ክትዕ ኣብ ሞንጎ ኣባላት ጉጅለታት ህወሓት ጠዓመ ኣርዓዶምን ካብ (ግምት) ኣረጋይ ገ/ክርስቶስን (ህውሓት) //ብራኸ ሾው

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 16 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 275

  • @shimayteklom6417
    @shimayteklom6417 4 дні тому +5

    ናይ ጠዓመ ሓሳብ ናብ ፍታሕ ክወስደካ ይክእል ።

  • @teweldegebrewahid732
    @teweldegebrewahid732 4 дні тому +9

    መድህን ብጣዓሚ እየ ዘድንቀኪ ቀፅልሉ❤

    • @Wellaitay
      @Wellaitay 4 дні тому

      Agombihka ktWegra do teraEyuka 😂😂

  • @DestaGeberzher
    @DestaGeberzher 3 дні тому +3

    ብዝኾ መድህን ብጣዕሚ የ ዘድነቐኪ

  • @EdilkokebMuller
    @EdilkokebMuller День тому +2

    ይኣክል...ጉጅለ ጉባኤ

  • @ገድሊህዝቢትግራይ
    @ገድሊህዝቢትግራይ 4 дні тому +6

    ብሐፂሩ ናይ ሎሚ መደብኪ ሐደ በሊሕ ሙሁርን ሐደ ዱሑር መሃይምን ሃሳስ (ዕንዝርን) ክልተሰባት ኢኪ አቅሪብኪ ።

  • @habtehagos
    @habtehagos 3 дні тому +2

    ኣረጋይ ተባዕታይ ልምዓት ጉጅለ

  • @addisugebremedhin5510
    @addisugebremedhin5510 4 дні тому +6

    ምስ ናይ ጠዓመ ኣገላልፃ ይስማዕማዕ ብፍላይ እኹል ምድላው ኣይገበርናን ዝበሎ ሓቁ

  • @abrhamtesfay1586
    @abrhamtesfay1586 4 дні тому +2

    ኣረጋይ ናይ ብሓቂ ካድረ ኢዩ፡ ኣብ ወርሒ 10 ግዜ ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ መራከቢታት እንተዝቀርብ ጽቡቕ ነይሩ ብፍላይ ምልከት ቋንቋ እንግሊዝኛ ኡ ተኣምር ኢዩ። ካድረ ሻዕብያን ሕወሓትን ሓደ ኢዮም እኩብ ቃላት ጥራይ፡ ብዛዕባ ምዕራብ ይሕተቱ ብዛዕባ ምብራቅ ይምልሱ፡ ጉዳማት ካድረ ኢና ድማ ይብሉ ንህዝቢ ያኢ ከንቕሑ በሃም እፍሊ በሃም፡ ኣረጋይ ንጹር ኣብነት።

  • @iyosiasyifru3584
    @iyosiasyifru3584 4 дні тому +21

    እዙ ተወካሊ ጉጅለ ደብረፅዮን እእምሮኡ ጡዑይ አይመሰለንን።

  • @EdilkokebMuller
    @EdilkokebMuller День тому +1

    በይዛኹም ደቂ ዓደይ ተጋሩዋኒ እስኪ ብስውኣትና ብዓይኒ ሓቂ መን ትግራይ ይምራሓያ ....ዘይንርእዬ ዘይንሰምዖ የለን

  • @user-AGG
    @user-AGG 3 дні тому +2

    መድህን ኣብ ክልቲኡ ወገን ዘለዉ ካድረታት ምቕራብኪ ፅቡቕ እዩ::

