My first dream was to have a healthy child. Those who did not know obstacles of life, want priority of boy and girls. 1 girl like you is enough no need of having numbers of boys with low effectiveness. Keep sharing your tangible knowledge to the whole society. You are ( kindi shih)
I am glad u did not go to the question of what God says or instructed us. This must be left to individuals to interpret the way they want. You have done your job of educating our people who have almost all no chance of getting a formal education. Congratulation for all you do and must feel proud of yourself.
Beti mewedaeta zemen fltet kbezh u zblo ab tmbite Daniel ezi u mewedaeta zemen u. Aemro seb azyu belih u. Ab srah fetari atyom. Bzkone tsbuk tmhrti u haftey thank you❤ 🇪🇷🙏
Of Course possible kkk XX , YY ...ወይ ፡ ናይ፡ ፈጣሪ፡ " ዩ፡ ኸአ ፡ ድዩ፡ ዝኸበርኪ፡ዶክቶር፡ ሻሮና . ብዝተኻእለ፡ መጠን ፡ ንዛነቕ፡ ደአ፡ ..There should be Balance for good reasons . What ever the researchers or the Science trying to convince or to contradict the complicated nature/natural process . Keep up teaching ,presenting and revealing Dear Doctor .
شكرا دكتورة شارون ربنا يخليك ويوفقك دي اهم معلومات لينا ان شاء الله الى جاي تجب لنا حاجة حلو .نحن نستفيد منها فل الاخر انت تجي لنا بسلام ونحن ننتظرك بسلام
ኩሉ ፍቃድ አግዚኣብሄር አዪ 🙏🙏🙏
ናይ ብሓቂ
በቃ እግዝኣብሄር ንሕና ከይተወለድና ብቃሉ ዝወድኦስ ሕጂ ከኣ ኣማሪጽካ ኮይኑ በቃ ይገርም'ዩ::ኣይትረስዑ እግዚኣብሄር ሰማይን ምድርን ፈጠረ::
Yes bravo
.
መቸም በዚ ነገር እዚ ክንደይ ስድራበታት ከም ዝተሳቀያን ዝተፋትሓን ኩልና ንፈላጦ ሓቂ ዩ መብዛሕቱ ህዝብና ኣብ ዓዲ ዘሎ ኩሉ ሽግር ናይታ ጋል ኣንስተይቲይ ጌሩ ዩ ዝወስዶ ስለዚ ነዚ መብርሂ ዝሀብክና ብጣዕሚ ነመስግን ዶተረ ዋዕሮ ኤርትራዊት ሓብተይ ።
I know a woman have only girls not a boy , but her hudband have a boy for his ex girl friend, so as my opinions it is not yet clear
Mo kulu seb ko temahirwo u
ወላድ ወህብቶ እግዝኣብሔር እዩ ንዝሃበካ ኣሜን ኢልና ንቀበል ❤🙏
ዶክቶር ሻሮን ኣብ ኤርትራ ኣብዚ ጊዜ ዳርጋ ኣብ መላእ ሃገር ሕማም ካንሰር ገኒኑ ኣሎ እሞ ከም ብዓልቲ ሞያ ቅድሚ ሕማምን ድሕሪ ሕማምን ክግበር ዘለዎ እንታይ ትብሊ፧ ኣነ ግን ጥርጣረ ኣሎኒብሓቂ ድዩ ሕማም ካንሰር፧ ምኽንያቱ ብባህትያትና ንሕማም ኣህንገልጾን ኢና ምናልባት ብስጋዊ ርክብ ዝማሕላለፍ ሕማም ከይከውን ከም ኤች ኣይቪ አድስ ብዝኹድነ ግን ዶክቶር ፕሊስ አብዚ ሕጂ ዘሎ ናይ ሃገርና ሕማም ካንሰር ገለ መብሪሂ ክርህብና ብተስፋ ንጽበ። የቐንየለይ።
