Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ባንዳታት ሕፈሩ ንወድመን ናብ ውግእ ንወድመን ናብ ወፃኢ ይኣኽሎ ኣበል ህዝቢ ኣየድሕንን
Thank you..Gold bless Tigray..
ቀንዲ ፀላኢት ህዝቢ- ህወሓት!
Ambesa sebay
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝሰብኣይ እንታይ እዩ ሃለውለው ዝብል
ኣበል ምብላዕ ከምዚዶ ይገብር እዩUNDP ???
ቀንዲ ፀላኢ ትግራይ እቲ ቂመኛ ፃድቃን እዩ ነዚ ዝኾን ተሳኢኑ
እዚዓለቕቲ ማለሊት ህውሓት ወያነን ፍንጫል መሰንገል ህውሓት ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ መራሕትን ደገፍቶምን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።
ዘጨብጭብ ተሎ ጠፋኢ እዩ። ህዝብ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ኣለኻ። ስቅ ኢልካ ኣይተጣቅዕ።
ውይ ግዜ 🎉🎉🎉🎉
እዩ ጩፋ ስታይል።
ንጀነራል ፃድቃን ከሞግስ ክብል ንብዙሓት ፀሪፉ ከይዱ። እታ ናይ ዓጋመ ምዃን ሒዛቶ እንተኾይኑ ንፃድቃን ዝደገፎ፡ ዓሻ እዩ ማለት ዩ። ህዝቢ ዓጋመ ህዝቢ ኩናማ ኣረኪቡ ምስ ብልፅግና ሕግብግብ ዝብል ዘሎ ፃድቃን ምዃኑ ዶ ምርዳእ ኣበዮ? ኣብዛ ግዜ ዚኣ፡ ልዕሊ ፃድቃን ዝፅረፉ ማዓት ጀነራት እኮ ኣለው፡ ንዕኦም ግን ክፅረፉ ሓላል ዩ ማለት ድዩ?
ደገፍቲ ፃድቃን ጌታቸው የንሰምእኩምይ ጭራሸ ናይ ኤርትራ ናይ አምሓሩ የቀተሉናይ ከትብሉ ጀሚርኩም ሳከራማት
What is Axumawi waela? It is not inclusive.
ፃድቃን ክንደይ ከፊልዎ እዚ ዶዞር ኣፕሬተር ? ፃድቃን እኮ እዩ ኢሮብ ከይተመለሰ ሰራዊት ይበተን ዝብልዘሎ ።
ንገሮም እዝኒ ተልይዎም
Wake up you live in the 121 country 🤣🤣TPLF is old school
ሓሻዊ
እዚ ገባር ዝገለፆ ንጀነራል ፃርቃን ኣምልኾ ድዪ
ልብል =ዝብል edit ግበርዎ ንስኹም ሚድያ ትግርኛ ኢኹም ናይ ሓደ ኸባቢ ላህጃ እትዛረቡ ሚድያ ኣይኮንኩምን
"ጀነራል ፃድቃን ኤርትራውያን ይፀርፍዎ አለዉ ንሶም ይአኽልዎ አይትፅረፍዎ" 😂😂😂እዚ ሰብአይ ንምንታይ ከምዝፅረፍ ዘሎ እንተዝነግረና ፅቡቕ ነይሩ።
እረ ናይ መጀመርታ አባል ውድብ እየ ኢልካስ ጀኔራልን መራሕን ገደል ይእቶ ማለት ንስኻን ከማኻን ዝበሉ ጉዑዙይ አንደበት ዝሓዘ ድአ ገደል ይአቱ እምበር ጀጋኑና እማ ገና ምስ ህዝቦም ኮይኖም ታሪኽ ክሰርሑ እዮም አይተረዳአካን እምበር ካብቶም ንትግራዋይ ዘናሽውን ዘጥፉኡ ዘለው ንሰኻ ኢኻ
Fesfas kedami
ሓቅኻ ቂመኛ ንዓይ ኣይፈልጠለይን
ናይ ፃድቃን ቆርበቱ ክረጉድ ካሕዳም ክሕባእ እዩ ነይርዎ😢😢😢😢😢
Thanks 😅
ምንም ከይተዳለው ዓርባዕተ ዓመት ምሉእ እንዳፈከረ ሓደ ሚልዮን ተጋሩ ዘጥፈአ ደብረፅንተት ኡኳ ኣይተሓበአን!
