One of Eritrea’s heroes is gone forever Thanks for sharing your life with us.You’re already missed.May Almighty God Rest your soul in peace.My condolences to his family and fans.
I feel Very sad he was my feverty musician from the past until past. God bless him hopefully his body would be in heaven. Thanks Asena for letting me know.
መንግስተ ሰማይ የዋርስክ ጅግና ስነጥበባዊ ወዲ ገብሩ♥
ኣሕሕሕሕሕ ጅግና ሓሊፉ ናይ ብሓቂ ሓዚነ ትግርኛ ሎሚ እኺ ዝተጎዳኺ
መንግሥተ ሰማያት የዋርሶም አሜን
መንግስተ ሰማይ የዋርስ ኩቡር አቦና ብሰላም ዕረፍ
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ 😭
ዓሕ ኣንታ በብሓደ ተወዲኦም እንታይ እዩ ምስጢሩ ናይ ሃገርና ምንግስተ ሰማይ ያዋርስካ ሓላል ኣቦ ሃይለ ገብሩ,,🌹🌹🌹🌹🌹
Eziy Evil Ganin Diyabilos Tirah Eyu Daymewit. Mish Rugum seb Aymewitin Eyu Dibahal Nayz Ganin Kian Kemiu Eyu Konu Evil Isaias.
RIP Kubut Eritreawi Abona wedi Gebru
ተኽለምካኤል ገብሩ ዩ ሃይለ ገብሩ ኣይኮነን
Tederbishka aleka juntex
ወዲ ገብሩ ንምርኣይ ንኩሉስ ኣርኪብካሉ ኔርካ ብዘይካ ንነፃነት ህዝቢ ኤርትራ : እግዚአብሔር ነብስካ ብሰላም ኣብ ገነት የንብ ::🖤
B. N. Mm ll
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💘💘💘💘💘💘
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💘💘💘💘💘💘
መንግሰት ሰመየት የወርሶ ክብር ሓውና😢👏
መንግስተ ሰማያት የዋርሶ 😪😪😪😪
ጅግና ስነ- ጥበባዊ ውዲ ገብሩ:
ዋል እኳ መስዋእትኻ ንኽትሰምዖን ክትቅበሎን ክቢድ እንትኾነ: ኣብ ግዜ ቃልሲ ንናጽነት ኮነ ሕጂ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሓርነታዊ ቃልሲ ዘብርከትክዮ ባህላውንሰውራውን ዜማታትካ ኣብ ኣእምሮ ኩሉ ደላይ-ፍትሒ ተሰሪጹ ክነብርን ብዉሉድ ወለዶ ክዝከር ክነብር እዩ::
መንግስተ-ሰማይ የዋርስካ: ንኹሎም ስድራ ቤት ድማ ጽንዓት ይሃብ: 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
ናጻን ፍትሓዊትን ኤርትራ ከይርኣየ ምሕላፉ፡ እምብዛ ከቢድ ሓዘን ይገብሮ። ነብሱ ይምሓር።
እወ ያኣኺ ንሕና እንተ ርኢናያ እውን እኩል 'ዩ ይንበር ዶ ኮይኑ ወደደይ
መንግስተ ሰማያት የዋርሶም መላእ ቤተሰብ ኣዕርክቱን ፅንዓት ንመነ
ኤርትራ ክብሉ መዋእሎም ሰላም ካይራኣዩ ምሕላፎም ብጣዕሚ የሕዝን ኣምላኽ ብየማን ኢዱ ይቀበልካ ንቤተሰብ ጽንዓት ይሃብ
🟥🟥🟥እምበኣር እቲ #ኮኾብ #ወዲቁ
ነብስካ ኣብ ገነት የስፍራ #ጅግና ኣቦና #ተክሊንኪኤል #ገብሩ። ሓንቲ ተሕዝነኒ ግን #ውድቀት ናይ #ሻዕብያ #ከይርኣካ ምካድካ እዩ!😭🟥🟥🟥
ኣቦ ሓቂ፥ኣቦ ፍትሒ » ተጋዳላይ ተኽለንኪኤል ጐብሩ « መንግስተሰማይ የዋርስካ» ንስድራ ቤትን ፈተውትን ጽንዓት የውርድ ፈጣሪ ።
ወዲ ገብሩ አርካን ኤርትራ። GOD BLESS WEDI GHEBRU❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ዘሕዝንዩ ጅግና ሓቀኛ ሃገራዊ ተጋዳላይ ሃይለንክኤል ገብሩ (ወድ ገብሩ) ስለዝዓረፈ ሓዘን ኩልና ኾይኑ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ጽንዓት ንመላእ ስድራቤት ንምነ :: ኣሜን!!!
