3 ምጭምዳድ ዘደንጒዩ መለስለስቲ፡ ኣየናዮም ይሓይሽ?

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 18 гру 2024

КОМЕНТАРІ •

  • @LetengusNegasi
    @LetengusNegasi День тому +1

    ክብርቲ ሐፍተይ ኩሉ እትህብዮ ማሃርን ጠቃምን እዩ ቀጽልዩ ።
    kipi ክሬም እታይ ጠቅሚ አሎዎ ጉድአትከ እታይ አሎዎ።

  • @EriAsmara6011
    @EriAsmara6011 6 місяців тому +44

    ባዜ ንቅድሚት 💪 ምስ ስድራቤትና እና ንጥቀመሉ🤩✌️ዶተረይ ቕጭን🥰😇

  • @teklayfisahaye4355
    @teklayfisahaye4355 6 місяців тому +33

    ከመይ ኣለኺ ደ/ር ሻሮን በዚ ትህብዮ ዘለኺ ንሕብረተ ሰብና ኣብ ምንቝኣሕን ፍልጠቱ ክብ ንምባል ትገብርዮ ዘለኺ ትምሕርቲ ብጣዕሚ ጽብቕ 'ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቀጽልዮ እብሊ ።
    ሕቶ ኣላትኒ ብዛዕባ ዋሕዲ ሽኮርን ብዝሒ ሽኮርን ዘሎ ፍልልይን ኣፈዋውስኦምን ገለ ክትብልና ።ይቐንየለይ❤❤❤❤

    • @منىمنى-ي8ص3ز
      @منىمنى-ي8ص3ز Місяць тому +1

      ደክተር ሳሮን ብጣአሚ የ ዝፈትወኪ ዘድንቀክን እድመን ጥእናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤❤

  • @DanielZeslus-mc4fg
    @DanielZeslus-mc4fg 6 місяців тому +45

    ዶ/ር ስለ ኣስተምህረኺ ኣዝየ የመስግን ዕድመን ጥዕናን ድማ ይምነየልኪ

  • @abebagola5802
    @abebagola5802 6 місяців тому +23

    ዶ /ር ሻሮን አምላኽ ይባርኽኪ ዛጓለይ ዘመን ሂወትኪ ይባረኽ።

  • @yemanelikanos227
    @yemanelikanos227 6 місяців тому +19

    ሓፍትና ኣብዚ እዋን ዘሎ ዝተሓዋወሰ ሓበሬታ ዘነጽር ምህሮ። ብሥሩ ምስግና ይግብኣኪ።

  • @rishant9980
    @rishant9980 6 місяців тому +10

    የቀነልና ብርክቲ ኢኪ እቲ ሕቶና መሊስክልነ ክብረት ይሀበልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samiboy267
    @samiboy267 6 місяців тому +20

    ብዛዕባ ጠባሳ ወይ በሰላ ብኸመይ ነጥፍኦ ኣብ ቆርበትና ብዝተፈላልየ ምኽንያት በሰላ ዘለዎ ቆርበትና ብኸመይ ከነጥፍኦ ንኽእል ተገዲስኪ ቪድዮ ክትሰርሕልና ብትሕትና ይሓተኪ ዶ,ሻሮን❤#ዶክቶርሻሮን

  • @danielberhane327
    @danielberhane327 6 місяців тому +13

    ዶ /ር ሻሮን ጽብቅ ትምህርቲ ኣለኺ ከጽልዮ ክብለኪ ዝደሊ
    ክብርቲ ሐፍተይ ❤🌹🙏

  • @Bdoho1985
    @Bdoho1985 5 місяців тому +9

    የየቀንየልና ደ/ር ሻሮን ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኣነ ካብዚ ወቅታዊ ( hay fever ) ናይ ኣፍንጫ ሓሳስያ ዝሳቀ እየ እሞ ብዛዕባብኡ ገለ ሓበረታ ሃብና ቅድሚ ሕጂ መደብ ተገርኪ ነርኪ ግን ኣበየናይ ክፋል ሓብርና የቀንየለይ 🇪🇷🇪🇷

