Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
አጆኹም አጀኹም ፅላል መሕበራት ምዕራብ ትግራይ
ብጣዕሚ ፅቡቅ አገላልፃ አብተግባር አዉዕልዎ ተመዛብልት ተሳቅዮም ናይኩሉና ትግራይ ሰቃይ እዩ ሕጂ ብዝሓፀረ ነይመጨረሻ ነብ ቦቶኦም ዝምለሰሉ እንሻአላህ ረቢ ነርኣየና አሚን አሚን ።
ናይ ብሓቂ ኪሕለፍ ዘክእል ነፍስ ወከፍ ትግራዋይን ፈታው ትግራይን ከምኡውን ኩሎም ንፍትሕን ርትዕን ደቂ ሰባት ዚቃለሱ ወገናትን ብዕቱብ ኪደጋገፉ ይግባእ፡ ነዚ ጻውዒት እዚ ዕሽሽ ዚብል ኣካል ኪህሉ ኣይግባእን፡ ተባረኹ
ይኣክል።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣገላልፃ ከምዚ ዝበለ ዕሙቅ ዝበለ ትንታነ ክግበር ኣለዎ በተለይ ብዛዕባ እቲ ውዕሊ ፕሪቶርያን ህገ መንግስትን ደስ በሃሊ።
ይበል ዋዕላ። እዋናዊ ዛዕባን ውርዙዮን'ዮ ኣጆኹም! እከለ ናህናን ሓውናን ይፅናሕ። እከለ ዝባሃል ኣይፋል ዓገብ ኢሉ ህዝብና ካብ ምዝንባልን ወሰና ካብ ምግባትን ዝወፀ ኣይረኣናን'ሞ እዋናዊ ቀንዲ ዛዕባና ተጋሩን ትግራይን ናብ ናይ ትማሊ ምምላስ ናይ ትማሊ፣ ሎምን ፅባሕን ወለዶ ዋኒን'ዮ ዕዙዝ ጠመተ ንሃብ። ይግባእ'ውን። ሎሚ ኣብ ሰሜን ዘለው ኣሕዋትና'ባ .....ማእገርናባ ገለባ ንቀንዲ እዋናዊ ዛዕባ ካብ ምዕንቃፍ ሓሊፉ ፋይዳ ኣይህልዎን'ሞ ውርዝይ ኢልና ንዕሰል። ለበዋ ዶ/ር ደጀን'ውን ብቀንዱ ኣብ ግምት ክኣቱ ዘለዎን ዝግበር ምንቅስቃስ ሕጋውነትን ትካላውነትን ምልባስ ኣብ ዝብል እማኑ! ዝዝተልዓለ ሳዓቡኒ ከይኸውን ሃየ!!!!!
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣርእስቲ እዩ ብራኽ ሚድያ ቀጽልሉ
ይቅንየልና ብራኸ ሾው
ይኣክል ተግባራዊ ክንገብሮ ኩላትና ተጋሩ ከምተጋሩ አጥቢቅና ክንቃለስ ኣለና
ፅብቅ መድብ ኣብ ተግባር ኣውዕልዎ ጥራሕ ኣሕዋተይ ደሰ ብሃል ይኣክል 👏
100% support your proposal
እቲ ፅዕንቶ ምግባርኩም ፡ ዝግባእ ጉዳይ’ዩ ። ዝደንጎየ’ኳ’ተኾነ’ውን!!!
ብጣዕሚ ጽቡቅ ዘረብ ኣብ ተግባር እንተዊዒሉስ ደም ደቅና ኣዕጽምቶምን ከንቱ ኮይኑ ከይተርፍ ግበሩ ጉሂና፡ኢና ብዞም ስርዓት ዘልው ? ኣጆኩ ጠንክሩ፡ዝተረፉ ደቅና ክይተጥፉኡልና ከይትጠፍኡናን። ❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
Berakhe Show ናብ ቴሌብዥን ንምዕባይ ሕሰብላቱ።መድሂን ተቆርቋሪት ትግራወይትን ተልዕሎም ነጥብታት ፅቡቅ እዩ።
ክልል ትግራይ እንዳ ሃለውለው ለው ለውውውውውውው!!