Eway h ktfetu
ፓፒሎማ ቫይረስ ዝብሃል፡ መንሽሮ ክሳድ ማህጸን ዘምጽእ፡ ብወሲብ ክመሓላለፍ ይኽእል'ዩ።
ካልእ ግን ሓፈሻዊ፡ ካንሰር ብዙሕ ጠንቁ ኣይፍለጥንዩ፡ ናብኡ ዘቃልዑ ነገራት ግን ኣለዉ፡ ሕራይ መደብ ጌረ ክዛረበሉየ።
@@DrSharonWoldu እወ ዳሓን ሻሮነይ ግዜ ገሪኺ ተመለስና ሻሮነይ ሓፍተይ።
@@DrSharonWoldu የቐንየለይ ዶክቶር ግዜዂ ሰውኪ ንትገብርዮ አስተምሕሮ ። ኣብኡማለት አብ ካንሰር ፍሉይ ምድመርመሪ ፍዩ ዘለዎ፧ ኣብ ኤርትራኸ ንናይ ሕማም ካንሰር መመርመሪ ብቁዕ መሳርሒዶ ኣሎትብሊ፧
ሰላም ጥዕናን ይሃብኪ ዶ/ር ሻሮን ንኹሉ ኣበርኩቶኺ የመስግነኪ ቀጺለ ብዛዕባ ሕማም ካንሰር እባ ገለ በልና ህዝብና እኳ ተሸጊሩ በዚ ሕማም ናይ በሓቂ ኸ ይሓዊ ድዩ በብዓይነቱ ከምዝፈላለ ይፈልጥ ግና ኣደዳ ፋይናንሳዊ ጸገማት ገይሩካ መወዳእታ ብ ሞት ዝዛዘም ማእለያ የብሉን ኣብኡ ከለኪ ከኣ ብዛዕና ኣብ ታሕተዋይ ሻሕለለ ዘጋጥም ሕማም ካርሲኖማ ካንሰር ሓበረታ ደልየ የቀንየለይ።
ውላድ ህያው እግዚአብሔር እዩ ። ወዲ ጓል ክትመርጽ ኣይትኽእልን ኢኻ ዝተወሃበካ ኣሜን ኢልካ ምቕባል ናይ ለባማትን መስተውዓልትን ተግባር እዩ ።
ኣማን ብኣማን ትኽክል
Of course
Engera alem beala zehawey. 2 awaled alewana, betami hegosti eya. Amlak sele hiyabu yemesgen 🙏
🥰
ናይ ፡ ብሐቂ ፡ ካልእ ፡ ውላድ ፡ ሲኢኑ ፡ ክልምን ፡ ይውዕል ፡ ዝፀገበ ፡ ከአ ፡ ከማርጽ ፡ ይውዕል ፡ አብ ፡ ክንዲ ፡ ምምስጋን።
ሕባእ በለስ ረኺበኪ ፡ሕባእ በለስ ኢለኪ ኣለኹ ሳሮን ሓፍተይ፡ዕድመ ማቱሳላ ይሃብኪ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ፡ሰሰናዩ ንኹልኹም ተኻታተልቲ ንዶክቶር ሳሮን
Asmerom hawey, የቀንየለይ!! ምርቓኻ ደስ ከብል!! ኣሜን ኢለ'ለኹ።
Btami xbqti megkexit rekbkla. Ajoki qexliyo
@@DrSharonWoldu ዶክተር ሻሮን ብዛዕባ ዳውን ሲንድሮም ሒዝክልና ምጺ ኣብ ግዜ ጥንሲ ወድካ ጥዑይን ዳውን ሲንድሮም ዘለዎን ምኳኑ ይፍለጥ ዶ please ቪድዮ ስርሕልና 🙏
ሓደ ሓበሻ እንኮ ሕሳስልደ ወዱ ናይ መስተን ሓሽሽን ማእሰርትን ግዙእ ትሩፋ ምስኮነ፡ ብካ ኣብ ካልኣይ ማርሻ ጸቂጠ ክብል ተጫሪቁ፡ ከመይሲ እንዳ ወዳ ክረክብ ሓሙሽተ ዘይተሓስባ ኣዋልድ ስለዝወለደ፡ ሓሙሽትአን ግን ካለጅ ዘጠናቀቃ ኢየን፡ ብሓቂ ርቢ ብኩሉ ኣይወጽዖን🤣
@@dawitgebrat1878 🤣sehak ketilkani bro
My first dream was to have a healthy child. Those who did not know obstacles of life, want priority of boy and girls. 1 girl like you is enough no need of having numbers of boys with low effectiveness.
Keep sharing your tangible knowledge to the whole society. You are ( kindi shih)
You should also write in Tigrina because so many of us don't understand English same times This Video is for tigrinans😎
@@UnitedhabeshaCushnation317 @kingdom & priests እትብል ዘለኻ ንመን ኢልካ ኢኻ መልእኽቲ ፅሒፍካ ዘለኻ ሐብረኒ
@@seeker9272 ንዮሴፍ ሃይለ እለ ጽሒፈዮ!