  • @GereTsegay-v1l
    @GereTsegay-v1l 4 дні тому +12

    አረጋይ አደመ ብድንቁርና ዝአረገ ብድሕረት ዝተረግረገ ብሕዝቢ ትግራይ ህወት ዝባጩ ዘሎ ነውራም ካድረ ።

  • @ST-lt2rw
    @ST-lt2rw 4 дні тому +4

    ከም ሻእብያ እድለኛ የለን ከምን አረጋይ አይነትን ህውሓትን ዝመሰሉ ጠበቃታት አብመሬት ትግራይ አለውዎም።

  • @swswi8108
    @swswi8108 3 дні тому +2

    ዋይ ኣረጋይ ዓጀዉጀዉ

  • @iyosiasyifru3584
    @iyosiasyifru3584 4 дні тому +19

    ሰራዊት ዝበተኖ መለስ ዜናዊ እምበር ፃድቃን አይኮን። ስለዚ ጉጅለ መንጆሪኖ ሕፈሩ።

    • @selamawitgidey2708
      @selamawitgidey2708 4 дні тому

      ኢታማጆር ዝነበረ ፃድቃን እዩ መን ክባረር ዝውስን እውን ፃድቃን እምበር መለስ ኣይስርሑን ክተደናግሩ ኣይትፈትኑ።

    • @AfeworkiGebremariam-vv9bv
      @AfeworkiGebremariam-vv9bv 4 дні тому

      የተደፋ ዉኃ ኣይታፈስም የሞተ ሰዉ ኣይመለስም፡፡Just Let's plan for next what is better.ካለፈዉ ግዜ መልካም ተሞክሮ ካለ እንወስድና ለወደፊት የተሻለዉን ለመስራት እንትጋ፡፡በፊት የተበላሸ ነገር ግን....

    • @iyosiasyifru3584
      @iyosiasyifru3584 4 дні тому

      @@selamawitgidey2708 ኢታማጆር ሹም ተፀዋዕነቱ ነቲ ናይ ሽዑ ፕረዚደንት (መለስ ዜናዊ)'ዩ። ስለዚ ሰራዊት ዝተበተነ ብናይ ሕወሐት ግዕዙይ ፖለቲካዊ ባህሊ እዩ ማለት እቲ "ሰራዊት ካብ ብሄር ብሄረሰባት ኢትዮጵያ ዝተውፃፅአ ክኾን TPLF ስለዝወሰነ"።ንዝበለፀ ሐበሬታ ንመንጆሪኖ ሕተትያ።

    • @BrhanuKiros-b7x
      @BrhanuKiros-b7x День тому

      ​@@selamawitgidey2708X
      ADEME GAME OVER

  • @stpual1
    @stpual1 4 дні тому +2

    Mr. Teame very good analysis,excellent explanation,keep up the good work.

    • @gebrekirosameha7712
      @gebrekirosameha7712 2 дні тому

      @@stpual1 እቲ ሀሳብ አብ መንጎ ዝመጣጠኑ ሰባት ማዕከል አይኮነን እቲ ንሕወሓት ወጊኑ ዝከራከር ዘሎ ሰብ ፈፂሙ ሓድሽ ሓሳብ የብሉን ናይ ብሓቂ ዕንክሊል እዩ ዝብል ዘሎ ብፍላይ ጊዜ ንምቅታል ዝጥቀመላ ፅንሑ ናብኡ ክመፅእ እየ እናበለ ዝደጋግመን ሀሳባት ቦታ የብለንን የሕዝን

  • @GideyBerhanu
    @GideyBerhanu 4 дні тому +3

    ፅቡቕ ክትዕ እዩ ብኻልኦት እውን ይቐፅል መድህን

  • @kiruab
    @kiruab 4 дні тому +20

    ይገርም እዩ:: ዋና ናይ ኤርትራ ተጣበቅቲ አብ ጋጏና ሒዝናስ ንሻዕብያ ፀላእትና ንብል አለና:: ዋና ፀላኢ ትግራይ ሕወሓትን መሓውራቱን እዩ::

  • @AfeworkiGebremariam-vv9bv
    @AfeworkiGebremariam-vv9bv 4 дні тому +7

    Ato Teame's flow of idea is well organized and straight forward.millions of thanks goes to ato Team."

  • @murutsadhena7226
    @murutsadhena7226 2 дні тому +1

    ኣረጋይ ኣመሓዳሪ ጣብያ ድዩ ነይሩ

  • @zedibrhanewedegel
    @zedibrhanewedegel 4 дні тому +5

    ኣርዓዶም ጀግና ገለ ዓይነት ሓሳብ

  • @tesfayderes8263
    @tesfayderes8263 3 дні тому +2

    ኣረጋይ ጀበና ኩሉ ነብሱ ጺንጺዋይ ሓሳዊ ሀሁ ተማሃር 😂😂😂

  • @mengistuabasgedom9330
    @mengistuabasgedom9330 4 дні тому +10

    ሻዕብያ ዘሃርመና አይመስለንን. ደናቁሩ አደመ።

  • @genigebre2752
    @genigebre2752 4 дні тому +4

    ቀፅልሉ መዲ ሓፍተይ ካብ ጀነራላትለ ጆን መዲድ ኣቅርብልና ኢኪ ልፃድቃንለ ኣቅርብልና ኢኪ

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 4 дні тому +11

    እቲ ባዓል ቆቢዕ ግን እታ ርእሱ ሲ ንመቀመጢ ቆቢዕ ጥራሕ እዩ ዝጥቀመላ .እሞ ገንዘብ ነዋፅአሉሞ ናብ ማሕረሱ ብቅልጡፍ ይመለስ.

