Mulubrhan Fisseha (wari) Yikono | ሙሉብርሃን ፍስሃ (ዋሪ) ይኾኖ : New Tigrigna Music 2024(Official Video)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 17 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 3,5 тис.

  • @AkberetTsige
    @AkberetTsige 10 місяців тому +103

    100%ሕራሮት ትግራይ ገሊፅካ ስራሕ ገዲፈ ደጋጊመ ሰሚዐያ ተንብዕ ብሐቂ ተባረኽ ሐዉና

  • @amanielaregawi7278
    @amanielaregawi7278 10 місяців тому +78

    ፅቡቅ ስራሕ ድምፂ ህዝብካ ስለዝኮንኳ እንዃዕ ብሰላም መፃካ ዋሪ

  • @Ella_tube1
    @Ella_tube1 9 місяців тому +59

    ጽቡቅ ስራሕ 😢ንህዝቢ ትግራይ ሰላም የርድ ሰላም ንኩልና 🇪🇷💊

    • @AshenafiAyalew-l9x
      @AshenafiAyalew-l9x 4 місяці тому

      ንህዝቢ ኤርትም እዩ ዝምልከት

    • @senayaman5196
      @senayaman5196 3 місяці тому

      @@AshenafiAyalew-l9xabey eimo yrdeakum halyot u zey rideam denaqur

  • @semhad1592
    @semhad1592 10 місяців тому +80

    ቃላት የብለይን ሙ/ሃን ጅግና ሓውና ተዓወት ❤

  • @Awuchetube
    @Awuchetube 10 місяців тому +213

    ዋውው ቀደማይ ባዕለይ ዋሪ ዝፈቱ ላይክ ርገፁ ደቂ ትግራይ ክሕሎ

    • @Jesus_Saves_Believers
      @Jesus_Saves_Believers 6 місяців тому +1

      ኣምላኽ ከም ዘፍቅረካ ትፈልጥዶ፧ ኢየሱስ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽን ኣምላኽን እዩ። ኢየሱስ ምእንቲ ሓጢኣትና ሞተ፡ ተቐቢሩ፡ ተንሲኡ ድማ ኩሎም ብእኡ ዝኣምኑ ኣብ ሰማይ ናይ ዘለኣለም ህይወት ክረኽቡ። ናይ ዘለኣለም ህይወት ብጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እመን። ዮሃንስ 6:47

    • @AfewerkiGher
      @AfewerkiGher Місяць тому

      ​@@Jesus_Saves_Believers እኔ ሚገርመኝ ለማን ነው ስለ ክርስቶስ ኣዳኝነት ምትነግሩት ለኛ ለኦርቶዶክሳውያን በጣም ነው ምትገርሙኝ 🙄😕😕

  • @aradomweday9922
    @aradomweday9922 9 місяців тому +57

    ዋሪ ሐዉና አነ ኤርትራዊ እየ። ካብ ዝፍጠር ሽግርን መከራን ዉርደትን ትግራዎት ብዓይነይ ምስክር። ሰላም ኮይኑ ትግራይ ምስነገሰት አብ 🇪🇹 ዝተሐጎስኩዎ እግዚአብሔር ይፈልጥ። ስለዚ ካብሕዉነት ናብ ክሕደት ከአ ሪኢና። አደ ትግራይ አደይ እያ ህዝቢ ትግራይ ህዝበይ እዩ። የመስግነካ አፍን ድምጽን ዉጽዓት ምዃንካ። አብ ግብሪ ነዞም ህዝቢ ንሰላም ንቃለስ። ❤🎉❤ሰላም ንኹልና። 🙏

    • @shelsheltomsah9881
      @shelsheltomsah9881 9 місяців тому +6

      ዉላድ ዓድ ሰኒ ሂለካ። እምበል ሰላም ሐተ አይነፎዕን እግልና። ረቢ ሰላም እዉደ እግልና። 🎉❤🎉🇪🇷

    • @yareddesta4429
      @yareddesta4429 Місяць тому +1

      ከም ኤርትራዊ ኣብ ዓለም 40ዓመት ተዋረደ ኣሎ ድዩ? ።ናትካ ግበር

  • @Nolaweher
    @Nolaweher 10 місяців тому +519

    ትፍለ ኢካ ዋሪ ወዲ ሪመይ ናይ ልብና ብ ብርዕካ ተንፊስካልና 😢 👌😭😭 ኣጆና እስከ ሓድነትና ነጠንክር ዘይሕለፍ ፈተና መከራ የለን ዩ ንተጋሩ ✊

    • @AmuAlmi
      @AmuAlmi 10 місяців тому +2

      ዋሪ ሓድነትና እዩ ዝብትን ዘሎ 😢😢 ኮነ ኢሉ ድዩ ብጌጋ እዩ እሱ ይፈልጥ

    • @filimonkahase5214
      @filimonkahase5214 10 місяців тому

      @@AmuAlmi Entay aynenet dnqurna eyu deqey ab sqay hzbi dyu hadnet zragegex

    • @ZekiFrede-le5lc
      @ZekiFrede-le5lc 10 місяців тому +8

      ​@@AmuAlmi
      Anta wedi za diqala, kemaka yom nezi kulu menaesey nab hawi 🔥 tebisuwo. Kabey adeka zimexe hadinet yu deqika haqifka, halayi suwu'at kitmesil tideli.
      Ms hizbika dew bel, RESAH HANGOL