ዘንጊዕካ ኣለኻ፣ ጸረ-ምብዛሕ ህዝብና ትኸይድ ኣለኻ። ከምኡ ከኣ ብቃንቃኻ ከይትጽሕፍ ሕፍረት ተሰሚዕካ ኣሎ። እዚ ትገብሮ ዘላ ሕክምናውን ሳይንሳውን ትምህርቲ ብቃንቃ ትግርኛ እዩ። ብትግርኛ እንተጸሓፍካ ተመራጺ እዩ።
@@UnitedhabeshaCushnation317 ይቕሬታ kingdom አነ እውን ብናይ English ፅሕፈት ጌረ ከምዝፃሓፍኩሉ ረሲዔዮ ነዚ ዮሴፍ ዝብሃል መቸም ሐቂ ኢኻ ተዛሪብካ ✋️ሰላም ኩን
ስለቲ ኩሉ ግዜ መሃርን ጠቃምን ሓበሬታ ትህብና ብጣዕሚ የመስግነኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ ጥዕና ይዓድልኪ፡ ጋል ወይ ወዲ ምውላድ ግን ኣነ ብወገነይ ካብ እግዚኣብሔር ኢዩ ይብል
Period.
ሰላም ጥዕናን ይሃብኪ ዶ/ር ሻሮን ንኹሉ ኣበርኩቶኺ የመስግነኪ ቀጺለ ብዛዕባ ሕማም ካንሰር እባ ገለ በልና ህዝብና እኳ ተሸጊሩ በዚ ሕማም ናይ በሓቂ ኸ ይሓዊ ድዩ በብዓይነቱ ከምዝፈላለ ይፈልጥ ግና ኣደዳ ፋይናንሳዊ ጸገማት ገይሩካ መወዳእታ ብ ሞት ዝዛዘም ማእለያ የብሉን ኣብኡ ከለኪ ከኣ ብዛዕና ኣብ ታሕተዋይ ሻሕለለ ዘጋጥም ሕማም ካርሲኖማ ካንሰር ሓበረታ ደልየ የቀንየለይ።
ናይ ሎሚ ትምህርትስ ከፍራሓካ ፈጣሪ ዝሃበካ ዘይትቅበል ወደይ እዝስ ህልክ ምስ ፈጣሪ ኢዩ ኩሉ ብጽሕፍቶ ፈጣሪ ንዝነብር ሲ ክንድዚ ሰሃሮ እምእምእም
Bro amlak hangol hibka alo teteqemelu science whbet Amlak mukanu Teredae kea agedasi koynu ysmani, keshi tray aytemen dhri seb keytterif
@@michaelkidane9980 ጽቡቕ ኣለካ ስነ ፍልጠት ክሳብ ምስ ሃይማኖት ዘይተጋጨወ ክትጥቀመሉ ኣገዳሲ እዩ ሃይማኖት ውን ኣይክልክለካን ጠቃሚ ክሳብ ዝኾነ። ብዝኾነ ኣነ ውን ኣፍልጦ ዘይብለይ ኣይኮንኩን ምሉእ ዶክተር እዃ እንተ ዘይንኩስ ኣብ ኤርትራ ነርስ ተማሂሩ ኣብዚ ስደት ውን ይሰርሓሉ ኣለኩ የቐኒየለይ ☺️
@@sulemanyassin3397 kigermeka kabti zhatetkayas eti respect geyrkum ztemelaleskumo kef hibni!! gn bzey fetari kontu eyu kefqdelka alewo
@@michaelkidane9980 science wehibet EGZIABHER koynu ayfeliten u . Ms EGZIABHER mitsegaee malet u keshi zibeleka msmaee ezi dhri seb zeteref entekoynu tsega u. Mikniyatu kab EGZIABHER rihika kidmi seb kab mikan ms EGZIABHER konka hiwetika minbar ybelits. Neti zesteweel kea ms EGZIABHER minbar kidmi seb ember dhri seb aytrefin u.
ኩሉ ፍቓድ ኣምላኽ ዩ
እንበር ፍቓድ ሰብ ኣይኾነን።
You right
ሻሮነይ ሓፍተይ መግለጺ የብለይን ኣምላኽ ይባርኽኺ ኣጆኪ ኣይትሕመቕ Blessd Sister.
ኣምላኽ ዘይውዳእ ፍልጠት ይሃብኪ ዶክተር ሻሮን ኃብተይ! ብሓቂ ኣድኒቀኪ ቀጽልዮ ኢኺ፣ እቶም ከማኺ ዝበሉ ፍልጠት ዝተዓጥቁ ኣኅዋትና ከማኺ እንተዝለዓሉ እንተዘይኣጋኒነዮ ድሕረት ካባና ምረሓቀ። እሞ በጃኺ ቀጽልዮ ትብዓትክን ምክፋል ፍልጠትክ፤ እመብርኃን ትባርኽኪ እዛ ኃብተይ!!
