ሰበር ዜና🔥 TDF ንሕቶ ኔትወርክ ኣለም ነፂጉ / ዝድነቕ መርገፂ ጀነራላት/ "ምምሕዳር ይፍረስ" ኣብርሃም በላይ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 17 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 102

  • @TheUnbroken-m4u
    @TheUnbroken-m4u 17 днів тому +1

    አነ ዝገርመኒ ብኒ አለም ደንቆር ዝስዕስዕ ትግራዋይ እዩ።

  • @ገድሊህዝቢትግራይ
    @ገድሊህዝቢትግራይ 18 днів тому +2

    አለም ገብረዋህድ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ እዩ ።

    • @ማማG-o3i
      @ማማG-o3i 17 днів тому

      @@ገድሊህዝቢትግራይ እሰይ ገበር ቆማለት ሰለ ዝኾንኩም እዩ ዝፀለአኩም አሌ ጅግና

  • @sancho12345
    @sancho12345 18 днів тому +9

    አለም ገበረዋህድ ብመናዕሰይ ተጋሩ ደምዝበልፀገ ሰብ እዩ

  • @SsSssd-m2b
    @SsSssd-m2b 18 днів тому +7

    ቀንዲ ንትግራይ ዝሕምሳ ዘሎ አለም ገብረዋህድን መሳሩሑቱን እዮም

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e 18 днів тому +9

    ሙስሊም አሕዋትና ከም ቀደምኩም ተጋሩ ሙስሊም ኩኑ። አጀንዳ ፀላእቲ ኣይትኹኑ።

    • @AlemAlem-om4xh
      @AlemAlem-om4xh 17 днів тому

      @@TsegayDesta-z3e ሓቂ ክምስክር እንተኾይነ ዞም ኣስላም ኣኽሱም ኣሕዋትና ብሓቂ ተዓፊኖም እዮም ዝነብሩ ዘለው:: ዓለም ዘስደምምሙ ብትግራውነቶም ኩሩዓት እንዳሃለው ዝርደኣሎም መንግስቲ ይኹን ህዝቢ የለን ማስቅኡ ከይኸፍእ:ኩሉ ውን ልክዕ ኣለዎ:

  • @petrosabraha7220
    @petrosabraha7220 18 днів тому +5

    ባዓል ጽንዕ መትከል ትግራዋይ መሓሪ ዮሃንስ

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 17 днів тому

    ጅግና ጉዑሽ ገብረ ጅግና ህዝዋዊ ውግንና ዘለዎ ፅፉፍ ትግራዋይ እዩ ተዘይኾይኑ ምስ ጉጅለ ድሕረት ወጊንካ መከራ ተጋሩ ምንዋሕ ናይውርደት ውርደት እዩ

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 18 днів тому +3

    ዝነኣድ ውሳነ መራሕቲ ሰራዊት
    ትግራይ ምስህዝቡ ዝውግን ሰራዊት
    ኣብትግራይ ጥራይ ኢዩ ይበል ጭውነት ብሉጻት ደቂህዝቢ ❤❤❤❤❤

  • @gmichaelgchristos4369
    @gmichaelgchristos4369 18 днів тому

    " ሕውየት: ውድብና ን መራሕታን: ኣገዳሲ: እዩ ""
    ኢሉ: ዓለም:ገ/ዋህድ።ኣታ :ስምዑታ: ሕዝቢ:ትግራይ **!! ጉዳማት:**!!

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv 18 днів тому +1

    ናይ መሓሪ ዮሃንስ ሓሳባት ዝሰምዐ ትግራዋይ እዚ ሕጂ ዘሎ ኩነታት ኣይሕድሶን ፡ ክብሪ ዪሃቦ መሓሪ ዮሃንስ።

  • @brhanearam1741
    @brhanearam1741 17 днів тому

    ፍትው መሓሪ ዮሃንስ ...ደፊኦኸዃዶ!

