Solomon yikunoamlak-yeneta Akalu (የኔታ ኣካሉ) ሰለሞን ይኩኖኣምላክ- NewTigrigna music 2024 official video.

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 6 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 2,2 тис.

  • @MULEY12
    @MULEY12 2 місяці тому +330

    ናይ ሰሌ ፍቅሪ በዛ ላይክ አርኢኒ አኪበ ክሽልሞ ❤❤❤❤❤❤

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 2 місяці тому +405

    ከምዝኸማይዶ😢 ይህሉ ንሰሌ ዝፈትትዎ❤👍❤ ሰሌዋ ጎይታ ጥበብ ትርታ ህዝቡ ዘዳምፅ❤🎉

  • @Kalu_nekifar
    @Kalu_nekifar 2 місяці тому +441

    ጓሳ ጥበብ🔥🙏

    • @ኣዙጋልትግራይ
      @ኣዙጋልትግራይ 2 місяці тому +5

      ቃሉየ❤😇

    • @BetelhamTsgabu
      @BetelhamTsgabu 2 місяці тому

      Kalu,😊

    • @azimeragrimay927
      @azimeragrimay927 2 місяці тому

      ብሓቂ❤ ሰሌ 🎉❤
      ቃሉን ፈተውቲ ቃሉ ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

    • @Tigraypost1
      @Tigraypost1 2 місяці тому

      ጓሳ ክትብል ከም ኣበሃህላ ኣቦ ጊጋር(ኣፅቢ) ዶ ከመይ?

    • @dc8625
      @dc8625 2 місяці тому

      Share eba hagzuwo bizi sirha bro

  • @dawitjigna
    @dawitjigna 2 місяці тому +34

    ስነ ጥበብ ጥርዙ በጺሑ
    መቐረት ቁዋንቁዋናን
    እቲ ናይ ብሐቂ ስነልቦናና ካብቲ ቐብሩ ትፈጥር ደርፊ
    ሶሎሙን -ይኹኖ -አምላኽ
    ሐዉካ ካብ
    ስግር መረብ 👉🇪🇷

  • @meazithinds4018
    @meazithinds4018 2 місяці тому +10

    ብጣዕሚ ጥዒምቲ ቁምነገር ዘለዎ ደርፊ ግጥምን ዜማን 💯 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @mtadifoto3309
    @mtadifoto3309 2 місяці тому +100

    ብልክዕ "ስነ ጥበባዊ" ዝብል መጸውዕን ክብርን ዝግብኦ ሰሌ ፡ ካብ ሰሜን ትግራይ እየ ፡ LEGEND!

  • @Eritrea20431
    @Eritrea20431 2 місяці тому +115

    Ata Ane nezi Seb betami eye ዘድንቆ fuluy zekone ደርፊ eyu ዝደርፍ Gen men ይረዳኣዮ😫respect Selye From Eritrea 🇪🇷❤selam nekulatna

  • @bema1629
    @bema1629 2 місяці тому +109

    በይንኻ እንደሞ ኾይንካ ዝነቃሕኻ❤

    • @Say-2424
      @Say-2424 2 місяці тому

      @@bema1629 ይኩኖ ድዩ ንቁህ?

