#zaramedia

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 16 січ 2025
  • Join this channel to get access to perks:
    / @zaramedianet
    Zelle/cash app-571-622-8891
    donorbox.org/s...
    gofund.me/6229...
    #Zaramedia #ZaraTigray #Ethiopia #Amhara #Eritrea

КОМЕНТАРІ • 172

  • @Zaramedianet
    @Zaramedianet  7 днів тому +5

    Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7

  • @Mengstab-m4f
    @Mengstab-m4f 7 днів тому +25

    ወድወረደ መትከልካ ነፅር☝️ወይ ብግልፂ ምስህዝብኻ ወግን☝️ወይውን ምስቶም ዝኸሓዱ እየ ኢልካ ንገረና።ዘረባ ጥራሕ ወላሓንቲ ጥቕሚየብሉን

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 7 днів тому +1

      ተበለፅቲ ምርገጾም ቀልጢፎም አይንፅሩን :: ምስ ነፋስ ኢዮም ዝኸዱ ::

    • @TeferMekonen
      @TeferMekonen 7 днів тому

      ከመይ ገይሩ ኣብ ጎኒ ህዝቡ ኪኮን ኣፉ ዓቢሶም ዝሓዙዎ ናይ 45 ዓመት ሰረቅቲ እንከለዉ ኣብጎኑ

    • @woldemirach5669
      @woldemirach5669 7 днів тому

      Are you asking him that he is a Debretsion group TPLF who exploits Tigray for 50 years and a causes of death and misery? Be mindful and think critically!

    • @ማማG-o3i
      @ማማG-o3i 5 днів тому +1

      አብ አአ ዓበቲ ህፃታት እኒሄዎ ከመይ ገሩ ምስ ህዝቡ ክዉግን ክውረስ እዶ አቶም መራሕቲ ጥቅሞም አብ አአ እዩ እና ምስ ህዝቢ አይዉጉኑን

  • @amarelucas9463
    @amarelucas9463 7 днів тому +17

    ትዕዝብቲን ግርምትን ኣብ በይነይ ድዩ ወይስ ከማይ ኣለኹም? ወዲ ወረደ ቅድሚ ቁሩብ መዓልቲታት መግለፂ ሰራዊት? ኢሉ ክገልፅ እንተሎ ሓንቲ ቃል ንምውፃእ እሞ ድማ ፅሑፍ ሒዙ ትንፋስን ቃላትን ይሓፅሮ ነይሩ:: ብኣንፃሩ ሎሚ ብዘይ ሓንቲ ፅሑፍ ጋእ ከይበለ ከም ስዲ-ንባብ ኣንበልቢልዎ:: ይገርም! እቲ ካሊእ ዝደርበዮ ቦንቢ "ምዕራብ ትግራይ መንግስቲ ኣምሓራ ብሓደራ ከመሓዳድሮ ፌደራል ሂብዎ" ኢሉና:: ዋእ! ጀነራል ፅድቃን ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ድምፂ ወያነ ቀሪቡ "ካብ ምዕራብ ትግራይ ኩሎም ዕጡቓት ወፂኦም ኢዮም: እተው ተባሂልና ነይርና: ጉባኤ ክነካይድ ንፅናሕ ዝበለ ህወሓት ኢዩ..." ክልቴኹም ኣብ ሓደ ምምሕዳር ዲኹም? ህዝበይ ኣስተውዕል ድኣ!!

    • @TeferMekonen
      @TeferMekonen 7 днів тому

      ሹዑ ድኣሞ ጌታቸዉ ወኪሉ ስለዝመፀ ዝድምሰስ ደሚሲሱ ዝዉሰኽ ወሲኹ እንድዩ መፂኡ

    • @legessegebrekristos8088
      @legessegebrekristos8088 7 днів тому

      ኣብ ኩላትናባ ሕውይ/ ሓፍተይ ። የብኪ

  • @gadogado-o4d
    @gadogado-o4d 7 днів тому +9

    ናይ ፃድቃንን ናይ ጌታቸውን አቡኡ ዘፍለጠን ፀሓይ ዝወቕዖን ብምዃኑ ሽግር ኣይነበሮን። ካብ ኩሉ ዝገደደ ናይ ወዲ ወረደ እዩ። ድሌቱ ሓቢኡ ጭቡጥ ሓበሬታ ብዘይምሃብ ወይ ካዓ ብምሕባእ ከም ኣንጭዋ ክልተ ዓንዴል ናብዚን ናብቲን እናበለ ዝፃወተልና ዘሎ ሓደገኛ ሰብ ኮይኑና ኣሎ። ይኣክል ክባሃሉ ካብዘለዎም ሓደ'ምበር መፍትሒ ከምፅእ ተስፋ ዝግበረሉ ሰብ ኣይኮነን። ብግልፂ ቅዋሙ ክፈሊ ንግበር!!! በዋንኡ ግን ቃልስና ነሕይል፤ ዕጥቅና ነስጥም!!!

