Jstudio "ኣርኣያ በላይ ከም ጋዜጠኛ" 5ይ ክፋል ብደሳለ በረኸት

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 18 гру 2024

КОМЕНТАРІ •

  • @bereketgrmay1572
    @bereketgrmay1572 Рік тому +6

    ክብሪ ንዝግቦኦ ክብሪ ማሃብ ጭውነት ኢዩ።

  • @merhawimt7956
    @merhawimt7956 Рік тому +6

    😢 ገሃነም ዝኾነት ዓዲ። በላሕቲ በሊዓ ወዲኣቶም።😢😢

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 Рік тому

    ❤❤❤🎉🎉🎉 aday kulash kulash wegud tebel,walakam gugut malate regret,eta tebereree malete eyu.taks awet nafash abay tigray, tigranes, tegre, Eritrea ♥️ 🇪🇷 ❤️.

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 Рік тому +4

    ኣብ ሃገርና -- መዓልቲ ኣርኣያ በላይ -- ክንዝክር ይግባእ። ከምቲ ኣቶ ኣርኣያ በላይ ዝበሎ ፥ ".ሰብን ዕንጨይትን ተሰበርቲ እዮም። " ... "... እቶም ሓርነት ዝደልዩ ድማ ደም ንጹህ ሰብ ብምፍሳስ ኣይክረኽብዋን እዮም ... ።"

  • @muluewedimeretasebene4518
    @muluewedimeretasebene4518 Рік тому +5

    ሲኦል ዝኾነት ሃገር🥹🥹🥹🥹🥲😭😭😭😭😭

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 Рік тому +1

    Welcome j studio Andemariam

  • @teclitdo7dle3fededembaye22
    @teclitdo7dle3fededembaye22 Рік тому

    ከዳዕ እዩ ነይሩ አብ እዋኑ ቁኑዕ እዩ ነይሩ አንጻር ቃልሲ ህዝቤ ኤርትራ ምስ ጸላኢ ዝወገነ እዩ ነይሩ

  • @tekliasmellash3289
    @tekliasmellash3289 Рік тому +1

    Iway mergem iziom biluxat abotat tefiom iza hagers belait deka 😭😭😭😭😭

  • @jonethebreain2031
    @jonethebreain2031 Рік тому +5

    ደሳለ በረኸትን ጆስን ነቲ ቀቢራቶ ዝነበረት ዓባቅ ሻዕብያ ክንማሃረሉ ዘብቃዕኩሙና ኩቡር ክብሪ ይግባኣኩም እዩ:: እቲ ዝገርመኒ ግን ነዚኦም ዝበለዐት መሬት ሃገር ክትከውን ኣይትኽእልን እያ::

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 Рік тому

    I'm 7 welday ertaway werasay TDF I'm ageme and adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea ♥️ ❤️ 🇪🇷 😎. I'm TDF 🇪🇷 ♥️...I'm not amharay amharay fo fo fo fo fo fo fo serawt Eritrea amharay wekeray amharay wekeray fo fo fo fo fo fo serawt Eritrea amharay wekeray amharay wekeray fo..

  • @ghideybrhane3344
    @ghideybrhane3344 5 місяців тому

    ኣርኣያ በላይ ባዕሉ ኢዩ ዘዳልዎ ነይሩ። ብሓደ ንስርሕ ስለ ዝነበራ።ንዓይ ኣርኣያ ናይ ጋዘጠኛ ዝመሃረኒ ዓቢ መምህረይ ኢዩ።

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 Рік тому

    Taba jobs gegna tapas ertaway werasay tigraway awet nafash I'm ertaway werasay TDF I'm ageme and 🇪🇷 ♥️..

  • @eseyasberhe7842
    @eseyasberhe7842 Рік тому +1

    ካብዛ ፍንፍንቲ ውድብ ሻዕብያ ካብቡቑሉአ እንትርፎ ጽንተት ካልእ ህዝቢ ኤርትራ አይረኸበን ፣ እቲ ስማዊ ናይነትዶ ገለዶ ክልተ ግዜ ንሕሰብ ዘይትክኡ ብሉጻት ሙሁራት፣ ለባማት፣ ሰብአውያን ፣ ሃገራውያን እዛ ፍንፍንቲ ውድብ ብዘይአገባብ የሕቒቓን ነዚኦም ክሳብ ተዳቕቕ ግዜ አብ ሜዳ በሊዓን ካልኦት ዘየስግኡዋዉን እቲ ብዝሒ ህዝቢ ኤርትራ ክዳኸመ ብሽም ገድሊ እንዳይነተቶምያ መጺአ ፣ ካበፍንጭኦም አርሒቆም ክሓስቡ ዘይክእሉን ብሓንቲ ቕላዕ ጉድጓድ ዝሰፍሩን ዓቐብቲ መንበር ሒዛ ናጽነት ሒዛ አትያ ሃየ ዝተደመሮ ኩሉ ብዜሮ ዓዲ ብዘይመድፍዕ ሓሙኽሽቲ ተቐይራ ካብ ብርእሱ ብመልሓሱ ዝሓስብ አጫጪሓ ፣ ክልተ ህዝቢ ኢሉ ዝአምን እዳተባህለት ፣ 24 ግንቦት ትድብል፣ 20 ሰነ ሽምዓ ትውልዕ ፣ ንአጀንዳ እምሓራ ወለዶታት ዝዕደይዎን ዝደኑሉን ጸሊም ታሪኽ እዳተሰረሐ ዓገብ ዘይብል ዝበዝሓላ ፣ ካብዛ ኤርትራውነት ሰብሰብ ዝጨኑ ዝተሳእነላ ፣ እንትርፎ ውሑዳት ዝበዝሑ መኻናት ሕልናን ዝደስከለ የእሙሮ ዝውንኑላን ሃገር ኮይናለና ፣ ህግ ክሰርር ዘይኮነ ክፍጠር ዘይነበሮ ውድብ !!
    ብዝኾነ ደሱ ብርዒ ይሰስን ጆሲ ጥዑም ደሃዮ እንጐድጉዶስከ ካብዞም ዘይተቐብሩ ሬሳ ሰብሰብ እንተጨነው ፣
    ታሪኽ ብሉጽ አቦና አርአያ በላይ ብተመስጦ ይከታተሎለኹ....

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 Рік тому +1

    Hakey tazarka yublo abatanan,tawet..

  • @dc8625
    @dc8625 Рік тому +1

    ኣታ እዚ ህዝቢ ኤርትራ ክንደይ ዓይነት
    ዘሓትት ኢዩ ባእ

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 Рік тому +1

    Hak,, zeraba

  • @dc8625
    @dc8625 Рік тому +1

    ጉጅለ 15 እንታይ ገበርቲ ኢዮም
    ጀልፍ 1973 ኢዩ ተወዲኡ እቲ ጉዳይ ድሕሪ ከኣ 1991 በሊዖም
    ወካሩ
    1991 ዝኣተዉ ጀነራልት ገለ ዶ ኩሎም ሸፍቱ ኢዮም ኣብዚ ጅግንነት ዝሰሩሑ እቶም ንስለ ህዝቢ ኣካይዳና ነጽብቅ ዝበሉ ኢዮም ጀጋኑና

    • @Robeltk
      @Robeltk Рік тому

      ንኹሎም ኣባላት ናይ ጀ 15 ኣብ ሓደ ዘምቢል ከነእትዎም ክብድ ዝብለ ኮይኑ ይስማዓኒ:: ምዚ ናትካ ሓሳብ ብኽፋሉ ይሰማማዓ'የ ማለት እቲ ኩሉ ዝግበር ዝነበረ ካብ ሕጊ ወጻኢ ተቃዉመኦም ዘስምዑ ኣለዉ ዝሰምዖም ግን ኣይረኸቡን እሳያስ ነንሕድሕዶም ከምዘይ-ፋቐሩን ዘይትአማመኑን'ዩ ጌርዎም:: ስለዚ ዩ ኻኣ ኣቶ ኣሰይጠነ ኣፍወርቂ ዓዉት ኮይኑ ዝወጸ::

