ለሚን ብዓይኒ ሕክምና

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 26 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 619

  • @kibreablegesse1430
    @kibreablegesse1430 19 днів тому

    ሃይ ደክቶር ሻሮን ኣነ ተኸታታሊ ፕሮግራምኪ ኢየ ሞያዊ ትመህርትኺ ብጣዒ ፅቡቅን መሃርን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላኽ ።

  • @asmerayem8777
    @asmerayem8777 2 роки тому +131

    ኣነ ሲ ከይሰማዕኩ እዃ እየ ላይክ ዝገብር
    ብጤዕሚ ዘድንቐኪ ዶክተር ❤

  • @embayetewelde4336
    @embayetewelde4336 2 роки тому +24

    መርሓባ ዶ/ር ሻሮን ስለቲ ንጥዕናና አትህብዮ ዘለኺ ምኽርን ማዕዳን ብጣዕሚ ክብረት ይሃበልና ።

    • @yoditlibab4017
      @yoditlibab4017 2 роки тому +1

      Thank you so very much Dr Sharon for your efforts & uncompetitive your knowledge that you are sharing for community.And I would like to ask you I started drink hot water with lemon aded two teaspoon of honey 1 litter /day on the COVID time & It really helps me. during COVID time never stop working outside & I have never get COVID. However recently some of my friends gave me advice not to drink lemon water every day my white blood cell might be affect/ less so what would you advice in this matter I want know the in medical aspect. Thank you may the grace of God overflow on you 🙏 ❤

  • @arondebesay4979
    @arondebesay4979 2 роки тому +4

    ጽቡቅ መግለጺ ዶክተር ሳሮን፡እቶም ኣብዚ መጺኩም ኢንግልሽ ትጽሕፉ ኣብ ፊልም ኢንግልሽ ወይ ካልእ ስነ ጹሑፍ ዘይትጽሕፉ ቋንቋ ጠፊእዋ ኣይኮነት ብትግርኛ ትዛረብ ዘላ ንሳ ኣብዚ መጺኩም ግን ወርጸጸጽ ግደፍዎ።

  • @mohamedkasim7206
    @mohamedkasim7206 2 роки тому +25

    ሰላም ዶክተረ ስለ እቲ ኩሉ ትምህርትኺ ኣዝየ የመስግነኪ ብጣዕሚ ከኣ የድንቀኪ። ኣብዚ ግዜ እዚ ነዚ ማስ መድያ ብጉቡእ ተጠቂምኪ ንህዝብኺ ትህብዮ ኣገዳሲ ትምህርቲ ቀጽልዮ። ኣጆኺ በርትዒ 👍💪

    • @trhastesfalem2861
      @trhastesfalem2861 2 роки тому +1

      Bejaki Dr.tegediski melseley ane ztkemelu .spinach. Mango .Avocado. Apple. Banana.chia bhansab tsomike kutsi ytkem 1amet gere aleku kab ztkem gn entebezihu yhasyeka eyu semie emo haknet alewo do tegediski bzaba spinach hanti Veudo srhi ms senay ykreta

  • @peaceandLove-r2k
    @peaceandLove-r2k 2 роки тому +3

    መልኽዕኺ ጽብቅቲ፥ ትምህርቲኺ ጽብቕ ፤ጠባይኺ ጥዑም ኩሉ ሂብኺ ኣምላኽ thank you Dr.ሻሮን

  • @berhanemeskeltewelde4301
    @berhanemeskeltewelde4301 Рік тому +3

    ብጣዕሚ ንፍዕቲ ዶክተር።

  • @MarwaDayma-y9o
    @MarwaDayma-y9o 8 місяців тому +1

    ዶ/ር ሻሮን ይቀኒየሊና ኣድናቂ ኢየ ብዛዓባ ማልጢያ ሕማም መከላከሊ ኣብርሂለይ

  • @dawitkahsay6840
    @dawitkahsay6840 2 роки тому +3

    ሻሮን ሓፍተይ ከመይ ኣለኪ።ገጸይ ልክዕ ከም ርሃጽ ዘይቲ ይወጽአ ቀባአባአ ይብል ፈጸጋ ድማ ይወጽአ።አንታይ ክገብረሉ ይክአል። ተገዲስኪ ክብርቲ ሓፍተይ