    • @KertetKertet-dc9ti
      @KertetKertet-dc9ti 10 місяців тому

      ​@@AmuAlmi seb do zeymeteka koynu zeb

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 10 місяців тому +3

      ፍትሒ!
      ዝከበርካ ሓውና ስነጥበባዊ ዋሪ፡ ከምብዓል ኩቡራት የማነን እምብዛን ፍትሒ ስለዝዘመርካ፡ ዘሕዝን ንዓካ ውን ዕጭኦም ከይወርደካ ረቢ ባዕሉ ይሓልውካ! ኣሜን🙏
      🤝❤🕊

  • @kbromgebremedhin9911
    @kbromgebremedhin9911 10 місяців тому +328

    ደጋጊመ ሰሚዐዮ ንብዓተይ ክቆፃፀሮ አይካኣልኩን 😢😢😢😢😢😢😢

  • @sunny-vo2xx
    @sunny-vo2xx 9 місяців тому +32

    አደታት ትግራይ አምሐራ ኤርትራ ሰለምን ቅሳነትን ይምነየልክን። ዘይወለደ ይፈትና ይብሉ ስድራና። ሰላምን ፍቅርን ንህዝብታት።🎉❤🎉🇪🇷

  • @abebagramy4917
    @abebagramy4917 10 місяців тому +42

    ቃላት የብለይን ሙሉብርሃን ጅግና ሓውና❤❤🇻🇳🇻🇳

    • @Jesus_Saves_Believers
      @Jesus_Saves_Believers 6 місяців тому

      ኣምላኽ ከም ዘፍቅረካ ትፈልጥዶ፧ ኢየሱስ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽን ኣምላኽን እዩ። ኢየሱስ ምእንቲ ሓጢኣትና ሞተ፡ ተቐቢሩ፡ ተንሲኡ ድማ ኩሎም ብእኡ ዝኣምኑ ኣብ ሰማይ ናይ ዘለኣለም ህይወት ክረኽቡ። ናይ ዘለኣለም ህይወት ብጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እመን። ዮሃንስ 3፡16

  • @ytewolde9350
    @ytewolde9350 10 місяців тому +185

    ብራቮ ዋሪ ተባዕታይ ቃንዛ ህዝቢ ትግራይ ዘንበብካዮ ሰላም የውርደልና ንኹላትና❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @zebibatsbha9557
      @zebibatsbha9557 10 місяців тому +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @ባህራን480
      @ባህራን480 10 місяців тому +3

      ወድ ዓጣሪት ታዴኻ ኣእቲይካ

    • @abebagebretsadik7089
      @abebagebretsadik7089 10 місяців тому +4

      ናታ ሐሪሩዋ ናይማታ ተማሰል ዶ በሉ !!!!!!!! ናህና ባዕልና አለናዮ

    • @ZekiFrede-le5lc
      @ZekiFrede-le5lc 10 місяців тому +2

      ​@@ባህራን480
      Menaesey Tigray Ayzoka Nayna, Tigray Tiewet, Kunat bahlawi Chewetana yu....enabelkum weledi Hazen Kedinkumom. Gena. Lawzi mawzi hizi mizi lele mele keybelka. Hizbika adhin

    • @TeshomeMekonen-u6j
      @TeshomeMekonen-u6j 10 місяців тому

      ቀፅለሉ

  • @nakfabrave
    @nakfabrave 10 місяців тому +75

    I am Eritrean, i cried listening to this song 🥲🥲🥲🥲🥲🥲

    • @AsmeromTsegaye
      @AsmeromTsegaye 9 місяців тому +2

      Tnx for we understanding

    • @መንደላይወዲኤሩየ
      @መንደላይወዲኤሩየ 9 місяців тому +3

      Even me 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 , am Eritrean የሕዝነካ ፎእ ኲናት ዝብሉዎሲ ፎእ ምስኪናይ ወዲ ድካ

    • @nakfabrave
      @nakfabrave 9 місяців тому +3

      Proud to call myself Eritrean, thier leadership took them to the gutters, i hope they learn. Its so sad.

    • @HabenKk
      @HabenKk 9 місяців тому +5

      ​@@nakfabraveu know this song also applies to us Eritreans😢😢

    • @Wtet346
      @Wtet346 9 місяців тому +1

      Natka gebr aymelketekan bezaba tigray ❤️💛

  • @ahmadyasin1518
    @ahmadyasin1518 10 місяців тому +58

    አብ መሬት ትግራይ ዘሎ ሓቂ ብሞያካ ብምግላፅካ ክብሪ ይግባአካ ዋሪ ወደይ❤❤❤❤❤❤

  • @lamkekeste5853
    @lamkekeste5853 10 місяців тому +248

    Btami xbuk srah wari anbesa selam nhzbi tigray🙏❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Kemdlayeyfilmon-9
      @Kemdlayeyfilmon-9 10 місяців тому +16

      Amlak kabzi kulu shigr yewxeayom 💙💙💙💙💙💙

    • @GgGg-c3t5k
      @GgGg-c3t5k 10 місяців тому +9

      ኣሜን 🙏 ኮሎ ንኣኹም ​ክቡራት ኣሕዋት 💙💙💙💖💖💖@@Kemdlayeyfilmon-9

    • @CheerfulDirtBike-bf2mb
      @CheerfulDirtBike-bf2mb 10 місяців тому +4

      ህዝቢ ኤርትራ ኸ መዓዝ ይሓልፈሉ

    • @CheerfulDirtBike-bf2mb
      @CheerfulDirtBike-bf2mb 10 місяців тому +1

      🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

    • @alembedaso
      @alembedaso 10 місяців тому

      Pp

  • @MartaMarta-m2f
    @MartaMarta-m2f 9 місяців тому +94

    ጀግና ናቹ አብሽር ደሞ ጥሩ ግዜ ይመጣል ማርታ ከሸገር ነኝ ትግራዋዮች እወዳቹሀለው😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

