ስለምንታይ ብዙሕ ሰብ ዝስዕቦም?

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 7 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 336

  • @Seam20-24
    @Seam20-24 17 годин тому +23

    ኣኪለ ሓወይ ኩሉ ተቕርቦ መደባትካ ጽቡቕ እዩ ። ብጣዕሚ እውን ይምሃረሉ እየ ።
    እንተኾነ ግና በዚ ሓሳብ እዚ ቁሩብ ቅሬታ ኣሎኒ ፡ ምኽንያቱ ኣብዛ ጉዳይ ኣቶኪርካ ብዛዕባ ካቶሊክን ፕሮተስታንትን ጥራይ ተዛሪብካ ወይ ገሊጽካ እንተኾነ ግና እቶም ሰረይትን ሓዳርን መርዓን ዘባላሽው ዘለው ደብተራታትን ጠንቆልትን ኣብ ውራይ ዝቕበልዎን ዘጥርይዎን ንብረት ኣይተዛረብካን እቶም ሸኻት ዝጠውዩን ዝስርዩን ሞስሌም ከ ። እወ ምጽራይ ዘይተርፍ ንኹሉ በልማማ ደኣ ይኹን ። ምኽንያቱ እዚ ህዝቢ እዚ ብኹሉ ጽቡቕ ኣይረኸበን ኣኪለ ብሩኽ።

    • @meronaman7842
      @meronaman7842 14 годин тому +1

      @@Seam20-24 yes exactly biabiu EHTE MARIAM ANE HAFTI MARYAM ELA kab uk nab Ethiopia atya ab geziala kea resatat nay hixanat terekibu yu bzuhat orthodox win teketiloma eyom where is she now Prison ?? I guess… elamaka ridu eyu akile bruk

    • @Ben-wk4qc
      @Ben-wk4qc Годину тому

      Elamu eka nehade kifal teketelti nimwkai eyu wey ke ferhiwom alo netom ztekeskayom

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 День тому +18

    ጽቡቅ ገርካ ገሊጽካዮ ኣጆኻ ቀጽሎ መደባትካ ካብ ኩሉ ዝጸረየ እሞ ድማ ንኹሉ ጠቃሚ ስለ ዝኾነ ቀጽሎ ንፉዕን በሊሕም ሰብ ኢኻ ስለዚ ካባኻ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @wedishangeb1149
      @wedishangeb1149 День тому

      ❤❤❤❤❤nay bahaki kelxkay akila hawey

    • @teklutesfaldet216
      @teklutesfaldet216 16 годин тому

      Sq bel metaqi kid nayti tenkali debtera amne tekle sged tezey koynu awel seid ksedelka eye

  • @zas-d8x
    @zas-d8x 13 годин тому +4

    Akile ሐውና ሰላምካ ብዙሕ ይኩን: ንስራሕካ የድንቆ እንድየ : ሎሚ ግን ፍፁም ሸክዕካ አሎካ : ወንጌል ብማንም ክዕገት አይኮነን : ወንጌል ሐዊ እዩ ንዝቃወሞ ከአ ይበልዖ :: ብስም ክርስትና ዝሰርቁ አለዉዶ? አለዉን ፈረቃን : ከምት ንስካ ዘቅረብካዮ ግን አይኮነን : ንስራሕካ ብዙሓት ከምዝርእይዎ ፍለጥ :: እዝ ዘቅረብካዮ ስራሕ ብዘእምን መልክዕ አይትእመንዎም ንማለት እካ ሰሪሕካዮ :: ብዛዕባ Maria Wood worth, Smith Wigglesworth, Kathryn Kuhlman, Benson Idahosa, William Duncans, John G. Lake, John Alexander Dowie, William M.Branham...etc. ደአ እንታይ ክትብል እካ: እስከ ነዚ ህዝብና ብዛዕባ እዞም አብ ላዕሊ ዝጠቀስኩዎም ናይ እምነት አቦታትን አደታትን ምሃሮም:: ናይዛ እንነብራ ዘለና ዓለም ብርሃን ዝኮኑ : አዚና ንኮርዓሎም ሰባት እዮም:: ከምቶም አብ ምድርና ዘለዉ ሸካትን : አቅሽሽትን : ደናቁርን: ሰረይትን : ብስም ተስካርን መርዓን ዓዕፅምቲ ሰብ ዝግህፁ አይኮኑን :: አብ ምድርና ዘሎ ስራሕ ደብተራታት ተዛረበሉ ብዘይ ሕብእብእ :: እግዚአብሔር መንፈስ እዩ ንሱ ብዝመረፆም ሰባት ከአ ይሰረሕ : ግድን አይኮነን ብአካል አብ ቅድመና ደው ክብል :: እዝ ዘቅ ረብካዮ አብ መንፈሳዊ ዓለም ዘለካ ርድኢት ብጣዕሚ አዝዩ ትሑት ምካኑ እዩ ዝገልፅ :: ህዝብና ክሳብ ሕጂ አብ እምኒ እኮ እዩ ተስሪዑ ዝሰግድ : ፀበል ኢሉ እኮ እዩ ምሩፅ ሐመድ ዝቁህም : ለይት ጭካ አትዩ ካብ አፍ ወዓግን : ግሀን ከምኡ እውን ካብ ለመም ዝብሉ ርኩሳት ፍጥረታት እን ተመን: እንቅርቢት ዝተረፈ ማይ መንጥሉ እዩ ዝሰቲ :: እዚ እዩ እቲ ሓቂ: ሃይማኖት ቀታሊ እዩ : እየሱስ ግን ሂወት እዩ:: ንህዝብና ነፍቅሮ እንተኮና ነቲ ሓቂ ንምሃሮ ብዘይ ሽፍንፍን: ወይ ከአ ነቶም አሕዋትና ወንጌል ዝሰብኩ: ብትንቢትን : ፈውስን ዘገልግሉ እንቅፋት አይንኩን :: ንሳቶም ብማ ንም ነገር አይዕገቱን እዮም ንምድሪ ከአ ክሽፍንዋ እዮም :: ነዝ ክፅሕፈልካ ከለኩ ብፅልእ ዘይኮነ : ብፍቅሪ : ሓቂ እየ ዝፅሕፈልካ ዘለኩ : ደጋጊምካ አንብቦ ፅቡቅ ገሩ ክርድአካ: At the end the truth prevails.❤👍

  • @wedzixc
    @wedzixc 2 години тому

    ብጣዕሚ ብሱል መምህር ኣኪለ መምህር ህዝቢ፡ ኣመንቲ ካብዚ ብዙሕ ክማሃሩ ኣለዎም

  • @selinateklesion9398
    @selinateklesion9398 День тому +19

    Do not focus on people focus on JESUS CHRIST people are never been perfect

    • @getrichordietrying3183
      @getrichordietrying3183 13 годин тому

      Jusus is also a human being.