  • @abrahakassa5269
    @abrahakassa5269 7 днів тому +11

    ጌታቸዉን ጻድቃንን ኣብስልጣን እናሓለዉ ተወረረ መሬትና ክምለስ እዩ ማለት ዘበት

  • @TekaGebrekidan-y6b
    @TekaGebrekidan-y6b 7 днів тому +6

    ወድ ወረደ ባእሉ ግቦት 30 ሰነ 30 ናብለ ዝእሽወና ዝነበረ ህጅ ታይ ከምዝብል ዘሎ ክረደዕኒይ አይክዓለኒ ብፆት ናቱ ስራ ዘይሰርህ ወድ ወረደ ተዋርዱ ዘዋረደና ህቶ ልዝህብ ትግራይ እዩ ዘሃትት ዘሎ ባዕሉ ዘጥፎዖ መርህነት ተጠያቅይ እዩ ብዛእባ ግዝዓት ትግራይ ወድ ወረደ ምርህነት ጌታቸው ረዳ ባንዳና ይሁዳ ክዕለዩ አሎዎም ??? ሃገረ ትግራይ ክትድህን አለዋ ብምልዕታ ወድ ወረደ አይካልካን ዉረድ በጃካ ልመርህ ጅግና ስልጣን ክህዝ አለዎ !!!

  • @jackinoassefa8817
    @jackinoassefa8817 7 днів тому +4

    Thank you Zara media for your service. ሕምቀት ናይ ወዲ ወረደ ንዚ ህዝቢ ትግራይ ደቁ ዝገበረ እዚ ዓይነት ዘረባ ዘይኮነስ እቲ "ህይወተይ ንህዝቢ ትግራይ ንሓራ ትግራይ" ኢሉ ሂይወት መናአሰይ ዝተኽፈለ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ አብ ዋጋ ዕዳጋ ምእታው እዩ። ተሪፉ ዘሎ ሓጻር መግለጺ ንህዝቢ ምዕራብ ትግራይ ሒዙ ንሕሞራ ምብጋስ እዩ። እዚ ድማ TDF አዋጅ ይጽበ አሎ።

  • @Meles-mf7rw
    @Meles-mf7rw 7 днів тому +5

    ብተግባር ኣርእየና።

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 7 днів тому +5

    ወዲ ወረደ ግልፂ ዝኮነ አካይዳሓ፣መስመርካ ንሕዝቢ ትግራይ ብተግባር አርእዩ ሓደ እግርካ አብ ሽዋ ሓደ እግርካ ኣብ ትግራይ አይዋፀእካን እሞ መስመርካ አነፅር ሕዝቢ ትግራይ በአካቱም ስኪሑ እዩ ዘሎ ይአክል ❤❤❤❤❤

  • @michalgebre1289
    @michalgebre1289 7 днів тому +2

    ተሳዕርና በሎ ክነረክብ እና ተሰማሚዐና በሎ

  • @ሩሁብመርሃዊ
    @ሩሁብመርሃዊ 7 днів тому +2

    ሃጠው ቆጠው ግልፂ ለይኾነ ናፖለቲካ ተቭታቭ ጥራሕ ይፀውይ እምበ ምስ ሓቂ ልዓረየ ነገር የውሉይ።

  • @MulubrhanYalemshet
    @MulubrhanYalemshet 7 днів тому +9

    ህወሓት አብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ዘለዎ 50+1 ኮታ ክትክእ ግበሩ ። ንሱዩ ጊዝያዊ ምምሕዳር ማለት ። TDF አብ ቦትኡ እዩ ዘሎ ። ድሕሪኡ መሬትና ከይንመልስን ተመዛበልቲ ከይንምልስን ዝኽለክለና የለን ። ዘረባ አይብዛሕ ።

    • @user-pn2sv4sf7j
      @user-pn2sv4sf7j 7 днів тому

      መሃይም! ህወሓት ኣሸባሪ ውድብ ምኳኑ ኣይትፈልጥን?

  • @merkebaraya8052
    @merkebaraya8052 7 днів тому +3

    ወዲ ወረደ ሓንቲ ማዓልቲ ሰለ ኢሮብ እና ኩናማ ህዝቢ አልዒሉ ዘይፈልጥ ይአክል ምስተባሃለ ሃተፍተፍ ምባል ካብ ዘይምውራድ አየድሕንን።

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 7 днів тому +2

    ዋይ ኢንክልል ወዲ ወረደ ክንዲ እቲ ፀገም ግልፅ አቢሉ መፍትሔ ክንዲ ምምፃእስ እቲዮም ከይቅየሙ እዚኦም ከይቅየሙ እሞ አሰ ገሰስ ሒዝካስ ከመክ ፅፉፍ ስራህ ትሰርኽ እቲ ችግር ፉሉጥ እዩ እኒ ጀኔራል ፃርቃንን እኒ ጌታቸው ረዳን ብዛእቫ ተመዛበልቲ ይኹን ብዛእቫ ግዝአት ትግራይ አይሰርኹን ዘለው መን ድዩ ናብ ትኽቲ አብይ አእቲዩኩም ዘሎ ንሳቶም ድሌቶም ፀጥታ ፌደራል ከአቱዶአይኮነን እዩ?

