''ግብረ መልሲ ን መልሲ ኣወል ስዒድ ፣ ቅንዕና ዝጎዶሎ መአረምታ ብዛዕባ ፍትሃ ነገስት '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 21 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 528

  • @MeronGrmay-rv5zm
    @MeronGrmay-rv5zm 16 днів тому +25

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህርና መምህር ካሳሁን ብሓቂ ኣገላልጻኻ ብንጹር ኣቀራርባኻ ከየድነቅኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ሰብ እንተጸረፈካ ሕማቅ እንተጸሓፈልካ በፍጹም ኣይሰማዕኻ ክርስቶስ ሓቀኛ ካብ ኮነ ክርስቲያን ከኣ ስለ ሓቂ ክንመውት ይግበኣና የቀንየልና ❤❤❤

  • @tesfamichaelymesghen464
    @tesfamichaelymesghen464 16 днів тому +9

    ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ኣዕዚዙ ይባርኽካ ካሴ ሓወይ። በርትዕ!!!

  • @Semerebereketab-t6y
    @Semerebereketab-t6y 7 днів тому

    ቃለ ሂወት ኣጀኹ ኩቡር ኣቦና በርትዑ ኣሜን❤❤

  • @NakHida-wp9yd
    @NakHida-wp9yd 16 днів тому +25

    ካስሁን ሓውና ነቅፌታ ንመራሕቲ ቤተክርስትያን(ስዓርዎ ነቲ ኣሲርኩም ዘሎ ትዕቢትን ኣንነትን)። መልሲ ዘይረኸብኩሉ ዘለኹ።እቶም መራሕቲ ቤተክርስትያን ን ቤተክርስትያን ኣብ ክልተ መቂልኩማ ዘለኹም ንስኹም ዘይኮንኩምን።ግደፎ እዚ ናይ ኣወል።እቲ ቅድም ናይ ደገፍትን ተቃወምትን ሕጂ ኽኣ ናይ ኣቦና ኣንጦንዮስን ናይ ቅዱስ ሲኖዶስን እናበልኩም ቤተክርስትያን ፋሕፋሕ የእቲኹምሉ ዘለኹም። ካብዚ ዝኸፍእ መከራ እንታይ ኣሎ።ምናልባት ስለዝተለማመድናዮ ቀሊል ይኸውን፡ሳዕቤኑ ግን ከቢድ ከይኮነ ኣይክተርፍን እዩ።ናይ ማንም ጸግዒ ኣይኮንኩን።መጀመርያ ግን ቤተክርስትያን ሓንቲ እያ።ዝምህር እምበር ሰሚዑ ዝርዳእ ተሳኢኑ።
    ዲያቆናት ነሐድሕዶም ይወናጀሉ፡
    ካህናት ነሐድሕዶም ይተፋነኑ፡
    ቤተክርስትያን ተመቃቂሉ፡
    ህዝቢ ኣብ መንጎ ተቀርቂሩ፡
    ዎ ኣምላኽ ዘረዳድእ መንፈስ ፍጠረሎም።

    • @sarasari2661
      @sarasari2661 16 днів тому

      ❤❤❤❤❤ no words

    • @puturgodfirst3345
      @puturgodfirst3345 15 днів тому

      Enjera alem blae hawey gn mszi kulu lbnaka tekawamay ktkewn aleka

  • @ዛፉጓልክርስቶስ
    @ዛፉጓልክርስቶስ 16 днів тому +12

    🎉አሜን "፫ ቃል ህይወት የስመአልና መምህርና 😊❤ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር✝️💗❤️

  • @Gebremedhn12
    @Gebremedhn12 16 днів тому +3

    ቃለ ሂወት የስማዓልና መምህር ሓውና ትክክል ኣለኩም ሃይማኖትና የሕሊፍና ኣይንሕብን በጃኩም ብእማነትኩ ኣይትማጸደቁ ኣትማሳሰሉ ደቂ ተዋህዶ ብፍላይ እቲ ፍተሓ ነገስት ኣብታ ጉኑ ኣላ ብኣምሓርኞ ጽሑፍ ኣላ ንዓና ከዳናግረና ኣይክእልን ብፍጽም ደቂ ተዋህዶ ንቅሑ ኣብ እምነትኩም ✝✝✝🙏🙏🙏☝☝