    • @mumeryoutube5903
      @mumeryoutube5903 13 годин тому

      He is saying the truth, ur comments do want play and lying by the name of God. Enough is enough. That is why human beings are/ became evil aims and situations. So u must stop lying about the Lord.

  • @onlineentertainment9627
    @onlineentertainment9627 18 хвилин тому

    Akile hawey btami brillant kexlo btami bzuh temahirna gn eza 3 zemxakaya abnet ane aytekebelkwan mknyatu seb mejemeryu tekoynu kgage nbur u nseb ktwedk eka elka moralu aysbern eyu entesierkayo bkali azerarba si tesfa mhab si xbuq aykonen eya tesmi !!! Thank u kali gn kulu gr8❤

  • @HailomGoitom
    @HailomGoitom 19 годин тому +1

    ዓባይ ትምህርቲ እያ በተለይ እታ ናይ ፕሮሰስ ኢለም ዝንበይላ
    ኣስሚረላ ኣለኹ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ እቲ ሓቂ ክግለጽ ኣለዎ

  • @NatnaelYemane-u6d
    @NatnaelYemane-u6d День тому +3

    The concept is crystal clear.....thank you.

  • @weynits571
    @weynits571 День тому +2

    ❤🎉❤ብሩኻት ኤርትራውያ ኢትዮጵያውያን የሕዋትና ፍርዲ ስልጣን ናይ ኣምላኽ ስለዝኾነ ካብ ፍርዲ ወጺና መጽሓፍ ቅዱስ አንተ ኣንቢብና መንዩ ሓሳዊ ጥዑይ ኣምላኽ ዝጥቀምሉን ሓሰውትን ክንፈሊ ይሕግዘና ስለምንታይ እቲ ጽቡቕን ሕሱርን ፈልዩ ዝነግረካ በቶም ቅዱሳን ኣቦታትና ብመንፈስ ተመሪሖም ዝጸሓፍዎ ከም ተራ መጽሓፍ ስለዘይኮነ😂 ባዕሉ ብመንፈሱዩ ዝገልጸልካ ኣምላኽ❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @samiberie
    @samiberie 19 годин тому +8

    1 ብዙሕ views ንምርካብ ነዛ ሜላ ተጠቂምካል
    2 ኣብኩሉ ሃይማኖታት ኢልካ ።ናይ ካቶሊክን ብፍላይ ካ ኣብ ናይ ፕሮቴስታን ኣቶኪርካ ገለ ታርጌት ክትገብሮ ዝደለካ መልዕክቲ ኣመሓላሊፍካ
    3 ብዛዕባ ኣብ ኦርቶዶክ ይኩን ሞስሊም ዝግበር ዘሎ ኣይንበብካን፡ወይ ቢቢሲ ኣይተዛረበን ኢልካ ይመስለኒ ሱቅ ኢላካ ።ከብ መጽሓፍ ጥራሕ ተንብብ ብተወሳኪ ኣዕምሮካ ተጥቂምካ ከባቢካ ዘሎ ነገር ኣንቢብካ ናትካ መጽናዕቲ ክትገብር ፈትን ።
    5 ፓለቲከኛታት ንህዝቢ ኣታሊሎም ከመይ ጌሮም ህዝብ የጽንቱ ሃገር ይርምሱ ። ከይጠቀስካ ሸፈፍ ኣቢልካ ሰጊርካያ ።

    • @teklutesfaldet216
      @teklutesfaldet216 16 годин тому +3

      Tefiewo mesilka kharmo zdeleye haymanot sle zelewo eyu. Bzkone xbuq meliskalu aleka

    • @RwtiYe
      @RwtiYe 15 годин тому +4

      ጽቡቅ ግብረ መልሲ ።ኣኪለ views ጥራሕ ዮ ዘገድሶ ገንዘብ youtube ዘቕርቦ መደብ እንታይ ሳዕቤንን ጽልዋን የምጽዕ ኣይተረዶኦን ወይ ኮነ ኢሉ ንገንዘብ ጥራሕ ይሰርሕ ኣሎ

    • @wedzixc
      @wedzixc 2 години тому

      እስኻ ውን ሓደ ካብዞም መታለልቲ ክትከዊን ኣለካ ሎቅማጽ

  • @yosefkessete4862
    @yosefkessete4862 5 годин тому

    Thanks clear ❤

  • @weynits571
    @weynits571 День тому +5

    ❤🎉❤Psalms 119 ትግ - ዳዊት
    8: ስርዓታትካ ኽሕሉ እየ፣
    ፈጺምካ ኣይትሕደገኒ።
    9: ጐበዝ ንመገዱ ብምንታይ የንጽሃ፧
    ከም ቃልካ ንነፍሱ ብምጥንቃቕ እዩ።❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 23 години тому +2

    ጉዳየይ ኣይኮነን ኩልኩም ንጥቕምኩም ኢኩም ትነብሩ ዝይለባማ ባሃማት ክይብልኩም ተጠንቕቑ

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 23 години тому +5

    ሓሶውት ነቢያት ከም ዞሎው ብኑጹርን ብግልጽን ነግሩናን ምህሩናን ኢንድዩ መጽሓፍ ቀዱስና❤❤❤
    ሰዘሊ ብአልፍ ሓሶውትን ሰረቅትን መታልልትን ምእማንን ፍታሕ ምጽባይንስ ባዕልካ ምስ ኢምነትካን ቃል ኣምላክን ዘይትረክቦ ኩሉ ይፍቀደልካ ኢንዲዩ ኢቲ ትብታትን ሓቅታትን ደቂ ሃገረይ።

  • @MyLovely-j8m
    @MyLovely-j8m 20 годин тому +1

    Brilliant explain ❤

  • @MenghisMogos
    @MenghisMogos 23 години тому

    Thanks Akile lomi nay Behaki aziyu agadesi zaeba hiskalna bmmxaeka aziye eye zemesgneka. Once again thank you very much

  • @mumeryoutube5903
    @mumeryoutube5903 13 годин тому

    Dearest Akililu ,this the best teaching. As our societies most of them are confusing. About truth faith of God's.

  • @weynits571
    @weynits571 День тому

    ስላም ንዓኻ ይኹን ኣኪላ ሓወይ ስለተቅርቦ መሃርን መኻርን ተቅርቦ ነምስግነካ በርትዕ❤🎉❤🎉❤

  • @himooverall2448
    @himooverall2448 День тому +2

    Naybahaki memeher eka God bless you 🙏

  • @amannguse
    @amannguse День тому +1

    Akile hawey edme yhabka kulu tnegrena tefltena tmrti🎉 Happy new year and rhus beal ldet

  • @shkortv7035
    @shkortv7035 День тому +10

    Betami zxbeyaaa znberku medeb!

  • @tedroskiflezghi2518
    @tedroskiflezghi2518 День тому

    ናይ ብሓቂ ዝገርም ኢዩ !!!!

  • @tsegitnaykrstos2388
    @tsegitnaykrstos2388 23 години тому

    ኣኪለ ፡ ኣብ ውልቀ ሰባት ኣተኲርካ ጥራይ ምዝራብካ ፡ ቅኑዕ ካብቲ ዝገብረካ ዩ። ሰብ ንኽናሃረሉ ኢልካ እገዳሲ ኣርእስቲ ኢኻ ኣምጺኻ። 🎉❤🎉🎉

    • @teklutesfaldet216
      @teklutesfaldet216 16 годин тому

      Enberke ke nay kurstos dika bhaqi neaka eyu eko eti melekti .beqa nkulu amen thznu meshakin

  • @Beteklemichael
    @Beteklemichael 5 годин тому +1

    ኣኪለ ፍልጠት ናይ ወድ ሰብ ዱሩት ዮ።ንኹሉ ይፈልጥ የ ኢልካ ን ተከታተልትካ ከይትከስር ተጠንቐቅ።ካብ ብዙሕ መጽሓፍቲ ናይ ኣጋንትት ካብ ተንብብ ።ቅዱስ መጽሓፍ ተትንብብ እዚ ትገብሮ ዘለካ መሕፈረካን ንስሃ ምዓተካ ኔርካ።መንገዲ ህይወትን ሃቅን ምፈለጥካ ዮ ።እየሱስ ከምዚ በለ "ኣነ ዝህበኹም ሰላም፡ከምቲ ዓለም ትህበኩም ሰላም ኣይኾነን።"

    • @wedzixc
      @wedzixc 2 години тому

      እስኻ ውን ሓደ ካብዞም መታለልቲ ክትከዊን ኣለካ ሎቅማጽ

  • @TesfaTewelde
    @TesfaTewelde День тому

    ናይባሓቂ ኣኪለ ሓዉና❤ኣምላክ ምሳካ ይኩን

  • @getrichordietrying3183
    @getrichordietrying3183 14 годин тому

    Waww wonderful lesson! That book is also on audio on youtube. Thanks big bro. From the Netherlands.

  • @meronaman7842
    @meronaman7842 День тому +21

    Wengel b manim seb ayigetin yu bxaxe wela b papas wela bshek yes bzuhat neti mengedi n risom yitikemilu eyom Amlak gin seb kidhinelu zikil mengedin agelgektun alewiwo 🙏

    • @danielt4329
      @danielt4329 День тому

      But nowhere closer to the Protestant world, don't even think of comparing the so called " prophets " who are looting the poor to others.

    • @AbdelaRomodan-w6g
      @AbdelaRomodan-w6g День тому +1

      ሃሎው ሸኽ ኣይተእትዎ ኣብዚ ጉዳይ ሙስሊም ምስ ናትኩም እምነት ከብድን ሕቆን እዩ ንሕና ክንክተለኩም ብፍጹም ዘይሕሰብ እዩ

    • @ninu12366
      @ninu12366 23 години тому +7

      @@AbdelaRomodan-w6g ቓል ኣምላኽ ኣንብብ ክትፈልጥ ነቲ ዝሞተልካ ጎይታ የሱስ ሰዓቦ ዘይከወን ዘረባ ይትረፍካ

    • @kikiforjesus7939
      @kikiforjesus7939 16 годин тому +1

      Yes Yes Yes 100%
      ዳሓር ክኣ... ኩሉ ሰብ ክፈልጦ ዘለዋ... ዩሁዳ ኣሎ ማለት, ጎይታ የሱስ (እግዚኣብሄርን እታ ዘልኣለማዊት መንግስቱን) መንቅብ ክርከቦ ማለት ኣይኮነን.. ኮቶ ውን ኣይሕሰብን!!

    • @peaceforall9270
      @peaceforall9270 14 годин тому

      ​@@AbdelaRomodan-w6gእቶም ካብ ኦሪት ክሳብ ሕጂ ንእስራእል ላሕ ዘበልዋ ፍልስጤማውያን ዕድል ኣብ ዝረኸብዎ መጽሓፍ ቅዱስ ንምቅጻል ምእመና ንምቅታል ዘይዓርፉ ሙጃህድን መን ድዮም?do u think Islam is ሰላም peace?

  • @HeroBitw
    @HeroBitw День тому +4

    Matthew 7:15: "Beware of false prophets, who come to you in sheep's clothing, but inwardly they are ravenous wolves"
    This verse is part of a warning about false believers. It can refer to people who claim to be prophets or leaders, people who make false religious claims, and religious leaders of Israel.
    The verse identifies false prophets as: Deceptive, Dangerous, Hungry, and Relying on fear-driven submission.
    The phrase "wolf in sheep's clothing" is used to describe anyone who disguises a ruthless nature or evil intent behind an outward show of innocence.
    WISE MEN GOD BLESS YOU...
    APPROVAL 🙏...
    ."Well done-you've worked very hard!"

  • @tadhab3092
    @tadhab3092 День тому +4

    BBC They are layers.

  • @micgrh
    @micgrh 12 годин тому

    Nice Analysis bro. Good. Job.