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes1978 6 місяців тому +12

    ኣንቲ ዶከተር ድሓን እተዊ እታ ዝሓሰረትን ክትረክባ ዝቀለለትን ዝበለጸት ትብብልያ ኣለኪ❤❤❤❤

    • @ngstigirmay9271
      @ngstigirmay9271 3 місяці тому

      Hubushey hsur aynfto aba zbezhe hsur neger tena yeblun

  • @selam8217
    @selam8217 5 місяців тому +3

    የቀንየልና እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን ቀፀልዩ ክቡርት ሐፍትና ብአኪ ሕቡናትን ሕጒሳትን ኢና❤️❤️❤️🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @misganateklu3411
    @misganateklu3411 6 місяців тому +21

    ሰላም ዶክተር:: ስለቲ ዘወትር እትህብና ሓበሬታ እግዚኣብሄር ይባርኽኪ:: እንተክኢልኪ ብዛዕባ ጠንቅን ኣፈዋውሳን ኣብ ገጽ ዝርአ ማዳ ቪድዮ ተትሰርሕልና ሰናይ ኔይሩ:: ወትሩ ርጡብ ዝኾነ ሓበሬታ ስለትህብና እሞ ድማ ብዙሕ ሰብ (ብፍላይ ደቅንስትዮ) ብማዳ ስለዝሳቐያ ንብዙሕ ሰብ ክጠቅም ይኽእል እዮ ዝብል እምነት ኣለኒ::

    • @PeaceforyouPeace
      @PeaceforyouPeace 6 місяців тому +1

      Read and Edit your text dear 😅

    • @M21love1
      @M21love1 6 місяців тому +3

      ​@@PeaceforyouPeaceኣነ ዝረኸብክዎ ጌጋ የለን እንታይ ጌጋ ኢካ ረኺብካሉ ሓወይ?

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 5 місяців тому +1

      ​@@M21love1ane ewn giega ayreakun

    • @nigstyteklay3587
      @nigstyteklay3587 3 місяці тому

      ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @HailuAlexander
    @HailuAlexander Місяць тому +1

    God bless eritrea 🇪🇷

  • @yesus_goytayu1233
    @yesus_goytayu1233 6 місяців тому +5

    ዶ/ር ሻሮን ብጣዕሚ የቀንየልና ጐይታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏✝️❤️

  • @binihanok9867
    @binihanok9867 5 місяців тому +3

    የቀንየልና D/r ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ❤

  • @dawittesfamichael3223
    @dawittesfamichael3223 5 місяців тому +3

    Dr Sharon ብእተቅርብዮ ጥዕናዊ ኣስተምህሮታት ክብሪ ይግባኣኪ ቀጽልዮ Thank you

  • @KbreKdusan-un3rl
    @KbreKdusan-un3rl 6 місяців тому +8

    ሰላም ዶክተር የቀንየልና ሓንቲ ሕቶ ክሓተኪ ባዝሊን ገኤርናዮ ምስ ሓደርና ግድን ድዩ ብስምና ክንሕጸቦ ማለት ብዙሕ ኣሎ ሳምና ዘይሰማመዖ ሰብ።

  • @bahtatesfe8573
    @bahtatesfe8573 5 місяців тому +4

    ሰላም ዶር ሻሮን
    በዚ ትገብርዮ ምስ ሳይንስ በዘይገራጮ መልክዕ ገርኪ ርጉጽ ዝኾነ ምኽርን ትምህርትን ብምሃብኪ ናይ ብሓቂ ከድንቀኪ እፈቱ ክትቕጽልዮ ድማ እላቦ
    ኣብ ሕቶይ ክሓልፍ
    1 ፡ ጻዕዳ እግርና ምስ ዝነቅጽን ቀጻሊ ምስ ዝቅለጥን እንታይ ኮን ይኸውን ጠንቂ ብኸመይከ ክንከናኸኖ ንኽእል ይቀንየለይ
    2፡ ናይ ዓይንና ከበሮ ዓይኒ ይኹን ከባቢኡ ቀጻሊ ምስ ዝንውጽ ከ ጠንቂ እንታይ ኮን የኸውን ብኸመይከ ክዕረ ይከኣል
    3፡ ለንስ ኣለርጂ ክገብር ይኽእልዶ ? ለንስ ክንጥቀም ኸለና
    ኣመና ዘገድዶ እንተኾይኑኸ ክሳብ ዝሓብጥን ዝቖስልን ምስዝበጺሕ ጠንቂ ናይቲ ቆርበት ምንቃጽዶ ይኸውን ወይስ ክልእ ጠንቂ ይኸውን
    ይቀንየልና

