ብሰባት ክብረት ክትረክብ እንተደሊኻ፣ ነዞም 7 ነገራት ካብ ምግባር ተቖጠብ!!

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 266

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea 4 місяці тому +5

    አታ ብሩኽ ወደይ እዚ ማዕዳ እዚ ናይ ብሐቂ አብ አእምሮ ሰብ ዝአቱ ልቦና ዘለው አስተምህሮኻንዐኻ ከአ ንዕድመ ይጌበረልካ ከመኻ የብዝሐልናብሩኸይ🇪🇷🙏

    • @dreambigmeharichannel
      @dreambigmeharichannel  4 місяці тому +1

      የቀንየለይ ክብረት ይሃበለይ። ተባረኽ/ኺ!!

  • @MerhawiBahta
    @MerhawiBahta 3 місяці тому +2

    ማሓሪ ሓውና በሊሕ መንእሰይ የቀንየልና ክብረት የሃበልና ብጣዕሚ ብሉጽ ትምህርቲ ቀጽሎ❤❤

  • @tabiemicheal91
    @tabiemicheal91 2 місяці тому

    ናይ ብሓቂ ኣገዳሲ ትምህርት❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sabasabina5346
    @sabasabina5346 4 місяці тому +7

    ብጣዕሚ ልቦናና ዘነቃቅሕ ምኽሪ ኢዩ ኣድኒቀካ ቀጽሎ ❤❤🎉🎉

  • @weldumengsteab2222
    @weldumengsteab2222 14 днів тому

    kubur hawey medebatka btami eu mhari kexlo ezgabiher amlak admen tana yhabka

  • @yordanos77
    @yordanos77 4 місяці тому +8

    ኩቡር ሐወይ አሻፈረይ ማለት እታ ቃል ማለት እንታይ እያ ትምህርትኻ ብጣ9ሚ ዝቡቅ ቀጽሎ ❤❤❤❤

    • @dreambigmeharichannel
      @dreambigmeharichannel  4 місяці тому +2

      ስለሓሳብክን ር ኢቶኽን ካብ ልቢ የመስግን። "ኣሻፈረኝ"፡ ከምዝመስለኒ እዛ ቃል ናያምሓርኝ ኢያ። ከምልምዲ ብብዝሒ ስልንጥቀመላ ኢየ ተጠቒመላ። "ፍጹም ኣይከውንን" ኢያ ተስምዕ።

    • @mesigaltigray9656
      @mesigaltigray9656 4 місяці тому

      ​@@dreambigmeharichannelኣሻፈረኝ ዝብል ቃል ኣብ ኣምሓርኛ የለን ካዘ ምጻእኻያ ዳኣ መልሳ ብሮ

    • @ሳማዊኤሪትራዊ
      @ሳማዊኤሪትራዊ 3 місяці тому +4

      ኣሻፍረ' ማለት ሆሆ ምባል ኢዩ ብትዕቢት ኣነ ኣነ ምባል ማለት ኢዪ

  • @freweyni-x9f
    @freweyni-x9f 3 дні тому

    ቁፅሪ 7, ናተይ ኣመል ክገድፎ ኣምላክ ይሓግዘኒ😢

  • @merryzerai9399
    @merryzerai9399 3 місяці тому +1

    God bless you it’s really inspiring to me

  • @meretabteklemichael3607
    @meretabteklemichael3607 4 місяці тому +5

    ናይ ባሓቅ ቡሉጽ መንእሰይ ተስፋ ሃገር።

  • @DanielDanee-q4b
    @DanielDanee-q4b 4 місяці тому +1

    ብጣዕሚ ሃናጺን ጽቡቅ ትምህርቴ ቀጽሎ ተባረክ።

  • @bereketkidane7802
    @bereketkidane7802 4 місяці тому +3

    ዝንኣድ ትምህርቲ። እዞም ሸውዓተ ስሚ ጽቡቅ ባህሪ እዮም። ብልቢ ነመስግን መምህር።

  • @unlockfrp1097
    @unlockfrp1097 4 місяці тому +1

    ጽቡቅ ትምህርቲ ይቀንልና ጥዕና ይሃብካ'