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 16 днів тому +1

    መምህረይ ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዝአቢሄር ፀግኡ የብዝሐልካ እምነትና ሓቀኛ ወታደር የድልያ አሎ ርሑስ ባዓል ልደት ይግበረልካ ምሰሰ ሙሉእ ስድራኻ አሜን 🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🎉🎉🎉🎉🎉

  • @gerienegash7154
    @gerienegash7154 16 днів тому

    ንፉዕ መምህርናን ሓውናን ካሳሁን አግዚአብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ✝️🥰🙏

  • @hiwanhabte3152
    @hiwanhabte3152 16 днів тому

    Amen Amen Amen kal hiwet ysmalna edmen tenan yhabka fetari 😍😍

  • @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ክብር ሓወና ካሳህን ❤❤❤

  • @tesfamariam2155
    @tesfamariam2155 16 днів тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 16 днів тому +1

    አሜን ((3)) ቃል ሂወት የስመዕልና ኩቡር መምህርና 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️

  • @ሸዊት-ትግራይ
    @ሸዊት-ትግራይ 16 днів тому

    Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak edmen tenan yehabkum ❤❤❤❤❤

  • @luwamgebremikael6727
    @luwamgebremikael6727 16 днів тому

    🙏⛪❤️ብጠዓሚ ጹፉፍ መግለጺ ቃል-ሂወት የስመዓልና መምህር

  • @tebletzembaye5776
    @tebletzembaye5776 16 днів тому +13

    ምምልላስ ምትህልላኽ ግብሪ ኣምላኽ ኣይኮነን:: ንፍቅሪ እምበር ንምብኣስ ኣይንተዓጠቅ ኣምላኽ ፍቅሪ እዩ::ንፋሕ ኢሉ ዘሎ ምእመናን ናብ ደንበ ኣምላኽ ምምራሕ ሓላፍነት ኣሎኩም::

  • @AngesomMesfin
    @AngesomMesfin 16 днів тому

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና❤🎉❤🎉 እግዚኣብሄር ይደግፍካ❤🎉🎉❤

  • @silasghebrelul4138
    @silasghebrelul4138 16 днів тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስን
    ማዓልና🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @MarthaWelday
    @MarthaWelday 16 днів тому

    Kal hiwet yesmialna memhrna egziabher yigesitso nezi Awel sdi. ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hgkodxzx1378
    @hgkodxzx1378 16 днів тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝቃል ሂወት የስመዕልና ❤

  • @Natna_media
    @Natna_media 16 днів тому

    ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ መምህር ካሳሁን :ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @mesay-k9l
    @mesay-k9l 16 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤ብጣዕ ጽቡቕ ገሊጽካዮ መምህር❤❤❤❤ቃለ ህይወት ይስማዓልና❤❤❤❤❤

  • @legesedenesayteklehaymanot9128
    @legesedenesayteklehaymanot9128 16 днів тому

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህር በእውነት።

  • @amanuelhaile8591
    @amanuelhaile8591 17 днів тому +5

    ቃል ሂወት የስምዓልና ድያቆን 22:16

  • @GirmayEssak
    @GirmayEssak 17 днів тому +11

    ናይብሓቅ ጽብቅ ዝኾነ መረዳእታ ረኽብናላ ኣለና
    ቃላሂወት የስማዓልና።

    • @akbbbbbhhb
      @akbbbbbhhb 16 днів тому +1

      ኣስላማይ ወዲ መሓመድ ገይ መነዲኡ ሽም ናይ ኣቦታቱ ኣልዒሉ ተዛሪቡ ኢዩ ወዲ ገይ

    • @weinikeleta3461
      @weinikeleta3461 16 днів тому

      Nay behaki wediza resah egziabeher Amlak yekizefo 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤

    • @weinikeleta3461
      @weinikeleta3461 16 днів тому

      Eway hagerna ab kemiz wedik Zehizn eyu 💔💔💔🙏✝️

  • @zafuzafu6588
    @zafuzafu6588 17 днів тому +1

    ናይ ብሓቂ ብዙሕ በብእዋኑ ኣድለይትን መምሃርን ማዓድትን ዝኾኑ ትምህርትታት ስለተቕርበልና ብሓቂ ንኾርዕ ንሕበን ደስ ይብለና ነኽብረካ
    በለ ሃይወት የስመዐልና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና

  • @7842-b8c
    @7842-b8c 16 днів тому

    ኣሜን❤❤❤ቃል ሂወት የስመዓልና❤❤❤❤

  • @MichaelTesfamichael-u9y
    @MichaelTesfamichael-u9y 17 днів тому +4

    ሓሰዎት ብሓሰዎት እዮም ዘዕርይዎ።ዝተዎህቦም እዮም ዝገብሩ ዘለው።ሰብ ግዜ።ኣጆኻ፡መምህር❤❤😢😢

  • @bitatv6004
    @bitatv6004 17 днів тому +2

    ቃል ሂወት የስማዓልና መምህር❤❤

  • @mihreteabmichael1125
    @mihreteabmichael1125 16 днів тому

    Amennn kale hiwet yesmealna. Tebarek
    Thanksss a lot. Continue...

  • @gideomberhe7620
    @gideomberhe7620 16 днів тому

    አሜን አሜን አሜንንን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚአብሄር አምላክ ጸጋኡ የብዚሕ

  • @Hagostesfit
    @Hagostesfit 16 днів тому +4

    ቃለ ሂወት የስመዓልና መ/ም

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
    @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ 16 днів тому +2

    God bless you My teacher thank you ⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪💖💖💖🕊🕊🕊🕊

  • @DawitKuburom
    @DawitKuburom 17 днів тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና❤❤❤

  • @habeshaentertainment2740
    @habeshaentertainment2740 16 днів тому

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጽቡቅ መልሲ ኢዩ🎉🎉🎉

  • @mahlethagos9708
    @mahlethagos9708 16 днів тому

    Thank you

  • @bahrangebremichael9061
    @bahrangebremichael9061 16 днів тому +22

    መጀመርታ ቃል ሂወት የስመዓልና ብምቅጻል ኩቡር ሓው ካብ ሃይማኖተይ ኦርተዶክስ ተዋህዶ ዝተመሃርኩዎ ነገር እንተ ሃልዩ ወላ ብፍላጥ ንዝተጋገየ ሰብ ብከምዚ ንስካ ዝገለጽካዮ ኣገባብ ኣይእረምን እዩ መጀመርታ ትርጉምን ዕላማን ናይቲ ጽሑፍ ተረዲእካ ድሕሪኡ እዚ ሓወይስ ከምዚ እዩ ክብል ደልዩ ዝከውን ኣሕዋተይ በዚ ይተኣረመሉ እምበር ነዚ ኩቡር ሃይማኖቲና ከምዚ ክቢል ደልዩ ኣይኮነን ኢልካ ደኣ ነዚ ፍቅሪ ዚደሊ ህዝቢ ኣረድእ እምበር ኣበይ ነቃዕ ተረኪባ እንዳበልካ ነዚ ህዝቢ ናብ 2 ጫፋት ምውሳድ ትክክል ኣይኮነን ዘለና ጉድለታት አንዳ ደፈንና እንዳ ኣዐረና ደኣ ነቀራርቦ እምበር ነቃዕ ምጥርጣር ዝፈጥር ደኣ መሊኡ ስለዚ ዝሓወይ እቲ መንፈሳዊ ትምህርቲ ብዘይ ምቁራጽ ቀጽሎ ግን ሓድነት ብዝፈጥር ደኣ እምበር ማንም ንማንም ዝፈራረደሉ ክከውን የብሉን እግዚኣብሄር ምሳካ ይኩን።

