Be mind ! Not all Eritreans speak Tigrigna. It’s 11% of the Eritrean people speak this language. And this percentage doesn’t represent that to the majority of Eritreans . Do not miss lead yourself and others. Awet Nehafash! Eritrea 🇪🇷
Thank you for sharing your thoughts. I appreciate the opportunity to clarify!!! 🤗 Be MINDED That;.... While we hold a deep appreciation for the Tigrinya-speaking community and recognize the unique bond we share, it is important to emphasize that our commitment to unity and brotherhood extends beyond any single group.We value all individuals and communities, regardless of their language or background, and believe that inclusivity is essential. BUT!!! Even if a lot has happened and things going on! ☝️☝️Our intention is not to exclude anyone but rather to celebrate the rich diversity that exists among us.We hope that this perspective is understood and that we can continue to engage in constructive future.
Crazy shoe to body size ratio 😅. ታንከኛ ግሩም ሓዉና ኣጆኻ 🥰🥰 this was a masterpiece work. ትግርኛ ትግርኛ ኢዩ ኣብ ዝሃለወ ዓለም ይሃሉ። let’s work and change the world together, we have the potential 💙💙💙💙💙💙❤️
He makes it look easy! The beat is amazing Music arrangement is fire 🔥 His voice has great range Very husky and beautiful. I listened to this song 15 times straight. ❤❤❤ Good job, underrated singer, big fan!!!!!❤
Fantastic ! performance Gharmadawit really warsai to the legend Abrar Osman. Keep your excellent potential in the Eritrean love to our culture to express the admiration to our beautifull Eritrean women in the music world.
ብቕዓትን ጥበብን ዝውንን "ሕልሚ ዝጥዕም ድምጺ ዝውንን ድምጻዊ ግርማዳዊት ሃይለስላሴ፡" ኣብ መድረኽ ጥበብ ብጥበባዊ ኣቦና ኣብራር ዑስማን ዝተደርፈት "ወለላ መዓር፡" እትብል ስራሕ ደጊሙዋ ኣሎ። ❤️🥀
ኣብ ቀረባ ግዜ ብዙሓት ብሉጻት ድምጻውያን ምስ ብሉጽ ስርሓት ናባኹም ናብ ኣስተማቐርቲ ስነጥበብ ክነብሎ ኢና።
Share ብምግባር ናብ ሰማዕቲ ምብጻሕ
Subscribe ብምግባር'ውን ስድራቤት Adulis Natna ኩኑ።
ብዙሕ ሰላምን ፍቕርን ንዓኹም ይኹነልና። 🥀 💙
🎉🎉🎉🎉ፍሉይ ክብርን ምስጋናን ንዓኹም ኣዱሊስ ናትና❤❤❤❤❤
Belu aytdonguyuna
❤❤❤❤
ኤርትራ ኢልኩም ግን ክትጽሕፍሉ ኣለኩም የሕዋት ትግርኛ ጥራይ ኢልካ ጽቡቅ ኣይመስለንን እምበር ጽቡቅ።
Music ኤርትራ ኢልኩም ጽሓፉሉ ደግማ ትግራዋይ እንተበልኩም ጸገም የብሉን።
Niccc vioce ኣምላክ ኣቦይ ንህዝቢ ኤርትራን ንዝህዚቢ ትግራይን ስላም ፍቅሪ ኣውርደልና
So stupid @ andetgrey!
So stupid kem nay Abona Abrar tiqa tqu ekua zey qereba 😅😅😅😅
ኣሜን ንሕናውን ብንኽእሎ ኩሉ ስለ ሰላም ንዘምር❤❤
Entay emo kinbel amilaki Selam ygberelna
Amen hjis dekimnsko bejsku lbi ngber mnbar njrmr ab xlei aynnber
ዉዋዉዉዉ ገለ ዓይነት ድምፂ ኣለካ ግርምሽ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ካብ ቲክቶክ ዝመፀ ሙሉእ ክሰምዕ❤❤
ኣነ ኣለኩ ብጣዕሚ አየ ዝፈትዎ
ኣስ ካብ ገነት የ መጽየ እንታይ ክማላልኪ ኣብካላኣይ እግረይ
@@samsontesete5119 😁
Ane alekhu mara slezednko
Ane
Wawwww ገለ ዓይነት ድምጺ ንስኻስ ንኩሉ ተተሐድሶ ደስ ምበለና ኔሩ 💙💙💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኬፍ ኣለካ ክብረተይ ቀጽሎ
ክክክ ትግራዋይ ሓሶት ሃይማኖቱ ኣብራር'ኮ ኣስላማይ ኢዩ
Aye tegaro 😂😂😂😂
@@adikeyh7770እሞ ከ
@@adikeyh7770 ጊሰ ደምብያ ኣድጊ 🫏🫏🫏🫏 ጀልፋፍ ቀበላ ወጣጢ ግመል 😂
@zufanabraha2824 ኣብ ዓዲ ቀይሕ ባኞ ዓጋመ ዝበሃል ረሳሕ ማይ ኣሎ:: ኣምሓራይ ሓውኻ ኢዩ ኣታ ቆንዳፍ
ፍጹም ሙኡዝ ድምጺ ኣብራር እንተሰሚዕዋ እፎይታ ክስመዖ ኢዩ ፡ ብዙሓት ደርፍታቱ ይፍትንዎሞ ኣይከምዝን ፡ተባዕታይ ብሓቂ ፡ተገሪመ !
