እንታይ ኢዩ ኣጋጢሙ፧ ስለምንታይ ብገበል ዘይተነኸሰ?

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 6 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 105

  • @weinizerea8791
    @weinizerea8791 17 годин тому +2

    Amen amen amen kalehwet yesmeana egzabger bmhretu ytemtena ❤❤❤

  • @Mesi-m6j
    @Mesi-m6j День тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና👏💟💟💟💟💟💟

  • @SimonGebramariam
    @SimonGebramariam 2 дні тому +4

    Mr sltan ቃለ ሂወት የስመልና ንዊሕ ዕድመ የሃብካ ፈጣሪ ንዚኦም ንግዜ ንግደፎም ከም ንፋስ ክብተኑ ኢዮም ኣምላክ መሓሪ ኢዩ እሞ ናይ ልቢ ይክፈተልና

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 2 дні тому +6

    ዋይ ክንስሕቅ ድዩ ዘለና እባ ኣሎ ኣሎ ያ 😂ልቦና ይሃቦም እግዚአብሔር ኣምላኽ ንዓናለ ኣብታ ቅድስትን ኣፅናፋዊትን ዝኾነት ኦርተደክስ ተዋህዶ የፅንዓና 🙏♥️

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 дні тому +2

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️

  • @trhasmedhanie5521
    @trhasmedhanie5521 2 дні тому +2

    Kale hiwet yesmalna memhray tebrka Egzabher amlka Edman tenan yhebka ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @SamreSsss
    @SamreSsss День тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 День тому

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 Sultan Hawey natey
    Egziabeher amlak edmen tienen Yhabeki 🙏🙏🙏✝️✝️✝️♥️

  • @davidokbay9748
    @davidokbay9748 2 дні тому +3

    ከመይ ዝበለ ጊዜ በፃሕና ደቀይ እግዚኦ መሓረና ባዕልኻ ጌታየ 🎉🎉🎉

  • @ተመሰገን-ቐ4ሸ
    @ተመሰገን-ቐ4ሸ 2 дні тому +1

    እግዚአብሔር አምላክ ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና ክብር መምህር ፀግኡ የብዝሐልካ✝️✝️👏

  • @ስንዳዮጋልሓያዩቲዩብ

    እግዚአብሔር ኣምላክ ካብ ኩሉ ኩፉእ ነገር ይሓልኻ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኻ ንቶም ከይፈለጡ ዝጠፉኡ እግዚአብሔር ይመልሰልና ንዓናውን ኣብታ ቅንዕት ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብሓይሉ ብምሕረቱ ብቸርነቱ ይሓልወና ፈጣሪ ዓለማት ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @soligualagame
    @soligualagame 2 дні тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዐልና ስልጣነይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዒናን ፀጋኡን በረከቱን ኣብዚሑ ይሃብካ ዝምሃርካና ኣብ ፅላት ልብና የሕድረና መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና ኣብ ኣምነትና የፅነዐና🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NebytWered-f3c
    @NebytWered-f3c День тому

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልልጣን ሓወይ ናይ ኢዚኦም ጽውጽዋይ መወዳእታ የብሉን ኣስሒቖምና እኮ

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 дні тому +1

    Egziabher Amlak tsegiu Abzihu Ybarka Kbur hawey 🙏🙏🙏✝️

  • @ዮዳሄንበል
    @ዮዳሄንበል 2 дні тому +1

    መምህረይ ❤️

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 2 дні тому +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህርና🤲🥰“ነዞም ነብያት እዚኣቶም ኣይለኣኽክዎምን ግናኸ ጐየዩ፡ ኣነስ ኣይተዛረብክዎምን ግናኸ ንሳቶም ተነበዩ።”
    - ትንቢት ኤርምያስ 23፥21 አቤቱ መጨረሸኦም አፀብቀሎም/ና😢🤲

  • @EeseraAdeyWejerate
    @EeseraAdeyWejerate 2 дні тому

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ክብር መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏😥ብጣዕም የሕዝን ክብር መምህርና የግህ አታ ንጠንቀቅ መኑ እዮም እዞም ንፉሎጦም 😢😢😢😢

  • @yonasgaim2490
    @yonasgaim2490 2 дні тому

    ስልጣን ሓወይ ቃል ህወት የስማዓና ጥንቅቅ እልካ ካኣ እቲ ገበል ከይ ነክሰካ

  • @ZaydTubeዛይድ
    @ZaydTubeዛይድ 2 дні тому +1

    መምህረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ

    ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነይዋ❤❤❤ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነ ሓወይ ከማኻ ዘበለሰ ያብዘሓ ሰልጣነ ሓወይ😘😘😘 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እግዚአብሔር አምላክ
    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😥
    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢
    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢
    እግዚአብሔር አምላክ መሰተውዕሉ ዓይነ ልባና ይዓድሎም 😢😢😢