  • @AwetYosief
    @AwetYosief 4 місяці тому +2

    ጽቡቅ ምኽሪ ተባረኽ ይቀንየልና ።

  • @HelenWeldeslase
    @HelenWeldeslase 4 місяці тому

    Waw የቀንየልና ስለ ቲ ወርቃዊ ቃላትካ 👌👌👌🙏🙏🙏🙏🙏

  • @TekleslasieGebreslasie
    @TekleslasieGebreslasie 4 місяці тому +1

    ብሓቂ ፁቡቅ እዩ ቀፅለሉ ኩቡር ሓውና

  • @user-hs1uu9um2v
    @user-hs1uu9um2v 4 місяці тому +6

    ናይብሃቂ ዝብላዕ ዘረባ እዩ። አብ ህብረተሰብ ናትና ዝዓበየ ፀገም እዩ። ጉድለትና ዝነግረካ ሰብ የድሊ ኢኻ ትደሊ የቀንየልና።

  • @NgusKahsay
    @NgusKahsay 4 місяці тому +1

    ጽቡቅ አለካ ትክክል እዩ

  • @TeshemeFrezgi
    @TeshemeFrezgi 4 місяці тому +1

    ብጣዕሚ ኣገዳሲ ትምህርቲ❤❤❤

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 4 місяці тому +2

    ናይ ብሓቂ ኣገዳሲ ብሱል ዘረባ👍👍

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 4 місяці тому +1

    ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ምክሪ ክብር ሓውና አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @habtugebrehiwet2616
    @habtugebrehiwet2616 4 місяці тому

    ኩቡር ሓው በዓል ዓቢ ልቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @TekieTeklaydamr
    @TekieTeklaydamr 3 місяці тому

    ብሓቂ ጽቡቅ ምክሪ ቀጽሎ bro....

  • @teklugebremaryam
    @teklugebremaryam 3 місяці тому

    ከማኻ ይብዝሑ ዘሓወይ❤

  • @ggeniggeni
    @ggeniggeni 3 місяці тому

    ብሓቂ💚❤❤🎉🎉🎉

  • @yohannessbhat4434
    @yohannessbhat4434 4 місяці тому

    ብጣዕሚ ጹቡቅ ትምህርቲ

  • @leyaasekh2887
    @leyaasekh2887 4 місяці тому +4

    Yes you're right my brother always you are right ❤ continue God bless you my lovely brother ❤🌿☘️❤

  • @ወንድ-ሁን
    @ወንድ-ሁን 3 місяці тому

    Thanks for your advice🙏

  • @gggghhhgv4990
    @gggghhhgv4990 4 місяці тому +1

    ጽቡቕ ትምህርቲ እዩ ምንባብን ምስማዕን
    ኡኹል መረዳእታ ❤❤❤ እዩ ምስትዉዓልን
    ይሃበና ንዓኻግን ❤❤❤ ነፉዕ ቡዙሓት
    ክማሃሩሉ ይኹእሉ እዮም ቀጽሎ

  • @shumaykiflay9038
    @shumaykiflay9038 4 місяці тому +2

    የቐንየለና መምህር

  • @AsigadAyele-cp8lf
    @AsigadAyele-cp8lf 4 місяці тому +1

    ፅቡቕ ሐሳብ ዩ

  • @rodhaaaa2855
    @rodhaaaa2855 4 місяці тому +1

    ብትክክል ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @ShewtShewt-c3k
    @ShewtShewt-c3k 10 днів тому

    Thank you this true❤

  • @kubromyacob2948
    @kubromyacob2948 4 місяці тому +1

    ንበረልና ምሒር ሓዉና❤ ኣብ ልብና የሕድሮ

  • @almazdebrezion7806
    @almazdebrezion7806 4 місяці тому +2

    thank you for sharing your knowledg and good advice god bless you .

  • @MeryMm-lk6iw
    @MeryMm-lk6iw 4 місяці тому +1

    ትክክል👍

  • @semerehaile8031
    @semerehaile8031 4 місяці тому +29

    Xbuk tmhrti hawey gn seb akbrka ahsrka wela hade kegbrka aykeln eiu nebska balka keubur mukanka yemna

    • @dreambigmeharichannel
      @dreambigmeharichannel  4 місяці тому +3

      ብዓቢኡ ንነብስኻ ክቡር ምዃንካ ምእማን እንዲዩ፡ እዚ ክትገብር ትኽእል ግን ካብዞም ዝበልክዎም ኣድለይቲ ዘይኮኑ ነገራት ክትወጽእ ከለኻ ዝያዳ ነብሰ-ተአኣማማንነት ስለዝፈጥረልካ፡ ንርእስኻ ክቡር ምዃንካ ከተእምኖ ዝቐለለ ይኾነልካ። ንስለ ርኢቶኻን ብሉጽ ሓሳብካን ካብ ልቢ የመስግነካ። የቐንየለይ!!