ግርማ ዳዊት ካብ ኣድናቂካ ኤረትራዊ 🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍🎸🎸🎸
😂😂😂
❤❤
❤❤❤❤
@@ስድተኛኮይኑስመይ 😂😂😂
😂😂😂😂 lokmax hasawi
ሰላምካ ይብዛሕ ግርማ ሙዚቃ ፈታዊካ from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤
agame dyu ny tigrayu zeyderf
@@Jelateiskrimሙዚቃ ዶብ የብሉን❤ጽቡቅ ንዝሰርሐ ከኣ ክነድንቅ ሕልናዊ ግዴታና ክከውን ኣለው ዝሓወይ
ብራቮ ይበል ድምጺ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሰላም ነዚ 2ቱ ህዝቢ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ሓደ ዓይነት ቋንቋ ናተዛረብካስ ከምዚ ድኣ ጡዑም እምበር ኩሉ ነገር ምትሓሓዝ እንታይ ይጠቅም ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ግርማዳዊት ❤❤❤❤
ዝጽላእ እኮ ፖሎቲካ እዳተዛረብካ እሞ ካኣ ጽልኢ ንስኻ ኣይኮንካ ዝብል ኢና ንጸልእ ዘለና ከምዚ ድኣ ኣጆኹም ንብል።
ዋና ቻነል ከምዚ ንኣሽቱ መንእሰያት እዳምጻኻ ንፍቅሪ እንተኾይኑ ተኸባቢርካ ክንድግፈካ ኢና ።
Be mind ! Not all Eritreans speak Tigrigna.
It’s 11% of the Eritrean people speak this language. And this percentage doesn’t represent that to the majority of Eritreans . Do not miss lead yourself and others.
Awet Nehafash! Eritrea 🇪🇷
Sereqti tegaru😂😂😂
Thank you for sharing your thoughts. I appreciate the opportunity to clarify!!!
🤗 Be MINDED That;....
While we hold a deep appreciation for the Tigrinya-speaking community and recognize the unique bond we share, it is important to emphasize that our commitment to unity and brotherhood extends beyond any single group.We value all individuals and communities, regardless of their language or background, and believe that inclusivity is essential.
BUT!!!
Even if a lot has happened and things going on!
☝️☝️Our intention is not to exclude anyone but rather to celebrate the rich diversity that exists among us.We hope that this perspective is understood and that we can continue to engage in constructive future.
ግርማዳዊት ጥራይ ኣይኮንካን ንስኻ "ግርማ ሙዚቃ" ውን ኢኻ!!!!❤
ያ ንስኻን ድምጽኻን እንበር ወለላ መዓር 🎤🎶🎧
ተካኢ ኣብራር ዑስማን ኣቤት ድምጺ ስሑል ዝኮነ ይበል ቡሩረይ ❤🎉❤🎉❤🎉
አብራር my favorite singer dawit ንፉዕ ፅቡቅ ገይርኻ ደሪፍካያ ንአብራር ሓቲትኻ እታ ካሴት ብሙሉአ ተትደርፍ ደሰ ምበለኒ።
Waaaw ናይ በሓቂ ኬፍ ኣለካ ፡ ገለ ዓይነት በቃ መጸለል ፡ even ሙዙቄኛታት ውን ንፉዓት Good combination . ጽቡቅ ጥዑም ኣስሜዕኩምና ።
ጌርሜሶ ጎይታ ሱሑል ጎሮሮ እሰከ like ዝፈትዎ❤
It’s not easy to sing abrar songs because he is so great, but this young man did very good. I am a fan from 🇪🇷👏🏽👏🏽
It is studio work my brother.. He can not sing live
He judge on the shaw and great musician so it easy for him he done great job.
