I can’t believe it my lovely brother 😢 passed away and you are so hero and when I listen the lyrics music Solomon yikunoamlak I can’t stop crying my tears all the time.
Ajoka zehawey ajona he is our hero too we all in deep sadness and sorrow but because their sacrifice for us we are living proof for that we always remembering and thank them there is no words to describe their heroism and bravery their give their lives for there’s people and their country rest is peace our hero ❤️❤️❤️💔💔🙏🙏🙏💐
Listening this song makes me sad but also remind me how the people of Tigray are brave and strong. Thank you Solomon Great artist always reflects the pain suffering of the people!!!
Tigray will Pravail and we are one no matter our political differences. Stand against all division . Thank the heway for the beautiful song. I love you and your song ❤❤❤❤❤
Amanuel yemane - belessa -ኣማኑኤል የማነ በለሳ
🔥🔥🔥💯💯 ua-cam.com/video/bZ-CpoqQjw4/v-deo.htmlsi=tZWAaR7m9LdPf5MF 🔥🔥🔥💯💯
Selam ehwat seb wana aza chanel dawit hayleslase krhwyu entay koynu tefieu sorry sh abo tegage keykon gib tegediskum alshulna etom enqutatt artist ytefuna alolwlu pis
@@TsgeTesfay-c2r ሓደሽቲ ስርሕትታት ኣለዎ እዮም ኣብ ቀረባ እዋን ተፀበ ሓው ከምዚ ኢልካ ተገዲስካ በምሕታትካ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን 🙏🙏🙏
😭😭
@@TsgeTesfay-c2r😊
😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
እቲ ሓደን እንኮን ናይዚ ዘመን ብቑዕ ትግራዋይ ከያኒ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሶሎ።
😍😍😍
😢💔😭ደቅነይ😢አሕዋተይ😢 ማሓዙተይ😢ደቅ ዓደይ😢 ብሰላም ዕረፉ መላእ መንእሰይ ትግራይ አብ ገነት የንብርኩም😢💔😭ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ😢
😭🙏🙏🙏
😢😢😢😢😢😢 ሕርርር ነዚ ድዮ እወ😢
ሰለሞን ኩል ግዜ ንስራሕትካ ብግዘኡ እካ ተውፅኦ ንስራሕካ ክብር ይግብኦ
😭🙏🙏🙏
ሰልዬ ጀግና ወርቂ ተጋዳላይ አቦ ጥበብ ድምፀ ጥዑም ጎይታ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የብዘሓልካ ክቡረይ ❤❤❤❤❤❤ ንኹልኹም ጀጋኑ ስውኣትና ደቂ ዓደይ መዓረይ ሓወይ ወድነይ መዓረይ ደቂ አኮይ ኣሕዋተይ ልኡል እግዚአብሄር ብየማናይ ኢዱ ይቀበለለይ ብሰላም ዕረፉ 😢😢😢😢😢 ዘለኣለማዊ ክብርን ሞገስን ነታ መተካእታ ዘይብላ ሓንቲ ክብርቲ ዕንቁ ሂወትኩም ቤዛ ህዝብኹም ዘወፈይኩምልና ጀጋኑ ስውኣት ሰራዊትና 😢😢😢😢😢😢 ኩል ጌዜ አብ ልብና ኢኹም ጀጋኑና
😭🙏🙏🙏
አሜን❤❤❤
አሜን አሜን
@@azeb9433 😍🙏
@@azeb9433 😍🙏
ኩሉ ስራሕካ ዕግበት እዩ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቡሉፅ ኢካሞ። ። ። ጀጋኑና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና
🥰🙏🙏🙏
ሰሌ ጎይታ ጥበብ መተካእታ ዶ/ር ኪሮስ ዓለማየሁ ኢለካ አለኹ። ከየንትና ጀጋኑ ብሰላም ዕረፉ! የቐንየልና!
