Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ሓደ ሃገር ከምእንኸውን ኣይጠራጠርን።🎉
❤❤ብጣዕሚ ፅቡቅ አገላልፃን ዓቢይ መልእኽትን እዩ ቀፅለሉ ጆሲ ሓወይ ደለይቲ ሰላምን ፍትሕን አብ ጎንኻ አለና ሰላምን ፍትሕን ሓድነትን ነቲ ውፁዕ አብ ክልተ ሃገር ተበቲኑ ዘሎ ህዝብና ❤❤❤❤❤❤✅✅✅ንሕልናና ንንበር👍👍
ቃልካ ሒውተ ዝምልስ ፅምኢ ማይ ዝርዊ ቱድምፅካ ዮስየፍ ሐወይ
ጽቡቕ መደብ ቀጽሉሉ ጽቡቕ ትምህርቲ እዩ ነዚ ናይ ሎሚ ወልዶይ ንኡሰይ
አእምሮ ንዘለወ ዓቢይ መልእኽቲ እለዎ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አቱም ንሰላምን ሕውነትን እትሰርሑ ብፁኣን ኣሕዋተይ ኤርትራውያንን ተጋሩን ናይበሓቂ ነዛ ናይ ሓድነትና ዘመንስ ብዓይነይዶ ይሪኣ ኸውን ኢለ ይህንቀው
ጆሲየ ድምጺ መረዋሕ❤❤❤ተባረኽ
የቀንየልና J studio and ክቡር ሐዉ ደሳለ በረኸት ቀፅልሉ በጃኹም
Eyasu Berhe our Tigrinya Legend ❤😊
ናይ በሐቂ ዝዝኾረየ ሩገም መራሒ ከጣፈአና እዙይ ዝመስል ብሉፅ ህዝቢ 😭
Bravo desale jgna och josi
ኣታም ጀይ እስቱዲዮ ክንደይ ትነፍዑን ትደፍሩን ዕድመ ይሃብኩም❤❤❤❤
If history can repeat and repeat over and over the new generation can start thinking again we are the same people with the same history blessing are coming keep going
ኣየ ሊላይ ለይቲ ፍቕሪ ጡዑም ነይሩ ❤❤
ደሱ ጽቡቕ ኣቀራርባ ❤
❤❤❤ ጆሲ ጅግና
እዋና ዝሓለወት ዛንታ
ጆሲ ሓወይ ❤❤❤
ፍቕሪ❤ ሰላም ጡዑም ❤ ክወግሕዶ ይለውን ❤
ደሳለ በረኸት ❤❤❤
አሰይይይይ ፍቁራት የሕዋትና እንዃዕ ደስ በለና 🥰🥰🥰💪⛱⛱
J-Studio ንቅድሚት❤
ጆስን ደሳለን ናይ ሓስብን ግብርን ጀጋኑ: ተብዓት:ብሓቂ ተዓዊትኩም ኢኹም:
Excellent message. thank you.
ኣታ እዞ ጆሲ ፍሉይ ፍጥረት እዩ,ህያብ እዪ, ጅግና እዪ
ጆሲዬ ነብስ ነገር ስወድህ እኮ የኔ ወንድም
ወፍሪ ሰላም💊💙😍
እምበር ደሱ !
Hakika desale hawina.Ezom tenkesisat keytefiu selam kinrekib begakum nezom lieli ribie zeben ab kunat zenberuna niekeyom.