Absolutely! Abrar osman song to repeat is tough mate . Till now no one has ever been able to repeat his songs.
Thank you for your generous comment.
@@sham3872 negative statement
Girma shikor bravooo ቀጽሎ ቡዙሕ ኢና ንጽበ ካባኻ ,የሕዋትካን ኣድነቕትኻን ኤርትራውያን 🇪🇷።
Wegin nebska weklka tezareb gaegae agame 💊🐍🤑
ድሑራት ሓሳኹ ህግደፍ@@radyaesmael-ex7vk
agame dyu ny tigrayu zeyderf.
agame dyu ny tigrayu zeyderf.
@siem
ብዛዕባይ ኣይትዛረብ ዕጉም ነብስኻ ወክል፡
እንታይ ናይ ስርቒ ደርፊ ካብኡ ዝጸበ ኣሕዋተይ ከለዉኒ
ኣብ ተጋሩ ዘለኒ ኣረኣእያ ዝቕልብስ
ዋሃ ዘብል ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ
ብቕዓት ምስ ኣኽብሮት የቐንልና
የሕዋተይ ነስተውዕል ኣብ ፅልኢ ምንባር ከስቢ የብሉን ኣነ ኣብ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ካብ ሓደ ገዛ ኣርባዕተ ቤተሰበይ በዚ ናይ ሕጂ ኩናት ብሻዕብያ ተቐቲሎምኒ እዮም ግን በዚ ሕጂ ሰዓት ፀሎተይ ብሰላ ክንነብር እየ ዝምነ።
የሕዋተይ ነስተውዕል ኣብ ፅልኢ ምንባር ከስቢ የብሉን ኣነ ኣብ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ካብ ሓደ ገዛ ኣርባዕተ ቤተሰበይ በዚ ናይ ሕጂ ኩናት ብሻዕብያ ተቐቲሎምኒ እዮም ግን በዚ ሕጂ ሰዓት ፀሎተይ ብሰላም ክንነብር እየ ዝምነ።
@@abadittadesse5892ቁስልና እስከ ኣይትጉድእና
ኣንበሳ ጽቡቕ ጌርካ ደጊምካያ፡ ተጋሩ ይሕዋትና ንፋቓር ፡ ፍቕሪ ይሕሸና ናዓና ኽጥዕመና 😍😍 ኣብ ክልተ ሃገራት ንርከብ ይሕዋት ኢና ❤
ተጋሩ ኣሕዋትና ፍቅሪ ንስኹም ብሉጻት ኢኹም ❤❤❤❤❤ ማራ ኢና ንፈትወኩም ካብ ሰምየን❤❤❤❤❤❤
ምቃል መሰንገለና እንድኹም ወዮ ደኣ ደናቑር መራሕቲ ሂቡና ምበር የሕዋተይ እስኪ ንለብም ድሕር ሕጂ ንሰላም ንዘምር❤❤❤
@@abadittadesse5892ewe higis yiakil
ሕልኩስ
@@abadittadesse5892ምስ ትግራዋይ ሳላም ዘበት ኢዩ
ንሰሜን ዕረብ፡ ሓሳዊ
ብጣዕሚ ዝድነቅ ስራሕ ፉሉጥ ኣብራር ዑስማን ምስ ሰምዓ ኣዝዩ ክሕጎስዩ ቀጽሎ ዝሐወይ ትግርኛ ሐደዩ ክልተ ኮይኑ ኣይፈልጥንዩ መንነት ዶብ የብሉን ተጋሩ የሕዋተይ ኣጆኹም ኩሉ ሐሊፉ ንገበርቲ ኩፉኣት ኣብ ቅድሚ ፍርዲ ኣቅሪብና ብሰላም ንነብረሉ ዘመን ሩሑቅ ኣይኮነን ተስፋ ኣይትቁረጽ ዘይሐልፍ ሽግር የለን ❤💛💙❤💛💙❤💛💙💪💪💪💪💪
Absolutely right ✅️
ሰቅ በል እንታይ አምጾ ኤርትራውያን ሓደ ኮይና አይንፈልጥን ከም ጎረባብቲ ምክብባር ጽቡቅ እዩ ካው ዝሓለፈ ግን ተጻዋርነት አይክህልዎን እዩ ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉
ኣልግስ ቆማል ሓደ ኬና ኣይንፈልጥን ኣይንኸዉንን ኢና ኸኣ ኤርትራ ናይ ኤርትራዉያን
@@AngosomFitsumንስኻኮ ሕጂ ካብ ኤርትራ ወፂእኻ መሬት ትግራይ ክሳብ ትረግፅ ኣሕዋትካ ከይሕዙኻ ወይ ከይቐትሉኻ ብኽንደይ መፅበዓ እዩ ዝኸውን። ነቱ ተቐቢሉ ሓመድካ ኣራጊፉ ማይ ሓፂቡ ዝተቐበለካ ህዝቢ ግን ቆማል ኢልካ ትፃረፍ ኣለኻ ኣንታ ካሕዳም። በል ደስ ኣይበልካ ኣብ ቀረባ እዋን ክነዐውቶ ኢና ሽዑ ገመድካ ይኹን ካሊእ ነገር ተጠቒምካ ሸቐቕ ክትብል ትኽእል ኢኸ።
😁😁 hade kona anflten 😁😁
Tuem dmxi fikad nay baba osman kihilweka des mbeleni mkniayatu xibuk aflito ab música zeleka seb sile zikonka kemiu kitgebr yxibe❤❤❤
ብፍቓድ ኣቦና ጥበባዊ ኣብራር ዑስማን ኢዩ።
ሐወይ ብጣዕሚ ትገርም ጌርካያ ከይተፈለጠኒ ክደጋግማ ሐዲረ አብ ስራሕካ ጽብቅ ይምኒየልካ ናትካ ሐዉኻ!!!!