❤😭🙏🙏🙏
Metekaeta
Kiros alemayehu
And eyasu berhe
ጎይታ ጥበብ ድምፂ ልሳን ህዝብ ኢኻ ብራዘርይ ፍሉይ ክብሪ ይግበኣካ እዩ❤❤❤❤ Seare ❤ TDF
😍😍🙏🙏🙏
ናይ በሀቂ ጎይታ ጥበብ ሰሌ መግስተ ሰማያት የዋርሶም እዞም ናአና ኢሎም ሂወቶም ከይሳሰአኡ ሂዎቶም አሂልፎም ዝሀቡ ጀጋኑ አህዋትና💔💔💔😭😭😭
😭🙏🙏🙏
ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማዕታት ሰሌ እድመን ጥይና ያአብካ እግዚአብሔር
🙏🙏🙏
💔💔💔💔💔😢😢😢😢😢
🙏🙏🙏@@rozahadushrozina490
ክብርን ሞገስን ንስዋኣት ጀጋኑና
🙏🙏🙏
ነዚ ድዪ ነይሩ ሰሓቅ ዝሞቀ ፀወታ ሰሓቅ ዕላልኩም ናፊቀ ኢለኩም ነይረ ምካድ ዘይብላ ኣይተሳዕሱዑኒ ኣዕርክተይ አብ ዘይድረብ ጓይላ😭😭😭😭😭😭
😭😭🙏🙏🙏
😢😢😢😢😢😢
🙏🙏🙏@@ኣርሴማጓልእንደርታ
ነዚ ድዩ ኔሩ ሰሓቅ ዝሞቀ
ፀወታ ቀልዲ ዕላልኩም ዝደምቀ
ኢለኩም ኔረ ምካድ ዘይብላ
ኣይተሳዕስዑኒ የዕርክተይ ኣብዘይድረብ ጎይላ
ዓኽኽኽኽኽ ደቅነይ መሓዙተይ መማህርተይ 😢😢😢
ብዙሕ ዘይተዘረበሉ ጎይታ ጥበብ ሰለሙን ስላምካ ይብዘሐለይ !
ሓንቲ ክብል ግን ናይ ባዕልካ ዮቱብ ቻነል ዘይትከፍት
😍🙏🙏🙏
Alewo eyu nay baelu❤❤❤
@@merytigraweyti እንታይ ይብል ??
@@tdf8250 ua-cam.com/video/7zRfBdAV3cM/v-deo.htmlsi=qQBwRm9EINHUDbf0
እዚ ናቱ ቻናል እዩ
I always queries about his UA-cam channel. Thanks for sharing.
ሰሌ ጎይታ ጥበብ ክብር ምሰጋና ንጀጋኑና ሰማኣታትና 💔🙏🙏🙏
🙏🙏🙏
ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማዕታትና 😰😥😭😭😭
🙏🙏🙏
ሰልየ ጥበብ ሰለሙን ዩ ስራሕካ ኣጆኻ በርትዕ ጥበብካ ይሰስን ንህዝቢ ትግራይ ድማ ምጽናዕ ይሃቦ
🙏🙏🙏
ሰልየ ሰላምካ ይብዛሕ ኣብ ስራሕካ ኩሉ ግዜ ዑውት ኢኻ ሞ ንመዋእል እንዳተዓወትካ ንበር ሰላምካ ይብዛሕ
❤🙏🙏🙏
ኣቦ ጥበብ ባዓል ጥዑም ልሳን
🔥🔥💯
ክብርን መጎስን ነስዋኣትና😢😢
🙏🙏🙏
ኣይተሳዕሱዑኒ ኣብ ዘይደርብ ጓይላ እህ ቃንዛ 😢ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስማእታትና
😭🙏🙏🙏
ሰሌ ኣቦ ጥበብ ንበረልና 🙏🙏🙏ክብርን መጎስን ንሰማእታትና
🙏🙏🙏
ሰሌ አቦ ጥበብ ጅግና ወድ ትግራይ ❤.