    • @yordanosyemane1077
      @yordanosyemane1077 16 днів тому

      እዋይ ናይ ልበይ ተዛሪብካ ❤❤❤❤❤

    • @selteneyohannes6469
      @selteneyohannes6469 16 днів тому +1

      Hahahah aslamay ab zeyhaymanetu atiyu men iyu haleflef bel iliwo,
      Kidu ab anda hgdef alekum kemti nskum deliyiwo gerom zmhru

    • @wegahtagedey7294
      @wegahtagedey7294 16 днів тому

      ​@@selteneyohannes6469 gahteftef aytbel bediyu krstyzn eyu nkeman ybxho eyu krstna ok lokmexmexkum nexela tekedinkum ab kalkum ashrfwo nezi hzbi selam habwo

    • @sarasari2661
      @sarasari2661 16 днів тому

      ​@@selteneyohannes6469u have close mind ab mebul hager danbereka,maebl pleass first read then talk u have to get the point first pleas dont close,ur mind

    • @sarasari2661
      @sarasari2661 16 днів тому

      ❤❤❤❤❤ no words

  • @loversofgodthinkbeforethey8677
    @loversofgodthinkbeforethey8677 17 днів тому +1

    መምህር ካሳሁን ጽቡቕ መልሲ፣ እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ፣፣❤❤❤❤

  • @merhawisyoum6385
    @merhawisyoum6385 16 днів тому

    ጅግና ኣወል ስዒድ በሎም ነዞም ኣጋእዝያን ነዞም ተወሊጀ

  • @MiraclewillHappen-w4n
    @MiraclewillHappen-w4n 16 днів тому

    ቃለ ህይወት የስምዓልና መመህርና ሓያል እግዚኣብሄር ኣምላክና ኣምላከ ኣብርሃም ይስሓቅ ያዕቆብ ይስሓቅ ይሓልኻን ዘመን ኣገልግሎትኻ ይባርኽን!!!!❤❤❤

  • @semhoney414
    @semhoney414 16 днів тому +1

    እንካ ግብሩ ተረደኦ Egizabiher ይመስገን

  • @HhHh-qh2lj
    @HhHh-qh2lj 16 днів тому +3

    ተዋህዶ ☦️🙏♥️

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 17 днів тому +2

    መምህርይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ❤

  • @soligualagame
    @soligualagame 17 днів тому +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዐልና መምህረይ ኣነስ ኮነ ኢሉ ካምዝኮነ ተረዲአ ነዚ ግን ኣየስተውዓልኩሉን ነይረ ተመስገን ካባኩም ዝፈጠረና ኣምላክ 🙏❤❤

  • @DrarTumuzghi
    @DrarTumuzghi 16 днів тому +6

    ኣሜን 3 ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣሕዋት ኣሓት እግዝኣቢሄር የክብረለይ ጸግኡ ይብዝሓልኩም ከባሪ ይሃበለይ ።

  • @ብተስፋእየዝነብር
    @ብተስፋእየዝነብር 17 днів тому +2

    Amen kal hewat yesmaelna❤❤❤🙏

  • @Happiness2233
    @Happiness2233 16 днів тому +6

    Memhr kassahun btaemi eye zekbireka, kab meten nilaeli ika beka tihtina zelewo azeraribaka, medebka snesriat zelewo, melktika bnxur gerka ika temehalalif... Nay zemena Nishtey Paulos. Amlak niana kibil edmen tinan yihabelna xegaka yebzihalka kbur hawey 🙏🏼

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 16 днів тому

    Amen Amen Amen Qal hiwet yesmealna
    Dearest memhrna hawuna xegeu yebzhalka
    🙏🏩✝️❤️

  • @yonatankahsay9851
    @yonatankahsay9851 16 днів тому

    Qale hiwet yesm'alna memhrey
    Tewahdo Anabs welida ya.