ካብ ደርፍታቱ ንምጥቃስ እቲ ከንቱ ዘብ ዘብ 🎼 ናይ ሽፍታ ዓድሃሎ መወዳእትኡ ይመጽእ ኣሎ::
ክትጸንሕ ነይሩካ ነዚ መንደላይ ተመን ናይ ሃገርና ምስ ከደ ከመይ ከም ዝነበረ ክትጸውየሉ 💔💔😭😭 ግን ሞት መን ጠጠው የብላ ተደናቂ ወዲ ገብሩ ::
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ!
መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ኣቦይ ገብሩ
መግስተ ሰማይ የዋርሶ ብሃር ኣቦና ወዲ ገብሩ
ናይ ብሓቂ, ኣብ ታሪኽ ናይ ኤርትራ ሓያል ስነጥበባዊ፡ ዓቢ እምባ ፡ወዲ፡ገብሩ፡ከሲራ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኩቡር ስነጥበባዊ ኣቦና ወዲ ገብሩ
ወዲ ገብሩ በአል ልቦና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ
This guy was wise man
He was early aware of the Eritrean political leadership dirty games .
Mengste semai neaka kubur abo
መንግስተ ሰማያት የዋርሶም መላእ ቤተሰብ ኣዕርክቱን ፅንዓት ንመነ😭😭😭
ዓለም ጎደሎ ነብሲ ይምሓር መኩሉ ማዘረይ ማራ እያ ትፈትዋ ዘኪረያ ድማ 😭
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ወዲ ገብሩ ጻዕዳ
ወዲ ገብሩ ጀግና መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ ነብስካ ኣብ ኣፀደ ገነት የንብርካ😭😭💔😭😭😭
ሰደራ ወዲ ገብሩ ፅንዕት ያሃብ!!
መንግስቲ ሰማያት የዋርሶ
ቃልካ አሎ ምሰ ፈተውትኻ !!
መንግስተሰማይ የዋርስካ ጅግና ስነጥበባዊ ወዲ ገብሩ
ብሰላም ዕረፍ ወዲ ገብሩ።
ጎይታ ክራር፣
ጎይታ ሕልና፣
አቃላዕይ ዓንቀፍት ሀገርና።
One of Eritrea’s heroes is gone forever Thanks for sharing your life with us.You’re already missed.May Almighty God Rest your soul in peace.My condolences to his family and fans.
መንግስተ ሰማያት የዋርሶ
ነፍስ ይማር😭😭
Rip😭😭😭😭😭😭😭ምንግሰተሰማያትየዋርሶም
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፡ ስድራቤቱ ጽንዓት ይሃብ ።
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራቤቱ ፅንዓት ይሃቦም
ብጣዕሚ ልቢ ዝሰብር ስማዕ፡ በልስከ ኣምላኽ ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበልካ ጅግና ወድግብሩ😢😢😢😢😢
I feel Very sad he was my feverty musician from the past until past.
God bless him hopefully his body would be in heaven.
Thanks Asena for letting me know.