    • @ኣኪ3212
      @ኣኪ3212 4 місяці тому

      ትኽክል❤❤❤

    • @seimghirmay1219
      @seimghirmay1219 4 місяці тому

      I agree with your opinion

    • @RobelGRMAY-h6b
      @RobelGRMAY-h6b 4 місяці тому

      Yes yes ❤❤❤

  • @simongrmay9975
    @simongrmay9975 4 місяці тому +2

    ትክክል

  • @wtydjkhry223
    @wtydjkhry223 4 місяці тому

    ናይ ብሓቂ❤❤

  • @IyobSolomon-wf6xg
    @IyobSolomon-wf6xg 4 місяці тому +1

    Gentle man, you kill allot of time to do this power full point God will pay u. For us thank you so much. Finally make a highlight for number three(3) because all humanbeing spoiled by this point. I highly appreciate.

  • @ሜሪሜሪ
    @ሜሪሜሪ 4 місяці тому +1

    ብሓቂ ብዓል ሙሉእ ሕልና❤🎉

  • @yordanosteklu505
    @yordanosteklu505 4 місяці тому +1

    It’s so true message thanks 🙏 💖💯✅

  • @ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ
    @ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ 4 місяці тому +1

    ክብር ሓዉ🙏

  • @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
    @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ 3 місяці тому

    ብሉፅ ሓሳብ ቀፅለሉ❤

  • @berhanezemuy3910
    @berhanezemuy3910 4 місяці тому +1

    ❤❤❤kexlo btami anekakahi

  • @WeldemariamHabtel
    @WeldemariamHabtel 4 місяці тому

    Hawey natey mslkan zerbakan Aboy koynka trayeni ; ez meharin Abi mekeyro zemxen Hasabatka kelo Thank so much!

  • @dians1273
    @dians1273 4 місяці тому

    Great job brother keep it up 👍🇪🇷 🙏I hope to hear more from you in the future may God bless you 🙏🇪🇷 🙏

    • @dreambigmeharichannel
      @dreambigmeharichannel  4 місяці тому

      Thank you Dians, I will try all my best.

    • @dians1273
      @dians1273 4 місяці тому

      @@dreambigmeharichannel I am proud of you that's nice advice God bless you 👌🙏🇪🇷🇺🇸✌️

  • @NatuHenok
    @NatuHenok 4 місяці тому +1

    Nice advice thank u God bless u .❤

  • @AsmeretWeldigabrielAndom
    @AsmeretWeldigabrielAndom 4 місяці тому

    Xebuk temhrti zhweyyy yekenelna 👍👍🎉🎉🎉❤❤❤

  • @AmineRaki-xq7ov
    @AmineRaki-xq7ov 4 місяці тому

    Thats Ture my beloved bror❤❤❤

  • @ykalozerihans
    @ykalozerihans 4 місяці тому +1

    Thanks ❤❤❤

  • @LetshKahsay-ev3ne
    @LetshKahsay-ev3ne Місяць тому

    Really bother thank

  • @YohannesBokure
    @YohannesBokure 4 місяці тому +1

    Wawww wawww wawww gele ayneti mikiri ❤❤❤

  • @ትግራይ-ተ7ዀ
    @ትግራይ-ተ7ዀ 4 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤ብሓቂ

