Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ፁቡቅ ጌርካ ገሊፅካዮ እንጀራ እዝጊ ብላዕ። እዋይ አነስ ሽም እዬ ሲኢነሉ ኔረ አፀገምቲ እዮም እቲ ጌጋ ዘይገብር የለን ከምዚኦም ሰባት ግን መትሃዚ የብሎምን ንሙሉእ ስድራቤት እዮም ዝብክሉ። 🙏
Thank you ዝሐወይ እንኴዕ ሰራሕካያ እዚአስ ብጣዕሚ ሐደገኛታት እዮም ሰብ ምስ ቀረብካዮ ኢኻ ትፈልጦ እሞኸአ ምስ ተጎዳእካ እግዚአብሄር ካብ ክፉአት ሰባት ይሐልወና።
You are right. Etom zedenkoru kea etom nfelt ena bahalti eyomKab zeom yedhnena
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ❤❤❤❤
Tkkl aklilu hewy
ፍቃደኛ እንተኾንካ ኣብ ሂወትይ ብናርሥስት ሰባት ንነዊሕ ዓመት ስለዝተሳቀኹ ኣስፊሔ ምነገርኩኻ ብጣዕሚ የቀንየልና ብሩኽ ሓወይ ❤
ወላ ኣነ ብዙሕ ተበዲለ እየ ናርሲስት ዓይነት ሰባት። ሕጂ ግን ኣምላኽ ይመስገን ጽቡቕ ኣለኹ ምኽንያቱ ካብ ልበይ። ጠቕላላ ኣዉጺኤየን።
ከሙኡዩ ፈውሲተባረኺ ኣምላኽ ይሓግዝ
@@iloveyoumysweethomeeritrea216220 ተመርዕየ 20 ከፊለ ኣምጼያ ገዲፋትኒ ከይዳ ረስሓት ዝኮና
ናይ ሐደ ሰብ ዘጋጠመኒ አነ ጌጋ ዘለኒ ይመሰኒ ነይሩ ሳላ ክብራት አሕዋትና ትምህርቲ ላሰመዕኩ ግን ነቅሐሉ አምላክ ይመሰገን አምላክ ከመካትክም ለባማት አሕዋትና
ካብዞም ሕማቓት ሰባት ሐደ ዘይሙኻነይ እግዚኣብሔር ዝተመስገነ ይኹን 🙏💙🌹.
tnk ❤
ብሓቂ ክብር ሓውና❤❤አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤
ኣኪለ ሓውና ብጣእሚ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ፈተውትኻ መሲሎም ክንሶም ጽልኢ ዘየርኡኻ ሰባት ከ ብኸመይ ትፈልጦም❤❤❤❤
ኩሉ ግዜ ጌጋ ናይ ስብ ምራይ ማለት ነብሰ ምትሓት ስለ ዘለዉ ጥራይ ፡ከመኡ ዝገሩ ብጣዕሚ ሑስማትእዮም ኣንፈትካ እዮም ዘጥፉኡልካ፡ናይ በሓቂ ካብ ዚ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ከይ ጋጥምኩም ይምሓርኩም፡እቲ ዝከፈአ ካኣ ንዓካ ከምቲ ናቶም ካብቲ ናኣቶም ንላዕሊ ሒማቅ ልምዲ ከም ትገብር እዮም ዝገብርካ።