ናይ ብሓቂ ዘሕዝን'ዩ፡ ንጅግና ተጋዳላይ ኮኾብ ስነ ጥበባዊ ሰብ ወዲ ገብሩ ሎሚ ኤርትራ ከሲራ ኣላ፡ ተጋዳላይ ተኽልንኪኤል ወዲ ገብሩ በዓል ጽቡቕ ታሪኽ ተባዕ ተቓላሳይ ብግዝያዊ ጥቕሚ ዘይታለል ሓቀኛ ሓርበኛ ኤርትራዊ'ዩ፡
መንግስተ ሰማያት የዋርሶ፡
ንቤተ ሰብን ብጾቱን ኣድነቕቱን ጽንዓት ይሃብኩም፡
Bhaki xbuk aleka. ab wshti adi koynu ksab hji tekalisu. kemzi natna bmaedo zereba zeykones ab fitom nhaki haki nhasot hasot enabele hagerna seb tefiewa.😢
መንግስተ ሰማያት የዋርስ ንመላእ አድነቕትን ስድራት ቤት ፅንዓት ይሃብ!!
Rest in eternal peace dear legendary Eritrean artist Teklinkiel Gebru.
ብሰላም ዕረፍ ጅግና ወዲ ግብሩ ጽንዓት ይሃብ ንሙልእ ስድራቤት 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
R.i.p
ድባሕ! ኩሉ ይሓልፍ ኣሎ ጽቡቕን ሰላምን ፍትሕን ከይረኸበ ብሰንኪ እዚ ኣራዊት ጋኔን ኢሰያስ ኣፈውርቂ። Long live TDF!
ይገርም ኢዩ ኢሰያስ ኩሎም በብሓደ ወዲእዎም ባዕሉ ኢዩ ዝቀትሎሞ ዘሎ ወዲ ገብሩ ማራ ጡዑይ ነሩ ሕማም ዝበሃል ኣይነበሮን
Mengste semay yewarska
@@weyniftuwi6920 🤔
መንግተ ሰማይ ይዋርካ ኣቦና ወዲ ገቡሩ
መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ክቡር ወዲ ገብሩ❤️💐 ንስድርኡ ጽንዓት ይሃቦም 😢
He is lucky to get of this fuck up earth! May God receive you with open arms!
እዋይ ወዲ ገብሩ ሓርበኛ ፍርያትካ ብሰፊሕ ቃለ መሕተት ዝምነ ዝነበርና መኽዘን ታሪኽ ስነጠብብ ብጣዕሚ ዘይርከብ ታሪኽ ሒዝካዮ ተቀቢርካ ፡ህዝቢ ኤርትራ ዓቢ ስነ ጥበብ ሃገርና ከሲራ ሓርበኛ ፡መንግስተ ሰማይ የዋርስካ !!
ማሓሪ 5/ይ ዙር
Amlak beymanay Edu yekebleka ! Amen!
RIP WEDI GEBRU AND OUR CONDOLENCES TO FAMILY AND FRIENDS AND FANS
ንመዋቲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ እግዚአብሄር ኣምላክ ኣብ ሕቁፉ የንብሮ ንመላእ ቤተሰብ እውን ፅንዓት የሃብኩም 😭😭😭😭
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኩቡር ወላዲና
ክቡር ስነ,ጥበበኛ ኣቦና ተኽለንኪኤል ገብሩ " ወዲ ገብሩ " መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፈጣሪ ብየማናዩ ይቀቦሎም፣ ን ስድራቢትን ፈተውትን ድማ ጽንዓት ይሃብኩም
ውዲ ገብሩ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ንኹሉ ቤተሰብ ድማ ፅንዓት ይሃብኩም!!