  • @KakaKaka-j4r
    @KakaKaka-j4r 23 години тому

    ሓደራኹም ካብ መናፍቕ ዝበሃል ቫይረስ ነብስኹም ኣድሕኑ😢

  • @AbrhamkudanealAk
    @AbrhamkudanealAk День тому +2

    ብመጀመርታ ሰላምታ ኣኪለ እዛ ናይ ሎሚ መደብካ ሌላን ጉልላን ዝበዝሓ መደብ ኮይና ምኽንያቱ ኣብ ብሮቲስታንት ዘተኮረ ትራር ጌርካያ ከምዚ ሕነ ቀራናት ጌርካያ።ወይ ጭብጢ ዘለዎ ንጹር ምገበርካዮ።

    • @wedzixc
      @wedzixc 2 години тому

      እስኻ ውን ሓደ ካብዞም መታለልቲ ክትከዊን ኣለካ ሎቅማጽ

  • @biniamgebre2984
    @biniamgebre2984 День тому +9

    ናይ BBC ጸብጻብ ከም ቅቡል ተወሲድካዮ፣ በፍጹም ሓቂ ኣይክትፈልጥን ኢኻ፣ ምኽንያቱ BBC ሰብ ኣጀንዳ ሙዃኖም ዓለም ምሉእ ዝፈልጦም ዩ። ን TB Joshua ን 20 ዓመት ዝኸውን ብደቂቅ ተኸታቲለዮ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ዋላሓንቲ የብሉን።

    • @YonasHaile-m8k
      @YonasHaile-m8k День тому +1

      Thank you🎉

    • @zas-d8x
      @zas-d8x 10 годин тому

      ​@@YonasHaile-m8k VERY TRUE : አበይ እሞ ረክብናዮ : ንብ ዙሓት በረከት ዝኮነ ❤

  • @BrhanuTesfaye-i9n
    @BrhanuTesfaye-i9n 12 годин тому

    ይስዓቦም ጸገም የለን መናስቅነትን ደምበ ተቓውሞን ሓደ ዩ ጽንሕ ኢሎም ኣብ ማዓልቲ በቢ100 ሰብ እንዳፈረሱ ክውዱኡ ዮም። ጸገም የለን

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008 День тому +2

    ሰላም ኣኪለ ጽቡቕ ኣለኻ ዋላ ሕጂ ኣሎ ደው ኣይበለን

  • @Abi_abi1234
    @Abi_abi1234 День тому

    Thank you brother ❤

  • @MedhaneAbrham
    @MedhaneAbrham День тому +5

    ጆሱዋ ከምዚ ትገልጾኦ ዘለካ ኣይኮንእ ቡሓቂ ዓቢ ናይ ኣምላክ ሰቡ ኢዩ ሓቀና ቡምካኑ መንፈስ ቁዱስ ጥራይ ኢዩ ክገልጸልካ ዝክእል ንእ bbc ሰሚዒካ ክትዛረቡ ከቢድ ኢዩ

    • @ruta1324
      @ruta1324 День тому

      You are indoctrinated or brainwashed. No one can change the way you think. Most religions are business.

    • @EBLOVEU
      @EBLOVEU 14 годин тому

      True 👍

    • @zas-d8x
      @zas-d8x 11 годин тому

      BBC ከምዝ ኢሉ ምቅራቡ ጥራይ አብ ቀፃሊ ናቱ credebility አብ ሕቶ ዝእቱ እዩ :: ጠፊእዎ አይኮነን ::

  • @mikalrezene9287
    @mikalrezene9287 День тому

    Great lesson akile thank you 🤙🤙

  • @berheyemane
    @berheyemane 21 годину тому

    መልሲ ሲኢነላ ዝነበርኩ ሕቶ ተመሊሳትለይ Really thanks more

  • @massmadia2965
    @massmadia2965 День тому

    Really, thanks more 🙏 bro

  • @wediosman5487
    @wediosman5487 День тому +3

    ዝበልካዮ ኩሉ ሓቂ ኢዪ። ንዚ ንጹር ዝበልካዮ ናብ ካልእ ዝትርግሙዎ ትሃልዮም ከኣ ካብቶም ከመይ የታለሉ ዝብልካዮ ዝተታለሉ ጥራይ ኢዮም ክኩኑ ዘለዎም።

  • @MichaeleGhebrehiwot
    @MichaeleGhebrehiwot День тому +2

    One day in one Eritrean Pente church in London I heard a pastor called Simon as saying to his congregations in his church program “ Entay zitemahiren zeytemaharen hade endyom zikifelu: timihirti ayediliyekumin yu : Tim elkum siruhu” . I was then shocked by his message . I am sure most of the people who heard his ill advice message might have believed him .

  • @asmerommehari7288
    @asmerommehari7288 День тому

    Great lesson akile thank you❤

  • @mumeryoutube5903
    @mumeryoutube5903 День тому

    Akililu this info, advise are most important, useful

  • @weynits571
    @weynits571 День тому +5

    ኣኪለ ሓወይ ብጣአሚዩ ደስ ዝብል ተቅርብ በሊሕ የአምሮ ኢኻ❤❤❤ክሉሻዕ ሪስፔክት ዘለዎ ኣዘራርባኻ,ግን ጽቡቅ አናገልጽካ ብዛአባ አምነትስ ይሰምዓካ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ፍልጠት የብለይ አንበር ትብል ስለምንታይ ከትንብብ ዘይትፍትን???አዚ ትምህርትኻ መሊሱ ምመቀረ ነይሩ ኣኪለ ሓወይ❤🎉❤

  • @Godisgood7929
    @Godisgood7929 15 годин тому +1

    Am protistan gen Zblo Zelo haki eu egziabihir meshketi aykonen 🖐🏻🖐🏻

  • @GoitomMekonnen63
    @GoitomMekonnen63 10 годин тому

    Good job!

  • @YafetLbab
    @YafetLbab День тому +3

    ጻጻ ጉደኛ ኡዩ ኣብዚ ከናዳ ናይ ስንኩላን ጉሩ ኡዩ ዝከይዲ ምክንያቱ ናይ ፓሪክን ከይከፍል ጻጻ ከም ሱሙ ገንዘብ ከመይ ከዚመጺእ ይፍልጦ ኡዩ ይብላዓዮም ደኣ ነዚኦም ደናቁር ሳዓቡቱ

    • @RobelTekia
      @RobelTekia День тому

      Hamed yegbrom desi enda belna weshl kabu nelel qoyenu texwtulom

  • @wintahaile-wn6n
    @wintahaile-wn6n День тому

    U Explain it very well I appreciate that God bless you 🙏

  • @GoitomYemane-l6m
    @GoitomYemane-l6m 8 годин тому

    Aklelu mdabtka btame xbuk qaxlo kblaka ymena
    Gan hante heto alatne bzab ab kampla zgabar zallo
    Manqasaqc kawxe kallo sab abte bota hada sab ab afdag nayte öffeac xanhu admaka kndeze aykonan endabla kab yahwatna ganzab kekaflu yagadedom allo
    Abze eba qrub afleto talak gala balana
    Thanks so much

