Bhaqi btaemi nfue qal hiwet yesmealna

  • @awetteame2816
    @awetteame2816 2 роки тому

    Kale hiwet yesmealna

  • @hantihaymanot9873
    @hantihaymanot9873 2 роки тому +4

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩላትኩም ነዛ ኮሜንት ተንብቡ ዘለኹም ስደትና የሕጽረልና እንዳበልኩ ኣብዛ ቻነለይ ሳብክራይብ ብምግባር ሓጉዙኒ

  • @EMA12655
    @EMA12655 2 роки тому +1

    Kale hiwet yesmealna memhr! You’re the best ❤ keep going! Egziabher edmen tienan yhabelna 🙏
    N.B: I hope you’re saving all of your profoundly useful videos on your laptop or another backup in case anything happens to your channel.

  • @papasaka7955
    @papasaka7955 2 роки тому

    Thanks Weldab Hawna kale Hiwet yemalnaaa

  • @abde8712
    @abde8712 2 роки тому

    Emo kabey amseka eka amlak eyu tebelu zelekum ATA esukumsi mehfer ekum

  • @dayday7683
    @dayday7683 2 роки тому +1

    ብሕጽር ዝበለ ዮው 1፥1

  • @Alamin-mc9gm
    @Alamin-mc9gm 2 роки тому +2

    Habibe dekenat nay aflto sela zalaka Kam nay nebi Suleiman feltat ketwesk husab aslamay ka be afleto ember behaweri eselemnu tasakemu zeykayed yelen ABI haymanot aytewanjel feltat akeb lebi kekonaka

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 2 роки тому +1

    Kezab kezab

  • @Marwa_345
    @Marwa_345 2 роки тому +1

    Can you ask him please to All that you said .you can check by yourself in quran my brother.

  • @ibrahimahmedin
    @ibrahimahmedin 2 роки тому

    Ayteitgage Ane mesieh eye ayblen 😢 mechem hasot ketesebk tikel haqi eye abyatika

  • @biemnethidru5182
    @biemnethidru5182 2 роки тому

    ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @dejenwelday9788
    @dejenwelday9788 2 роки тому +1

    ቃል ሂወት የስምዓልና