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 7 днів тому +2

    ኣታ ኣምላክ ጎይታይ ንመን እዩ ዝሓቶ ዘሎ እንታይ ክሰርሕ ድዩ ኣብ ላዕሊ ተኾምቢሩ ዘሎ 😢

  • @Berekettesfaye05
    @Berekettesfaye05 7 днів тому +1

    “ኣፈፃፅማ ፕሪቶሪያ ይገምገም?” ክበሃል ተሎ “ ቐዲሙ ክግምገም ዘለዎ ከመይ ኢልና ናብ ውግእ ኣተና እዩ።” ኣንጀቴ መንግስቲ

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 7 днів тому

    Justice for TIGERAY ⚖️ JUSTICE FOR TIGERAY ⚖️ JUSTICE FOR TIGERAY ⚖️ JUSTICE FOR ⚖️ TIGERAY JUSTICE FOR TIGERAY

  • @zedibrhanewedegel
    @zedibrhanewedegel 7 днів тому +2

    አነ ዝገርመኒ 10 ግዜ መንግስቲ ይብል ኣበይ ዘሉ መንግስቲ እዩ ግዝያዊ ምምሕዳር እዩ ዘሉ አብ ትግራይ ወዲ ወረደ ቅምካ አነፅር😊

  • @kinfebrhane83
    @kinfebrhane83 7 днів тому

    ህዝቢ ትግራይ ናብ ተግባር ዝሰጋገረሉ ግዜ ሐዚ ይመስለኒ።

  • @ABISTRUCKING
    @ABISTRUCKING 7 днів тому +2

    ባህልዊያን ጀነራላት ትግራይ ኣዲሳበባ ክኸዱ ዝጽሕጹሑ መቐለ ክበጽሑ ይጃሃሩ ክክክክ

  • @Shiferaw-m1
    @Shiferaw-m1 7 днів тому +2

    አመራርሓ ሠራዊት ን ወዲ ወረደ መልሲ ክሳዕ ዘይሃበ ጊዜ ናይ ወዲ ወረደ መትከል ናይ ኩሎም መራሕቲ ሠራዊት መትከል እዩ ማለት እዩ ። ህዚ ዝረአ ዘሎ ናይ ግዝአትን ናይ ተፈናቀልትን አጀንዳ ክዛረቡ ዘገደዶም ሐዚ ሕወሓት ትገብሮ ዘለ ውዕይ ናይ ህዝቢ ምንቅስቃስ ምኻኑ ህዝቢ ይርድኦ እዩ ። ታደሰ ወረደ እኮ አብ መቀለ ሕወሓት ክገብሮ ዘቅረቦ ናይ ተቋውሞ ሰልፊ አጊድዎ እዩ ። ንባንዳዳት ግን ፈቂድሎም እዩ ። ህዝቢ ከይትርስዖ ።

  • @gebrekristosgebreselassie2155
    @gebrekristosgebreselassie2155 7 днів тому +1

    ወይ ህዝቢ ትግራይ ብምሌናት ጸላእቲ ይጸንት ኣሎ

  • @tes.k8464
    @tes.k8464 7 днів тому +3

    ከመይ ገይርኩም እኩም ወደይ ነዚ መራሒ ሰራዊት ገይርኩሞ. ኮለል ዝኮነ ሰብኣይ. ብግቡእ ሓሳቡ ክገልጽ ዘይክእል ሰብ. ድንዙዝ.

    • @JossyGmariam
      @JossyGmariam 7 днів тому

      በዚህ መንገድ ሀሳብን መግለፅ ጥሩ አይመስለኝም ሀላፊነት በሚሰማው መንገድ ሀሳብን መግለፅ ይገባል!!!!