  • @menkaeneqedmit709
    @menkaeneqedmit709 2 місяці тому +31

    ተጋሩ ሽኮራት ሰናይ ግዚ ይመጻና ሎ፡i Love You from Eritrea

    • @SdSe-p8v
      @SdSe-p8v Місяць тому

      ❤❤❤❤❤

  • @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ

    ንርእስካ ብቻ ዘይኸነስ ንህዝብካ ውን እካ ጥበብ ከይንካዮ ብሽም ህዝቢ ትግራይ የምስግነካ 🎉🎉🎉🎉

  • @senafeadey5029
    @senafeadey5029 2 місяці тому +132

    ሰሌ እቲ ሓቐኛ ኣርቲስቲ ምስ ጥበብካ የንብርካ ❤❤❤❤❤ ካብ ሓዉካ ብርገድ ንሓመዱ

  • @ስድተኛኮይኑስመይ
    @ስድተኛኮይኑስመይ 2 місяці тому +121

    ሰለሙን ዩኩኖኣምላክ ኣቦ ሙዚቃ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍

    • @ኣፀደ
      @ኣፀደ 2 місяці тому

      ታይ ይገብርሎ ትባንደራ ኸ

    • @SaraFsf-gs2vn
      @SaraFsf-gs2vn 2 місяці тому

      እንታይ ማለት እየ

    • @سلامالعمري
      @سلامالعمري 2 місяці тому +6

      ካብ ኤርትራውያን ስለ ዝኮኑ እዮም ባንዴራ ዝገብሩ ዘለው ከምቲ ንሕና ናይ ትግራይና ንገብሮ ዘለና​@@ኣፀደ

    • @ስድተኛኮይኑስመይ
      @ስድተኛኮይኑስመይ 2 місяці тому +7

      @@ኣፀደ ኣድማቂ ናይ ኣቦ ጥበብ ሰሎሙን ይክኖኣምላክ ኤረትራዊ እየ

    • @NaelAbay
      @NaelAbay 2 місяці тому

      ኣብ ናትና ናይ ብርጌድ ናኣመዱ ዘዎጻናዩ ናይ ንኡሰይ ይኹን ክፍሎም ንምንታይ ዲኹም ባንዴራኹም ተቀምጥዎ 😏​@@ኣፀደ

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 2 місяці тому +38

    ሐቀኛ ሰነ ጥበባዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏💙💙

  • @Kalagamada
    @Kalagamada 2 місяці тому +23

    I am Oromo. I don't understand tigrigna language but I can't stop listening to it. Solomon has a very unique voice. Love all his musics 🎶 🎵❤❤

  • @biniamgoitom2433
    @biniamgoitom2433 2 місяці тому +35

    ሰብ'ዶ ወደይ ከምዚ ጌሩ ንጥበብ እፍጠር እዩ!!!! ኣምላከ እስራኤል!
    ጥበብ'ሲ ጥበብ ነይሩ፡ ትግርኛ ሕብረተሰብ ግን ምስ ኩውንነት ተባቲኩ፡ ምስ ሓቂ ክጋጮ ኣይደልን 'ዩ።
    ንዝመጽእ ወለዶ መወከስን፡ ለባማት'ው ነይሮም መበሊ ከከውን እክእል እዩ።
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!!
    ስለ'ቲ ድንቂን ወሓዝን ጥበብ ንዓካ ንSolomon ykunoamlak and tikue weldu ዝሃበ ኣምላክ ነመስግን!💙💙💙

  • @km3080
    @km3080 2 місяці тому +538

    ሰለሞን ምስቶም ደርፍታትካ እኮ ፊቅሪ ሕዙኒ። ከምዚ ከማይ ዕብድ ትብሉሉ እባ ላይክ ሃቡኒ። ❤❤❤❤❤

    • @NatiDesu
      @NatiDesu 2 місяці тому

      Hrr ember nbl

    • @tekaliwelday
      @tekaliwelday 2 місяці тому +1

      selish 🙌🍎🍎🍎

    • @YoniWedikeshi
      @YoniWedikeshi 2 місяці тому +4

      qdmi hji derftatu semia ayfeltn,ezia gn batami ya mesitatni gatm,zeman ,100%

    • @tigraytigray5893
      @tigraytigray5893 2 місяці тому +5

      አይከማይን❤💯

    • @Nnn-nmnnn
      @Nnn-nmnnn 2 місяці тому +1

      Bflay naslye the best of tigray

  • @gereltamidya
    @gereltamidya 2 місяці тому +43

    ንዓማ ግዜ ፍቅሪ ሰብ ይጥዓሞ
    ለሚ ፅባሕ ክብል እኮ ደከሞ
    ንዓይ ዶ ግዜ ሰላም ንሰናይና
    ሎሚ ፅባሕ ክሐሽኮ ሓመምና
    ወለዶ፣ወለዶ፣ወለዶ ንቃሕ ወለዶ👌
    ሰሌዋ አቦ ጥበብ❤