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 2 дні тому

    እግዝአቢሄር አምላክ ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና ስልጣን ሓወይ ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 дні тому +1

    God bless you 🙏🙏🙏✝️

  • @agnesmeskel1399
    @agnesmeskel1399 2 дні тому +1

    God bless you

  • @tigestsemereab7880
    @tigestsemereab7880 2 дні тому +1

    ቃለ ህይወት የስማዐልና ኩቡር ሐውና።ነቲ ጸላይ ሐው ካአ አስሕቅና 😂😂😂😂😂😂😂

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ 2 дні тому

    Kale hiwet yesmalna hawey❤

  • @Woini-x2i
    @Woini-x2i 2 дні тому +1

    Amen amen amen

  • @AbrehetGremai
    @AbrehetGremai 2 дні тому +2

    Egzabher banmhretu ytemtna 😢😢

  • @yordanosbruk8328
    @yordanosbruk8328 2 дні тому

    Xegaka yebzehalka seltene hawey,Eway kdey ahwat eyom tefiom zemfelt amen tray zfeltu zmrmr lbona yhabom yhzin eyu,

  • @tesfalemhabte9951
    @tesfalemhabte9951 2 дні тому +1

    ስልጣን ሓወይ እዚኦም ዓበይቲ ኣጋውን እዮም. እዋይ ምስኪን ህዝቢ ኣሜን ክብል ጥራይይይይ

  • @musearayagaltigray8682
    @musearayagaltigray8682 2 дні тому +1

    ሰላም አምላክ ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ መምህረይ ❤ጸጉኡ የብዝሓልካ ብሓቂ ዘሕዝን እዩ እቲ መጨብጨቢ ህዝብ 😢 ታይ ይኾኑ አለው በስመአብ ምስትውዓሉ ይሃበና 😔ኣለኹም ኣቱም ብሩዃት ናበለ የገዲዶም ኣሎ 🙄 እቲ ናይ ነብይ ኤርሚያስ ትንቢት ንሐዚ ትገልጽ እያ ። ዝገርምዩ ግምታዊ ትንቢት ካብዚ ሰዊረና መድኃኔዓለም ክርስቶስ
    ሳይጠሩ አቤት
    ሳይላኩ ወዴት ይባላል

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 дні тому +1

    May Jesus Christ Bless you and keep you safe 🙏🙏🙏✝️

  • @ርግኣትጋልተዋህዶ-ጨ4ዸ

    ❤❤❤መምህርና ❤️

  • @FgGg-l8o
    @FgGg-l8o 2 дні тому

    ድራማ እዮም ዝሰርሑ ዘለዉ ግፈም ንዞም ኣሜን ዝብሉ ዘለዉ ኳ ምሕረት የውርደሎም

  • @አነዘ-ክርስቶስ
    @አነዘ-ክርስቶስ День тому

    በርትዕ ረቡኒ😊

  • @Hagerqedamnet2
    @Hagerqedamnet2 2 дні тому

    Kubur hawu nay gog magog nay feresawyan eba amxalna nayti mewdaeta zemne menmen eyen gemgam🙏

  • @rahaserehase1097
    @rahaserehase1097 2 дні тому

    Fetari selam yhabena

  • @robelm9329
    @robelm9329 День тому +1

    ናይ ደመቀ ግን ሓደመዓለልቲ ኣምጻልና😂😂😂😂😂 መትና ኮ

  • @alaytmael2576
    @alaytmael2576 2 дні тому

    Alo kihilu eyu amlak zifetera nebsy amilak eyu ziwesda.Adimen tianan ni menigst Eritrea.🙏🇪🇷