    • @Jesus_Saves_Believers
      @Jesus_Saves_Believers 6 місяців тому

      ኣምላኽ ከም ዘፍቅረካ ትፈልጥዶ፧ ኢየሱስ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽን ኣምላኽን እዩ። ኢየሱስ ምእንቲ ሓጢኣትና ሞተ፡ ተቐቢሩ፡ ተንሲኡ ድማ ኩሎም ብእኡ ዝኣምኑ ኣብ ሰማይ ናይ ዘለኣለም ህይወት ክረኽቡ። ናይ ዘለኣለም ህይወት ብጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እመን። ዮሃንስ 6:47

  • @ferwyeni
    @ferwyeni 10 місяців тому +108

    ደጋጊመ ሰሚዐዮ ንብዓተይ ክቆፃፀር አይካአልኩን ብትክክል 😭😭😭 ቃላት የብለይን ሙለረይ ❤❤❤❤❤

    • @Merana10632
      @Merana10632 10 місяців тому +2

      😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

    • @haymanottekle1675
      @haymanottekle1675 9 місяців тому

      ❤❤❤❤🎉

    • @AIO_Patriot
      @AIO_Patriot 9 місяців тому

      ❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥

  • @BirhanMebrahtom
    @BirhanMebrahtom 10 місяців тому +63

    ንስኪ ዝፆመቅክዮ ዕረ እንዴ ትማሊ ሰትየዬ💔💔💔💔
    በሓቂ ዝገርም በቅዓት
    ይኾኖ.......... ሰላም ንህዝብና 🙏🙏🙏

  • @teddyabrah4608
    @teddyabrah4608 9 місяців тому +34

    Peace for Tigray children and young people mothers and fathers.
    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
    🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏

  • @MohammedIbrahim-qx3vq
    @MohammedIbrahim-qx3vq 10 місяців тому +25

    ሚእቲ ጊዘ እንተሰማእኩዎ ዘይምኖ ደርፊ ዋሪ ሀወይ አብ ግዚኡ ኢካ አውፂእካያ አዛ ደርፊሰላም ሰላም ን ህዝብናን ን አድናን ፈጣሪ ብ ሰላም ናብ መረበትኩም ይምለስኩም i love tigray ❤❤❤❤❤❤❤

  • @gebretsadikgetaneh9051
    @gebretsadikgetaneh9051 10 місяців тому +141

    I don't know Tigri langue but I listed to this song more than 10 times and go in tears! my almighty GOD bless tigrie people and protect from any turmoil! Peace for Tigrai peace for Ethiopia!

    • @DawitRimon
      @DawitRimon 10 місяців тому +8

      How the fuck did you have tears then?

    • @MillionMili-o7l
      @MillionMili-o7l 10 місяців тому

      @@DawitRimon😂😂

    • @berakiyergalem3002
      @berakiyergalem3002 10 місяців тому +1

      🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🎉🎉🎉❤🎉

    • @berakiyergalem3002
      @berakiyergalem3002 10 місяців тому +2

      God bless you know everything

    • @FsHg-q4l
      @FsHg-q4l 10 місяців тому +1

      You are from we're bro so tanks u

  • @RashiAbdella-gc6mx
    @RashiAbdella-gc6mx 10 місяців тому +64

    Ane Eritreawi eye gin xbuk gitmin seman music 🎶🎼🎉❤🎉 Selam eritrea 🇪🇷 tigray hizbi

    • @tsegafekere3739
      @tsegafekere3739 8 місяців тому +3

      Aymelketekan 💛❤️

    • @melesbirhan1971
      @melesbirhan1971 6 місяців тому

      ሰላም ትደልዕ እንተዝኻንካ ኣብ ብርጌድ ንሓመደ ደው በል💙🌿💙🥰

    • @bingo8314
      @bingo8314 6 місяців тому

      @Rashi
      Chekanat nezi tsegei hzbna ba nab zero meliskum, neus hawey zektelkumley HGDEf kittefeu eikum. Neaana selam ayhabkum n gerebet selam ayhabkum

    • @ሳማዊኤሪትራዊ
      @ሳማዊኤሪትራዊ 4 місяці тому

      @@melesbirhan1971ሰክት

    • @ሳማዊኤሪትራዊ
      @ሳማዊኤሪትራዊ 4 місяці тому

      @@bingo8314ብከመይ ህግደፍ ኢልካዮ ብንዴራ ስለ ዝገበረ?

  • @user-flyuoihf
    @user-flyuoihf 10 місяців тому +62

    ዋው! ዋሪ ዝገርም ደርፊ ፣ በቃ ጥበብ ማለት እዙይ እዩ!

