Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ክጽበያ ቀንየ በራሕ ወዲ ።ነዓይስ ሓጺራትኒ ቀልጢፋ እንዳ'ተወደአት ኣይተካኣልክን ❤️ ሰላም ንህዝብናንን ጎሮባብትናን
ua-cam.com/video/nWUmowEKzBs/v-deo.htmlsi=gjAHqvmCVIZg9XLd አሕዋተይ እዚያ ርኢኩምዋ ዶ!
ኣቱም ሰባት እዛ ዓመት ዓመትና ኢያ ትመስልየቀንየልና አዱ ሓፍትና❤❤❤❤
ኢሂ በራሕ ዲካ? ክክክክ
Haqka eka yearna ya
እንካዕ ደስ በለኩም ባራሓት😂 ኤድየለ ፅቡቅ ስራሕ❤🎉
ዋይ ኣነስ ርእሰይ ክላጽያ ዶ ቀኒአኮ 👴🤣🤣🤣
ድሕር ባልታዛር ኣብ በራሓት ዝነበረና ኣረኣእያ ተቐይሩ እዩ 😂😂 ግዜኡ ናይ በራሓት እዩ።🎉❤
🤣🤣🤣🤣🤣
@MiliMake🤣🤣🤣🤣🤣🤣le
እንካን ለኣመታዊ ክብሬ ባኣል ቅዱስ ገብርኤል ብሰላም ኣደረሰን ላይክ ብላችሁ ደምሩኝ🥰
መልሲ
Amennnnn
ምነው እናንተ ሰዎች ስርኣት የላችሁም እንዴ ቅዱስ ገብርኤል ኣባታችን መነገጃ ኣረጋቹት ሳ ይሄ ክቡር ስሙ ብላቹ ብላቹ ዘፈን ቦታ😢😢😢
እረ ኣብ ጋይላስ ናይ መላእክቲ ስም ምፅዋዕ ደባሪ እዩ
Amen🙏🙏🙏
እንኳዕ ንዓመታዊ ክብረ ባዓል ቁዱስ ገብሪኤል ብሰላም ኣብፃሓኩም ደቂ ተዋህዶ👏👏💙💐
ደቂ ጐይታና ወይ ደቂ እግዚኣቢሄር እዩ ዝባሃል ተዋህዶ ካብ ናይ ኣምልኻዊ ፍልጠት ዝመጸ እዩ
😜😜😜
በራሓት ኢድኩም ሓፍ ኣቢሉ ❤
Berhat kinday da tibzhu😂
@@tsegatesfamariam5548😂😂😂😂😂😂😂😂 mesakin twexieom endiyom nierom
ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና 🇪🇷❤💛🇪🇷🎉🎉
AMEN N MELA HIZBI ERITREA 🇪🇷 🙏
Amennnn ♥️ N Mela Hizbi Eritrea N Haylitat Mikilikakal Eritrea 🇪🇷 Wetru Hagerey Awet N Hafash Kibrin Mogosin N Sematat Eritrea 🇪🇷 ♥️::
ኤዱ ሽኮር ኣድናቂኺ እየ ካብ ትግራይ ❤❤❤በረሃት ለ እንኳዕ ደስ በለኩም ል ባልታይዘር ተርጊምኹም ኣስምዕዎ 😊🎉
AM from Adis Ababa living in Europe ..i like eritrean music ጽብቕቲ ደርፊ ናይ ብሓቂ...one love
Brah dika
ኣነስ ንኤዱ ክፈትዋ መዓት!! big love from mekelle ❤❤❤
ኤደይ ዌልካም ን ኤድ ዝፈቱ ጥራይ ላይክ ይሃበኒ
❤❤❤በራሓት ፀሎት ግበሩልና from Libya
እግዚአብሔር አምላክ ሓሳብ ልብካ የስመረልኻ ወድ ዓበይት ❤️❤️❤️
@ሰብእንታይዘይበለ አሜን ንኩላትና
Amlak mewaxo yfterelkum zomyehwatey ❤
Kudss gebriel hasabka kesmroyu hawey mearey neeu tiray asekimo
@HelenTedros-s8n amen maArey
የኤዱ አድናቂዎች...from 🇪🇹❤
ኤዱ ክብረት ይሃበልና ንብል ኣለና ማሕበር በርሓት ጨንፈር ጀርመን❤
😂
😂😂😂😂
እንጀራ እዝጊ ብልዒ ኤዱ ሓፍተይ በራሓትና ቆቢዖም ገንጺሎም ብ confidence ከም ዝኸዱ ዝገበርኪ 😂😂😂🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Nay behaqi 😂😂😂😂
😂😂😂
😢😢😂
Ane eye gtmi hibeya kkk
ኤድየ ደላይት ሰላምን ፍቅርን ኢኺ ይሞችኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤
ሩሑሰ ባዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ደቂ 🇪🇷❤🇪🇷❤ ጹቡቂ ስራሕ አዱየ ሽኾር🎁🎉
ኤድዋይ መአረይ ሽኮሪና ሐፍትኺ ትግራዌቲ ካብ ጣልያን ሚላኖ ❤❤❤