  • @Algalove7
    @Algalove7 5 місяців тому +2

    Mes dekey ena netkem betami xebuk eyu thank you Dr.sharon Gbu 🙏❤️😭😭

  • @tesfayfisahaye3096
    @tesfayfisahaye3096 5 місяців тому +4

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py 5 місяців тому +4

    የቀንየልና ዶክተረይ❤❤❤

  • @tesfomkahsay2223
    @tesfomkahsay2223 6 місяців тому +3

    ድ/ር ሻሮን የቐንየልና።ቫዘሊን ግን ንሕብሪ ቆርበት ገጽ የጸልም እዩ ዝበሃል ሓቅነቱ ኸ ንእሽቶ መልስለይ።

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 Місяць тому

    ናይ ብሐቂ ትምስግኒ ብቃንቃና ብዝረደኤ ት/ም 🙏

  • @meleyhailemeley2964
    @meleyhailemeley2964 5 місяців тому +1

    ክብረት ይሃበልና ብልጽቲ ዶክተር ሻሎም ፡ we love you sister.
    ብዛዕባ ጸባ እባ ገለ በልና በጃኺ ።❤❤❤❤

  • @tsahybrake4487
    @tsahybrake4487 5 місяців тому +1

    ደ/ር አበ ከንፈርና ዞሎ ፃዓደ(ለምፂን ለመፂ መሳሊ) ታይ ዓይነት ክሬም የድሊ

  • @ddyy5110
    @ddyy5110 6 місяців тому +2

    ፈውሲ ምጭምዳድ ን መስመር ኣብ ግንባርን vertical/horizontal lines Antay tmeKrna

  • @BrhanaAmanuel-z6m
    @BrhanaAmanuel-z6m 19 днів тому

    Thank you dr sharon❤❤❤🎉🎉

  • @lidiaandat4707
    @lidiaandat4707 6 місяців тому +2

    Nsks shkor Eko eki, kemaki ybzhalna❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamnegusse3443
    @selamnegusse3443 5 місяців тому +2

    Dr Sharoney shikor gualeyእንቋዕ ናትና ኮንኪ።

  • @mihretkidane9222
    @mihretkidane9222 6 місяців тому +3

    እሞ ኣነ ዳኣ ንሱ ንሱ እዩ ጠቲሙኒ ገፀይ ዝኮነ ነገር የብሉን ክሬም ዝባሃል ተጠቂመ አይፍርልትን እየ ካብ ብቆልዐይ አትሒዘ ቫዘሊን እየ ዝጥአም።

  • @LebasiDrar
    @LebasiDrar Місяць тому

    ደጉተር ርሻን ብጣዕሚ ጽብቅ ኣጋላልጻ ኣዝዩ ማሃርን ሃናጽን ኣጆኺ ወርትዒ ጓል ኤረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Awaw-s3x
    @Awaw-s3x Місяць тому

    ንስኪ ጥራይ ተዛረቢ ✅❤👏👏👏👏

  • @GodKeepingus
    @GodKeepingus 5 місяців тому +2

    Fkri eki galki zyaday haftey 👍😍

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer9138 5 місяців тому +2

    Dear Dr. Sharon!!!I just love your videos. Thanks indefinito

  • @Senatteklei
    @Senatteklei 6 місяців тому +3

    Thank you, Dr Sharon God bless you.

  • @dawitdeve1572
    @dawitdeve1572 5 місяців тому +1

    ሰላም ዶክተር ሻሮን ንትህብና ኣግደስቲ ሞያዊ ምኽርኺ የመስግነኪ። ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
    ኣነ ኣብ ቖርበተይ ኣብ ሕቆይን ከበቢ ኣፍልበይን ጸሊም ነገር ኣለኒ ንተውሳስ ዝመሳሰል ኣብዚ ቀረባ ግዜ ዝመጸ እዩ። እንታይ ክገብሮ ይኽእል?

