ዝበዝሐ ሰብ ዘይስተባህለሉ ቡሉጽ ናይ'ዚ ግዜና ስነ-ጥበብኛ ስሚዕት ናይ ወለዶይ ብግቡእ ዝተረደኦ ❤ I Love & ful Respect you & so much all of your Song's ! God bless you bro 🙏 From Germany ✋️❤❤
Such a classic singer Bere, keep going no matter what others get millon's view in a short time. Legends live to their talent not for the money or view. I respect you for ur valuable work. # 1 album of the year.
ዝበዝሐ ሰብ ዘይስተባህለሉ ቡሉጽ
ናይ'ዚ ግዜና ስነ-ጥበብኛ ስሚዕት ናይ ወለዶይ ብግቡእ ዝተረደኦ ❤ I Love & ful Respect you & so much all of your Song's !
God bless you bro 🙏
From Germany ✋️❤❤
ስነጥበብዋና ኣለዋ ክብልዋ ናይ ብሓቂ አዩ ንጥበብ አምበር ንገንዝብ ዘይብል ስነጥበባዊ ወዲ ኢሳቅ long life
ወዲ ኢሳቕ
ካብ ቶም ኣዚና ንምክሓሎ ስነጥበባዊ ናይ ሃገርና እዩ" ኣነ ግን ሓደ ነገር ኣሎ ኣዝዩ ዝገርመኒ ናይ ወዲ ኢሳቕ ሲ ብኸመይ እዩ ስርሓቱ ብዙሕ ቪውስ ዘይርአ ኢለ ይሓስብ ኔረ ለካስ ሰብ ሲ ናብ ዝሓሰረ ዕዳጋ እዩ ዝጎይ ማለት ናይ ሎሚ ሓዳስ ድወጸት ደርፊ ሰሙን ተሰሚዓ ህልም እያ ትብል ። እንታይ ንምባል እየ እዚ ስርሓት እዚ ነዊሕ እዩ ዕምሩ ንኽትሰምዖ መሳጢ እዩ ነባሪ ስራሕ ዘይምኖ ውን እዩ ስለዚ ነተባባዓዮ"መታን ናዕና ክጥዕመና።
ምሳይ ድሰማማዕ ላይክ ብስም ወዲ ኢሳቕ
One of a kind ✨️ A Star is born 🇪🇷
ዋውውውውው ኤሪትራዊ ቴዲ ኣፍሮ
ወዲ ኢሳቕ ኣቦ ፍቕሪን ኣቦ ጥበብን ኢኻ እሞ! ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ኣብ ዘለካዮ።
ኣታ እዚ ሰብ እዚ ሰማዒ ይስእን ኣሎ !
እዝኒ ወዲ ሰብ ብጓይላ ሓሚሙ ኣበይ ሰማዒ ክረክብ ኢልካዮ እምበር ልዕሊ እዚ 'ዶ ጥበብ ኣሎ ኢዩ !
@@ሓበነይ-ጰ3ኘ ጥበብ ተደፊሩ !
ይበል ስራሕ ሓወይ 100%ከምዚ ዓይነት ደርፊ ካብዘይ ንሰምዕ ቡዙሕ ገርና! So,የቅንየልና !!
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ናይብሓቂ ደርፊ ቤሬ ኣስሊ so nice songs brother ❤❤❤
Yehwat kindey tibeb zelewo seb Bereket Esak netababayo please nay zeitekmu keman like enda habna please
ወዲ ኢሳቅ መምህር ዘመናዊ ኣእዛና ከፊትካልና ኮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
Wedi issak well-done
Hade kabtom alewa elna nmkhakom getami zeyami hagerna wedi esak king of Kings singer 😇🎶🎶🎧👑
ወዲ ኢሳቕ ከምወትሩ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ሓቢብና🌹❤️
ፈውሲ ልቢ በሬ ዘግሬት ጨጉሪ ቆርበትካ ሓፍ ዘብል ዜማ ምስ ግጥሚ
ወዲ ኢሳቅ፡ ወዲ ገዛውተይ!!! ኣገናዕ በዓል ጥዑም ድምጺ። ብሓቂ ደርፍታትካ ነቲ ኣብ ገዛውትና ዕዳጋ ዓርቢ ዘሕለፍናዮ ናይ ንእስነት ግዜ ኣዘኻኺሩኒ። ብፍላይ እታ "ኣበይ ኮን" ትብል ደርፊ፡ ነቲ ኣብ ገዛውትና ዝነበረ ውዕውዕን ሕዉስን ሂወት ተደናፍቀካ!!!! ብልጽቲ ኣልበም። ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ዝዓርከይ።
ጥበብ ዋና ኣለዎ ....።
Such a classic singer Bere, keep going no matter what others get millon's view in a short time. Legends live to their talent not for the money or view.