  • @SarahGirmay
    @SarahGirmay 8 днів тому +2

    Oh my gosh, this guy is a king a pilot of music wisdom, very truthful. He supposed to get a Tigray music award. He is on the top of the list. He touched every one’s pain. May God bless him more abundantly you.🙏👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽

  • @AbboWennbber
    @AbboWennbber Місяць тому +2

    ቶም ካልዖት ስነ ጥበባውያን ተጋሩኸ መዓዝ ዕዩ ካብ መምሕሮም ሰለምን ተማሒሮም ንዉፅዕ ሕዝቦም ዝውግኑ!ናብ ዕምበር ተጋዳላይ ብቻባ ወትሮ ዓይንጉየይ!

  • @jdd8162
    @jdd8162 2 місяці тому +47

    ኣሰይይይይ ሰሌዋይ ኣቦ ውፅዕ ህዝቢ ኩለና ተጋሩ ላይክ እናሃብና ነተባባዓዮ ኣሕዋት 😢♥

  • @TekichweAgame
    @TekichweAgame 2 місяці тому +55

    ተጋሩ ኣሓተይ ትግራይ በዚ ሕሩር ብህዝቡ ተትምራሕ ከመይ ይመስለኩም❤👈
    Please lake this song🤴

    • @BirhanMebrahtom
      @BirhanMebrahtom Місяць тому

      ኣታ ኣበይሞ🙏❤💊💊💊💊💊💊🙏🙏🙏❤

  • @keseteberhe4988
    @keseteberhe4988 2 місяці тому +40

    መን ሞ ይስማዓዮ ኣቦ ውጽዕ ህዝቢ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚘⚘⚘🌷💐💐💐

  • @Brgednhamedu
    @Brgednhamedu 2 місяці тому +13

    ጥበብካ ይባረኽ🫡ልብና ተተንኪፉ እዝንና ኣመስጊኑ 💙💙

  • @JooklGook
    @JooklGook 2 місяці тому +13

    ዉሽጥኻ ዝትንክፍ ዜማ ግጥሚ 100% ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሶል ንጉስ ጥበብ❤

    • @mz-m-m
      @mz-m-m Місяць тому

      Man akbar Napoli zifetwo

  • @hailemariamgebremeskel1408
    @hailemariamgebremeskel1408 2 місяці тому +32

    ጥበብ ኣብ ረብሓ እንትውዕል መዓዝኡ ክጥዕም መቀረቱ ። ኣቦ ጥበብ ኢኻ ሶል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ❤❤❤❤❤❤❤

  • @danielgebrehiwet6316
    @danielgebrehiwet6316 2 місяці тому +49

    ሰሌ ሓወይ ብጣዓሚ ገላጺት ደርፊ።
    We love you ❤❤ 🇪🇷

  • @Peacean
    @Peacean 2 місяці тому +36

    ቂድሚ ስነምግባር ስነፖለቲካ ዝተሰበኸ ዎሎዶ ኑቡር ጠፊእዎ ነውሪ ተገበረስ ከምይ’ሉ ይፍረዶ። ኑጉስ ሶሎሙን💙💙💙💙🙌🏿

  • @RgatTareke
    @RgatTareke Місяць тому +1

    ማርያም ፅዮን ሐደራኺ ሰላም ኣዉርድልና❤❤❤ የቀንየልና ሓዉና ኤፍሬም

  • @fritsehaye6778
    @fritsehaye6778 2 місяці тому +2

    Wowww pouwerful! So true! Miskin hezebi😢

  • @HdHs-cn4bq
    @HdHs-cn4bq 2 місяці тому +22

    ሰሎሙን ይኩኖኣምላክ ስነጥበበኛ ጥራይ ዘይኮነስ ጥበብ ባዕላ"ውን እዩ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝሓወይ

  • @mommommommom9907
    @mommommommom9907 2 місяці тому +27

    ኣበይ ኣለኩም ተጋሩ ኣታባብዕዎ ስልየዋይ ፈታዊ ህዝቡ❤❤😢

  • @Michael-sp8lv
    @Michael-sp8lv 2 місяці тому +13

    Wwwwww. ሰልየ ብንግህኡ ወጽዓ ህዝቡ ዝተረድኦ ጎበዝ ስነ ጥበባዊ ካብ ሓውካ ደላይ ሰላም ኤርትራዊ

  • @QwEr-ix1xi
    @QwEr-ix1xi 2 місяці тому +1

    ሰሌ አቦ ጥበብ👌 ትርግታ ልቢ ዉፅዓት ሕማም ህዝቡ ዝሕሞ ጅግና ወድ ህዝቢ ኢካ ንበረልና ሰሌዋይ ትፍለ ኢካ💞💞💞

  • @BinyamYabyo
    @BinyamYabyo 2 місяці тому +6

    ብትኽክል ዘርዚርካዮ

  • @lovetruly6111
    @lovetruly6111 2 місяці тому +24

    ሰሎ ዘማታትካ ብዕምቆት እየ ኣስተንቲነ ዚሰምዖ። ትሕዝትኡ 100%የቐንየልና ጥበብ እንትባሃል ከምዚ እዩ።

  • @eastAfricashow2
    @eastAfricashow2 2 місяці тому +25

    I’m from Eritrea 🇪🇷 keep it up

  • @Zkmsms8228
    @Zkmsms8228 2 місяці тому +23

    ኣባ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ትግራይ ❤

  • @tsegaykidanu6536
    @tsegaykidanu6536 2 місяці тому +5

    ኩሉ ጊዜ ኣብነታዊ ክቡር ናይ'ዚ ወለዶ ሓወይ❤❤

  • @JungleGeez
    @JungleGeez 2 місяці тому +4

    ልገርም ስራሕ ሶል ጀግና ወድ ዓበይቲ 🫡 💊💊💊🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @nasinetb1462
    @nasinetb1462 2 місяці тому +20

    He is the Best I admire you from Eritrea 💙💙💙🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @letishkebede5965
    @letishkebede5965 2 місяці тому +17

    ብዘይኣፈላይ ኣፀጊፁ ሓመድ ገርና ኣቤት ጥብብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሰሌ ጅግና ቀፅለሉ ኣበይ አለኩም ተጋርዋኒ ንዑ እስቲ ነተባበዐዮ ❤❤❤❤❤❤

  • @welduasmelash9383
    @welduasmelash9383 2 місяці тому +8

    ስነ ጥበብ ሓቂ ኢያ ትምህር ጅግና ሰሎሙን ይኩኖኣምላክ በቲ ሓያል ግጥሙን መለእኽቱን ቢታሚ ኢዩ ደስ ዝብለካ

  • @ኣዝመሩጋልእመብርሃን
    @ኣዝመሩጋልእመብርሃን 2 місяці тому +2

    😢😢ብሓቂ ሰለሙን ሓወይ ዕደመን ሞሰ ጥዕና ይሃብካ

  • @weini8015
    @weini8015 2 місяці тому +2

    ኹቡር ሓው ሰሎሙን አታ ዘላ ሓቂ ብደምቢ ገሊጽስካያ, ኽብሪ ንዓኻ ❤️🙏🙏

  • @hailehabte8854
    @hailehabte8854 2 місяці тому +11

    ወራሲ ባርያ ክሮስ ኣሎማዮ ኣብርሃም ኣፈወርቂ 🎉🥰

    • @hailehabte8854
      @hailehabte8854 Місяць тому

      ብሓቂ ተረዱእካ ኢኻ ትደርፍ ስለዚ ቀጽሎ ሓዱሽ ስራሕ ንጽበ 😍

  • @Gizachew-t6y
    @Gizachew-t6y 2 місяці тому +13

    ሰሌ ሰሌ "ትግራይ ዘለዋ ብሕታዊ ትካል" ነዚ ትካልና ዝኾነ ጥበበኛ ክንሕብሕቦ ግቡእ ኩልና ይኹን❤❤

  • @KibreabGebremedhin
    @KibreabGebremedhin 2 місяці тому +10

    ሰሌ ጥዑም ድምፁን ሙኡዝ ቃላቱን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤!