እቲ ዝኸበደ እዞም ዝጠቐስካዮም ሰባት ቀረባኻ ክኾኑ ኾለዉ እዩ ንምሳሌ ሓውኻ ኣቦኻ ኣዴኻ ወዘተ ምኽንያቱ ነቲ ጓና ከተርሕቖ ወይ ዶብ ክትገብር ይቐልል ካብ ምስ ብስጋ ሓውኻ 1'ንብስጋ ሓውኻ የሕልፍካ ክትህቦ ኣይትደልን ኢኻ እቲ ባእሲ ውን ንደገ ክወጽእ ኣይትደልዮን ኢኻ እቲ ኻልኣይ ክኣ ውሽጥካን ውሽጡን ተታሓሒዙ እዩ (attachment )ኣሎ ንሱ ክብተኽ ቀሊል ኣይኮነን, ንምሳሌ ኣዴኻ ፍቕሪ ናይደቃ ዘይብላ ትኸውን(ንኽትጥቀመሎም ጥራይ ኢላ ትወልዶም )ካብ ብቖልዓኻ መዓርይ ሽኮረይ ኢላ ስለተዕብየካ ባህሪኣ ከተለልዮ ብጣዕሚ እዩ ዝኸብድ, ወይ ክኣ ኣቦኻ ብኑሽቶኻ ሞይቱ ዓቢ ሓውኻ እንድሕሪ የዕብዩኻ , መብዛሕትኦም እንዳሰቐጡን እንዳሳቐዩን እዮም ዘእብሕዎም, ምኽንያቱ ቕንኢ ስለዘሎ, እዚ እንድሕሪ ኣብዩ ጽባሕ ኣብ ውርሻ ክጫረተኒ እዩ ካልእ ካልእን ፍርሕን ቅንእን ስለዘለዎ, ምስ ዓበኻ ይርድኣካ, እቲ ኣባኻ ዝወረደ ሽግር እቲ ሞት ናይ ኣቦኻ ጥራይ ዘይሙኻኑ እቲ ብዓቢ ሓውኻ ምዕባይ ውን ከቢድ በሰላ ከምዝገድፈልካ ትርዳእ, ብኻ ኣነስ ምስ ኣዝማድ ኣብየ ኢልካ ተማርረሉ ኹነት ውን ይፍጠር እዩ ምዳና ብጣዕሚ ዓማጺ እንድሕሪ ኮይኑ እቲ ዓቢ ሓውኻ እሞ ብብዙሕ ዓመት ዝዓብየካ እንድሕሪ ኮይኑ, ማእሰርቲ እያ ትኸውን ናጽነትካ ኹሉ ይሰርቆ. ኮምኡ ውን እንዳድሃለ ኣብ ሓንጎልካ ዘይሃስስ በሰላ እዩ ዝገድፈልካ 😢😢😢
Nay behaki 👍🥲
Nay bahaki tkkl hasab mknyatu gdef gona nay kereba sdrabet wala btuauka raska kem zey serh dihilom sle zebyuka kulu gze rase mtamman zey blka eka hiwetka mlua bsdrabetka teremiska tnebr yehwate bejakum bflay nwlduna agebab aketsatsa gerna neebyom hdrkum❤
ውላድካ ተኮይኑ ስ ዓቢ ሽግርዩ
ከም ኩሉ ግዝየ ክብርት ይሃበልና ኩቡር ሓውና ጸግኡ የብዝሓካ ፍልጠትካ ድማ የስፋሕፍሓዮ
Haki hawey❤
THANKS Akile
ናይ ባሓቂ እየ አነስ ብእነት ኩሎም ኣብ ዝርያያ ዘሎው ሰባት ጥዒማት እዮም ፀገም ናተይ ጠባይ ተኮይኑ እንበይ
Nay behki tekami 👍temherty
ኣምላኽ ይባርኻካ ኣክሊሉ
Thankyou Aklilu for your advice 🙏💙🌹🙏💙🌹.