  • @hageretigray-m5c
    @hageretigray-m5c 7 днів тому +2

    ታደሰ ወረደ ሃሳስ አብይ ንአምሓራ
    ብሓደራ አይኮነን ሂብዎም ውሰድዎ
    ኢሉ ኢዩ ሂብዎም አታ ደንቆሮ
    ሰብ አይተታልል ፃሕፃሒ ሓሳዊ

  • @Shiferaw-m1
    @Shiferaw-m1 7 днів тому +1

    ሕወሓት ማዕበላዊ ናይ ህዝቢ ምንቅስቃስ ክገብር እየ ስለዝበለት እዩ ንቀድማ ዝብሉ ዘለው ። ፈቲኽን ዶ ንጉስ ትምርቃ እዩ ። ወዲ ወረደ አንጻር ሕወሓት ጠጠው ስለዝበለ እዩ እቲ ናይ ሕወሓት አጀንዳ ንኻሊእ ክህብ ዝፍትን ዘሎ።

  • @andomkbrom8072
    @andomkbrom8072 7 днів тому +1

    ልሙስ ሓሳቢቱ ወዲ ወረ
    ሎሚ በጺሑ ዶ መወረደ።!!!እፉፉፉፉፉፉ!!

  • @KahsayBeyene
    @KahsayBeyene 7 днів тому +1

    አዲስ አበባ ትኸድሞ ተስፋ ዘለዎ ሒዝካ ትመፅእ አብ ተግባር ግን የለን ከም ተጋሩ እዚ ኮይና አለና ይብል አሎ ዝሰብአይ። ገፃብ! እዚ ሽግር እግሩ እናጎተተ ዘምፆ ዘሎ አብ መሪሕ ዘሎ በስናዕ አመራርሓ እንበር ናበይ ናብ ህዝቢ ተፀግዖ አለኻ? አታ ክንደይ ኢልና ኢና ንጉህዮ? ዋይ ትግራይ ዓደይ!

  • @Ashenafi-bz9pj
    @Ashenafi-bz9pj 7 днів тому +1

    ዋይ በዝሑ ወዲ ወረደ መርገፅኻ ኣፍልጥ ዋእ ህዝብ ኣይተደናግር ቁርፅ ዝበለ ቃል ኣፍልጥ

  • @teweldegebru-bi3rs
    @teweldegebru-bi3rs 7 днів тому +1

    አታ ሙሉእ ብ ሙሉእ ከም ፃድቃን ከይትፅረፍ አፍልጠና ዐብይ ን ኢህወደግ ጉድ ዘርእየና አብ ውሽጢ አትዩ እዩ ን ህወሓት ከዓ ጌታቸው እዩ እዙይ ዝፈጠሮ ፃድቃን እዩ 1 ሚልዮን ዘጥፈአ ምስ ዐብይ ፃድቃን እዩ ነፂርና እዩ

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 7 днів тому +1

    እዚኣ ንኽዛረብ ክልተ ዓመት ወሲድሉ ። መሕፈርቲ ከሓድቲ ። ህዝቢ ትግራይ ቀደም ፈሊጥዎ እታ ንጠፍእ ኣለና ኢሉ እዩ ። የሕዝን የብኪ

  • @actttig9753
    @actttig9753 7 днів тому +1

    አታ እንታይ ዓይነት ሰብ ሚዲያ አዮም መሊኦማ ዛ ትግራይና? ነዘን ማይክ ከቕምጡ ድፍኢት ጫውጫው ምሕሳው ጥራይ ዝፈልጡ ደናቁር ስርዓት ዘይብሎም

  • @mebratuabadi7957
    @mebratuabadi7957 7 днів тому +1

    እሞ ማዓዝ እዪ ብሰላማውን ፖለቲካውን ክመለስ እንዶ መሬትኻ ዘይህቡኻ እንተኾኖም ኸ እንታይ እዪ መፍትሒኡ ማዓዝ ኸ ይፍታሕ መን ከ እዪ ክፈትሖ ዝኽእል ጭቕጭቕ እናተባሀለሲ ግዜ ነውሑ ሰብ ብሰላሕታ ይፀንት አሎ ድሌት ፀልእቲ ይሳኸዐሎም አሎ።

  • @kidusgebreanenya
    @kidusgebreanenya 7 днів тому +1

    መፅበዓ በዚሑ ተግባር...

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 7 днів тому +1

    እቶም አብ ግዚያዊ ምምህዳር ዘለው ምስ ብልፅግና እንበር ናይትግራይ እላማ ዘይብሎም. ብዛእቫ ተፈናቀልትን ግዝአታዊ ትግራይ ፕመለስ ከይኮነስ አብ አዳራሽ እናተአከብካ ሪፎርም እንዳበሉ ዝውእሉ ዘለው ሰባት እና ሓለው. ብዛ እቫ ፕሪቶርያ ውእል ክፍፀም አይኽእልን ወዲ ወረደ ግልፂ ኹን።

  • @gideyhailu9330
    @gideyhailu9330 7 днів тому +1

    ናይ ትግራዋይ ልቢ ዝሓርር ዘሎ ሕዚ ሕዚ ብኣኻ እዩ። ንስኻ እንተትዕሪ ኩሉ መዓረየ።

  • @gumaamora3519
    @gumaamora3519 7 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @gebrekristosgebreselassie2155
    @gebrekristosgebreselassie2155 7 днів тому +1