  • @mashosheshay2420
    @mashosheshay2420 2 роки тому +1

    ዶግተር ሰላምዱ ብጣዕሚ ዘድንቀኪ ብዝኮነ ኣምለኽ ይመስገን

  • @tsioneyaab8831
    @tsioneyaab8831 2 роки тому +8

    ክብርቲ ሓፍተይ የቀንየልና, ምሉእ ጥዕናን ቅሳነትን እምየየልኪ። ፍልጠትኪ መመሊሱ ይሰስን❤🎉

  • @Wedifish
    @Wedifish 2 роки тому +1

    ጽቡቕ ትምህርቲ ዶክቶር ሻሮን ሓፍትና። የቐንየለና ድማ።
    ኣነ፡ ዝበለጸ ፈውሲ ሓበሻ ኢለ ዝጥቀመሉ፡ ለሚን'ዩ። ብፍላይ ከብደይ ምስ ዝሓምም፡ ንኣብነት ከም ቅርጸትን፡ ውጽኣትን፡ ተቐዳዲመ፡ ለሚን'የ ዝሰቲ። ብቕጽበት ድማ ይገድፈኒ።
    ሕቶ
    ድሕሪ ጸባ ምስታይካ፡ ለሚን ከይትበልዕ፡ ወይ ከይትማጹ፡ ይቐትልዩ፡ ይበሃልዩ'ሞ፡ ብዛዕባ'ዚ እንታይ ምበልክና፧

  • @Darotayy
    @Darotayy 2 роки тому +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ፥ብጣዕሚ ጠቃሚ ትምህርቲ ፥እንተ ከምኡ ቀጺልኪ፥ድማ ርውይት ህልናኪ ክዓብን ሐጎስኪ ድማ ማንም አይምንዝዖን።

  • @daberi9823
    @daberi9823 2 роки тому +3

    Selam Dr Thanks for All
    ብዛዕባ ኣዝማን ኣለርጅን ሓበረታ ደሊና ነርና ብፍላይ ኣዝማ ከመይ ገርካ ተቀንሳ ትኽእል ሓዳሽ እዝማ ኣዋርዳትኒ. 🙂🙂thank you..

  • @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ
    @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ 2 роки тому +5

    ብሰንኪ ዶክተር ሻሮን እኮ ኣብ ሕክምና ዘለኒ ኣራእያ ተቀይሩ ።ምጣዕሚ የቀንየልና ኣብ ስራሕኪን ናብራኪን ይባርክ ኣምላክ ዶክተር ሊቃስ ።

  • @hagosbrhane8801
    @hagosbrhane8801 2 роки тому +1

    ዶክተር ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አምላክ እንተሊዎ ሐንትማዓልቲ ብአካል ንራከብ እሞ ምክርኪ ትልግስለይ።

  • @amanuel5687
    @amanuel5687 8 місяців тому +1

    ብጣዕሚ ነመስግነኪ ዶ/ር ሻሮን ዝሀብክና ትምህርቲ

  • @adyamkidane8557
    @adyamkidane8557 2 роки тому +55

    Brkti haftna edmen tnan yhabki natki zkone kulu ybarek

    • @mirajimijimi6185
      @mirajimijimi6185 2 роки тому +2

      thanks doctor aziye eye zfetweki bthbna haberietan tmhrtin gn nay xexer kulut keteqrblna asfihki ydeli rebi yhalwuki shukren