ሰላም ዶክተር፡ በቲ ትገብርልና ዘለኺ ትምህርትን ኣስተምህሮን እንዳ መስገንኩ፡ ሓንቲ ነፍሰ ጾር ናይ ቃንዛ ከኒና ወይ ፓናዶል እንተ ወሰደት ጸገም ኣለዎ ድዩ። ካልእ ኣብ መጽኢ ስፍሕ ዝበለ ሓንቲ ጥንስቲ ኣደ ዶክተር ከይ ሓተተት ኣብ ከብዳ ዘሎ ዕሸል ወዲ ድዩ ጋል ከመይ ገራ ክትፈልጥ ትኽእል፡ ማለት ኣብ ነብሳ ዝረአ ነናቶም ምልክታት ኣለዎም ዶ፡ ብዛዕባ ዚ ሓንቲ ቪድዮ እንተ ትሰርሕልና ደስ ምበለኒ ምስናይ ኣኽብሮት፡ ደጊመ ደጋጊመ የቀንየለይ 👋👋
Docter ሻሮን የቀንየልና ግን ከሓተኪ ዘርኢ ወዲ ተብዓታይ ሲ x y የጠቃልል ዶ 👍👍👍
ብጣዕሚ ሃናጺ ዝኾነ መደብ ዶቶሬሳ፡ ሰበይተይ ማንታ ክንወልድ ክትብል ኣነ ኣበድን ክብል ተረባሪብና 🤣🤣 ፡ ኣብ ዝቕጽል መደብኪ ብኸመይ እዮም ማንታ ዝውለዱ ዝብል ኣርእስቲ ከትቕርብልና ክንጽበ ኢና ✌❤
Btaomi ina nemesgneki
Do.Sharon
ሕጂ ግርም
እዘን ኣሕትና ናተን ጸገም ዝመስለን ዝነበረ በጥ ኢለን ክድቅሳ እየን።
😅
Haxirn xfufn meglexi Dr sharon amlak edmen tienan yhabki
የቐንየልና ዶክቶር ሻሮን። ስለ እቲ ትምህርና ዘለኺ ሃናጺ ዝኾነ ትምህርቲ። ኣብ መዝሙር ዳዊት እንታይ ይብለና ሲ፡ ጌና ኣብ ማህጸን ኣደይ ኮልኹ ሓረኻኒ ዝብል ኣሎ። ስለዚ ብሕጽር ዝበለ፡ እቲ ዝፍጠር ዕሸል፡ ብፈጣሪ እዩ። እቲ ዘርኢ ናይ ምቕልጣፍን ምድንቃይን ሕጊ ተፈጥሮ እዩ ኣይተጋገኽን።ጋል ይኹን ወዲ ግን ብሳይነስ ተመርኪስካ እትገብሮ ርክብ ከተረጋግጾ ኣይትኽእልን ኢኻ ዝብል እምንቶ እዩ ዘለኒ። እቲ ክፍጠር ኣለዎ ዝበሎ፡ እዝግኣብሄር ይፈጥሮ።
Oh thank you doctor Sharon anes gal aybel wedi amelak tena zelwo wulud teray yehabni 🙏 🙏 🙏
የቀንየልና መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ።
❤ ብሓቂ ለባም ኢኺ ብሓፈሻ
ዝተ ወሀብናዮ ዉልድ ተመስገን ጎይታ ዝተባረኸ ግበረልና እልና ንቅበሎ ተግባር አምላኽስ ሰብ ክሐልፎ የዳናደን አሎ
ከመይ ቀኒኺ ዶክቶረ ናይ ሎሚ ትምህርቲ እዋናውን አገዳስን ብሙኻኑ ነመስግን ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ
Anbesit mqrti Haftey nski fluy hjab agelalxa zeleki, quanquki ite kbri nay bhaki kbrti Docter iki👍🇪🇷❤️🙏
ይቀኔልና ሐፍትና ዶ/ር ሻሮን ዘቅረብክልና ትምህርቲ
Egziabher abzihu fltet yadlki edmen tenan yhabki
በዚ ተቅርብዮ መደባት ብጣዕሚ ማሃርን ጠቃምን እዩ ዶክተር ሳሮን ሓፍትና ኣነ ካሓታ ደልየ ዘለኹ ግን ብዛዕባ ሕማም ቆርበት (ዙዕ)ማለቱየ ትፈልጥዮ ሓበሬታ ወይ ከጥፍኦ ዝኽእል መድሃኒት ተልዩስ ከተረድእኒ ምደለኹ።
ሰላም Dr. Sharon.. ጽብቅቲ ትሕዝቶ ዘለዋ ቪድዮ ኣዳልኪ ከለኺ: ምስ'ዛ ኣርእስትኺ እትኸይድ ሓሳብ ኔራ : ብሓንሳብ ማንታ ኮይኖም ክልተ ጾታ ውድን ጓልን ዝወልዱ ኣለው :: ከመይ ከምዘጋጥም በቲ ቃንቃ ኣዴና ክትገልጽልና ተጸብየ ኔረ : ኣብ ካልእ ኣጋጣሚ ኣይትረስዕያ :: የቀንየልና ክኣ ግዜኺ ሰውእኪ ንትህብና ትምህርቲ::
Magnificent job!!!