    ናይ ኦሮሞ መራሕትን ናይ ኣምሓራ መራሕትን ህዝቢ ትግራይ እንዳሰቓዩ እንደሃለዉ እኒ ጌታቸው ረዳ ግና ህዝቦም ረሲዖም ምስ ኣምሓሩን ምስ ኦሮሞን ኮይኖኖም ኣብ ሆቴላት ይዝናነዉ ኣለዉ ቀደሙ እውኒ መታለሊ ዉዑል ፕሪቶሪያ ኢዩ ነይሩ

    • @desumeku6967
      @desumeku6967 7 днів тому

      ጌታቸው ረዳ ተለኣኣኪ ናይ ኦሮሞ ባንዳን ባንዳን እዩ

  • @t.b4065
    @t.b4065 7 днів тому +2

    ካብ ሓቂ ርሒቅኩም ክትነብሩ ኣይትክእሉን ወልቃይት ናይ ኣምሓራ እዩ
    ራያ ናይ ኣምሓራ እዩ
    ኣወልቃይት ይኩን ራያ ርስቲ ዘለዎ ትግራዋይ የለን እዚ እዩ እቲ ሓቂ

    • @semerezeru8055
      @semerezeru8055 7 днів тому

      @@t.b4065 በሽቃጥ መሲሉካ እዩ:: ንሱ ክትግረፍ ከለኻ ክትብሎ ኢኻ::

  • @abebugola7767
    @abebugola7767 7 днів тому +4

    አታ እንታይ እዩ ወሪድዎም ካብ ብርሃኑ ጇላ ገዲድዎም ሐሰውቲ

  • @azaziyohannes8873
    @azaziyohannes8873 7 днів тому +1

    ኣታዮ ትግራይና ሃለውለው ለው ለውውውውው ጥራሕ ኮና ተሪፍና!!!

  • @mulu4495
    @mulu4495 7 днів тому +1

    ጀነራል ፃድቃን ወፂኦም'ዮም ካብ ምዕራብ ድዩ ዝበለ? ኣቤት ጉብዐ!

  • @abmo4956
    @abmo4956 7 днів тому +1

    ስታሊን ወዲ ወረደ ካብቲ ዝነበሮ ክብሪ ዝወረደ ምዃኑ'ኮ ካብ ዝህቦም ቃለ መጠይቃትን ጋዜጣዊ መግለፅታትን ደጊሙ ደጋጊሙ ኣረጋግፅልና'ዩ። ካብ ህዝባዊ ወገንተኝነቱ ሸተት ኢሉ ናብ ፅግዕተኛ ገዛኢ ደርቢ ይጥሕል ንዘሎ ሰብ እንታ ግበር ኢኻ ትብሎ ዘለኻ? ናብ ረግረግ ክጥሕል'የ ንዝበለ መሰሉ ከምዝኾነ ክንኣምን ኣለና።

  • @letishkahisay1933
    @letishkahisay1933 7 днів тому +1

    እንታይ እዩ ዘፍርሕ ነገር ዘለዎ ዝመስል ከይጋገ ተኣኒኑ ዋይ ምስ መን ኢኻ ንገረና ለቁዘይዘይ እናበልካ ከይተብለዐና

  • @Araya.wedikeshi
    @Araya.wedikeshi 7 днів тому

    ፅቡቕ አስመዐና ጎይታይ🥺

  • @abiythelegend9532
    @abiythelegend9532 7 днів тому +2

    Mengesti yelen getachew mengesti aykonene

  • @teweldegebru-bi3rs
    @teweldegebru-bi3rs 7 днів тому +1

    ቸድ አታ አይትሸውድ ኩሉ ትግራዋይ ምሁር እዩ ግን ሓሳብካ ነፅር ን ሽዋ ዲኻ ን ትግራይ ትድግፍ ከም ፃድቃን ዲኻ አይኮንካን

  • @yared-jg3pz
    @yared-jg3pz 7 днів тому +1

    ZEREBA AKHEBA NO ACTION

  • @actttig9753
    @actttig9753 7 днів тому +1

    ሰብዶ የለይ ሰብዶ የለይ
    በለ ኪሮስ አለማዮህ
    እዋይ መርገም እኒ እዚኦምስ ትግራይ ክመርሑዋ???

