Jstudio ደሳለ በረኸት ኣብ ትግራይ እንታይ'ዩ ኣጋጢምዎ?

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 18 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 246

  • @nbuywediama6673
    @nbuywediama6673 4 роки тому +33

    ጎቦታት ዓድና ኣብ ዓይነይ ተሳአኢሉ ዓድና ንምለስሉ የሕጽረልና ፈጣሪ

  • @yakiem9116
    @yakiem9116 4 роки тому +62

    ሰላም ተኻታተልቲ ጆ'ስትድዮ ርሑስ ቁዱስ ዮሃንስ🙏

  • @barihadhanom4527
    @barihadhanom4527 4 роки тому +28

    ኣዳለውቲ J studio እንቃዕ ብድሓን መጻኹም ፡
    ጆሲ ብሓቂ ደስ ዝብል ኣቃራርባ ኩቡር ሓውን ፡ሓው ደሳለ በረኽት ብርዕኻ ይሰስን ቀጽሎ ኩቡር ሓው።

  • @nomore5845
    @nomore5845 4 роки тому +4

    ብጣዕሚ መሳጢ ዕላል። ደሳለ ንፉዕ ተራኺ ምስ ብዙም ምስጋና!👍🏼💐

  • @dawitabraham8637
    @dawitabraham8637 4 роки тому +13

    Nice jstudio your are doing great thank you desalie bereket Abraham for your Story

  • @weldehiwettsegu
    @weldehiwettsegu 4 роки тому +54

    ፕእ እዋይ ኣወዳድቓ ቃላት ፡ ኣቤት ኣሰዃኹዓን ዕምቆት ሓሳባትን፡ በረኸት ትኣምር ኢኻ ብሓቂ። ኣቤት ኣናብባን ስምዒትን ጆሲ ኣደ ወሊዳ ትምከን። ከም ሰብ ኣነ ካባኹም ዝፈላልየሉ ሓሳባት እኳ እንተሃለወኒ፡ ብርዕኹምን ትብዓትኩምን ፍልጠትኩምን ግን ንዓይ ስንቂ እዩ።

    • @mhaymanot1290
      @mhaymanot1290 4 роки тому +4

      Nay behaqi eti ane kblo zdelyo kulu elkayo eka💖

    • @eritrea8881
      @eritrea8881 4 роки тому

      Haki 👍😶

  • @monalizagirma306
    @monalizagirma306 4 роки тому +14

    አታዮ ኣነስ ክፈትወካ ማዓት መደባትካ ኩሉ ግዜየ ዝከታተሎ አብ ገሊኡ ነቢዐ አብ ገሊኡ ተማሂረሉየሞ አጆዃ አይተቋርጾ ካብ ትፈትወካን ተኽብረካን ጓል ትግራይ

  • @Aloha83
    @Aloha83 4 роки тому +5

    Thank you, J studio 🎙 and Desale Bereket, your speeches are always about peace ✌, love, hope ,unity and futurity keep it up your useful and productive job
    God bless you all!

  • @thelifecoach9695
    @thelifecoach9695 4 роки тому +6

    ደሳለ በረከት ነቲ ሕላገት ሓቂ ዝኮነ ኣመለካክታካ ብጣዕሚ 'የ ዝድነቅ። ድፍረት ሓቅነት ቅንዕናካ ብዙሕ ሓለዋ ዘድልዮ ናይ ሕልና ስራሕ ስለ ዝኮነ ፈጣሪ ይሓግዝካ።⚖⚖⚖💎💎💎🔑🔑🔑📚📚📚📜📜📜✍✍✍

  • @destagebrecherkos5942
    @destagebrecherkos5942 4 роки тому

    ብጣዕሚ ዝገርም ፅሕፍን ድምፅን የቀንየልና ደሳለን ጆሲን

  • @habenhaile6612
    @habenhaile6612 4 роки тому +3

    Thank to both of you😍🙏🙏🙏🙏🙏

  • @freedom320
    @freedom320 4 роки тому +5

    Well done 👏 ✔ 👍 very interesting story. thank u. God bless you.

  • @yelenlomifkri5540
    @yelenlomifkri5540 4 роки тому +26

    ኣቱም ሰባት ንሕና ተጋሩ ትግሪኛ ኢና 44 ነጥቢ

    • @nomore5845
      @nomore5845 4 роки тому +5

      ንሕና ተጋሩ ኤርትራውያን ኢና።

    • @bibi-vr5zf
      @bibi-vr5zf 4 роки тому +1

      Emba mshdo ktsoguna kelokum gna areb ena nearna

  • @ወዲመምህር-ጸ6ጰ
    @ወዲመምህር-ጸ6ጰ 4 роки тому +11

    Thanks desu 4 ur story

  • @esiabu8665
    @esiabu8665 4 роки тому +1

    Great great job jstudio thank you this is important for some eritrean people still their living in the past centuries.