Nay menatu gn resiekyen Dokterey
Abza Europa bflay menatu mulad eya tewatse ahtsr abilki temelesna eiki
Bzterefe keep going Dokterey ❤🇪🇷
Thank you 🙏 DR sharon, please can you give us information on autism and eczema ?
እዝግዮ. መሓረና. ክርስቶስ. ዶክተር. ሓፍተይ
ዶክቶር ሻሮን ተክርብዮ መደብ ይከታተሎ እየ። ጹቡክ መደብ ኢኪ ተክርቢ ቀጽልዮ ካልእ ሐደ ጉዳይ ክሐተኪ ደልየ ሐንቲ ጋል ኣንስተይቲ ፐረድ ዝድንጉያ እንታይ ምስ እትከውን እዩ ከም ኣብነት ክሳብ 6 ወርሒ ምስ ዝሕልፍ ብከመይ ከ ናብቲ ኑቡር ቡታኡ ክምለስ ይክእል ኣብ ስራሕኪ ዓወት ይምነየልኪ ተገዲስኪ መልሲ ስደድለይ የከንየለይ።
ሽኮር ኣዴኣ ቐጽልዮ ሻሮን ጽብቅቲ.
Really experienced doctor.
ኣንቲ ዶክተር ኣበይ ኣለዋ ኣዋልድ መከራና በሊዕና'ለና በጃኺ ግደፍና።
Sweet heart
ቕረ ግበርለይ ዶተረይ ከይበልኩ ምምሰጋነይ ከማኺ ከምተን ቀዳሞት ዎዕሮታት የብዝሓልና ሻሮነይ ጨወ ሳሊና ሽኮሪና ተሪፋ ኢያ ከምሺሙ ኣይኮን አንበሲት ጓል ኤረ ንኺድ ጥራይይይ !!
Welcome back ዶክተረይ ክብረት ይሃበልና ንሕቶና ክኣ መልሲ ብጊዜ ንጽበ ኣለና😍😍
D.Sharon kem kulu gize Egzabher Tsega hibuki alo mo Egzabher Aezkzu ybarki n Bereket kuni mearey kem Huxa Bahri Freylna🥰
ኤርትራ ሓፍተይ፡ የቀንየለይ፡ ክብረት ይሃበለይ
I'm curious your teaching method ❤
ሰላም ሰላም ሃፍቲ ኩሉ ዝበልክዮ ሪኣዮ ኣብዚኣ ክሃተኪ ኣብ ካሊኢ ክይከድኩ ሃወይ ኣሎ ጋልን ወድን ዝወልደ ነንበይኖም ጾታ ኢዚ ከ ከምይ ደኣሉ ሃፍተይ!
I am glad u did not go to the question of what God says or instructed us. This must be left to individuals to interpret the way they want. You have done your job of educating our people who have almost all no chance of getting a formal education. Congratulation for all you do and must feel proud of yourself.
ብጣዕሚ ኣገዳሲት ነጥቢ ኣልዒልኪ ዶ/ር ሻሮን፡፡
ብዙሓት ሰባት ብፖዝሽን ዝመስሎም ኣለዉ እዚ የዋህነት ክገድፍዎ ይመኽሮም፡፡ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ
ተወሳኺ ብሳይነሳዊ ባይሎጂካዊ መጽናዕቲ ግን
ካብታ ጽግያት ዝጸረየትላ ዕለት ክሳብ 14 መዓልቲ ጓል 15,16,17 መዓልቲ ከኣ ወዲ ክትወልዱ ትኽእሉ ኢኹም፡፡ይኹን እምበር እታ ሰበይቲ ቀዲማትኩም ዘርኢ ምስ እተፍስስ ጓል ናይ ምውላድ ተኽእሎ ኣሎ፡፡ፍቱን መድሃኒት ሓበሬታ እዩ ኣብ ሓንቲ መጽሓፍ ኣብ ኤርትራ ተተርጒማ ዝተሓትመ ኣንቢበያ ኔረ፡፡
ዕለተ ወሊድ ንምፍላጥ ድማ ፥-
3/03/2022
7/03/2023
10/03/2023---3 ወርሒ
10/12/2022
ወድሓንኩም ከይትስሕቱ ስምዒት ሰበይትኹም ተቖጻጸሩ ወዲ ክትወልዱ
Thank you so much our beautiful and best sister. Bzaeba mekelakeli tnsi kea asfh abilki tetgeltslna tsbuk neyru.