  • @HaftomAshagrie
    @HaftomAshagrie 5 місяців тому +1

    ድሕሪ ምልስላስ ምፅዕዳው ስለ ዘድልየና ንቆርበት ይኩን ንስኒ ምፅዕዳው ንጥቀመሉ ውን ስርሕልና ዶ/ር

  • @Eritrea9621
    @Eritrea9621 6 місяців тому +2

    አምላኽ ጥዕናን አብ ሂወትኪ አሳልጦን ይሀብኪ🙏🙏🙏❤❤❤

  • @abrahamgebremariam2290
    @abrahamgebremariam2290 5 місяців тому

    እንካዕ ናትና ኮንኪ ዶር ሻሮን ዐባይ ሰብ

  • @Star-yi3le
    @Star-yi3le 5 місяців тому +1

    ሰላም ዶክተር ሻሮን ቅድሚ ሕጂ ስብሒ ናይ እንስሳ ከመይ ገርካ ከምተዳልዎን ንገጽካ ትጥቀ መሉን ነግርክና ከሚካል ስለ ዝይብሉ ንገጽካ ካብ ዕጥርጥር ምባል ይከላከልካ ኢልኪ ምሒርክና ሕጂ ካብ ባዘልንን ስብህን ኣየናዮም ይበልጽ መግለጺ ሃብና ስለ ንኸታተለኪ ቁሩብ ተደናግርና በጃኺ መልስልና 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️

  • @negashkebedomgebremedhin5960
    @negashkebedomgebremedhin5960 2 дні тому

    Nefeeti❤❤❤

  • @kasay67
    @kasay67 6 місяців тому +1

    ጽቡቅ ትምህርቲ መምህረይ ድር ሻሮን። good lesson my dear dr Sharon❤

  • @-tv2682
    @-tv2682 6 місяців тому +1

    ዶክተር ሻሮን፡ ንብጽሓይ ዝሞተ ቖርበት ገጽ ከ ኣየነይተን ትምረጽ፧

  • @embabatesfay3244
    @embabatesfay3244 6 місяців тому +1

    ኣጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ዶ/ሳሮን የቀንየልና ስለቲ ብዋጋ ዘይትመን ምክርኽን ትምህርቲክን።❤❤❤

  • @Adu-youtube-21
    @Adu-youtube-21 5 місяців тому +1

    ሰላም ዶኩተር ጅማት ኣብ ገንባረይ እናወፀ ኩሉ ግዜ ግን ኣይኮነን ከም ዝመስለኒ ጭንቀት ግዜ ዝወፅእ መስለኒ ሕክምና ይህልዎ ዶ ይኮውን

  • @TsigeYigzaw
    @TsigeYigzaw 6 місяців тому +1

    Dr sharoney aziye yemesgneki zemenki mulue ybarek xbqti eritrawit❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ

    ናይብሓቂ ብፍላይ ታቫዝሊን ኣነ ክፈትዋ መዓትየ ፅቡቅ ጌርኪ ኢኺ ገሊፅክዮ❤

  • @ብርሃን-መ9አ
    @ብርሃን-መ9አ 3 місяці тому +1

    Dr Sharon
    Many thanks

  • @KibraSemereab
    @KibraSemereab 5 місяців тому +1

    Aseyyy kemaki ybzha🥰🥰🥰🥰

  • @Sarakahsay-l2c
    @Sarakahsay-l2c 6 місяців тому +1

    Amlak memelisu hasabki ygletselki mkrti tebareki !

  • @Tesfaysenkey
    @Tesfaysenkey 5 місяців тому +2

    Doctor Saron በተገበረልና ሓገዝ በጣሚ ነስገነኪ ኣነ ከዛረባ ደለ ዘለኹ Nexalyn እንታይ ተቀሙ gudeatu

  • @ትግራወይቲ8
    @ትግራወይቲ8 5 місяців тому +1

    የቀንየልና ክብረተይ🙏❤

  • @berhegebrelibanos5407
    @berhegebrelibanos5407 6 місяців тому +2

    D/r sharoney amlak edmen tienan yhabki neti tigebriyo zeleki astemhro nhzbki amlak kulu gzie xamaki abzihu yhabki thank you 🙏 ❤

  • @Helen-p7v
    @Helen-p7v 2 місяці тому

    Asey shcor enqua teweledki ezaguley ❤

  • @tirhastewelde3216
    @tirhastewelde3216 5 місяців тому +1

    ሰላም ዶክተር ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነኪ እንዳ ፈራሕኩ ኢየ ክጥቀም ጸኒሐ ከምዚ ዝበልዮ ጽቡቕ ዊጺኢት ኢየ ረኪበሉ❤❤❤

  • @zeynebabdu8556
    @zeynebabdu8556 6 місяців тому +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ጽብቅተይ❤❤