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 4 роки тому +12

    ሰላም ጀይ ኢስቲዶ ርሑስ በዓል የውሃን : :
    ዋው ይበል ኣቓሪርባ መስጠሃና : ካላይ ክፋል ኣይትድእንግና የቀነልና 🇪🇷❤️🇻🇳🥂

  • @tesfuwedieri3478
    @tesfuwedieri3478 4 роки тому +3

    ኣቤት ጽሕፈት ኣቤት ኣዋዳድቓ ቓላት ጋዜጠኛ ደሳለ ኣምላኽ ዕድመ ይሃብካ ነዚ መንእሰይ ተነቓቕሖ ዘለኻ።ጆሲ ሓወይ ክኣ ከም "ኩሉ ግዜ ንፋዕ ነበረለይ♥

  • @robelt.n6623
    @robelt.n6623 4 роки тому +6

    thanks jossy

  • @ghebremedhinzerai8053
    @ghebremedhinzerai8053 4 роки тому +53

    ደናቑር ኢዮም ዓጋመ ከምጸርፊ ዝወስዱዎ ዝኾርዑሉ ናይ ኣውራጃ መጸውዒ ኢዩ ኣብ ኤርትራ ብሰንኪ ግፍዒ ሃይለስላሰን ደርግን ከምዚ ኔርትራውያን ወሪዱዎም ዘሎ ስደት ተሰዲዶም ንኽነብሩን ስድርኦም ክረዱን ዝኾነ ዓይነት ስራሕ ዝሰርሑ ተጋሩውን ኣብ ኤርትራ ምድፋእ ዓረብያን ምጥፍጣፍ እንዳመጥሓንን ምርፋዕን እንተሰርሑ ከም ጸርፊ ወሲድና ዓጋመ ንብሎም ገጋ እሞ ሕጂኸ እቶም ቀዳሞት ንድሕሪት እቶም ዳሕረውትውን ንቕድሚት ሎሚ ኪዱ ትግራይ ረኣዩዋ ኤርትራኸ ሰብ ዝነብራ ዘይትመስል መስዋእቲ ጀጋኑ ደቃ ንኸንቱ ኮይኑ ተሪፉ

  • @yikealotukue9847
    @yikealotukue9847 4 роки тому +4

    Great coordination

  • @mekelletigray3048
    @mekelletigray3048 4 роки тому +8

    Welcome Josy entay getemuka du hawey 🙏🙏❤

  • @andegebremichael8644
    @andegebremichael8644 4 роки тому

    Nice thanx

  • @voxpopuli735
    @voxpopuli735 4 роки тому +2

    ደሳለ ክቡርን ዓቢን ሰብ ሓወይ! ኩሉሻዕ ምስመሰጥካና! ኣብዚሐ የመስግነካ፣ ምኽንያቱ ብዙሕ ኣዝዩ ብዙሕ ኤርትራዊ ብዛዕባ ትግራይ ግጉይ ኣዝዩ ግጉይ ስእሊ ኣለዎ። ከምዚ ከማኻ ተባዕን ሓቀኛን ሰብ ጥራሕ እዩ ንነገራትን ርክብ ህዝብታትን ክቕይሮም ዝኽእል!

  • @mki998
    @mki998 4 роки тому +1

    Yebel akarareba medb josi. U are
    The best man God bless u and ur family.

  • @በረኪበርሀ
    @በረኪበርሀ 4 роки тому +3

    ካላኣይ ክፋል ኣይትድንጉይና ኣሕዋት። ሓደ ህዝብ ኣብ ክልተ ሃገር አልኩም ትኣምኑ ላይክ ርገጹ።

  • @ክንዮእቲሓቂ
    @ክንዮእቲሓቂ 4 роки тому +48

    እስከ ኩሉኹም ዓዲ ካላንን ከባቢኣን ላይክ ርጎጽኒ

    • @rumimejnun8484
      @rumimejnun8484 4 роки тому +1

      And 1000 likes hibeka aleku

    • @ክንዮእቲሓቂ
      @ክንዮእቲሓቂ 4 роки тому +1

      @@rumimejnun8484 thanks goney

    • @robelaskehoge6716
      @robelaskehoge6716 4 роки тому +2

      Beqa bel wedi adkalan kebabn aykonkun 👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎

    • @ክንዮእቲሓቂ
      @ክንዮእቲሓቂ 4 роки тому

      @@robelaskehoge6716 እሂ ምስ ዓዲ ካላ ጸገም ኣለካ ድዩ?