  • @muluefrezgi-xd2is
    @muluefrezgi-xd2is 16 днів тому

    Memhr kale hiwet yesmealna🙏🙏🙏💙💙💙💙

  • @TsediHope
    @TsediHope 16 днів тому

    መምህርና❤

  • @Temesgengoytay
    @Temesgengoytay 17 днів тому +12

    አነ ግን ዝገረምንን ዝተዓዘብክዎን ብዝሓት ኤረትረራውያን ካብ ሃይማኖት ኣብ ፖሎትካ ፍቅሪ ከምዘለዎም የ ተዓዝበ 😂

    • @TensiuNfekri-u3s
      @TensiuNfekri-u3s 16 днів тому +1

      ብልክዕ ንባዕሉ እዚ ካሳሁን ካብቲ እምነት ወጺኡ ምስ ትሃድሶ ኢዩ ተጸጊዑ ዘሎ።

    • @wegahtagedey7294
      @wegahtagedey7294 16 днів тому

      Adey Amanit bafka chele mkan nski way nskake Ab emnetka emun mkanka hade Fetari yfelteka lokmexmex ab nebska zelo gundi gedifkas ab ayni hawka zelo gefel afechele gal junta 😂😂😅

    • @YonasAbrha-b4d
      @YonasAbrha-b4d 16 днів тому

      አንታይ ሕቶ ኣለዉ ካብ ኢቶጵያ ምስተፈለና ካብ ሃይማኖት ውን ተፈሊና ምስ ኢቶጵያ ጹቡቕ ጌርና ክንፈላሊ መታን ከይተፈለጠና ካብ አምነት ሃዲምና ካብ ኢቶጵያ ክንሃድም ኣምላኽ ውን ፋሕ ኣብሉና አርትራ ኢቶጵያ የላን ኢርትራ የላን ፈቐዶ ዓለም ተበቲና

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ 16 днів тому +1

    Kale hiwet yesmalna memhrey ❤ Egziabher Amlak n haymanotnan hzbnan selam fkren fthen yewurdelna

  • @selamk6666
    @selamk6666 16 днів тому +7

    ኣነ ዝገርመንስ፣ ንስካትኩምውን ከምቶም ዓለማውያም ኮይንኩም ወይ ናይ ኣምላክ ሕዙ ወይ ናይ ዓለማውያን ሰብ ኣይተባልዑ። ክንዲ ንሰላም ትጉስጉሱ ሓደ ገለ አንተ ኢሉ ቀዳሞት ንሰብ ከተላዓዑሉ ኢድኩም ትወጣወጡ። ምሕረት የውርደልኩም ሃይማኖታውያን ኢና ኢናበልኩም ክትፈርዱ ትውዑሉ።

    • @sarasari2661
      @sarasari2661 16 днів тому

      ❤❤❤❤❤ u get ma,heart sweeti

    • @tsigeasfaha9942
      @tsigeasfaha9942 16 днів тому

      ሓቂ! መቋየቚ ተረኺቡ ኢልካስ ንነገራት ምምዅሳዕ!

    • @matitesfaldet7740
      @matitesfaldet7740 16 днів тому +1

      Tim beli gulza resah

  • @Biemnet-e8t
    @Biemnet-e8t 16 днів тому +1

    ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
    @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ 16 днів тому +1

    Qale hiwet yesmalna Kubur Memhr ⛪

  • @solomonliza
    @solomonliza 16 днів тому

    ክብሪ ይሃብካ ካሳሁን ጽቡቕ መረዳእታ ሂብካና ኣለኻ 🙏

  • @zeramariamsbhatu5712
    @zeramariamsbhatu5712 16 днів тому +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚኣብሄር አምላኽ ንኩሉ በብግዚ ኡ መልስን ትምህርትን ንጽበየካ ክቡር ሓውና ካሳሁን ብልቢ ኢና ነክብረካ ጸጋ አብ ሊዕሊ ጸጋ ይሃብ እግዚኣብሄር 🎉❤🎉❤🎉❤