  • @kalibyemane9563
    @kalibyemane9563 10 місяців тому +17

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣጋላልዛ አዩ ዋሪ ዓዱ ምለስዎ አዚ ጭዋ ህዝብና❤️❤️😭

  • @AbiHaile-pw3wr
    @AbiHaile-pw3wr 7 місяців тому +7

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ሰራህ ከብድካ ትበልዕ 😢😢ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ....ኣብሻይ ጨኑቅዋሎ ዝስከት ዘይቡሉ ሞቁሎ🇪🇷🇪🇷🙏

  • @AshenafiTsehaye-j6v
    @AshenafiTsehaye-j6v 10 місяців тому +50

    ሕጂ ትርግታ ልብና ገሊፅካልና ጀግና ሓዉና ዋሪ🙏

    • @DagnewKflay-dx6qt
      @DagnewKflay-dx6qt 8 місяців тому

      ትርግታ ልቢ ህዝቢ ዝተረድኣት ሙዚቃ ቀፅለሉ

  • @nebaytkesete
    @nebaytkesete 10 місяців тому +58

    Btami bwushtey hmak tesemini😢😢😢 selam nhzbi tgray 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @ባህራን480
      @ባህራን480 10 місяців тому +1

      ዉፃእ ወዲ ዓጣሪት

    • @Eritrean-Home-one
      @Eritrean-Home-one 10 місяців тому +1

      ​@@ባህራን480 entay gerka denkoro adeka eka tixerf zeleka drbay 😢

    • @esromtesfaldet3601
      @esromtesfaldet3601 9 місяців тому +1

      ​@@ባህራን480qomal eka eba zhlalekum ay teftwun ekum donakur

    • @ShamsamuelShamitu
      @ShamsamuelShamitu 9 місяців тому

      ​@@ባህራን480ata wedi sharmuta kndi xbuq ztezarebe diu wedi kedamit terogabi kiunti eya tbelie zela motherka wedi mebelet

    • @ሳማዊኤሪትራዊ
      @ሳማዊኤሪትራዊ 9 місяців тому +1

      @@ባህራን480ata qondaf bsenki krmakum iyu Selam tesainu zelo. Long live Eritrea 🇪🇷

  • @tigistaberamesele6178
    @tigistaberamesele6178 9 місяців тому +10

    I was born in Addis Ababa, and my tigrigna is not perfect, but this song makes me cry it reminds me of all my family from tigray , he is the first one telling the truth.

  • @KiflomDaniel
    @KiflomDaniel 9 місяців тому +11

    ረዚን መልእኽቲ ዘለዎ ሙዚቃ ።❤❤❤❤❤

  • @senaitambaye5774
    @senaitambaye5774 10 місяців тому +37

    Thank you for being a voice for the voiceless people of Tigray. ተባዕ ወዲ ህዝቢ ዋሪ ሓውና ❤❤❤❤😓😓😓😓

    • @Merana10632
      @Merana10632 10 місяців тому

      😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @hawashayetrn5175
      @hawashayetrn5175 10 місяців тому

      ሕውሐት ዝጽሞቆቶ ዐረ ህዝቢ ትግራይ ይሰትዩ አሎ:: 😭😭😭😭

  • @Getishentertainment
    @Getishentertainment 10 місяців тому +10

    ተተቀይምኪ ብተኸዮ እቲ ሕውነት
    ብጥስ ይበል እወ ከይዛረብ ዶ ክሞት😢
    ፅብቅ ስራሕ ቆፅሎ🤙

  • @Mamiskor
    @Mamiskor 10 місяців тому +33

    Btami xbuk srah jigna wari hawey selam nhzbi tgray 😭😢🇪🇷🇪🇷

  • @MenurbirusherfamachMenur-zt1ps
    @MenurbirusherfamachMenur-zt1ps 10 місяців тому +12

    ናይ በሓቂ ናይ ውሽጥና ገሊጽካያ
    ሰላም ንህዝቢ ትግራይ
    ካብ ወያነ ንፈለየሉ ዘመን ይኹነና❤

  • @mearegatakilt6778
    @mearegatakilt6778 29 днів тому +2

    አነም ምስማዕ አይገድፎ ርዕሰይ ብንብዓት ተፈንቂላ ። አንቢዕዃና ፅቡቅ ስራህ እዩ ። ጅግና ቀፅለሉ ።❤❤❤❤❤❤

  • @abeltadesse631
    @abeltadesse631 10 місяців тому +15

    ሓሪፍ ሙዚቃ!!
    Thank you!!
    ኣብ ጥበብ ለለኹም ተጋሩ ሃምዚ ፅቡቕ ሙዚቃ ላሰርሓኹም ድምጺ ህዝብኹም ኹኑታ።

  • @abdihakimhussein514
    @abdihakimhussein514 9 місяців тому +25

    I'm from Somalia may Almighty protect them all.