Nay bahaki Aklye tsibuk hasab❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ኣኪለ ክቕጸል ዘለዎ መደብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንታይ ገበሩ፡ እንተ ፈሊጥናዮም ዘይንጥንቀቀሎም ፡ብዝተኻኣኣለ ክንመልሶም ዘይንፍትን፡❤❤❤
Bhaki
Thx Brother ❤❤❤
ወውው ናይ ብሓቂ ፅቡቅ ገይርካ ገሊፅካዮ ብፍላይ ናይ ቁፅሪ ሓደ ዝገለፅካዮ ኣብ ሂወተይ ዘጋጠመኒ ሰብ ኣሎ 👌
ኣኽሊሉ ግደፍ እባ ምስ ሰብ ኣይተባእሰና 😄😄ጹቡቅ ሓበሬታ❤🥰
anes seb zebhal xele beynka mekan eye zebhego
Akile hawey thanks more qexilo ❤❤❤❤❤❤❤
ጹቡቕ መደብ ጹቡቕ ገርካ ገሊጽካዮ ቀጽሎ በጃኻ ተባረኽ ❤
I really apricate u
Edmen tenan yhabka fetari 🥰🇪🇷 kulu gze knxbeyeka ena memhr hawey
ናይ ባሓቂ ኣገዳሲ ትምህርቲ የቀንየልና ከምዚ ዓይነት ሰባት ከኣ የጋጥሙና አዮም ከምኦም ከይ ንከውን ንሰባት ውን ነብስካ ትፍትሽ ማለት አዩ ሰባት ስለ ዝኮና ግን ኣብዚ አዋን አዚ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ይበዝሑ ኣለዉ ❤❤❤❤❤❤❤
Yes thanks bro
❤❤❤ኣኪለ ኢተቕርቦ መደባት ጽቡቕ ኣምላኽ ይባርኽካ በርትዕ❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሓቂ ❤❤❤
ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ናዓይ ኣለዉኒ ተሌፎንካ ተጽሒፍካለይ ክረኽበካ ይኽእልየ የቀንየልና ኣገዳሲ እዩ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
ባሓቂ👌💗
Nai behaki zubuk mikri yekenilna akedimka kulu miflat agedasi iyu buruk hawey ❤
exactly ❤❤❤❤
Well done brother !!!
Anes kabzom zeyzarbu sebat eye bkemy kestkaklo ykel kal tebayey eko amlak ymesgen dahni🎉🎉🎉🎉🎉 ab komnti kxbey ❤❤❤❤
ኣኽሊሉ ሓወይ ንፍዕ ሓቢቢ፡ ቀጽሎ፡ አለ ርአቶ ይህበካ አየ ኣብ ደስ ዝበለኒ፡ ኮመንት ከምዝበጽሓካ አንተ ዘይመሊስካ ዲማ፡ ሰልችኒ ምጽሓፍ ከይገድፎ፡ ናይ ምስጋና መልሲ ሃብ።
Nukulu nay misgana Melsi kihb gzie yeblun30.000 or 45.000 shih seb ekul gzie yelen
ናይ ብሓቂ ቡሉጽ ሓሳብ ቀጽሎ ከም ወትሩ ኣድናቂኻ እየ ቀጺለ ሕቶ ኣላትኒ መልሲ ክጽበ እይ ሓደ ሰብ ብዛዕባ ሓደ ነገር ቀጻሊ ትነግሮ ግን ክሕዞ ዘይካል ወላ ዉን ምስ ነገርካዮ ድሕሪ 5 ደቂቅ እንተ ሓቲትካዮ ይርስዓ ነዞም ዓይነት ሰባት ከ እንታይ ትገብሮም ይርዳኒ እዩ ካብዚ ዘቅረብካዮ ወጻኢ እዩ ይቅሬታ እንዳ ሓተትኩ እየ
Thanks more
Well explanation.MIs amlak mihizinet yihayish
❤❤❤..
We really appreciate you to share us . Yeah same people they have it kind of this ❤❤❤
🥰🥰🥰
Thank u bro for your advice 🙏🏽
Betemi yekeniyelna 🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤nice advice
Smart and lovely 😍 👌
Thank you very much bro
Kemza gera nezelkwo kunetat zegelxetely video ko yelan thanks a lot 😊
Good job for Simple explanation
Thank you so much!!🎉
My belovwd bror❤❤❤😂❤❤❤
Thanks for sharing, and we do live with such people everyday and God knows who we are.
እታ ሓንቲ ጠባይ . ናይ ሰልጠነ እያ 100%
Mexamdka kebzom zgelexkaayom aynet entelywo entay kgber ykeal pls video srhalna🎉🎉🎉🎉🎉
btami xbuk agalalxa akile hawey kexlo
It was a simple and clear message.
Kab tnx halifna nblo yeblnan❤
Agatimuna bibzhe enber memher nay bihaqi ajoka wedi hager ❤
Thank you very much Akile
I can't thank u enough..❤....
