1ይ ክፋል መግቦት እግዚአብሔር

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 13 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 60

  • @vjbvbjr5362
    @vjbvbjr5362 Рік тому +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ቃለ ህይወት ቃለ ስናይ የስመዖልና ክብር መምህርና ኣንስ ኣጋላልጽኻ ክርድአካ ክፍትዎ ማዓት ኣምላኽ ይመስገን ንዓኹም ዝሃበና ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና ❤

  • @ማርያመይመዝሙረይ

    _አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐልና ክቡር መምህር ፀጉኡ የብዛሐልካ ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሰለኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላኽ ናዓይ ህይወት እየሱስ ክርሰቶሰ እዩ ምት ኪኣ ረባሓይ እዩ ✝️✝️✝️_

  • @tsegaygebremedhin2233
    @tsegaygebremedhin2233 Рік тому +2

    AmeN amen amen kale hiwet kale berkete kale senay yesmalna M.weldeab hawna Egizabhier amlka Xegu yebzhalka Eidamen tienan.
    yehbka .

  • @adhanomfrezghi8659
    @adhanomfrezghi8659 Рік тому +1

    Amen (3) qale hiwet yesmaalna. Egziabiher tsegiu yebzahalka Weldeab hawna.

  • @eyobdesale4830
    @eyobdesale4830 Рік тому +1

    Amen (((3))) kale hiwet yesmealna memhr weldab hawna amlak segu yebzhalka

  • @filimonweldu980
    @filimonweldu980 Рік тому +1

    ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና ክቡር መምህርና ወልደኣብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ንዓና ድማ ዝተመሃርናዮ ኣብ ጽላት ልቦናን ይጽሓፈልና🙏❤

  • @habtomteweldemedhin3153
    @habtomteweldemedhin3153 Рік тому +1

    ቃል ህይወት የስመዓልና ብጣዕሚ ጽቡቕ መረዳእታ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሕ።

  • @simonmobae1536
    @simonmobae1536 Рік тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመልና ብመድህን ኣለም ሓውና ዝኩንካ ንዝሰመዕናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ናይ ብሓቂ ጸጉኡ ይብዝሓልካ ኣይትሕመቅ ዝሓወይ ከምኡ ገርኩም ድኣ ማዓድና ❤❤❤

  • @meharighirmay3282
    @meharighirmay3282 Рік тому +1

    Amen qale hiwet yesmealna kubure memherna.

  • @YirgaMicheal
    @YirgaMicheal Рік тому +1

    Yekenyelna zhawey nay bhaki des zebl eyu tesfa zhb meglesi eyu ❤❤❤

  • @yoridove7003
    @yoridove7003 Рік тому +1

    Kubur memhr weldeab nethbena tmhrti yemesghen. Egziabher amlakna tsegieu yebzhalka. Nay kudus yewhans afewrki metshaf ente aleka mdeleku. Thank you!

  • @kiflaygebreslasie3719
    @kiflaygebreslasie3719 11 місяців тому

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna btamy xbuk tmhrti ❤❤❤❤

  • @bereketaraya9454
    @bereketaraya9454 Рік тому +1

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna egziabhier amlak xega yebzehalkum memhr weldeab hawna behaki des zbl tmhrti eu

  • @tsegaygebremedhin2233
    @tsegaygebremedhin2233 Рік тому +1

    Ajka berti abgunka alna.
    Nay wetru tekiteltka ena.
    Egzaibhier amlkana zekibran zetemesgnan yekun ❤.

  • @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ

    ብሓቂ ብሓቂ ካብ ሰላም ምዕራባዉያን ሰላም ክርስቶስ ምስ ጥምየት ቃለህይወት የስመዐልና ብሓቂ

  • @edeng.kesete3747
    @edeng.kesete3747 Рік тому +2

    Amen amen amen Qal hiwet yesmealna Memhrna. Well explained🙌 . As always your lessons are food to the soul. God bless you richly❤️

  • @luamtekie565
    @luamtekie565 Рік тому +1

    Kale hiwet yesmeala🙏

  • @regatghebrihiwet8206
    @regatghebrihiwet8206 Рік тому +2

    kale hiwet yesmalna weldab Hawey.