Time for getachew to step down
ይቕረታ ኣብታ ዘሕለፍክዋ መልእኽቲ ክትእረም ዘለዋ ቃል "ዘይክኣል" ተብሂላ ትነበበለይ
ቅድሚ ዅናት ዝነበረ ፈኸራን ኣዮኹም ናይናን ተረሲዑ ድዩ " ምንም ሓበሬታ ዘይብልና " ዝበሃል ዘሎ ?
ሙሁር ኣያስእነና ጎይታ
ዕባ ዝኾነ ጀነራል ምንም ካብ አባይ ወልዱ ዘይሐሽ ጀነራል
Entay ketagesu neta Alem Etfalto Alem zefardto Mert naye Eritira memany Malet nesakom Tigiray ne Alem Ayent ketewarwa malet eyu feltkom Telekom Gena ketrgato Ekom ::
ተሳዒርና ዝአተናዮ ስምምዕ እዩ ስምምዕ ፕርተሪያ፡ ስቕ ኢልካ ሃለውለው አይትበሉ፡ ጌታቸው ከምዝበሎ ደብረጽዮን ዝገበርኩም ጌሪኩም ብዝበልኩም ፈሪሙ ከይጠፋእና ኾሎና ኢሉኒ ኢሉ እዩ ሕጂ ትንፋስ ምስተረኽበ ሕጂ ብሓይልና ኢና ተፈራሪሚና ደሓን ይእቶ መንግስቲ አመሪካ አድሕኑና አሎ 4።
እንደ ቁራ ጮዃችሁ ወደ ቤታችሁ ትመለሳላችሁ እንጂ ወደ አማራ ምድር ለመመለስ እንዳታስቡት ።
Nab mere bet similas , hizi genocider minibar
ብብቕዓት ፡ ነቲ ሕጋዊ መርትዖታት : ተንቲንካ ስለዘብራህካዮ ነድንቐካ!!! ቀደሙስ’ተኾነ ፡ ብተንኮል’ምበር ፡ ብቑዕ ምኽንያት ስለዝሓዙ ከምዘይኮነ ፡ ይፈልጡዎ’ኮ’ዮም ። “ የሰሜን ግምባር ጦርሰራዊት ስለተመታብን ነው ጦር ያዘመትነው’ንጂ ፡ ወልቃይትን ወደ ኣማራ ክልል ለማስመለስ ኣልነበረም “ ኢሎም’ኮ ፡ እቶም ጀነራላት ኢትዮዽያ’ውን መስኪሮም’ዮም ።
ጽቡቅ ኣርእስቲ እንዲዩ ብዛዕባ ውዕል ኣልጀርያ ከ ሓንቲ መዓልቲ ከም ኣርእስቲ ኣልዕልዋ እባ ፍትሓዊ ፍታሕ ክመጽእ
blmano koynu aye nska
ጣዕዋ ዝወሐጠ ይመሰል ብዕብራን ትግራይ ፎሰሀ ዐሱልዎ ወይ ላግጺዮ..
ኣያና ፃድቃን ኣለው ዶ ?ካብዚ ንላዕሊ ዋዕላ የለን ንምባልዩ
ኦ ዛርከብካ ከመዝይ ዓይነት ዳኣ ርእሱ እንድዩ ዘሕሞ የለን እሱስ ስራሕ ሲኢኑ😅
ምራሕቲ ህወሓትን ኣብግዝያዊ መንግስቲ ዝለዉ ስበስልጣናት ንዲያስፖራ ፓራላይዝ ግሮም ኣብገዛኡ ኮፍ ኣቢሎሞ።እዚኦም ምራሕቲ ዘይኮኑስ ኣማልኽትናዮም ኮይም።ኣዮኹም ናይ ሽዋ ክትበሃሉ ይሕይሽ።😮😮😮
እቶም ናይ ህወሓት አመራርሓ ንስኹም እኹም ዕንቅፋት በሉዎም

ቅድሚ ዅናት ዝነበረ ፈኸራን ኣዮኹም ናይናን ተረሲዑ ድዩ
" ምንም ሓበሬታ ዘይብልና " ዝበሃል ዘሎ ?