  • @tesfayghide4306
    @tesfayghide4306 4 місяці тому +1

    Bsul zereba aqmi yhabena fetari 🙏🙏🙏

  • @טקלונגוסה
    @טקלונגוסה 4 місяці тому +6

    ኤድመ ይሃብካ 🙏

  • @tibletsabraham3019
    @tibletsabraham3019 4 місяці тому +1

    🎉🎉🎉🎉🎉bihaki bluts hasabat edme yhabka

  • @Gabby7521
    @Gabby7521 4 місяці тому

    Sebat akbirom ayekbirom entay yu shigrka,

  • @Zenatesfalem
    @Zenatesfalem 4 місяці тому +1

    hawey emo ezi dea nseb ilka mnbar qeyrkayo

  • @joelhabtetsion
    @joelhabtetsion 3 місяці тому

    Azika bluts seb ina yeqenelna hawey natey wawwww ❤❤❤

  • @KbromDawit-i2m
    @KbromDawit-i2m 4 місяці тому

    Tahnkes bero nay behaki xebuki temhrti ❤❤❤❤

  • @leyaasekh2887
    @leyaasekh2887 4 місяці тому +1

    Bitami lebam seb kemakis ashehat yweledu ❤🌿☘️👍❤

  • @Magda-s6n
    @Magda-s6n 4 місяці тому +1

    🎉🎉🎉🎉ny beheki lebam 👍👍

  • @ajibajib7989
    @ajibajib7989 3 місяці тому

    ቀፅለሉ ኩቡር ሓውና❤❤❤

  • @MerhawiBahta
    @MerhawiBahta 3 місяці тому

    ሓቂ።

  • @messihemulu5531
    @messihemulu5531 4 місяці тому +1

    ንፉዕ ቀጽለሉ 🎉

  • @Habenmediaሓበንሜዳያ
    @Habenmediaሓበንሜዳያ 4 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 ጽቢቅ መደብ

  • @SisSisLove
    @SisSisLove 4 місяці тому +1

    ለባም ሰብ ❤❤❤

  • @lulabrhane3170
    @lulabrhane3170 3 місяці тому

    Naylomi sebat wela hade ayredomen eu kebur hawey

    • @dreambigmeharichannel
      @dreambigmeharichannel  3 місяці тому

      ደሓን ኣጆኺ ቀስ ኢሉ፡ ኩሉ ክርድኦም ኢዩ። ጊዜ ምስ ሓለፈ ደኣ ትርጉም ዘይብሉ ኮይኑ'ምበር። ስለርኢቲኺ ካብ ልቢ የመስግን።

  • @Rockofliberty-lv1jw
    @Rockofliberty-lv1jw 4 місяці тому

    ጽቡቕ ምህሮ /ምዕዶ እዩ : ቀጽለሉ ገለ ርኢቶ ክህብ ግን እቲ ጸገም ሓደ ሰብ ብምርጫ ኣይኮነን ቁጡዕ ዝኸውን: ስለዚ ከመይ ጌሩ ካብ ቁጥዐ ይናገፍ ከተርእዮ/ክትምህሮ ምኽኣል እዩ እቲ ደገፍ.. እተን ዝተረፋ ኩለን ከምኡ ሰብ ብኸመይ ይናገፍ ፍልጠት/ጥበብ ብዝተላበሰ ነገር ምምሃር..

    • @dreambigmeharichannel
      @dreambigmeharichannel  4 місяці тому

      ንስለሪኢቶካ ካብ ልቢ የመስግን። ክገርመካ ቁጥዐ እሞ ከኣ ብምርጫኻ ፈተካን ረዲኻን ኢኻ ትገብሮ። ከምቲ ዝበልካዮ ባህርያትካ ክትቅይሮ ቀሊል ኣይኮነን ግን እንተተበጊስካ፡ ዘይከኣል የለን። ስፍሕ ዝበለ ኣርእስቲ ስለዝኾነ፡ ብኸመይ ቁጥዐ ተወግድ ዝብል ምአደብ ኣብ መጻኢ ክሰርሕ ኢየ። የቐንየለይ።

    • @Rockofliberty-lv1jw
      @Rockofliberty-lv1jw 4 місяці тому

      @@dreambigmeharichannel ወዲ ዓበይቲ ሕጂ ውን ኣብዚኣ ገለ ክብል: ሓደ ብጭቆና ብሕሱም መግረፍቲ ዝዓበየ ሰብ ቁጡዕ ኸውን ይኽእል እዩ: ሓደ ኣዲኡ ኣብ ግዜ ጥንሳ:ሕርሳ traumatized ዝኾነት እሞ ካብኡ ከኣ ብሕሱም መንብሮ ዘጥበወቶ/ወይ ዘዕበየቶ ግድን እዩ ቁጡዕ ክኸውን ማለተይ ብምርጫ ጥራይ ኣይኮነን ብዙሕ መኽንያት ኣሎ: ከም ዝበልካዮ ብወልፍን ብስፍናን መከራ በዚሕዎ ዝቑጣዕ ውን መሊኡ እዩ ግን ንሳኻ መምህር/መድሕን/ዓራያይ /ሓኪም ናይ ስነ-ልቦና ክሳብ ዝኾንካ እታ ፈውሶም ምእዛዝ'ያ.. ብምንታይ ይመጾም ግን ዝወዓላ እዩ ዝፈልጣ...