  • @yebiokelati
    @yebiokelati 19 годин тому

    As U tuber all your program is excellent

  • @fitnesstraining5100
    @fitnesstraining5100 День тому +1

    Very interesting 👌 don't believe to others believe your self ❤

  • @kudusgi9728
    @kudusgi9728 23 години тому

    100% correct 👍

  • @aronbrhane374
    @aronbrhane374 День тому +2

    ሃደ ሃደ አለው ዘይተዋህጠሎም ኮሜንት ዝጽህፉ ዘለዎ ሰባት ወሃጥዎ ልእሊ እዚ ሃቂ የለን ዋሃጥዋ ።

  • @Selam-Selam-j7l
    @Selam-Selam-j7l День тому +1

    Ruhus awdamet akile, n Kampala kimexi yhasib aloku emo geust house bikemey kirekib ykil eba habereta pls ❤🙏

  • @ZebibeTekia
    @ZebibeTekia 18 годин тому

    Akile hawey blessed🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @muliemulie7053
    @muliemulie7053 День тому +5

    Selam niaka Akile hawey. Sahti ewan medebatka yketatelo eye, btaemi xbuq mehari zkone thzto eka teqrb nierka. Lomi gn bzuh ab zeytfelto b elomo endabelka again ab kulu biete emnet endabelka targeteka gn ab hade emnet atekuirka mzrabka nrznetkan biqatkan zeymtn medeb eqa adalika.

    • @aloniab93
      @aloniab93 День тому +1

      Akile u are very wise man ,u seid all the truth

    • @NMW-ed8vt
      @NMW-ed8vt День тому

      Haki endiyu mo abiom emnet keyhlweka nebska fetish

    • @thesprinter7644
      @thesprinter7644 День тому

      U have negative attitude bro sry

  • @danielzere9480
    @danielzere9480 День тому +4

    ኣኪለ እቶም ዘታልሉ ምዕቡላት ሽፋቱ እዮም።እቶም ዝታለሉ ድማ ደናቑርን ድሑራትን እዪም።

  • @MenghisMogos
    @MenghisMogos 23 години тому

    Absolutely right Akile 100% true

  • @furtunamichael7969
    @furtunamichael7969 День тому

    Aklilu smart ,exellent vidio❤❤

  • @gaulmokieerey263
    @gaulmokieerey263 День тому

    Ewiyyy kndey seb eba ybelasho alo bezi zeytekim qolia Egziabher ayne lboniu ykifetelu thank you akile hawina kea

  • @Hello-zu9ny
    @Hello-zu9ny День тому

    Good topic and good explanation !!

  • @VsherEDITZ
    @VsherEDITZ День тому +6

    What are you talking about you don't have ideas about Gospel

  • @HiwetDesta
    @HiwetDesta День тому

    ብሓቂ100%

  • @Yoram-xi1xc1bs9b
    @Yoram-xi1xc1bs9b День тому

    ጽቡቅ መደብ ኣኪለ

  • @lulrbahri
    @lulrbahri День тому +7

    ሓቂ ዘረባ ማራ ደኣ ተሪሩ እንበር ኣብ ኤርትራ ዝተወገደስ ብዕላማ ምኳኑ ትርዳእ

    • @Joninayyesus1
      @Joninayyesus1 День тому +1

      😢 ኣበይ ኢልኪዮ እሞ እንበር ንስኹም ተሳድዱ ንስኹም የሕሊፍኩም ትህቡ ንስኹም ትጸርፉን ከማኹም ገሩ ንደም ንምፍሳስ ዝቀዳደም ህዝቢ ኣይተሰምዐን
      እንተ እቲ ርኹስ መግስትኹም ዝገብሮ ዘሎ ድማ ክገጥመና ሙኻኑ ኣጽኒዑ ምሂሩና እዩ ንጉስና
      ናይዞም ክልተ ሰለስተ ዘይኣኽሉ እፍሊ ረሲኣን ገሮም ኢልካ ንኣሽሓት ኣበርን ርኽሰትን ዘይብሎም ክትልክሙ ይገርም እዩ
      Matthew 10 ትግ - ማቴዎስ
      17-18: ናብ ዋዕላ ኺወስድኹም፡ ኣብ ቤት ጸሎቶም ድማ ኪገርፍኹም እዮም፡ ንኣታቶምን ነህዛብን ንምስክር ኪኸውን፡ ምእንታይ ናብ መኳንንትን ናብ ነገስታትን ክትውሰዱ ኢኹም እሞ፡ ካብ ሰብ ተጠንቀቑ።
      19: ኣሕሊፎም ኪህቡኹም ከለዉ፡ እንታይ ከም እትዛረቡ፡ በታ ጊዜ እቲኣ ኺውሀበኩም እዩ እሞ፡ ከመይ ወይስ እንታይ ከም እትዛረቡ ኣይትጨነቑ።
      20: መንፈስ ኣቦኹም እዩ ኣባኻትኩም ዚዛረብ እምበር፡ ንስኻትኩም ኣይኰንኩምን እትዛረቡ።
      21: ሓው ንሓው፡ ኣቦ ኸኣ ንውሉድ ኣሕሊፉ ንሞት ኪህብ እዩ፡ ውሉድ ናብ ወለዶም ኪትንስኡን ኪቐትልዎምን እዮም።
      22: ስለ ስመይ ከኣ ኵሉ ሰብ ኪጸልኣኩም እዩ። እቲ ኽሳዕ መወዳእታ ዚዕገስ፡ ንሱ ኺድሕን እዩ።

  • @AmanArhe
    @AmanArhe День тому

    Great haw akile❤

  • @merhawitandegergish2839
    @merhawitandegergish2839 День тому +2

    Brilliant explained, thanks 🎉🎉🎉❤❤❤ that is very true

  • @weynits571
    @weynits571 День тому +3

    ❤😂🎉❤🎉ብሩኻት የሕዋተይ የሱስ ክርስቶስ ክፈርድ ክመጽአ ኣብ ኣፍደገዩ ዘሎ 😂ዝኸብደና ንዑኡ ንሃቦ ንጸውዓዮሞ አቲ ድልየትና ክገልጸልናዩ ካብ ኮንቪዝ ዓለም ንውጻአ ሰናዩኮ ኣምላኽና ክሉ ዝከኣሎ ❤🎉❤🎉❤🎉 ነንሕድሕድና አንዳተፋረድና የሱስ ክርስቶስ ክፈርድ ብኽብሪ ብመላአኽቲ ተዓጂቡ ክመጽአዩ ካብ ፍርዲ ኣምሊጥና ዲና??? ሎሚ ጽባሕ ኣይንበል ጽባሕ አንታይ ከምንኸውን ኣይንፈልጥን ኢና😂😂😂ብህይወት ጸወታ የሎን