  • @AlemuTiku-k5d
    @AlemuTiku-k5d 18 днів тому +8

    ህዝብ ኢኽኽ ካምዝበለኩም መን ይንገርኩም

  • @Adisu-w4k
    @Adisu-w4k 18 днів тому

    ናይ ስብሓት ነጋ መምሪሒ እዩ ዓለም ዝዓፍር ዘሎ።

  • @GereTsegay-v1l
    @GereTsegay-v1l 18 днів тому +1

    ዋይ ዝኸዳሚ ኢዙይ መሪሁስያ ትግራይ ክትድሕን።

  • @anisaany6039
    @anisaany6039 17 днів тому

    😢😢😢💔💔

  • @teweldezewde5742
    @teweldezewde5742 18 днів тому

    ጥዕና ዘለዎን ንቑሕ ሰላዊት ኩሉ TDF
    ግዜ ኣብጎድኒ ህዝቡ ስለዝኾነ ክቡራት
    ደቂህዝቢ ውሳነኹም ምስህዝቢ ብምዃኑ
    ልዑል ክብርን ምስጋናን ይብጻሕኩም❤
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MuluHailu-zd4tm
    @MuluHailu-zd4tm 18 днів тому

    ኣቱም ጀጋኑ tdf ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ እግዚሄር ካባኹም ኢዩ ተስፋና ናይ ጀነራል ጉዕሽን ናይ ጀነራል ጆን መዲድን ናይ ጀነራል ኣሕፈሮምን ዘረባ ኣብዩ ትስፋ ኣሕዲሩልና tdf መድሕን ትግራይ ኢዩ ንዞም ስልጣን ንሕና ተዘይሒዝናያ ትግራይ ቑልቁል ኣፋ ትደፋእ ዝብሉ ዘለዉ ጉጅለ ዕንይንይ ገላግሉና ትመኽሩዎም ኣለኹም ዝሰምዕ ልቦና ይሃቦም ፈጣሪ ሰላም ንዓድናን ንህዝብናን ይኹነልና

  • @mamitasgedom
    @mamitasgedom 18 днів тому +1

    እቱ ሕጃብ ከይኽደና ዝኸልከለ መምህር ክጥየቅ ናብ ሕጊ ክቀርብ አለዎ ፀረ ሰላምና እዩ

  • @Gebrewmichael
    @Gebrewmichael 18 днів тому

    ኣለም TDF ምስ ህወሓት ክውግን ዝገበሮ መግለጺ የለን

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 18 днів тому +1

    ሕሾት ናበይ ፅግዕ ፅግዕ ሰራዊት ትግራይ ናይ ህዝብ ትግራይ እዩ ውግንኑኡ::

  • @sancho12345
    @sancho12345 18 днів тому +1

    ደበረፅዮን መራሂ ህወሐት እምበር ብዛዕባ ምምህዳር ታይ አዕተዎ ናይ ስልጣን ህርፈት ድዩ

  • @جمالابراهيم-ق1ك
    @جمالابراهيم-ق1ك 18 днів тому

    Viva. T D Fብጣዕሚ ዘሐጉስ ነገር እሱ እዩ ክኽውን ዘለዎ ክምዙይ ተኾይኑ ማን ም. ይግዛእ ማንም. T d. f. ግን ገለልተኛ ክማና. ክንውን ግድ እዩ. ስለዚ. ይቅንየልና

  • @solomongebre4774
    @solomongebre4774 18 днів тому +2

    በአለምን መሰሉን ትግራይ መምርሃ መህዘኒ እዩ አገብ ክባሃሉ ግድ ዩ፡፡

  • @TsegayAlemu-i3f
    @TsegayAlemu-i3f 18 днів тому +1

    ደብረፅየን እንታይ እትይዎ?ህቶ ፓርቲ እኮአይኾነይ ክምልስ ዝግባእ ግምትዩ።አለም ን ጉጅለኡን ከይጠፍኡ ትግራይ አይትድህንን።

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 18 днів тому

    Thanku mehare❤

  • @HiwotGebreegziabher
    @HiwotGebreegziabher 18 днів тому

    ሕዝውን ባንዳታት ትግራይ ንምጥፋእ ይስራሕ አሎ

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 18 днів тому

    💛❤️

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 18 днів тому

    Selam ❤❤

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 18 днів тому +2

    ን30ዓመት ህዝቢ ትግራይ ብመልሓስኩም እናታለልኩም ጉድ ገይርክምዎ::