  • @ትግራይርእሰሊቃውንቲ
    @ትግራይርእሰሊቃውንቲ 2 місяці тому +1

    ሰሌ በሊሕ ካብ ቀደምካ መስተውዓሊ ኢኻሞ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤

  • @YonatanMehari-i1m
    @YonatanMehari-i1m 2 місяці тому +2

    It’s not only amazing I don’t have words to describe this. I will never call this one (music) not music only there is everything in this sound. Bro keep it up!!!!!!! God bless you!!!!!!!!!! Who can describe this sound? ❤❤❤ from pure Eritrean boy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meronkahsay-o8l
    @meronkahsay-o8l 2 місяці тому +33

    መንግስቲ ትግራይ እንዶ ኩነልና ሰሌዋይ ፍቃደኛ ተኮንካስ 🙏ኣነስ ከማካ ናይ ዉሽጠይ ስሚዒት ዝገልፀለይ ደራፊ ዘየለ🎉🎉🎉

    • @ሰሉጋልባልሆ
      @ሰሉጋልባልሆ 2 місяці тому

      ወዉ አቱም ህዝቢ ከይተቅትልዎ ስቁልኩም አድናቀትኩም ግለፅሉ ኩሉ ካመንት ከፍረሐካ ሕጂ ህዝቢ ዝፈትዎ መንግስቲ አይፈትወን ስለዚ ግደፉ

  • @AtakltiHluf
    @AtakltiHluf 2 місяці тому +3

    ተጋሩዋይ ነተባቡዖ ነዚ ጀግና ሓዉና ሰሌ ኣቦ ጥጠብ

  • @gereghiwet4348
    @gereghiwet4348 2 місяці тому +10

    ተጋሩ ሰነ -ጥበበኛታት ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ታሪኽ ትግራይ መፃኢ ትግራይ ዘጠናኽሩ ክትደርፉ ክተዚሙ መንቀርሳ ሓድነት ትግራይ ዝኾኑ ውልቀ ሰባት ይኹን ውድብ ግን ክትፅየፉ ኣለኩም። ሰሌዋይ ጥዑም❤❤❤❤❤❤

  • @WediTesfay448
    @WediTesfay448 2 місяці тому +1

    ብጣዕሚ መሃሪት ደርፊ ሰሌ ፈታዊ ህዝቡ ❤❤❤😊😊😊!

  • @ritaaraia7123
    @ritaaraia7123 2 місяці тому +1

    ኩሉ ደርፍታትካ ብጣዕሚ ልብካ ዝትንክፍ ዝምስጥ እዩ ጅግና ንበረልና ሐዉና

  • @solomonghirmay3149
    @solomonghirmay3149 2 місяці тому +9

    ኣብዚ ነሀለ ጥበብ እምበር ዓቢ መልእክቲ ንህዝብና❤❤❤

  • @ኣጽቢወምበርታዓደይ
    @ኣጽቢወምበርታዓደይ 2 місяці тому +8

    ሶልዋይ ግጥሚ ግን👌ኣቦ ጥበብ💙
    ናይ ትግራይ ነገር ሎምስ ድክም፤ስልቹው ክኣ'ምበይ ኢልና😢

  • @mikinani1889
    @mikinani1889 2 місяці тому +11

    ጎይታ ጥበብ 💯 ሰማዒ ድምፂ ህዝቡ💯 ሰሌ ጅግና🙏🏾💯

  • @HewanSolomon-y7x
    @HewanSolomon-y7x Місяць тому +1

    ሰሌዋይ ንስካ ትሰርሖም ከሉ ንዓካ ዘከዉን ቃላት መግለፂ የብለይን ብቻ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ruthgebrekidan967
    @ruthgebrekidan967 Місяць тому +1