    • @robelaskehoge6716
      @robelaskehoge6716 4 роки тому +2

      @@ክንዮእቲሓቂ የብለይን ንስኻግን ዓድኻላን ከባብን ኢልካ ስለዝሓጸርካያ : 👎👎 መሊሰልካ ሃገራዊ ዘይኮነ ዓዳዊ ስለዝኮነ ሕቶኻ 👎👎

  • @alembrhane6325
    @alembrhane6325 4 роки тому +1

    Fekri ne hzbi Eritrean Tigrayen 🥰🥰🥰
    thanks joci hawey

  • @yordigaltigray
    @yordigaltigray 4 роки тому +17

    welcome ጆሲ ዓብይ ሰብ❤

  • @kibromhawitewolde2783
    @kibromhawitewolde2783 4 роки тому +23

    Let us be informed the human side of our brotherly people of Tigray.

    • @giorgiomelles8002
      @giorgiomelles8002 4 роки тому

      pp

    • @kibromhawitewolde2783
      @kibromhawitewolde2783 4 роки тому

      @@giorgiomelles8002 What is PP? Do mean Pastor Abiy's party?

    • @kibromhawitewolde2783
      @kibromhawitewolde2783 4 роки тому

      @@philosopher_king7917we are taking about our neighbors. For you information people like Issayas are from Tigray but he is ruthlessly killing, jailing, and chasing Eritrean people from their villages towns, and cities. But people from Tigray are not like Issayas but they are humans like Eritreans.

    • @kibromhawitewolde2783
      @kibromhawitewolde2783 4 роки тому

      @@philosopher_king7917 Eritrean politics has become a wide field where every educated, uneducated, career politicians, amateur politicians, reginalists, religion extremists Eritreans are abusing youtube platform. Some of these people educate us on different topics but majority of others spew garbages on Facebook and other social media. When people lose hope, they vent their frustrations on any outlet. Issayas is not only destroying our country , but has produced socially engineered young Eritreans who are carelessly spewing garbage. All these will go away when the time comes and the struggle fine tuned into a consolidated pragmatic approach.

  • @abrahamfetwi1940
    @abrahamfetwi1940 4 роки тому +8

    ጆሲ ሓውና አንኮዕ ብድሓን መጻኻ

  • @binammmahari2771
    @binammmahari2771 4 роки тому

    Entay zbelwo qalat eu bejaka thanks josi

  • @liyasenay5795
    @liyasenay5795 2 роки тому

    ጆሲ ቀፅለሉ ደስ ዝብል ዛንታ

  • @abrahamsolomon1526
    @abrahamsolomon1526 4 роки тому

    Waww ጆሲ ኣርከይ ናይ ብሓቂ መሳጥ ታሪክ

  • @berketpeace2021
    @berketpeace2021 4 роки тому +2

    Good job 👌

  • @niyatsami6926
    @niyatsami6926 4 роки тому +4

    Welcome Josi und desu

  • @gebremedhingebrehiwot1407
    @gebremedhingebrehiwot1407 4 роки тому +1

    Keep it up! you are stating very truth full and descriptive story.

  • @alexsandertesfalemtadios3123
    @alexsandertesfalemtadios3123 4 роки тому +19

    anqa beselam mexaka joesi haweyu

  • @hagosgebreyowhones779
    @hagosgebreyowhones779 4 роки тому +1

    Good job

  • @haileemereb297
    @haileemereb297 4 роки тому +1

    ዕድመን ጥዕናን ሽሕ ሽሕ ግዝየ ይምነየልካ ክቡር ብዓል ሕልና ንስኻን ከምዙ ከማኻን ይሰስኑ

  • @ajokiertrawitade3101
    @ajokiertrawitade3101 4 роки тому +3

    Yosi hawey💪💪❤💋❤🎁

  • @tesfomiyob9888
    @tesfomiyob9888 4 роки тому +9

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @sawrawidegens2016
    @sawrawidegens2016 4 роки тому +6