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 18 днів тому

    ከማኹምን ኣክሱማውያን ሚድያ ይብዛሕ ንሓርነት ትግራይ በርቲዕኹም ቀፅሉሉ ህዝቢ ነቒሑሎ ኣብጎንኹምዩ።

  • @HayelomFisseha-t6c
    @HayelomFisseha-t6c 18 днів тому

    አታ አነስ ፃድቃንን በየነ መክሩን ዘይርኤሉ ቦታ ሓብሩለይ መፅለእቲ! መራሕቲ ጥልመት።

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 18 днів тому

    እዙ ኽፉእ ሰብ መለስ ዝብልዎ ዝፈጠሮ ናይ ተጋሩ መጥፍኢ ሥርሕ እዩ። መለስ ዋና ፀላኢ ተጋሩ

  • @omkhaled6864
    @omkhaled6864 18 днів тому

    ❤❤❤❤

  • @mulugetarayaw2233
    @mulugetarayaw2233 17 днів тому

    ኮኔረል ደመቀ ዘውዱ ትክክለኛ ወቅታዊ ናይ ትግራይ ኣመሓዳዳሪ ኮይኑ ከምዝሽየም ኣይትጠራጠሩ። እዚ ተዘይኮይኑ ግን ወልቃይት ፀገደ ናብ ናይ ቀደም ምምሕዳሩ ቤጌምድር ምምላሱ ዘይተርፍ እዩ።

  • @GidayNayzgi
    @GidayNayzgi 18 днів тому

    እኽኽኽኽኽ ቁንቁን ፍልሖ መደናገሪ፣ዋና አዋጂ ጀኖሳይድዩ

  • @woldemirach5669
    @woldemirach5669 18 днів тому

    Unless Debretsion group TPLF considered as a terrorist, Tigray will continue to bleed. Now this group got warning from NEBE and if they failed to do so as recommended by NEBE soon this group life will end!

  • @aksum-b9b
    @aksum-b9b 18 днів тому

    አለም ገብረ ዋህድ ናይ ብሀቂ ዒባ እዩ። ካብ ድህሪ ሂዚ ህወህትን ደቂ ህወህት ጻድቃንን ጊታችውን ክመርሁና አይንፍቀድ። ኢዚኦም ንይ ዓርሶም ዘይነቁሁ ንትራይ ህዝቢ ክመርሁ ካብ ቀደሙ እውን ቡቁዓት አይኮኑን። ስለዚ ናይ ግደን ቶሎ ኢልና ሀዱሽ መፍትሂ ነናድይ። ህወህት መርገም ትግራይ ኮይኑ። ንህና ኢትዮጵያውያን እውን አይነበርን ህዚውን አይኮናን። እዚ ዒባ አለም ገብረ ዋህድ እውን ክወገድ አለዎ። ንህዝቢ ትግራይ አይምጥንን።

  • @BerkiWedigae
    @BerkiWedigae 12 днів тому

    ዓለም:ገ/ዋህድ: ተዓገስ:አታ ሓሳዊ፤ ማሽንክ:መሃይም***!! ፎ**!! ብተንኮልካ: ትግራይን: ህዝባን: መቓምቕ:ምእታው: ትቕፅል: ኣለኹም**!!

