ዋን ኔሽን ካበይ ናበይ?

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 20 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 219

  • @GideyTesfay-r3b
    @GideyTesfay-r3b 7 днів тому

    ናይ በሐቂ ጽብቅቲ መሰርሕ ኮየኑ የሰመዐኒ ምክንያቱ ጀብሀ ውን እሰላማዊ ግንባር እንዳተባህለት እዩ አጥፊእዋ ሰለዚ ምርድዳእ ጽቡቅ ይመሰለኒ

  • @samsomfissahaye5286
    @samsomfissahaye5286 16 днів тому +6

    ናይ በሓቂ ትንታነ💙💙💙💙💙💙💙💯💯💯💯💯💯💯💯🙏🙏🙏🙏🙏

  • @mesfungebremariam5649
    @mesfungebremariam5649 8 днів тому

    Khalid Abdu and Solomon Gebresus, thank you for your time and contribution. Especially Solomon , your honest clarification is timely and helpful for all of us to understand the really problem of our political spectrum.
    Thank you again.

  • @semerebelay3059
    @semerebelay3059 16 днів тому +4

    ሰላም ሰሎመን ከምኡውን ካልድ
    ቃለ መጠይኩም ወትሩ መሃሪ ኣገዳስን እዩ ደረጃ ትምህርትኹም ብቖዓትኩም ብስለትን ኣተናትና ክእለትን ኣገላልጻኹሞ
    ብሓቂ ይበል.
    ኣጆኩም. ቀጽልዎ.

  • @filmonhagostekie3452
    @filmonhagostekie3452 16 днів тому +3

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብልን መሳጥኢ መደብ🎉👏🤲🏾

  • @kidane4190
    @kidane4190 16 днів тому +3

    Thanks Solomon you are amazing.

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 16 днів тому +5

    As a Tigraway and supporter of the Eritrean Blue Revolution, I found this discussion to be impressive-short, precise, and impactful. I truly appreciate it.

  • @genetmehari8120
    @genetmehari8120 16 днів тому +4

    Btaemi desse zibil tinitena edime yhabka 🙏🏿🙏🏿🙏🏿💙💙💙💙💙💐

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 16 днів тому +22

    ሰለሙን ብሉጽ ኻብ ቀደም ስደት ዝወጻኩሉ'የ ናትካ ኢንተርቪው ክሰምዕ ዘምስይ ኔረ፡ ኣብ መድረኽ፡ በርትዑ ኣጆኩም እቶም ዓበይቲ ትምህርቲ ዘለኩም ኣብ ሓደ መድረኽ ክተብጽሑና ተስፋ ኣለና'።

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 16 днів тому +1

      💙💙💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @samuel7080
    @samuel7080 16 днів тому +2

    Danke💚💙🙏ብሉጻት

  • @smilesmile2096
    @smilesmile2096 9 днів тому

    GOD bless you Eritrea brother and sister 🎉❤

  • @aklilutesfamariam6507
    @aklilutesfamariam6507 10 днів тому

    Selam Memher kald What a fantastic ? Btami mhari discussion. I hope you would bring us other like wufuy, Adams, bereket khasay and others I can't mention all of them.
    Thanks again

  • @mulubeiene3583
    @mulubeiene3583 15 днів тому +1

    Solomun and Khalid
    Brilliant and Honest
    Justice Seekers
    👍🙏💕🎉👏

  • @Higiabowat1234
    @Higiabowat1234 16 днів тому +2

    ሰለሙን ኣዝዩ ብሉጽ ሓሳብ፡ ክብረት ይሃበልና።

  • @zezuzanzan4946
    @zezuzanzan4946 12 днів тому

    ሰሌ ዘቢሀረ ፓቾፊልያ ፊኖ ወዲ ኣስመራ:: ናይ ብሓቂ ተባዕ ተቃላሳይ::

  • @michaelbahta2680
    @michaelbahta2680 13 днів тому +1

    Its very important discussion. Khaled you are my giuy and Sele is amazoning guy, but I expect when you are invited to London I was expectingypir response No.