  • @AmineRaki-xq7ov
    @AmineRaki-xq7ov День тому

    Akilu my beloved bror iam so proud of you God blees you thank ❤

  • @weldegebrielredi43
    @weldegebrielredi43 День тому

    ❤❤ bilixiti medeb kexilo

  • @weynits571
    @weynits571 День тому

    ❤🎉❤John 10 ትግ - ዮሃንስ
    10: ሰራቒ፡ ብጀካ ኺሰርቕን ኪሐርድን ኬጥፍእን ኢሉ ኣይመጽእን እዩ። ኣነ ግና ህይወት ምስ ተረፉ ምእንቲ ኺረክባ እየ ዝመጻእኩ።
    11: እቲ ሕያዋይ ጓሳ ኣነ እየ። እቲ ሕያዋይ ጓሳ ህይወቱ በጃ ኣባጊዑ የሕልፋ።❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @mulubrhanhagos3244
    @mulubrhanhagos3244 День тому +4

    Akile ab hasot zitemerkose documentary film temerkuska sebat awar kitgebr miftanka which is an acceptable dehar kea niaka tikikil zikone nkalie gega kikewen ykiel eu slezi in my point of view to me bzaeba TB Joshua zemxakayo kab haqi zrehaqe eu amlak zikefeto Dama manm ayaxwon eu enho keman eti church kab zinebero nilaeli koinu yqxel alo .

    • @wedieri8264
      @wedieri8264 20 годин тому

      ይቕጽል እወ ናይ ህንዲ ጣኦት ከማን ይቕጽል ኣሎ

    • @zas-d8x
      @zas-d8x 11 годин тому

      ትክክል : ንሰብ ዘደናግር ስራሕ እዩ አቅሪቡ ዘሎ: አይኮነን ከም TB Joshua : ርብዕ ናቱ እንተዝህልወና : አብ ዓለም ተበቲና መሕዘኒ ሕዝብ አይምኮናን : ህዝብና ፀበል ኢሉ ክሳብ ሕጂ ምሩፅ ሐመድ እንድዩ ዝቁሕም : አብ እምኒን ስእልን እንድዩ ዝሰግድ : አበይ እሞ ረክብናዮ TB Joshua : እዝ ሕዝብና ቀናን እዩ ::

  • @petrosdawit7380
    @petrosdawit7380 День тому +3

    Wela ko xbuk medeb tekone gn ay trdann nyzi ertrawi pastor seli amxika gn ka key tezarbka wexika?🤔

  • @dove-light1
    @dove-light1 13 годин тому

    አነ ተኸታሊት ፔንተ እየ ግን አይታለልን ምኽንያቱ ነቶም ሓሰውቲ ነቢያት ኢና በሃልቲ ብመጽሓፍ ቅዱስ መሰረት ስለዝመዝኖምን ጎይታ ስለዝረድኣንን፣ ብዙሕ ግዜ ዝሸኽዑ ብምድራዊ ነገር ባህግታት ዘለዎምን መጽሓፍ ቅዱስ ዘየንብቡን ብውልቆም ዘይጽልዩን እዬም ስለዚ መጽሓፍ ቅዱስና ሰባት ዘይኮኑ ብዓልና መንፈስ ቅዱስ ክገልጸልና እንዳ ጸለና ምጽናዕ ዩ መፍትሒኡ።

  • @MrGezai
    @MrGezai 19 годин тому +1

    ሰብ ኣብ ዘይዓውዱ ኪዛረብ ከሎ እንድዩ ዚጋጌ: ነቲ መንፈሳዊ ነገር ብኣእምሮ ክትገልጾ ኣይካኣልን እዩ: ካልኣይ ድማ እቲ target ኣብ ሓንቲ እምነት እያ ዘላ ተኣረመላ:
    መምህር ግርማኸ ጥዑይ ኢልካ ዲኻ ትኣምን? ኣሽሓት ሰባት ዚኽተልዎ ብምጥፍፋእ ተኣሲሩ ዚነበረ:: ወይስ ኦርቶዶክስ ስለ ዚኾንካ ንሒፍካዮ?
    እህተ ማርያም እትባሃል ከ ኒሒፍካያ?
    ጸበል እናበሉ ሓመድ በጽቢጾም ዘስትይዎ ብገንዘብ እናሽሸጡ:
    ኣብ ኢትዮጵያ ኣነ ማርያም እየ ኢላ ዚተንስኤት ኦርቶዶክሳዊት ሰበይቲ ኔራ ብፖሊስ ተኣሲራ
    ኣነ ጴንጤ እየ ግን እዞም ሓሰውቲ ነብያት ብመጽሓፍ ቅዱስ መርሚረ ትንቢታቶም ሓሶትን materialism ምኻኑን ፉሊጠ እየ: ግን ኣብ ኦርቶዶክስ ኣብ ካቶሊክ ኣብ እስላምን ካልኦት ሃይማኖታትን ሓሰውቲ ነብያትን ሓሰውቲ መምሃራንን መዳናገርትን መዝመዝትን ከም ዘለዉ ይፈልጥ: ኦርቶዶክሳውያን ግን ነብስኹም ነጻ ኢኹም ተውጽኡ እዚ ድማ ዓቢ ጌጋ:: ስለዚ ኣብ ኩሉ ዘሎ ብማዕረ ኣይተምጽእዎን ኢኹም be fair

    • @bestfans
      @bestfans 15 годин тому

      Ezom zbelkayom ztewegezu eyom bzuhat Orthodox wn teqawimomom....nay xaxe zbehal hawna zteqawemwo yhlwudo knelt mdeleku

  • @G.K.7419
    @G.K.7419 День тому

    ኣኪለ ከምዚ ዓይነት ብሉጽ ሓሳብ ብመቅራብካ ክትምስገን ይግብእካ ቀጽሎ እዞም መታለልቲ ንክነደይ ሰብ እዮም ዘጥፍኡ ዘለው።

  • @MogosKiross
    @MogosKiross День тому

    Bro i always ask myself almost the same question as well, eg like Eritrean selling Eritrean in ሊ ብ ያ ስንያ ሱዳን አትዮጴኣi found the answer all by myself 😁and now another better and true......answer thanks mr Akile