    ብ ሓዊ ንደድ ንዘላለም ሕውነት ዘይኮነስ ናይ ተንካልን ዝምታን ጎረቤት እዩ ናይ ዓጋመ ምስ ኤርትራዊያን ጉርብትና

  • @kewanisium2643
    @kewanisium2643 4 роки тому +5

    ደሳለ ብርዕኻ ዪሰስን፡ ጸሓፊ ማለት ከምዚ ዩ።
    ታሪኽ ዝነበረ ከዘንትዎ ጥዑምዩ፡ ምስናዕ ጥራይ ኢዩ ዘይጽቡቕ።

  • @gerebrhane6777
    @gerebrhane6777 4 роки тому +2

    እወ ዓድና ጥዑም ናፊቅዮ እንበር

  • @zemzem9140
    @zemzem9140 4 роки тому +2

    Welcome josi

  • @gebrezgitekle3982
    @gebrezgitekle3982 4 роки тому

    www very good Desale 👍

  • @ghirmayaraya3158
    @ghirmayaraya3158 4 роки тому +5

    መእረምታ ሓሙሽተ ብር ኣብ ትግራይ ኣይበሃልን
    ሓሙሽተ ቅርሺ እዩ ዝበሃል። ክበሃል ሰሚዐዮ ስለዘይፈልጥ እየ።

  • @ghedionmisgina8187
    @ghedionmisgina8187 4 роки тому

    J studio could you explain to me what's you trying tell us?

  • @snitlove2331
    @snitlove2331 4 роки тому +8

    Welcome 💔💔💔

  • @mezekrmezgebe8609
    @mezekrmezgebe8609 4 роки тому

    ደሳለ በረኸት፡ ዘዋሪት እግሪ ዝቐረበትልካ ጎርዞ ራማ በርኔንተ ርኢኻ ስኢንካያ። ድባሕ ጥራይ ዘይኮነስ ድባሓት'ምበር!! ንነገሩ ኩላህና ብድባሓት ኢና ተቐቢርና። እምባላጀ ኣብቲ ጸድፊ ፍሒሮም ዝሰርሑዎ ቤት-ቁርስታት ከምዘሎ ርኢኻዮ ክትከውን ኣለካ። ሓደ ማዓልቲ ክንቆርስ መኪና ኣጸጊዕና ክንኣቱ፣ ሓንቲ ሰራሕተኛ ካብቲ ሓደ ክፍሊ ናብቲ ካልእ ክትሰግር ህርዝግ በለትና። አእ! መታን ከይነጋንን ማሪያም ብህየታ ርእየ ዝሰኣንኩዋ ኢየ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ። "ዘዋሪት እግርና ዝሃባና ዘእጎልና ክልተ-ሓደ ሓደ!" እንተኢልካ ወርቂ። እንተነ'ቲ ቡሉጽ ትሕዝቶኹምን ኣቀራርባኹምን ቡዙሕ የቐንየልና!!

  • @ftmyms664
    @ftmyms664 4 роки тому +2

    ኣየ ጆሲ ጅግና ኩለንትናኻን ስራሓኻን ኩሉ ቁብነገር
    Proud of you.

  • @mikigesikon3560
    @mikigesikon3560 4 роки тому

    Bezuh haki terekib kab josie betami yegerm wala eritrea mesae wala tigray kid thanks alot josie