Welcome j studio Andemariam
ህግደፍ ክጠፍኣ ኢዩ ኣይንቅሰሉን ኣበደን ኢያሱ ጀግና ኢዩ ኢያሱ ጭቆና ኣይደልን ኢሉ ዝወጸ ኢያሱ ጀግና ሽሙየ ጀግና 💛❤️🤴🦁✊
ኣነ ኢያሱ ኣድሓርሓሪ እዩ ኣይበልኩን ኢያሱ ከዳዕ እዩ ኣይነልኩን ትግራዋይ እንተኾንካ ጽሑፈይ ንዓኻ ኣይምልከተካን እዩ፡እወ ጀይ ስቱድዮ ናትኩም ምዃኑ ኣጸቢቕና ንፈልጥ፡ንስኹም ኣብ ማእከልና ምስ ኣተኹም ሽግር መጺኡና፡ኢትዮጵያውያን ኢኹም ኪዱ ናብ ኢትዮጵያኹም ኤርትራ ናይ ደቃ ደኣምበር ናትኩም መዋገዪ ዕዳጋ ኣይኮነትን፡ብኽልተ ኢድኩም ምብላዕ ግደፉ፡
@@asmaerasmaer9441 🤮🇪🇷🤮🇪🇷🤮👎👎
💛❤️💛❤
❤❤❤
ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ ዕድመ ኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ ላሊበላ ንምንታይ ደኣ ሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቖልትን ሰብደምን ጠላማት ተጋሩ ዝመሃዝዎ ርኹስ ኣምሓርኛ ትዛረቡ ዊቒቒቒ
❤❤❤❤ xubuk history kexelo josi hawey thanks
ጆሲ እቶም ናይ ደሳለ ስራሕቲ ኣብናይ ባዕሎም Pleylists ኣቅምጦም ቡዙሓት ዘይ ሰማናዮም ስለ ዘለው ኣብ ዝጥዓመና ክንሰምዖም💙
Nlale eba😁
@@brightfutur8180😂 እሺ ሃይ ኪያ ይብሃል፡ ጾታ ኣንስተይቲ😚ያው ዕድመና ፍሉጥ እዩ ካብ 19-21'ዩ። ግን ምዕባየይ ኣብ 21 ኣላ ምንኣሰይ ከኣ 19 ስለ ዘላ ንዓይ 20 ይኩነለይ😊 ኩሉ ግዜ ሲንግል✊ ሰናይ ሌላ ይግበረልና🙏
👌🏽👌🏽👌🏽👍🏻❤💛💙💚
Ezi medeb bejakum aytequwarxwo nafiqnayo bhaki long time koynu, Josy tum dmxi yibel aqerarba
Let we be one hand to kick dictators once for ever, cos we missed pace. God bless Eritrea and Eritreans 💙 🙏 💙💙💙💙
ብጃኹም ኢባ ኢዛ መጽሓፍ ናይ ደስበለ ንጽበ ኣለና።
ጆሲ ጉድ ጆብ
ድራማ ናይዛ ሺፍታ ጉጅለ ሻዕቢያ እኮ ዘርዚርካ ኣይውዳእን እዩ ክክክ 😂😂
መናእሰይ ደቡብን ሰሜንን ትግራይ ክሓብሩ ዝግበኦም ምእንታን ቀፃሊ ድሕንነቶምን ሃላዋቶምን እዩ። እዙይ ንምግባር ክልተ ነገር ክግንዘቡ ይግባእ:: ቀዳማይ መን እዩ ፈላልዩና? ንምንታይ ፈላልዮሙና? ብምፍልላይና ምኽንያት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓደ ጠንካራ ህዝቢ ክኮን እናተገበአና ኣይኮንናን ዝብል ብስለት ዝተመለኦ ወነን ኒሕን እንትህልወና ምዃኑ ምፍላጥ። እቶም ሓዱሽ መንነት ትግራዋይ/ ትግራዋይ ዝብል ናይ ጥንቲ መንነት ትግሪኛ/ ብዝብል ክትክእዎ ዝደልዩ ህግደፋውያንን ገለ ሙሁራት ኢና ዝብሉን ስልጣን ከም ንጉሳውያን ናብ ደቆም እናሕለፉ ክነብሩ ዝደልዩን ካልኦትን ምዃኖም ምፍላጥ የድሊ። ካልኣይ ሐዚ ዘለናልና ዓለምና ብሄርተኛ /nationalist/ ፖለቲከኛታት ዝዓብልዋ ዓለም እያ። ንኣብነት ትራምፕ መረፃ ዝሰዓረ ፀለምትን እስላምን ብምፅልእላእ እዩ ነይሩ። ካልኣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተርኣየ ውን እዙይ አዩ። ንህዝቢ ደቡብ ትግራይ ዕኽቲ ኣይኣኽሉን እንትበሃል ንስሜን ትግራይ ኣይውክልን ዝብል እንተሃልዩ የዋህ እዩ። የግደስ ልቢ እንተዘይገሰርና ኣብ ሓፂር እ 15:43 ንዋን ዝገሀድ ሓቂ እዩ። ብጠቕላላ እቲ ዘመን እቲ ዓብዪ ዓሳ ንቲ ንኡሽተይ ዓሳ እናወሓጠሉ ዝኸይድ ምዃኑ እዩ ዘርእየና። ሰለዝኾነ ድማ ምእንተ ሃላዋትካ ክንዲ ዝተኽኣለ ዓብዪ ዓሳ ምዃን የድሊ። ዓለም እተዳምፀካ ውን ብበዘሕኻ እዩ። እንተዘይ ኮይኑ ብቲ ዝኒሆ ናይ ሃፋቲ /resources/ሽምያን ናይ ህዝቢ በዝሒ ምውሳኽን ኣብዘይማዕበላ ሃገራት እንታ ሒዙ ከምዝመፅእ ቀዲምካ ተመዓራሪኻ ምፅናሕ ከምዘድሊ እዩ ዘርእየና።
ENEMY OF TIGRAYAN IS AMHARIC THE LANGUAGE SPOKEN IN THE HELL IS PROBABLY AMHARIC ! WELAHI
who is the musician lol.Can anyone tell me? Thanks
ኸዳዕ ተንኮለኛ ኢሳያስ ንመንእሰያት ኤርትራ ብፍርሕን ራዕድን ክሳቀዩን መንፈስ ሸይጦም ኩሉ ኽፋእ ክገብሩን ጅሆ ባራዩ ንኽኾኑ ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ክርእዩ ፈቂድሎም !
ጆሶ በሊሕ:ጆሲ ጅግናCrimes History in Eritrea ትብል መደብ እባ ግበረልና, ስለምንታይ ትብል ትኸውን እቲ መልሲ ናተይ ብዙሕ ዝተቐብረ ዛንታን ታሪኽን ኣብ ኤርትራ ኣሎ ብሃላይ እዪ,ብዓል ወዲ ኵኣዳ ንኣብነት ኣብ ትሕቲ ጽሓይ ኣስመራ ዝብል መደብ ብቐጻሊ ምስ ሰውራ ዝተተታሓሓዘ መደብ የቕርብ እዩ እዚ መዓረስ መሓዪ ህግደፍ,ስድርኡ ጽቡቕ ገይረ ይፈልጦም እየ,ይርግኣለም ሓው ወተሃደር ደርጊ, ኣቡኡ ዋና ናይ ደርጊ ደጋፊ እዪ, ኣብ ብዓላት ፈረስ ጌሩ ይድብል ኔሪ እዚ ኩሊ ሰብ ዝፈልጦ ናይ ኣደባባይ ምስጢር ኣነ ግን ክብለካ ደልየ ዘለኹ ብዛዕባ ዝተፈጸሙ ገበናት ኣብ ኤርትራ እዪ, ንኣብነት ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ባር ማይ ጭዕዳ ዕዳጋ ሓሙስ ገበን ተፈጺሙ እዪ,እዚ ግን ሰብ ዘዘንትወሊ የለን ምኽንያቱ ምስ ሰውራ ስለዘይትሓሓዝ እዚ ግን ጌጋ እዪ, እቲ ፍጻሜ ከምዚ እዪ, ንኣበባ ዋና ባር ማይ ጫዕዳ ሓደ ኣፍቃሪ ኔርዋ ሓደ ብዓል ስልጣን ናይ ደርጊ ወይ ኮነልየል ወይ ሻምበል ክኸውን ይኽእል ኣኡጌይፈልጥን,ብዝኾነ እቲ ፍጻመ ከምዚ እቶም ፍቑራት ኣብ ምዝንጋዕ ከለው ሓደ ተራ ወተሃደር ደርጊ ንኽልቲኦም ቀቲልዎምተፈጸመካልእ ዛንታ እውን ኣለኒ ካብዚ ልሕቲት ወዲ ኲዳ ኣብ ትሕቲ ጽላል ኣስመራ ዝብል ፕሮፓጋንዳ ህግደፍ ዝበልጽ.