  • @Luliya10
    @Luliya10 5 місяців тому +1

    Doctere yeqenelna mearey God bless you zyaday ❤❤❤

  • @yemanegebreslasie7632
    @yemanegebreslasie7632 5 місяців тому +1

    Great work Dr. God bless your family

  • @khtt8663
    @khtt8663 5 місяців тому +1

    Selamn tenan ab hiwetki ymneyelki Dr sharon
    Zeksin hakiki gizei swesede

  • @georgemichael8174
    @georgemichael8174 5 місяців тому +1

    Dr Sharon shoring gule Eri 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏

  • @asterwoldemariam7812
    @asterwoldemariam7812 6 місяців тому +1

    yekenyelnaa nefeti hafetna azeyu tekami mekeri eki tekafelna edeme teenan yehabki. ketelyo🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @JJJ-i9j4h
    @JJJ-i9j4h 5 місяців тому +1

    As usual, thank you for your incredible program!!

  • @merrygt1956
    @merrygt1956 5 місяців тому +1

    ❤Thanks Dokter Sharon Haftey Bless u❤

  • @poronicaarsema3024
    @poronicaarsema3024 6 місяців тому +5

    ሓቅኪ ጽብቕቲ ደክተር !! ቫዝሊን እቲ ዝበለጸ ዩ ! ኣነ እውን ከም ተሞኩሮይ ኣነ መክኣብ ዝጥቀም ሰብ ኣይኮንኩን ግን ሓደ ሓደ ግዜ ብንፋስ ወላ ክእሰር ከሎ ገጸይ ቫዝሊን የ ዝጥቀም ኣዚዩ ካኣ ጽቡቅ ወዝ ገሩ ይሓድር

    • @Elen5264
      @Elen5264 5 місяців тому +3

      Henti beteseb deka reya ms temeleset n Eritrea aeb airport ms reaeyetom hesisoma bejakum Vaseline ftewu elatom kkkkk.

    • @poronicaarsema3024
      @poronicaarsema3024 5 місяців тому

      @@Elen5264 ብሓቒ ሓቓ ያ ክክክክ ። ኩልና ቫዝሊን ንፍቶ

  • @musaahmed8854
    @musaahmed8854 5 місяців тому +1

    ኣንበሳ

  • @fiqreytsegay667
    @fiqreytsegay667 6 місяців тому +3

    ሰላም ሰላም ዶክተር ሻሮን ክረክበኪ ደልየ ነረ ሓገዝ ደልየ ነረ❤

  • @zaidrussom7802
    @zaidrussom7802 6 місяців тому +2

    Bless you Dr.

  • @KebatsYimesgen
    @KebatsYimesgen Місяць тому

    You are our gifted , keep going on ❤

  • @nateynaybeyney1169
    @nateynaybeyney1169 2 місяці тому

    Proud of you 👏 🥰 God bless you 🙏 💖

  • @elshasoli2170
    @elshasoli2170 6 місяців тому +1

    Danke Kibriti Dr shalom

  • @senaitmelash3109
    @senaitmelash3109 6 місяців тому +3

    We miss you shekorina 🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @teddyshire8339
    @teddyshire8339 Місяць тому

    Thank you for sharing ❤ god bless you🙏🙏🙏

  • @samuelhailu4609
    @samuelhailu4609 6 місяців тому +1

    Love...Love...thanks

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r 5 місяців тому

    ሰላምን ጥዕናን ሓፍተይ ዶክተር ሻሮን ንስለ ትህብና ጽቡቅ ዝኾነ ትምህርቲ ክብሪ ይሃብኪ ቀጽልዮ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብምቅጻል በጃኪ እዚኣ ቅልጥፍ ኢልኪ ክትምልስለይ ሓደራ ሓደራ ይብል። ንህጻናት ኣላርጂክ ብከመይ ይመጾም? ንኣላርጂክ'ከ መድሃኒት ወይ ፈውሲ ኣለዎ'ዶ? ኣብ ቆልዑ ደጋጊሙ ኣላርጅክ ነብሶም ዝገብረሎም እንተኾይኑ ክሳብ ናይ ነርቭ ጸገም የምጽእ እዩ ዝብል ሰሚዐ እሞ ብሓቂ ኣላርጅክ ናይ ነርቭ ጸገም ዘምጽእ እንተኾይኑ ናይዚ መከላከሊ ወይ ፈውሲ'ከ እንታይ ኣሎ ሓደራ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣስፊሕኪ ክትምልስለይ ይላበወኪ ዶክተር ሓፍተይ