  • @merewahenrico5266
    @merewahenrico5266 7 днів тому

    🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️

  • @samuelabraham9127
    @samuelabraham9127 17 днів тому +2

    THANK YOU MEMHR KASAHUN

  • @Mnbaraydgemneu5924
    @Mnbaraydgemneu5924 16 днів тому +3

    xbuk agelalxa kubur haw ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @EfremGebregziabher-g5r
    @EfremGebregziabher-g5r 16 днів тому

    Thanks memhir ❤❤❤

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 17 днів тому +1

    መምህረይ👌🤲🥰

  • @mibrakteka1848
    @mibrakteka1848 15 днів тому

    Btihtina nnebsu eyu 😊😊😊
    Ezia tsibki Memhirey kale hiwet yesmialna!

  • @semhaldrar9389
    @semhaldrar9389 16 днів тому

    0 Amlak edteweli hilina adilena kal hiwet ysmelna🙏🙏🙏💒😇❤

  • @simretkesete9505
    @simretkesete9505 16 днів тому

    Kal hiwet yesmaln kubur memhrna

  • @P4all-b
    @P4all-b 16 днів тому +1

    ኣወል ብዛዕባ ክርስትና ክዛረብ ዓቕምን መሰልን የብሉን። ኣዝዩ ረሳሕን ርኹስን ፍጥረት እዩ

  • @luwamgebrehiwet922
    @luwamgebrehiwet922 16 днів тому

    🙏✅

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 16 днів тому

    ሹክረን መምህር ተምን ስለ ዘልዓልካ ናፊቐያ ኔረ 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @saronasefaw95
    @saronasefaw95 16 днів тому

    Thank you mehhrna kexilo

  • @FanuelMaharai-is8gc
    @FanuelMaharai-is8gc 16 днів тому +1

    Kalehiwet yesmealna memhrey ❤❤❤

  • @amanfdaerllpl452
    @amanfdaerllpl452 17 днів тому +3

    Qale hiwet yesmealina kebur memhirena egziabher amlak ne betekrstiyanina yehaliwelina ab emnetina yexineana zeteas lebi yefterelu nezi leuk nay hegdef kea yehzin eyu eti serhom zeyamani ab kezareb ab zeyfeltilo emnet ❤❤❤❤❤❤

  • @andeghergiseyasu9036
    @andeghergiseyasu9036 16 днів тому

    ኣጆኻ ጽቡቅ ሓበሬታ ✍️✍️✍️

  • @solomonghirmay3149
    @solomonghirmay3149 16 днів тому

    Agzabher edme yhabka sebaki wengel kasahun hawey ❤❤❤

  • @amanuelainzo1898
    @amanuelainzo1898 16 днів тому

    Thanks Hawna kasahun
    Nezi nay tsergiya seb bkendu tegeziu abti kuburn enko hakena emnet orthodox tewahdo kzleff Well hade moral yebulun abti haymanotu keydu yelefleff hamien nay zereba sle zkone

  • @wedichealohadadim8147
    @wedichealohadadim8147 16 днів тому +2

    Edmen tenan yhabka ms sdraka rhus ldet ygberelnaaaa

  • @Sleeplessless
    @Sleeplessless 16 днів тому

    /🙏🙏🙏

  • @samiyow
    @samiyow 16 днів тому

    Kale hiwet yesmalna hawna memhir, dhri degim ayndenagern ena

  • @nfqriyeznebr3868
    @nfqriyeznebr3868 16 днів тому

    😢😢😢 ናይ ቅዱስ ጳውሎስ መልእኽቲ ከኣ ገዲፍልና 🤔. የቐንየልና መምህርና ስም ይመርሕ ከም ዝበሃል ፍኖተ ኣበው 🙏🏿♥️

  • @Hagosaraya-s4f
    @Hagosaraya-s4f 16 днів тому

    አብ ቅድም አምላክ ኹሉም መፅሐፍ ቅዱስ ዘንቡቡ ኢአማንያንእቲ ናይ ባዕሎም እምነት ጌጋ ምኾኑ ስለ ዝአሙኑሉ ድቃስ ዘይቡሎም እዩም ዝሓድሩ።#⛪ተዋህዶ🎉