  • @ሰላምንኩሉወድሰብ-ለ
    @ሰላምንኩሉወድሰብ-ለ 7 днів тому +1

    ዓኽ ኣነስ ተሰፋይ ኣለዋሃ ምላሸ ኣምሊሰኩም ሃገር ትግራይትምሰርቱ❤ በልኩ እምበር ዝተሃነፀ ዎሎዶን ዝተሃነፀ ትካልን ኣፍሪሰኩምዶ ልእላዉነት መሬት ኩም ኣህጊርኩም መቀለ ትቅመጡ መሲሉኒ ኣክክክክ😢

  • @ገሬማቻ
    @ገሬማቻ 7 днів тому +1

    ሰብከይሰሕቅ በጃካ ህዝቢ እናሞተ እታይከምትብል አይተረዳአን ዘይትኮኑ ሰባትሰልጣንሒዝኩም ህዝብና ተሳቅይዎ አለኩም ናይ ታሪኽ ተሓተቲ ኽትኮኑ ኢኩም አይቀርን 😢 ካብ ባዕልካ ጀሚሩ አብትሕቲ ፈደራል ኽኾን እኮ ፈሪምካ መፂካ ከመይገሩ ይህበካ መፂካ

  • @tewo3747
    @tewo3747 7 днів тому

    ተጋሩ ሕቡራት ኢና እቲ ፀገም መራሕቱ ዘረባ እምበር action የብሎምን

  • @samsomtesfa
    @samsomtesfa 7 днів тому +1

    ወዲ ወረድ ሓዲኡ እንዶ ኩን ዋ ወይ ኪድ ወይ ምስ ህዝኻ ኩን

  • @SUFUK100
    @SUFUK100 7 днів тому +2

    ክላ ዓንዛር!

  • @abrahamgebru4757
    @abrahamgebru4757 7 днів тому +1

    አረ እፈር ወድ ወረደ

  • @KIDANEMARIAMGard
    @KIDANEMARIAMGard 7 днів тому +1

    ወዲ ወረደ ውረድ ዘረባ አይተብዝህ ዘርባ ውን አይትክእልን::

  • @ghiwot908
    @ghiwot908 7 днів тому +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ነፃነት-ቈ7ነ
    @ነፃነት-ቈ7ነ 7 днів тому +1

    Stalin make it Analyse 😢😢😢 he make Confuse and Convence 😢😢😢😢 ata nabeye zikedo

  • @aryanagasi4754
    @aryanagasi4754 7 днів тому +1

    Anta ezi wetae entay eyu zbl zelo

  • @MesleGhawaryaw
    @MesleGhawaryaw 7 днів тому +1

    ናይ ወዲ ወረደ ኣቃም ምንም ኣይርዳኣካን ብስሩ ኣቃሙ ኣይፍለጥን ዝለዚ tdf ኣመራርሓ ክቅይር ኣለዎ እንታይ ማለት እዪ ክልተ ጉጅለ እንዳበልካ ዘረባ ?ባዕልኻ ክፍተት እዳገበርካ ኣብ ምትንታን ትውዕል ኣለኻ

  • @meshnet9106
    @meshnet9106 7 днів тому +1

    Tigrai dose not deserve such a subdued leadership.

  • @Araya.wedikeshi
    @Araya.wedikeshi 7 днів тому +2

    እህ

  • @ليلىحزام
    @ليلىحزام 7 днів тому +1

    እዚ ሰብአይ ዓቅሚ የብሉን ከሊእ የቀይሪ መሪሪዎ ህዝብና በቃ

  • @Araya.wedikeshi
    @Araya.wedikeshi 7 днів тому

    Welcome bro

  • @bibatigray4002
    @bibatigray4002 7 днів тому +1

    Siq bel hasawy sheyati adu weregna

  • @HayelomAraya-o5g
    @HayelomAraya-o5g 7 днів тому +1

    መጨበጢ ለይብሉ ዘረባ

  • @ሰላምንኩሉወድሰብ-ለ

    ኣነስ ብሰሩ ኣይብረሀንን ዘሎ ዘረባካዋ ወዲ ወረደ ዉሸጥኩም ዳኣ ፈትሹ ኣብኡ ሰለ ዝነበርካ መዳራደሪ ኣካል ክትልቀቅ ኣይትክእልን ሓቂ ይበርሀልና ኣሎ እዩ ተሎ ህዝቢ ምዕራብ ትግራይ ንዓዱ ምለሱዎ ምለሱና ልእላዊ መሬትና መረበትና ናብ ኢድዋና ተጋሩ ኣርክብዎ ናይታሪኽ ታሓተቲ ከይትኮኑ።

  • @AlemtshayFenta
    @AlemtshayFenta 7 днів тому

    "No hope with those leaders" just waste of time! Should wake up the people of Tigry and hope TDF too!!!!! No more Suffering !!!

