You are right Simon. No one should be above the law. But in Eritrea dictator Isaias is the law. He sawr kwam is dead. It will be alive when he is no more.
HGDF Charter and the so-called KWAM has lots of similarities. It does not come out of vacuum. Pls leave a space in your speech. Applying it the problem we can agree on the amendments
Ppl need to learn civics, what is government, who sets up government, rights and duties of citizens,… people in Eritrea need education period.nd ppl lived in western areas selfish and stupids that’s a big problem which faced nowadays.
Encouka menebaborow n'nfelto kona n'Simon. Simon lekei kemsebo maltawey suroho sereyho zatow ; slezy bekale kitekono entedeleyka menalbat bezy meisab gen you're just messing with none sense vilifying.
Simon nibalu zifelto yebilun b elemo eu zikeyid zelo. 2y.ezi ni Eritrea mis Tunizya,Sorya wezete tewedadiriwo, Ertirawi nebsu kewixi yihadim inber nimeselu ayikalesin eu.
ቑዋም መሳጋገሪ እምበር ነቓጽ ኣይኮነንን ::ምስ ምዕባለ ዝምዕብል -"ዝጽገን "እዩ ኣብ ኩለን ሀገራት /ምበገሲ 🙏ታተ ዘብል ስምምዕ ስጋብ ዝተገበረ 👍👍
You are right Simon. No one should be above the law. But in Eritrea dictator Isaias is the law. He sawr kwam is dead. It will be alive when he is no more.
ኤረትራዊያን ብጀካ ስርዓት ህግደፍ ካልእ ፀላኢ የብለኩምን።
Agame
ንዓኻ ከኣ ድሮን እያ ጸላኢትካ ቆራጽ ዋሒድ😂😂😂
ዋይ ክሳብ ሕጂ ኣየለለኹወን ጸኒሐ ። ሓንቲ ክብለካ ትፈልጦ እንተትዛረብ ጽቡቅ እዩ ። ብዙሕ ሃልርውለውን ዘይነበረን ኣይተውሪ ።
HGDF Charter and the so-called KWAM has lots of similarities. It does not come out of vacuum. Pls leave a space in your speech. Applying it the problem we can agree on the amendments
Amazing informative and explanation!
ዘከበርካ ሓወይ????ሰማዕ እንታይ ጪብጢ ኣለካ ሰቅልካ ኩለል ኣይትበል ሰባት ብዘይ ገበርው ኣይትወንጅል። ሜሮን ሓወይ መደባትካ ብጣዕሚ ጽቡቅ እየ ቀጽሎ። ርሑስ ብዓል ልደት የሕዋት🎉🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
What’s your question, you gave us a statement???? Kolel wahiddddd
ኣብ ናይ ሳይሞን ዘረባ ክምልኣሉ: ኣብ ናይ ሳልሕ ዑስማን: ብናቶም ኣዘሪርባ ከናዝዝዎ ናብ ጾሮና ወሲዶሞ ምስ ኣብርሃ ካሳ: ሓደ መራሒ ብርጌት ክ/ሰ 17 ዝበሎ ዘረባ: ወኻርያ ነምበሳ ሒዝዎ ክመጽእ ኣይክእልን እዩ ኢልዎ: እቲ መራሒ ብርጌት ግን በታ ዘረባ ተኣሲሩ::
