- 367
- 7 521 096
Aklilu H.michael
Italy
Приєднався 8 лют 2014
ሰላም፣ ስመይ ኣኽሊሉ ሃብተሚካኤል ይበሃል። መስራቲን ማነጂን ዳይርክተር ናይ ትምህርቲ ትካል (Train Up Institute) ከምኡ ውን ናይ ምሕደራን(Managment) ወፍሪን (Investment)ኣማኻሪ እየ። ኣብዚ ቻነል እዚ ብግብሪ ዝተፈተኑ፣ ንህይወትና ቀይሮም ዕዉታት ኪገብሩና ዝኽእሉ፣ ኣብ ትምህርቲ፣ ወፍሪ፡ ምሕደራ፡ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊ ናብራ ዘተኮሩ ትሕዝቶታት ይቀርቡ።
ብዘይካዚ ኣብ Facebook AkliluHT ጠዊቕኩም ተኻፈልቲ ናይዚ መድብ ኩኑ።
Hey, I'm Aklilu, a former project manager turned educational entrepreneur. On this channel, we explore evidence-based strategies and tools that can help us be more productive, successful and build a life that we love.
If that sounds interesting, consider subscribing! See you in the next video.

ትካል ክትከፍትን ንዝኸፈትካዮ ከተዕብን
ሕልምኻ እንታይ’ዩ?
ናይ ብዙሕ ሰብ ሕልሚ ብዝተማሃሮ ዓይነት ትምህርቲ ስራሕ ምስራሕ’ዩ። ብዝተመሃርካዮ ሞያ ስራሕ ምርካብ ጽቡቕ ሕልሚ’ዩ። በዚ ኮይኑ በቲ ጽቡቕ ደሞዝ ዘለዎ ስራሕ ምስራሕ ውን ዝጽላእ ኣይኮነን።
ግን ተቖጺርካ ምስራሕ ውን ኣብ ነዊሕ ግዜ ኣዕጋቢ ኣይኮነን። ዶሞዝካ ብዘየገድስ። ደሞዝ እንዳ ተቐበልካ ትነብር ሰብ እንተዄንካ ብቑጠባ ከምቲ ዝግብኣካ ከይትኸውን ሓኒቖም ዝሕዙኻ ሰለስተ ሓይልታት ኣለዎ
1. እቲ ንውሑዳት ሃብታማት ጥራሕ ዝድግፍ ፖሊሲታትን ሕግታታን መንግስቲ
2. መዝሚዙ ዘይጸግብ ዘስርሓካ ትካል
3. መዓልታዊ ዝኸብር ዕዳጋ
በዚ እዩ ከኣ ኣብ ዓለም እቶም ብብዝሒ ዕዉታት ዝበሃሉ ሰባት ከምዚ ከማኻ ሰሪሖም ደሞዝ ዝኽፈሉ ሰባት ዘይኮኑስ ናቶም ትካል ዝመስረቱ’ (Entrepreneurs) እዮም። ተቖጺሩ ዝሓለፈሉን ሕልሙ ዘተግበረን ግን ክሳብ ሕጂ ኣብ ታሪኽ ኣይተመዝገበን።
ትካል ምኽፋት ብርግጽ ብዙሕ ሰብ ዝሃርፎ ነገር’ዩ። ግን ከኣ ብዙሕ ሰብ ዝደፍሮ ውን ኣይኮነን፣ ቅድሚ ሕጂ ጌርካዮ ዘይትፈልጥ ነገር ምግባር ዘየፍርሕ ኣይኮነን፣ እሞ ከኣ ብዙሕ ዓመታት ሰሪሕካ ዘዋህለልካዮ ገንዘብ ብሓደ ግዜ በቲንካ መኽሰብ ምጽባይ ከጠራጥር ባህርያዊ’ዩ። ብዙሓት ዝተኸፍቱ ትካላት ዘይዕወቱሉ ቀንዲ ምኽንያት ቅድሚ ትካል ምኽፋትካ ክትምልሶም ዘለካ ሕቶታት ብግቡእ ዘይምምላስ’ዩ።
ኣብዚ ኣብ ቀረባ መዓታት ዝጅመር “ካብ ሓሳብ ክሳብ መኽሰብ፡ ምጅማርን ምዕባይን እታ ትሓልማ ትካል” ዘርእስቱ ስልጠና ትካል ቅድሚ ምጅማርካ ክትምልሶም ዘለካ ቀንዲ ነገራት፣ ብቐንዱ ከኣ ነዞም ዝስዕቡ ሰለስተ መሰረታውያን ሕቶታት ክምልስ’ዩ።
1. ኣብ ምንታይ እንተውፈርካ ኢኻ ክትዕወት እትኽእል?