  • @YonasTeklemariam-tq2rq
    @YonasTeklemariam-tq2rq 7 днів тому

    Welcome kaldom thank you 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @SalehAbdela
    @SalehAbdela 16 днів тому +8

    አቶ ሰለሙን እቲ በሊሕን ንቁሕን ሰብ አቶ ካልድ ቀጥታዊ ሕቶ ክሐተካ እንከሎ ቀጥታዊ መልሲ አይትህቦን አሉኻ :: እቲ ሕቶ ድዮ ዘይተረዳአካ ወይስ ክትምልሶ ብቅዓት ስለ ዘይብልካ እይ?

    • @BusyLine-fw6oj
      @BusyLine-fw6oj 16 днів тому

      ዝሽፈን ወይ ተኣፋፊ ሓበረታ ስለ ደሎ!

    • @kidane4190
      @kidane4190 16 днів тому

      No he is doing well.

    • @alisaid9015
      @alisaid9015 14 днів тому

      ኣየተኮርካሉን እምበር ሰለሙን ኣስፊሑ
      መሊሱዎ እዩ፡ ኣነውን ዋን ኔሽን ምስተበገሱ
      ሻዕብያ ሻዕብያ ዝጨንዉ ኮይኖም ረኺበዮም፡
      ሰለሙን ዝበሎ ድማ ንዓና ኣብ ሞንጎና ኣትዮም
      ፋሕ ከብሉና ህግደፍ ፈቲኖም እዮም፡

  • @alisaid9015
    @alisaid9015 14 днів тому +1

    ሰላማት ኻልድ ፡ ሰላማት ሰለሙን፡
    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ፡
    ራዲዮ ዓሰብ ፡

  • @tsehaye808
    @tsehaye808 16 днів тому +12

    ሶሎሞን ናይ መልሓስ ጨለ! ንስኻ ባዕልኻ "SLEEPER CELL"ኢኻ።ጉዳያት ንረብሓኻ ዝቀረቡ ክመሉኻ እንከለዉ ብመልሓስካ ሓልፍነት ደሉኻ ሕዉስ ትብል።ተበላጺ!

    • @mulubeiene3583
      @mulubeiene3583 15 днів тому

      ነቲ ሓቂ ክትሃርሙ ዕድሜኹም ሓሊፉ፣ መሳኪን ተደንቅጹ።
      ሰለሙን ሓቀኛን ብሉጹን ተቓላሳይ ኢዩ፣
      ካልእ ዓብዱ እውን ከምኡ ሓያላን ሓቀኛን ብቑዕን ተቓላሳይ።
      ኣጆኹም።

  • @mytekela8576
    @mytekela8576 13 днів тому +1

    ሰልየ & ካልድ ብሱላት ኤሪትራውያን ኣጆኩም እስከ💙💙💙💪

    • @KukKok-r4s
      @KukKok-r4s 11 днів тому

      Khaled eritrawi aykonen

    • @mytekela8576
      @mytekela8576 11 днів тому

      @KukKok-r4s መን በለካ ኤሪትራዊ እዩ ኤሪትራውነት ብውልቀ ሰባት ዝወሃብ ኣይኮንን።

  • @michaelbeyene7442
    @michaelbeyene7442 16 днів тому +6

    እታ ሓቂ ሕጂ ኣምጺኡዋ። ምፍልላይ ወይ ገለ ናብ ህግደፍ ገለ ናብ ተቃውሞ ምኻድ ብመደብ ምዃኑ፣ ኣጸቢቁ በሪሁልና። ሕጂ ዋን ነሽን ገለ ኣባላታ ኣስመራ ኣትዮም(ዳኒኤል) እዚ ወኪልኩም ኣስመራ ካብ ኣተወ፣ ኣቶ ሰለሙንከ እንታይ ኮን መርገጽ ይህልወካ? ዋን ነሽን ካብ ትሓድጋ ነቲ ኣስመራ ኣትዩ ዘሎ ኣልዒልካዮ ኣይትፈልጥን፣ ንሱውን ኣልዒሉካ ኣይፈልጥን። እዚኣ ምስጢራዊ ስምምዕ ኣለኩም ኢለ ዓቢ ጥርጣረ ኣለኒ።

    • @BusyLine-fw6oj
      @BusyLine-fw6oj 16 днів тому

      ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ፖለቲካዊ ዓይነት - ጥርጣረ ክህሉ ኣብ ቦቱኡ ከንሱ ንምበዳሁ ጸቡቅ'ዩ::

    • @weldehiwettsegu
      @weldehiwettsegu 16 днів тому

      ንስኻ ከ እሙን ዲኻ?