    • @agazianconglomerate717
      @agazianconglomerate717 3 дні тому +1

      መግለፂ ስኢነሉ ኔረሞ ፅቡቕ ጌርካ ስለዝገለፅካለይ የመስግን😂😂

    • @abeyhaileselassie3040
      @abeyhaileselassie3040 13 годин тому

      Kkkkkk thanks​@@agazianconglomerate717

  • @yefasillijፅዮን
    @yefasillijፅዮን 3 дні тому +1

    ጣዓመ መፃኢ ተስፋ ትግራይ

  • @temesgen-j9v
    @temesgen-j9v 3 дні тому +1

    ጠዓመ ደላዪ ለውጥን ፣ ባህጊ ዴሞክራስን ሰላምን ዘለዎ ብሱል ሰብ እዩ። እቲ ሓደ ኳ ከምዝፈልጥ እዩ ዓገግ ዝብል እምበር ሓደ ድሑር ዕንጉለ እዩ።

  • @hanniswgebriel7747
    @hanniswgebriel7747 3 дні тому +2

    ጠዓመ good

  • @EthiopiaAbisynia
    @EthiopiaAbisynia 3 дні тому +1

    Aregawi shabia mikuanka aregagistna alena

  • @YAREDTEKLE-sp4yh
    @YAREDTEKLE-sp4yh 4 дні тому +3

    የቐንየልና መድህን

  • @EthiopiaAbisynia
    @EthiopiaAbisynia 3 дні тому +1

    Aregawi duhur atahasibaka Tigray Ayiwuklin

  • @firawuadhana2213
    @firawuadhana2213 4 дні тому +4

    እዋይ ኣረጋይ😂😂😂 እዋይ ቦሎቲካ😅😅😅😅 ሓምሓም😂😂😂

  • @EthiopiaAbisynia
    @EthiopiaAbisynia 3 дні тому +1

    The dialogue is among TPLF vs EPLF

  • @macksyou3743
    @macksyou3743 4 дні тому +4

    አረጋይ ናይ ስብሓትን ሞንጆሪኖን ሓሽከር እዩ ብአተሓሳስባ::ጉጅለ አደመ ውድቀት ህዝቢ ትግራይ እዩ::ትግራይ ሰብ እለዋ!!ጣዓመ ንትግራይ አመራርሓ ብጣዕሚ እዩ ዝግቦኦ የቐንየልና ንግልፅነትኻ ቐፅለሉ::

  • @EdilkokebMuller
    @EdilkokebMuller День тому +1

    እረ ብሱሩ መናደዲ እዩ ብን በዓል ኣረጋይ ክሳብ 2015 ጥቅምቲ 23 ምሸት ተመሪሓዲራ ዓደይ ምስኪነይቲ

  • @AbadiLeul
    @AbadiLeul 4 дні тому +3

    Tsadkan was the world class general.wae

  • @KirosGselama
    @KirosGselama 4 дні тому +1

    ደጋጊምኪ ዝተፈላለዩ አባላት ካብ ክሊትኡ ወገን አቅርብልና ንትግራይ ዝሓሸ እዩ።

  • @BelayHailu-k3r
    @BelayHailu-k3r 3 дні тому +1

    ኣረጋይ ኣቡኡን ኣዲኡን፣ ጓሉን ወዱን፣ ሓዉን ሓፍቱን፣ ወዘተረፈ ዘጨፍጨፈ ስርዓት ህወሓት/ኢህወደግ ኣብ ኢ/ያን ኣፍሪካን ሰላም አንጊሱ ኢሉ ንባዕሉ ዝጠልም ፍጥረት ኮይኑ ረኺበዮ፤ ከምዚ'ዩ ዓይኒ ዕሙተይ ደገፍ።