Thank you Dr Sharon !Keep the good work to inspire our community .
ኣትዮ ሳሮነይ ሓፍተይ ብምንታይ ክረኽበኪ ይኽእል በጃኺ ገለ ግበሪ🙏❤️
Beti mewedaeta zemen fltet kbezh u zblo ab tmbite Daniel ezi u mewedaeta zemen u. Aemro seb azyu belih u.
Ab srah fetari atyom. Bzkone tsbuk tmhrti u haftey thank you❤ 🇪🇷🙏
Thank you Doctor 😊
Bravo👌 fetyeki kmewt😍 kbri yhabki🙏
ንስኪ ክሉ ነገርኪ ምቅርቲ ኢኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንህዝቢ ከተንቅሒ ዝተበገስኪ
ሰላም Dr. Sharon, ብ እተቅርብዮ መሃሪ, ሓጸርቲ ኣስተምህሮኺ ክንእደኪ ኣፍቕድለይ! ቀጽልዮ ድማ. ክሓተኪ ዝደለኹ ድማ ሓንቲ ትገርመኒ ነገር ኣላ. ( ኩሉ ናይ ተፈጥሮ ነገር ደኣ ዘገርም ኢዩ እምበር ) መልክዕና ከ ብኸመይ ይውሰን. ካብ ሓንቲ ማህጸን ዝውለዱ ብኸመይ በበይኑ መልክዕ ይህልወና,? እቶም ብሓንሳብ ዝፈሱ ዘርኢ ሓደ ዓይነት መልክዕ ዶ kon ይህልዎም ይኸውም...
ክብርትን ሕፍርት ኤርትራዊ ዶ/ር ሳሮን ወልዱ ኩሉ ትህብዮ ንእሕዋትኪ ኤርትራውያ ሓቂ ዝኮነ አስተምህሮ ከየመስጎንኩኪ ክሓልፍ አይደልይን እየ አነ ናትኪ አድናቂ እየ ብትገብርዮ ኩሉ ቀጽልዮ እየ ዝብለኪ አብ ዕለት ሂወትክን መናባብሮክን ስራሕክ ሙሉእ ስላምን ጥዕና ይምነየልኪ ንበርልና ትድነቂ ታሪካዊ ኤርትራዊ መንእስይ ኢኪ
ምስ ስላምታይ
የቀንየለይ ሓወይ። ክብረት ይሃብካ።
❤thanks
ኣነ ዝገርመኒ ንጹር ትግርኛ ትዛረቢ ማለት ከምዞም ኣብ ደገ 3 ዓመት ተቀሚጦም አንግልሽ አንዳሓወሱ ጦቅ ዘብሉና ዘይምካንኪ አዩ ምቅርቲ ሓፍተይ
Kibrti dr: Sharon, filtetkin libonakin, egzabiher adiliki eyoumo. Egzabiher yibarki memelisu
You’re a very wonderful woman thank you so much for everything you help and Sharing Very will explanations.
ዶክተር ሻሮን ኣነ ተከታታሊኪ'የ ኩሉ መደባትኪ ድማ ጽቡቅ ኢዩ ደስ ኢሉኒ ከኣ አየ ዝከታተለኪ። ኣብዚኣ ናይ ሎሚ ጊን ኣይግዲን ውሉድ ውህበት እግዝኣቢሄር ኢዩ ብፍላይ ድማ ንዓና ንኣመንቲ ዝሃበካ ኣሜን ኢልካ ምቅባል'ዩ ተመራጺ።
እንታይ ይመስለኪ ሻሮን ሃፍተይ ሳይንስ ኪብል ይኪል ኢዩ ምስዚ ዘሎ ምዕባለ ውን ኪገብርዎ ይክእሉ ኢዮም ። እንተኮነ ግን ኩሉ ሳይንስ ዝብሎ ዝጠቅመና ኣይኮነን ኣብ ከምዚኢታት ከያተኪ ንህዝብና ዘርብሕ ዝበልክዮ ጥራይ ኪትምህርና ይላቦ ምስናይ ይቅረታ።
Tbuk Aleka wlad yhab amlak u gn nmegedey bzaba ivf temahire kndey yhwatna bzey fltett zeyweldu alewu yhwatey hji ivf tbuk yu zeri sebayka wesidom wlud yhlufuka fltett wn kab Amlak damber
Thank you Dr Saron ane kea manta kemey geirka tiwelid bi hkmna kikewin yikeal do anes mara eye zifetu emo kithbrni Dr saron ❤️🙏
Thanks a lot Dr. Sharon. I find your videos very informative. Keep it up!