  • @johncoffeecoffee2172
    @johncoffeecoffee2172 16 днів тому

    ጹቡቅ መደብ

  • @biniamtesfasilasie6362
    @biniamtesfasilasie6362 12 днів тому

    Hi Mr Khalid
    Would you please start to interview the opposition by their background. To know them who is He or She? Thanks!!!!

  • @mellu2751
    @mellu2751 14 днів тому

    very wise conversation . ane kem solomon hawna ab lieli bxotu kbri zhib ayreakun ksab hji kab afu hmak nay DANIEL aysemaenan. we need leaders like solomon.

  • @tuemzgitekie
    @tuemzgitekie 15 днів тому +1

    Well-done ኩቡራት የሕዋት ንስኹምስ እባ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
    ነመስግን ስለቲ ግዜኩም ሰዊእኩም ማሃሪን ብሉጹን ሓሳባትኩም ዝሃብኩምና ክብሪን ሞገስን ንዓኩም
    ቀጽሉ ክሳብታ ፍትሓዊት ኤርትራ ንጭብጥ አብ ጎድንኹም ኣለና

  • @minassieshibru266
    @minassieshibru266 12 днів тому

    ተወሳኪ ንጉሰ,ኃይለሰለሴ ከብ አቡኡ, ንጉስ ራሰ, መኮንን,ኃይ ጉዲና አባ ሐጎኦም ኦሮሞከምዝነበሩን በ አሻሃት ዝቁጸሩ ደቂ ወለጋሚኔሰተራትን ዲፕሎማሲ ከምዝነበሩ ትፈልጡዶ በፈልጠትስለጣን እንበር ብሔርመረሆም የፈልጡን እዮም መንገሰቱከ ኦሮሞ, በ ቡኡ, ኣዲሰባን,ዝወለድ ኢትየጵያወ እንበርከማኩምከምትግርኛ አሌትወድ አየፈልጥን ? ካብ ሚኒልክከሳብ መንግስቱ ኩሉ ኢትዮጵያወን በኢትዮጵያይሃሰብ,ኔሩ?? 💚💛❤

  • @gatogato2852
    @gatogato2852 16 днів тому +2

    ሰላም ለባማት ተቓለስቲ ክልተ ሓደ፡ እንኳዕ ድሓን መጻእኩም ኣዝዩ ኣገዳስን ምሃርን እዩ ተቐርብዎ ሓሳብ የቐንየልና፥ ተባረኹ።

  • @yordag9538
    @yordag9538 16 днів тому +6

    ብጣዕሚ ዝሕዝን በቓ ምዝንጣል ኣሎ ንደለይቲ ፍትሒ ዋላ እቶም ፍትሒ ዝሓቱ ዘለዉ ክቓወሙ ክትሪኢ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ሰሌ ካልድ ዓበይቲ ብሉጻት ኣጆኹም በርትዑ🎉🎉🎉💙💙💙

  • @yonasabraham7366
    @yonasabraham7366 16 днів тому +5

    Khaled, thank you for your program💙💙💙

  • @M-vr7zo
    @M-vr7zo 16 днів тому +2

    ቅዋም ቅዋም ቅዋም ነተግብሮ ከምተቃቀምቲ ክንዕወት እንተኾይና።እታ ኢሰያስ ዝደርበያ ቅዋም ጌርና ነተን በታ ቁዋም ዝምእዘዛ ዉዱባት ንስዓበን።ብሕጊ ንመራሕ ንህግደፍ ኣብነት ንኹኖም ።ንሱ እዩ እቲ ፍታሕ።