  • @letaykeshy7666
    @letaykeshy7666 2 дні тому +1

    ገረመና እኮ
    ብወገን ደገፍትን ተቃወምትን ናይ ዘመና ነብያት ኣንጻር ይንበዩ ፡ናይ ክልቲኦም ከኣ ዘይፍጸም! ጉድ ሪኢና
    ኣምላክ ክብሩ ገዲፉ ፡ ሰብ ኮይኑ፡ ተገሪፉ፡ተሰቂሉ፡መከራ ጸጊቡ፡ናብ መቃብር ወሪዱ ስለምንታይ ዩ የሕዋተይ ክሳብ ክንድዚ ዝተዋረደ ፡ ከምቲ ኣምላክ ነቶም ዘፍቅርዎ ዓይኒ ዘይረኣየቶ ፡እዝኒ ዘይሰመዐቶ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ሕልና ወዲ ሰብ ውን ዘይተሓስበ ሰናይ ኣዳሊሎም ኣሎ ዝበለ፡ ስሙ ይባረክ፡
    እምበኣር ክንግምቶ ዘይንክእል እሳት ስለዘሎ ዩ ዝልምነና፡ ግዜ ዝህበና ዘሎ።
    ይገርም ንላገጽ ኣለና ግን፡
    በቃ ኣሜን ጥራይ፧
    ምስትውዓል ይሃበና በሓቂ፡እቲ ንሰብ ዘይከኣሎ ንኣምላክ ይከኣሎ ዩ ከምዝበለ

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 День тому

    🙏🙏🙏✝️✝️✝️♥️♥️♥️

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 2 дні тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህሔይወት የስምዐልና መምህረይ እሳያስ ግን ኣብትግራይ ዝገበሮ ጨቆና ጭካነ ሓጥያቱ ቡዞም ሓሰዊት ነብያት ክዲምስስ ዩኡ እሳያስ ዶግነኻዮ ኣነኮ እትም ትኻታተልት ዩኡ ዲዲምመንሎ😢😢😢😢

  • @MERIMEHARIMERIMEHARI
    @MERIMEHARIMERIMEHARI 2 дні тому +1

    ዝንበይዎ እኮ ክምሰለሎም እንበር ፈጣሪ አሚኖም ሃለውሎው እዩ ቁምነገር የብሎምን አነ ዝገርመኒ ከአ እቶም ተከተልቶም እዩ ዘተሓሳስበኒ አብ ሰብ ዝውከል ከንቱ እዩ " ኢቲ ዝምካሕ ብአምላኩ ይመካሕ " ከመይ ይርእዩዎ መጽሓፍ ቅዱስ ውክልና የብሎምን ትምኒት ጥራይ እዩ

  • @blak__girl
    @blak__girl 2 дні тому

    Memhurey 😂❤

  • @zjucuhc
    @zjucuhc 2 дні тому

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @MidoMiu
    @MidoMiu 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም День тому

    ♥️♥️♥️♥️♥️🎉🎉🎉🎉🎉

  • @solomonhaile51
    @solomonhaile51 2 дні тому

    Kab riesom yzarebu alewu. They are businessmen. Brother

  • @7842-b8c
    @7842-b8c 2 дні тому +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @FuyIfgj
    @FuyIfgj 2 дні тому

    👏👏👏👏👏👏👏🥰🥰🥰🥰

  • @blackwolf_11542
    @blackwolf_11542 2 дні тому

    ምሳኻ ብቡዙሕ ይሳማማዕ ምኽንያቱ ኩሉ ሽቀጥ ኮይኑ ቡዛሓት ገርህታት ካብ ሃለዉ ቡዛሓት መስሓቲ ኻኣ ይመጹ

  • @isayasabraham4409
    @isayasabraham4409 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤

  • @MillionGoitiom-ln6dc
    @MillionGoitiom-ln6dc 2 дні тому

    Uyyyyy sltan gdef aflihkana amen😂😅😅

  • @ssss-uz4ys
    @ssss-uz4ys 2 дні тому

    Netsanet btimnit aymetsien eyu eseyas yahalu ayahalu bdhri'au zimetsu kulom eseyasat eyom fetikum tselikum ::

  • @ArayaTekle-c1g
    @ArayaTekle-c1g 2 дні тому

    Aske kala ke zigumutu ke yuhuluwu do??

  • @beesheep-h3u
    @beesheep-h3u 2 дні тому

    ዝኩሉ ሰብ ከም ዝመስለኒ ጠፊእዎም ዘይኮነስ ሃካያትኮይኖም ከይሰርሑ ንምብላዕ እዮም ነብሶም ዝሸጡ ዘለው ፈጣሪ ልቦና ይሃቦም

  • @SemaeteWahdAbuneEstifanos
    @SemaeteWahdAbuneEstifanos 2 дні тому

    ኩናት ንከይመፅእ ብቸርነቱ ንህዝቭና ዝሕሊ ፈጣሪ ዶ ወይስ መጭበርበርቲ ትዕቪተኛታት

  • @GegHdgrhr
    @GegHdgrhr 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @BiriktiMulugeyta
    @BiriktiMulugeyta 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yemaneghebremeskel5567
    @yemaneghebremeskel5567 2 дні тому