ኤደን ከሰተ ነዞም በራሓት ዝኾንና ስለዝደረፍክልና ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ :: ናብ ቱርኪ ክኸይድ ሓሲበ ነይረ ይኹን እምበር ደርፍኺ ምስ ሰማዕኩ ሓሳበይ ቀይረ ኣለኹ:: ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2025 ደቂ ኤረይ ብሩኻት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
We need 1 more music
😂😂👍🏼
በረሓት ስ ቢጣሚ ጠለቢ ኣለኩም 😂😂😂
@JemilaOsman በቃ ብዉሽጢ ርኸብኒ 🤣🤣🤣
😂😂😂😂😂😂
ኣበይ ኣለኩም በራሓት እንኳዕ ደሰሰሰ በለኩም 😂😂 ኤዱዬ ፅቡቅ ስራሕ❤❤
🤣🤣🤣
ኤዱ....ቁፅሪ.. 1.. ኣድናቒኺ from tigray ♥️♥️♥️♥️♥️♥️
በራሕ ጎራሕ ኣብ ርእሱ ወርቂ ኣለዎ ኢለሞ ። ሕጂ ከኣ ኣዋልድ ከሕዱጉና ኢዮም😁😁
eduy shocker ❤❤❤ wow our princes ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓሪፍ ስራሕ ኤዱየ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ንመላእ ህዝብና ካብ ዘመነ ኣፍሮ ናብ ዘመነ በራሕ እንኳዕ ኣሰጋገረና😂
😂😂😂😂😂😂😂
እንኳዕ ደስ በለኩም በራሓት 😂 ኤደን ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤
ለዘፈን አፕታይቴ በተዘጋበት የሚመች ሙዝቃ ነው ያዳመጥኩት በጣም ተመችቶኛል በርችልን መልካም ዕድል ከ20M በላይ እይታ ማግኘት አለበት ❤❤❤
Melata mehon alebih😂😂😂
@@shaiebya437sdi eleka aleku😂😂😂😂
@@shaiebya437😂😂😂 ኣታ
ይሄ ሙዚቃ ለመላጣ ወንድ ነው የተዘፈነው ። መላጣ ወንድ ልቤ ይዞት ሄደ እያለች ነው ምትዘፍነው ዘፋኝዋ 😂😂😂
Wwwwww Eduye ምጭውቲ ኩሉ ምሉእ ድምጺ ኣከዳድና በታ ኩሉ perfect 💯❤❤❤
ኤዱ ፈታዊት ተጋሩ መሊኡ ይትረፈልኪ ዛሐፍተይ❤ግርም ስራሕ ኢኺ ሰሪሕኺ ❤❤❤❤❤❤
ንዕርፍ እኳ እዞም ሰብ ጎተና ❤❤❤
😂😂😂😂😂
በራሕ ወዲ ኤዱ ሽኮር ይበል ስራሕ❤❤❤❤❤❤
ኣነ ዝብል ሲ ኣጥባትኻ ከይቀላዕኻ million ዘይረአ ድዩ ኾይኑ ኣብዚኣ ጥራሕ ሪኢቶ ኣላትኒ ኻልእ ነገሩ 💯💯💯💯 ፅቡቅ❤❤❤❤❤❤❤❤
Amel dea koinu imber wala mlue zuriya gera ktderfa tkiel niera eya, etom mewelti/ editerat eyom kem0u kuna zblwen eko, zbene genzeb eu❤❤
ዋይ ተመስገን ተደሪፋልና ልኮነ ክኮን እማ የቐንየልና ኤድ
😂😂😂😂ኡንቃዕ ሓጎሰኩም 🤣🤣🤣
From somaliland I like eritrean music specially eden keste and nahom yohanes . Ihave alot of friends from eritrea❤
My favorite mustang both of them
Congratulations 🎉🎉🎉🎉 berehat jama libya❤❤❤❤❤
Thanks our brother we likes u too 👍😉
You have a good taste especially Eden keste👍👍👍
We love you Somaliland our brother and sister's you nkow the best singers anly themm from Eritrea🇪🇷🇪🇷❤❤
Thanks edu shikor shigrna tefethu kbret yhabki so Thanks
Ya haqika efi hawey nyy
eden ዚፈቱ እስከ ላይክ ሃቡኒ