2. ኣብቲ ዘውፍርካሉ ብኸመይ ኢኻ ኣብ ውድድር በሊጽካ ክትዕወት እኽእል?
3. ኣብ ሓጺር ግዜ ብዙሓት ዓማውል ንትካልካ ብኸመይ ከም ዝመጽኡ ትገብር?
ዝብሉን ካልኦትን ወሰንቲ ወሰንቲ ሕቶታት ክምለሱ’ዮም።
ካብ ኣብ ትሕቲ ሰብ ተቖጺርካ ምስራሕ፣ ንዘለካ ተመኩሮን ትምህርትን ኣብ ጥቕምኻ ብምውዓል፣ ጎይታ ግዜኻን፣ ፍልጠትካን ጉልበትካን ካብ ምዃን ዝዓቢ ጸጋ የለን።
ኣብዚ ትምህርቲ’ዚ
ብዘይካ’ቲ ንክልተ ወርሒ ዝካየድ ብቐጥታ ዝወሃብ ትምህርቲ፣ ከምኡ ውን
1. ብዘይ ዝኾነ ይኹን ክፍሊት ንዓመት ምሉእ ኣብ website ዝተጻዕነ ብኢመይልካ ፓስዎርድኻን ጌርካ ብምኽፋት ኣብ ዝጥዕመካ ግዜን ቦታን ግዜ ኴንካ ክትከታተሎ ትኽእል ቪድዮታት
2. ብትግርኛ ዝተተርጎመ ነቲ እትመህሮ ዝያዳ ዝሕግዝ መሰነይታ መጽሓፍቲን፣ ሓጸርቲ ጽሑፋትን
3. ነዚ ትምህርቲ’ዚ ምስ ወዳእካ ብነጻ ቀዋሚ ኣባል ናይ ከማኻ ትካል ኣብ ምምስራት ዘለዉን፣ ኣብ ቢዝነስ ኣብ ዓቢ ደረጃ ዝበጽሑን ዓበይቲ ሰባት ብምዃን ናይ ዕዉታት ሰባት ተመኩሮ ብምቕሳምን ዓወትካ ተውሕሰሉ ስጉምቲ’ዩ።
ብተወሳኺ ን 10 ኣቐዲሞም ናብዚ ስልጠና ዝሳተፉ ሰባት ፍሉይ ምጉዳል ዋጋ ከም ንገብር ንሕብር።
ንተወሳኺ ሓብሬታ ብቀጽሪ ቴለፎን ወይ WhatsApp 00256 708 951 146 ተወከሱ።
ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ UA-camr ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ
mesobakile.com/
Join this channel to get access to perks:
ua-cam.com/channels/S5KsF3bg7h_G7MBkKEfwOA.htmljoin

Переглядів: 2 350
Відео
ካናዳ፣ እንታይ እዩ ዝኸውን ዘሎ? I Is the Canada dream dead?
Переглядів 36 тис.2 години тому
ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ UA-camr ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ mesobakile.com/ Join this channel to get access to perks: ua-cam.com/channels/S5KsF3bg7h_G7MBkKEfwOA.htmljoin
3 ናተይ ሚስጥራት ከካፍለኩም
Переглядів 15 тис.2 години тому
ሎሚ መዓልቲ 3 ብግቡእ ሰሚዕካ፣ ተረዲእካ፣ እንተ ኣተግበሪካየን ህይወትካ ዝቕይራ ምስጢራት ክዝርዝር’የ። ነዘን ሰለስተ ሚስጥራት ምስ ሰማዕኩም ኣየነይቲ እያ ቀንዲ ናትኩም ዝዓበየት ከተመሓይሽዋ ዘለኩም ኣብ መወዳእታ ክትነግሩና ኢኹም። መጀመርያ ግን ምስማዕ፣ ምርዳእ። 1. ስለምንታይ ሓደ ክልውጠካ ዝኽእል ዓቢ ነገር ክትገብር ትብገስ እሞ፣ ጀሚርካ ቀልጢፍካ ተቛርጾ? 2. ብኸመይ ኢኻ ሓደ ክትገብሮ እትደሊ ነገር ከየቛረጽካ ብቐሊሉ ንነዊሕ ግዜ ክትገብሮ እትኽእል? 3. እቲ ክትኮ እትደሊ ዓይነት ሰብ ካብ ምዃን ዝዓግበተካ (ንስኻ ዘይገመትካዮ ነገር) እንታይ’ዩ? #akliluhabtemichael #eritreanfiilm2022 ...