Thanks bro, I learned a lot.
Thanks
Xebuq medab kexelio❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you 🙏🏽. Very interesting topic or lecture.❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you 🙏 ❤
Bitaemi menihar eyu akililu hawina ❤❤❤❤
Important message, I like it💙👍💙.
👍❤️👍❤️👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️
Waaw well explain brother !Today you give me tips .All what you saying is true 💯 Thank you 🙏 pls keep it up well done ✅
Btami tsbuk mkri brother thank you
❤❤❤❤እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ኣክልሉ ብሉፅ ሰብ
ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ፈጣሪ ካብ ልበይ የመስግነካ ሓወይ❤ ኣጋጣም ትሐዚ ዘለክዎ ኩነታት ብካምኣቶም ዓይነት ሰባት ተጠቂዐ ግን ካዓ ጠቅሊለ ኣውፂአዮም ብጣዕሚ ዝፈትዎም ኔሮም ናመረረኒ ግን ተፈልዮዮ ንሂወተይ ስለ ዘይጠቅሙኒ የቀንየልና ካብ ልቢ❤❤❤❤❤
Demrni zadey❤
Thanks zemhrkna merhk yheshna ember ygatmuna alewu eka dea ashgiromuna
Thanks Bro
Nay bahaqi aklie bro gelixkayom xbuq gerka thank you
Bsenki kemzi baharyatom beyney knebir wesine kulu gze xadik konom eyom zkerbu naka kem hatateja eda feredu eti zbelexe kabiom mrhaki wkanos selam eyu zhibeka thanks kbur hawna 👏👏🥰🥰✍️✍️✍️🙏🙏🙏
Hanti afilto yebilomin bako zkonu klaleyka kelow mskin eyom zmesilu😒😒 😤
Thank you for interest informations ❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤
Yes ❤❤❤❤❤
Thank you so much Akile hawey ❤❤❤❤❤❤❤👍🏽
Thanj you so much
Kemzi ms bezhom tebay seb knhlu tebayna tefiuna elu
Ezi bzuh xbuk tmrti aykonen
ንምዓዶም ምሓሸ
Eske ab komment tsehafuley anes mekaydtey zblom alewu natsa koynom ezi kgebr eye zeybluka nabnet geza mgzae agedasi aykonen ybluka shau hndebet geza ygezie aleku ybluka tsenihom kusto new belo ayfetwon eye ybluka temelisom arku ykonu nkulu natsa koynom zeyielulka entay eu tshgr eske hagzuni natey du eti tsegem natom?
ደስ ዝብል መሃሪ የቀንየልና፣ ድምጽኻ ግን ተቀይሩ ኸምቲ ነበሮ ብዘይ ምውሳኽ ይጥዕም፣ እናሰማዕኹስ በቲ አዘራርባ ተሳሒበ ኸምዚ አጋጢሙኒ አይፈልጥንዩ አብ ትሰርሖ፣ ንኻልኦት ኸአ ሕተት ንዓይ ጥራይ ኸይኸውን። merci.