ደስ በሃሊት ደርፊ ኤደን ሽኮር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
*ወዲ ተምነዎ ዘዘመንካ ኣለዎ*። በርሓትን፣ ኣብ ጥርዚ ምብራሕ እትርከቡን ደስ ይበልኩም።
Ya aytetarfi eba habibtiii❤🎉❤❤😮
Welcome back Edu shikor. Pls go to 1Million.❤
5 million❤❤❤
በርሓት ክመልእዋ ዮም ታይ ግድኻ 😂😂😂🎉🎉🎉🎉
Kabtom berahat eka temesl😂😂
5M views በራሓት ጥራይ ትሑዝ😂😂😂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ብራሕ ብራሕ ለብል ድርፊ ሓሪፍ ስራሕ❤❤
ኤደዋይ ናይ ባሓቂ ፅብቅ ስራሕ እዙም ብራሓት ደቂ ስፈርና እኮ ምፀውዒ ስልኮም ገይረምኪ ብናትኪ ደርፍ ብርሒ መልክዕ ኮይኑ ።
Eduye zgerm srah ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉በራሕ ፀጉሪ ዘትከልካ ዋየ ክሳራ😂
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣ኡይ 🤣🤣🤣🤣🤣
😊😊 በራሕ እዩ እምበይ good luck eduye
ይበል ስራሕ ኤዱ ሓፍተይ ❤❤
ኤድዋይ ይፎትወኪ እየ ካብተን ተባዓት ሓንቲ ኢኪ ንሰኪ❤
ርእሰይ ባዕለይ ላፅየ ክበርሓ እየ guys😅
ኣረ ይመችኺ ❤
መላጣት ኣበይ ኣለኹሞ❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰😁😁😁
Meoblti tigrawti
@jhonocbay693 ትግራወይት ፀርፍ ድዩ ዝኸውን ዘሎ
ERITERA N ERITERAWN EYU ZEMLKET abzey melketki.aytetw juonta melelit 🇻🇳
@@jhonocbay693 ኣበይ ኣትየ ድየ
Berahat tekeyefu eski ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ይቐንየልና ኣብ 2025 በራሓት ክብረት ረኺብና ማዕረ ሰብና ተሰሪዕና ኤዱ ንዓና ንበረሓት ብዓልቲ ዓቢ ውዕለትና ኢኺ❤❤
😂😂😂😂😅
wow Edu shekor so gaert job❤❤❤
Edu Shikorina Amazing music with great performance 🎭
Edu, shikor!!!!🥰🥰🥰🥰🥰🥰
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎶🎶🎶🎶❤️❤️❤️❤️edu Shikor EDF 🇪🇷💪🏽
ዋው ኤዱ ሽኮር መድሓኒት ዝኾነት ዜማ ንበራሓት ኣወዳት!ንዓይን ንኻልኦቶን ድማ ቁፅሪ 2 ኣፍሮ ወዲ ዝብል ቆንጆ ዜማ ከም እትደርፍልና ተስፋ ይገብር!ኣድናቒኺ እየ ካብ ትግራይ!❤❤❤❤❤
ሳላኺ ኮ ድሮ ክግደሳልና ጀምረን ሕቁኤን ሂበናና ዝኸዳ ዝነበራ Thanks ኣዱ
😅😅😅😅😅😅😅
😅😅😅😅😅😅
ናይ ኤደን ፈተውቲ 1000 ዓመት ንበሩ ❤❤❤
nehan Eritrweyan Tigiray zekayed yebalenan nehan Eritrweyan ukolate ena🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾
Lol
@samiman 😂Lol dumb
ምርጥ ዘፈን ነዉ ❤🎉❤
🎉🎉🎉🎉 it belongs to me ❤❤❤❤
በራሕ ወዲ ዘይኮነስ ባልታዛር ወዲ ብዝብል ክትርድኡልና ንሓትት
gexu yirhak
You are very talented keep it up great job love all your song
Enden we love U. From republic of great Tigray.❤❤❤❤❤
You wish 🎉🎉🎉🎉🎉
ክብረት ይሃበልና ኤዱ ሽኮር ማሕበር በራሓት ጨንፈር ሆላንድ
ብሓቂ ደስ ክትብል ዋይ ደርፊ ማለት ኣብዚዩ ኣሎ ኣስይ እዞም ተጋሩ ደስ ዝብል ግጥሚ ዜማን 👌🥀