    • @sofimed7056
      @sofimed7056 2 роки тому +1

      @@mirajimijimi6185 kdni hji serhatlna ala temliska raya

    • @merrygt1956
      @merrygt1956 2 роки тому +1

      ባሓቅ

    • @adiamkassey1663
      @adiamkassey1663 2 роки тому +1

      @@mirajimijimi6185 f

  • @andatrussom
    @andatrussom 2 роки тому +7

    ዶግቶር ሻሮነይ የቐንየልና ዛሕስፍተይ መዓረይ።ኣዝዩ ብዙሕ ብዙሕ ረገር ኢኪ ትሕግዝና ዘለኪ።ካብ ትግምትዮ ንላዕሊ ማለት ኢዩ።ኣምላክ ይባርኽኪ

  • @Agape2016
    @Agape2016 2 роки тому +6

    በጣአሚየ ዝጥቀም ካብ ተምህርትታትኪ ም የከንየልይ ነኣሽቶ ሓፍትይ ዶ ክ ተ ር ❤️🇪🇷🙏

  • @merrygt1956
    @merrygt1956 2 роки тому +6

    ሻሮነይ ሓፍተይ እንኮዕ ዳሓን መጻእኪ ብልጽቲ ሓፍተይ ዘመንኪ ይባረኽ።

  • @kefkummypeople698
    @kefkummypeople698 2 роки тому +3

    ዋው ኣኣገዳሲት ኣርእስቲ፡ ኣነስ ለሚን ከም ኡ ኦሊቭ ክፍቱ መዓትየ ወላ ብጥራሑ እየ ዝወስዶ

  • @tiganijohar2678
    @tiganijohar2678 Рік тому +2

    Thanks always for great 👍 information best then listening politics

  • @tesfamaryammhretab4250
    @tesfamaryammhretab4250 2 роки тому +1

    መርሓባ ዶ/ር ሻሮን ክብረት ይሃበልና ኣምላኽ ብርተዐ ይሃብኪ

  • @yonimerihawey4949
    @yonimerihawey4949 2 роки тому +8

    ሰላም ዶክተር ሳሮን እንቓዕ ሰላም መጻእኪ ቀጺለ ካባኪ ቡዙሕ እና ተማሂርና ዝሓፍተይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ . I am proud of you dear 🥰.

  • @abebagola5802
    @abebagola5802 2 роки тому +1

    Sharon Amlak edman Tinann yehbki zagoley
    Thank you so much
    GBU more nd more 🙏

  • @dagmawitabraham3574
    @dagmawitabraham3574 2 роки тому +6

    ሰላም ዶክቶር ሻሮን ፡ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነኪ ብጣዕሚ ኢኪ ንፍዕቲ። ንኣብ ርእስና ዘሎ ሕቶ ኢኺ ትምልሲ፡ ስለዚ ኣዝየ እየ ዘመስግነኪ ፡ ሰላምኪ የብዛሓዮ ቕጽልዮ ብዘይ መጠን ንፍዕቲ ብሕጽር ዝበለ ጌርኪ ጽፉፍ ኩሉ ክምዝርድኦ ጌርኪ ኢኪ ትቕርብዮ 💯💕💕💕
    ቕጺለ ድማ ምስ ዛ ኣርእስቲ ኣትታሓሕዝን ኢያ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትን ፡ ብዝሒ ኣሲድ ኣለኒ ፡ መድሃኒ እንተወሲደ ጽቡቕ ይኸውን ፡ እንተዘይወሲደ ግን ብዝባኣሰ መልኩ ይመጽእ እሞ፡ ኣብ ላዕለዋይ ከስዐን ጎሮረይን ይፍሕቖኒ ፡ ስለዚስ እንታይ ተገበርኩ ይሕሸኒ? ኣነ ደልየዮ ዘለኹ ሕቶ ከኣ ብኣመጋግባ ከመይ ጌረ ክሕልዎ ይኽእል? ምኽንያቱ መድሃኒ ርእሱ ዝኻኣለ ጠንቒ ሰለዘለዎ። እዚ ሕቶ እዚ ከኣ ናይ ብዙሓት ሕቶ ኢዮ ተገዲስኪ መልሲ ሃቢኒ የቐንየለይ ሰላምኪ የብዛሓዮ ምሉእ ጥዕናን ኣሳልጦን ይምነየልኪ🙏🙏🙏💚💚💚