  • @MelatyohannesMaramawit-cr4ol
    @MelatyohannesMaramawit-cr4ol 7 днів тому +2

    Selchewena zereba ayana god rekibna😠

  • @TeameGebekreegziabher
    @TeameGebekreegziabher 7 днів тому

    🎉🎉🎉🎉

  • @abuahmed5354
    @abuahmed5354 7 днів тому

    ወይ ናይ ዓለም ነገር ካብ ኢትዮጵያ ንብረትና ተዘርፍና ተጠርዝና ኣብ ዶባት ዝነበረ ህዝብና ዒስራ ዓመት ተዘናቢሉ ቡዙሕ ውርደት ወርዱና ።ኢሾኽ ንሓፃርኣ ጉድጓድ ንፋሓርኣ ዓለም ቦሻዕ

  • @ermiastekle1468
    @ermiastekle1468 7 днів тому +1

    You guys can’t push Abi because you working for him

  • @abrehetbeyenewoldu2869
    @abrehetbeyenewoldu2869 7 днів тому +1

    Etay eu kelet men u

  • @AthenaAraya
    @AthenaAraya 7 днів тому

    ብመሠረቱ ጀነራል ታደሰ ብጥሜት ብሕማም ምሟት እዩ እቲ ዝኸፍአ መስዋእቲ ከፊልካ ላኣላዊ ግዝኣትና ምምላስ ክብሪ እዩ ዘይኾውን ተስፋ እናሃብካ ግዜ እናጎተትካ ዓቅሚ ፀላእትና ክጉልብት ሰራዊትና ክብተን ትገብር ኣለካ ኣብ ልዕሊ ፖለቲከኛታት ፀቅጢ ምፍጣር ትክእል ኢካ ግን መርገፅካ ነፅር

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 7 днів тому

    ኣበይ ዘሎ መንስቲ እዩ መንግስቲ መንግስቲ ዝብል ዘሎ?

  • @TeklewayneTareke
    @TeklewayneTareke 7 днів тому

    ምዕራብ ትግራይ ጀጋኑ ኣለውዋ ኣማራርሓ ትግራይ እንተኣብኹም ምዕራብ ብደቃ ክትምለስ እዩ ታሪሪኽ መራሕቲ ትግራይ ግን ክሳብ ሸውዓተ ትውልድኹምርእስኹም ከድፈአኩም እዩ።

  • @frewoinigore1782
    @frewoinigore1782 7 днів тому +1

    They leder of Getachaw need to go First ,He works with Abiey ,Not Not Fir Tigrai people !!

  • @tsegayberaki4334
    @tsegayberaki4334 7 днів тому

    ኣይበሉ ኣያስበሉ ድዪ ዝተብሃለ ትግራይ ኣባኩም ወዲቃ ድሮ ከም ሸዕብያ ትርር ዝበለ ውሳነ ጠፊኢኩም ልውስውስ ተብልዋ ኣለኩም
    ንህዝብኹም ተሓሰብኩም 'ዩ ግርም 'ዚ መፍትሒ ፀገም ተመዛበልቲ ኣይኮንን። ኦከ
    NB. ግ.ም.ት ምስ ህወሓት ምዕራቅ/ግምት/ ምእላይ/
    ሓፂርን ግልፅን
    In a short time unless others wice don't west our time *
    The people of Tigray need a tough decision at this time finish !

  • @TsidatuKahisay
    @TsidatuKahisay 7 днів тому +1

    Kndey gze eka thswo lekatt

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 7 днів тому

    ብሰላም እማ ዝህበካ የለን ከም ጡብ ኣዲኻ ሕረሞ ። ግጭት ኣይንደልና እናበልኩም ንጸላእቲ ትነግርዎም ኣለኹም እቶም ጸላእቲውን ንሱ እዮም ዝደልዩ ። ምስ ዝሕግዘና ኮይንና ሓመድ ከምንገብሮም ክፈልጡ ይግባ ። እንታይ ማለት? ብዙሕ መማረጺኮ እዩ ዘለና ሀዚ ። ዝትኮበላ ከምዘየለ ክንኣምን ኣለና

  • @teklehaimanotgebreyohans
    @teklehaimanotgebreyohans 7 днів тому +1

    Way eniheka aregit. Senseless!!!!!!!!

  • @AliTadesse-p1i
    @AliTadesse-p1i 7 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሰላምንኩሉወድሰብ-ለ

    ታዝተቆረፀት ድምፂ እንታይ ትኮዉን?😢

  • @HayelomAraya-o5g
    @HayelomAraya-o5g 7 днів тому +1

    አረ እዞም ታይ ሀሳቦም ዘረበኦም መእሰሪ የብሉይ ህዝቢ ትግራይ ተልኧል አብ ህማቅ ኢኻ አንሄኻ መሬትኻ ከይሽየጥ

  • @Araya.wedikeshi
    @Araya.wedikeshi 7 днів тому

    ✌️

  • @northstartigray6361
    @northstartigray6361 7 днів тому +1

    Why is he asking us the question back? We don’t need therapy talk! We want to know if you gonna LEAD or NOT?