  • @MihreteabGebreab
    @MihreteabGebreab День тому +4

    ናይ ኣቅሽሽቲ ዘሎ ኣምጽእ

    • @daniehagos3312
      @daniehagos3312 День тому

      Kkkkk aqshiti da entayy geromm menafkan

    • @KakaKaka-j4r
      @KakaKaka-j4r 23 години тому

      ናትኩም ጉድ ዘይውዳእ😂😂😂

    • @zas-d8x
      @zas-d8x 10 годин тому

      ​@@daniehagos3312ደብተራታ ትን: አቅሽሽትን ደአ ሰረይቲ : መርዓ አይተዓደምኩን ኢሎም ዳስ ዘፅል ምቱ : ወንጌል ክንድ ዝሰብኩ : ፅ ውፅዋያት እንዳ ነገሩ ብስም ተስካር : ዓዕፅምቲ ሰብ ዝግህፁ : መን እሞ ክቆፅሮ ጉዶም 😂😭🤮: ብስም ፀበል ምሩፅ ሓመድ ዘቁ ሕሙ : ብስም ፀበል ካብ አፍ ገበልን : ዕንቅሪቢት ንዝተረፈ ማይ ዘስትዩን ዝነፅጉን : በጃካ አይተዛርበና 😂 : ሓቂ መሪር እዩ ::

    • @zas-d8x
      @zas-d8x 10 годин тому

      እወ ናይቶም ቡዳዳት : ሰረይቲ : መርዓ ዘፅልምቱ : ብስም ተስካር : ዓዕፅምት ሰብ ዝግህፁ : ፀበል እዩ እንዳ በሉ ንህዝብና ምሩፅ ሓመድ ዘቅሕሙ : የምፅአልና:: እሞ ከአ TB Joshua ን Neby Abel ን ተንክፉ ናፃ ክከይድ: Nooo😂😂

  • @elsaselemon4057
    @elsaselemon4057 День тому

    Thanks Akile hawna New brand nebi nbeynu😂😂😂

  • @Challeng5468
    @Challeng5468 День тому +1

    Nay bihaki akile diguahaf yeblun zerebaka keep up going

  • @famfish07
    @famfish07 День тому +2

    AKLILU NEVER SPEAK OF PRO T.B. Joshua. You will remember this video for the rest of your life.

    • @ermiFamily
      @ermiFamily День тому

      Right bro I think he doesn't know T.b Joshua. He knows him through BBC

  • @ፊፊየ
    @ፊፊየ 20 годин тому

    ኣብ ከምዚ ሳይንስ ከም ዘረጋግጾ ደቂ ኣንስትዮ የን ብብዝሒ ናብ ሓድሽ ነገር ዘብላ ይባሃል

  • @Galshabiya
    @Galshabiya День тому

    Well said akile good job

  • @Senichoart
    @Senichoart День тому +6

    ንሰልዲ ክትብል ንስኻ ዘየረጋገጽካዮ ዘይተጨበጠ ሓሶት ዘረባ ትዝርግሕ
    ነቲ ዓቢ ኣገልጋሊ ኣምላኽ ንወንጌል ክንደይ ዋጋ ዝከፈለ ንስኻ ከተላግጸሉ
    ተሕዝን ቲቪ ጀስዋ ከምዚ ንስኻ ትገልጾ ወይ ከምቲ bbc ዝሰንዕዎ ድራማ ኣይኮነን

    • @ermiFamily
      @ermiFamily День тому +2

      Right bro I appreciate you. everyone doesn't know to T.B Joshua they know him after the BBC documentary.

    • @RobelTekia
      @RobelTekia День тому

      Kkkkkk halay san felttka tetfe aleka helm da bel zegdlo yelen enber waham

    • @siemtekie77
      @siemtekie77 День тому

      😂😂😂😂😃

    • @maraedimontonedimonton
      @maraedimontonedimonton День тому

      ብኻ ምሳኦም ሓዊ ረኪዕልካ😂

  • @jemalibrahim7416
    @jemalibrahim7416 2 години тому

    ሰላም መምህር ኣክለ ኣዚካ በሊሕ ሙሁር ትዛረቦ ትፈልጥ ሙካንካ ከመስግነካ ይደሊ። ቑዱስ ቑራኣን ናይ ሙስሊማና ኣንቢካ ትፈልጥ ዶ ተገዲስካ መልሰለይ ኣኪለ ሓወይ ። የቀኒየለይ

  • @selamselam2754
    @selamselam2754 15 годин тому

    ዋላ አነ ድንጽው እዩ ዝብለኒ ንመታለሊ: ሓሳዊ ሰብ ብከመይ ብበዝሂ ሰብ ይኽተሎም ❓

  • @mekonnentesfamariam6291
    @mekonnentesfamariam6291 21 годину тому +1

    ጌጋ ክከውንይክእል እዩ እንዳበልካ ዶ አሎ እዩ??ሐቅነቱ ከየረጋገጽካ ስለምንታይ ፕሮግራም ትሰርሕ???

  • @grmshadenn7921
    @grmshadenn7921 23 години тому

    Emnetn wlke sebatn nfelalyom!!!nezom abnet ntkemelom zelena wekelti nay gezaeh elamaom enber nay emnet wekelti aykonun‼Hade akall tray(wegen emnet)Abnet ktgebro fthawi gbueh aykonen...

    • @teklutesfaldet216
      @teklutesfaldet216 16 годин тому +1

      Haqka wedey eziom views tray eyu zreayom translate geyrom knday ykesbu tray eyu hlmom mlektom zkone ykun aygudayomn eyu

  • @donbosco3732
    @donbosco3732 13 годин тому +1

    ብዛዕባ ጆሴፍ ክፒተረ ይኹን ነብይ ጆስዋ ብዙሕ ተዛሪብካ:: ብዛዕባ እቲ ብስእሉ ኣሰኒኻ ኣብ front page ኣውጽእካዮ ዘለኻ ነብይ ኣቤል ግን ምንም ኣይበልካን double standard ዶ ክንብሎ ዋላስ audience attraction ::ርግጸኛ እየ ብዙሕ ሰብ ነቲ ስእሊ ናይ ኣቤል ርኡዩ ነዚ ቪድዮ ከም ዝረኣዮ :: ምክንያቱ ኣቤል ዓቢ ኣርእስቲ ኮይኑ ስለዘሎ ኣብዚ ግዜ እዚ ::ግን ከኣ ምንም ብዛዕብኡ ኣይበልካን:: ጥንቃቐኻ ይድንቆ ግን ብዘይ ምትሕውዋስ ይኹን::😊

    • @zas-d8x
      @zas-d8x 10 годин тому

      ብዋጋ አቤል ገንዘብ ክረክብ : አበል ከአ ክፅለም ምግባር ቅቡል አይኮነን :credibility የጥፍ አሎ :