  • @HopeHaven-i5g
    @HopeHaven-i5g 4 дні тому +3

    ጠርጣረው ቁፅሪ ክልተታት እዮም

  • @FrewAbeba
    @FrewAbeba 4 дні тому +1

    መዲሂን ሓፍተይ ኣረጋይ እኮ ባዕሉ ሻዕብያ እዩ

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery242 4 дні тому +2

    ኣንታ በዓል ቆቡዕ ብትክክልል መልሲ ጽቡቅ ኣየምጻእካያን ናይ ፖሎቲካ ውድቀት ወይ ክራይስ ኣይኮነን ኣነ ብናትኩም ኣይሳማዕን እየ ህዋሓት ጸላኢና እዩ።ግን ውድቀትኩም ብምልአኦም ሓለፍቲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ረሲዖም ገንዘብ ህዝቢ ሃፍቲ ኣብ ምምዝማዝን ምግባትን እዮም ነይሮም እዚኣ እያ እታ ሓቂ ምክንያቱ ከኣ ዝሓሉ ዝነብሩ እንተ ዝነብሩ ኣብዛ ግዜ ገምግምዎም ረኣይዎም ከመይ ሃፍቲ ኣለዎም : !!!!ቀንዲ ቀንዲቀንዲ ከኣ ኣብዛ ናይ ኩየናት ግዜ ደቁ ካብ ደገ ዘመዱ ካብ ደገ ኣምጺኡ ዝተዋገአ ኣሎ ዶ ረኣይዎም ደኣ!!!!!! ነዚአን ዝግምተን ኣነ ዘቀረብክወን ዘለኩ ካብ ትግራዋይ ዝሰማማዕ እንተ ኣሎ (ኮመንቲ ደለ ኣለኩ) ብዘይ ጽልኢ ግን ኣነ ውን ጽብቅኩም እንበር ሕማቅ ኣትደልን ፈተውቲ ነብሶም እዮም ኣብ ጡዑም ዓዲ ተቀሚጦም ናይቲክቶክን ሸውን ኮይኖም ተሪፎም ኣለው ንጹጉም ከማን ኣይሕግዙን ።ዘደነቅክዋ ኣብዛ መደብ ከኣ ምስኩሉ ምፍልላይ ሃዲኦም ብምዝታይ ዝነኣድ።መድህን ግናይ ጽቡቅ መደብ❤️🇪🇷❤️

  • @mulugetatsadkan2917
    @mulugetatsadkan2917 4 дні тому +2

    ናይ ኣረጋይ ትንተና ቐምሸይ ኣሕኹልኒ እዩ ።እዙይ ይፈልጥ እንተነይሩ ሕወሓት ስረሑ ምርሳኡ ኣብ ስርቂ ምእታው እዩ። ኣረጋይ ኣደመ ዝብልዎ እዩ ዝደግም ዘሎ።

  • @yefasillijፅዮን
    @yefasillijፅዮን 3 дні тому

    ብጣዕሚ የሕዝን ኸዚውን ተረዳእኽዎ ነገር ተሎ ኸሰልተ ነገርዩ ትግራይ ብሕወሓት ከምትጠፍእ እቲ ኻልአይ ኸዚውን ሻዕብያ ንምድሓን ዝኽፈል ዋጋ ኹሉ ከምዝኸፍሉ ተረዲአኧ

  • @Volvo-FH-Aero
    @Volvo-FH-Aero 3 дні тому

    ኣረጋይ ግልጺን ሓቅን ተዛሪብካ ካልኣይ ኣብረሃ ተኽሉ ሰሪዐካ ኣለኹ👍👌

  • @ገድሊህዝቢትግራይ
    @ገድሊህዝቢትግራይ 4 дні тому +2

    እቲ ፀሊም ዒሉ ተከታሊ ድሕረት ምድላውኪ አባላሽዩልኩ መዳ ዘይተሐተቶ ሃለውለው ክብል አምስዩ ከምዚ ዓይነት ዱሑር ሰብ አቅሪብኪ ሰሚዕኪ ክተንጥርዬ ነይሩኪ እዚ ትበሃል ቁምነገር አይተዛረበን በተለይ ነዚ ኩናት መንቀሊኡ አብ ዝብል ሐሳቡ ከቅርብ እናተገበኦ ቂመኛታት ገብሩ አረጋሽ እንዳበለ ፅልኢ ምፍንጫል ተጋሩ እንዳዘርበበ ሰሚዕናዬ።

  • @alemberihu5297
    @alemberihu5297 4 дні тому +1

    በጃኺ ድሕሪ ደጊም ከም አረጋይ ዝበሉ ከይተቅርብልና ተስፍ ዘለዎም አቅርቢይ

  • @SolomonBerhe-xz9mu
    @SolomonBerhe-xz9mu 2 дні тому

    ዝገርም እዩ ዋና ናይ ናይ ህግደፍ መንደፍ ተጣበቅቲ አብ ጋጏና ሒዝናስ ንሻዕብያ ፀላእትና ንብል አለና:: ዋና ፀላኢ ህ/ትግራይ ሕወሓትን (ጉጅለ ኣደመን) መሓውራቱን እዩ::