  • @abrahamfiqadu-ee3qt
    @abrahamfiqadu-ee3qt 12 днів тому

    ዑሱብ ስነሓሳብ ከልቢ ይነብሕ ገመል ይጓዓዝ ።😂😂😂😂😂

  • @berhaneabreham
    @berhaneabreham 14 днів тому

    I have been following you for a long time no one is more Eritrean than you keep up the fight

  • @ስምኦንንጉሰ
    @ስምኦንንጉሰ 16 днів тому +5

    ኣጀንዳ ብዝሃቡና 3ተ ዓመት ሃሪምናኩም ግን ካኣ ክሳብ ሕጂ ትቃለስ ኣለኻ ሰሌ ይቅሬታ ይውሕደካ እዩ ቃልስኻ ባዕሉ ኣፍ ኣዉጺኡ ይምስክር ኣሎ❤❤❤❤❤

  • @yohannestseggai620
    @yohannestseggai620 16 днів тому +2

    The journey of one nation as its name indicates is coming to full circle. The clarity now is that those who were truly for one nation are following the right track like Daniel and the rest with dual nationality or citizen by residence with their cohort pushers are disembarked from the journey and left stranded.

    • @nakfakarura5670
      @nakfakarura5670 16 днів тому

      @@yohannestseggai620 Infact the principal truth of One Nation is the other way around.
      Unless you are an opportunistic ego maniac willing to betray your original ideals.

  • @lulqeihbahri9061
    @lulqeihbahri9061 13 днів тому +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 haqegna delay fthi jigna teqalasay kald abdu

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 10 днів тому

    Nhna ena nernayo AB Sudan partna eu bsmay ay tzarebo selamun lak ema

  • @Habesha28
    @Habesha28 16 днів тому +1

    እታ ሶኬት ባዕላ one nation ድኣ ኸይትኸውን🤔🤔🤔 ኽንፈልጦ ዘለና ኣብ ውሽጢ’ቲ ደላይ ፍትሒ ኸምዘለው ንሕና እውን ኣብ ውሽጢ እቲ ደገፍቲ ኣለና እዚ ድማ ንቡር ፖለቲካዊ ኸይዲዩ፤ ንሕና ድማ ሓቂ ኸምዘለና ከም ደለይቲ ፍትሒ ነዚ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ብዝኾነ መልክዕ ንህዝቢ ኤርትራን ንዓለም ንንገሬ ሓሶት ፕሮፓጋንድኡ ነረክሶ፤ እዚ ስርዓት ህግደፍ ዋና ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኑ ነብርሃሉ።

  • @erimiassolomon760
    @erimiassolomon760 16 днів тому +8

    Thanks Solo and Kahlid

  • @kebrontedmer6581
    @kebrontedmer6581 16 днів тому +4

    Thanks Khalid for today's discussion. I believe some of the questions you asked to solo are quite good to understand what is happening in ONE nation? As usual, an interesting program. GBU!

  • @banahabtezghi
    @banahabtezghi 15 днів тому +2

    Kaldom.kikiikikikiki😂
    Menkeli hasab men neru.

  • @AlfaAlfa-k1p
    @AlfaAlfa-k1p 14 днів тому +1

    Selomun btami belihn bluxn seb

  • @aynomgodefa8228
    @aynomgodefa8228 16 днів тому +4

    ከምዚ ዓይነት ጎሓፍ ሰብ ኣይተራኤን

  • @shambko
    @shambko 12 днів тому

    ቲ ዓወት ኩሉ ግዜ ናይ ሓፋሽዩ፣ ቦታ ዘለኩም አይትመስሉን

  • @Michael-hr4zc
    @Michael-hr4zc 16 днів тому +1

    I wonder why kalid did not ask solomon about his coworker Daniel, who went to higdef.

  • @mulughetabeyene2028
    @mulughetabeyene2028 11 днів тому

    Solomon So smart

  • @asmeretgebrehiwet3801
    @asmeretgebrehiwet3801 14 днів тому +1

    Yeqenyelna Ruhus awdaamet

  • @zemikieltesfazion4908
    @zemikieltesfazion4908 8 днів тому

    Bitaemi xbuk meglexi
    Eti haki kiwexie alewo
    Wegeninet nidhrit meliswo nezi kalsi. nay men eyu.