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 17 днів тому

    ነባር ተጋደልቲ ዝተቃለሰሉ ንተጋሩ መንነት ዝድግፍዎ ንፀረ ህዝቢ ዝኾነ ጉጅለ ብኸመይ እዮም ዝሓስቡ ዝሓለፈ ዝውቀስ ወቂስኻ ዝቅፅል ተቀፅል ሐደሽቲ ኣታሓሳስባታት ድማ ትቅበል

  • @WediMemher
    @WediMemher 17 днів тому

    Mehari Yohannes has analyzed and predicted the gloomy future of Tigray

  • @SesenHadish
    @SesenHadish 18 днів тому

    "ህወሓትን መሪሕነቱን ምድሓን ?!"ንዓኹም ንምድሓን ካብዙይ ንላዕሊ ክንደይ ቆልዓ ይሙት?...አረ ን.. ዓ..ኹም ኣድሒኑ ታይ እዩ ዝረክብ ? ቅድሚ ሐዚ ካብኡ ንታሕቲ ንእትዝሓስቡ ኢሉ ዝረገፈ እኳ .... ? ክቐትሎ

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 18 днів тому +2

    ትኽክል ነርርኻ ማሓሪ ዮሃንስን ከማኻ ዝበሉን ተቓለስቲ::

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla 18 днів тому

    እሞ እዞም ናይ ህዝቢ ትግራይ ብሔራዊ ረብሓታት ዝህንሽሹ ዘለዉ ምውጋድ እንታይ እዩ ፀጊምዎ ትግራዋይን ፈታዊ ህዝቢ ትግራይን!!!

  • @HirmiTekeze
    @HirmiTekeze 17 днів тому

    Ayte Alem kabzi nlaeli tfeat tay alol

  • @UseurtimeNow
    @UseurtimeNow 18 днів тому

    ኣይተ መሓሪ እሞ ሓቒ ዶ ኣይኮነን ትግራይ ንኢትዮጵያን ኤርትራን * ካንሰር * ኢያ እንተተባህሌት ሓቒ ዶ ኣይኮነን !!!!!
    ተጋሩ የ ቀን ጅቦች እንተተባህሉ ሓቒ ኣብ ታግባር ዝተረኣየ እንድዩ በይዛኽም ተጋሩዋኒ ብኩውንነት እመኑ ሓቕነት ፍተዉ ተጋሩ ካንሰር ኣዛቢእ ቐትሪ ኢኽም 44.

  • @brhanearam1741
    @brhanearam1741 17 днів тому

    ሰብ ዘይብላ ዓዲ

  • @petrosabraha7220
    @petrosabraha7220 18 днів тому

    "ኣብ ሓደ ኣፍ ክልተ መልሓስ"

  • @ነፃነት-ቈ7ነ
    @ነፃነት-ቈ7ነ 18 днів тому

    ወረ ምዝባዕ ኣቋርፂ 😢😢😢😢 ተጋሩ ታይ ኢኹም ትደልዩ

  • @WendenehGirmayMengesha
    @WendenehGirmayMengesha 18 днів тому

    ንህወሓት ደግፉ ኣይበለን፣ኣብ ብሄራዊ ረብሓ ትግራይ ብሓባር ንኽንቃለስ ተረዳዲኢና ማለት ንህወሓት ደግፉ ኢሉስ ብሰራዊት ተነፂጉ ኢልኩም ዘሕለፍኩም መን ዝባሃል ኣዛዚ ሰራዊት እዩ ኣብ ብሄራዊ ረብሓ ትግራይ ምስ ህወሓት ኣይሰርሕን ዝበለ?

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 18 днів тому

    Orthodox viva no666

  • @Tesfayteklay-t2u
    @Tesfayteklay-t2u 18 днів тому

    WAy wrdet ezkulu zeynflelt

  • @tesfaykinfe1840
    @tesfaykinfe1840 18 днів тому

    ቀስ ኢልኪ ርግእ ኢልኪ ኣንብቢ መዓረይ።

  • @MeklitMekonnen-t1b
    @MeklitMekonnen-t1b 18 днів тому

    Leadership without wisdom leads to dectatorship, at best, or to anarchy, beware

  • @EdedJe
    @EdedJe 18 днів тому

    ደብረፅየን ታዳንኡ አእትዎ እዩ

  • @HadushHaile-t5y
    @HadushHaile-t5y 18 днів тому +1

    ባዓልቲ ዜና መቅረብቲ ዕላማታት ህዝቢ ትግራይ ኣፀቢቅኪ ፍለጢ ውልቀ መሰልን ዲሞክራሳዊ መሰልን ፈላሊኹም ፍለጡ ናይባዓልኹም ግንዘበ ፈሊጥና ሚዳኹም ክንሰምዕ ምእንታይ ቀብጠርጠር ሕውስውሰ ግደፍዎ።