  • @aarushabravo8869
    @aarushabravo8869 2 роки тому +10

    ቀዳማይ እየ ናትኪ ዓሚል ግን ከኣ ሻሮን ቁምነገራን ትህቦ ኣስተምህሮንኣን መን ከ ዘይ ፈትዋ ፡ ኣጆኺ ዚ ሓፍተይ ከምዘለኽዮ ቀጽሊ

  • @aeqlitiray
    @aeqlitiray 2 роки тому +2

    ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ደግቶር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ

  • @afewerkighile253
    @afewerkighile253 2 роки тому +2

    Thanks more Dr Sharon

  • @ibelieveingod8027
    @ibelieveingod8027 Рік тому +2

    Thank you Dr sharon for sharing your knowledge

  • @yemanetse4602
    @yemanetse4602 7 місяців тому +1

    Thank you for explaining these issues

  • @nugusmehari8480
    @nugusmehari8480 2 роки тому +1

    Edmen tenan yahabki fetari kbrti haftna thanks

  • @Abrham2024
    @Abrham2024 2 роки тому +4

    የቐንየልና ብጣዕሚ ሓጺር ጽፉፍን ኣገላልጻ፡ ከይሰልቸወና ንከታተለኪ ኣለና። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝሓፍተይ ኣንበሲት።

  • @mikalzekru86
    @mikalzekru86 2 роки тому +1

    Amlak memelisu bereketu yebzehalki kbrti dr.sharon G.B.U

  • @simonkidane9768
    @simonkidane9768 2 роки тому +3

    እግዝኣብሄር መጻኢኺ ይባርኸልና ዶክተር. ሻሮን ወልዱ...

  • @senaitmengstab2163
    @senaitmengstab2163 Рік тому

    ብዙሕ ትምህርቲ ፈትፊትኪ ተብልዕና አለኽኺ እኳዕ ንስኽስ ናህና ኮይንኪ ዕድመን ጥዕናን ያህብኪ ዶር/ሻሮን

  • @lueltesfatsion7500
    @lueltesfatsion7500 8 місяців тому +1

    Btami eye zemesgneki dr.sharon btami eki nfeti ab srahki asalto yehabki thank you ❤❤

  • @yohananetsereab
    @yohananetsereab Рік тому

    ብጣዕሚ ንፍዕቲ ትሕዝቶ፡ኣገላልጻኺ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ዶተሬ።ካብ ኩሉ ስለ ዘይተንውሕዮ ሰብ ኩሉዩ ዝሰምዖ።ዝተረፈ ካልእ ግዜ ምቕጻል ከምዚ ትብልዮ ይሓይሽ።

  • @kemaitsemharay2753
    @kemaitsemharay2753 Рік тому +1

    Thanks Docter Sharon GodBless you sweety

  • @freweiniyohannes1540
    @freweiniyohannes1540 2 роки тому +5

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ በርዒ ኣጆኺ

  • @metkelalena2871
    @metkelalena2871 2 роки тому

    ሰላም ዶክቶር ሳሮን ናይ ለሚን ኩሉ ጵቡቅ ጠቅምታቱ ገልጵኪ ኣለኪ ግን ለሚን ዘለዎ ጉዳት ኣይገለጵክዮን ናብነት ለሚን ምስ ጰባ ርጉኦ ከምአውን ምስ ነቢት ኣይውሰድነዩ ናብ ኣሲድ አዩ ዝቕየር ስለኪሲ ኩሉ ሰብ ሓደ ስለዝይ ኮነ ኣፍልጠኡ ትንክፍ ኣብልክዮ አንተ ትሓልፍ ጵቡቅ ነይሩ and Thanks