መሮን ዝተደበቁ ስነጥበባዊያን ፊሒርካ ምምጻእካ ንፉዕ ቀጽሎ።
ኩሉ ሰብ ገበን እንተገይሩ ስጉምቲ ኪውሰደሉ ጉቡእ ኢዩ። ቃላብ ቢድስፒሊን ጉድለት ተቀጺዑ ነይሩ። ርክብ የብሉን ሚስ ናይ ኢሳቕ ጉዳይ።
Zigerim 90% comments xerfi tirah mihur zeyfetu hibreteseb bizaeba kiwam entay yifelit. Kiwam hager yitegber esurat ab firdi yikrebu::
ሓቂ ዝዛረብን እምበር ወረ ዘቀባብል ምሁር የለን
ኣስኩት
Thank you memehir simon Hagos
Love this guy
ቅድም ንመዋቲ መንግስቲ ኣምላክ ንስድራቤት ጽንዓት ይሃብ :: ካልእ እዝ ኣማውታ ሓውና ትሕብረና ዘሎካ ኣብቲ መሳርዕ ሓይልታት ዝነበርና ጽቡቅ ጌርና ንፈልጦ ዝፍጸም ዝነበረን ዘልን እዩ እዝ ድማ ጠንቂ ፍትሕን ግሉጹነትን ምንኣስ እዩ :: ክንደይ ንፈልጥም ንንብሶምን ሓለፍትም ለኪሜም ካብዛ ዓለም ዝትፈለዮ ኣነ ይፈልጥ ገለ ድማ ንነብሶም ጥራሕ ግዳይ ዝገበሩ እዝ ድማ ካብዝኦም እዩ :: በዝ ኮነ በቲ ነቲ ሓላፊ ክልክሞ ጽቡቅ ኔሩ ከምቲ ናይ ቱኒዝያ ግን ኣብ ኤርትራ ካልእ እንተተረፈ ንክትእከብ ዕዱል ዝህብ ሚድያን ምንቅስቃስን የሎን ነብሲ ወከፍ 100m ከተማ ብሓለዋ ዝተሓዝኤ መንኢካ መንቀሳቀሲ ንምንታይ ታኣኪብኩም መን ኢኩም ወዘተ ዝብል ንፈልጦ መስርሕ ናይቲ ስርዓት ክሳብ ዝክነ ክብድ ዝበለ እዩ ::
አታ ስምኦን ክሳብ ሕጂ ሓሶት ኣይገደፎን አዚ ክብቶም ኣብ ሃማመተኤ ብዝሓት ሰብ ዘሽከለ ለክባጥ አዩ
እዚ ሕጂ ስድራ ይህልዎ ዶ?? ዓገብ ዝብሉ
Ab mntay zeshkele
ኣታ ወዲ ዓዶኽዶኽ ኣይትበል ኣይትሓሱ ፡ ኮ/ል ሳልሕ ዑስማን ኣብ ሓይልታት መጽዩ ጌጋ ምዓልቲ ዉዒልና ንህዝብናን ሃገርናን ልንክሕስ ኢና እዩ ዝብል ነይሩ እምበር ኣብ ቅድሚ ብዓል ስብሓት ኤፍሬም ንቅዋም ኢለ እየ ኢደይ ሓዊሰ ኣይበለን ። እዋይ ኣበይ ቦታ ኣየነይቲ ኣሃዱ ነይራ ኣብዚ ለና ክንምልሰልካ ። ድሓር ድማ ቅዋም ቅዋም ትብል ዝኾነ ዲክታቶር እኮ ንዕዑ ብዝጥዕሞ ቅዋም ከቕዉም ይኽእል እዩ ፡ ስልጣን ህዝቢ ክሳብ ዘይተረከቦ ቅዋም ሃልዩ ኣይሃልዩ ....ዲክታቶርሺፕ ክጠፍእ ኣይክእልን 'ዩ
ብጣዕሚ ወርቂ ላዛ ዘሎዎ ዘረባ 👍👌🙏🙏
What the source of your information?
Bsul zereba bsul seb🎉 ketali eritreawi bealu eritreawi eyu.... rest in peace our brother 🙏🏼 💔
ብሕጽር ዝበለ ብወገነይ ክብሎ ዝደሊ * ቅዋም ኤርትራ 1997 ናይ ኢሳያስ 'ዩ ንዝብሉ ሰባት ፡ ናይ ኢሳያስ እንተ ኮይኑ ንምንታይ ፈሪሕዎ ዘይኣወጆ ድኣ ፧ ኢልኩም ሕተትዎም መልሲ ዝብሃል የብሎምን ።
This is all false information
ሳይሞን ኣቦ የብሉን ዲዩ ሳይሞን ሳይሞን ትብሉ ለክባጣት
Gena mengsti eritrea 50 amet alowo denkoro getse meshenit
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዘረባ
ኣብ አርጋንካ ጸይቅልካ ዱሁል ዝኮነ ሰብ።
Ppl need to learn civics, what is government, who sets up government, rights and duties of citizens,… people in Eritrea need education period.nd ppl lived in western areas selfish and stupids that’s a big problem which faced nowadays.