  • @M_jemal7545
    @M_jemal7545 5 місяців тому +1

    ❤❤❤ Thank you Dr. ❤❤❤

  • @ermiasgebrit7617
    @ermiasgebrit7617 5 місяців тому

    ሰላም ደኹተር ሻሮን ኣብ ሂወትኪ ሰላምን ጥዕናን ኣብ ስራሕክን ኣሳልጦ ይምኔልኪ ኣነ ካብትኦም ዘድነቀክን ዝከታተለክን እየ::ኣነ ሓንቲ ሕቶ? ኣላትኒ ደገድስኪ ክትምልስለይ ብኣክብሮት ይጽበየኪ ኣነ ኣብ ኽሽነ ንልዕሊ 9 ዓመት ሰርሐ ገጸይ ክኣ ብጣዕሚ ምጭምዳድ ይገብር ኣሎ ምክርኪ ክትልግስለይ ብትሕትና ይጽበየኪ የቀኔለይ

  • @asmerettesfay1783
    @asmerettesfay1783 6 місяців тому +1

    Selamki ybzah nski meksen eki .

  • @hareguteclu8517
    @hareguteclu8517 Місяць тому

    Thankyou Dr Sharon ❤❤🙏

  • @OkubitAnde-tl2cx
    @OkubitAnde-tl2cx 6 місяців тому +1

    Thanks doctor Saron

  • @kulukemzfekedkayogoytay8057
    @kulukemzfekedkayogoytay8057 5 місяців тому +1

    Thank you

  • @abrahamtcabo9590
    @abrahamtcabo9590 6 місяців тому +1

    ዶክተር you are the great❤❤❤❤❤ thanks

  • @rahelg3097
    @rahelg3097 Місяць тому

    ❤❤👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 MY GIRL

  • @tsgiegalyesus9038
    @tsgiegalyesus9038 5 місяців тому +1

    Thanks Dokter shron❤❤❤❤

  • @salkel8617
    @salkel8617 5 місяців тому +1

    Thank you for your useful information!

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 5 місяців тому +1

    ❤ዶክ ተር❤ ሺኮር❤ love u

  • @suzitsegay1897
    @suzitsegay1897 6 місяців тому +2

    Thank you for info

  • @nazrietkbreab4584
    @nazrietkbreab4584 6 місяців тому +1

    ምልባጥ ኣይጸላእኩዋን

  • @LulihaftisamriLulihaftisamri
    @LulihaftisamriLulihaftisamri 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤ tankes dr sharon

  • @MRG87248
    @MRG87248 2 місяці тому

    ቫዘሊን የጸልም ኢዩ ዝበሃል ከ ሓቅነት ኣለዎ ድዩ ዶክተር? የቀንየልና

  • @awetkidane7317
    @awetkidane7317 5 місяців тому +1

    keep up dokter sheren❤❤

  • @mehretgebretnsae1282
    @mehretgebretnsae1282 6 місяців тому +1

    Betami tekami melekiti Dr Sharon🎉🎉🎉❤❤❤

  • @brhaneytube
    @brhaneytube Місяць тому

    Thank you!

  • @wudassieguesh8558
    @wudassieguesh8558 5 місяців тому

    Thank you doctor ❤❤❤

  • @aziebzekarias2629
    @aziebzekarias2629 6 місяців тому +12

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @semharteklehaymanot7257
    @semharteklehaymanot7257 Місяць тому

    ሰላም ንዓኺ ይኹን ሓፍተይ። ብዛዕባ Nivea cream እባ ሓብሬታ ሃብና። ቡዙሕ Nivea እንድዩ ዘሎ. ኣነ ደሊየ ዘለኩ ብዛዕባ እታ ሰሚያዊት እስቓጥላ ነገር ትመስል. ብብዝሒ ሰብ ይፍትዎ ኢዩ. ዋላ ኣነ ኣይጽልኦን ኢየ። ሳዕቤን ከይህሉዎ ኢየ። ሰብ ነናቱ ሓሳብ ሰለዝህበሉ ❤ ተባረኺ

  • @abbyha7518
    @abbyha7518 5 місяців тому

    Thank you so much for sharing mareyyyyyy ❤❤❤❤🇪🇷

  • @senaitweldeghiorgis3250
    @senaitweldeghiorgis3250 Місяць тому

    ❤❤❤❤ Lebam seb

  • @meskelahiabu4645
    @meskelahiabu4645 4 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤THANK you 🙏

  • @selam7603
    @selam7603 5 місяців тому

    Thank you very much GOD bless you ❤❤❤