I respect you for ur valuable work.
# 1 album of the year.
🌼
Berye eko kexelleni delyu beqa feteyo feteyo derftatu mulue bqat tbeb nay.🇪🇷👑🙏😍
Abet dimisi wedi Isaak hawey nay behaki niberelna goita tibeb
ብእዝኒ ዝስማዕ ብሉጽ ስራሕ ቀጽሎ 👍🎼🎤🎹🎧🥁🎖🎖🎖
I love you wedi Essak,please keep up you are the best
ኣዝዩ ጹቡቕ ስራሕ። ተስፋ እገብር ወጻሊ ስራሓትካ ክሰምዕ።
Bereket isak Senetebebawi::
ኣነ ብሓቂ እየ ዘስተማክሮ ደርፍታትካ የከንየላይ እየ ዝብለካ 👌
ዋዉዉዉ እንታይ ክወጾ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ስራሕ❤2022❤
What a great work Wedi Issaq
Beqa........mind blowing 🤯!
Wowwwww Nice Song
AAKK anes Baka kxlel eye Baka love you more
my favoritt singer you are incredibly good and you have an amazing Voice❤❤❤❤😢
Thks good job bereket essak
ወዲ ኢሳቕ አንኮዓ ብደሓን መጻካ በሓቂ ቡሉጽ ኢካ 100/100
🥰🥰💿☝️ Berket Essak your my favorite 🤩
ወዲ ኢሳቅ ጥዑም ድምጺ 👌❤
ከም ዘይክእል ልበይ ናፈለጥካ በሬ ሓወይ ግን ሓደራ ንስኻ ከይትውጻዕ ሓደራኻ ሓደራኻ ኩሉ ኢለካ እየ:: መግለጺ ፍትወተይ ወዲእካዮ ኢኻ::
ኣንዲዳ:
ኣቃጺላ:
ጓህሪ:
ኣጋጊዳ:
ሰንከተት:
ትስሕን:
ዳምበድበደት:
ቃላት መሪጽካ
Thankxxx ወዲ ኢሳቕ ካብ'ዚ ቦሎም ሕረዶም ወቕዓዩም ኣውጽእኻና ክም'ዚ ደርፍታት ኢየን ኣእዛና ናፊቕን ጽኒሕን thanx good job ::
Wwww l love so mache kip it ap Bro kemaka ybzhulna habibiy
Wow dmxi malet❤🇪🇷🙏
Nice voice I really appreciate!!
Wedi issaq bejaka eba mezmur weskelna mezmurka kfetwa mat eye plsss🙏
እንቓዕ ዳሓን መጻኻ ፈውሲ እዝንና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በረኸት ኢሳቕ 💛💙🖤
ወዳ ኢሳቅ ደስ ዘብል ስራሕ ሰለሙን ካብ ማንቸስተር
Yble Delfi Wedi Esake ❤️❤️❤️
Good job beriye hawey ❤❤🇪🇷🇪🇷
Wedi issak betami xebuk srha
ዋው ወዲ ኢሳቅ ዓርከይ ጽቡቅ ስራሕ ልቢ ዘረስሪስ ግጥሙን ዘማኡን አንታይ ክወጾ ቀጽሎ ዓርኩ🌹
Wedi isak hawey frki nebsey ab xuhufka ala emo
Kabaka buzuh eye zxbe
Kulula nebsey ktfwusa
So gad bless bro
ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ኢሳቅ ሓወይ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልካ
ብጣዓሚ ጹቡቕ ስራሕ ወዲ ኢሳቕ ሓወይ ቀጽሎ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንዝበ
Bulix srah wedi isaq ❤❤❤
Welcome back wedi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ህዝብና ግን ጥበብ ምስትምቃር ዝገደፎ ዶ ይምስል ካብ ዘመናዊ ህርመት ኣዝዩ ርሒቁ, ኣብዚ ኣሎ እንበር ልብኻ ዘረስርስ ሙዚቃ:: ክብረት ይሃበልና በሬ ንየእዛንና ስለ ዝሓሰብካለን :እዚ በሎም ኮስትሮምስ ዒፍ ኢሉኒ ሎምስ ::Thank you Bro🤩
I am proud of you my brother. You are the best. I love all your musics🥰❤