ኩሉ ብዛዕባ ፉል ስታተስ ክትፈልጦ ዘለካ I ምስ ኣቦ መንገብር ድምጺ ስደተኛታት ኣቶ ሙሉበርሃን በርሀ ዝተገብረ ቃለ ምልልስ
Переглядів 21 тис.9 годин тому
#akliluhabtemichael #aklilu #eritreanfiilm2022 #eritreamovie2024 #tigrignamusic #orthodoxmezmur #eritreanfiilm2022 #eritreacomedy ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ UA-camr ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ mesobakile.com/ Join this channel to get access to perks: ua-cam.com/channels/S5KsF3bg7h_G7MBkKEfwOA.htmljoin
ንብዙሓት ኤርትራውያን ክጸሉ ዝኽእል ጉዳይ!
Переглядів 35 тис.12 годин тому
እዛ ቪድዩ ድሕሪ ምዝርጋሓ ድሒሪ ዝተወሰነ ግዜ ኣቓልቦ ዝምልከቶም ኣካላት መንግስቲ ዓዲ-እንግሊዝ ስለዝሰሓበት ብሰፊሕ ይዝተየላ ኣሎ። ብተወሳኺ Daily mail ኣብ ዝዘርግ ዜና “ ናይ ሓሶት ሓተትቲ ዑቕባ ንቤት-ጽሕፈት ብርጣንያ ኤርትራውያን ኢና ብምባል የታልሉን፣ መሊሶ’ድማ ኣብ ቲክ-ቶክ ንብኣሽሓት ዝቑጸሩ ተኸታተልቶም ይጅሃሩን ከም ዘለዉ ተቓሊዑ” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ ጽሑፍ ዘርጊሑ ኣሎ። ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ UA-camr ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ mesobakile.com/ Join this channel to get access to perks: ua-cam.com/ch...
ሩስያ ትሓስቦ ዘላ ጉድ! ዓለም ናበይ ገጻ'ያ? ንስኹም ከ እንታይ ትብሉ?
Переглядів 51 тис.12 годин тому
እዚ ሩስያ ነቲ ኣተሓሳሳቢ ኮይኑ ዘሎ ምንቁልቋል ብዝሒ ህዝባ መፍቲሒ ይኸውን’ዩ ኢላ ኣውጺኣቶ ዘላ ሕጊ እንታይ’ዩ፧ እቲ ሩስያ ዝውሰደቶ ዝገርም ስጉምቲ: ሚኒስትሪ ጾታዊ ርክብ(Ministry of sex) ዝበሃል ሓድሽ ሚኒስትሪ ምምስራት’ዩ። ግን እዚ ሚኒስትሪ’ዚ ተወሂብዎ ዘሎ ዕማምን ኣውጺእዎም ዘሎ ፍልይ ዝበለ ቅጥዕታትን ቅድሚ ምርኣይና፡ ምቕናስ ወሊድ ብዓለም ደረጃ ክሳዕ ክንደይ’ዩ ኣተሓሳሳቢ ኮይኑ ብሕጽር ዝበለ እስከ ንርአ። #akliluhabtemichael #eritreanfiilm2022 #eritreamovie2023 #aklilu #eritreamovie2024 ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ UA-camr...