ታሪኽ ሻዓብያ ኮነ ታሪኽ ወያነ ብሓደ ተቐቢርና'ዩ ሕጂ ከኣ ታሪኾም ቐቢርና ብሓደ ምንባር'ዩ ዝቕድም። ኣስሚረላ ኣለኹ
TEFEWESKOM EKOM MESLENEI DERBAYAT GOHAFAT
ስለምንታይ ግን ንህዝባዊ ግንባር ይምጉስ ኔሩ ብሓደ ተቐቢርና እንዳበለ ድሓር ኣምሓራ ኣሎ በሎ ኣፋር ኣሎ በሎ ኦሮሞ ኣሎ በሎ እንዳበለ መጺና
Ticket kedimka du zgzae jossy hawey
ኣሎ ዶ ቢሂወት
Tesewieu
ክቕጽል ኢዮ እናበልኩም ክንደይ ዝገደፍኩሞ ኣለኩም 😂
ህግደፍ መንደፍ እዩ ዝቕበር ኩልሻብ ወራርን ጨፍጫፍን ዝኾነ ስርዓት ምበር ህወሓት ማ ተሰዲትኩም ክትመፁ ለ ሓብሒቡ እዩ ዘሳገረኩም ኮ , ጆሲ
በቃ እዚ ኩሉ ሃንቀውታን ተስፋንሲ ካብታ ብወዲ መድህን በራድ ትምራሕ ኤርትራዩ ኔሩ 'ሃሃሃሃሃሃ. ' ኣየ ዕሽነት ኣባጽሕ ኤርትራ ፣ድሕረባይታ መራሕቲኮ ወሳኒ ተራዩ ዘለዎ ።እዚ ኣዲኡ ብቐጻሊ ንመን ኢልካ ኢኻ በረኻ ሰፊርካ ዘለኻ!! እንዳ ኣቦሓጎኻድዩ እንዳ ዓበይካ እናበላ ዝዝንጥለኦ ዝነበራ ።እሞኸ መደምደምታ ታይ!!! ። መሰለ!!
WHO IS MOST AMHARIZM BEHAVIOR TIGRAYAN OR OROMO? TIGRAYAN WHY YOU STILL SPEAKING HELL LANGUAGE AMHARIC THAT'S WHY WORLD AND GOD IGNORE YOU! TEACHERS OF EVIL HELL LANGUAGE AMHARIC TIGRAYAN STOP OR DNT CRYንምንታይ ኢዮም ተጋሩ ትግራይ ህዝቢታት ኢትዮጵያ ኤርትራ ኣገው ቢለን ክኣምኖም ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ዘየቋርጽዎ ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ ! ዕድመ ኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ ላሊበላ ! ይኣክል ርኹስ ኣምሓርኛ !ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ ዕድመ ኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ ላሊበላ ንምንታይ ደኣ ሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቖልትን ሰብደምን ጠላማት ተጋሩ ዝመሃዝዎ ርኹስ ኣምሓርኛ ትዛረቡ ዊቒቒቒኣምሓራይ ማለት መንነቶም ኽሒዶም ዝተኣኻኸቡ ኢዮም ። ዊቒቒቒ ሓቂ ኢዙይ ጠፊእኩም ርኹስ ኣምሓርኛ ክትዛረቡ ዝገበርኩም ዘሎ ርኹስ መንፈስ ርጉማት ጠላማት ከሓድያን ምዃንኩምዩ ! ኣምሓሩ ባዕሎም ኣምሓራይ ዝብሃል መንነት የሎን ኢዮም ዝብሉ ፡! ትግራይ ደኣ መን ገዲድኩም ኢኹም ርኹስ ኣምሓርኛ ትዛረቡ ዘለኹም ! ተመሊስኩም ህዝቢ ኢትዮጵያ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ክትሰርቅዎም ቋንቋ ኣዲኦም ንዒቆም ርኹስ ኣምሓርኛ ክዛረቡ እህህ ታሪኽ ተጋሩኣገው ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ተንትንዎ ኽፍኣትኩም ኣምሓሩ እዪም ኢልኩም ክተውርዩ ዊቒቒቒ ክንድዚ ዩ ኽፍኣትኩም ኣምሓራይ ተቀይርኩም ብዙሕ ህዝቢ ኣሳቂኹሞ ኢኹም ይኣኽለኩም ክሓሱና ኣይበልናን ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ኣቋርጹ ጥራይ ! ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስ ኣብ መንጎ ሓጢኣተኛታት ኮፍ ዘብል እንታይ ዩ ጉዳዩ ጠፊእኩም ዊቒቒቒ ኣምሓራይ ተቀይርኩም ብሂወትና ሕረዱና ኣቃጽሉና መንፈስና ግን ኣይትትንክፍዎን ኢኹም ጠላማት ሓሳኻት ከሓድያን እህህ ምስ ኣምሓራይ ተዓሪቅኩም ንህዝቢ ኦሮሞ ክተሳቅዩ ኣምላኽ ይዕዘበኩም ይፍንፍነኩም ኣሎኸዳዕ ተንኮለኛ ኢሳያስ ንመንእሰያት ኤርትራ ብፍርሕን ራዕድን ክሳቀዩን መንፈስ ሸይጦም ኩሉ ኽፋእ ክገብሩን ጅሆ ባራዩ ንኽኾኑ ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ክርእዩ ፈቂድሎም !