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 18 днів тому

    እዙ ኽፉእ ሰብ መለስ ዝብልዎ ዝፈጠሮ ናይ ተጋሩ መጥፍኢ ሥርሕ እዩ። መለስ ዋና ፀላኢ ተጋሩ
    ፓለቲካ ሓድነት ና tplf ዋና ንተጋሩ መደናገሪ ኽፍኣት እዩ።። ናይ ፓለቲካ ሓድነት ኣብ ሕብረተሰብ ኣይክህሉን። የለን እውን ።

  • @Tesfayteklay-t2u
    @Tesfayteklay-t2u 18 днів тому

    Alem seraki ms hamoeu ygohaf leyabu.sbhat ke tay bele gorgar

  • @BerheAraya-u3u
    @BerheAraya-u3u 18 днів тому

    ኣታ ስምዑ እዎ እማ ብሹም ህዝቢ ትግራይ ዝሽንቅጥ ፣ምስ ሰራዊት ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ተመያይጥና ኢና ይብል ኣሎ፣ መንእሰይ እንታይ ይጠልብ ኣሎ ግን ገና ከምልማዱ የደናግር ኣሎ፤

  • @MeklitMekonnen-t1b
    @MeklitMekonnen-t1b 18 днів тому

    Try to listen to the elderly, be willing to learn experience, a fool learns from themselves, the wise learns from the ups and downs of others

  • @MuhammdeAdem
    @MuhammdeAdem 17 днів тому

    Komalat ekum hasewti

  • @Tesfayteklay-t2u
    @Tesfayteklay-t2u 18 днів тому

    Dem menesey zeytsegebe

  • @sinke4259
    @sinke4259 18 днів тому

    ዶ/ር ደብረፅዮን መንግስቲ ወኪሉ ድዩ መግለፂ ዝህብ ዘሎ?

  • @AlemAlem-om4xh
    @AlemAlem-om4xh 17 днів тому

    ህወሓት ኣብ ተምሃሮ ሙስሊም ኣኽሱም ትኽተሎ ዘላ ዓማፃይ ስረዓት ደው ተብሎ: ግመት ውን ስጉምቲ ይውሰደሎም :ብሰንኪ ግስሩጡን ዓማፅን ምሕደረኣ 100 ሚልዮን ህዝቢ ዓኽ ኢሉ ቱፍ ዝበላ ማለሊት ካብ ርእሲ 6ሚልዮን ህዝቢ ትውረድ ፓርቲ ኮይና ክትወዳደር ውን ዓቅሚ የብላን

  • @YonasHaile-lx4qm
    @YonasHaile-lx4qm 18 днів тому

    50+1 እንተይ ማለት እዩ?

  • @mulugetaleul
    @mulugetaleul 17 днів тому

    ዓጁሳትን ቆንቋናት ወያነ ብመለስ ጨናዊ እንታብ 1967 ዓም ዝበስበሱ፤ ትግራይ ምስ ሻዕብያን አምሐሩን እናተማሻጠሩ እኒ ደብሪፅን አለምን ሐሰሳቦም ብሙሉእ ልቦም አብ አዲስ እዩ ዘሎ። ዘረባ አለም ጉማማ ግልፂ እዩ። አብ 2ይ ዲያስፓራ አኼባ አብ 2013 ቅድሚ እቲ ጄኖሳይድ ከምአ አያ እታ ዘረብኡ፤ ዲያስፓራ ትግራይ አየተዋሃጠሉን፤ አየንጨብጨበሉን። ዓቱም ዓጁሳት ወያነ በጃኹም ንህዝብኹም ክትብሉ ተለወጡ፤ ወይ ውረዱ፤ ልቐቁ። ዓኽኽኽኽ ኢልና እንትፍ ንብለኩም አለና። ብዘበነ መለስ ዝጨነወ ቑምነገር ንትጎራይ ፈፂሙ አይሰርሕን፤ ፈፂሙ የጥፈአና አሎ።