    ሰሚዕኻ ሰሚዕኻ ለይሙነ ስራሕ ❤ የቀንየልና ሰለሞን

  • @HintsaHhaftu
    @HintsaHhaftu 2 місяці тому +8

    ደወል ብሉፅ ሰራሕ መምሃሪ ወቅታዊ የቀንየልና
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰለሙነይ

  • @abrahamtekelehaimanot6504
    @abrahamtekelehaimanot6504 2 місяці тому +3

    ሐቀኛ ሰነ ጥበባዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @sami-92-06
    @sami-92-06 2 місяці тому +14

    ከምቲ ሉሙድ ሰልየ ንጽበዮ ግርም ጥበብ ኣስሚዕካ ንዝሰምዕስ 💙💙💙💙😍😍

  • @KAVANING
    @KAVANING 2 місяці тому

    ዋው አንኻዕ ብሰላም ተመለስካና ኤፊ
    ብምቅፃል ከዓ ግርማዳዊት ሃ/ስላሰ ብሉፅ ስራሕ ❤❤❤

  • @SelemonKahsay-bh1jy
    @SelemonKahsay-bh1jy Місяць тому +1

    ሰሌ ዕዲመን ጥዕናን ይመነየልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @massawino4ever939
    @massawino4ever939 2 місяці тому +2

    Wawwww btaemi hayaln bluxn sne tbebawi🙏 love you from 🇪🇷🥂❤️

  • @AmbeMehari
    @AmbeMehari 2 місяці тому +8

    ናይ ብሓቂ ጠቢበ ሰለሞን ጥበብ ብድምጺ እንትግለጽ ብኣኻ ሰሚዕናዩ

  • @Sabatube23
    @Sabatube23 2 місяці тому +8

    ስሉዋይ ጎይታ ጥበብ ክብሪ ይሃብካ ዘይተነገረሉ ጅግና እኻሞ የቅንየልና❤❤❤❤❤

  • @GirmayMewasiet-gy4gi
    @GirmayMewasiet-gy4gi Місяць тому +1

    ሰለሞን ይኩኖ ኣምላክ ኹሉ ግዜ በዓል ጥበብ ቐፅለሉ🎉

  • @Eri.Boy07
    @Eri.Boy07 2 місяці тому

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኩሉ ስራሓትኻ ሰሌሙን ብሉጽ ሰብ፡ ሓውኻ ኤርትራወይ እየ።

  • @Haregte
    @Haregte 2 місяці тому +6

    ሰሌዋይ እንቋዕ ሰላም መፃእኻ ኣንታ ጅግና ወዲ ህዝቡ😢😢 ሰላምና እንዶ መለሰልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለምምም😥🤲

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel8518 2 місяці тому +10

    Well done 👏 ❤❤❤❤❤
    From Eritrea 🇪🇷.

  • @aidahaben8445
    @aidahaben8445 2 місяці тому +6

    ንህዝቢ አብ ጎኑዘለካ ሓቀኛ ታሪኽ ሕዝቢ ትምዝግብ ዘለካ ቅኑዕ ሰብ። አምላክ ከለላን ጎኒን
    ይኩንካ ሀወይ.... ሙሉእ ሰላም ከኣ ይምነየልኩም

  • @JetwayExpress
    @JetwayExpress 2 місяці тому +1

    Keep shining Seloway !! What a great song !!we love you❤❤❤

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 2 місяці тому

    ሰሌ ጎይታ ጥበብ ከብ ናይ ትግራይ ድራፍት ብጣዕሚ ዝፍታው ሰሌ ገለፃ ወሸጠይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጎይታ ሓቂ ድምጽ ህዝብካ ኩል ግዜ ሓለለይ ♥️💜💥