    ዎላ ንዘለኣለም ዘይ ጸንሕ ንዘልኣለም እንታይ የሕመካ ተጋሩ መረሕቲ ጋሕ ኢሎም እስካ ከኣ ከተርክቦም ኢካ

  • @freweynigebreyohannes8267
    @freweynigebreyohannes8267 11 годин тому

    Nay Reska flet

  • @سلامسلمي-ي7ف
    @سلامسلمي-ي7ف День тому

    🙏🙏🙏🤲🤲🤲⛪⛪⛪👏👏👏

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 2 дні тому

    የማነ ሓሳዊ መናፍቅ በይኖም እዮም ንደብርጭ ደኣ እንድሕር ደልዮሞ ሓደ ወታደር እንዳኣሉ ዛኣኽሎ መናፍቃን ግን ክንዲ እምባ ጌሮም እዮም ዘቅርብዋ እዚ ከኣ እቲ ሃይማኖቶም ናይ ሓሶት ስለዝኾነ እዩ ።

  • @AsratNgatu
    @AsratNgatu 2 дні тому +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @AmineMehari-ky4fx
    @AmineMehari-ky4fx 2 дні тому

    You will know them by their fruit.

  • @ናይሎሚተስፋንጽባሕብርሃእ

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @rahelalula551
    @rahelalula551 2 дні тому

    Ata kemezi zeblwom benet eiyom metsiyomna men ferdedi gerwom eiyu tsbahe nekono zenefelt abe eide amlke eina kulatena

  • @AmineMehari-ky4fx
    @AmineMehari-ky4fx 2 дні тому

    ትም ከ ዘይብሉ ዋይ ፍኩሰትን ዓጀውጀውን!

  • @AwetTeckle
    @AwetTeckle 2 дні тому

    Moftetka rekibka

  • @HuruyMebrahtom-l6o
    @HuruyMebrahtom-l6o День тому

    Temenyu neru belo enber. Entay knbe😂😂

  • @TsigeBerhie
    @TsigeBerhie 2 дні тому +2

    ምሽቃጥ ለሚዶም እቲ ሰብ ምርዳእ አብዪ

  • @SemaeteWahdAbuneEstifanos
    @SemaeteWahdAbuneEstifanos 2 дні тому

    ኣቤል ተስፋና ካቭ ሰቭ እዩ ኢሳያስ 2024 ከቭቅዕ እዩ ኢሉ ።ሰቭ ከዓ ናይ ሰቭ ዕድመ ዝውስን ፈጣሪ እምበይ ኣነ ኣይኮንኩን ምስቨለ ሓደ መወናቨዲ ተልዒሉ ሰቭ ን ኢሳያስ ኣይቀትልን ኢሉ ተስፋና ካቭ ኣጥፍኦ ገበል ክቀትል ኢሉ ነይሩ ኣነ ካቭ ድንግል ማርያም በሊፀ ቅዱስ ኮይነ ፀልየ ን ኢሳያስ ኣድሒነዮ ኢሉ የወናቭድ አሎ።ክደልዩ ን ኢሳያስ ብመልሓሶም ይቀትልዎ ክደልዩ ብመልሓሶም የተስእዎ።ቱ ህዝቪ ዝክተሎም ናይ ኣቦይ እምነት ጌጋ እዩ ዝቭል ሰቭ ቁሩቭ ስለዝኮነ እዩ።ዝተሰሓሓተ ናቭ የማን ይመልሶ ።ኮነ ኢሉ ዘወናቭድ ኣምላኽ ይግንሓዮ

  • @solomonhaile51
    @solomonhaile51 2 дні тому

    NEGADO!!!

  • @SemereSemere-u8g
    @SemereSemere-u8g 2 дні тому

    ትሓደ ኩናት ኣሎ ይብል ትሓደ የለን ይብል ኣምላኽ ሲ ነንበይኖም ይነግሮም ኣሎ ማለት ኢዩ እንታይ ሕማሙ ኢዩ ወደይ እዚ ንባዕሎም ምስምማዕ ሲኢኖም ኣታ ህዝቢ ነብስኻ እንዶ ኣድሕን ኣብ ናይ ሃብታማት ቢዝነስ ኣይትታለል እዚ ኮ ረብሓ ኢዩ ትካል ኢዩ ኮ ብፍሪኦም ምልላዮም ሲኢንኩም ዓይነ ልቦናኹም ይኽፈተልኩም የሕዋትና

  • @fitsumyowhans1094
    @fitsumyowhans1094 День тому

    Kkkk qosile nay zom menafqan belom tiray tesaerom eyom ezom chenawti

  • @AsmeromWeldemichael
    @AsmeromWeldemichael 23 години тому

    😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @FekaduNerayo
    @FekaduNerayo 2 дні тому

    Nefuate Comedian Nay Ezi Zemenena Xebuk Nay Medrek Derama.