ነዚ ኩሉ ኮለል ትብሎ ዘለኻ ኤርትራ ዓባይ ትግራይ'ያ ዲኻ ትብል ዘሎኻ ።ብዛዕባ ትግራይካ ግበር ኤርትራ ዋናታት ኣለዋ።
ዝበልኩም ኢልኩም ሕውስ፡ሰብ ዘይትኾኑ ካብ ኣራዊት እትኾኑ፡ኤርትራዊ ምዃን ኩርዓት ሓበን ህሉው-ክውንነት እኮ እዩ፡ነዚ ንምፍራስ ዘይፈንቀልኩሞ እምኒ የለን፡ኤርትራውነት እኮ ህግደፍ ዝፈጠሮ ኣይኮነን ንሕና ኤርትራውያን ካብ ነብሲ ወከፍ ማይበት ግብሪ ዝተኸፍሎ ክቡር መስዋእቲ ብ ኣልማዝ ዘይትመን እወ ክቡር መስዋእቲ፡እንተ ንስኹም ከኣ ነዚ ከተናኣእሱ ድቃስ ትስእኑ፡ነዚ ውድቀት ገዛእ ህዝብኹም ቁልቁላፉ ንምድቋስ ከምቲ ሕልሚ ናቕፋ ካብ ድቃስኩም ምስተባራበርኩም ኮንቱ ሕልሚ ዝሰመኹሞ፡ እዚ ኣነ ትግራዋይ እየ እንዳበልኩም ትሓልምዎ ዘለኹ ከም ትምኒት መጠን ዝተሓዝን ዝጭበጥን ስለዘይብሉ በኒኑ ክተርፍ እዩ፡ናብ ሕልምኹም ክምለስ---ድፋዓት ሳሕል ታሪኽ ህግደፍ ዘይኮነ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ እዩ፡እወ እቲ ሕልሚ ገና ኣይተወደኤን እቲ ሓላሚ ገና ደቂሱ እዩ ዘሎ፡ህግደፍ ምስ ዓነወ እቲ ሓላማይ ካብ ድቃሱ ክበራበር እዩ፡ንሕልሙ ከኣ ናብ ተግባር ክቕይሮ እዩ፡ድፋዓት ሳሕል ከኣ ከም መንደቕ ቻይና(the great walls) ህዝብና ውን ሓወልቲ ጀጋኑና ኣብቲ ሰማይ ጠቀስ በረኽቲ ድፋዓት ክንሰርሓሉ ኢና፡ንኹሉ ከኣ በብትዝተዋህቦ ቅጽል ስም ነባሪ ክኸውን ብወርቂ ቀለም ዝተጠምዐ ጽሑፋት ክጸሓፍ እዩ፡ናይ ዓለም መስሓቢ ቱሪዝም ኮይኑ ኣብ ዓለም ክምዝገብ እዩ፡እቱም ኮንቱ ሕልሚ ሓለምቲ ነታ ን ኣንፍኹም ዝተማላእኩማ ብሓደ ተቐቢርና ዝበሎ ኢያሱ በርሄ ዘይኮነስ ንይምሰል ጀሚሮሞ ደኣምበር ኣይፈጸምዎን፡ንተጃሃርቲ ግን ሎሚ ክጃሃርሉን ክፍክሩሉን ንሰምዕን ንርኢን ኣሎና፡ትማሊ መንነትና ኢትዮጵያውያን ዝብሉ ኤርትራውያን ካሓድቲ ነይሮም እዮም ንስኻትኩም ከኣ መቐቸልታ ናቶም ኢኹም ከምኣቶም ክትወድቁ ኢኹም፡በትሪ ሓቅስ ትቐጥን እምበር ኣይትስበርን እያ፡
Josi.anbesa.sehol.gororo
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
ሓደ ሃገር ከምእንኸውን ኣይጠራጠርን።🎉