  • @lilayHayelom-i6f
    @lilayHayelom-i6f 2 місяці тому +7

    ይበል ሰሎሞን ይኩኖ አምላክ አውራ ሰነጥበብ ዝወዳደር ዝየብሉ ❤❤❤

  • @selamselam7358
    @selamselam7358 2 місяці тому +24

    ዋውው ሰሌ አዝያ ጥዕምትን ዓባይ መልእኽቲ ዝሐዘትን::❤❤❤
    ትግራያውያን ሳባውያን አክሱማውያን በጃኹም እባ ንጸላእትኹም ነቶም ካብ ገጽ መሬት ከጥፍእኹም ዝመጽ ገናውን እዚ ኹሉ ግፍዒ አውሪዶም ዘይጠፍኡ ኢሎም ሕንን ዝብሉ ዘለው ህዝቢ አራዊት ኤርትራ አሕዋትና አይትበሉ ካብዝገበሩኹም ንላዕሊ እንታይ ክገብሩኹም ደሊኹም??በጃኹም ሕማቕ ስለዝገበሩኹም አሕዋትና ኢልኩም ክትጽውዕዎም ከሉኹም እዚኦም ዋላ እንተቀተልናዮም ሐንቲ አይገብሩናን አይቅየሙናን እዮም ኢሎም ይንዕቁኹም አለው።ንቁሑ ንቅሑ ንቅሑባታ።

    • @selam.291
      @selam.291 2 місяці тому

      ብጽብጽ ከማካ/ኪ ሓዊ/ሓፍቲ ኢዩ ዘይብልና እምበር ምስቲ ክቡርን ሕፉርን ህዝቢ ትግራይ ሲ ጌና ተፋቂርና ተሓቃቂፍና ክንነብር ኢና ።

  • @mbentertainment7196
    @mbentertainment7196 2 місяці тому +16

    ብሓንቲ ወንጭፍ 2 ዑፍ ክብሉኻ ከምዚ ኢዩ፡፡ንኹላትና ትውክል ኢያ፡፡ ከም ወትሩ መዳርግቲ ኣልቦ ሰሎ ሓወይ💙💙 /💛❤️

  • @filmonsolomon5111
    @filmonsolomon5111 2 місяці тому +1

    Aina beka kale yeblayen solomon gegena wedi hizbe haki merare eya gen kea fawisi eya agoka zehaway mes hezbka dea ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Selamawit2025
    @Selamawit2025 Місяць тому +1

    ጥሩ ነገር ነው ምንጊዜም ጥሩ ዘፈን ❤❤❤❤ HAZA Media ❤❤❤

  • @TEEK4039
    @TEEK4039 2 місяці тому +6

    ኣብ ሕማቕ እዋን ዝተረኽበ መጸናንዒ!!!! ፍልስፍና ብደርፉ ዝዓጥን። ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @RaS-c6v
    @RaS-c6v 2 місяці тому +5