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 10 днів тому

    Hji Ke antay amo AB diaspora tetaluna

  • @abelhagos2187
    @abelhagos2187 16 днів тому

    Good questions.

  • @Zemen182
    @Zemen182 15 днів тому +1

    ብሂወትከ ኣላ ድያ እዛ ዋን ነሽን

  • @minassieshibru266
    @minassieshibru266 12 днів тому

    መቼሰ,አብ ናይ,ኢትዮጰያምሕደራንሕገ መንግስቲ💚💛❤ዘይትፈልጥዎ መረዚ ትንዝሁ?? አማሃራይ ካሎት አይነበረን እ ካ,ቴድሮሰ ዮሃንሰ ሚነልክ ኀይለሰላሴ ኩሎምካብ ተፈላለዩ አእዮም,ኔሮም እንበር ናይ ብሀሔር,ኮይኖም አይፈልጡን እዮም?💚💛❤ ኢትዮጵየዊያን ኮይኖም አምነትኦሮቶዶክሰ ሓይማነኖት ኔሮም

  • @HailesSemrab
    @HailesSemrab День тому

    Wow 100% true

  • @Salam91493
    @Salam91493 10 днів тому

    Bravo kalidom ❤

  • @kaleb.t.w.a
    @kaleb.t.w.a 15 днів тому +1

    Love you Kalld & Sol

  • @doitnowstudio7867
    @doitnowstudio7867 15 днів тому +1

    ሰለሙን ኣብ ጭቃ ወዲቃ ተደሪብካ ኮ ሕጂ ዳኣ ተጋለጽ ኢሉካ ዩ ብ ጽበት ተጨቢጥቃ ሞትካ ሰነፍ ኢካ
    ኣብ ኤርትራ ዝጭቆን ብሓንሳብ ዝጭቁን ብሓንሳብ ዩ
    ኣንታ ጸቢብ ብርጌድ ንሓመዱ ፍሕ ከተብል ዝመጻካ ጸቢብ ሓንካስ ኢካ
    ጠፋሽ
    ጸበብቲ ሓንካሳት ሒዝካ ተኣከብ ጥራሕ ትከዶ ርሕቀት የለን
    ካለድ ቀጽሎ ኣጋልጾም ነዞም ጸበብቲ ጠፋሻት ነጋዶ
    💙💙💙💙

    • @user25645
      @user25645 14 днів тому

      ህበይ ጸርፊ ገዲፍካ ሓሳብ ሃብ

    • @wedimereb1166
      @wedimereb1166 11 днів тому

      Wedi bazlak bzey beana sugmi aytkedan ekin nhna zeynamnelu nefrso

  • @yohannesabraham608
    @yohannesabraham608 16 днів тому +5

    Solomon and Khalid, the two best humans. Thanks for the smart ideas and interviews.

  • @mulughetabeyene2028
    @mulughetabeyene2028 11 днів тому

    We appreciate Both

  • @erihagereyheyabseweatna8208
    @erihagereyheyabseweatna8208 16 днів тому +1

    ብቐዳምነት ንኣበርክቶኹም የቐንየልና። ሰለሙን እታ ናይ ዋን ኔሽን ዝነበረት ዘበገስካያ ሃሳብ ጽብቅቲ ነይራ ንዝወግዓካ እሾኽ ብብጻዩ ዝኾነ እሾኽ ኢኻ ነቂሽካ ተዉጽዖ።

  • @nomore5845
    @nomore5845 15 днів тому

    What is the meaning of
    “One Nation” in tgrigna? Please 🙏🏼

  • @MichaelIssack-c1r
    @MichaelIssack-c1r 15 днів тому +1

    ❤❤❤

  • @1115asmara
    @1115asmara 16 днів тому +3

    As usual, I enjoy your interviews and appreciate your views. Thanks Khaled & Solomon. Ajona!