  • @AKEBOMTEKLU
    @AKEBOMTEKLU 9 місяців тому +5

    ዋሪ ዓርከይ መማህርተይ ቀፅለሉ ገና ካባካ ብዙሕ እየ ዝፅበ

  • @عليعبده-ش9ر
    @عليعبده-ش9ر 10 місяців тому +11

    ብልገርም ቃላት እካ ገሊፅካዬ ዋሪ ሓውና ❤✅✅✅✅

  • @suge2370
    @suge2370 10 місяців тому +11

    ይኮኖ ወ😢😢ኣቤት ጥበብ ሰሰን ሓወኒ❤❤

  • @Yosantewelde-abraham
    @Yosantewelde-abraham 9 місяців тому +4

    ናይ ብሓቂ ወቅታዊ ደርፊ ❤❤❤❤❤❤❤ ስነ ጥበብ ዝባሃል ስምዒት ሂዚቢ ዝገልጽ ብሓቂ ❤❤❤❤❤❤

  • @Tsega_birhane
    @Tsega_birhane 10 місяців тому +33

    ኣብሻይ ጨኒቅዋ ኣሎ😭😭
    ወላዲተ ጸጉራ ትቆነኖ😢😢 ስሓቅኩም የርእየና የሕዋተይ/ስድራይ❤

    • @Merana10632
      @Merana10632 10 місяців тому +1

      😢😢😢😢😢😢

  • @TesemaAlemu-d2c
    @TesemaAlemu-d2c 10 місяців тому +10

    ባሐቂ ሕጂ ደርፊ ሰሚዕ እሰይ አገንዕ ጀግና ይበል

  • @Shewit898
    @Shewit898 18 днів тому +1

    ዋሪዋይ መዓረይ መግለጺ ቃል ስኢነሎ ስራሕካ ጅግና
    ድምጺ ውጹዕ ህዝብኹም ኩኑ ኩላትኩም ከየንቲ ትግራይ ከም ዋሪ

  • @TDFከሁሉምበላይነዉ
    @TDFከሁሉምበላይነዉ 10 місяців тому +9

    ዋሪ ናተይ ጅግና በሎም ብቛንቛ ህወሃት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Abeba-u1u
    @Abeba-u1u 10 місяців тому +125

    I don’t know how I appreciate you for what you did. Thank you some much for what you did for the people of Tigray

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 10 місяців тому +3

      😂😂😂😂😂

    • @HiwotBarihe
      @HiwotBarihe 10 місяців тому +3

      ሙሉአብርሃንመሞረ

    • @Abeba-u1u
      @Abeba-u1u 10 місяців тому +2

      🥰🥰🥰

  • @Ertrea-2023
    @Ertrea-2023 9 місяців тому +13

    ደጋጊመ ሰሚዐያ ሞ መዘና የብላን,ንህዝቢ ትግራይ ካኣ ሰላም የውርደሉ ካብ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AsmeromYemane-y1r
    @AsmeromYemane-y1r 3 місяці тому +3

    I love tigiray i am from eritrean selam yewudelukim Hze bi tigiray 🙏🙏🙏

  • @danaitmulu3694
    @danaitmulu3694 10 місяців тому +23

    ድጋጊመ ሰሚዐዮ ንብዓተይ ክቆፃፀሮ ንሓቂ ጀግና ሓወይ proud of u voice my people thanks ❤️🙏

  • @BeteMukera
    @BeteMukera 10 місяців тому +10

    i am very sorry that the people of Tigray are exposed this problem due to wrong perception of Ethiopia people.Peace for Tigray people.
    i am glad you stand with your people.God blessed you.Its amazing music.

  • @helenasefaw326
    @helenasefaw326 10 місяців тому +21

    Meskin hezbi tegray selam yewredwlu sebuk gerka geliskayo warif from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sami-92-06
    @sami-92-06 10 місяців тому +9

    😢💔 ምንባሩ ዝሃበስ ከላእኽዮ እዝን 💔 💙💙💙💙

  • @mylifeis2810
    @mylifeis2810 9 місяців тому +4

    ሓደ ሓቃ ዝደሪፊ ሓቀኛ ሰብ💔 😢🙏🏿🙏🏿Respekt big brother heart 🙏🏿💙
    Amlak mskom ykon hzbi tegray 😢🙏🏿💙

  • @KewaniGebrehans
    @KewaniGebrehans 10 місяців тому +12

    ኣንታ ጀግና ኩሉ ትግራዋይ ኣብ ጎንካ ኣሎ hero ❤❤❤✔️✔️✔️✔️✔️

  • @negasiberhe9513
    @negasiberhe9513 10 місяців тому +21

    ዋሪ ጅግና ጎበዝ ዘሐወይ ከምዙይ ዓይነት ስነጥበባዊ እዩ ጠፊእዋ ፀኒሑ ኣያና ሓጎስ ገብረህወት ቅድሚ ዕስራን ሰለስተን ዓመት ተናጊሩ ፀነሑ ነይሩ ሰማዒ ኣይረኸበን እኒ በዓል ጎይታኦም ሃይለማርያም እኒ በዓል ሰለሞን ይኩኖኣምላክ ሰማዒ ግን የለን ሀይዚ ከዓ ጅግናና መንም ዘይወፆ ደርፊ ዘይኮነስ ዝመሃረሉ እንተተረኺቡስ መምሃሪ እዩ ወዲ ዘዝተወለደ መንእሰይ ንባዕሉ ዘይነበረ ንወዲ ሰብ ከንብር ኢሉ ሰለስተ ትውልዲ ሃሊቁ እኒሆ ሀይዚ እውን ንራብዓይ ትውልዲ ዋስትና የብልናን ግን ትዝበልካዮ እንተኾይኑስ በሓቂ ይኾኖ ግን እቲ ህዝቢ እውን ተራና ሃቡና ክንነብር ክብል ኣለዎ እንበር ደም ዝለመዱ ካድረታት ከምዘይሕጎሱልካ ፍሉጥ እዩ መንእሰይ እናፋነዉ ስርናይ ምስራቅ ስለዝለመዱ ዓገብ ክበሃሉ ኣለዎም ብዘም ዝቆንቆኑ ካድረታት ከይትደሃል ብጥበብካ ድምፂ ህዝብኻ ኹን ነዲሕሪት ከይትምለስ ከይትደሃል ብዞም ዱሁላት ሓደራኻ ብሂይወትካ እኳ ኣይሰስዕኻን እንኳን ብጥበብካ

  • @user-rf7kk2by7r
    @user-rf7kk2by7r 9 місяців тому +50

    I'm from eritrea 🇪🇷..good job peace to the mothers of Tigray😢😢

    • @tsegafekere3739
      @tsegafekere3739 8 місяців тому +4

      Aymelketekan💛❤️

    • @medhanierezene9295
      @medhanierezene9295 7 місяців тому +4

      ​@@tsegafekere3739imo kuninat tum du....no one knows the pain of war more than eritreans....