    ሰሌዋይ ኣቦ ጥበብ መግለጺ ሲኢነልካ ከምዚ ከማይዶ ዝፈትወካ ይህሉ ቡሉጸይ❤❤❤

  • @tv.7284
    @tv.7284 2 місяці тому +3

    ድምጺ ዉጽዓት ኣርማ ሓቂ
    ኣርማ ጥበብ ናይ ዘመነይ🤴

  • @AbbyBugale
    @AbbyBugale 2 місяці тому +1

    The best singer of the year💯😘😘Thank you for always standing for your peoples🙏😍😍

  • @TsehayGebrekrstos
    @TsehayGebrekrstos Місяць тому +1

    ሓቅካ ንዉር ን ዘይንቡሩን ጠፊኡና ሴሌ ብሓቂ ጥበበኛ ❤❤❤❤❤❤ ኢካ

  • @DaniDani-yn8wy
    @DaniDani-yn8wy 2 місяці тому +7

    ይበል ጥበብ ሰሎሙን ❤
    ስም ይመርሕ ክበሃይ ብሓቂ ኣባኻ ሪእያ ጥበብ ናይ ንጉስ ሰሎሙን ገጥ ኣቢልካ ሒዝካዮ ኣለኻ

  • @peace-x9s
    @peace-x9s 2 місяці тому +18

    ሰሎሞን ቃላት ሲኢነልኻ ነዚ ጊዜ ትምጥን ዜማ

  • @HiwetWedikeshi
    @HiwetWedikeshi 2 місяці тому +9

    ;ንጉስ ጥበብ; ኣቦ ሓቂ ስለሙነይ ቃል የብለይን ልስሌ ትፈትው ላይክ ሃቡለይ❤❤❤❤❤❤

  • @tigraytigraweyti6747
    @tigraytigraweyti6747 Місяць тому +1

    ሰሌዋይ ጎታ ጥበብ መን እዩ ሞ ከምዝከማኻ ❤❤❤

  • @DejuGuesh-c9h
    @DejuGuesh-c9h 2 місяці тому +1

    ኤፊየ ታይሞ ኣቦ ዘይዓረየዶ ቆልዓ ሕሹ

  • @Tgray-b2s
    @Tgray-b2s 2 місяці тому +6

    ሰሊተይ ጎይታ ጥበብ ነፍ ዓመት ንበረልና🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @abrahamtewelde1712
    @abrahamtewelde1712 2 місяці тому +8

    ሰሌ ጅግና ባዓል ጥበብ ኩሉ ግዜ ብሉፅ❤

  • @MeazaKahsay-z9e
    @MeazaKahsay-z9e 2 місяці тому +18

    እላሓደርካ ትልዕል ትደምቕ ሰሌዋይ ጅግና ከመይ ድየ ዝፈትወካ ሃልወልናስከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
    ኣየ ንሕና ፈቖዶ ሃጠው ቀጠው ተገቲርና ላወዓልናስ ኣቲና ብላይክ ሼር ተበራታታዕናዮስ እንታይ ይጎድለና 😥

    • @TrhasDad
      @TrhasDad 2 місяці тому +1

      @@MeazaKahsay-z9e ናይ ብሓቂ ለባመይ ኣበይ አሞ ዘውደልደለ ኢና ነክብር ንሕና

  • @miracle601
    @miracle601 2 місяці тому +1

    ኩሉ ስነ ጥብባዊ ከማካ እንተዝኮነልናስ ክንደይ ምጸበቀ። ብዝኮነ ንስካ እካ ጅግና የቅንይርልና፡

  • @saraabraham2202
    @saraabraham2202 2 місяці тому +2

    ሰሌ ጎይታ ጥበብ ጎይታ ጥዑም ዜማ:🫡❤️💛

  • @zfanlave7057
    @zfanlave7057 2 місяці тому +4

    ሴሌ ጎይታ ጥበብ ቅድሚ ኩሉ ዝነቅሐ ብሉፅ ስራሕ ከም ወትሩ ❤💛 ብርክካ ይሰስን ወዲ ህዝቢ ብዙሕ ሰሪሑ ዘይተነገረሉ ሰሌ 👑💛❤🙏

  • @titi2854
    @titi2854 2 місяці тому +10

    ሰሌ ጎይታ ጥበብ🤴🏾💜ምእንቲ ህዝቢ ዘይደቀስ ዛሓድር ዘሎ ጅግና 🙏🏿🥺

  • @سارةهواياتي
    @سارةهواياتي 2 місяці тому +7

    ዋውውውውውውውው ኣታ ጅግና ሽሕ ዓመት ንበረልና ገይታዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሰልየዋይ ኣቦ ጥበብ❤❤❤

  • @truth8492
    @truth8492 2 місяці тому +2

    You’re genius solo I admire your work ካብ ሓውኻ ብርጌድ ንሓመዱ

  • @EtAb-qs9kr
    @EtAb-qs9kr 2 місяці тому

    በሐቂ ጥበበኛ መልእኽቲ ብጥበብ ትግራይ ዓዲ ጂግና ዓዲ ታሪኽ።

  • @tigraytigray5893
    @tigraytigray5893 2 місяці тому +7

    ሶል ማለት ዘይተገንፅለ መጽሐፍ ምባለይ ምግናን አይኮነን 💯💯ሰሎምነይ ንጉስ ጥበብ መግለፂ ሲኢናልካ ሶሎይ ❤️❤️❤️❤️