❤❤ብጣዕሚ ፅቡቅ አገላልፃን ዓቢይ መልእኽትን እዩ ቀፅለሉ ጆሲ ሓወይ ደለይቲ ሰላምን ፍትሕን አብ ጎንኻ አለና ሰላምን ፍትሕን ሓድነትን ነቲ ውፁዕ አብ ክልተ ሃገር ተበቲኑ ዘሎ ህዝብና ❤❤❤❤❤❤✅✅✅ንሕልናና ንንበር👍👍
ቃልካ ሒውተ ዝምልስ ፅምኢ ማይ ዝርዊ ቱድምፅካ ዮስየፍ ሐወይ
ጽቡቕ መደብ ቀጽሉሉ ጽቡቕ ትምህርቲ እዩ ነዚ ናይ ሎሚ ወልዶይ ንኡሰይ
አእምሮ ንዘለወ ዓቢይ መልእኽቲ እለዎ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አቱም ንሰላምን ሕውነትን እትሰርሑ ብፁኣን ኣሕዋተይ ኤርትራውያንን ተጋሩን ናይበሓቂ ነዛ ናይ ሓድነትና ዘመንስ ብዓይነይዶ ይሪኣ ኸውን ኢለ ይህንቀው
ጆሲየ ድምጺ መረዋሕ❤❤❤ተባረኽ
የቀንየልና J studio and ክቡር ሐዉ ደሳለ በረኸት ቀፅልሉ በጃኹም
Eyasu Berhe our Tigrinya Legend ❤😊
ናይ በሐቂ ዝዝኾረየ ሩገም መራሒ ከጣፈአና እዙይ ዝመስል ብሉፅ ህዝቢ 😭
Bravo desale jgna och josi
ኣታም ጀይ እስቱዲዮ ክንደይ ትነፍዑን ትደፍሩን ዕድመ ይሃብኩም❤❤❤❤
If history can repeat and repeat over and over the new generation can start thinking again we are the same people with the same history blessing are coming keep going
ኣየ ሊላይ ለይቲ ፍቕሪ ጡዑም ነይሩ ❤❤
ደሱ ጽቡቕ ኣቀራርባ ❤
❤❤❤ ጆሲ ጅግና
እዋና ዝሓለወት ዛንታ
ጆሲ ሓወይ ❤❤❤
ፍቕሪ❤ ሰላም ጡዑም ❤ ክወግሕዶ ይለውን ❤
ደሳለ በረኸት ❤❤❤
አሰይይይይ ፍቁራት የሕዋትና እንዃዕ ደስ በለና 🥰🥰🥰💪⛱⛱
J-Studio ንቅድሚት❤
ጆስን ደሳለን ናይ ሓስብን ግብርን ጀጋኑ: ተብዓት:ብሓቂ ተዓዊትኩም ኢኹም:
Excellent message. thank you.
ኣታ እዞ ጆሲ ፍሉይ ፍጥረት እዩ,ህያብ እዪ, ጅግና እዪ
ጆሲዬ ነብስ ነገር ስወድህ እኮ የኔ ወንድም
ወፍሪ ሰላም💊💙😍
እምበር ደሱ !
Hakika desale hawina.Ezom tenkesisat keytefiu selam kinrekib begakum nezom lieli ribie zeben ab kunat zenberuna niekeyom.