Eza zereba hamzikuea h/maryam mhzeni hwswas akuam yahalka
ወይ ዛ ገደል ከመይ ፈትዮምዋ
እዚ ሰብኣይ ለኽባጥ መደናገሪ ኢዩ።ቅድሚ ሕጂ ሰለምንታይ ዘይተዛረበ ኣነ ጀማሪ ኢየ ካኣ ይብል ሕጂ ካኣ ፈካሪ መደናገሪ ኮይንካ ተሪፍካ ርኹስ መንእሰይ ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ምስ ፈለጠኩም ስልጣን ምስ ሳኣንኩም መሬት ዓሪብኩም ወዲ በሻሻ ለኽባጥ ብጎሮሮኹም ሒዝኩም ሕጂ ነንሕድሕድኩም ክትወናጀሉ ክትሕስዉ ትውዕሉ ኣለኹም ኣበይ ጸኒሕኹም 30 ዓመት ኣብ ስርቂ ምድንጋር ተዋፊርኩም።ጻድቃን ርእሲ ማሳ ግደፎ ኤርትራውያን ክኣኽልዎ ኢዮም ንስኻ ውን ምስኡ ኣለኻ ፈካሪ ዒሉ።ጸገምኩም ምስ ህዝቢ ኤርትራ ፍትሑ ብሰላም ክትነብሩ ህዝቢ ትግራይ ንቡር ሂወቱ ክመርሕ።
ደናቁር ጋህታፋት
ኣንታ ሓወይ ንመን ድኣ ይፅረፍ ጭራ ዋጣ ተድሊያ ነይራ እዛ ዘረባኻ ። ዋይ ድንቁርና ፀሟቂት ስዋ ኣብ ሰውአ ትውዓል ዶ በልካ ንስኻ ድኣ ታይ ትገብር ኣለኻ አብ ማሽንካ ዘይትውዕል :: እቶም መጣቓዕቲ ገዲዶም።
ሓቂ ይናገር ግን ድማ ይሸማገል ይለማመፅ ለማፅ። ቀንዲ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ መን ኮይኑ እዩ?
አይእትን ንባዕልካ ድሑር ኢካ
ካፍቶም በላዕቲ ሐደ እካ
Temble agame Qomale hezbui Erope and hezbui glomkda Eritreawan yome qdme ztalelkmom yaklmoe
ሙሽሙሽ በልዎ
666 abyi getashwu
Dika general kee daa men etu nsu niadu elu temtsyusi temkaliat ke beyzakum tigray autkfelu nay tiauy tezarebu....
666 midya
anta denkoro
መልእትኻ ብዛዓባ ዉሸጣዊ ጸገማትኩም መፈትሒ አናዴሉ እርትራዊ ሰሩሑ እዩ ዝገብር ዘሎ ሐሳዊ
ባንዳታት ሕፈሩ ንወድመን ናብ ውግእ ንወድመን ናብ ወፃኢ ይኣኽሎ ኣበል ህዝቢ ኣየድሕንን
Thank you..Gold bless Tigray..
ቀንዲ ፀላኢት ህዝቢ- ህወሓት!
Ambesa sebay
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝሰብኣይ እንታይ እዩ ሃለውለው ዝብል
ኣበል ምብላዕ ከምዚዶ ይገብር እዩ
UNDP ???
ቀንዲ ፀላኢ ትግራይ እቲ ቂመኛ ፃድቃን እዩ ነዚ ዝኾን ተሳኢኑ
እዚዓለቕቲ ማለሊት ህውሓት ወያነን ፍንጫል መሰንገል ህውሓት ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ መራሕትን ደገፍቶምን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።
ዘጨብጭብ ተሎ ጠፋኢ እዩ። ህዝብ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ኣለኻ። ስቅ ኢልካ ኣይተጣቅዕ።
ውይ ግዜ 🎉🎉🎉🎉
እዩ ጩፋ ስታይል።
ንጀነራል ፃድቃን ከሞግስ ክብል ንብዙሓት ፀሪፉ ከይዱ። እታ ናይ ዓጋመ ምዃን ሒዛቶ እንተኾይኑ ንፃድቃን ዝደገፎ፡ ዓሻ እዩ ማለት ዩ። ህዝቢ ዓጋመ ህዝቢ ኩናማ ኣረኪቡ ምስ ብልፅግና ሕግብግብ ዝብል ዘሎ ፃድቃን ምዃኑ ዶ ምርዳእ ኣበዮ? ኣብዛ ግዜ ዚኣ፡ ልዕሊ ፃድቃን ዝፅረፉ ማዓት ጀነራት እኮ ኣለው፡ ንዕኦም ግን ክፅረፉ ሓላል ዩ ማለት ድዩ?
ደገፍቲ ፃድቃን ጌታቸው የንሰምእኩምይ ጭራሸ ናይ ኤርትራ ናይ አምሓሩ የቀተሉናይ ከትብሉ ጀሚርኩም ሳከራማት
What is Axumawi waela? It is not inclusive.
ፃድቃን ክንደይ ከፊልዎ እዚ ዶዞር ኣፕሬተር ? ፃድቃን እኮ እዩ ኢሮብ ከይተመለሰ ሰራዊት ይበተን ዝብልዘሎ ።
ንገሮም እዝኒ ተልይዎም
Wake up you live in the 121 country 🤣🤣TPLF is old school
ሓሻዊ
እዚ ገባር ዝገለፆ ንጀነራል ፃርቃን ኣምልኾ ድዪ
ልብል =ዝብል edit ግበርዎ
ንስኹም ሚድያ ትግርኛ ኢኹም ናይ ሓደ ኸባቢ ላህጃ እትዛረቡ ሚድያ ኣይኮንኩምን
"ጀነራል ፃድቃን ኤርትራውያን ይፀርፍዎ አለዉ ንሶም ይአኽልዎ አይትፅረፍዎ" 😂😂😂
እዚ ሰብአይ ንምንታይ ከምዝፅረፍ ዘሎ እንተዝነግረና ፅቡቕ ነይሩ።