  • @erihagerey
    @erihagerey 16 днів тому +1

    God bless you ❤❤❤

  • @rutaeyob7584
    @rutaeyob7584 16 днів тому

    Qale hewat yesmalna memher ❤

  • @samsomzerom4988
    @samsomzerom4988 17 днів тому +1

    ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር
    ከምዘይ ፈልጣስ ቆንጠጢኖስ ኢሉ ጽዊዕዎ ኣይኮነን ክፈልጣስ ዝተዋሃቦ ከማን ጽቡቅ ገይሩ ከማሓላልፎ ኣይከኣለን
    ኣነ ዝገርመኒ ግን እዞም ብሲኖዶስ ኣስመራ ዝምርሑ ግዲ ዘይ ብሎም

  • @SgHu-y8t
    @SgHu-y8t 16 днів тому

    ኣመን

  • @okubugebrekidan491
    @okubugebrekidan491 16 днів тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂዉት የስምዕልና መምህር ካሳሁን ሓዉና

  • @eriwedi2222
    @eriwedi2222 15 днів тому +2

    ጋሼ ካሳሁን ሕገ ኣቦታትካ ድዩ ኮይኑ ቆጭቆጭ ዘብለካ ዘሎ ሕጂዉን ኣወል ጌጋ የብሉን ፍትሐ ነገስት ናይ ቤተክርስትያን ሕጊ ጥራይ ኣይኮነን ስሙ ከም ዝሕብሮ ነገስታት ዝፈርድሉን ዝዳነዩሉን ነበረ ኢዩ ስለዚ ኢዩ ድማ ፍትሐ ነገስት ኣብ ክልተ ዝክፈል ስጋውን መንፈሳውን ይባሃል ሶ ኣወል ፍትሐ ነገስታት ኢትዮጰያውያን ከም ሕጊ እቶም ነገስታት ይጥቀምሉ ነይሮም ተበለ ኣበይ ኢዩ ጌጋኡ
    እስከ መቸም ጋሼ ካሳሁን ካብ ኮንካ ኣማርኛ ናይ ኣቦታትካ ኢዩሞ እስከ እዚኣ ኣንብባሞ እንታይ ትብል ኣላ ሐሶት ድዩ ሐቂ እስከ ኣብርሃልና ሐቂ ተኮይኑ ናይ ኣወል ጌጋ ኣበይ ኢዩ ዳኣ ? ተዘይኮይኑ እስከ በዛ ጽሕፍቲ ኣንጻር ኣወል ኣበይ ኢዩ ጌጋኡ ሳክት ጸሐፊኡ ዘይፍለጥ ካብ ባዛንታይን ንግስነትን ካልእን ዝተጻፈ ንኤርትራዊ ኢየ ዝብል እንታይ ሐቢጥዎ ብዝኮነ እስከ እዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ኢያ
    ፍትሓ ነገስት ስሙ እንደምያመለክተው የነገስታት መጽሓፍ ወይም መፍረጃ ማለት ነው። ግን ስጋዊ ሕግ ብቻ ወይም የነገስታት ብቻ መፍረጃ ኣልነበረም። ነገር ግን መንፈሳዊ እና ስጋዊ ክፍል ያለው ትልቅ መጽሓፍ ነው። ፍትሓ ነገስት በሚለው መጽሓፍ በሃይማኖትም በስጋዊም የመጨረሻዉን ፍርድ ይሰጡ ነበር። ፍትሓ ነገስት መንፈሳዊ ክፍል ይኖረው እንጂ በመንፈሳዊም ቢሆን ቅሉ የመጨረሻዉን ፍርድ ይሰጥ ይሰራ ይቀጣ የነበረው ንጉሱ ነውና ያን በመመልከት ፍትሓ ነገስት ይለዋል፣ እንዲያውም መንፈሳዊ ያለው ቤተክርስትያን ወይም ሃይማኖትም ሲመለከት ነው እንጂ ፣ ስጋዊ ክፍል ያለውና ብዙዉንም የስጋዊ ዳኝነት ይመለከታል። ፍትሓ ነገስት በጠቅላላው በመንፈሳዊና በስጋዊ ክፍል ይከፈል እንጂ ኣንቀጽ በኣንቀጽ በመያያዝ ያለ ማቋረጥ ሲቆጠር 51 ኣንቀጽ እንዳለው የታወቀ ነው።