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውአትና💔😭
😭🙏🙏🙏
ሰሌ ጎይታ ጥበብ❤❤ ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰማእታትና😭😭 ኩሉ ግዝየ ኣብ ልቭና✊✊😭😭😭
😭🙏🙏🙏
ኣበይነይ ድያ ዛደርፊ ከብደይ ትበላዓኒ 😭😭
🙏😭
😪😭😭😭
🙏🙏🙏@@Samib-
ሰሌ 👑😘
#ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና😭🙏
😭🙏🙏🙏
ፅንዓት!!!! ንመላእ ህዝቢ ትግራይ!!!! ጀጋኑና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኩም:: ኣሕዋተይ😭😭😭😭 ኣሓተይ😭😭😭😭 ኣቱም ንኡሳተይ😭😭😭😭ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና!!!! ኣሕ!! ልብና ደሚዩ::
😭🙏🙏🙏
ክብር ምስጋና ንጀጋኑ ስማኣታትና 🙏💔
🙏🙏🙏
ኣቦ ጥበብ ሰሌ የቀንየልና ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና
🙏🙏🙏
ሰላምን ራህዋን ንኹሉ ህዝቢ ትግራይ።
🙏🙏🙏
ንጉስ ሙዚቃ ኢኻ ናይ ብሓቂ ❤❤❤❤💯💯💯⭐💫💫💫💋💋
😍😍😍
ጀጋኑና ብሰላም ዕረፉ ኩሉኩም ኣሕዋትና ፅንዓት ይሃብና ይሃብኩም ንኩሉ ህዝብ ትግራት😢😢😢😢😢💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭🙏❤💛❤🙏
😭🙏🙏🙏
@@TigrignaMusic-95 ሶሎ ናብይ ጣፍእ ግን??
@@abedaberhan 🥰😍
ዋይ ኣሕዋተይ😢💔 ማሓዙተይ 💔😢💔😢 መማህርተይ ደቅዓደይ ብሰላም💔😢 ዕረፉ💔💔😢😢😢😢😢😢
😭🙏🙏🙏
ሰሌ ዋይ ማዓረይ ኣብ ጥብብ❤❤❤
🙏🙏🙏
ወይ ውይ ሕዝስ ትዝታ ናብ ዓይነይ ነመፀ ሰቃይ እየ ዝነብር ዘለኹ 🖤😭😭😭🖤🖤🖤🖤
😭😭🙏🙏🙏
አታ ከምዚ ከማይስ ይህሉ ዶ መስዋእቲ ሓው ምቅባል ዝአበዮ እዋይይይይይይይ😭😭😭😭
ሐዝስ ዝብሎ እንበር ጠፊኡኒ
ሞቱ ተባሂለ ግን ከም ቀደመይ ክመፀኒ ብተስፋ ይፅበ አለኩ እዋይይይይይይ😭😭😭
ስደት ዘለናስ ብኩሉ ተበዲልና አይ ሞት አሕዋትና ብስልኪ ኮይኑና አብርኤሲ ናፍቆትናስ😢😢
@@selam3156 😭😭😭😭😭🙏
Xenatu yehabki zehafty nay hawka mot kelil aykwenen eu entaymo kenble Berti nekdmt ember nedhrt aytbli
@@selam3156ኣነ ውን ኣለኩ ዓመት ክገበር ኢለ ካብ ዝስመዕ ግን ክሳብ ከዚ ኣብ ሕልሚ ዘለኩ እዩ ዝመስለኒ ዘሎ😭💔ወድነይ ጎይታዋይ እህህ😭😭
ሰሌ ኣቦ ጥበብ❤❤😢😢
😍🙏🙏🙏
ዛደርፊ ዚኣ እንተ ሰሚዐ ብጣዕሚ እየ ዝበኪ😭🖤💔😭
🙏🙏🙏
ኣነ ለ😢😢😢
ጎይታ ጥበብ ❤😢😢😢
😭🙏🙏🙏
ጎይታ ጥበብ ኣምላኽ ጥራሕ እዩ 😢
@@TigrignaMusic-95🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ሰማእታት 😭😭😭😭😭😭😭 መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ክብራት ኣሕዋትና😂😂😂😂😂😂😭
😭🙏🙏🙏
ብሰማው ብሰማው አልሰለችሽ አለኝ ሰለሞን ወንድሜ ረጅም እድሜና ጤና ይስጥህ አሜን❤❤❤
😍🙏🙏🙏
ነብሲ ይምሓር ፅንዓት ንምላእ ሰድራ ሰዋኣት 😭😭😭💔💔💔💔😥😥😥😥😥
😭🙏🙏🙏
😥
ጀጋኑ ነብሲ ይምሓር ፅንዓት ይሀብኩም ንምላእ ህዝቢ ትግራይ😭😭😭😭😭😭..........