ዩጋንዳ፥ ምብራር ሓደ ሰብ፡ ምቅይያር ኣብ ዋጋ ኢንተርነት፣ ምቁራጽ ኣገልግሎት ኤለትሪክ ንኸየጋጥመና
Переглядів 8 тис.14 годин тому
#akliluhabtemichael #aklilu #eritreanfiilm2022 #eritreamovie2023 #eritreamovie2024 #tigrignamusic ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ UA-camr ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ mesobakile.com/ Join this channel to get access to perks: ua-cam.com/channels/S5KsF3bg7h_G7MBkKEfwOA.htmljoin
ዩጋንዳ፡ ኣገዳሲ እዋናዊ ሓበሬታ
Переглядів 24 тис.16 годин тому
ኣብ ዩጋንዳ ስደተኛታት ንኽነብሩ መጀመርያ ኣብ ሰለስተ ወርሒ ዝሕደስ ኣሳይለም ሲከር ይወሃቡ ድሒሩ ከኣ ኣብ 5 ዓመት ዝሕደስ ፡ ኢንተርቪው ብምግባር ዝወሃብ ፉል ስታተስ ይወሃቦም። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ግን ብዝተፈላለየ ምኽንያት እዚ ኣብ 5 ዓመት ዝሕደስ ናይ ስደተኛ ወረቐት፡ ፉል ስታተስ ካብ ምዕዳል ተቛሪጹ ነይሩ። በዚ ምኽንያት ከኣ ኣብ ብዙሕ ሰብ ሻቕሎትን ገንዘብ ብምሃብ ከተስር ምፍታትንን ተራእዩ። ገንዘብ ሂቦም ዘስርሑ ብዙሓት ውን ፌክ ኮይኑ ስለ ዝተረኽበ ከሲሮም ኢዮም። ካብኡ ሓሊፉ ውን ዩጋንዳ ናይ ስደተጛታት ወረቐት ኣይትህብን ኢያ ዘላ ተባሂሉ ዓዲ ዝቐየሩን ክቕይሩ ዝሓሰቡን ብዙሓት እዮም። ህይወትኩም ዝቕይር ና...
4 ሽሕ ዓመታት ዝጸንሐ ምስጢራት
Переглядів 14 тис.16 годин тому
ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ UA-camr ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ mesobakile.com/ Join this channel to get access to perks: ua-cam.com/channels/S5KsF3bg7h_G7MBkKEfwOA.htmljoin
ዘገርም ነገራት'ዩ ክገብር ዝሓሳብ ዘሎ!
Переглядів 55 тис.19 годин тому
1. ብዛዕባ ንቖልዑን ህጻናትን ጾታ ንምቕያር ዝግበር ከቢድ መጥባሕቲ 2. ኣብዚ ንጥፈት እዚ ዝሳተፋ ሆስፒታላትን ናይ ፋርማሲ ኩባንያታትን ነዚ መስርሕ ንዘለዎ ከቢድ ናይ ነዊሕ እዋን ናዊ ሳዕቤን ሓቢአን እንተድኣ ኮይነን ክወስዶ ሓሲቡ ዘሎ ስጉምቲ 3. ሓረስቶት፡ ንግርዝውና ዝዓግቱን ኣብ ጥቕሚ ንኽውዕሉ ፍቓድ ዘይረኸቡን ፍርያት ኣብ ዕዳጋ ኣውሪዶም እንተኾይኖም ንምጽራይ ኣውጺእዎ ዘሎ መደብ ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ UA-camr ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ mesobakile.com/ Join this channel to get access to perks: ua-cam.com/chan...
ባንክታት ክትፈልጦ ዘይደልያኻ ምስጢር
Переглядів 27 тис.19 годин тому
ኣብ ናይ ሎሚ ቪድዮ ገንዘብ ብኸመይ ከም ዝስራሕን መን ከም ዝሰርሖን ባንክታት ብዛዕባ ገንዘብ ክንፈልቶጦ ዘይደልያና ሚስጥራት ገንዘብና ይውሓድ ይብዛሕ ብኸመይ እንተሓዝናዮ እዩ ክጠቕመና ዝኽእል ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ UA-camr ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ mesobakile.com/ Join this channel to get access to perks: ua-cam.com/channels/S5KsF3bg7h_G7MBkKEfwOA.htmljoin
ሂወተይ ብኸመይ ከም ዝመርሓ ከካፍለኩም I ካባይ ክትመሃርዎ እትኽእሉ ነገራት
Переглядів 41 тис.День тому
ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ UA-camr ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ mesobakile.com/ Join this channel to get access to perks: ua-cam.com/channels/S5KsF3bg7h_G7MBkKEfwOA.htmljoin
ኣብ 6 ወርሒ 3 ጨንፈራት ዝኸፈቱ ኤርትራውያን FreshPick
Переглядів 49 тис.День тому
ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ UA-camr ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ mesobakile.com/ Join this channel to get access to perks: ua-cam.com/channels/S5KsF3bg7h_G7MBkKEfwOA.htmljoin
ምጥራዝ ኤርትራውያን ካብ ኤርፖርት ናይ ዩጋንዳ፣ እቲ ሓቂ እንታይ'ዩ?