  • @ghirmaygebreab3462
    @ghirmaygebreab3462 11 днів тому

    Klte kewakbina adnakotey wesen yebleyn❤

  • @fretatesfay343
    @fretatesfay343 13 днів тому +2

    👎👎👎👎👎ሰለሙን ፎሽካል በልዉ

  • @kesetegeresus3121
    @kesetegeresus3121 13 днів тому +1

    One nashen nay hegdaf barya eyom 100%

  • @Zemen182
    @Zemen182 15 днів тому

    እዚ ዘነኣእሶ ዘሎስ ጌጋ እዩ ከምዚኦም ዝበሎ ሰባት ክንደንደይ ሂወት መንእሰያት ዝወሰደ ኣብነት ወዲ ባሻይ ኣለና ኣነኣኢስካ ዝርአ ጉዳይ ኣይኮነንን

  • @nakfakarura5670
    @nakfakarura5670 16 днів тому +3

    Thanks for the nice and intelligent discussion Kalid.
    Selie we missed you on ERIPM.
    I hope all is good with you.
    Keep it up brother!! 💙🩵💙

  • @dt5386
    @dt5386 16 днів тому

    ሰላም ሓው ካልድ ከምኡውን ሶሎ ጽቡቕ ዳህሳስን ገምጋምን። ኣነ መም. ዳኒኤል ተኽልዝጊ ከም ዋና ጸሓፊ ዋን ኔሽን ነበር፡ ክግምግም ከለኹን ሰሎሙን ክብሎ ዝግባእ ዝነበረን ግን ከኣ ዘይበሎን፡ ሰሎሙን ብዙሕ ኣወንታዊ ተራ ኳ እንተነበሮ ኣብ ምድኻም ዋን ኔሽን ተረዲእዎ ይኹን ከይተረደኦ ኣብቲ ጌጋታት ግደ ከምዝነበሮ ክገልጽ ተጸብየ፡ ኣነ ምስ ካልኦት 9 ኣባላት ካብ ዋን ኔሽን ሪዛይን ክንገብር ከለና ጉለታት ናይቲ መሪሕነት ሶሎ ዝነበሮ ክእረም ሓቲትናን ጽዒርናን ሰማዒ ሰለዘይረኸብና ድማ ገዲፍናዮ ድሕሬና ድማ እቲ ምንቅስቓስ ዝሰርሖ ነገር ኣይነበረን። ንዋን ኔሽን ኣብዚ ደረጃ ዚ ዝወደቐ ብውሽጣዊ ጸገማቱ ዩ ሶሎ ውን ኣብዚ ናቱ ግደ ኔርዎ ዩ። ኣብ ቃልሲ ናትካ ኣወንታ ጥራይ ዘይኮነ ናትካ ኣሉታን ጌጋን ምቅላሕን ምንሳሕን ቅኑዕ ፖለቲካዊ ጠባይን ንጽህናን ስለዝኾነ ክልመድ ኣለዎ።

  • @asly6954
    @asly6954 16 днів тому +2

    thank Kalid and Solomon

  • @danielmekonen6031
    @danielmekonen6031 14 днів тому +1

    Dear Khald Abdu
    You were, and you have been my idol since my childhood. Unfortunately, i couldn't follow your footsteps.
    By the way, i am leaving sooner a new book based on migration. I would be very grateful if u were able to help me advertise my book on your UA-cam channel.
    Kind regards
    Daniel from Swiss

    • @Admasforum
      @Admasforum  13 днів тому

      email me khabdu@gmail.com

  • @yohannesyod
    @yohannesyod 14 днів тому

    I kow him very well Solomon you guys tomato can

  • @simonhaile5777
    @simonhaile5777 12 днів тому

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @MeashoGoitom
    @MeashoGoitom 15 днів тому

    ሰሎሙን መቅባሕብሒ!! ምንያ ኮለል። ተገጢምካ ኢኻ፤ ንሓውኻ ከምተርክቦ ጥርጥር የሎን፥ ንካልድ በጃኻ እንዶ ኢልካ ኢኻ መጺእካ ‘ምበር ዓቕሚ ሃሊዩካ ከምዘይዕድመካ።
    ካልድ ዓብዱ ረዚን ባዓል መትከል🎉