welcome Adu shkor kemey diki tftewni 🥰🥰🥰🥰🥰Abey alekum berhat🫡 tegabezuley🥰🥰🥰 haftkum kab tigray❤️💛
❌🇪🇷
በርሓት ኣለኹምዶ!! 1ሚልዮን ነብጽሓያ ኣብ ሓደ ወርሒ ካልኦት ድማ በራሕ ዝዉድሳ ክመጻ።
መሰል #በራሓት ዘኽበረት ናይ መጀመርታ #ጓል_ኣንስተይቲ: ኩልኹም #ዝበራሕኩም ኣወዳት: #ምብራሕ ዘይተርፈኩም: #በራሓት ሰብኡክን: ስብኡትክን #ምብራሕ ዘይተርፎም: ኩልኻ like ግበር: ከምዚ ነገር እኮ ተስሚዑ ኣይፈልጥን: ኩላ ተስፋ ቆሪጻ ዝነበረት #ባራሕ: ተስፋ ሰኒቓ: thank you ኣዱ
ኤድዩ ጅግና ደላይት ፍቅሪ
I am bold from Canada❤❤❤❤❤
Kab israel ay konkan😂
Bald, not ❌bold
Berahat ab Israel yom zelewu elk dika 😂😂😂😂
Go to Turkey, then! lol
Me too😂
ፀጉረይ እናመለጠት ተሸጊረ ነይረእየዋ ዋላ ጋሕ ትበል ርእሰይ ካብ ሐዝስ ::
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ኤድንይ ጸብቅቲ❤❤❤❤❤❤❤
በራሓት ንቅድሚት ካብ ሎሚ ንንዮ😂 ጽቡቅ ስራሕ ኤዱ ❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤
Enqa nabzi kbur beal qudus gebriel bselam abxhana gebriel Bisratawi mis kuluna ykun emo Berahat. enqa nabzi abqakum 2025 zebene Berhat ya temsil 😂 I hope hade Mealti ka nezom haxerti awedat kitderflom edu Shikor 😂❤❤❤❤❤❤❤❤
i love Eritrean music from Ethiopia ❤❤❤ two brothers 🇪🇹 and 🇪🇷
❤❤ enam wddd
We love you, from Tigray eduway shikor ❤
Eduye zfetu eske like 👍❤️Let's go one week 1 million views ❤❤🎉
ሓፀርቲ ከ መዓዘ ይኾን ዝድረፈና
😂😂😂😂❤❤❤❤
ምስ ኤዱ ዘሎ ነፃነት ❤❤❤ 🎉🎉😊
Sorry ba Gal kesete I don't like berah Afro u ti Webayey Ba 😂
ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽዓመትን ይግበረልና እቶም በራሓት❤❤❤❤
Adoe shekorna❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እዚ እኮ በራሕ ዘይኮነሰ መላጥ እዪ ዝባሃል😊😊😊
Edu shikorr I really love this music aseyyy🇪🇷🇪🇷❤️❤️
ማኩ ከመይ አለኺ አነ ጽቡቅ አለኹ❤😂
i love you eduye shkorrrrrrr😍😍😍😍😍
10M በራሕ ዳይይ ይግበኣ ኤዱ
❤❤❤❤❤❤😮በረሐ
ጽቡቅ ስራሕ አዱ ሹኮርር🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Assey shikorina🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 Eduya
ተባዕታይ ደርፊ እያ😅
Abza BERAH RIISEY Angiseki aleku - Edu malet ...yekenyelnaaa
እዚ በራሕ ወዲ. Qቡቅ ስራሕ ኤዱ 👍👍👍👍
ፅቡቅ ስራሕ ኤዱ ሽኮር ❤️❤️❤
Btaemi des bhali ,eduye kexllu
ክጽበያ ቀንየ በራሕ ወዲ ።ነዓይስ ሓጺራትኒ ቀልጢፋ እንዳ'ተወደአት ኣይተካኣልክን ❤️ ሰላም ንህዝብናንን ጎሮባብትናን
ua-cam.com/video/nWUmowEKzBs/v-deo.htmlsi=gjAHqvmCVIZg9XLd አሕዋተይ እዚያ ርኢኩምዋ ዶ!