ካብቶም መራሕት ስ ተሪፍና ኢና ንስኩም ትሕሹ ሰላምኩም የብዝሓዮ ክቡራተይ❤❤
This is a wise comment
ወለላ መዓር
ወለላ መዓር ሽታ ጽጌሬዳ
ነዊሕ ጸጉራ ብርለ ክሳዳ (X2)
ምዕርግቲ ቁመት ጽብቅቲ ኣካይዳ
ማሪኻቶ ዓይነይ ዓይነይ
ሰሊባቶ ልበይ ልበይ
ማሪኻቶ ዓይነይ ዓይነይ
ወኒናቶ ዓቅለይ
ካብ ኩለን ዝያዳ
እዛ ወረጃ ኣየ ጠባያ እርምቲ
ኩሉ ዘመስግና ኣየ ናይዚ ዘመን ሓንቲ
ይትረፍ ንዝፈልጣ ኣየ ዝሰምዐ ወሪኣ
ብዙሕ'ያ ተመኒ እዋይ ብወግዒ ክሪኣ
ኣቤት ግርማ ጭዋ ተፈታዊ
ናይ ፍቅሪ ጽምኣት ብርእዮ ተርዊ (X2)
ማዕዶ ፍቅራ ዳብረቀትለይ
ዳባሓትኩዋ(???) ሌላ ዘይብለይ
ክርኢ ንክሪኣ መንገዳ ዘሰኒ
ደርባጽ(???) ሓዲሩኒ ፍጹም ዘየሳኒ (X2)
ከምዚ ኢልካስ ናብራ ኣይኮነን (X4)
ስኣን ምንጋር ፍቅረይ ክሕንን
ክንደይ ግዜ ኣሎ ብማዕዶ
ልበይ ክቀስን ከድርጉሖዶ
ወለላ መዓር ሽታ ጽጌሬዳ
ነዊሕ ጸጉራ ብርለ ክሳዳ (X2)
ምዕርግቲ ቁመት ጽብቅቲ ኣካይዳ
ማሪኻቶ ዓይነይ ዓይነይ
ሰሊባቶ ልበይ ልበይ
ማሪኻቶ ዓይነይ ዓይነይ
ወኒናቶ ዓቅለይ
ካብ ኩለን ዝያዳ
ብኡነት ኢለ ኣየ ፍሉይ'ዩ ትዕድልታ
ጸሓይ ብራቅ እዋይ ዝመስል ኣዒንታ
እሳ ትሓልፈሉ እዋይ ቅጽበት ይጥምታ
ውቅዒቱ ይልውጥ ኣየ ናይ ልበይ ትርግታ
ሕሉፍ'ዩ ካብ ልክዕ ተኣምር ፍጥረታ
ንልቢ ዝሰልብ ሓያል'ዩ ስሕበታ (X2)
ማዕዶ ፍቅራ ዳብረቀትለይ
ዳባሓትኩዋ(???) ሌላ ዘይብለይ
ክርኢ ንክሪኣ መንገዳ ዘሰኒ
ደርባጽ(???) ሓዲሩኒ ፍጹም ዘየሳኒ (X2)
ከምዚ ኢልካስ ናብራ ኣይኮነን (X4)
ስኣን ምንጋር ፍቅረይ ክሕንን
ክንደይ ግዜ ኣሎ ብማዕዶ
ልበይ ክቀስን ከድርጉሖዶ
************************
ብኡነት ኢለ ፍሉይ'ዩ ትዕድልታ
ጸሓይ ብራቅ ዝመስል ኣዒንታ
እሳ ትሓልፈሉ ቅጽበት ይጥምታ
ውቅዒቱ ይልውጥ ናይ ልበይ ትርግታ
ሕሉፍ'ዩ ካብ ልክዕ ተኣምር ፍጥረታ
ንልቢ ዝሰልብ ሓያል'ዩ ስሕበታ
እዛ ወረጃ ጠባያ እርምቲ
ኩሉ ዘመስግና ናይዚ ዘመን ሓንቲ
ይትረፍ ንዝፈልጣ ዝሰምዐ ወሪኣ
ብዙሕ'ያ ተመኒ ብወግዒ ክሪኣ
ኣቤት ኣቤት ግርማ ጭዋ ተፈታዊ
ናይ ፍቅሪ ጽምኣት ብርእዮ ተርዊ
ብኡነት ኢለ ፍሉይ'ዩ ትዕድልታ
ጸሓይ ብራቅ ዝመስል ኣዒንታ
እሳ ትሓልፈሉ ቅጽበት ይጥምታ
ውቅዒቱ ይልውጥ ናይ ልበይ ትርግታ
🙏🥺
እናባሃግክዋ
ተርባጽ
ኣዝየ ካብ ዘድንቆምን ዝፈትዎምን ደረፍቲ ሓደ ኢኻ ብዙሕ ኢና ንፅበ ካባኻ ግርምሸይ ቀፅሎ🎉🎉
100%❤❤❤❤ love it from Eritrea mdgam malet kemzi Yu 😊😊