  • @ghebrslassietesfay1114
    @ghebrslassietesfay1114 2 роки тому +1

    ሰላምን ጥዕና ይምነየልኪ፣Dr ሻሮን ስለቲ ትሕብና ሞያዊ ትምሕርትኺ የመስግን፡ ቀጺለ ንሕቶ ክንዳሎ ምእንታን አቀዲምኪ ናይ ዝቅጽል አርእስቲ እንተትሕብርና ጽቡቅ ኔሩ የቄነለይ።

  • @ገሬደበሳይ
    @ገሬደበሳይ 2 роки тому +13

    Thank you Dr. Sharon for such an informative and education lesson.
    Regarding teeth, i would also suggest to rinse with water immediately after our intakes of any acidic/citrus drinks. Rinsing with water washes off the acid and minimizes demineralization of our enamel.
    As always, I sincerely admire and respect for all the helpful lessons you provide.
    Peace and good health to you!

    • @DrSharonWoldu
      @DrSharonWoldu  2 роки тому +3

      Thank you so much Gere, and your comment is spot on.

  • @yorranos1238
    @yorranos1238 7 місяців тому +1

    Thank you Doctor sharon bless you🥰🥰🙏

  • @HadasTeklay-i9o
    @HadasTeklay-i9o 2 місяці тому

    ደ/ር ብጣዕሚ እየ ዘደንቀኪ

  • @amlaktume6417
    @amlaktume6417 2 роки тому +1

    Always thankyou Dr Sharon 👌

  • @BKMGA
    @BKMGA 7 місяців тому +1

    thank you doctor.

  • @wintaafeworki2810
    @wintaafeworki2810 2 роки тому +5

    Thank u Dr Sharon GBU ❤️

  • @mebratlibanos3110
    @mebratlibanos3110 Рік тому

    መርሐባ ዶ/ር ሻሮን ብመጀመርታ ብእትገብርዮ ጠቃሚ ምህሮ አዚየ የመስግነኪ :: ቀጺለ ሐሙት ዝሰደዳ ሰብ ለሚን ምጥቃም እንታይ ሳዕቤን የምጽአሉ : ጸጸር ዝጸንሓ ሐሙት ብኦፐረሽን ምልጋሳ እንታይ ሳዕቤን አለዎ ብጣዕሚ የመስግነኪ

  • @AlphaAlpha-i8c
    @AlphaAlpha-i8c 6 місяців тому

    Thank you within 10 minutes 🙏🏽 all this information.

  • @zenunegash6080
    @zenunegash6080 2 роки тому

    የቐኒየልና ደኩተር ሻሮንየ ኩሉ ተምህርና ብጽሞና እየ ዝከታተለኪ ክብርቲ ሰብ

  • @teklehaimanothaile4425
    @teklehaimanothaile4425 2 роки тому

    Betami eina nemsgnaki kibrty haftina so God bless you

  • @hayluxaqqe6851
    @hayluxaqqe6851 2 роки тому

    አእጋረይ ይሕመኒሜ ብዛዕባ አእጋረና ከትነግረና ተሰፈ ይገብረ

  • @danieltigsti5346
    @danieltigsti5346 2 роки тому +1

    ሰላም ደክተር ርሻን ኣነ ሓንቲ ካብተኸታተልትኺ ኢየ በቲ ግዜኽን ፍልጠትክን እትህብዮ ትምህርቲ ብልቢ እናመስገንኩ ነዛ ትቅጽል ሕቶይ ብዝካኣለኪ ክትምልስለይ ብትሕትና ይሓተኪ.
    ብዝሒ ወርሓዊ ጽግያት( ፔረድ)
    ዘይስሩዕ መዓልታት ጽግያት ብሓፈሻ ነዝን ንምስኡ ዝተኣሳሰርን መብርሂ ክትህብና ብተስፍ ንጽበ ኣብ ስራሕካ ዓወት ኣብ ሂወትኪ ጥዕና ኣባኽን ከባቢኽን ሰላም