መሪ ካምዝ ዝቨሉ ባላሕቲ ብምቅራብካ ጅግና ኣካ ቀፅለሉ ❤❤❤❤❤❤
አየ ሳሚ ድርባይ መዋእልካ ን ወያነ ከዲምካ ምስ ጠፋአት ድማ ባንደራ ተኸዲንካ ሕጂ ድማ ከዳሚ አብይ ኰንካ ተዓሲብካ ተመሊስካ ን ቀላኣብ ድማ ግዳይ ገርካ ናይ ንገንዘብ ኢልካ ክትሕሱ ሓስዊ ለኽባጥ እምበር ቀላኣብሲ አብ ሀገሩ ምስ ህዝቡ እዪ ዘሎ
Bariya nay Eseyas wedi Temben
Encouka menebaborow n'nfelto kona n'Simon. Simon lekei kemsebo maltawey suroho sereyho zatow ; slezy bekale kitekono entedeleyka menalbat bezy meisab gen you're just messing with none sense vilifying.
Good job!
አንታ እዚ ወዲ ክንደይ ይሕሱ እዩ ቀለአብ ካብ ኤርትራ ወጺኡ ሃዲሙ ይብል ኔሩ ሕጂ ተመሊሱ አብ ገዛ አሎ ዝብልሲ ሕልኩስ ሐሳዊ ርእሲ አድጊ።
ክክክክ ዕምሩ እባ ትሕጸር ዓይኑን ልቡን ደፊኑ የምብሮ ኣምላኽ 😄😄
tihisu aleka, tesewiru iyu zibele!
Where have been my guy.we need more like this gentleman.
ብናተይ ኣረኣእያ መሬት ናይ መንግስቲ ክኸውን የብሉን:: ግን መንግስቲ እንድሕር ነቲ መሬት ደልይዎ ነቲ ዋናኒ (ዓዲ ወይ ውልቀ ሰብ)መሬት ዝግባእ ካሕሳ (ዋጋ)ከፊሉ ክወስዶን ንሃገራዊ ረብሓ ከውዕሎን ግን መንግስቲ ሕጋዊ ስልጣን ክወሃቦ ይግባእ::
ሜሮን ዓቢ ቆልዓ እቲ ትጽሕፎ ትግርኛስ ክብሪ ዘለዎ ይኹን።እንታይ ኢኻ ክትብል ደሊኻ ኢልካ ናይ ምቁንጻብ ትዕቢትን ኣርእስቲ እንታይ ኣምጽኦ ምኻን ሻዕብያ ትዕቢት ኢዩ ኣውሪስኩም።ኣብ ክንደይ እቲ ፍልጠትካስ ትዕቢትካ ከኣ እምበር ይገርም ባዶ ዝኾንካ ቆልዓ ፍልጠት 00000 ድፍረት 100 ።እዚ ህዝቢ ጎሓፍ ተደፊእዎ ፖለቲካ ኣባኹም ወዲቁ😢😢😢
Aker zeben eiu arku tentani eye eilu mexi ezi hiji
ነዚ ሃለዉለዉ ዝብል ወረኛ ድኣ እቲ ዝሃቦ ግዜ እኳ በዚሕዎ ። ብኢሳቕ ጀሚሩ ናብ ቃልኣብ ፡ መሊሱ ናብ ቅዋም ፡ መሊሱ ናብ ቱኒዝያ ፡ መሊሱ ናብ ኮ/ዑስማን .....ንሓድሕዱ ዘይራኸብ ኣርእስትታት ። ኣግህድ ኣቢሉ ዮቱበር ኮይነ ክመጽእ ተኻታተሉኒ ዘይብል ....ትም ኢሉ ዝህዉትት
@@MTO2024 ንሜሮን ኢየ ጺሒፈሉ ነቲ ጋሻ ኣይኮነን።
@@semharkahsay1946 kulomu hade eti abi gawunas kabue do yehayshi eiu
@@shabaymender9126 Kemzi kemaka zgitmo sienu
መስኪን ዘረባ በይኑ ዝጎየየስ ቀዳሚ ነይብሉ
Merry