ኣቱም ሰባት እዛ ዓመት ዓመትና ኢያ ትመስል
የቀንየልና አዱ ሓፍትና❤❤❤❤
ኢሂ በራሕ ዲካ? ክክክክ
Haqka eka yearna ya
እንካዕ ደስ በለኩም ባራሓት😂 ኤድየለ ፅቡቅ ስራሕ❤🎉
ua-cam.com/video/nWUmowEKzBs/v-deo.htmlsi=gjAHqvmCVIZg9XLd አሕዋተይ እዚያ ርኢኩምዋ ዶ!
ዋይ ኣነስ ርእሰይ ክላጽያ ዶ ቀኒአኮ 👴🤣🤣🤣
ድሕር ባልታዛር ኣብ በራሓት ዝነበረና ኣረኣእያ ተቐይሩ እዩ 😂😂 ግዜኡ ናይ በራሓት እዩ።🎉❤
🤣🤣🤣🤣🤣
@MiliMake🤣🤣🤣🤣🤣🤣le
እንካን ለኣመታዊ ክብሬ ባኣል ቅዱስ ገብርኤል ብሰላም ኣደረሰን ላይክ ብላችሁ ደምሩኝ🥰
መልሲ
Amennnnn
ምነው እናንተ ሰዎች ስርኣት የላችሁም እንዴ ቅዱስ ገብርኤል ኣባታችን መነገጃ ኣረጋቹት ሳ ይሄ ክቡር ስሙ ብላቹ ብላቹ ዘፈን ቦታ😢😢😢
እረ ኣብ ጋይላስ ናይ መላእክቲ ስም ምፅዋዕ ደባሪ እዩ
Amen🙏🙏🙏
እንኳዕ ንዓመታዊ ክብረ ባዓል ቁዱስ ገብሪኤል ብሰላም ኣብፃሓኩም ደቂ ተዋህዶ👏👏💙💐
Amen🙏🙏🙏
ደቂ ጐይታና ወይ ደቂ እግዚኣቢሄር እዩ ዝባሃል ተዋህዶ ካብ ናይ ኣምልኻዊ ፍልጠት ዝመጸ እዩ
😜😜😜
በራሓት ኢድኩም ሓፍ ኣቢሉ ❤
Berhat kinday da tibzhu😂
@@tsegatesfamariam5548😂😂😂😂😂😂😂😂 mesakin twexieom endiyom nierom
ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና 🇪🇷❤💛🇪🇷🎉🎉
AMEN N MELA HIZBI ERITREA 🇪🇷 🙏
Amennnn ♥️ N Mela Hizbi Eritrea N Haylitat Mikilikakal Eritrea 🇪🇷 Wetru Hagerey Awet N Hafash Kibrin Mogosin N Sematat Eritrea 🇪🇷 ♥️::
ኤዱ ሽኮር ኣድናቂኺ እየ ካብ ትግራይ ❤❤❤
በረሃት ለ እንኳዕ ደስ በለኩም ል ባልታይዘር ተርጊምኹም ኣስምዕዎ 😊🎉
AM from Adis Ababa living in Europe ..i like eritrean music ጽብቕቲ ደርፊ ናይ ብሓቂ...one love
Brah dika
ኣነስ ንኤዱ ክፈትዋ መዓት!! big love from mekelle ❤❤❤
ua-cam.com/video/nWUmowEKzBs/v-deo.htmlsi=gjAHqvmCVIZg9XLd አሕዋተይ እዚያ ርኢኩምዋ ዶ!