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 18 днів тому

    ሕጃብ ምስ ናይ ቀሺ ጥምጣም ፈፂሙ ርክብ የብሉ ። ምናልባት "ኹፈረያ" ቶም ተባዕትዮ ኣ ብ ርእሶም ዝገብሩዎ ክማሰል ይኽእል ። ሕጃብ ግና ናይ ሽሓት ተኸተልቲ ዘምፅእዎ ኣብልዕሊ ደቂ ተነስትዮ ሕጊ እዩ።

  • @AArgawy
    @AArgawy 18 днів тому

    መሓረ ዮሃንሰ ክብረ ዪሃቦ ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @teshomekahssay866
    @teshomekahssay866 18 днів тому

    አንቱም፡ምሁራት፡በጃኹም፡ንገርዎ፡እንታይ፡እዩ፡አዊሩ፡አይተ፡አለም፡ዘፅነተካ፡ዘጥፈዕካ፡ኢትዮጵያስ፡ኢትዮ፡እትዮ፡ዝብለና

  • @MeklitMekonnen-t1b
    @MeklitMekonnen-t1b 18 днів тому

    Clue 🧩 successive leadership planning 😅

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 18 днів тому

    ፋንድያ ደድሕሪ ውልቀ ሰብ ክትስዕብ ዕድሜኻ ተወዲኡ

  • @kesstekesste195
    @kesstekesste195 18 днів тому

    Merahity weyane bilisigna kulom bigemen kunat mot 1million tehatety eyom

  • @tegryohafte2933
    @tegryohafte2933 18 днів тому

    ንሱዩ ዝፈርስ

  • @MuluKiros-i4u
    @MuluKiros-i4u 18 днів тому

    You're already down Aleme

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 18 днів тому

    ዜና ክትህቢ ልዝብ በሊ ልክእ ከም ሐደ ቀሺ ዝተሐወኸ ግእዝ ከንብብ ከሎ ዝሕወኽ ትገብርዩ አለኺ ተመሊስኪ ናይ ባእልኺ አናብባ ስምእዪ

  • @moaz6007
    @moaz6007 18 днів тому

    You already failed! TPLF mafia group.

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 18 днів тому

    TDF siltan kirikeb alewo mis kaliot widibat hakifom TDF siltan zeykotsatserilu silemintay eyu.

  • @paulosfanta
    @paulosfanta 18 днів тому

    Zena diyou teret?

  • @mulugetaleul
    @mulugetaleul 17 днів тому

    መሐሪ ዮሐንስ ቅብአት ትግራይ፤ ዘመኑ ዘይሐልፍ ዘረባ ተዛሪቡ። እዙይ እዩ TDF ናብ ስለልጣን ክጭብጥ አለዎ ዘብለና። እንተ ዓጁሳት ወያነ ከምኒ አለም ገ/ዋህድ፤ ሞንጃር ሞንጀሪኖ፤ ደብሪፅ ደውሊፅ ሰዓብቶምን አኪብካ አብ እስር ቤት በቲ 2013 ዘይተዳለውናሉ ጦርነት ዘእተውና፣ 1,2 ሚሊዮን ሕዝቢ ትግራይ ዘቕተሉና፣ ሕዚውን እኒ ዓለም ንኢትዮጵያን አምሐሩን እንትንብል ሐሽከር ሻዕብያ ኮይና ክንማዎት ኢና ዝብል ዝሞተ ሐሳብ ሒዞም ክንጠፍእ ዝደልዩና፣ አኻኺብና አብ ከርቸለ ክነእትዎም ይግባእ። ብመለስ ጨናዊ ዝጨነውን ዝአሰኹን ጨነውቲ ወያነ ምንጊዜም ከድሑኑና አይኽእሉን። VIVA TDF.

