5ይ ክፋል ዳህሳስ መጽሓፍ ተሓድሶ ካበይ ናበይ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 22 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 10

  • @habengebreluul7762
    @habengebreluul7762 4 місяці тому +4

    ናይ ብሓቂ ጻዕራም ኢኻ 👍.
    ጽሒፍካልና ከይኣክልሲ ክትገልጸልና 👍.

  • @merhawighebrameskel5250
    @merhawighebrameskel5250 4 місяці тому +2

    ሰላም ናይ ኣምላኽ ምሳካ ይኩን ክቡር መምህርና ወልደኣብ ሓዉና ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንካ ኣምላኽ ይባርከልካ ቀጽሎ

  • @edeng.kesete3747
    @edeng.kesete3747 4 місяці тому +2

    We are really proud of you. You are truly a blessing. Egziabhier asbika yihabka😊

  • @ErmiasBerhe-bp4iu
    @ErmiasBerhe-bp4iu 4 місяці тому +4

    Memhir nay bhaki bzuh dkam dekimkalu eka mo kab Amlak tekefelo

  • @tsigishabrha2983
    @tsigishabrha2983 4 місяці тому +1

    ብመጀመርያ ሰላምን ጥዕናን ይሃበልና። ንኣምነ ሽነዳ ውጉዝ ከለው ንምንታይ ኣቦ ኩኑና ኢሎም ናብ መንበረ ጵጵስና ኣምጺአሞም፥

  • @bereketbere4809
    @bereketbere4809 4 місяці тому

    Qal hiwet yesmalna ❤nay bhki xari zhatt srah u amlak yhagz❤❤❤

  • @lozaestif2214
    @lozaestif2214 3 місяці тому

    መምህር ወልዳኣብ ዘመን ኣጎልጉለትካ ይባረክ። እዚ ዘንበብካይ live ኣትዮም ኩሉ ኣብ ምህቶት ተዋህዶ ኣትዮም ኩሉ መልእክቲ ኣኣሕሊፎሞ እዮም ። ድሕሪ ገለ ማዓልታት ካብ UA-cam ተደምሲሱ። ኣነ ኣብትሕቲ ኣቡነ ሲኖዳ ዝነበረ ቤተክርስያን እየ ኔረ። ነዛ ነገር ምስራኣኩ ግን ኣይቀሰንኩን። ነቶም ካህናት ብዛዕብዚ ነገር ክሳብ ሕጂ ሓቲትዮም መልሲ የብሎምን ዝፈልጥዎ ውን የብሎምን ። ሕጂ እግዛብሄር ይመስገን ምስኦም የለኩን።

  • @RutaTesfalem-f4d
    @RutaTesfalem-f4d 4 місяці тому

    ❤❤❤

  • @bahabolomhabtom3484
    @bahabolomhabtom3484 4 місяці тому

    Thanks as usual weldeab

  • @hailegtesfa7540
    @hailegtesfa7540 4 місяці тому

    ኣቡነ ሽኖዳ ኣእምሮኦም ደሓን ኣለዉ ምባል ኣጸጋሚ እዩ፡ መሳርሒ ኦተቤ ኮይኖም ኣለዉ።