ኤደይ ዌልካም ን ኤድ ዝፈቱ ጥራይ ላይክ ይሃበኒ
❤❤❤በራሓት ፀሎት ግበሩልና from Libya
እግዚአብሔር አምላክ ሓሳብ ልብካ የስመረልኻ ወድ ዓበይት ❤️❤️❤️
@ሰብእንታይዘይበለ አሜን ንኩላትና
Amlak mewaxo yfterelkum zomyehwatey ❤
Kudss gebriel hasabka kesmroyu hawey mearey neeu tiray asekimo
@HelenTedros-s8n amen maArey
የኤዱ አድናቂዎች...from 🇪🇹❤
ኤዱ ክብረት ይሃበልና ንብል ኣለና ማሕበር በርሓት ጨንፈር ጀርመን❤
😂
😂😂😂😂
😂😂😂😂
😂😂😂😂
😂😂😂😂
እንጀራ እዝጊ ብልዒ ኤዱ ሓፍተይ በራሓትና ቆቢዖም ገንጺሎም ብ confidence ከም ዝኸዱ ዝገበርኪ 😂😂😂🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Nay behaqi 😂😂😂😂
😂😂😂
😂😂😂😂
😢😢😂
Ane eye gtmi hibeya kkk
ኤድየ ደላይት ሰላምን ፍቅርን ኢኺ ይሞችኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤
ሩሑሰ ባዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ደቂ 🇪🇷❤🇪🇷❤ ጹቡቂ ስራሕ አዱየ ሽኾር🎁🎉
ኤድዋይ መአረይ ሽኮሪና ሐፍትኺ ትግራዌቲ ካብ ጣልያን ሚላኖ ❤❤❤
ኤደን ከሰተ ነዞም በራሓት ዝኾንና ስለዝደረፍክልና ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ :: ናብ ቱርኪ ክኸይድ ሓሲበ ነይረ ይኹን እምበር ደርፍኺ ምስ ሰማዕኩ ሓሳበይ ቀይረ ኣለኹ:: ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2025 ደቂ ኤረይ ብሩኻት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
We need 1 more music
😂😂👍🏼
በረሓት ስ ቢጣሚ ጠለቢ ኣለኩም 😂😂😂
@JemilaOsman በቃ ብዉሽጢ ርኸብኒ 🤣🤣🤣
😂😂😂😂😂😂
ኣበይ ኣለኩም በራሓት እንኳዕ ደሰሰሰ በለኩም 😂😂 ኤዱዬ ፅቡቅ ስራሕ❤❤
🤣🤣🤣
😂😂😂
ኤዱ....ቁፅሪ.. 1.. ኣድናቒኺ from tigray ♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ua-cam.com/video/nWUmowEKzBs/v-deo.htmlsi=gjAHqvmCVIZg9XLd አሕዋተይ እዚያ ርኢኩምዋ ዶ!
በራሕ ጎራሕ ኣብ ርእሱ ወርቂ ኣለዎ ኢለሞ ። ሕጂ ከኣ ኣዋልድ ከሕዱጉና ኢዮም😁😁
😂
😂😂😂
eduy shocker ❤❤❤ wow our princes ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓሪፍ ስራሕ ኤዱየ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ንመላእ ህዝብና ካብ ዘመነ ኣፍሮ ናብ ዘመነ በራሕ እንኳዕ ኣሰጋገረና😂
😂😂😂😂😂😂😂
እንኳዕ ደስ በለኩም በራሓት 😂 ኤደን ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤
ለዘፈን አፕታይቴ በተዘጋበት የሚመች ሙዝቃ ነው ያዳመጥኩት በጣም ተመችቶኛል በርችልን መልካም ዕድል ከ20M በላይ እይታ ማግኘት አለበት ❤❤❤
Melata mehon alebih😂😂😂
@@shaiebya437sdi eleka aleku😂😂😂😂
@@shaiebya437😂😂😂 ኣታ
ይሄ ሙዚቃ ለመላጣ ወንድ ነው የተዘፈነው ። መላጣ ወንድ ልቤ ይዞት ሄደ እያለች ነው ምትዘፍነው ዘፋኝዋ 😂😂😂
Wwwwww Eduye ምጭውቲ ኩሉ ምሉእ ድምጺ ኣከዳድና በታ ኩሉ perfect 💯❤❤❤
ኤዱ ፈታዊት ተጋሩ መሊኡ ይትረፈልኪ ዛሐፍተይ❤ግርም ስራሕ ኢኺ ሰሪሕኺ ❤❤❤❤❤❤
ንዕርፍ እኳ እዞም ሰብ ጎተና ❤❤❤
😂😂😂😂
😂😂😂😂😂
በራሕ ወዲ ኤዱ ሽኮር ይበል ስራሕ❤❤❤❤❤❤
ኣነ ዝብል ሲ ኣጥባትኻ ከይቀላዕኻ million ዘይረአ ድዩ ኾይኑ ኣብዚኣ ጥራሕ ሪኢቶ ኣላትኒ ኻልእ ነገሩ 💯💯💯💯 ፅቡቅ❤❤❤❤❤❤❤❤