ሰላም ሰላም ሜሮን ከምቲ ወትሩ ብሉጽ ቀጽሎ ክብለካ ይደሊ ኣብታ ናይ ቅዋም ዝበልካያ ግን እቲ ድሕሪ። 98 ዝተወልደ መንእሰይ ብዙሕ ኣይቅበሎን ዩ ዝበልካዮ ብናተይ ርድኢት ጌጋ ኣለኻ እዚ ወለዶ ኣብ ናይ ቅዋም ጉዳይ ካብ ህልኽ ዝመጽእ ዘረባ እንተዘይኮይኑ ኣነ ካብ ዘጽናዕክዎ ዝበዝሐ መንእሰይ ተቃዉሞ የብሉን ብኣንጻሩ ካ ድኣ እቶም ናይ ጀብሃን ናይ ደገ ዝነበሩ ነቲ ዉድብ ዝቃወሙን ዮም ዘይድግፍዎ ስለዚ
ብግዝያዊ ስልጣኖም ፡ ጽጋብን ንዕቀትን ብኣፍንጫኦም ሰርኒቑ ዝወጸ እልፊ ገልጣማት ፡ ብቕርሲ ሃገር ዝኾኑ ብሉጻትን ጀጋኑን ዜጋታት ኣሽካዕላል ክጻወቱ ኣዝዩ ኢዪ ከብድኻ ዝቐርጽ ። ኣብ ከምዚ ዓይነት ሕልና ኣልቦነት ዝዓብለሎ ሕሉፍ ኢሰብኣዊ ጭቆናን ፍጹም ዘይንቡር ኣካይዳን ፡ ኣብ ወረቐት ተሓንጢጡ ዝሰፈረ ቅዋም ምምናይ ሞቕሺሽ ዶ ዋላ ሽልማት ክኾነና ። ዶስ ወልፊ ናይ ይስሙላ ቅዋም'ዩ ኣስፋሕፊሑ ? 😢😢😢😢😢😢
እንታይ ኢዩ ዝብል ዘሎ ዘይተረጋገጸ መእልእክተ ኣይተሕልፍ ክሕትተካ ኢዩ
Zdeliyo zey felit hatafi belo bzeba nay kaleab kzareb eilu abey halewulewu ybil ane kzareb yeblun ay konen retoy ab zey felto kaleab do gele
Kwam will be alive when Dictator Isaias is no more.
Atum sebat xle yaklena abzi maximum after aferfer aytbelu yaklena
ሜሮን ካብዛ ሒዝካየ ዘለኻ መትከል ፍንትት ከይትብል ምክንያቱ በዚ በለ በቲ መንግስቲ ምክራጁ አይተርፍን እዮ ስለዚህ ዘጣዕስ ከይከዉን ከም በዓል ሶል ሚዲያ ጆርጆ ድራር ንድሕሪት ክትምለስ ጽባሕ ዘሕፍር እዮ።
ንስኻ መጀመርታ ክትካረጅ ኢኻ።
Arku fulutun felatin yfelale eiu hateftef ay tibel suqu elka ab zey tifelto zereba ay tebzih kaleab hadimu gele wae tay gedska abzi politics kzareb ydeli eye zey tibl ente delika hawi keleab eye ktrekbeni tedelika kea msaka aleku halawu
Barya 🤪🤪🤪🤪
Well speak, and great idea this is all anti government they have to say what they shoud keep follow.
Kaleab walta...isak dma ezi Mierab eu bkemey terakibom
እቲ ሓቂ ማዓልቱ ሓልዮ ክወጽእ ዮ ሜሮን
Simon hasawi lekbat leweti terewae hji era kab eritrea hadimka telflef ata hasawi belae mentsefu cocorech escavenger
👍👍👍👍👍👍
ሳይመን፡
ኣብ ወጻኢ ኮይንካስ ልክዕ ምስኡ ኮይንካ ዘመኻርካዮ ትመስል?