  • @JemalAbdulkade
    @JemalAbdulkade 3 дні тому +1

    አረጋይ ሀለውለው

  • @GideyBerhanu
    @GideyBerhanu 4 дні тому +1

    ኣረጋይ ኣደቀሱን ዝብል ዘሎ ንባዕሉ ደቂሱ ስለዝነበረ እዩ

  • @kibromweldu
    @kibromweldu 4 дні тому +1

    ምሁር Vs መሃይም/ዱሑር

  • @haiylaykiros3495
    @haiylaykiros3495 3 дні тому

    ኣቱም ሰባት እዞም መራሕቲ ህዝቢ ትግራይ ዝነበሩን ሐዚ 'ውን ዘለዉን ካብ ስሕተቶም ክእረሙን ክመሃሩን ኣይደልዩን። ናቱ ውፅኢት 'ውን እዩ ህዝብና እዚ ኹሉ ክሳራታት ዘተኣናግድ ዘሎ። ስለዚ ሐዚ ካብ ማእገር ህዝቢ ትግራይ ክወርዱ እዩ ዘለዎም እንተዘየለ ግን ፅንተት ህዝቢ ትግራይ ቀፃሊ እዩ።

  • @kudusgebremarim
    @kudusgebremarim 4 дні тому +1

    Teame anbesa ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mr.yirgag.6132
    @mr.yirgag.6132 4 дні тому +2

    እቲ ፀሊም ደንቆሮ እዩ

  • @ኤፍራታTube
    @ኤፍራታTube 4 дні тому +1

    Ato Aregay's flow of idea is well organized and straight forward. Thanks Mr. Aregay from TPLF🙏🙏🙏🙏🙏

  • @HagosTsegaye-p3y
    @HagosTsegaye-p3y 4 дні тому +1

    መድሂን ትክክል ሽኡ ንትግራይ ታይ ሰሪሃ ህወሃት

  • @HaishHagosT
    @HaishHagosT 4 дні тому +3

    ሻዓብያ ሓውና እዩ ማለት እንታይ ማለት እዩ?

  • @SSs-ud9xn
    @SSs-ud9xn 3 дні тому

    ፀፋሕ ፀፋላዕ ስባር ገልዒ

  • @DestaGeberzher
    @DestaGeberzher 3 дні тому

    ኢትዮ ንተጋሩ ዘይኮነትስ ንኤርትራ ዓዶም ያ ይብል ኣረጋይ መሰሐቒ

  • @Brhin-w7z
    @Brhin-w7z 4 дні тому +6

    መድህን ኣብ ርእሲ ህዝቢ ኤርትራ ጽልኢ ኣልኪ ጌጋ እዩ

    • @1eriterahagery242
      @1eriterahagery242 4 дні тому +2

      እዚኣ ደ ዝተፈልጠት ጸላኢት ጽልኢ ዘለዎም ካልሲ ዘይብሉ ጫማ ዝክደኑ ተቃወምቲ ኤርትራ ኢላ ኢንተርቭ ትገብር ጽልኢ ትነዝሕ ምስዞም ሕማቃት ከይደቀሰት ትሓድር ሰብ እያ💪🏿🇪🇷❤️🇪🇷💪🏿

    • @loyalbelieve6954
      @loyalbelieve6954 4 дні тому

      @@1eriterahagery242😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂dedihri tegaru 😂😂😂😂😂😂😂😂keep watching because you don’t have this in Eritrea. Barya natki aleni tiblyo ginkeani tirah meakor wala hanti deybilki nab naybealiki reayi! Barya

  • @fidleytube
    @fidleytube День тому

    እቲ ሓደ ግን ሽፈት ህዋሓት ንዘይ ምእማን ከመይ ከመይ እዩ ጥውይውይ ዘብሎ ዘሎ

  • @addisugebremedhin5510
    @addisugebremedhin5510 4 дні тому +1

    ኣረጋይ ኮለል ኣይትበል ሓቅነት ይሕሸካ ሕወሓት ዘጥፈኦ ናብ ግለ ሰባት ምንጣር ኣርእስቲ ምቕያር ትክክል ኣይኮነን እኩል ግዜ እንዳሃለወ እኹል ምድላው ኣይገበሩን ትዉዳእ ወሓጣ ምክንያቱ እቲ ፅንተት ክቕንሰሉ ዝክእል ዕድላት ኔሩ።