Good job nice advice thank you I'm proud of you
thanks ❤❤❤❤❤❤
Wawwww akile hawna btaemi eka tehegusena❤❤❤❤❤❤❤
Thank you Akile kulu gize gobez ab atehasasba👍🏼
Kula comment agatimomni alewu tray tbl ala mnlbat ka geza riesna kemau keynkewn nebse fetesha wn yedlyena eu❤
Am with you 👍
🙏🙏🙏❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹
ፁቡቅ ጌርካ ገሊፅካዮ እንጀራ እዝጊ ብላዕ። እዋይ አነስ ሽም እዬ ሲኢነሉ ኔረ አፀገምቲ እዮም እቲ ጌጋ ዘይገብር የለን ከምዚኦም ሰባት ግን መትሃዚ የብሎምን ንሙሉእ ስድራቤት እዮም ዝብክሉ። 🙏
Thank you ዝሐወይ እንኴዕ ሰራሕካያ እዚአስ ብጣዕሚ ሐደገኛታት እዮም ሰብ ምስ ቀረብካዮ ኢኻ ትፈልጦ እሞኸአ ምስ ተጎዳእካ እግዚአብሄር ካብ ክፉአት ሰባት ይሐልወና።
You are right. Etom zedenkoru kea etom nfelt ena bahalti eyom
Kab zeom yedhnena
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ❤❤❤❤
Tkkl aklilu hewy
ፍቃደኛ እንተኾንካ ኣብ ሂወትይ ብናርሥስት ሰባት ንነዊሕ ዓመት ስለዝተሳቀኹ ኣስፊሔ ምነገርኩኻ ብጣዕሚ የቀንየልና ብሩኽ ሓወይ ❤
ወላ ኣነ ብዙሕ ተበዲለ እየ ናርሲስት ዓይነት ሰባት። ሕጂ ግን ኣምላኽ ይመስገን ጽቡቕ ኣለኹ ምኽንያቱ ካብ ልበይ። ጠቕላላ ኣዉጺኤየን።
ከሙኡዩ ፈውሲተባረኺ ኣምላኽ ይሓግዝ
@@iloveyoumysweethomeeritrea216220 ተመርዕየ 20 ከፊለ ኣምጼያ ገዲፋትኒ ከይዳ ረስሓት ዝኮና
ናይ ሐደ ሰብ ዘጋጠመኒ አነ ጌጋ ዘለኒ ይመሰኒ ነይሩ ሳላ ክብራት አሕዋትና ትምህርቲ ላሰመዕኩ ግን ነቅሐሉ አምላክ ይመሰገን አምላክ ከመካትክም ለባማት አሕዋትና
ካብዞም ሕማቓት ሰባት ሐደ ዘይሙኻነይ እግዚኣብሔር ዝተመስገነ ይኹን 🙏💙🌹.
tnk ❤
ብሓቂ ክብር ሓውና❤❤አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤
ኣኪለ ሓውና ብጣእሚ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ፈተውትኻ መሲሎም ክንሶም ጽልኢ ዘየርኡኻ ሰባት ከ ብኸመይ ትፈልጦም❤❤❤❤
ኩሉ ግዜ ጌጋ ናይ ስብ ምራይ ማለት ነብሰ ምትሓት ስለ ዘለዉ ጥራይ ፡ከመኡ ዝገሩ ብጣዕሚ ሑስማትእዮም ኣንፈትካ እዮም ዘጥፉኡልካ፡ናይ በሓቂ ካብ ዚ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ከይ ጋጥምኩም ይምሓርኩም፡እቲ ዝከፈአ ካኣ ንዓካ ከምቲ ናቶም ካብቲ ናኣቶም ንላዕሊ ሒማቅ ልምዲ ከም ትገብር እዮም ዝገብርካ።
እቲ ዝኸበደ እዞም ዝጠቐስካዮም ሰባት ቀረባኻ ክኾኑ ኾለዉ እዩ ንምሳሌ ሓውኻ ኣቦኻ ኣዴኻ ወዘተ ምኽንያቱ ነቲ ጓና ከተርሕቖ ወይ ዶብ ክትገብር ይቐልል ካብ ምስ ብስጋ ሓውኻ 1'ንብስጋ ሓውኻ የሕልፍካ ክትህቦ ኣይትደልን ኢኻ እቲ ባእሲ ውን ንደገ ክወጽእ ኣይትደልዮን ኢኻ እቲ ኻልኣይ ክኣ ውሽጥካን ውሽጡን ተታሓሒዙ እዩ (attachment )ኣሎ ንሱ ክብተኽ ቀሊል ኣይኮነን, ንምሳሌ ኣዴኻ ፍቕሪ ናይደቃ ዘይብላ ትኸውን(ንኽትጥቀመሎም ጥራይ ኢላ ትወልዶም )ካብ ብቖልዓኻ መዓርይ ሽኮረይ ኢላ ስለተዕብየካ ባህሪኣ ከተለልዮ ብጣዕሚ እዩ ዝኸብድ, ወይ ክኣ ኣቦኻ ብኑሽቶኻ ሞይቱ ዓቢ ሓውኻ እንድሕሪ የዕብዩኻ , መብዛሕትኦም እንዳሰቐጡን እንዳሳቐዩን እዮም ዘእብሕዎም, ምኽንያቱ ቕንኢ ስለዘሎ, እዚ እንድሕሪ ኣብዩ ጽባሕ ኣብ ውርሻ ክጫረተኒ እዩ ካልእ ካልእን ፍርሕን ቅንእን ስለዘለዎ, ምስ ዓበኻ ይርድኣካ, እቲ ኣባኻ ዝወረደ ሽግር እቲ ሞት ናይ ኣቦኻ ጥራይ ዘይሙኻኑ እቲ ብዓቢ ሓውኻ ምዕባይ ውን ከቢድ በሰላ ከምዝገድፈልካ ትርዳእ, ብኻ ኣነስ ምስ ኣዝማድ ኣብየ ኢልካ ተማርረሉ ኹነት ውን ይፍጠር እዩ ምዳና ብጣዕሚ ዓማጺ እንድሕሪ ኮይኑ እቲ ዓቢ ሓውኻ እሞ ብብዙሕ ዓመት ዝዓብየካ እንድሕሪ ኮይኑ, ማእሰርቲ እያ ትኸውን ናጽነትካ ኹሉ ይሰርቆ. ኮምኡ ውን እንዳድሃለ ኣብ ሓንጎልካ ዘይሃስስ በሰላ እዩ ዝገድፈልካ 😢😢😢
Nay behaki 👍🥲
Nay bahaki tkkl hasab mknyatu gdef gona nay kereba sdrabet wala btuauka raska kem zey serh dihilom sle zebyuka kulu gze rase mtamman zey blka eka hiwetka mlua bsdrabetka teremiska tnebr yehwate bejakum bflay nwlduna agebab aketsatsa gerna neebyom hdrkum❤
ውላድካ ተኮይኑ ስ ዓቢ ሽግርዩ
ከም ኩሉ ግዝየ ክብርት ይሃበልና ኩቡር ሓውና ጸግኡ የብዝሓካ ፍልጠትካ ድማ የስፋሕፍሓዮ
Haki hawey❤
THANKS Akile
ናይ ባሓቂ እየ አነስ ብእነት ኩሎም ኣብ ዝርያያ ዘሎው ሰባት ጥዒማት እዮም ፀገም ናተይ ጠባይ ተኮይኑ እንበይ
Nay behki tekami 👍temherty
ኣምላኽ ይባርኻካ ኣክሊሉ
Thankyou Aklilu for your advice 🙏💙🌹🙏💙🌹.
Nay bahaki Aklye tsibuk hasab
❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ኣኪለ ክቕጸል ዘለዎ መደብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንታይ ገበሩ፡ እንተ ፈሊጥናዮም ዘይንጥንቀቀሎም ፡ብዝተኻኣኣለ ክንመልሶም ዘይንፍትን፡❤❤❤
Bhaki
Thx Brother ❤❤❤
ወውው ናይ ብሓቂ ፅቡቅ ገይርካ ገሊፅካዮ ብፍላይ ናይ ቁፅሪ ሓደ ዝገለፅካዮ ኣብ ሂወተይ ዘጋጠመኒ ሰብ ኣሎ 👌
ኣኽሊሉ ግደፍ እባ ምስ ሰብ ኣይተባእሰና 😄😄ጹቡቅ ሓበሬታ❤🥰
anes seb zebhal xele beynka mekan eye zebhego
Akile hawey thanks more qexilo ❤❤❤❤❤❤❤
ጹቡቕ መደብ ጹቡቕ ገርካ ገሊጽካዮ ቀጽሎ በጃኻ ተባረኽ ❤
I really apricate u
Edmen tenan yhabka fetari 🥰🇪🇷 kulu gze knxbeyeka ena memhr hawey
ናይ ባሓቂ ኣገዳሲ ትምህርቲ የቀንየልና ከምዚ ዓይነት ሰባት ከኣ የጋጥሙና አዮም ከምኦም ከይ ንከውን ንሰባት ውን ነብስካ ትፍትሽ ማለት አዩ ሰባት ስለ ዝኮና ግን ኣብዚ አዋን አዚ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ይበዝሑ ኣለዉ ❤❤❤❤❤❤❤
Yes thanks bro
❤❤❤ኣኪለ ኢተቕርቦ መደባት ጽቡቕ ኣምላኽ ይባርኽካ በርትዕ❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሓቂ ❤❤❤
ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ናዓይ ኣለዉኒ ተሌፎንካ ተጽሒፍካለይ ክረኽበካ ይኽእልየ የቀንየልና ኣገዳሲ እዩ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
ባሓቂ👌💗
Nai behaki zubuk mikri yekenilna akedimka kulu miflat agedasi iyu buruk hawey ❤
exactly ❤❤❤❤
Well done brother !!!