እዚ መንእሰይ ደጋዊ ዝበጽሖ ብልጫታት ዘይኮነስ ኣብ ዉሽጡ እንታይ ይስምዖ ብጀክኡ ዝፈልጥ የለን።
ንሕክምና፡ ደገ መውጻእ ኣበዮሞ ትብልስ ናብ ኡጋንዳ ከይዶም ተሓኪሞምን'ዶ ኣይነበሩን?
ተቃዉሞ እንተ ኣልዩዎ ካብ ካምፓላ ንምንታይ ተመሊሱ?
ብኡኡ ጌሩ ናብ ካልእ ዓዲ ንሕክምና ዘይከይድ? ኣብ ካምፓላ ዶካትር እንታይ ከም ዝበሉዎ ትፈልጥ?
ዘይምዉላድ ናትካ ጸገምዩ ኣይትወልድን ኢኻ ኢሎሞ እንተኾኑ'ኸ እንታይ ትፈልጥ?
ቅዋም ወዲ ቅዋም ግዜኡ ዝሓለፎ ኮለል ኣይትበል፡
እታ ትነብረላ ዓዲ ከም መልኣኽ ዘምልኩዋ ዓዲ እንግሊዝ ቅዋም ኔሩዋ ኣይፈልጥን፡ ክንደይ ሃገራት ግን ኣብ ትሕቲኣ ኔረንን ኣለዋን።
ሕጋዊ ቻርተር ኤርትራ፡ ሽሙ ቅዋም ክብሉዎ ይኽእሉ እዮም፡ ግን ኤርትራ ንይስምዑለይ ትነብር ሃገር ኣይኮነትን።
ስልዚ ኣንጻር መንግስቲ ዘረባ ረኺበ ኢልካ ኣይትዛረብ።
ኦይ..ንህዝቢ ኤርትራ ኣፍ ኮንኩሞ ድሌታቱ ከይሓለኩም ተደንግጹ ዲክታቶር ዘዝበሎ ክንደግሙ ላሕ ኢልኩም
ጕዳይ ቅዋም ከም ኣገዳሲ ኣርእስቲ ብምውሳድኩም ምስጋናይ ይብጻሕኩም! ኣነ'ውን ብዓቕመይ፡ ኣብ ኣመሪካ ኰይነ ነቲ መስርሕ ክሳብ መወዳእታ ብተገዳስነት ተኸታቲለዮን ተሳቲፈዮን። ንጋሻ ሜሮን ኣብ ልዕሊ ቅዋም ኤርትራ ዘለዎ ተገዳስነት እንዳመስገንኩ፡ ኣብቲ ሒዙዎ ዘሎ ግደ ግን ኣይሰማማዕን። ምኽንያቱ ካብ ነጻ ኰይንኻ ምሕሳብን ምምጓትን ወጻኢ፡ ናይ ጠበቓ ግደ ከም ዝያዳ ሒዙ ኣሎ። ናይዚ መረዳእታ ንምቕራብ፦ "ቅዋም ተተግቢሩ እዩ" ዝበላ፡ ከም ዘይ ተተግበረ፡ ዝዀነ ዕቱብ ምስክር ክደግማ ኣይኽእልን። ጠበቓ
ወይ'ውን ፖሊቲካዊ ካድረ ጥራሕ'ዩ ክብላ ዝኽእል። ምኽንያቱ ናይ ክልቲኦም ስራሕ ተሓሊቕካ ምስራሕ ደኣ'ምበር፡ ነጻ ኰይንኻ ምምስካር ስለ ዘይኰነ።
Abza meweta ztetareba ezi wedi berhatley ala nay hadegena sebay ya😂😂😂brged nkebdu gn aytrdon ya😂
Kedami nay weyane, Ab Addis hasika zetfekayom sebat ketewtsiom eka
Sek bel komsheti kewule .nay meshat haswi eu
ንገሮም እስኪ ነዞም ደንቆሮታት አበይ እሞ ይርድኦም
ሕውስውስ ኣቢልዋ ዋጋ ዘይብላ ዕላል 🤣🤣🤣🤣🙈
ኤረትራዊያን ብጀካ ስርዓት ህግደፍ ካልእ ፀላኢ የብለኩምን
@@younesabdullah6564ሰክት ቆራጽ እግሪ ጨናዊ ቁስሉ ናትካ ግበረ ረዋኢ ሓፍቱ ሰራቂ መስቀል ዓባቅ ክልል ሒስካ ዕረፍ ወዲ ፈታሒ ዕጥቁ ለቅላቂ
ክኽክክክ ናይመን ጀልጋድ ዩ እዚ ኸ G15 ቁዋም ኢሎም ኣይተቃወሙን ኣይትሓሱ ዓይንኻን ልብኻን ይደፈን
Entay dea girom
btaami xubuk medeb bhaaki eti xegem abana eyu zelo gena kirdeana aykealen,thank you simon with respect.