Welcome j studio Andemariam
ህግደፍ ክጠፍኣ ኢዩ ኣይንቅሰሉን ኣበደን ኢያሱ ጀግና ኢዩ ኢያሱ ጭቆና ኣይደልን ኢሉ ዝወጸ ኢያሱ ጀግና ሽሙየ ጀግና 💛❤️🤴🦁✊
ኣነ ኢያሱ ኣድሓርሓሪ እዩ ኣይበልኩን ኢያሱ ከዳዕ እዩ ኣይነልኩን ትግራዋይ እንተኾንካ ጽሑፈይ ንዓኻ ኣይምልከተካን እዩ፡እወ ጀይ ስቱድዮ ናትኩም ምዃኑ ኣጸቢቕና ንፈልጥ፡ንስኹም ኣብ ማእከልና ምስ ኣተኹም ሽግር መጺኡና፡ኢትዮጵያውያን ኢኹም ኪዱ ናብ ኢትዮጵያኹም ኤርትራ ናይ ደቃ ደኣምበር ናትኩም መዋገዪ ዕዳጋ ኣይኮነትን፡ብኽልተ ኢድኩም ምብላዕ ግደፉ፡
@@asmaerasmaer9441 🤮🇪🇷🤮🇪🇷🤮👎👎
💛❤️💛❤
❤❤❤
ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ ዕድመ ኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ ላሊበላ ንምንታይ ደኣ ሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቖልትን ሰብደምን ጠላማት ተጋሩ ዝመሃዝዎ ርኹስ ኣምሓርኛ ትዛረቡ ዊቒቒቒ
❤❤❤❤ xubuk history kexelo josi hawey thanks
ጆሲ እቶም ናይ ደሳለ ስራሕቲ ኣብናይ ባዕሎም Pleylists ኣቅምጦም ቡዙሓት ዘይ ሰማናዮም ስለ ዘለው ኣብ ዝጥዓመና ክንሰምዖም💙
Nlale eba😁
@@brightfutur8180😂 እሺ ሃይ ኪያ ይብሃል፡ ጾታ ኣንስተይቲ😚ያው ዕድመና ፍሉጥ እዩ ካብ 19-21'ዩ። ግን ምዕባየይ ኣብ 21 ኣላ ምንኣሰይ ከኣ 19 ስለ ዘላ ንዓይ 20 ይኩነለይ😊 ኩሉ ግዜ ሲንግል✊
ሰናይ ሌላ ይግበረልና🙏
👌🏽👌🏽👌🏽👍🏻❤💛💙💚
Ezi medeb bejakum aytequwarxwo nafiqnayo bhaki long time koynu, Josy tum dmxi yibel aqerarba
Let we be one hand to kick dictators once for ever, cos we missed pace. God bless Eritrea and Eritreans 💙 🙏 💙💙💙💙
ብጃኹም ኢባ ኢዛ መጽሓፍ ናይ ደስበለ ንጽበ ኣለና።
ጆሲ ጉድ ጆብ
ድራማ ናይዛ ሺፍታ ጉጅለ ሻዕቢያ እኮ ዘርዚርካ ኣይውዳእን እዩ ክክክ 😂😂
መናእሰይ ደቡብን ሰሜንን ትግራይ ክሓብሩ ዝግበኦም ምእንታን ቀፃሊ ድሕንነቶምን ሃላዋቶምን እዩ። እዙይ ንምግባር ክልተ ነገር ክግንዘቡ ይግባእ:: ቀዳማይ መን እዩ ፈላልዩና? ንምንታይ ፈላልዮሙና? ብምፍልላይና ምኽንያት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓደ ጠንካራ ህዝቢ ክኮን እናተገበአና ኣይኮንናን ዝብል ብስለት ዝተመለኦ ወነን ኒሕን እንትህልወና ምዃኑ ምፍላጥ። እቶም ሓዱሽ መንነት ትግራዋይ/ ትግራዋይ ዝብል ናይ ጥንቲ መንነት ትግሪኛ/ ብዝብል ክትክእዎ ዝደልዩ ህግደፋውያንን ገለ ሙሁራት ኢና ዝብሉን ስልጣን ከም ንጉሳውያን ናብ ደቆም እናሕለፉ ክነብሩ ዝደልዩን ካልኦትን ምዃኖም ምፍላጥ የድሊ። ካልኣይ ሐዚ ዘለናልና ዓለምና ብሄርተኛ /nationalist/ ፖለቲከኛታት ዝዓብልዋ ዓለም እያ። ንኣብነት ትራምፕ መረፃ ዝሰዓረ ፀለምትን እስላምን ብምፅልእላእ እዩ ነይሩ። ካልኣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተርኣየ ውን እዙይ አዩ። ንህዝቢ ደቡብ ትግራይ ዕኽቲ ኣይኣኽሉን እንትበሃል ንስሜን ትግራይ ኣይውክልን ዝብል እንተሃልዩ የዋህ እዩ። የግደስ ልቢ እንተዘይገሰርና ኣብ ሓፂር እ 15:43 ንዋን ዝገሀድ ሓቂ እዩ። ብጠቕላላ እቲ ዘመን እቲ ዓብዪ ዓሳ ንቲ ንኡሽተይ ዓሳ እናወሓጠሉ ዝኸይድ ምዃኑ እዩ ዘርእየና። ሰለዝኾነ ድማ ምእንተ ሃላዋትካ ክንዲ ዝተኽኣለ ዓብዪ ዓሳ ምዃን የድሊ። ዓለም እተዳምፀካ ውን ብበዘሕኻ እዩ። እንተዘይ ኮይኑ ብቲ ዝኒሆ ናይ ሃፋቲ /resources/ሽምያን ናይ ህዝቢ በዝሒ ምውሳኽን ኣብዘይማዕበላ ሃገራት እንታ ሒዙ ከምዝመፅእ ቀዲምካ ተመዓራሪኻ ምፅናሕ ከምዘድሊ እዩ ዘርእየና።
ENEMY OF TIGRAYAN IS AMHARIC THE LANGUAGE SPOKEN IN THE HELL IS PROBABLY AMHARIC ! WELAHI
who is the musician lol.
Can anyone tell me? Thanks
ኸዳዕ ተንኮለኛ ኢሳያስ ንመንእሰያት ኤርትራ ብፍርሕን ራዕድን ክሳቀዩን መንፈስ ሸይጦም ኩሉ ኽፋእ ክገብሩን ጅሆ ባራዩ ንኽኾኑ ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ክርእዩ ፈቂድሎም !
ጆሶ በሊሕ:ጆሲ ጅግና
Crimes History in Eritrea ትብል መደብ እባ ግበረልና, ስለምንታይ ትብል ትኸውን እቲ መልሲ ናተይ ብዙሕ ዝተቐብረ ዛንታን ታሪኽን ኣብ ኤርትራ ኣሎ ብሃላይ እዪ,ብዓል ወዲ ኵኣዳ ንኣብነት ኣብ ትሕቲ ጽሓይ ኣስመራ ዝብል መደብ ብቐጻሊ ምስ ሰውራ ዝተተታሓሓዘ መደብ የቕርብ እዩ እዚ መዓረስ መሓዪ ህግደፍ,ስድርኡ ጽቡቕ ገይረ ይፈልጦም እየ,ይርግኣለም ሓው ወተሃደር ደርጊ, ኣቡኡ ዋና ናይ ደርጊ ደጋፊ እዪ, ኣብ ብዓላት ፈረስ ጌሩ ይድብል ኔሪ እዚ ኩሊ ሰብ ዝፈልጦ ናይ ኣደባባይ ምስጢር ኣነ ግን ክብለካ ደልየ ዘለኹ ብዛዕባ ዝተፈጸሙ ገበናት ኣብ ኤርትራ እዪ, ንኣብነት ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ባር ማይ ጭዕዳ ዕዳጋ ሓሙስ ገበን ተፈጺሙ እዪ,እዚ ግን ሰብ ዘዘንትወሊ የለን ምኽንያቱ ምስ ሰውራ ስለዘይትሓሓዝ እዚ ግን ጌጋ እዪ, እቲ ፍጻሜ ከምዚ እዪ, ንኣበባ ዋና ባር ማይ ጫዕዳ ሓደ ኣፍቃሪ ኔርዋ ሓደ ብዓል ስልጣን ናይ ደርጊ ወይ ኮነልየል ወይ ሻምበል ክኸውን ይኽእል ኣኡጌይፈልጥን,ብዝኾነ እቲ ፍጻመ ከምዚ እቶም ፍቑራት ኣብ ምዝንጋዕ ከለው ሓደ ተራ ወተሃደር ደርጊ ንኽልቲኦም ቀቲልዎም
ተፈጸመ
ካልእ ዛንታ እውን ኣለኒ ካብዚ ልሕቲት ወዲ ኲዳ ኣብ ትሕቲ ጽላል ኣስመራ ዝብል ፕሮፓጋንዳ ህግደፍ ዝበልጽ.