  • @iyosiasyifru3584
    @iyosiasyifru3584 4 дні тому +3

    ሰራዊት ዝበተኖ መለስ ዜናዊ እምበር ፃድቃን አይኮነን። ስለዚ ጉጅለ መንጆሪኖ ሕፈሩ። እዙ ወዲ መንጆሪኖ ስዲ እዩ።

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 13 годин тому

    ነዚ ባዓል ቆቢዕ አብ ትግራይ ዘለዋ መዋእለ ህፃናት ናይ ነበረያ ነበረ መምህር ኮይኑ ናብ ኩለን ዞባታት ናተንቀሳቀሰ ነቶም ቆልዑ ድቃስ ከይመፆም ከበራብሮም ብመንግስቲ ደረጃ በቅሊ ወይ አድጊ ተዋሂብዎ እንዳዞረ ከዝናንዬም ንሓትት .አበል ሑሩጭ ባኒ ሚሪንዳ አብ ሻንጥኡ ኩሉሻዕ ሙሉእ ይኹን .

  • @SleshiAbraha
    @SleshiAbraha 17 годин тому

    መድሂን ፈለማ ነቲ ዝትገብርዮ ዘለኺ ከድንቐኪ ይደሊ ። ሓንቲ ነገር ግን ከም ኣረጋይ ዝኣምሰሉ ነቲ ትሓትዮ ከይኮነስ ዕንክሊል ንዝብሉ ሰባት ቀጥታ ክምልሱ ተትገብሪ ተዘይኮይኑ ''ናብኡ ክመፅእ እየ'' እናበሉ ብኡገይሮም ዝጠፍኡ ሓሳቦም ተተቋርፅዮም ።

  • @EdilkokebMuller
    @EdilkokebMuller День тому +1

    ይኣክል...ጉጅለ ጉባኤ....ይርድኦም ዶ ይኾን ሱቅለ ደኣኾነይ...ስማዕ ኣረጋይ ክምለሰካ እየ ፅንሓ ከይትብለኒ ቧ

  • @michaelkifle7508
    @michaelkifle7508 3 дні тому

    Ato Team 27 amet ab Lieli Eritrea zitegebre geben . kunat 1998- 2000 mis kulu gebenatu Resiekaio. Kemzi nay Aregay nay beal Ato Gebru Asrat zigeberiwo gegatat zihibreka zelo gegatat arimka nezi hizbi selamu habiwo .Ente zey koinu ......

  • @abrhamtesfay1586
    @abrhamtesfay1586 4 дні тому

    ኡይ በሊ ሕጊ፡ ነዓል ኣረጋይ ዝዝዉርኺ"ናይ ሕጊ በዓል ኢየ" በለ ኣፉ መሊ ኡ ኣረጋይ።

  • @TsigabAddisu
    @TsigabAddisu День тому

    ጠዓመ ኣርዓዶም ትኽክለኛ ኣገላልፃ ትግራዋይ ከም ሓላዊ ናይ ስርዓት ኢህኣዴግ እዩ ነይሩ ትኽክል

  • @WudihiSami
    @WudihiSami 4 дні тому

    እንይ መረጋገፂ አለካ ሓሳዊ

  • @teweldegebrewahid732
    @teweldegebrewahid732 4 дні тому +1

    እዚ በዓል ቆቢዕስ አበየናይ ዓ/ም ኮይኑ እዩ ዝዛረብ

  • @biniambeyene4526
    @biniambeyene4526 2 дні тому

    ጠዓመ ዝበሀል ተሸካሚ ሻንጣ ናይዚ ወለዶ ለውጢ ተረዲኡ ክሽቅጥ ዝደሊ ይመስለኒ
    እምበር ሐዚ ብፁእ ኮይኑ ክመፅእ አይኽእልን ዋና ተሓታቲ ንሱ እዩ አብቲ ሰዓት እናጨብጨበ ፀኒሑ ሐዚ አነ ብፁእ እየ ኢሉ ክመፅእ አይክእልን።
    እቲ በዓል ቆቢዕ ብሱሩ ንሚድያ ዘየሰምጥን ዝደኽደኸ ርእሲ ዘለዎ እዩ እና አብ ቁፅሪ ዝአቱ አይኮነን ደንበኛ ሓሽከር አደመ ስለዝኾነ