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea 2 дні тому

    አታ ሰልጠነ ህድእ በል ዘይምልከተካ አይትዛረብ እዛ ወደይ እዋእ

  • @Meritey
    @Meritey 2 дні тому

    Zkone amani krstna nay seb mot aymnen u ntenqeq

  • @amanuel5687
    @amanuel5687 2 дні тому

    ኩሎም መናፍቃን ክከሽፉ እንተኮይኖም ኢሰያስ ቅድሚ 2025 ክሳብ 2029 ዘሎ ዓመታት ጥራሕ ክውት አለዎ ካብዚኦም ሰባት ክንዕርፍ እንተኮይና ክክክክክክክ........

  • @ghenetwaldiamrayan5102
    @ghenetwaldiamrayan5102 2 дні тому

    ንስኻስ ኪሰፍር አለካ ንሃይማኖት መጻወቲ ኪትገብሮ ልብና ስብ እንተዘይ ረኣዩ አምላኸ ይሪኦ ኢዩ
    ደሐሪ ኪአ ደፉሪ ኢኻ ዲያቆን ሐጢያት ቅዲሚ አምላክ ከንደይ ዐመት ከምዝጸንሕ ትነግረና.
    ተፈሊኻ ኢኻ ሀይማኖት ሽቀጢካ ከምዝኾነ .

  • @elimaman5838
    @elimaman5838 14 годин тому +1

    ኣቤት ጴንጠ መሕፈሪ ዘይብሎም ሃለውለው

  • @ermiastekele5002
    @ermiastekele5002 2 дні тому

    ቀስ ኢልካ ዕበ ኣቦታት ክምልሱ ተጸበ ኣብዘይትፈልጦ ሃለውለው ኣይትበል እቶም ለባማትን ነስተውዓልትን ኣገናዚቦምን ኣስተውዒሎምን ይምልሱ ህድእ በል ብዙሓት ኣቦታት ሓቲተ ክምልሱ ምካኖም ሓቢሮሙኒ ስለዚ ነዚ ህዝቢ ብስምዒት ኣይትረብሽዎ

  • @DF2012_2
    @DF2012_2 11 годин тому

    😂ክክክ መፍተኺ ረኺብኪ መኾስተር። ጥዑያት ዊንጌላዊያን ከምዙለና ግን ፍለጥ ክክክክ ዊኻሪያ ድዩ ዝበለ ቀሺ ማሪቆስ? ክክክክ

  • @asmerthabte2492
    @asmerthabte2492 2 дні тому

    Ezom mot txbeyu kedimkumo hilefu kulukum seb you tup

  • @rezafima6883
    @rezafima6883 2 дні тому

    አታ ነዚህዝቢ ሰላም ዘይትህቦ ንስኻ ኢኻ ትርብሰ ደለኻ ናይሰብ ዘረባ ክትደግም አንታዩኢዩ ዕላማኻ?

  • @TsigeBerhie
    @TsigeBerhie 2 дні тому

    ሐሰውቲ ነቢያት እንበር

  • @negash12
    @negash12 2 дні тому

    Hi brother, how can I contact you I have something very important for you to share that will be great value for everyone.

  • @Gembel-Tv-ገምበል-ቲቪ
    @Gembel-Tv-ገምበል-ቲቪ День тому

    ua-cam.com/video/_6-fmtWTEl8/v-deo.htmlsi=tl3GfLZXZU0RF3_8

  • @Woini-x2i
    @Woini-x2i 2 дні тому +1

    Amen amen amen

  • @HolyLand-cw2qi
    @HolyLand-cw2qi 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Miki-d1c
    @Miki-d1c 2 дні тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @GolWejerat
    @GolWejerat 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @المازهيلا
    @المازهيلا 2 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @NebiatDaniel-r4w
    @NebiatDaniel-r4w 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ

    ❤❤❤❤❤❤

  • @HeahHeah-r6c
    @HeahHeah-r6c 2 дні тому

    ❤❤❤

  • @GdhfggHgtjhg
    @GdhfggHgtjhg День тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tegestiwldegebriel5994
    @tegestiwldegebriel5994 2 дні тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-be40h4fg6d7
    @user-be40h4fg6d7 День тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