Hjy zxelea hzbi bzey hjy ktefea eu 😢😢😢.kwam do yxlea eu wedey.
Kulu seb ኣብ ትሕቲ ቅዋም ማዕረዩ ዝብል ኣበይናይ ሓገርዩ ዝሰርሕ፡ ገበነኛን ዘይገበነኛን ማዕረ ይኮውን ድዩ፡ ገበን ዝገበረ ክቅጻዕ ግድንዩ ቅዋም በየናይ ዓንቀጽ ክቅጻዕዩ ዝውስነልካምበር ኣይቀጻዕ ኣይብልን፡፡ እንታይ ዓይነት ገበንዩ ጌሩ ንዓኩም ንዩቱበራት ዝምልከት ድዩ ኮይኑ፡ ናይ ነፍሲ ወከፍ ገበን ዝገበረ ሰብ ክንገረኩም ዲኩም ደሊኩም፡ ወይስ ናይቶም ሁቡባት ጥራይ፡ ኣብ አርትራ ኩሉ ማዕረዩ ተራ ሓረስታይ ይኩን ሁቡብ ወላ በዓል ስልጣን ብገበኑ ይእሰር ፡፡ፍርዱ ንገሩና ገበኑ ንገሩና፡ እንታይ ማለትዩ ዩቱበራትን ለኣክቱኩምን ዘዝደለኩሞ ኣጀንዳ ንምርካብ ድዩ፡ ሓበረታ ከይተዋሃብኩምሲ እንታይ ጾምኩም ሓዲርኩም ባዕልኩም እንዳላካዕኩም ትድረሩ ደየለኩምን፡፡
ካብ ኣስላም ይውለድ ዲዩ ኣስላም ክብል ወዲእዋ ቅዋም ኤርትራ ኣይውክልናን ኢዩ ። ሓድሽ ቅዋም ክመጽእ ኣለዎ ስቅ ኢልካ ሃለፍለፍ ኣይትበል።
Ata dekala kndey gizea Aslam elu wela netom ztekosom wun misty aresty zigelxo tetahahaze sle zokone wedy regmty .
ነዞም ኣብ ኩሉ ዘየለና ሰባት ግደፉና
ደገፍቲ ረስሓት ተቃወምቲ ረስሓት ኩሉኹም ሃደምቲ ሓራእቲ ኢኹም
የጨንቀካ እንተከይኑ፡ሞ መን ስምዓዮ እሉ ገዲድካ
ኣንታ ናይ ገሌኹም እኮ ዋእ እሞ ሰኪትካ ዜናኻ ሪእኻ ዘይትድሩም😂😂😂😂😂
Keihhhh bahri memhrna neru
ቀጽልዎ❤
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ቅዋም መን ምስ በሎ እዩ ተተግቢሩ ክትብሎ ዝድለ ዘሎ? ኣነውን ተተግቢሩ እዩ ዝብል ርዲኢት ኣለኒ
Ata haswi bizaba salh Osman
Ayti zareb
Way way
ክልቲኩም ሓሰውቲ ኢኩም
Kid entay chbti Aleka? Kid emo balka jemro n fthi elka nebska mtfae 😢
I think meri the time that you give to him is short. The topic is need some time brother
Drag sihbom dyom zzarebu koynom meri arkey kzarebu kelewus kem gele shwya zfelt seb kemzitat ytkemu eyom shwya senihom ka tkedom
ሜሮን tselienaka ኣይኮናን ንፀርፈካ ሳሕትይ.ከምዚኦም አቅም ዘለዎም ሰባት ኣምጽ እ ነመስግነካ ከአ. ክትሓትት ከፍ ኣለካ.