    • @yemanebrhane5756
      @yemanebrhane5756 7 місяців тому

      You are right 100%%❤❤❤❤❤

    • @nahappy9208
      @nahappy9208 6 місяців тому

      Ketali amaxi enda degefka kemu aybehalen eyu.

    • @ሳማዊኤሪትራዊ
      @ሳማዊኤሪትራዊ 4 місяці тому

      @@tsegafekere3739ቆንዳፍ ዓጋመ😂😂 ትግራዋይ ዝጸርፎ ኢዩ ዝፈቱ

  • @LemlemMurust
    @LemlemMurust 10 місяців тому +10

    ቃላት ይብለይን ዋሪ ሓወይ❤❤❤❤ይኾኖ ህዝበይ

  • @engilyas44
    @engilyas44 9 місяців тому +21

    እኔ ሱማሌ ነኝ ለትግራይ እናቶች ሐዘን ይብቃት
    ለትግራይ እናቶች ሠላም
    እመኛለሁው

  • @RahwaYewhans
    @RahwaYewhans 10 місяців тому +5

    jigna nay bhaqi wari selam yerwrdelna fetari 🇪🇷

  • @nomoneynoproblem7890
    @nomoneynoproblem7890 8 місяців тому +8

    I'm from Eritrea 💙 Tegray are my people's love you ❤

  • @Tsegayhabteab
    @Tsegayhabteab 10 місяців тому +27

    I am from Eritrea 🇪🇷 but this music and video clip 😢😢😢😢😢 Meskinay hezbi selam keyrekbna mewaelna besnki eziom arminawian Merhatena ahh selam yewrdelna amlak Wari kea jegna eka xegi hezbeka dew mebalka

    • @تيغرايالحرة
      @تيغرايالحرة 10 місяців тому

      See your poor eritrean

    • @abeshalove2007
      @abeshalove2007 10 місяців тому

      @Thegayhabteab, 👏👏👏

    • @semharteamrat1148
      @semharteamrat1148 10 місяців тому

      ​@@تيغرايالحرة kab hzbukum gn yhaysh

    • @mohammedsalih7696
      @mohammedsalih7696 10 місяців тому +2

      Suq elka ayteqebatir senef eritrawi yebilnan ezi music tikikil eya weyane ni eritrea zixomoqo ere maskin hizbi Tigray setiyuwo, xulul zikone weyane nay edu rekhibu

    • @seteengda2459
      @seteengda2459 10 місяців тому +4

      ​@@semharteamrat1148ብ ከመይ ይሓይሽ ድኣ ካብ ህዝቢ ኤርትራ በጃኩም እስኪ ነብስኩም ኣይተታሉሉ 2ቲኡ ህዝቢ ተወጺዑ ኣሎ ብ ልክዕ ኣብ ትግራይ ዘሎ ህዝቢ ግን ብጥመየትን ብኩናትን ልዕሊ ዓቀን ተበዲሉ ኣሎ እቲ ይሓይሽ እቲ ዘይ ኮነ ክልቲኡ ህዝቢ ተወጺዑ ኣሎ ህዝቢ ትግራይ መሪቱ ገዝኡ ትሓዲጉ እንዳ ሃለወስ ይሓይሽ ኢልካ ዘረባ ኣሎ ድንቁሩና ጥራሕ እዩ እዚ

  • @tigrayadey2771
    @tigrayadey2771 10 місяців тому +15

    Great Job ! ከምዚ ኢዩ ትግራዋይ ንፓርቲ ዘይኮነስ ንህዝቡ ዝነብዕ ዝቑርቆር
    Thank you I really appreciate that you have done ✅

  • @GodisLove-b7m
    @GodisLove-b7m 9 місяців тому +3

    ዋዉዉዉዉዉዉ ኣታ እዛ ትግራይ ሰብ ኣለዋ እባ ።ጅግና ዋሪ ብሓቂ ድምጺ ህዝቡ ኢኻ ኣጆኻ በርትዕ ንብለካ ንሕና ኤርትራዉያን ኣሕዋትካ።

  • @LazaErob
    @LazaErob 10 місяців тому +3

    ብፃየይ ኣንታ ጅግና ነታ ሓንቲስ ሓቂ ዝበለ❤❤🎉🎉👊👊👊

  • @tesfabrieh4237
    @tesfabrieh4237 10 місяців тому +7

    I am hearing at every Corner of Tigray ....this is because he has nailed the heartfelt idea!!!