  • @HagosTsegaye-p3y
    @HagosTsegaye-p3y 4 дні тому +1

    ብዘይ ምድላው ደብረብርሃን ዝበጽሀ TDF ዝሰልጠነ ተዝኾን ነይሩ ኸ አበይ ምበጽሀ

  • @teberhkesete5670
    @teberhkesete5670 4 дні тому +5

    Nay Eritrea nbret ke mias ekum ktimelsiwo Aregay

  • @TeklayGebretatyos-j2q
    @TeklayGebretatyos-j2q 4 дні тому

    እወ አምሐራ ዝብልዎ ደርጊ በዲሉና ይብሉ ንሃይለስላሰ አውዲቅዎ ጠኪሩ ከይሕዝ ተሳዒሩ ኢሎም ይሕሩኑ።

  • @JemalAbdu-vo2sp
    @JemalAbdu-vo2sp 4 дні тому +2

    ኣታ ኣብዚ እንሄ ከርናጭ እንታይ እዩ ዝብል
    ኤርትራ ናፃ ሃገር እንድሕር ነራ ቅድሚ ኢሳያስ ዝነበሩ መንግስትታት ኤርትራ ንገሩና

  • @enigma1228
    @enigma1228 4 дні тому

    ርዋንዳ: ደኣ : ከምዚ ናትኩም ብሄርካ ኣብ ወረቀት መንነትካ ( መታወቅያ ዲኹም ትብልዎ ንስኹም) እንዳተጽሓፈዩ : እዚ ነዓኹምውን ሕጂ ዘጋጠመኩም : 80 ብሁራት ኢትዮጲያ ኣንጻርኩም ተላዒሎም!! ንምንታይ ከምኡ ኾይና ኢልኩም ነብስኹም ሕኸኹ!!

  • @asefaw4345
    @asefaw4345 4 дні тому +1

    ሰላም መድህን

  • @murutsadhena7226
    @murutsadhena7226 2 дні тому

    በዓል ኮፍያ ደንቆሮ እዩ ።“ ፍየል ወድህ ቅዝንዝን ወድህ“ እዩ

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh6959 День тому

    ጠዓመ እንድዩ ዝሐሸ ግን ካብ እዳ ህወሓት ፅቡቅ ኣይትፅበን፡፡ ሓሳቦም ድኹም እዩ፡፡

  • @weldeabrahadesta8796
    @weldeabrahadesta8796 4 дні тому

    አብቲ ዝተሓተትዎ ከድህቡ አለዎም። ናብ ዘይተሓተትዎ ዓጀውጀው ክብሉ አይትፍቀድሉ(አረጋይ ዝሕተቶን ዝምልሶን አይራከብን)

  • @bezen2009
    @bezen2009 4 дні тому

    እት ፀልም ልምዓት ጉጅለ ክምህሮ ድክ ወይስ ክካቶዖ እክ ኣምፅእክዮ መድህን? ናብ ሜድያ ተምፅኦ ሰብ ምፍላጥ ፅቡቅ እዮ ንሰማዓይ ክብር ንምሕላው...

  • @HELLO-SHOW21
    @HELLO-SHOW21 4 дні тому

    ድንገት ኣይኮነን ክሕደት ተፈፂሙ ካብ ቀደም ዝመፀ እዩ'ኮ ትብለኻ ባዕልኻ እውን ፕሮሶስ ነይሩዎ እዩ ነብሲና ነድሒነሉ ግዜ ደቅስና እዪ ሓሊፉ☝️

  • @teberhkesete5670
    @teberhkesete5670 4 дні тому

    Teamed qolmats wedi Tsadqan hasawi resah eka

  • @shimayteklom6417
    @shimayteklom6417 4 дні тому

    ኣብዚ ኢንተርቭዋት ብዙሓት ለባማት እና ንሰምዕ ዘለና ኣብዞም ዘለው ኣመሓደርቲ ግን ሰነፋት እዮም ስለምንታይ እዮም እቶም መንእሰያት ተክ ኦቨር ዘይገብርዎ።

  • @Biniam-o5t
    @Biniam-o5t 3 дні тому

    ትኽክል ንሱ ኢዩ ትሓቂ አመሪካ ዝ ገባጢ

  • @dawit854
    @dawit854 4 дні тому

    "ምስ እሾኽ ዓጋም ተጸገዐት ቆልቋልሲ እንዳነበዐት ትነብር!" ትግራይ ኣብ ኢትዮፕያ ኮይና ሓሊፍላ ማለት ዘበት።

  • @iyosiasyifru3584
    @iyosiasyifru3584 4 дні тому +3

    The guy who represent the illegal TPLF is "Around the bush"