  • @ጸጋዝጊ
    @ጸጋዝጊ 4 роки тому +28

    ሕጂ ካኣ ጥሪት ናይቲ ስርዓት ፡ ትግራይ ተስምያ ኢሎም ፡ዉጺኣት ንዉጻኣት ክኾኑ እዮም ።

    • @nomore5845
      @nomore5845 4 роки тому

      እንታይ ክኾኑ ድኣ ኮይኖም እምበር።

  • @thomasaraya6691
    @thomasaraya6691 4 роки тому +2

    Ane's MIC FREE Zeqrbo Kulu Eyu Des Zbleni Kemeu Kea JOSSI Love u all❣👏👍

  • @fishabreha8506
    @fishabreha8506 4 роки тому +3

    ❤❤❤

  • @እግዚኣብሄርይመስገን-ነ8ዸ

    Great job bro

  • @bereketeyob3656
    @bereketeyob3656 4 роки тому +2

    Let’s have a open mind and learn the truth✊🏽

  • @selamngusse8519
    @selamngusse8519 4 роки тому +2

    Welcome jesi Rhus kds yewuhans ygberelkum ms mesarhtka

  • @hadishketema1545
    @hadishketema1545 4 роки тому +3

    ሰላም jstudio ጽቡቅ ኣቀራርባ ጽቡቅ ዛንታ፡ኩሉ ኢቲ ዝበልካዮ ብዛዕባ ዝምድና ክልቲኡ ህዝብታት ከሙ ውን ብዛዕባ ቲ ኣብ ኢግራዎት ዘለና ትሑት ኣረኣኢያ ኩሉ ይሰማማዕ።
    ሓንቲ ሕቶ ግን ኣላትኒ ንደሳለ በረከት፡ ኩሉ ዘቅርቦ ጽሑፋት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ጌጋ ከምዝነበረ 24 ግንቦት ንህዝቢ ኤርትራ ከምዘይውክል ከሙ ድማ ኤርትራን ትግራይን ሓንቲ የ ዩ ዝብል፡ ከምዚ ኢንተኮይኑ ኣረዳዲኡ ነየነይቲ ኤርትራ ኢዩ ዝቃለስ ዘሎ ጆሲ ኢዚኣ ንዓኻ ኢንከላይ ያ ትምልከት ምኽንያቱ ልኡላዊት ኤርትራ ታኣምን ኢንተኮንካ ከምዚ ዓይነት ጽሑፍ ክመጻካ ከሎ ነቲ ዘየድሊ ነገራት ክታልዮ ስለዝግባኣካ

  • @YONAS.REALTOR
    @YONAS.REALTOR 4 роки тому +2

    ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @yemanelikanos8007
    @yemanelikanos8007 4 роки тому

    Intersting story, it's true!!

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 4 роки тому +14

    WELCOME ጆሲ ኣደ ወሊዳ ትምከን ኣቀራርባኻ ኣዝዩ ,ዩ ዝምስጥ ንቑሕ ወዲ ህዝቢ ፈታዊ ህዝቡን መኽበሪ መንነቱን ኢኻ ጸለእትኻ ይደፈኑ።

  • @ብዘይሃገርክብረትየለን

    እሞ ኣብልዖምኒ ኣስትዮምኒ ኢልካ ዶ መንነትና ተጋሩ ኢና ይባሃል እዩ ንፋቀር ሰላም ንግበር ግን ሓሃገርና ሒዝና ኣኸለ 🇪🇷

  • @robel62
    @robel62 4 роки тому +1

    ❤❤❤❤❤❤💓💓

  • @ggzeru233
    @ggzeru233 4 роки тому +1

    j-studio ካብቶም ተኸታተልትኻ ሓደ'የ የድንቐካ ድማ ፡ ብዛዕባ ደሳለ በረኸት ጽሕፍቲ ገለ ኽብል ፦ ከባቢ ራማ ዘሎ ላህጃን ምስቲ ኣብ ሰራየ ዘሎ ፍጹም ተፈለየ ኣይኮነን ፡ ኣፍቲ ዕላል ግን ልክዕ ናይ እንደርታ ወይድማ ውቕሮ ጌርካዮ ጌጋ'ዩ ፡ ብሂል ከምዘለዎ'ዩ ዝቕመጥ ፡ ካልኣይ ድማ ህዝቢ ራማ ፣ እንትጮን ከባቢኣን ንሻዕብያን ንጀብሃን ካብቲ ከበሳታት ኤርትራ ንላዕሊ ምስ ውድባዊ ባህሪኤን ኣጸቢቑ ይፈልጠን ፡ ኣብቲ ፈለማታት እቲ ቔልሲ ከም ደጀን ሓራ መሬች ጌሮም ይጥቀሙለን ስለዝነበሩ ፡ ስለዝኾነ ኣብ ኣጸዋውዓ ክጋገ ዝኽእል ኣይመስለንን ተወላዲ ትኸባቢ'ውን ስለዝኾንኩ ቁሩ ኣግራሞት ፈጢሩለይ እሞ እንክንበብ እንተሎ በቲ ህዝቢ ዝገልጽ ላህጃ ተዝኸውን ምተመረጸ እብል ፡ ወዳሓንኩም ፡ ካብ ተኸታታሊኹም ሓደ ።

  • @kaleabmekonen7662
    @kaleabmekonen7662 4 роки тому +3

    ጆሲ ሓወይ እታ ናይ ጋል ኣንከረከ part 2 ደ'ኣ ሃዲማ ድያ??