  • @kibromtewelde-kifle7708
    @kibromtewelde-kifle7708 15 днів тому

    Kald ms akbrot itom Nathan zbeluka tray natom tkewn eei gega

  • @naodhenos1192
    @naodhenos1192 13 днів тому

    ኣየ ብዓል ዒንኪላሎ

  • @senay4207
    @senay4207 9 днів тому

    42:30 ጂ15 ክእሰሩ ከለው ደኣ ስለምንታይ ዘይፈረሰት

  • @feef315
    @feef315 16 днів тому

    ኣዝየ የመስግነኩም
    ሰሌ ግን ከምዚ ናይት ውልቀመላኺ ዓይነት ኣዘራርባ ጽቡቅ ጌርካ መሊኽካ
    ነቲ ካልድ ዝሓተካ ሕቶ ኣብ ክንዲ ቀይታዊ መልሲ ኮለል ኢልካ ከይመለስካዮ ትሓልፍ።
    ካልእ ውን ብዙሕ ጊዜ ምስ ጀብሃ ዝደናገጽ ዓይነት ዛንታ ትጥቀም ኮይኑ ይስመዓኒ፡ ማለትይ ካብ ህዝባዊ ግንባር ከም ዝሕሹ
    ኩሎም ሓደ ዓይነት ነቲ ህዝቢ ዘይምጥን ቃልሲ ዘካይዱ ዝነበሩ ሕሱማት ኢዮም።

  • @meharitesfa6132
    @meharitesfa6132 16 днів тому +5

    Well done brothere Solomon 🎉

  • @HagerMalik-t1m
    @HagerMalik-t1m 16 днів тому +5

    Merhaba, I'm very happy to see Solo to Admas platform well come big brother 🙌.

  • @bereketkibreab-kn6py
    @bereketkibreab-kn6py 13 днів тому

    ሰላም ካልድ ዳኒኤል ካብ ቀደም ሰላዪ ወይ መሳርሒ ህግደፍ ዶ ኔሩ ትብል ወይ ድሒሩ ናይ ሓሳብ ለውጢ ኣምጺኡ ኢልካ ክትሓቶ ይግባእ ኔሩ ግን ኣይሓተትካዮን

  • @kibromtewelde-kifle7708
    @kibromtewelde-kifle7708 15 днів тому

    Werhi 7 kab addis germen do auweredkan?

  • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
    @ኣነእየ-ቐ5ኰ 15 днів тому

    ኩሎም one nation ባራዪ ህግደፍ እዮም።

  • @senaitgrmaiy1218
    @senaitgrmaiy1218 13 днів тому

    ገይም ኦቨር ደንበ ሸቅቅ:እንተ ካልድ ትግራዋይ ንኤርትራዊ መንእሰይ ንክበታተን ምስ መሐውርካ ዝክአለካ ሰሪሕካን ትሰርሕ ዘለኻ ደመኛና ኢኻ እንተ እዚ ካላአይካ ደንደ ግን ንበይኑ ዝተረፈ ብዕራይ'ዩ:ዳኒ ሐውና አብ ዓዱ:ድሕሪ ሕጂ ኤርትራዊ ንሃገሩ ዝኸላኸልን ዝሃንጽ እዩ ዝኸውን:ከምዚ ከማኻትኩም ጊዚኡ አብ ሸንኮለል አየሕልፎን እዩ:አይትድከሙ.🇪🇷🐫

  • @World436
    @World436 15 днів тому

    ገንዘብናስ ካኣ ባ ንህግደፍ ኣይንህብን እሞ2% ካብ ምኢቲ ዉን ክፈሉ እምበር 😂😂😂

  • @BelayIassu
    @BelayIassu 16 днів тому +1

    one nation hey betrayed Eritrean people who suffer luck of water bread power freedom and justice