Anes kabzom zeyzarbu sebat eye bkemy kestkaklo ykel kal tebayey eko amlak ymesgen dahni🎉🎉🎉🎉🎉 ab komnti kxbey ❤❤❤❤
ኣኽሊሉ ሓወይ ንፍዕ ሓቢቢ፡ ቀጽሎ፡ አለ ርአቶ ይህበካ አየ ኣብ ደስ ዝበለኒ፡ ኮመንት ከምዝበጽሓካ አንተ ዘይመሊስካ ዲማ፡ ሰልችኒ ምጽሓፍ ከይገድፎ፡ ናይ ምስጋና መልሲ ሃብ።
Nukulu nay misgana Melsi kihb gzie yeblun
30.000 or 45.000 shih seb ekul gzie yelen
ናይ ብሓቂ ቡሉጽ ሓሳብ ቀጽሎ ከም ወትሩ ኣድናቂኻ እየ
ቀጺለ ሕቶ ኣላትኒ መልሲ ክጽበ እይ ሓደ ሰብ ብዛዕባ ሓደ ነገር ቀጻሊ ትነግሮ ግን ክሕዞ ዘይካል ወላ ዉን ምስ ነገርካዮ ድሕሪ 5 ደቂቅ እንተ ሓቲትካዮ ይርስዓ ነዞም ዓይነት ሰባት ከ እንታይ ትገብሮም ይርዳኒ እዩ ካብዚ ዘቅረብካዮ ወጻኢ እዩ ይቅሬታ እንዳ ሓተትኩ እየ
Thanks more
Well explanation.MIs amlak mihizinet yihayish
❤❤❤..
We really appreciate you to share us . Yeah same people they have it kind of this ❤❤❤
🥰🥰🥰
Thank u bro for your advice 🙏🏽
Betemi yekeniyelna 🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤nice advice
Smart and lovely 😍 👌
Thank you very much bro
Kemza gera nezelkwo kunetat zegelxetely video ko yelan thanks a lot 😊
Good job for Simple explanation
Thank you so much!!🎉
My belovwd bror❤❤❤😂❤❤❤
Thanks for sharing, and we do live with such people everyday and God knows who we are.
እታ ሓንቲ ጠባይ . ናይ ሰልጠነ እያ 100%
Mexamdka kebzom zgelexkaayom aynet entelywo entay kgber ykeal pls video srhalna🎉🎉🎉🎉🎉
btami xbuk agalalxa akile hawey kexlo
It was a simple and clear message.
Kab tnx halifna nblo yeblnan❤
Agatimuna bibzhe enber memher nay bihaqi ajoka wedi hager ❤
Thank you very much
Akile
I can't thank u enough..❤....
Thanks bro, I learned a lot.
Thanks
Xebuq medab kexelio❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you 🙏🏽. Very interesting topic or lecture.❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you 🙏 ❤
Bitaemi menihar eyu akililu hawina ❤❤❤❤
Important message, I like it💙👍💙.
👍❤️👍❤️👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️
Waaw well explain brother !
Today you give me tips .
All what you saying is true 💯
Thank you 🙏 pls keep it up well done ✅