    • @dreambigmeharichannel
      @dreambigmeharichannel  4 місяці тому

      @@Rockofliberty-lv1jw ሓቅኻ ኣለኻ፡ እቶም ቀዳሞት ዝበልካዮም ክልተ እንተሪኢና፡ ብሕሱም መግረፍትን ጭቆናን ዚኣበየ ሰብ፡ ቁጡዕ ክኸውን ይኽእል እንድዩ። እቲ ጸገም ግን ኣብቲ ምቑጣዕ ዘይኮነ ዘሎ፡ ስለምንታይ ኣብ ሕሉፍ እናነበረ ብቐጥዐ ንነብሱን ንኣብ ከባቢኡን ዘለዉ ዝሃሲ። እሞ ድማ ክቕየር እናከኣለ። ካብ ሕሉፍ ወጺኡ ኣብ ሎሚ ክነብር እናከኣለ። ኣብ ሕሉፍ ንዝወረዶ በደል ከም መመኽነይታ ተጠቒሙ፡ ብሕርቃንን ቁጥዐን ካልእ ሕማማት ንኸጥሪ ባዕሉ ንነብሱ ዝፈርዳ እንተኮይኑ ምርጭኡ ኢዩ። ምኽንያቱ፡ ንኽቕየርን ካብ ሕሉፉ ንኽገላገልን ብዙሕ ምርጫታት ኣለዎ። ኩሎም ሓሳባትካ ብሉጻት ኢዮም የቐንየለይ።

  • @selamlove3408
    @selamlove3408 4 місяці тому

    ለባም ስብ ዝሓወይ 😢❤

  • @amanialab9416
    @amanialab9416 4 місяці тому

    Btami xbuq des zebl lbna zmelo aglalxa thanks 🙏,hasot xleme ,nabnet bquxri whdat sebat bnatom mkniyt nzxlawo,kexlmwo, ms bsebat bhasot kexlawo nzgebru sebat ke antay mblkayom antay mkri kthbom tkal ,kb arstka qurb wxa zblet hasab koyna tsemaetni kubr hawi

  • @sisaytareke1858
    @sisaytareke1858 3 місяці тому

    Good idea

  • @shinashwelday9000
    @shinashwelday9000 4 місяці тому +1

    ክብረት ይሃበለ
    ዋዛይን ቅምነገረይን እንዳ ኣሽገረኒ ክብረት ካኣ እንዳ ኣሳነኒ
    ስልዚ ብከመይ ክፈላልዮም ይክእል

    • @hruntay6966
      @hruntay6966 4 місяці тому

      14 ሰዓታት ስራሕ! ሹዑ ግዜ የብልካን ንዋዛ

    • @tigistineguse5935
      @tigistineguse5935 4 місяці тому

      😁😁😁😁😁​@@hruntay6966

  • @fitwigebrehiwet1522
    @fitwigebrehiwet1522 4 місяці тому

    Men mekri hatutuka??

  • @kevenzeray8279
    @kevenzeray8279 4 місяці тому

    ጽቡቅ ቀጽሎ መሃሪ ዝኾነ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ግን እቲ ኣብ ምተዊ ትገብሮ ዘለኻ ተፈንጃሪ ግደፎ ብሮ ✌️

    • @dreambigmeharichannel
      @dreambigmeharichannel  4 місяці тому

      Thank you keven. እወ ሓቅካ። ግን ሃይላይት ስለዝኮነ፡ ካብቲ ቀንዲ ሓሳባት ንምፍላይ ዝኣክል ኢየ። ነቲ ሃይላይት ከኣ ቁሩብ መቀረት ስለዝህቦ ኢየ ዘእትዎ። ሓሳብካን ርኢቲኻን ቅቡል ኢዩ። ካብ ልቢ የመስግነካ።

  • @AaronRodgersAsapyouwant
    @AaronRodgersAsapyouwant 4 місяці тому

    Yes👍

  • @Belan-x1d
    @Belan-x1d 2 місяці тому

    👍👍👍👍👍👏

  • @Gabby7521
    @Gabby7521 4 місяці тому

    Nay kibret himam aleka’ who cares about ppl.