  • @yohannes8242
    @yohannes8242 16 днів тому +1

    I appreciated that you gave attention to this issues by anti christ awel and his both dictator isaias keep the good work you are doing .Thank you our brother in Tewahod.

    • @SaronTekie-ph6ry
      @SaronTekie-ph6ry 15 днів тому

      First of all you and the owner of this channel are more toxic persons, try to understand in positive thinking.

  • @mibrakteclemichael750
    @mibrakteclemichael750 16 днів тому

    ክብረት ይሃበልና ሓውና ብሃይማኖትና ዝባጮ ይቅሬታ ዳ ክሓተሉ ኣለዎ እምበር ብትዕቢት እንዳነደርና ይቅሬታ ዝበሃል የለን ።

  • @NegasiWelday-hx3fp
    @NegasiWelday-hx3fp 17 днів тому +7

    ብሪግጽ ንነብሱ ኣነጺሩዋዩ ብጣዕም ዘገርምዩ ባዕሉ ንክፉኡ ገልጽዎዩ ጽቡቅ ገሩ

  • @Tewahido-on2721sg
    @Tewahido-on2721sg 17 днів тому +1

    Amen Amen Amen Kashun hwena edemn tinan yhabka Medhi Alem kemaka ybzhi Ade weldia timken kndi 1000

  • @ኪዳነተክለ
    @ኪዳነተክለ 16 днів тому

    qal hiwet yesmealna behaqi xubuq temahirna

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 16 днів тому

    Nay behaki kale hiwet yesmalena Memehir Kasesshun hawena Egziabeher amlak edmen tienen Yehabeka 🙏🙏🙏❤️✝️✝️✝️

  • @abrahamerry5512
    @abrahamerry5512 16 днів тому

    Amlakh misakhum yikhun

  • @hailekeleta4703
    @hailekeleta4703 16 днів тому

    Zesekif yebilkan Ato Kassahun.

  • @negasiargebre6394
    @negasiargebre6394 17 днів тому +2

    Bravos kasahun hawina ezgabeher yehabka nezi melsi zehabkayo thans

  • @muliesolo8175
    @muliesolo8175 16 днів тому +1

    ተጋጊና ከይብላስ ይግባይ ይሓታ ድዩ ዝባሃል ኣነ ዝገርመኒ ዘሎ ግን ናይቶም ኣወል ጅግና ጅግና ዝብልዎ ዘለዉ እዩ እምበር ዶ ክርስትያን እዮም ሓቆም እዮም ግዲ በራዩ ክብልዎም ኣነ ኣይተረድኣንን እንታይ እዮም ዝኾኑ ዘለዉ😢

    • @AronGezai
      @AronGezai 15 днів тому

      ምዓስ ጠፊእዎም ኮይኑ ግን ንሓድነት ክብሉ ሃይማኖቶም ዋጋ ዕዳጋ ይገብሩ

  • @HabtomTesfay-m1r
    @HabtomTesfay-m1r 16 днів тому

    Thank you dear. We now ur potential. Keep it upp.

  • @TeklitGde-t6x
    @TeklitGde-t6x 16 днів тому

    ኡሞ ፡ኸ

  • @saronasefaw95
    @saronasefaw95 16 днів тому

    Kali hiwet yesmealna kexilo

  • @msgnakiflay855
    @msgnakiflay855 16 днів тому

    Mieray sleziabeyetom eya emberi kone elka ztegebre eyu nftha negest nmhram ztegebre eyu kemzibelkayo thank you memhr

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans 16 днів тому +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና ዕድመን ጥዕናን የሃበኩም ፈጣሪ