Sle tmrtki Thank you. Wlad gn fqad fetari eyu.
Thanks for everything for profitable amazing information
እንኳዕ ብዳሐን መጸኪ ዶክተር ሾሮን
ሰላም ንዓኪ ይኩ ን ዶክተር ሻሮን ፍረነብሰይ ብርቱዕ ሳሓ ይገብረለ እዚ ካብ ምንታይ ይከውን ምስናይ ይቅሬትኡ ሓበሬታኪ ይጽበ ከምኡ ውን መድሃኒቱ
Good job docter rishan 👍👍
DR sharon bmntay krekbeki ykil tellefonki iba xhafley
Thanks
ዝሓፍተይ ትንፋስ ምፍጣርዩ ተሪፍኩም ምሽ?ወድን ጋልን መጀመርያ እግዜብሔር ኣምላክ ዩ ፈቀዱ ዝበካ ።በጃኩም ኣብሳይነስ ኣሚንኩም ንፈጣሪ ኣይትፈትንዎ! በጃኩም ክእመን ዘይክእ ኣይትዛረቢ ፈጣሪ ዝፈቀዶ ዝህበካ ባዕልካ መሪጽካ ትዎልዶ የለን ብፍጹም
ሻሮነይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኪ ፡ክሓተኪ ደልየ ዘለኩ ግን ማንታ ወይ ካብኡ ንላዕሊ ክትወልድ ተደሊካ ከ እንታይ ክትግብር ኣለካ በጃኪ ገለ በልኒ
ዶክተር ሳሮን እግዚአብሔር ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ካባኺ ብዙሕ ተማሂረ
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፉቑራት አሕዋተይ ኣይኽፈሎን
Anti nskis enqaa habtey konki Doctorey sharoneyy keep it up!
100% btaemi tsbuk !
Kulu nay egziabiheru neli egziabiher zfelt yelen ezi megbi aykonen knmerx
ሓሸዉቲ ምስ ፈጣሪ ክተበኣስና እኹም ፈጣሪ ኣበይ ይቅረበለልና
sharoney bitami xbuk srah kem lmud 👍👍👍
ዓሻሽ ብልቡ ኣምላኽ የለን ይብል ዝብል ምስላ ንዓኽን ከምዚ ከማኽን ዝተመሰላት እያ ምኽንያቱ ዉላድ ዝህብን ዝኸልእን እግዚኣብሔር እዩ ። ቅኑዕ ኣለኹ። ትብሊ ተኾንኪ ጓል 80 ዓመት ክነሳ ዝወለድት ኣምጽእለ። ኣነ ግና እግዚኣብሔር ንጓል 99 ዓመት እግዚኣብሔር ዉላድ ከምዝሃባ ጭብጢ ከምጽኣልኪ ።ስለዚ ንባዕልኺ ኣብ ናይ ጸልማት ጎደና ናይ ክሕደት መርከብ ሰፊርኪ ሰባት ናብ ሲኦል ኣትምርሒ። ዝመረጽካዮ ክትወልድ ትኽእል ኢኻ ተልክኒ ዝሞተ ሰብ ካብ መቓብር ኣተሲእኺ ምስተምጺ ጥራይ እዩ ክኸዉን ዝኽእል ምኽንያቱ ነዚኹሉ ክገብር ዝኽእል የለን እንትርፎ እግዚኣብሔር ወደሓንኪ ።
Hawey ane wn kemzi kemaka ab hayli egziabher zeamn endiye, eza seb gn zbedeleto yeblan. ztemahreto eya tekafl zela. dehar kea science ab mexnaeti ztemerkose ember b mexhaf kudus aykonen zkeyd, babiu ab mexhaf kudus science yelen. slezi abzi gzie ezi zbezahna hzbi alem hamimna hkmna n keyd ksab zkona, atekakmiun b kemey eyu zserh knfelton, habereta kemzi nayza haftna terekebna zxilae aykonen. bdhriu nab maychelot dika ktkeyd nab hkmna eti mrcha natka ykewn maletyu. slezi ktxref si aygbean eyu bahalay eye. mknyatu n hmak hmak mukanu n ktfelt wn hmak eyu elu znegreka yedleka eyu ezi wedehanka.
Nsa eka science zbelo ya tbleka zela, dehar ka emnet kalie u science ka kalie u.