Переглядів 73 тис.День тому
1.ኣብ ቀረባ መዓልታት ኤርትራውያን ዜጋታት ካብ ኢንተበ ኤርፖርት ብህጹጽ ተጠሪዞም ኣለዉ፣ ጠንቂ ናይዚ እንታይ’ዩ? 2.ብቐንዱ ከኣ ቅነ Christmassን ሓድሽ ዓመትን ኣብ ንኣትወሉ ዘለና እዋን ናይ ጸጥታ ኣካላት ግፋ ዘጽዕቑሉ ግዜ ስለ ዝኾነ ክንገብሮም ዘለና ጥንቃቐታት ክዝርዝር’የ። 3.ናብ ኡጋንዳ ክንገይሽ ወይ ጋሻ ኽንቅበል ምስ እንምድብ ክንፈልጦም ኣዝዮም ዘገድሱና ሕግታት እንታይ’ዮም? ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ UA-camr ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ mesobakile.com/ Join this channel to get access to perks: ua-cam.com/c...
ሰይጣን ዘምሎቖ ምስጢር I ሂወትካ ዝቕይሩ ምስጢራት እዩ ኣምሊቑ
Переглядів 42 тис.14 днів тому
ሰይጣን ዘምሎ ምስጢር I ሂወትካ ዝቕይሩ ምስጢራት እዩ ኣምሊቑ
ደቅኻ እትቐጽዓሉ ዝበለጸ ኣገባብ እንታይ'ዩ? Part 1
Переглядів 38 тис.14 днів тому
ደቅኻ እትቐጽዓሉ ዝበለጸ ኣገባብ እንታይ'ዩ? Part 1
ዩጋንዳ፥ ብኤርትራዊ ዝውነን ብሉጽ ሆቴልን ፓርክን ኣብ ካምፓላ
Переглядів 123 тис.14 днів тому
ዩጋንዳ፥ ብኤርትራዊ ዝውነን ብሉጽ ሆቴልን ፓርክን ኣብ ካምፓላ
👌 ኤርትራውያን ኣብ ዩጋንድ ክገብርዎ ዝሓስቡ ዘለው እንታይ'ዩ?
Переглядів 17 тис.21 день тому
👌 ኤርትራውያን ኣብ ዩጋንድ ክገብርዎ ዝሓስቡ ዘለው እንታይ'ዩ?
ኣብ ስርቅን ፋይቶትነትን ዝሳተፉ ኤርትራውያን! እዚ ጉዳይ ግን ከመይ'ዩ?
Переглядів 38 тис.21 день тому
ኣብ ስርቅን ፋይቶትነትን ዝሳተፉ ኤርትራውያን! እዚ ጉዳይ ግን ከመይ'ዩ?
ዩጋንዳ፡ ካናዳ፡ ኣሜርካ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ሓበሬታታት
Переглядів 81 тис.28 днів тому
ዩጋንዳ፡ ካናዳ፡ ኣሜርካ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ሓበሬታታት
ካብ 100 ጸለውቲ ደቀ'ንስትዮ ዓለም ዝተሰምየት ኤርትራዊት I ናይ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ ክሰርሕ ተበጊሰ ኣለኹ
Переглядів 47 тис.Місяць тому
ካብ 100 ጸለውቲ ደቀ'ንስትዮ ዓለም ዝተሰምየት ኤርትራዊት I ናይ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ ክሰርሕ ተበጊሰ ኣለኹ
ብሚእቲ ዶላር ተበጊሱ፣ ዓቢ ኣውፋሪ ዝኾነ፣ ኣቶብርሃን መሓሪ
Переглядів 99 тис.Місяць тому
ብሚእቲ ዶላር ተበጊሱ፣ ዓቢ ኣውፋሪ ዝኾነ፣ ኣቶብርሃን መሓሪ