  • @molmalgigi9757
    @molmalgigi9757 2 роки тому +1

    እዋይ ሽኮር ዝኮነት ጋል ኣታ ነዚ ህዝቢ እኮ ማራ ሓግዛቶ ኣምላክ እባርክኪ ሓፍተይ ብዙሕ እና ንመሃር ዘለና

    • @letischsamuel7908
      @letischsamuel7908 2 роки тому

      እወ ብጣዕሚ አገዳሲ ብቀሊል እዩ ትከታተሎ

  • @haseebphone7511
    @haseebphone7511 2 роки тому

    ክብርቲ ሓብተይ ኣነ ብተመክሮ ናይ ስድራና እየ ዝጥቀም ግን ኣብ ስዑዲ እታ ዓመይ ኩሉ ግዜ ትስዕል ስለዝነበርት ኣነ ውን ክሰቲ ትርየኒ ነይራ ንሕክምና ከይዳ ነታ ናታ ደጉተር ሓቲታታ እታ ደጉተር ኸ እሞ ሰራሕተናኽ እንዳተጠቀመት ትም ኢልኪ ትርያ ማለት ድዩ ሕጂ ኺድ ሕተትያ እሞ ብግቡእ ከኣ ተጠቀምሉ መድሃንትኪ ከርበ እዩ ኢላ ሰጉጋታ ሓብተይ መዓረይ መጀመርታ ከመስግነኪ ይፈቱ ሕቶይ ብምራይኪ ንኡሹተይ ክምላልኪ ንሰዓል መድሃኒት እያ ብፍላይ ማይ ውዑይ ክትሰትያ ኣብ ግዜ ቁሪ እቕሬታ ኣንውሐልኪ

  • @snitsemhosi6417
    @snitsemhosi6417 2 роки тому

    ሰላም ዶክተር ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍጣሪ

  • @alemtsegay8595
    @alemtsegay8595 2 роки тому +1

    I respect and appreciate for sharing your know-how about ginger and lemon 🍋. Thanks you much Dr Sharon Woldu.

  • @AlganeshMongers
    @AlganeshMongers Рік тому +1

    Thank you so much 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🌺🌺💐🌺💐🌺🌺🌺🌹🌹🌹

  • @nigistkidane5853
    @nigistkidane5853 2 роки тому +1

    Very very useful message Dr. Seqor I’m always watching Ur Chanel Bc I’m getting a lot help. ዝጏለይ ተባረኺ ፍትትትውው የብለኪ

  • @Jakiuno
    @Jakiuno 2 роки тому +1

    ክብርቲ ዶክተር ብትገብርዮ ኣዝዩ መሃሪ ቪድዮታትኪ ብጣዕሚ ብዙሕ ኢና ንምሃር:: ስለዚ ኣበርቲዕኪ ክትቅጽልዮ ይላቦ:: ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ :: ስለቲ ኩሉ ትገብርዮ መሃሪ ቪድዮታት ብልቢ የመስግን::❤❤❤

  • @brhanekidane2927
    @brhanekidane2927 2 роки тому +5

    ኣምላኽ ብሪኽርኽ ይብልኪ ከማኺ ይብዝሑ ሕብናት እና ብኣኺ ጽብቕቲ ሓፍተይ። 😍💙

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 Рік тому

    Thanks Dr.Sharon for the deeicated teaching us and answering 0ur questions. God bless you!

  • @ማራናታማራናታ-ዐ3ጘ
    @ማራናታማራናታ-ዐ3ጘ 2 роки тому +1

    ለሚን እኳ ጽቡቅ ዩ ኣነ ን ኣዝማ ጠቂሙኒ ዩ።

  • @ስልጣን-ኀ7ቘ
    @ስልጣን-ኀ7ቘ 2 роки тому

    ካብ ሕመም ጨጎራ ብምንታይ ንከላኸልን ንድሕንን ?? ዶ/ር ሻሮነይ!!