  • @T.g22
    @T.g22 13 днів тому

    Ezias shefet hito

  • @simonsenay-u1k
    @simonsenay-u1k 16 днів тому

    Ata Kalid ezi wedi tezaribu zikilo 1/2tekowamay koynu rekibeyo

  • @ghirmaygebreab3462
    @ghirmaygebreab3462 11 днів тому

    Sol sol hzbi eka ❤

  • @Tomorrowwillbebetter-d3w
    @Tomorrowwillbebetter-d3w 16 днів тому +2

    Welcome both , Mr Solomon breath brother some how you become very emotional, New nation was nonsense in first place as Mr Abraham said, Solomon we have respect for you you are justice seekers like the rest of us !! 💙💙💙💙💙 Khalid we love you keep on going

  • @ሃገረይ-ረ9ወ
    @ሃገረይ-ረ9ወ 12 днів тому

    ካልድ ሰብ ኢካ።

  • @filimongrmay4364
    @filimongrmay4364 15 днів тому

    ካብ ስማ ጀሚራ እያ መይታ፡ ሓንቲ ሃገር፡ መኣስ ከ ክልተ ኾይና፡ ሰለሙን ዉን ኣብ ዘሓለፈ ዓመት፡ ክንቓለስ እንበር ክንመርሕ ኣይፍቐደናን ኢልካ፡ ኔርካ፡ ስለዚ እስኻ ዉን ወገናዊ ኢኻ። ሕጂ ግን ካብ ዝወደቕናዮ ንተስእ።

  • @minassieshibru266
    @minassieshibru266 12 днів тому

    ም ትግርኛ አለታዊያን, የለም??ግን ዘይትፈልጥዎነገር ኢትዮጵያ ነ ኤርትራ አካል ኢትዮጵየጌራ መበል 14 ከፈለ,ሀገር,ከመዝጸበረትኩም እዝውንበ,ኢትዮጵያዊያን,አባ ሓጎታቶም ኦሮሞ ዝኮኑ ንጉሰነገገሰት,ኃይለስላሴ((ራሰመኮንን,ጉደና ኦሮመታይ,, መንጌ ከምዝገዝኡኩም ከይፈተኩም ወሃጥዎ 💚💚💛💛❤❤ G͟R͟E͟T͟E͟T͟H͟Y͟I͟O͟ P͟Y͟A͟Ap͟a͟n͟a͟m͟A͟F͟E͟R͟C͟A͟ ዝመሰረቱ ደቂ አፈረቃ አዮም💚💛❤ን ኢትዮጵያን አቃሊልኩም መቼም መቼኀም አይሃልፈልኩምነ አምላክ ልብኩም ርእዩ 1,ከብዘፈጠረት ከኘሳብ ምጻት ዲክታተር መሪሂኩም 👎👎👎

  • @gebreyohannes1497
    @gebreyohannes1497 16 днів тому

    Now, I am worried about kalid. WHY NOW????

  • @Gebr1996
    @Gebr1996 16 днів тому +3

    Kalbe You are a great honest Journalist .

  • @sarahaile4326
    @sarahaile4326 16 днів тому +4

    Well done guys good job thank you very much God bless you 🙏 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wedimereb1166
    @wedimereb1166 11 днів тому

    Selie jigna Ajoka ab gonka Alena

  • @IzakBelo
    @IzakBelo 12 днів тому

    Solomon baelka nay bahri lewti ktgebr aleka, hgdefawi athasasbaka keykeyrka ansar hgdf yserh aleku mbal lagsi eyu

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 16 днів тому

    መብዛሕትኦም ሙሁራት ካብ ዝነበርዎ መትከል ሸተተ ክብሉ ሳሕቲ ኢዩ ናይ ዳንኤል ነገር ግን ናይ ግዜ ሕቶ እምበር ምስ ደንበ ፍትሒ ምቅላሱ ብዕላማ ይመስል እምበር ናብ ደንበ ህግደፍ ምጽንባር እቲ ዉሳኔ ዝተጠጀጋአ ይመስል

  • @berhaneabreham
    @berhaneabreham 14 днів тому

  • @senay4207
    @senay4207 9 днів тому

    He is unfit to be a leader. Leader never speaks for himself, even tyrants don't.