Dr sharon bteami xbuk timhrti, hto manta galn wedn nzledu ke bkemey dea
Dr.sharon haftna bthbna tmhrti aeziye yednqeki admen tnan yhabki ab srahki aesalton aewetn ymneyelki bejaki natki teketatalit eiye bhkmna ketemakrni delye lomi n 4 gze xihfelki eiye melsi aeymexenn lomi bejaki tegediski rkebni hagezki mkri mrkab eiye aene Hagere Germen eiye dqmet bmntay krekbeki wey bnatey fb & messenger Mulugeta Saba eilki rkebni ntgebrley mthbbar aeqedime yemesgneki haftki Saba🙏🇪🇷💐
Kemaki ybizhlina Dr Sharon xbuk timhirti
Thanks doctor bewlki kirkbki deli bemntay kirkbki ykeli
ናይ ብሐቒ ነመስግን doctor
Shicor! agelalixaki des eu zibleni. Bless you.
Bezeba ezi nay IVF asfihki tetegelxelena xebuqe nere thank you DR.
Thank u sharon haftey ❤️kexile bejaki eba bzaeba merzen kanza resi kab afltoki neshitey wes belni bejaki 🙏😍
ስለ እቲ ተገዳስነትኪ ብልቢ ነመስግን ዶክተር።
Dehri hrsi meas tnsi kthz tkel?
Mekelakli tnsi ke nharas saeben alewo do? Melsi aytdongina❤❤❤
Good job sharon
ሰላም ዶግተር ሓብተይ ሰላም ክትህልዊ ኢንዳተመነኩ ንእትህብና ትምህርቲ ኣዝየ የመስግን ንኣዘራርባኺ ከኣ ኣዝየ የድንቆ ምስ ባህልናን ሃይማኖትናን ዝከይድ ኮይኑ ረኪበዮ ምስ ብዙሕ ኣክብሮቱ ምክንያቱ ይትረፍ ምክንያት ረኪብካስ ምክንያት ከይረከባ ክብልኦ ዝውዕላ ዘለዋ ስለ እንሪኦ ዘለና ቀጽልዮ እዛ ሓብተይ❤
ኣብቲ ትሕዝቶ ናይቲ ትምህርቲ ግን ብዚያዳ ገሊጽክዮ ኢኪ ግን ኩሉ ውህበት ካብ ኣምላክ እዩ
ቅዱስ ጳውሎስ ከምዚ ኢሉ ብጥበቦም ንኣምላክ ክፈልጥዎ ኢሎም ኣምላክ ግን ንጥበብ እዛ ዓለም ከንቱ ጌሩዎ ብጥበቡ ድማ ከዊሉዎም ይብል ስለዚ
እዛ ሓብተይ ምስቲ ናይ ሳይነስ ትምህርትኪ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ከኣ ውስክ ኣብልሉ ኢኪ እዛ ሓብተይ ቅጭን ቀጽልዮ ኣዚየ ከኣ የመስግነኪ🙏🏼
Sarona tmrti bmhur ktrekbo xega eu xegiu yebzhaki bzuh tmrti ena kabaki nrekbo tanks
Hi dr sharon kemey aleki ezi kulu teqrbyo medebat yketatelo eye btaemi des zebl qexlyo thank you!
የቀንየልና ዶኽተረ ጽብቅቲ።ሕቡሽ ሸር/ላይኽ/ሳብስኽራይቭ/ኣይንሕመቅ ንዝሰርሕ-ሰብ ምትብባዕ ኽንለምድ ኣሎና።🥰😍🤩😍🥰
Yeqenyeley hawey/haftey
Of Course possible kkk XX , YY ...ወይ ፡ ናይ፡ ፈጣሪ፡ " ዩ፡ ኸአ ፡ ድዩ፡ ዝኸበርኪ፡ዶክቶር፡ ሻሮና .
ብዝተኻእለ፡ መጠን ፡ ንዛነቕ፡ ደአ፡ ..There should be Balance for good reasons . What ever the researchers or the Science trying to convince or to contradict the complicated nature/natural process .
Keep up teaching ,presenting and revealing Dear Doctor .
Dr sharon kemey tkoni bzuh gza xihifelki hati hto
Great Dr.sharon
Tegediski melsley Dr Sharon .Kem aflto xbuk tmrti yekenyelna...lieli kulu gn wlad nay fetari sle zkone bzhabeka mmsgan ybelx....htoy gn eta enkakho tedalya kem zela bkemey kflet ykial...malet kabti mewedaeta mealti nay adetat twdialu gzeda dlwti tkewn weys kalie blhat alewo u
Waww Dr Sharon bhaki xibuk meglexi kab kulu kea temxeyo nger azeu teqami u qexliyo
Nice medeb Dr. Sharon
شكرا دكتورة شارون ربنا يخليك ويوفقك
دي اهم معلومات لينا
ان شاء الله الى جاي تجب لنا حاجة حلو .نحن نستفيد منها
فل الاخر انت تجي لنا بسلام ونحن ننتظرك بسلام