  • @tesfaeyusinkey8815
    @tesfaeyusinkey8815 4 роки тому

    Wilkommen josi malet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤛

  • @tamuzghifsahaye2704
    @tamuzghifsahaye2704 4 роки тому +4

    ደሳለ ዓርከይ ቁምነገርን ዋዛን ዝሓዘለ ቡሉጽ ክእለት ዘለዎ ጽሑፍካ መሳጢ ኣብ ሓቀኛ መስመር ደው ዝበለ መንእሰይ ኣብንቃሕ ሉዑል ታራ ዘለዎ ኣበርክቶካ ቀጽሎ።

  • @noch5jahrezukunft326
    @noch5jahrezukunft326 4 роки тому

    Willkommen josi

  • @biniamtesfay8725
    @biniamtesfay8725 4 роки тому +2

    🙏🙏🙏💋💋💋❤❤❤

  • @temesgen1378
    @temesgen1378 4 роки тому +1

    Rama adi shikur 😭😭😭😭😭😭

  • @therealjusticeseekersforer8862
    @therealjusticeseekersforer8862 4 роки тому

    ቀጽልዎ አጆኩም። ግን ስለምንታይ ኩነታት መንእሰያት አብ አውሮጳ ዘጋንፍ ጸገማት ክልተሳዕ ጥራይ ተዛሪብኩምሉ ደው አቢልኩምዎ። ደው ከተብልዎ ዘገዱዱኩም እንተለው፡ ኩሉና በብዘለናዮ ክነቃልሖ ሓብሩ። ምክንያቱ ኢሂን ሚሂን ምባል ምስ መንእሰያት አድላይ እዩ። ካልኦት ቁኑዓት ብሓቂ ብመንእሰያት ትግደሱ ላይቨ ውጹ። አምሱሉታት (actors) በዚሖም። እዚ ዛንታ አዝዩ ዝተጋነነ የምስል። አብዚ ዘለናዮ ጊዜ ካልእ ቀዳምነት ዘለዎም ብዙሓት ጉዳያትና ስለዘሎና አብ ጉዳይና እንተ አቶኮርና ይበልጽ። ካልኦት ውን ብአንጻሩ ተሞክሮ ዘለዎም ከተስተናግዱ ግድን ከይኮኖኩም።

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 4 роки тому +1

    ዓዓድካ ጥዑም

  • @abrahamsolomon1526
    @abrahamsolomon1526 4 роки тому +1

    2 ክፋል ብቅልጡፍ ወዲ ሙታት

  • @ermiasyebiyo3027
    @ermiasyebiyo3027 4 роки тому

    Sededwa eba eta 2 kefal terbxna eko gen kem defrt aythsebuley 🙏❤

  • @ItIsNotLate
    @ItIsNotLate 4 роки тому +7

    ከከከከከከ፤ ደሳለ በረኸት፤ ኣምሓራይ ምዃኑ ድዩ ናይ ኣምሓራኛ ክላሲካል ወሊዕካ ተዘንትወልና ዘለኻ።

    • @nomore5845
      @nomore5845 4 роки тому +5

      መስኪናይ እዋይ ሓንጎል ተሕዝን። ተወናጨፍ እስኪ ሓንጎልካስ ንዕብየት እንተሓሰብካሉ እምበር ቆሎ ጥጥቆ! ቆሎ ጥጥቆ እዃ ከም ምግቢ ጽቡቅ እዩ። ከምዚ ናትካ ኣተሓሳስባ ግን እንዳ ጉሓፍ ምድርባይ ጥራሕ።

    • @ashenafibeyenegebregzi781
      @ashenafibeyenegebregzi781 4 роки тому +1

      ብክላሲካል ክአ መጺካ ፐው ክክ

    • @ItIsNotLate
      @ItIsNotLate 4 роки тому

      No More ነብሲ ይቕሬታ ኣመሓራይ ምዃንካ ኣይፈለጥኩን ነይረ። ተኣሪመላ ኣለኹ ዝዓርከይ።

  • @ብረህዩተስፉና
    @ብረህዩተስፉና 4 роки тому +1

    Entay aynet ginay timirty eyom mihiromina nerom shabiya bizikone thanks desale bereket

  • @classicaman6115
    @classicaman6115 4 роки тому +1

    jossy ni hante video hasot kindey cantim terekbala .wadi jelae

  • @user-measho
    @user-measho 4 роки тому

    ደሳላ በረኸት ሓቀኛ ወዲ ህዝቢ

  • @nuguse5394
    @nuguse5394 4 роки тому

    Welkom mijn broer

  • @abelkidanebahram9726
    @abelkidanebahram9726 4 роки тому +1

    R.I.P josi

    • @anmeb6220
      @anmeb6220 4 роки тому +1

      ሕጂ'ውን ነቲ ሓቂ ክትቅበሎ አንተዘይኪኢልካ፡ ጌና ገመድ ከም አትሰቅል ክገብረካ እዩ። ሓቂ መራር እያ።

  • @ermiasfikadu9906
    @ermiasfikadu9906 4 роки тому +1

    Ata ygerm eyu eziam si enqaee tehwatna konu

  • @gobodena7567
    @gobodena7567 4 роки тому +5

    ክልተ ሓሹላት ትግራይ ክትውድሱ መሬት ዕሪባትኩም።

  • @meharitesfamriam9010
    @meharitesfamriam9010 4 роки тому +1

    Welcome 🙏 josi

  • @jemalabdelkader9966
    @jemalabdelkader9966 4 роки тому

    Kezab kelbi weray

  • @UnitedWorldLife195
    @UnitedWorldLife195 4 роки тому

    Men eyu mlti Eritrea 🇪🇷 adi hamasiyen geruwa, Akeleguzay ke nabey ms kedet?