Nzrdo glxi mebrhi Eyu zhb zelo hzbi Eritria ena hamiqna zelena nhna ab dege zelena mnada
Simon nibalu zifelto yebilun b elemo eu zikeyid zelo.
2y.ezi ni Eritrea mis Tunizya,Sorya wezete tewedadiriwo, Ertirawi nebsu kewixi yihadim inber nimeselu ayikalesin eu.
fekari merihkana tebeges sebay tekonka ab dege xegrki anwihki kitfkri
Kab hiji ndhrit manim asha yelen tegagenay keman dqas keliena alo
I hope sim nayti Halafi Kitnegrena lomi???
ሓሰውቲ👎👎👎👎👎
Kkkkkkkkk
(*Meron sat*) des zebel medeb Betami anbesa ❤❤❤ merri king 🤴❤❤❤
Eza eritrea shger eka rekiba
Lekbat sebaka seraki eka
እንታይሞ እንታይሞ ብላሽ ኮይናትካ ዓለም
✅✅✅✅✅👍🏽
Eway ezi meron khwek zhatetkayo zeywedos meliska thato
Meron ezi Saimon xubuk gere ye zifelto mimhrey u neru ab Barka secondary school nay physics zirebih aykonen neru hade sekirah gubo zikbel u neru
ደማሙ ኣናጹ ኣትማን ኣዛብእ ኢኩም
ዶ ትብለኒ😂😂😂😂😂😂
ክላእ ጌዘይ ቀቲለ ☹
Hasawi shenfla medayageri
ሜር ፁቡቅ መደብ ።ብዝተረፈ ግን ክስትሞ ሄለን ናይ ህግደፍ ጨርቅ ንዮ በልዋ።
ata resha wedi shermuta neta shermuta adika kid agonbihka gbera
agame buda bhir
ብደም ጀጋኑ ዝመጸት 99.8% ዘድመጸላ ባንዴራና እያ። ነዚኣ ዘይቅበል ወዶ-ገባን ዓጋመን ዘይኤርትራዊ ጥራይ ዩ፡ ላህጃ ናይ ጽሕፈትካ ከማን ካብዞም ጎሮቤት ሙኻንካ እዩ ዝነግር።
❤❤❤❤❤
Eta kab 91 up to 93 anexra
ክላአ ተቓላዓ ኢልካ ረሳሕ ርእሲ መዲድ
እዚ ሰብ መን እዩ ውክልና ሂብዎ ብዛእባ ሕጂ ብሕይወት ንዘየለ ሰብ ወኪሉ ፖለቲካዊ ሸቀጥ ክገብርን ንነብሱ አብ ማእዶ ኮፍ አቢሉ ንኤርትራ አብ ሃለሰሃልታ ሃዊ ከእትዋ ዝደልይ ዘሎ ።
Meri kuwam ab mtay knenbbo nkil
Sielka hatewtow zweale ynger abey konka eika tarik ktntn ab Canada 🇨🇦 kulu hasot
Big lie.haswi
ተረዋኢ ቅዋም ክትብሉ ንበሩ
አብ ኤርትራ ብፍላይ ነዚ ህዝብ ቅዋም አይድልዮ ህግታት አይድልዮ ከምዛ ሕጂ መንግስቲ ሒዝዋ ዘሎ ጥራይ እዮ ዘዋጽእ
ብከመይ፧
Hasawi lokmax
ናይዞም እምን ዝድርቡዩ ባ ሕትውቶ መንዮም እዚኦም
😂😂 እዞም እምን ዝድርብዩ ድኣ ተደመር ክበሃሉ ዝድመሩ ተፋታሕ ክበሃሉ ዝፋትሑ
2020 ተደምረናል😂
2024ተባርረናል😅😮 ባርያኳ ኣይብርሃን😅
ካብ ኣስላም ይውለድ ዲዩ ኣስላም ክብል ወዲእዋ ቅዋም ኤርትራ ኣይውክልናን ኢዩ ። ሓድሽ ቅዋም ክመጽእ ኣለዎ ስቅ ኢልካ ሃለፍለፍ ኣይትበል።