  • @birukabay8289
    @birukabay8289 7 місяців тому +3

    ዋሪ ምን ቡዬ እንደምገልፀዉ አላቅም ያሳለፍነዉ ህይወት ይገርመኛል ምንም እንዳልተፈጠር በዝምታ መቀጠል ያማል እድለኛ ነህ እዉነተኛ የልቡ ትርታ የዘፈንከዉ ❤❤❤

  • @nafmedia1994
    @nafmedia1994 10 місяців тому +17

    I am Oromo but I love all Tigray music.

    • @akilegebre
      @akilegebre 10 місяців тому

      That is not only music also I have big massage for TDF.

    • @kaleabzeray5871
      @kaleabzeray5871 23 дні тому

      Love and peace for all people

  • @amanuelteame5440
    @amanuelteame5440 День тому

    I am from Eritrea Selam Nezi Kektiu Hezbi 🙏 eri&tegr

  • @dawithaile1314
    @dawithaile1314 10 місяців тому +7

    ብጥስ ይበል እወ ዋሪ ሓውና 💔💔💔💔💔

  • @fisehagebreslase2417
    @fisehagebreslase2417 10 місяців тому +4

    ናይ ልብና ገሊጽካዮ ዋሪ ሓወይ ቀጽለሉ ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤

  • @Hmdala
    @Hmdala 9 місяців тому +8

    ትሪጉም በይጋበኝም ግን ዝም ብዬ ሰያው የትግራይን የህዝብን ስቃይ የሳይኛል እኔ የደቡብ የስልጤ ታወለጅ ነኝበጣም ነው ልብ የምናካው አልቅሻላው ወላሂ አንድ የላጣፋ ደሃ ህዝብ ነው የታሳቀያው የላው 😢😢😢😢😢😢 ወይ ሀገሬ

  • @almaz7529
    @almaz7529 10 місяців тому +12

    Peace Eritrea 🇪🇷 & Ethiopia

  • @Kalagamada
    @Kalagamada 10 місяців тому +20

    I am Oromo. I don't understand tigrigna language but I felt this song in my heart❤. Love & respect to my Tigraay people ❤

    • @filmongebremedhn7534
      @filmongebremedhn7534 10 місяців тому

      ጋላ

    • @Kalagamada
      @Kalagamada 10 місяців тому +5

      @filmongebremedhn7534 Yes I am galla Oromo. My father is Oromo. My mom is Amhara. I am Oromo and proud Ethiopian. I don't really understand why you called me galla but I take that as a compliment. I am sure you're either Amhara or Eritrean but it don't matter because we all are human beings. Clean your heart ❤️. God bless you bro❤️

    • @justhuman7069
      @justhuman7069 10 місяців тому +3

      @@Kalagamada I'm sure he's not from Tigray, don't pay him any attention, we are brother Tigray 🤝Oromo forever ❤

    • @Wtet346
      @Wtet346 10 місяців тому +2

      J​ust ignore him galla is not an insult.they call us agame too😂 its a name not an insult

    • @filmongebremedhn7534
      @filmongebremedhn7534 10 місяців тому

      @@Wtet346 I am from tigray አሸቃባጭ

  • @SolomonGebremaram
    @SolomonGebremaram 3 дні тому

    I don’t know how mush I can appreciate you what you did. I’m Proud of you and God bless all you family my brother.🙏🙏🙏

  • @zionzion7109
    @zionzion7109 5 місяців тому +3

    እውነት ምን ግዜም ደስ ይላል ።
    ትግሪኛ ውስጤ ነው ❤

  • @girmaneshdesta259
    @girmaneshdesta259 10 місяців тому +3

    Thanks Zhawey for being voice for the voiceless! Great respect !!!

  • @belaybrhane3261
    @belaybrhane3261 5 місяців тому +2

    ይሄንን ዘፈን ስሰማ
    ሁሌም እያለቀስኩ ነው።

  • @fretamaher7215
    @fretamaher7215 10 місяців тому +5

    ብሰንኪ ወይነ እዝ ወገን ወረወግን ዝዘርእዋ ህዝብ አፀድዋ

  • @footballlovers-n4k
    @footballlovers-n4k 10 місяців тому +4

    ንዘልኣለም ዝነብር ዜማ ዘይሃስስ ጥበብ ❤
    ሙሉብርሃን ክብሪ ይግበአካ።
    ፡ከይዛረብ ዶ ክሞት

  • @mossmoss-eu6wp
    @mossmoss-eu6wp 10 місяців тому +3

    really amazing work peace ✌️ of the humble people of tigray🎉❤❤❤❤

  • @SimonGoitom-xn5cn
    @SimonGoitom-xn5cn 10 місяців тому +22

    From Eritrea love tigray my people❤❤

  • @Mosobna5
    @Mosobna5 10 місяців тому +7

    Amlak aboy nana rieka selam fterelna bejaka🥺😭hzbi tigray ka eza amet ametka tkun xegemka ykentetelka😭🇪🇷💊❤☝️Selam yewrdelna fetari🙏