  • @ddyy5110
    @ddyy5110 4 місяці тому +1

    ሓደ ሰብ ኣብ ቲክቶክ ዝተዛረቦ ተዘኪሩኒ። ሓደ ዓርከይ መፅሓፍ ፀሒፈ ኣለኹ እሞ ብፅቡቕ ዋጋ ስለዝሽየጥ ነቲ መፅሓፍ ዘሕትመሉ ገንዘብ ኣለቀሐኒ ኢሉዎ፡. ..እንታይ ዘርእስቱ መፅሓፍ ደኣ ፀሒፍካ? መልሲ ዝሃቦ ከዓ ኣርእስቲ መፅሓፈይ "ገንዘብ ንኽትረክብ ዘኽእላ 7 ሜላታት" ኢሉዎ። እሞ ደኣ ካብተን 7 ዝፀሓፍካየን ገንዘብ እትረኽበለን ሜላታት ነታ መፅሓፍ እተሕትመሉ ገንዘብ ከመይ ገይርካ ከምዝርከብ እትሕብር የብላን?

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 3 місяці тому

    ❤🙏🙏🙏❤👍

  • @SelahHabib-pw8gd
    @SelahHabib-pw8gd 4 місяці тому

    Beravoo kexloo bro

  • @natnaelandgelila
    @natnaelandgelila 4 місяці тому

    Xebuk medeb bravo

  • @MacJwan
    @MacJwan 4 місяці тому

    Emo ze hawey abti betkristyan & mesgid ..Commnty dispora ab merbwian hagere abu sey ab bayta ...mene ne men ybwlscu alow ezi kelu zey halfntwi kab etom ab lily zelu merhti halfntwine sel zeyknu eiu ...naty tezbti 30 Yr Diaspora ...zemxe eiu 💡👌🇪🇷💪🏿

    • @dreambigmeharichannel
      @dreambigmeharichannel  4 місяці тому

      ክቡር ሓው፡ እዚ ትብሎ ዘለኻ፡ ክህሉ ይኽእል ኢዩ። እዚ ግን ኣነን ንስኻን ነነብስና እንተሓሊና፡ ነብስና እንተገቲእና፡ እንተነቂሕና እዞም ኣብ ካዕሊ ዋላ ኣብ ታሕቲ ኣለዉ ትብሎም ዘለኻ ሰባት፡ ዋላ ሓንቲ ክገብሩና ኣይክእሉን ኢዮም። ካብ ቁጽጽሮም ወጻኢ ክንከውን ንኽእል ኢና። ንስለ ሃናጺ ሓሳብካን ሪኢቶኻን ካብ ልቢ የመስግን።

  • @Gabby7521
    @Gabby7521 4 місяці тому

    Kindey mihurat sekram at alewu seb zekbrom. Kab bun setika kithami tiwEl

  • @mulugetatela3531
    @mulugetatela3531 4 місяці тому

    Yeah

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 4 місяці тому

    ጽቡቕ ምኽሪ ክቡር ሓውና ቀጽሎ

  • @BerhaneBrhantesfay2222
    @BerhaneBrhantesfay2222 3 місяці тому

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @rahsiteklay4867
    @rahsiteklay4867 4 місяці тому

    btami xbuk ab gzia eka rekibkani hawey thank u

  • @tesfuteklu260
    @tesfuteklu260 3 дні тому

    በርትዕ ሰናይ ት/ቲ እዩ

  • @tesfalemberihu5109
    @tesfalemberihu5109 4 місяці тому +1

    Good 👍 ❤

  • @MengsOkbay
    @MengsOkbay 4 місяці тому +1

    Nay behaki ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @siummulgatamulgata1794
    @siummulgatamulgata1794 4 місяці тому +2

    good job

  • @hfhjesggbfhunsaiokh
    @hfhjesggbfhunsaiokh 4 місяці тому

    Xebuq mekri❤❤❤❤❤❤

  • @tsibektientertainment
    @tsibektientertainment 4 місяці тому +1

    👍👍👍

  • @henoze
    @henoze 4 місяці тому +2

    Thankyou for this good support advice ,God blessed u bro 👍🌹🙏

  • @teshomewehazit1416
    @teshomewehazit1416 4 місяці тому

    Bravo 👍🏼

  • @NebyiDebretsion
    @NebyiDebretsion 4 місяці тому

    Nay bhaqi amlak yihagzena nmtgbaru

  • @DawitBrhane-q3o
    @DawitBrhane-q3o 4 місяці тому

    Naybhaqi bulux serah❤❤❤ hawena

  • @lemlemhabtemariam7923
    @lemlemhabtemariam7923 4 місяці тому

    Edmen &tionan yhabika kexilo mahari hawna 🎉

  • @isactekle8562
    @isactekle8562 4 місяці тому

    Woww verry nice adivans ::