Yekenyelna Abo tebeb! W.isak maere zeberketo zey rekebe mosa. W.isak yekenyelna
Wedi isaki asli mara eka nefu keep going
Wawww ብትአሚ ዝፅበዮ ብሉፅ singer Bereket essk long life bro derfka btami eu mexelell keep going
Much appreciated ❤
God job 🙏🙏
I like all your songs 🎵 Bereket
Bial Tium Dintsiy
Thank you
Top notch bere hawey 🔥🔥🔥🔥
ወዲ ኢስቅ ዓቢ ስብ ብጣዕሚ ልቢ ዝግድእ"ደርፊ። I love you💖🙏🏽💖
happy new year🥂🍾🎉
ወዲ ኢሳቅ ንጥበብ ዝተፈጠርካ ፍጡር ኣቱም ሰባት በጃኹም ነዞም ሓቀኛታት ስነጥበባውያን ሞራል ንሃቦም
Keep going my dear
wellcom Bereket issak Happy New year 2022🌹❤🍾💯 በረ ሓወይ ናይብሓቂ ልቢ ሰብ ተንብብ፣ ካብ ግጥምታቱ ጀሚርካ ዘመናዊ ዘማታቱ ካብዘ ሕጂ እዋን ወጼን ዘለዋ ብኹሉ ነገራ ኣነ ቀዳማይ ሰሪዔያ ኣለዂ እዛ ካሴትካ 💯💯💯💯💯 ።
Bereket Issak 🥰🙏
I'm so impressed! Continue great job. 👍🏿
bow abyat gtmin demxin
Blux serah esako ❤🎉
Wedi esak every greatst so nice Musik My big lengns 🙌❤️❤️❤️
ከምዚ ዓይነት ጥበብ እዩ እዝንና ሲኢኑ ክጸምም መሪጹ ዘሎ
Nice Voice wedi essak
ናይ ሙደይ
ጽቡቅ ስራህ ግን ተማሳሳሊ ይከውን ኣሎ ዋላስ እዝነይ ኢዩ
Zeymuno demexikan zemakan arefti hangol iu qexelo 🌦🌦🌦🌦
ህርመት:ዜማ: ጣዕሚ ሙዚቃን ብጣዕሚ ጥዑም ድምጽኻ ካብቲ ናይ ቅድሚሕጂ ዝጣዓመ ኣብ ሓደ ሓደ ግጥሚ ግን ክሰጣጥመለይ( ክመልኣለይ) ኣይካኣለን: ይጓዓዝ ምሽ ጨናፍር እንዳውጽአ ናበየናይ ጨንፈር ክጓዓዝ የቛርጽ
ወዲ ኢሳቕ ምቁር ዜማ 👍🇪🇷❤🌹🙏
Wow wedi Issak tum dmxi fewsi lbi zema keep coming more plz and Yasin kicha please bebynen gerka upload gberen entetekalu?
Good job Berekt ⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️
Xebuq serah wedi issak
Infujin eyu ezi forsa wedi isak
Enkai naty konka eskas nay libey ✌️
ግደፍ ዓለም አይትእመና ንየማነ ባርያ ን ድምጻዊ አልአሚን ተኽልኽኤል ገብሩ ኢያሱ ተስፋሁነይ ካሎት ካሎኦት ወሲዳ ዘለካ ግበር
Great music Berekerino
Good job wedi issak 👌👌👌👌👌🙌🙌🙌🙌🙌
Thank you 💘💘💘 wedi essak
Xbuk sraha wedi Isak ❤️
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
No comment ♥️
❤❤❤
💙💫👌🏻👍💪
Du är stjärnan. 🙏👍
Bulux💯💯
ወዲ ኢሳቕ ሓያል ስነጥበበኛ ኢኻ ከም ባዓል ወዲ ኢሳቕ ካብ ገንዘብ ፍቕርን ምትሕግጋዝ ንዝተሸገሩ ዘቐድሙዩ ወዲ ኢሳቕ አብ 2003 ካብ ዝዝክሮ ብስማዊ ገንዘብ ማለት ናይ አቑሑት ክራይ ዘይአክል ገንዘብ ተዋሂቡ ሙሉእ ለይቲ ንፈተውቱ ከጻውት ዝሓድር ምንባሩ አጸቢቐ ይዝክሮ በሬ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Ska eka chkan wedi Issak
Wedi isaac nebsi
ተሰፋ ኤርትራ ድምጻዊ በረኸት ኢሳቅ አዚ ድምጽኻን ዜማኻን ነብስሄር የማነ ባርያ አዘኻኽርካኒ ቀጽሎ
ወዲ ኢሳቅ ናይ ልቢ ሰነ ጥበባዊ ኢኻ ንስኻ
ኣይኩንካ ናይ እዝኒ ንስኻ ናይ ልቢ ኢካ በቃ ናይ ልቢ ቀላቢ
Xbuk srah wedi isaq ❤