Amel dea koinu imber wala mlue zuriya gera ktderfa tkiel niera eya, etom mewelti/ editerat eyom kem0u kuna zblwen eko, zbene genzeb eu❤❤
ዋይ ተመስገን ተደሪፋልና ልኮነ ክኮን እማ የቐንየልና ኤድ
😂😂😂😂ኡንቃዕ ሓጎሰኩም 🤣🤣🤣
From somaliland I like eritrean music specially eden keste and nahom yohanes . Ihave alot of friends from eritrea❤
My favorite mustang both of them
Congratulations 🎉🎉🎉🎉 berehat jama libya❤❤❤❤❤
Thanks our brother we likes u too 👍😉
You have a good taste especially Eden keste👍👍👍
We love you Somaliland our brother and sister's you nkow the best singers anly themm from Eritrea🇪🇷🇪🇷❤❤
Thanks edu shikor shigrna tefethu kbret yhabki so Thanks
Ya haqika efi hawey nyy
eden ዚፈቱ እስከ ላይክ ሃቡኒ
ደስ በሃሊት ደርፊ ኤደን ሽኮር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
*ወዲ ተምነዎ ዘዘመንካ ኣለዎ*።
በርሓትን፣ ኣብ ጥርዚ ምብራሕ እትርከቡን ደስ ይበልኩም።
Ya aytetarfi eba habibtiii❤🎉❤❤😮
Welcome back Edu shikor. Pls go to 1Million.❤
5 million❤❤❤
በርሓት ክመልእዋ ዮም ታይ ግድኻ 😂😂😂🎉🎉🎉🎉
Kabtom berahat eka temesl😂😂
5M views በራሓት ጥራይ ትሑዝ😂😂😂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ብራሕ ብራሕ ለብል ድርፊ
ሓሪፍ ስራሕ❤❤
ኤደዋይ ናይ ባሓቂ ፅብቅ ስራሕ እዙም ብራሓት ደቂ ስፈርና እኮ ምፀውዒ ስልኮም ገይረምኪ ብናትኪ ደርፍ ብርሒ መልክዕ ኮይኑ ።
Eduye zgerm srah ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉በራሕ ፀጉሪ ዘትከልካ ዋየ ክሳራ😂
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣ኡይ 🤣🤣🤣🤣🤣
😊😊 በራሕ እዩ እምበይ good luck eduye
ይበል ስራሕ ኤዱ ሓፍተይ ❤❤
ኤድዋይ ይፎትወኪ እየ ካብተን ተባዓት ሓንቲ ኢኪ ንሰኪ❤
ርእሰይ ባዕለይ ላፅየ ክበርሓ እየ guys😅
ኣረ ይመችኺ ❤
መላጣት ኣበይ ኣለኹሞ❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰😁😁😁
Meoblti tigrawti
@jhonocbay693 ትግራወይት ፀርፍ ድዩ ዝኸውን ዘሎ
ERITERA N ERITERAWN EYU ZEMLKET abzey melketki.aytetw juonta melelit 🇻🇳
@@jhonocbay693 ኣበይ ኣትየ ድየ
😂😂😂😂😂😂
Berahat tekeyefu eski ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ይቐንየልና ኣብ 2025 በራሓት ክብረት ረኺብና ማዕረ ሰብና ተሰሪዕና ኤዱ ንዓና ንበረሓት ብዓልቲ ዓቢ ውዕለትና ኢኺ❤❤
😂😂😂😂😅
wow Edu shekor so gaert job❤❤❤
Edu Shikorina Amazing music with great performance 🎭
Edu, shikor!!!!🥰🥰🥰🥰🥰🥰
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎶🎶🎶🎶❤️❤️❤️❤️edu Shikor EDF 🇪🇷💪🏽
ዋው ኤዱ ሽኮር መድሓኒት ዝኾነት ዜማ ንበራሓት ኣወዳት!ንዓይን ንኻልኦቶን ድማ ቁፅሪ 2 ኣፍሮ ወዲ ዝብል ቆንጆ ዜማ ከም እትደርፍልና ተስፋ ይገብር!ኣድናቒኺ እየ ካብ ትግራይ!❤❤❤❤❤