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ 4 роки тому +3

    Rhus awdeamet jstudio

  • @bibi-vr5zf
    @bibi-vr5zf 4 роки тому +3

    Enka weyane mukanka afletka xbaha ktarbeka eya 🌟 ata serhka zeytbele kab teref weyane tekel kab lomi unsubscribe

  • @tes-wy9gr
    @tes-wy9gr 4 роки тому +2

    ደሳለ ብረኸት ብብቃዓትካ ይድንቅካ እካ እንተኮንኩ ኣብ ልዕሊ ህዝባዊ ግንባር ዘለካ ኣጣማምታ ግን 50% ሓሶት ኢካ ትትንትኖ እንተስ ኣብ መራሓት ህዝባዊ ግንባር እንተስ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ዓቢ ጽልእ ናይ ሕነ ምፍዳይ ዘለካ ኢካ ትመስል ንወያነ ህዝቢ ትግራይን ግን ብኣንጻሩ ተድንቆኦምን ትድግፎምን ምድጋፍካን ምድንቅካን ግን ኣይቃወመካን ኢየ መሰልካ ስለ ዝኮነ ከም ወያነ ንህዝቢ ትግራይ ብሓይሉ ግፍፎን ኣጽንቱን እዩ እመን ካሓድ ሕሉፍ ሓልፉ 1500 ኣግደስት ኣይኮንኩምን ኢሉ ኣብ ሓንቲ ጉድጋድ ቀብርዎም ኢዩ ። ብሊሕካ እንዳ ኣድበቅኩ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘለካ ኣራኣያ ክትቅይሮ ይምሕጸነካ

    • @ወዲእጋእዝያኒቢኒ
      @ወዲእጋእዝያኒቢኒ 4 роки тому

      ህዝባዊ ግንባር ካብ ህዝቢ ዝወጽኤ ንህዝቢ ዘጥፈኤ ውድብ ኢዩ።

    • @tes-wy9gr
      @tes-wy9gr 4 роки тому

      @@ወዲእጋእዝያኒቢኒ ኣርማ ፒሮፋይልካ ምስ ራኣኩ ምውል ህዋሓት ምካንካ ፈልጠ ኣብ 1991 ግን ንስኻን ስድራኻን ኣፍ ልብኩም እንዳ ደስቅኩም ኢኩም ተቀብልኩሞም ሕጅ ኣብ ክንዲ ንህግደፍ ንምሉእ ህዝባዊ ግንባር ግጽራፍ ግን ካብ ነብሰ ምትሓት ዝሓልፍ ኣይኮነንን።

    • @ወዲእጋእዝያኒቢኒ
      @ወዲእጋእዝያኒቢኒ 4 роки тому

      @@tes-wy9gr ኣባል ቡሩህ መጻኢ ምኹን ማለት ፡ጋኒን ወይ ሸጣን ምኹን ማለት ኣይኮንን፡
      እኳ ድኣ ሓላዪ ህዝብን ፡ራኢ መጻኢ ወሎዶታትን ፡ዘሰክም ተጽዕኖ ዘለዎ ምንቅስቃስ ኢዩ!