  • @ንዝጸበቦኩሉይርሃዎ

    ኣነስ ምሁር ሰብ ከቕንኣኒ ግዜና ሰኣን ብግብእ ምጥቃም ብላሽ እኮ ተዘይበልኩ ግን ከምቲ ዝድለ ኣይተጠቀምኩልን ብፍላይ ትምህርቲ ዲፕሎምሲ እኩል ትሩፍ ኮይኑ ይስምዓኒ ኔሩ am proud of u Dr

  • @wedibalila2130
    @wedibalila2130 2 роки тому

    ብጣዕሚ ጹቡቁ አስተምህሮ ለሚን ብብዝሒ እየ ዝሰትዮ ጠቃሚ እዩ

  • @abdelkerimibrahim3460
    @abdelkerimibrahim3460 2 роки тому

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ thank you doctor sharon

  • @berihahagos9888
    @berihahagos9888 2 роки тому

    Btami ena nemsgneki tmhrtki btami u tekami ab tienau seb mmhyashat kgebr abyi gde eki teberkti zeleki 🥰🥰🥰🙏Dr

  • @SamiSami-il1we
    @SamiSami-il1we 2 роки тому

    ሰላም ዶክተር ጽቡቅ መደብ ኣንዲዩ ዘለኪ ኣብዚኣ ክሓተኪ ደልየ ለሚን ቡንን ከብዲ የጥፍእ ዲዩ

  • @ትንፋስዘለዎንእግዝኣብሄር

    ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርኽኪ

  • @menghisSanFran
    @menghisSanFran 2 роки тому

    Thanks!

  • @Zgba-vf7oj
    @Zgba-vf7oj 4 місяці тому

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @kemaitsemharay2753
    @kemaitsemharay2753 2 роки тому

    Thanks Doctor Sharon God Bless n Guide you for your Advice

  • @jerrykafil4439
    @jerrykafil4439 8 місяців тому +1

    Yekneyelena Dr sharon

  • @lisacobalt8174
    @lisacobalt8174 2 роки тому +1

    Dr Sharon your analysis concerning lemon is very important and with full of awareness.you are great as usual 🙂

  • @henokredawediasameneshheno6913

    ዶክተረይ ዕድመን ጥዕናን ሕቶ አላትኒ ሐንቲ ዓርኪ አላትኒ ቅድመይ በዝነበራ ዕርክና ናይ HIV ኤድስ ተሸካሚ እያ ምስአ ፆታዊ ተራክቦ ብኮንደም ብጥንቃቄ ንገብር ኢና አነ ነፃ እየ እሞስ ፀገም አለዎ ድዩ።በምትሕስሳይ ወርማብን ምስዓዓምን ክሳብክንደይ ናይ ምትሕልላፈ አጋጣሚ ክሳብ ክንደይ እዩ

  • @luwamsultan1004
    @luwamsultan1004 2 роки тому

    Waw saroney haftey btaemi ye zednqeqi nkulu afltoki ketekaflna mkalki.

  • @bereketweldedon7368
    @bereketweldedon7368 2 роки тому +4

    ሰላም ሰላም ዶክተር ሻሮን ናትኪ ተኻታታሊ ኢየ ቆሩጸ ድማ ኣብ ቲክቶክ የውርዶ የ ፡መብዛሕትኦም ግን ኣብ ኮመንቲ ዳሓትዋ ጋስትራይት ትብል ትበዝሕ ኣላ ስለዚ ገለ ክትብሊ ይምሕጸነኪ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ፡የቐንየለይ