ሳላኺ ኮ ድሮ ክግደሳልና ጀምረን
ሕቁኤን ሂበናና ዝኸዳ ዝነበራ
Thanks ኣዱ
😅😅😅😅😅😅😅
😂😂😂
😅😅😅😅😅😅
ናይ ኤደን ፈተውቲ 1000 ዓመት ንበሩ ❤❤❤
nehan Eritrweyan Tigiray zekayed yebalenan nehan Eritrweyan ukolate ena🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾
Lol
@samiman 😂Lol dumb
ምርጥ ዘፈን ነዉ ❤🎉❤
🎉🎉🎉🎉 it belongs to me ❤❤❤❤
በራሕ ወዲ ዘይኮነስ ባልታዛር ወዲ ብዝብል ክትርድኡልና ንሓትት
gexu yirhak
You are very talented keep it up great job love all your song
Enden we love U. From republic of great Tigray.❤❤❤❤❤
You wish 🎉🎉🎉🎉🎉
ክብረት ይሃበልና ኤዱ ሽኮር ማሕበር በራሓት ጨንፈር ሆላንድ
ብሓቂ ደስ ክትብል ዋይ ደርፊ ማለት ኣብዚዩ ኣሎ ኣስይ እዞም ተጋሩ ደስ ዝብል ግጥሚ ዜማን 👌🥀
welcome Adu shkor kemey diki tftewni 🥰🥰🥰🥰🥰Abey alekum berhat🫡 tegabezuley🥰🥰🥰 haftkum kab tigray❤️💛
❌🇪🇷
በርሓት ኣለኹምዶ!! 1ሚልዮን ነብጽሓያ ኣብ ሓደ ወርሒ ካልኦት ድማ በራሕ ዝዉድሳ ክመጻ።
መሰል #በራሓት ዘኽበረት ናይ መጀመርታ #ጓል_ኣንስተይቲ: ኩልኹም #ዝበራሕኩም ኣወዳት: #ምብራሕ ዘይተርፈኩም: #በራሓት ሰብኡክን: ስብኡትክን #ምብራሕ ዘይተርፎም: ኩልኻ like ግበር:
ከምዚ ነገር እኮ ተስሚዑ ኣይፈልጥን: ኩላ ተስፋ ቆሪጻ ዝነበረት #ባራሕ: ተስፋ ሰኒቓ:
thank you ኣዱ
ኤድዩ ጅግና ደላይት ፍቅሪ
I am bold from Canada❤❤❤❤❤
Kab israel ay konkan😂
Bald, not ❌bold
Berahat ab Israel yom zelewu elk dika 😂😂😂😂
Go to Turkey, then! lol
Me too😂
ፀጉረይ እናመለጠት ተሸጊረ ነይረእየዋ ዋላ ጋሕ ትበል ርእሰይ ካብ ሐዝስ ::
🤣🤣🤣🤣🤣
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ኤድንይ ጸብቅቲ❤❤❤❤❤❤❤
በራሓት ንቅድሚት ካብ ሎሚ ንንዮ😂 ጽቡቅ ስራሕ ኤዱ ❤❤❤🎉🎉🎉
ua-cam.com/video/nWUmowEKzBs/v-deo.htmlsi=gjAHqvmCVIZg9XLd አሕዋተይ እዚያ ርኢኩምዋ ዶ!
❤❤❤
Enqa nabzi kbur beal qudus gebriel bselam abxhana gebriel Bisratawi mis kuluna ykun emo Berahat. enqa nabzi abqakum 2025 zebene Berhat ya temsil 😂 I hope hade Mealti ka nezom haxerti awedat kitderflom edu Shikor 😂❤❤❤❤❤❤❤❤
i love Eritrean music from Ethiopia ❤❤❤ two brothers 🇪🇹 and 🇪🇷
❤❤ enam wddd
We love you, from Tigray eduway shikor ❤
Eduye zfetu eske like 👍❤️
Let's go one week 1 million views ❤❤🎉
ሓፀርቲ ከ መዓዘ ይኾን ዝድረፈና
😂😂😂😂❤❤❤❤
ምስ ኤዱ ዘሎ ነፃነት ❤❤❤ 🎉🎉😊
Sorry ba Gal kesete I don't like berah Afro u ti Webayey Ba 😂
ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽዓመትን ይግበረልና እቶም በራሓት❤❤❤❤
Adoe shekorna❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እዚ እኮ በራሕ ዘይኮነሰ መላጥ እዪ ዝባሃል😊😊😊
Edu shikorr I really love this music aseyyy🇪🇷🇪🇷❤️❤️
ማኩ ከመይ አለኺ አነ ጽቡቅ አለኹ❤😂
i love you eduye shkorrrrrrr
😍😍😍😍😍