😭🙏🙏🙏
ኣዶ ትግራይን መሬት ትግራይን ያኣኽለኪ ይባላ ፈጣሪ ኣሜን
🙏🙏🙏
ሰሌ ሽኮር ናይ ብሓቂ ኣቦ ጥበብ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና
🙏🙏🙏
ናይ ብሐቂ ጥበበኛ 😢
😭🙏🙏🙏
Fetari ykebelom snat yhabom nkulom zhazenu 😭😭😭😭🙏🙏🙏
😭🙏🙏🙏
ክብርን መጎስን ንሰማእታትና😢😢😢😢😢
🙏🙏🙏
ሰሎዋ እንኳዕ ብሰላም
መጻኻ ተኣሲርካ ሰሚዐ ብጣዕሚ ሓዚነ ነረ ዳግማይ እንኳዕ ብሰላም መጻኻና ብሓዲሽ ሰራሕ🙏❤ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና🕯✊✊✊
😍🙏🙏🙏
እዚ ናይ ቅድሚ 13 ዓመት ኢዩ ዋ ደሃዩ ደኣ ንገሩና እምበር
እዚ ስእሊ ጥራይ እዩ ሓድሽ ጌሮሙሉ ዘለዉ
I can’t believe it my lovely brother 😢 passed away and you are so hero and when I listen the lyrics music Solomon yikunoamlak I can’t stop crying my tears all the time.
They are our heroes. Be strong my brother. Rip to all our heroes TDF 🤲🤲🤲
My God, give you strength your brother, he’s a hero for all of us ፅንአት ይሀብኪ
ጽንዓት ይሃብኩም
በርትዕ ሓው ጅግና
Ajoka zehawey ajona he is our hero too we all in deep sadness and sorrow but because their sacrifice for us we are living proof for that we always remembering and thank them there is no words to describe their heroism and bravery their give their lives for there’s people and their country rest is peace our hero ❤️❤️❤️💔💔🙏🙏🙏💐
ሰሌ ❤❤ክብርን መጎሰን ንሰማአታትና😢😢
🙏🙏🙏
ሰማየ ጎይታ ጥበብ ቃላቱ ድምፂ ልቢ ዘስተዉዑሉ ዕድመን ጥዕና ይብዘሐልካ ❤❤ ክብሪ ንሰማእታት❤❤❤
🙏🙏🙏
ደቅነይአሕዋተይ ማሓዙተይደቅ ዓደይ ብሰላም ዕረፉ መላእ መንእሰይ ትግራይ አብ ገነት የንብርኩምክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ:: waye hawey ??? hangetey hareru bbekyat
😭🙏🙏🙏
Hzbi tigray tneaat yhabkum Fetari
Eritrea and tigray amlak selam yewrdelna❤❤❤
Amen 🙏🙏🙏
Listening this song makes me sad but also remind me how the people of Tigray are brave and strong. Thank you Solomon Great artist always reflects the pain suffering of the people!!!
🙏🙏🙏
ሰሉዋይ ጎይታ ጥበብ❤😢😢
🥰🥰🙏
Strong muzic nebs yemar tisnat nemla ado tigeray
😭🙏🙏🙏
ወድነይ 😭😭መታዓቢተይ 😢አሕዋተይ😢😢
😭🙏🙏
**አይተሳዕስዑኒ አዕርኽተይ አብ ዘይብሉ ጓይላ***ዓኽኽኽኽኽኽኽ
😭🙏🙏🙏
ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና❤❤❤❤
🥰🙏🙏🙏
ጀጋኑ ኣሕዋተይ ክብርን ሞጎስን ንዓኹም
ዝኹሉ ትፅቢት መጨረሻ መርድእ😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔💔💔💔
😭🙏🙏🙏
ጎይታ ጥበብ ሰለሙን ንስውአትና ዝዝክር ጥበብ እዩ
🙏🙏🙏
ፅንዓት ያሃብኪ ዓደይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
😭🙏🙏🙏
ነቢሲ : ይምሐር:ወይአሓተ💪💪💪
🙏🙏🙏
@@ttyy7566 🙏🙏🙏
sol bro you are perfect us usual ....kulu gize 1gna
🙏🙏🙏
ፅንዐት ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ንፈተውትን ደገፍትን ህዝቢ ትግራይ ብመስዋእትኹም ቀኒዕና ንነብር አለና ክብርን ሞገስን ንዐኹም መላምለይ❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏
ሰሌ ዋይ ማዓረይ ኣብጥብብ❤❤❤
❤🙏🙏
ሰልየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ጎይታ ጥበብ ጀግና ወዲ ህዝቢ ፅንዓት ይሃበና ተጋርዋይ🥺🥺😭🖤
🙏🙏🙏
እዚ ግን ናቱ ድዩ ኣሕዋት ኣነስ ናፍቀዮ ሰሌ 😢
🙏🙏🙏😭
ብጣዕሚ የፍቅረካ እየ
😍🙏🙏🙏
Big fan solo .....xneat yhab
🙏🙏🙏
Wedi Yared Axumai! Goyta Tibeb.