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 18 днів тому

    Kefu midya

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 18 днів тому

    ሃሳዊ ንራእሲ ኣሉላ ነፂጎም እምበር ከምቲ ንስኻ ትብሎ ኣይኾነን ዓዃይ ኣይመርሐናን ብምባል ። ታሪክ ትግራይ ካብ tplf እናተለቃሕኹም ኣይተባላሽው ።

  • @SesenHadish
    @SesenHadish 18 днів тому

    ኣየ ኣናብባ ዋፂር እኮ ኢኺ.፡ንዘን ኣብ ራራን ዳኣማትን ንዘለዋማ ኣሰልጥንየን

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla 18 днів тому

    ብስሩ እዚ ሰብ ክንደይ ከብዲ እዩ ዘለዎ እዛኩሉ ገልበጥበጥ

  • @HayelomFisseha-t6c
    @HayelomFisseha-t6c 18 днів тому

    ሓሶት ማዓዝ"ዩ ሰራዊት አብጎነይ ኩን ኢሉ አለም? እዛ ሚዲያ"ዚኣ ሚዛናውነት ይጎድላ"ሎ።ወጊና"ያ።

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 18 днів тому

    Ato. Alem. Geberewahed. Emo. Entaye. Himake. Tezarebu. Menem.

  • @tsegaberhanaberra4183
    @tsegaberhanaberra4183 18 днів тому

    ክተብቢ ተለኺ ብጣዕሚ ትፈጥኒ ኢኺ። ቀስ በሊ

  • @hadashailu158
    @hadashailu158 18 днів тому

    ዕልምልም እንኻዕ ከምዚ እይልካ ተቐሊኻ መፃኻ ለፉላፊ

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 18 днів тому

    666 kefu

  • @MeklitMekonnen-t1b
    @MeklitMekonnen-t1b 18 днів тому

    A talking head never be ready to learn

  • @Mertulemariam
    @Mertulemariam 18 днів тому

    ሃሸዊትን ኢሁም። ትግራይ በሃገዝ ነገሥታት ኣምሃራ ትነብር ብተፈጥሮ ድኻ ዝነበረት ቑሸት እያ

    • @tesfayaberhe
      @tesfayaberhe 18 днів тому +1

      ጨምላቕ ህግደፍ!
      ናትካግዳ ዘይትገብር?🤮

  • @TekesteAlemtshay
    @TekesteAlemtshay 18 днів тому

    ወድዛ ሐሻዊ ፍሽፍሽ ወደይ ስብ ዕኽኽ ከምዝበሎ አይርዳአኩምይ ጨነውትይ ኢኹም ስብ በሊዕኹምዎ እም ብዓልየት ብዘመድ ርካሻት ልወደኩም ውዳቃት ዜታሑፍሩ

  • @FantayeTesfaye-y3z
    @FantayeTesfaye-y3z 17 днів тому

    እንታይ ድኣ ሳይድ ዝወሰድኪ ትመስሊ ጋዜጠኛ ና

  • @wewe5688
    @wewe5688 18 днів тому +2

    እዋይ ትግራዎት ዕደ ነንሕድሕካ ምጭርጋፍ ኽይና 😂😂😂😂 ትግራዎት ጠዋያት ልቢ ኢድኩም ረኽብኩማ ረአይዋ ሕጂ ክፍአትኩም

  • @desalegnwesekkebede5125
    @desalegnwesekkebede5125 18 днів тому

    TDf ንሕቶ ኔትወርክ ኣለም ነፂጉ ታይ ንምባል ኣብምንታይኹም እዩ ሕማምኹም😂

  • @mesfinaregahegn7054
    @mesfinaregahegn7054 17 днів тому

    YOUR UA-cam NETWORK IS TOTALLY BASED ITS SO SHAMEFUL. YOU ARE SIDING TO ONE GROUP IN UNDERCOVER. I STOP 🛑 AND UNFOLLOWED AND UNSUBSCRIBED.SMH

  • @TeklayAssefa-i7p
    @TeklayAssefa-i7p 18 днів тому

    ማዓዝ አቋሪጹ ቢኢሰው እንበር

  • @sibhatberhane
    @sibhatberhane 18 днів тому

    ❤❤❤❤