    • @robelaskehoge6716
      @robelaskehoge6716 4 роки тому

      Tkkl aleka n hzbawi gnbar zeneaes leuk tray u

    • @hlnatv
      @hlnatv 4 роки тому

      @@tes-wy9gr Kid nska xlul eka

  • @BhHb32
    @BhHb32 4 роки тому +3

    መርሓባ ደሳለ ዓብሰብ

  • @Iloveyou-db8en
    @Iloveyou-db8en 4 роки тому

    ሰብ ዲካ ኣኮሎግዛይ

  • @yonaskeshi1863
    @yonaskeshi1863 4 роки тому +9

    ኣነኳ ዝገርመኒ ጆሲ ዝብልዎ ሰብ ኤርትራዊ ተመሲሉ ምስሊ ትግራይ ክኹልዕ ምስሊ ደቂ ሓማሴን ከካፍእ ወጊሓ ትዓርቦ ኣላ ኣስተውዕሉ
    ደቂ ሓማሲን ዝበደሉ ዘይብሎም ስነጥበበኛታት ደቂ ሓማሴን ሕንዚን መርዝን ይዘርኣሎም ኣሎ ንኣብነት ን ዊንት ገረዝግሄር
    ን ክብራ ጸጋይ ጓል ኣንከረ ካብቶም ኣጸሊምዎም ዘሎ እዮም ገናውን ይቕጽሎ ኣሎ
    ኣብ መጨረሻ ግን ዋጉኡ ክረክብ ምዃኑ ክሳሓት የብሉን
    ልቢ በል ወዲ ሓማ

    • @ወዲመምህር-ጸ6ጰ
      @ወዲመምህር-ጸ6ጰ 4 роки тому +1

      አንዳ ኣዴኡ ሓማሴን ዩ ጆሲ፡ዘይከውን ኣይትዛረብ

    • @yonaskeshi1863
      @yonaskeshi1863 4 роки тому +1

      @@ወዲመምህር-ጸ6ጰ እንዳቡኡ ዓጋመ ማለት ድዩ?እዚ ቆንዳፍ

    • @ashenafibeyenegebregzi781
      @ashenafibeyenegebregzi781 4 роки тому

      @@yonaskeshi1863 እንታይ ክትገብሮ

    • @freedom320
      @freedom320 4 роки тому

      Yonas Keshi ezi mis Hamasiyen zerakib yeblun. Haqi kea Haqi eyu. Hangolka bizaeba Hamasiyen tiray zhasib entekoynu abaka eyu zelo eti shigir. Tsebib Hangol aytkun !

    • @yonaskeshi1863
      @yonaskeshi1863 4 роки тому

      @@freedom320 ስቕ በሊ መን ፍለጢ ኢልኪ
      ዳሓን ፊት ንፊት ዝሕተተሉ ጊዜ ርሑቕ ኣይኮነን

  • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ

    ua-cam.com/video/cRRcxwoLhlg/v-deo.html ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይትፍረድ ከምዝብሃል; ናይዚ ትግራዋት ተጋዳላይ interview ምስ ሰማዕኩ; ኩሉ ብዛዕባ ወያነ ዝሰምዖ ዝነበርኩ ሕማቅ ምእማን ገዲፈ; እቲ ትክክል ታሪኽ ናይ መበኣሲኦም ክፈልጥ ከምዘለኒ ተረዲአ። ወያነ ወላ ጌጋታት ይሃልዎም; ምስ ናይ ሻዕብያ ወይ ህግደፍ ዝመጣጠን ጨካን ግብሪ ከምዘይነበሮም ክኣ ካብ ዝተፈላለየ ታሪኻት ክዕዘብ ክኢለ።

  • @biedlubigoyta2578
    @biedlubigoyta2578 4 роки тому +3

    ዒሉ

  • @ኣይድነቅኣይጭነቅተስፋኣይ

    ጆሲ ሩሑስ ኣውደኣሐት

  • @samig1932
    @samig1932 4 роки тому

    Tigray Tigray, weyane ente zihguzuna heji esyas aytmelsomin neyeru , weyane ninay hezbi Eritrea tifat temnya heji tirkebo

  • @Balla291
    @Balla291 4 роки тому

    🇪🇷✊🇪🇷

  • @bielulalem2984
    @bielulalem2984 4 роки тому

    Application

  • @hitmomedia9801
    @hitmomedia9801 4 роки тому +6

    ደሳለ በረኸት ኣቦ መንእሰያት ኢዩ ኣጀኻ በሉሎይ ኣቦና ኢዩ መራሒና ኢዩ ኩሉ መንእሰይ ኣብ ጎኑ ኢዩ ጆሲ ውን ተርግእ ኣብ ጎንኩም።🥀🌹🌷🥀🌹🌷🥀🌹🌷🥀🌹🌷🥀🌹🌷🥀🌹🌷🥀🌹🌷🥀🌹

    • @binieriboy28
      @binieriboy28 4 роки тому

      ንኹላትና ወኪልካስ መንእሰያት ኣብ ጎንኻ ኣለና ዘብል እንታይ ኔርካ፡ማለተይ ነብስኻ ወኪልካ ጥራይ ምዝራብ ኣይምሓሸካን!!!

  • @tinafinland7051
    @tinafinland7051 4 роки тому +1

    2 kfal bhankewta nxbe josi hawna