  • @aaronmichael4330
    @aaronmichael4330 Рік тому +2

    እግዚኣብሔር ኣዕዚዙ ይባርኽካ ወልድኣብ ሓወይ ኣብ ልብና የሕድሮ ክብረት ይሃብካ ❤

  • @ANEZEKIRSTOS
    @ANEZEKIRSTOS Рік тому +1

    Kale hiwet yesmealna amen

  • @mebrhitbahre756
    @mebrhitbahre756 Рік тому +2

    Kal hiwet yesmalna weldab hawey amlka tega bereketu yebzhalka

  • @habengebreluul7762
    @habengebreluul7762 Місяць тому

    ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏.

  • @m.g5295
    @m.g5295 Рік тому

    ቀሽ ወልደአብ ቃለ ህይወት የስምዓልና

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ

    ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ መምህር በሓቂ እዋናውን ኣገዳስን ትምህርቲ ኣምላኽ ብምስትውዓል ክንሰምዕ ቅዱስ መንፈሱ ይልኣከልና💚።

  • @rigbeefrem2064
    @rigbeefrem2064 Рік тому +2

    Bihaki memher kalehiwet yesmalna

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom9752 Рік тому +1

    ብጣዕሚ ብሉጽ ሕቶ እያ ሓቲታ ትኽክል ኣላ

  • @rotes3106
    @rotes3106 Рік тому +4

    ቀለ ህይወት የስምዓልና። ዚ ዝብሎ ዘሎ ቅኑዕ ዩ: ኣነ ኣብ ዓደይ ከለኩ ብዙሕ ኳ ዝብህጎም ነገራት ተነበሩኒ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ህይወት ዩ ኔሩኒ: ዘለኒ ሽግር ብደገ ዩ ምበር ብውሽጠይ ወይ ኣብ ነብሰይ ምንም ኣይነበረንን። ኣብ ስደት ዝበለጸ ነገራት ክረክብ ተመንየ: ነገር ብዙሕ ነገራት ከሲረ ጥዕናይ: ርግኣት: ሸውሃት : መሓዙተይን ማሕበራዊ ሂወተይን። ዛ ኣምላኽ ብ ኵናትን ድኽነትን ጥራይ ኣይኮነን ዝቀጽዕ ዝበልካያ ምሳይ ትሰማማዕ ያ። ግን ምስዚ ተመክሮ, ኣምላኸይ ኣይገደፈንን ኣነ ውን ን ኣምላኽ ኣብ ስደት ዝበለጸ ፈሊጠዮን ቀሪበዮን።

  • @tomasmehari
    @tomasmehari Рік тому +2

    Qale hiwat yemsalna egzbhier Amlak

  • @betielyohannes8653
    @betielyohannes8653 Рік тому +1

    Well said usual, this is everyone’s question including my self, thank you for clarifying it for us, may God bless you abundantly❤

  • @fanusyosiefalemu2004-oc6fd
    @fanusyosiefalemu2004-oc6fd Рік тому +1

    ቃል ሂወት የስምዓልና ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልካ ❤❤❤❤

  • @habtomgebre1489
    @habtomgebre1489 Рік тому +1

    KAle hiwet yesmealna xegiu yebzahalkum

  • @amanuelalem2410
    @amanuelalem2410 Рік тому +1

    ቃለሂወት የስምዓልን በታ ድሕሬካ ካኣ ናይ ቅዱሳን ስእሊ ግበረላ

  • @fhjjhyyu9639
    @fhjjhyyu9639 Рік тому +3

    ንሕና ሓበሻ ኣብዝሙት ሰራቂ ሐሸካ ምሰክራ ምንቅይነት ክፍእ ዝተሰተፍና እና ንቤተክርስቲያን ምምልላሰ ኣይኮነን ብወገነይ እ/ይቅረ ይበለልና

    • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
      @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ Рік тому +1

      ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ኣምላኽና ብምስትውዓል ክንነብር ይደግፈና!
      ከም ፍቃድ ኣምላኽ እታ እ ትብል ዘላስ
      ንኹልግዜ ክንእረመሉ ኣስፍሕ ኣቢልና ንጽሓፎ ኣይንቆራርጾ ብፍላይ ስም እግዚኣብሔርን ወላዲቱን ኩሎም ሕሩያን እግዚኣብሔር።

    • @fhjjhyyu9639
      @fhjjhyyu9639 Рік тому +1

      @@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ ሰላምካ ይብዛሕ ነጥራትኒ አያ ደሓራ አየ ራአያ 👍👍

    • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
      @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ Рік тому +1

      @@fhjjhyyu9639 ደሓን ንምትእርራም ዝኣክል ኢየ ተተኻኢሉ *እግዚኣብሔር* ጽሓፋ!

  • @letehajmanot5883
    @letehajmanot5883 Рік тому +1

    🙏🙏🙏⛪

  • @smyraatyobya4721
    @smyraatyobya4721 Рік тому

    ❤❤❤

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ

    👏👏👏

  • @zebibalayt8687
    @zebibalayt8687 Рік тому

    Eway kolel melsi zeytmlsu entay eyu ezi kulu kolel, nmntay ekum seb khatt enkelo des zeyblekum ehido amlak zey'amnu ehido amlak yelen yblu elkum eti hto ab zeytedeleye anfet twesdwo zelekum

  • @Yonas5181
    @Yonas5181 Рік тому +2

    Memhr weldea etay aynet hto eya hatita aytbel xbuk ala ember xegema ktfelt hatita. Hatitka eyu kea xegemka zflet.

  • @henoketesfahun5024
    @henoketesfahun5024 Рік тому

    The answer of the young beautiful lady is, just look the lord Jesus Christ, He never sin but he suffered for our sins, we just Liv in the fallen world, The bible says the devil is the king of the world, the only way to get out from this sickness world is to accept the lord Jesus Christ, but after other side is those people who are living good life??? they are not truly happy, the only international joyful and happiness is I Christ.

  • @ixhjsjsjhs3176
    @ixhjsjsjhs3176 Рік тому +1

    ድምጽካ ብጣዕሚ ትሕት ኣሎ መምህር።

  • @dadidad4572
    @dadidad4572 Рік тому +1

    ኣነ ውን ሕቶ ኣሎኒ ሓደ እስራኤል ቅድስቲ ቦታ ኢያ ዝብል ኣስተምህሮ ደው ክብል ኣለዎ ኣይኮነትን ናይ ደም ሃገር ኢያ
    ነቶም እግዚኣብሔር ዘይፈልጡ ማሪኮም ክውስድዎም ከለዉ ናብ ኣምላክ ስለ ዝተመልሱ ድዮም ነጻ ተለቂቆም? ንምንታይ ኢዩ ንእስራኤላውያን ወላ ንሓደ ሰብ ክብል ምሕረት ከምዝገብረሎምን ቃል ታኣትይሎም ናዓና ከሙኡ ዘይተኣተወልና?

    • @bereketaraya9454
      @bereketaraya9454 Рік тому +2

      ብመጀመርታ እስራኤል ብምንታይ ቅድስቲ ሃገር ከም ትበሃል ትፈልጥ ዲኻ ?

    • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
      @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ Рік тому +3

      ሕቶ ድዩ ወላስ እንታይ ኢዩ መጀመርታ ቅድሚ ውልቃዊ ውሳኔ ምውሳን ፍለጥ ተምሃር ታሪኽ ኣጽንዕ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንንብብ!

    • @Fkrey10
      @Fkrey10 Рік тому

      😂😂😂 mnxerxri 😂😂

  • @teweldehabte6832
    @teweldehabte6832 Рік тому

    Hi

  • @merhawi2328
    @merhawi2328 Рік тому

    እዚ ትብሎ ዘለኻ መልሲ ኣይኮነን ሃለውለው'ዩ።

  • @simonhiyabu1483
    @simonhiyabu1483 8 місяців тому

    እዚ ሕቶ ንጹር እዩ ፥ እቲ መልሲ ግን ኣምላክ ጽሎትና ዝምልሶ ብወዱ የሱስ ክርስቶስ ጥራይ እዩ ፥ እቲ ጽገም ብቅዱሳን ብጻድቃናትን መላእክትን ካብ ኣምላክ መልሲ ክትቅበል ኢልካ ኣይትሕሰብ እዩ ኣይትድከሙ ንጎይታ የሱስ ተቀቢልኩም ኣብ ዕረፍቲ እተው !!

    • @SenedAbraha-z5r
      @SenedAbraha-z5r 22 дні тому

      ወዲ በርባዓ ጎል ብሰማያ ተቀቢልናዬ እዲና ኩቡር ሓው

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel7461 Рік тому

    ኣነ ንባዕልኻ ዝተረደኣካ ኮይኑ ኣይሰመዓንን ኣበይ ከም ዘለኻ ትፈልጦ ኣይመሰለንን. መንእሰይ ንዓዱ ክምለሰ እምኒ ኣልዒሎም ኢልካ ቶሮሪሰ ኢልካ ነቲ ብጥይት ዝጠፍእ ዘሎ ወለዶ .ፋሕ ፋሕ ኢሉ ክብተን ድለት ከም ዘለካ ኢዩ ዘመልክት. ምዕራባዉያን ክንዲ ርብዖም ሕልና የብልካን. ካልእ ከኣ ኣማኒ ኮንካ ምሰ ዘይኣመንቲ እንታይ ክትገብር መጽኻ ? ምሰልይነት ኔዉ በሎ. ንሓታቲ ከኣ. እንተ እንተ እንተ ዝብል ኣብዚሕካላ ሕቶኣ መን ዶ .ኣገዲድካ ኢዩ. ብጥይት ዘሳጉግ ብኣኻ ሓላል. ብደንጎላ ዓቅሉ ዝጸበቦ ከኣ ነዉሪ. እሰኻ ተሕዝን ሳናቲም ብለኽበጥ ክትበልዕ የሕዝን.

    • @m.g5295
      @m.g5295 Рік тому

      መምህር ወልደአብ ዝማህሩና ብዙሕ እዩሞ ንድሕሪት ምልስ ኢልካ ቅድሚ ሰለስተ ኣርባዓተ ዓመታት ዝመሀሩና ትምህርቲ አሎ

    • @tsegayweldeghebriel7461
      @tsegayweldeghebriel7461 Рік тому

      @@m.g5295 ኣነ ሕማቅ ሚሂሩ ኣይበልኩን.ሰብ ዓቅሉ ጸቢብዎ ከመይ ከምዝሓልፍ ዘሎ ዘይርዳእ ሰብ ኢዩ.ዋላ እዉን ብጌጋ. ኣብ ሊብያ. ኢትዮጰያ ሱዳን ብዙሕ ሸግር እንዳጋነፈ ንባዕሉ ሰለ ዝጠዓሞ ብመንእሰያት ክዋራዘ የሕዝን. ገንዘቡ ኢዩ ሃይማኖቱ. ሰነ ምግባር ዘይቡሉ ተበላጺ ኢዩ

  • @fnantekle3679
    @fnantekle3679 Рік тому

    😂😂😂 wekarya xadq ktmesl zwawe tasr eu negeru etom bmgbi zmetu zelewu mestom ab adna baxebo zmetu zelewu mwddarka maerekndey brebha ztedefenka nay qetri zbee mkanka eu zregagx guhila eleka aleku ksab eti frdi amlak ab leeleka nrio .

  • @nugusetesfay4581
    @nugusetesfay4581 Рік тому

    ❤❤❤

  • @UserJesusislord
    @UserJesusislord Рік тому +1

    ❤❤❤