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ክቡር ኣቦና😓
RiP ክቡር ኣቦና ስነ ጥበበኛ ሃገርና ወዲ ገብሩ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንመላእ በተ ሰብ ጽንዓት የሃብኩም
Be blessed
ወዲ ገብሩ :ኣብ የማኑ ይቀበልካ 🙏
Wedi ghebru grand légende artistique 😭
እንታይሞ ወድ ገብሩ ዓለም እዝኣ ከምኡ እያ 😢
ኣምላክ ብየማናይ እዱ ተቀብሉ ኣብ ገነት የንብሪካ
ንምሉእ ቤተ ሰብ ከምኡ ውን ኤሪትራውያን ካልኦት ፈተውቱን ፅንዓት ይሃብኩም😢😢😥
ወዲ ገብሩ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ አምላክ
ጽንዓት ንስድራ ቤቱን ፈተውቱን ይሃብኩም :: ከምኡ ውን ንኹላትና ደቂ ሃገረ ኤርትራ ድምጻዊ ሓውና ወዲ ገብሩ ብሞት ስለ ዝተፈለየና ሓዘንና እናገለጽና መንግስተሰማያት የዋርሶ ንብል :: ብሰላም ዕረፍ ኩቡር ሓውና ::
Oh my god,ኣዝዩ ዘሕዝን ተረኽቦ። እዚ ለጀንድ ቅርሲን ማህደርን መይቱ ዝብል ዜና ክሰምዕ ዝተሰማዓኒ ሓዘን ወሰን የብሉን። መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ሓርበኛ ሓው ጽንዓት ይሃብ ንስድራቤትን ንህዝቢ ኤርትራን😭😭😭
May his soul rest in peace
Rip😭😭😭😭😭😭😭
Eritrean legend. May you Rest In Peace. You will be remembered for ever, for your contribution to the Eritrean struggle and Independence.🙏❤️🌻🌻🌻😪
Rest in peace legend wediGebru
May he Rest In Peace we will miss you 😢
😭😭😭
R.I.P 😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Selam irefi ayana 🌷🌷🌷
እሙን ሃገራዊ ዘይቅልበስ ጽኑዕ ጅግና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንኹሉ ኤርትራዊ ፈታው ሃገሩን ቤትሰቡን ጽንዓት ይሃብ ፈጣሪ።
መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ንስድራ ግዳይ ፅንዓት ይሃብኩም😢
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኮሙኡውን ንስድራኣቤት ጽንዓት ያሃብ
I feel very sad god bless him hopefully
His body would be in heaven
Rip Wedi Gebru, you will be remembered forever.
😭😭🙏
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ስነ-ጥበባዊ ወዲ ገብሩ!
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ክቡር ኣቦና😭😭😭😭
😭😭😭😭😭😭
አነስ አይ አምኖምን እየ : ሃንደበታዊ ሞት ? ሰላም ዕረፍ አንበሳዉ ፈታዊ ሓቂ : እታ ሰማያዊት
Amen Amen Amen
Rest In Peace legend
Rip ወዲ ገብሩ you will be missed very much
መንግስተሰመያት የዋርሶ ንቤተሰቡን ኣዕርክቱን ፅንዓት ይሃብኩም
Pioneer ! Rest in peace.
RIP he was hero.
ዓሕ ኣቦ ስነ ጥበብን ምስትውዓልን ዓብይ ዳዕሮ ሓሊፍካ ጽንዓት ንስድራቤትካን ኩሉ ፈታዊኻን ፈጣሪ ኣብ ገነቱ የንብርካ !
ኣቦ ጥበ ብ ኣቦ ፍቅሪ መንግስተ ሰማይ የወርስካ ክቡር ኣቦና 🌷🌷🌷
ወይ አነ!!! በብሓደ እባ አኽራናትና ይውድኡ አለው!!! ወዲ መድሂን በራድ ድማ ብህይወቱ አሎ!!!
Rip rest in piece our hero.
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንቤተሰብን ፈተውትን ጽንዓት ይሃብ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾💐
🙏🙏🙏❤️
Resting peace father tigrina
ኩቡር ስነጥበበኛ ወዱ ገብሩ መንግስተስማይ የዋርስካ ።
ነፍስ ይምሐር ❤️🙏🏻
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንኩቡር ኣቦና በሃር ድምጻዊ ወዲ ጎብሩ ንመላእ ቤተሰብ ከኣ ጺነኣዓት ይሃብ😭