  • @asterfessahye4602
    @asterfessahye4602 10 місяців тому +1

    ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ ትግራይ

  • @Kemdlayeyfilmon-9
    @Kemdlayeyfilmon-9 10 місяців тому +15

    Bravo wari ab godni sireat zeykone ms hzbka trah kun 💙💙💙

    • @filmonmebrie460
      @filmonmebrie460 10 місяців тому

      እንታይ ደኣ ናይ ነሽነሽ ፕሮፋይል😂😅

    • @Kemdlayeyfilmon-9
      @Kemdlayeyfilmon-9 10 місяців тому

      Ntfetwo seb ab profile mgbar ke kem geben kthasbwo jemirkum dikum?🤔🤔🤔

    • @filmonmebrie460
      @filmonmebrie460 10 місяців тому +1

      @@Kemdlayeyfilmon-9 ኖ ጸገም የብሉን ዘዓርከይ ኣነ'ውን የድንቖ'የ😄😉

    • @awetteklemariam6755
      @awetteklemariam6755 8 місяців тому +1

      Yes bro Eritrea 🇪🇷 and Meley natey ❤

  • @MeargMullu
    @MeargMullu 10 місяців тому +73

    I from congo🇨🇩 ilove you Ethiopia tigray people's 🥰

    • @Cloud-zn5tl
      @Cloud-zn5tl 10 місяців тому

      They have the cheapest girls of east africa. Even cheaper than a 🍅

    • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
      @ማርያመይኣዶፍቅሪ 10 місяців тому +2

      Thank you🙏❤

    • @AynalemAbreham-gb8ub
      @AynalemAbreham-gb8ub 10 місяців тому

      Kiberet yehabelina goytawa 😊💊💞🥰💛❤️🙏

    • @Ivyblac
      @Ivyblac 10 місяців тому +1

      We love you too and my prayers and thoughts are with the people Congo!

    • @berhiuMekenen-ec2bc
      @berhiuMekenen-ec2bc 10 місяців тому

      ❤❤❤❤❤❤

  • @DgygSryu
    @DgygSryu Місяць тому +1

    ዘይ ምኖ ደርፊ ሐቂ ገሊጽካዮ ዓዱ ይመለስ ጭዋ ህዝበይ😢😢😢

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ 10 місяців тому +8

    እዚ'ዩ ጥበብ በቃ💙

  • @LegilinaEnji-sl5ek
    @LegilinaEnji-sl5ek 10 місяців тому +4

    ይኾኖ👌ብሓቒ ብሉፅ ስራሕ ተጋዳላይ ሙሉእብርሃን ፍስሃ{ዋሪ}🤝ይኾኖ👌

  • @SurprisedEagle-jt7wk
    @SurprisedEagle-jt7wk 2 місяці тому +5

    l am oromo tigira lazalalm tinur wodachulao😢😢😢😢❤

  • @tigabuabadisofia
    @tigabuabadisofia 10 місяців тому +4

    ኣጆኻ ቀፅለሉ እቲ ሓቂ ኢኻ ተዛርብካ ክብሪ ይግበአካ። you state the reality in tigray. Go a head!!!

  • @EndalkAllem
    @EndalkAllem 10 місяців тому +7

    The 1st guy who’s telling the truth respect brother .; peace of for Ethiopia 🇪🇹

  • @MulugetaAbrha-c6k
    @MulugetaAbrha-c6k 6 місяців тому

    Wari ጅግና ብጣዕሚ ዝገርም ሙዚቃ

  • @abeltesfamhert991
    @abeltesfamhert991 10 місяців тому +4

    Betamiy xebuke serh wari 😢😢

  • @MrEphily
    @MrEphily 10 місяців тому +22

    Peace ✌️ in tigray and eritea

    • @weditigray5782
      @weditigray5782 10 місяців тому +1

      @MeEphily Nope, justice will be served.

    • @smnu3721
      @smnu3721 10 місяців тому +1

      Kem canada, America meas eya Eritrea & Tigray tekewen selam nafike anes

    • @ሳማዊኤሪትራዊ
      @ሳማዊኤሪትራዊ 9 місяців тому +1

      @@weditigray5782Yh it’s already served for what you people did 1998-2000

    • @weditigray5782
      @weditigray5782 8 місяців тому +1

      @@ሳማዊኤሪትራዊNope we the younger generation won’t forget/rest until justice is served

    • @tsegaytesfalemTsegie
      @tsegaytesfalemTsegie 21 день тому

      ​@@ሳማዊኤሪትራዊreally answer

  • @YemaneMewael
    @YemaneMewael 3 місяці тому

    My great example of singer🎉 God give you long live, to help our people ❤wari(voice of voiceless) one day you will be awarded by this first historical Song❤

  • @dagatotube825
    @dagatotube825 10 місяців тому +4

    Deep message and Pleasant voice what an artist. Thank you Wari ❤❤

  • @MasteringEnglish27
    @MasteringEnglish27 10 місяців тому +3

    I can't tell you how may times I have listened to this music, Amazing right?. when you have someone express your feeling about the pain of your people nicely like this you can't stop thanking him and respecting for his work. Thank you for saying the truth Ayni wari !

  • @mulubrhanmera2393
    @mulubrhanmera2393 6 місяців тому

    ሙሉብርሃን ከም፡ስምካ፡ ብርሃን ግዜ የምጻእልና ❤❤❤

  • @gidayfantaye7803
    @gidayfantaye7803 10 місяців тому +4

    ❤❤❤❤ thank you for speaking the truth. God bless you 🙏

  • @Abugidaable
    @Abugidaable 10 місяців тому +5

    Thank you ጀግና ትግራዋይ 💛❤️TDF✊

  • @abdifatahhussein179
    @abdifatahhussein179 3 місяці тому +1

    i am somali i do not understand the meaning of words but its very emotional i love tgray people god bless tigray people

  • @SelamawitFiseha-d5g
    @SelamawitFiseha-d5g 10 місяців тому +3

    Btami Ewa selam nhzbi tigray😢