  • @Dhf-o2f
    @Dhf-o2f 4 дні тому +2

    Hwehat Nkidmit 👍👍👍👌👌👌💛❤️💛❤️💛❤️

  • @BelayMolla-i2k
    @BelayMolla-i2k 2 дні тому

    ነባራዊ ኩነታት ክልሉ ዘየንብብ ኣሜሪካ እያ እዚ ለዉጢ ኣምፅኣቶ ዝብል ካብ መረዳእታ ዘይተበገሰ ዝዛረብ ለዛይ ኣረገጋይ ዝብሀሃል ሰብ ክተቕርብን ሓሳብ ክትፅበይን መሕዘኒ እዩ

  • @KebromWaka
    @KebromWaka 4 дні тому

    Teame king💪💪💪💪💪💪💪

    • @user-AGG
      @user-AGG 3 дні тому

      ህወሓት ከም ፖለቲካ ውድብ ረብሕኡ ( ረብሓ ህዝቢ ትግራይ) እዩ ከቐድም ዘለዎ እምበር ረብሕኡ ኣብ ዝጎድእ ብዛዕባ ኤርትራ ክሓርር ኣይግብኦን

  • @iyosiasyifru3584
    @iyosiasyifru3584 4 дні тому +3

    No more TPLF!

  • @SemonBaset
    @SemonBaset 4 дні тому +1

    ጣዓመ ብሓቂ ጀግና ኢካ

    • @ለምንይዋሻል
      @ለምንይዋሻል 4 дні тому

      ዋይ! ብዘይተሓታታይነት ብዕርቂ ተዓፋፊኖም ይቐፅሉ ስለዝበለ ዲዩ?

  • @tesfayaberhe
    @tesfayaberhe 4 дні тому +1

    ua-cam.com/video/9UE_oaZcGKk/v-deo.htmlsi=Eo6-E9FlBkarEZoC

  • @aregawigidey9364
    @aregawigidey9364 4 дні тому

    We would like to thank you Tegadelay Aregay! Really brave fighter and knowledgeable.

  • @EdilkokebMuller
    @EdilkokebMuller День тому +1

    ጣዓመ ይሞችኻ ወደይ ....በቃ ምርሐና አነ ተሞችኻኒ

  • @bererahwaesu3179
    @bererahwaesu3179 2 дні тому

    ሓሶት ከም ባህሊ ዝወራረስ ሕብረተሰብ፡ኣየናይ ማንፌስቶ ዩ ካብ ወዲ 7 ዓመት ክቕተል ኣዊጁ ።ደቂ ማይ ጠላሚት ስንቆም ግናይ ።
    ብዓልኹም ዝቐተልኩሞም ዕስለ ንበጣ ሎሚ ኩሉ ዝፈከርክሞ ማይ ምስ ሓቖነ ያኢ ሻዕብያ ዩ ኩሉ ጌርዎ ።ግን ግርም ዩ መንነትኩም ስለ ዝነገርኩምና እዛ ትብልዋ ቃል ከመይ ከም ንሕዘኩም ሓጋዚ ጥራይ ኣይኮነን ።ዓለም ዝረስዐቶም ጽውጽዋይ ጽጋብ ብጆኖሳይድ ዝዋስኡ ምስሉያት ።

  • @TeameYitbarek
    @TeameYitbarek 4 дні тому

    ኣረጋይ ኣብ ፃድቃን ፎብያ ኣለዎ። ብፃድቃን ወዲኡዋ።

  • @ZnabuTesfay-l8z
    @ZnabuTesfay-l8z 4 дні тому

    Teame best

  • @fessahaieberhe
    @fessahaieberhe 4 дні тому +1

    Do I have to remind Tegaru , the ugly crimes they have perpetuated on Eritrea and Eritreans? 1998-2018.

  • @LamllRyy
    @LamllRyy 4 дні тому

    መድህን እይ ናይግዝያዊ ምምሕዳር ተወካሊ ብዛዕባ ገታቸው ተፀሪፉ እንበል ኩሉ ብገታቸው ጀሚሩ ብገታቸው ወዲእዎ ንምንታይ ህዝብ ን ዓድን ማእከል ገይሩ ዘየቅረበ ወልፋስ ኢሉ ልፃረፈ መን ድል ከምዚዝበለ ጎይታይ ተፀሪፉኒ ኢልካ ክትካራከር የሕፍር ቱናይሕዋሓት ወኪል እኮ ብዛዕባ ተፋናቀል ብዛዕባ መርየት ትግራይን ህዝብን ማእከል ገይሩይሓቶ ነይሩ ጣዓመ ግን ብዛዕባ ገታቸው ጥራይ እዩ ይዛረብ ነይሩ