    • @galdigsa3394
      @galdigsa3394 2 роки тому

      Ya ane keman lemin ente belie lhx ye zbl

  • @shidengueshtube2355
    @shidengueshtube2355 2 роки тому

    ደስ ዝብል ት/ቲ ኩሉ ክፈልጦ ዘለዎ እዩ የቐኔልና ዶ/ር

  • @wegahtafsehaye3646
    @wegahtafsehaye3646 2 роки тому +1

    Doctor edmen teanane yehbki fetari

  • @ኢራብ26
    @ኢራብ26 2 роки тому

    ዝኸበርኪ ዶክተር ሻሮን ብእቲገብርዩ ኩሉ ስራሕኪ ልባዊ ምስጋናይ ቃላት ይሓጽረኒ ብጣዓሚ የቀኒየልና። ሕጂ ግን ሓደ ንገር ክሓተኪ በጃኺ ካብ ግዜኪ ንእሽተይ ስረቅለይ ፥ ንዓይ ኣብ ጉንዲ እዝነይ ጥረ ኣለኒ ቃንዛ ዉን የቡን ግን ሓሓሊፉ ሳሓ ይገብረለይ እዩ እዚ ኣብ ሂወተይ ሳዕቢን ይህልዉ ዶ ይኸዉን እንታይ ከ ክገብር ኣለኒ በጃኪ ተገዲስኪ መልስለይ ክጽበ እየ

  • @michaeltesfa3204
    @michaeltesfa3204 2 роки тому

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ ኣጆኪ በርትዒ

  • @selamdawit8323
    @selamdawit8323 2 роки тому

    Thanks haftey natey amlka edemen tinaen yihabki

  • @yanetdawit8182
    @yanetdawit8182 2 роки тому

    Welcome d.r sharom ane khato deliye zeleku gexey bsamna abzhxebelu iwan gexey yqeraref intay iyu iti mknyat

  • @afelom.b6916
    @afelom.b6916 8 місяців тому

    Thank you sister , I am glad it’s my favorite and taking it on my as regular diet.

  • @gashebarkatsegay5657
    @gashebarkatsegay5657 2 роки тому

    Xube habrta betami namsgeni 🙏🙏🙏👍

  • @maitekelahaile
    @maitekelahaile 8 місяців тому +1

    Thank you doctor i love ሎሚን

  • @yemanegebreslasie7632
    @yemanegebreslasie7632 2 роки тому

    Great job Dr, God bless you

  • @mhrettesfamariam1524
    @mhrettesfamariam1524 2 роки тому

    ዋውውው ብጣዕሚ ጹቡቅ የቀንየልና ዶክተር ሻሮን ❤🙏🙏🙏

  • @ኤርትራንኤርትራዉያንጥራይ

    መርሓባ ዶክተር ሻሮን ነቲ ተቅርብዮ መደብ ብስፍሕ ዝበለ ስለ ትገልጽዮ ብጣዕሚ አየ ዘድንቀኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ።

  • @TesfayBerhe-fb5er
    @TesfayBerhe-fb5er 8 місяців тому +1

    🎉❤🎉 thanks so much sister !

  • @gloryandblessed9703
    @gloryandblessed9703 2 роки тому +1

    You doing amazing work. Proud of you. Thanks for letting us know and share your knowledge. God bless you.

  • @genethabte6142
    @genethabte6142 2 роки тому

    wowww bethemi des zbl mebrhitat gbu haftey

  • @danimehari9714
    @danimehari9714 Рік тому

    ዶ/ር ሳሮን ይቀኔልና ንዘቅረብክልና ትምህርቲ

  • @sikosilo7508
    @sikosilo7508 2 роки тому

    ያቀንየሊና ዶክተር ሻሮን

  • @hawashaitsawa1442
    @hawashaitsawa1442 2 роки тому

    ሳሮን ንእሽተይ ሓፍተይ በቲ ኩሉ ግዜ ተቅርብዮ መደባትኪ ሓጋዝን ጠቃምን ስለዝኾነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላኽ ይባርኽኪ

  • @mlashughedam4707
    @mlashughedam4707 2 роки тому +2

    Thank you so much for everything you help us keep doing it ❤

  • @lemlemzerai6257
    @lemlemzerai6257 2 роки тому

    የቐንየልና ዶክተር ሻሮን