  • @ggfg5809
    @ggfg5809 7 днів тому +1

    ኝኝኝኝኝኝ ወረኛ ሽግር ኮይንኩምና ዘለኩም እኮ ባእልኩም ኢኩም ዱኩማት ሓሻክር

  • @Z-oneandonly
    @Z-oneandonly 7 днів тому

    ምንያ ኾለል: ብብረት ኣብ ዓውደ ኪናት ዘይተሳዕረ ደቂ ጀነራል አሉላ ኣባ ነጋ ብኣኻትኩም ክታለል ዘሕዝን ዩ :: ቅድም እቲ ብብዝሒ ህዝቢ ዝተሰደደሉ ምዕራብ ትግራይን ደቡብ ትግራይን አምልስ መጀመርያ : ደሓር ንሰሜን ትጥምቱ

  • @hailom29
    @hailom29 7 днів тому

    Werede enkilil 😢

  • @SamsonTadesse-q4x
    @SamsonTadesse-q4x 7 днів тому +1

    Ane zgermeni natka eyou estalin ezi koltaf edamtsaka aythrrena

  • @hagosgidey7045
    @hagosgidey7045 7 днів тому +1

    Tultula banda

  • @HadushKebedew
    @HadushKebedew 7 днів тому

    ወዲ ወረደ ወግን ምስ ህዝብኻን ትግራይ ዓድኻን ወይ ም መፅነቲናን ሸየጢዓድበናን

  • @mikeyfutbol3561
    @mikeyfutbol3561 7 днів тому +1

    አታ እዚአቶሞስ ካብ ምዝራቦም ዘይምዝራቦም መሐሸ። the only reason they come out to explain themselves is trying to us they can speak a little bit of English, just because you’re adding a bit of English in your vocabulary doesn’t make you an expert. People are dying make sense and put your words into action.

  • @BrhaneHaylu-d3f
    @BrhaneHaylu-d3f 7 днів тому +3

    መልኣኹ ዝተዳሃሎ ስብኣይ ታኣዩ ዝብሎ

  • @TunaDehun
    @TunaDehun 7 днів тому

    ታደሰ ወረደ ድልየት ህወሐት ምድኻም እዩ ምክንያቱ ንቶም ስብስብ ወንጀለኛታትን ባንዳታትን ሰልፌ ይፈቅድ ክስፋፈሑ ይገብር ንቱ ህዝቢ ትግራይ ዝድግፎን ዝሕብሕቦ ግን ሰልፌ ገይገብር ሐኒቁ ይሕዞ ክልተ ጉጅለ እናበለ ንሱ አትራፌ ከይኑ ክወፅ ዝደሊ እዩ

    • @HabtAb-mp9pw
      @HabtAb-mp9pw 7 днів тому

      ወዲ ወረደ ድዩ ካብ 4''ኪሎ ~~~

  • @michaelgebregziabiher5553
    @michaelgebregziabiher5553 7 днів тому

    My question is what was the reason for the worr?

  • @sentayobelay9805
    @sentayobelay9805 7 днів тому +1

    እባካቹሁ አታስፈራራን ሁለት አመት ሙሉ ወሬ ብቻ ምክንያት ምክንያት ማቅረብ ትርጉም የለውም ሰለቸን ምነታችን ጠፍ

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 7 днів тому

    ንመን እዩ ዝሓትት ዘሎ? ኣታ ከምኣክቲቪስት ኣይተቑረርሙ ኢልና ሰማዒ ተሳኢኑ

  • @AregawiAbayHailuhailu-kk1le
    @AregawiAbayHailuhailu-kk1le 7 днів тому

    በቃ ሀዚ እቲ ህዝቢ ዝዛረቦ ዝርዝር ነገራት ደጊምካ ምዝርዛር ብድሕሪኡ ካዓ መመሊስካ ምድቃስን ቃል ምእታውን ጠጠው ኣብሉ፣ ናይማን ካብ ልብኹም ትዛረቡ እንተሃሊኹም ካልእ ኣጀንዳ ጠጠው ኣብሉ፣ ብሓባር ስርሑ፣ ድርድር አጠንክሩ፣ ጊዜ ሰሌዳ ይሃልዎ፣ ብሰላም እንተዘይተኻኢሉኸ ዝብል መልሱ፣ 1ይ አጀንዳ ህዝቢ ፈፅሙ፣ ንሕና ከም ህዝቢ'ውን መራሒ ኢየ ናይ ዝብል ዝኾነ ኣካል በለካ ለኸዐካ ኣኼባ ኣይንሳተፍ፣ መንጨብጨብቲ ኣይንኹን

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 7 днів тому

    እመ ሀዚ ንጻድቃን ንጌታቸውን ንደብረጽዮንን እንታይ ይገበሩ ትብል?

  • @ermiasgh
    @ermiasgh 7 днів тому +1

    I cant stand to listen this ለኻት!!!!