    • @dc8625
      @dc8625 Рік тому

      @@Robeltk ሓወኒ ሓሳብ የክብረልካ ኢየ ግን
      1973 ረሽኑዋ እንዳ በለከ መጺካ መን ኢዩ ክጣበቀልካ ሙቸም ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኣፍ ከም ዘይኮኖም ኑጹር ኢዩ ከምዚ ዝበልካ ምጽልም
      ኣብዚ ግን ወይ ስረሖም ፈሊጦም ታንኪ ኩልዕሉ ኔሩዋም ወይ ሱቕ ክብሉ ኔሩዋም ስለዚ ከኣ ኣነ ፍትሒ ክርክብ ጽቡቕ እዩ ነዓይ ግን 1991 ዝኣተወ ጀነራል ብጾቱ በሊዑ ዝኣተወ ኢዮም እቶም ዝተረሸኑ 1973 1989 እኮ ከቢድ ሕቶ ኣይኮኑን ኔሩ ኢሰያስ ሕልፊ መን እዩ ከምዚ ዓይነት ድሊዩ ዝገብር ንሕና ዉልቂ መላኪ ከነግስ ኣይኮኑን ህዝቢ ኤርትራ መስዋእቲ ነክፍሎ ዘለና ገለ ገለ ኢዩ ነይሩ
      ነቲ ቃልሲ ንገምግሞ ኢዩ ነይሩ ነዚ ካብሉዑ ደኣ ይበሉዑ እምበር።

    • @Robeltk
      @Robeltk Рік тому

      @@dc8625:- 1994 ዝተገበረ ዉን ኣሎ እዚም ዘይፈጸምዎ ገበን የለን::

    • @dc8625
      @dc8625 Рік тому

      @@Robeltk እወ ስንኩላት ዝተረሸኑ ሓቅካ ኣታ እዞም ሰባት ኣይኮኑን

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 Рік тому

    መን ምዃኑ ዘይፈልጥ ፡ ኣበይ ከም ዘሎ ዘይፈልጥ ፡ ናበይ ከም ዝኸይድ ውን ኣይፈልጥን እዩ።
    ዝኾነ ናይ ፖለቲካዊ ወይ ማሕበራዊ ጥርኑፍ ምንቅስቓስ ፡ ንመንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ኣባሓጎታቱ ተውፊቱ ዝነዓቐን ዝፈንፈነን ፡
    ኣብቲ ናይ ክራይ ባዕዳዊ ዓረባዊ ወይ ኣውሮጳዊ መንነትን ኣምርን ተወጢሑ ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ደሞክራሲ ፍትሒ ርግኣትን ብልጽግናን ይትረፍ ፡
    ብኽልተ እግራ ታተ እትብል ሃገር ውን ከማሕድር ብቕዓት የብሉን።
    እዚ ከምዚ ዓይነት ርሙሱን ልሙሱን ፖለቲካዊ ጥርናፈ ፡ ካብቲ ዝሓልፈ ሰንፈላል ጕዕዞ ናይ ጀብሃን ህግደፍን ዝሓሸ ኣይከውንን እዩ።
    እዚ ናይ ሰንፈላል ጕዕዞ ኣማስያኡ ፡ ከምተን "ንሕና ዓረብ ኢና" እናበላ ፡ ጽሓየን ዝዓረበን ሃገራት ሊብያ ሶማልያ የመን ወይ ሱዳን .... ካብ ምዃን ኣይሓልፍን እዩ።