Selam Nhzbna!
🥰🙏
Ahhhhhh😢😢😢 hizbna selam yfterelu 🙏🙏🙏
😭😭🙏
እንዴት አይነት ችሎታ ነዉ ያለህ ? የኛ ዘመን ኢያሱ ❤️ እድሜ ምስጥእና ይሀብካ
🥰🙏🙏
ሶሎሞን ጥበብካ ኣይምኖን ኢዩ ❤
😍😍😍
ብጣዕሚ ሓሪፍ ደርፊ
🥰🥰🙏
ኣቦ ጥበብ ሰልየ
😍🙏🙏🙏
ጀጋኑ ኣሕዋትና ክብርን ሞገሰን ንዓካትኩም ይኩን😭💔
😭😭🙏
Tigray will Pravail and we are one no matter our political differences. Stand against all division . Thank the heway for the beautiful song. I love you and your song ❤❤❤❤❤
🥰🙏🙏🙏
You need to feed your hungry people first
@@Truthhurts2019. 👍🙏🙏🙏
ጎይታ ጥበብ ዜማ ትግርኛ ጅግና ጅግየ ኢኻሞ ሰላም ይሃብካ ቀፅለሉ ካልኦት ገጠምትን ዘየምትን ኢና ዝብሉ ካባኻ ይመሃሩ
🥰🙏🙏🙏
ሰለሞን ናይኻይኻ ንበይኑ እዩ ጥበብ መሊአ አባኻ እዋይ ህዝብና ክንደይ እዩ ሞ ዝሀልፎ ዘሎ እምላክ ምህረቱ የውርድልና ብጣእምእዩ ዘህዝን 😭😭💔❤️👌🙏
🥰🙏🙏🥰
kbrn mogosn nswatna 🙏😢😢😢
🙏🙏🙏
ሰሌ ጎይታ ጥበብ ሰላምካ ይብዛሕ❤😘🙏
😍🙏🙏🙏
My favorite singer ❤ ፅንዓት ይሃበና 💔 May the rest in peace 🙏❤💛
🙏🙏🙏
ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና💪💪💪💪💪
🙏🙏🙏
Selewa ❤
🙏🙏🙏
ጎይታ ጥበብ ይመቸካ ሰልየየ ጅግና ❤❤❤❤
🥰🙏
Bhsum zemieu afqireyo ngeruley eba bejakum❤❤❤❤❤❤❤❤
😍🙏🙏🙏
ጥዑም ላዛ ሙሩጽ፤ከያናይ ወዲ ትግራይ።❤❤❤❤
🥰🥰🥰🙏
😭😭😭😭selam erefu yehwatey maereyyy😭😭😭😭😭
😭😭🙏🙏
ነዚ ድዩነይሩ ዝኩላይ ስዕሲዒት ዋይደቅነይ ተወረርኩ 😭😭😭😭😭😭😭
😭🙏🙏
Sele, excellent song, sweet like Mar stedena.
🙏🙏🙏
keep going sela haway historic gr8 job❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
😍🙏🙏🙏
ስልዬ ጀግና🙏🙏🙏❤️❤️❤️💪💪💪
😭🙏🙏🙏
ሰሌ ጎይታ ጥበብ ክብር ምሰጋና ንጀጋኑ ሰማኣታትና
😭🙏🙏🙏
ስልይ ወዲ ወላዲት ትግራይ
🙏🙏🙏
Good job. I love it. Great music and everything
🙏🙏🙏
😢😢😢😢melaml ahwatna tewedieo 😢😢😢😢😢
😭😭🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከያኒ ሰሎምን ይክኖ አምላክ ድምፂ ህዝቢ ትግራይ
🙏🙏🙏
Seleway jegena tebae metsenaneina hawey 👍👌✊🙏💕💖💪🥰
😍🙏🙏🙏
Uffffff bXotey AlaAlkun 💔💔💔💔💔😭😭😭😭🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤 kbir naAkum bXotey🖤🖤🖤🖤🖤🖤
😭🙏🙏