  • @Newsam-zg7zr
    @Newsam-zg7zr 12 годин тому

    ኩቡር ሓው፡ኣብዛ ምድሪ ነቶም ሓቀኛታት ናይ ኣምላኽ ሰባት ዝመስሉ ሓሰውቲ ከምዝህሉዉን ከምዝመጹን፡ጎይታና የሱስ ክርስቶስ አውን ኣጠንቂቁና አዩ።ብፍሪኦም(ብትምህርቶም፡ባህሪኦም ገላ5፡19-24 ወዘተ....) ኢኹም አትፈልጥዎም ውን አሉና አዩ።ብሰንኮም ግን ነቶም ሓቀኛታት ክንልክም ኣይግባአን።ኣብ ከም በዓል tb.joshua ዝኣመሰሉ ከኣ ብድፍረት ዘይምዝራብ ይሓዪሽ።ባዕልኻ ትምህርቱን ፍሪኡን ሪኢኻ ምዝራብ ዪሓይሽ።bbc ከጸልምዎ አሎም ከምኡ አንተበሉ'ኽ።ንክርስቶስ የሱስ አውን ከምኡ ጌሮሞ አዮም(አቶም ምስኡ ዝነበሩ ከምበዓል ይሁዳ ኪሒዶሞ አዮም ፡ኣብ መወዳአታ ከኣ ሰቒሎም ቀቲሎሞ)።ማቴ 7፡15-23

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091

    Amazing

  • @kikiforjesus7939
    @kikiforjesus7939 16 годин тому +2

    ኩሉ ሰብ ክፈልጦ ዘለዋ... ዩሁዳ ኣሎ ማለት, ጎይታ የሱስ (እግዚኣብሄርን እታ ዘልኣለማዊት መንግስቱን) መንቅብ ክርከቦ ማለት ኣይኮነን... ኮቶ ውን ኣይሕሰብን!!
    ደድሕሪ መን ትኸይድ ድማ, እግዚኣብሄር የእሙሮ ሂቡካ ኣሎ ሞ...ምስትውዓል እዩ!!
    ግዳ ከይረፈደና... ብዛዕባ ሂወት ዘልኣለም ንሕሰብ... እትምንታይ, እዚ ሕጂ ዘለናዮ ግዝያዊ ሂወት በቲ ኮይኑ በቲ ምብቁዑ ስለ ዘይተርፎ, ምዓስ ውን ዝፈልጦ የልቦን !!
    እቲ መንገዲ ድማ እንኮ ሓደ እዩ.... ንሱ ድማ እቲ በጃ ሓጥያትና ገንሸል ኮይኑ ተሰዊኡ... ምስ ኣቦ ዝዓረቀና...
    እንኮ ቡቁዕ ሙሉእ መስዋእቲ ሓጥያት............
    ጎይታ የሱስ ክርስቶስ እዩ!!
    ቡዙሕ እንተተመጻደቅና...እግዚኣብሄር ን ልብና ይፈልጦ እዩ ሞ... ንዓና ክሕሸና...........ንጠንቀቅ!!
    John 14 ትግ - ዮሃንስ
    6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።

  • @adiamhabtom3514
    @adiamhabtom3514 День тому +2

    ብከሙኡ ተመጺካ ሩኡይ ናይ ኦርትዶክስ ዘይ ትገብር ኦርዮዶኩስ ኮ ብዮንሴ ናብ ኢትዮ ምስ መጸት ታቦት ዘውጸኤት እያ ቅድም ኣብ ዓይንኩም ዘሎ በስር ኣውጹኡ ድሕሪኡ ኣብ ናይ ካልእ እምነት ክትዛረቡ ናትኩ መጀመራ ራኣዩ ብክንደይ ደባትር እንዳ ተመሓደርኩም ኣብ ካልእ እምነት ምውርዛይ ግደፍዎ

  • @SB-mj1pr
    @SB-mj1pr День тому

    Dear Aklilu,
    I completely understand where your argument is coming from, and I fully agree with you regarding those who manipulate the message and exploit people. However, I must respectfully disagree with you because I believe you’ve overlooked an important point-it is only a few who have misused the dreams and aspirations of the vulnerable to advance their agendas. These individuals, understanding human behavior, have unfortunately found success.
    You see, God teaches us not to be afraid and to believe that every challenge we face is meant to shape us into better versions of ourselves. The majority of true believers preach this message, yet they often fail to gain the traction needed to reach those who need it most.
    I would encourage you to recognize the oversight in your argument. Instead of generalizing, it would have been more impactful to point out the specific issues within the church. In your video, it felt as though you generalized all evangelicals as false prophets, which is simply not true.
    That said, I admire your work and your courage in speaking out. Please remember, God did not create us to live in fear.

  • @zaidteklay67
    @zaidteklay67 15 годин тому

    ኣነ ገሪሙኒ ዘሎስ ቀዳማይ ነገር ሰለ BBC ኣይትካታዕ ስለ እቶም በድገምትን ጥንቆላን ስብ ዘጸሉሉ ዘለው ደብተራታት ሜርጌታታተት ድኣ ዘይትዛረብ መጀመርታ ቃል ኣምላክ ኣንብብ ምድሓን በኢየሱስ ጥራይ እዩ ኣቤል ካኣ ሰብ ክሳብ ዝኮነ ክጋገ ይክእል እዩ ።ግን ናይ ሓደ ሰብ ኢልካ ንኩሉ እቲ ኣማኒ ምጽላም ጽብቅ ኣይኮነን ሓሰውቲ ነብያት ኣለው ሓቀኛታት ነብያት ካኣ ኣለው ሰለዝ ኣመዛዝን ።ካብ መጽሓፍቲ ተንብብ ቃል ኣምላክ መጽሓፍ ቅድስ ኣንብብ ኩሉ ክበርሃልካ እዩ ተባረክ

  • @YoniYoni-pp7hu
    @YoniYoni-pp7hu 20 годин тому

    አኬ እንኳን ለብርሃነ ልደቱ በሰላም አደረሰህ

  • @በርጌድንሓመዱመለይ

    ናቱ ጌጋ ኣይክነን ነይቶም ዝኣምኑዎ ኢዩ ኣበይ እሞ ክምቲ ናቱ ዕደል እንትዝፍጥረለይ

  • @agape6011
    @agape6011 День тому +3

    Akile please about prophet TB Joshua is topical wrong,,, do deep research , it is just accusations.

  • @amanuelberhedebas8621
    @amanuelberhedebas8621 День тому

    Cheers