thank you ሓው ናይ ብሓቂ ንኣብሬር ዑስማን ዝትክእ ድምፂ ኣብ ዓሚቕ ዝኽሪ ጥሒለ ሱቕ እህህህህህህ....
Grimace great Tallent omg amazing❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 and kulkum selam musichanse i wish your best.alokum
ግርማ ዳዊት --- ግርማ ጥበብ፤ ድምጸ መረዋሕ...👏✨✨👑👑
Crazy shoe to body size ratio 😅. ታንከኛ ግሩም ሓዉና ኣጆኻ 🥰🥰 this was a masterpiece work. ትግርኛ ትግርኛ ኢዩ ኣብ ዝሃለወ ዓለም ይሃሉ። let’s work and change the world together, we have the potential 💙💙💙💙💙💙❤️
ዘይተነገረሉ ኩሉ ዘማለአ በዓል ሞያ ግርምሽ❤❤❤
🤑🤢
ሓማሴን ረሳሓት @@yirgalemtaffere2773
ኣልበም ትብሉ ኣበይ ኣለኹም👌👌👌👌👌
ድምጽኻ እውን ከም ስምካ ዘገርም እዩ፥ ብዙሕ ክንጽቢ ኢና...፩ ፍቕሪን ሰላምን ንኹልኻ ፍጡር ✌🏼 GOP
Fr 🇪🇷
He makes it look easy!
The beat is amazing
Music arrangement is fire 🔥
His voice has great range
Very husky and beautiful.
I listened to this song 15 times straight. ❤❤❤
Good job, underrated singer, big fan!!!!!❤
ግርማዳዊት ብሮ ግርማ ጥበብ ❤❤
አብ አድማስ ዓለም በሪኽ ዝና ዝነበሮ ትግርኛ! አብ አፍሪካ ናይ ባዕሉ ፊደል ዘለዎ እንኮ ቋንቋና ትግርኛ! መሊሱ ብሕብረትና ክብርኽ እዩ! በርትዕ💥👏
ን መበል 30 ግዜ የዳምፆ ኣለኩ❤❤❤
ኣነው ካብ ንግሆ ክሳብ ሕጂ
ኡፍ ሂወት ዝዘርእ ድምፂ ማዓልተይ ኣፀቢካለይ ግረምሽ ❤❤❤❤❤❤❤
Let's pray for those two side tigrigna speakers living in peace and harmony. Good job brother and outstanding team .
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሽኮሪና ❤ From 🇪🇷 ነዚ ዝጻርፉ አይሳአኑን እዮም ግን እግዚአብሔር ልቦና የብዛሐልኩም
Ata niskum dea fikri endukum ❤ deki Tigray ahwatey
@@WintaGrmay entay teflityo sele zelki texarfi bitte selam nizmer ab selam tray ina nirbh
@@WintaGrmayኣመንዝራ ን ብረትኪ ሸይጥኪ ብልዒ😂 ባላዒት ውዳቅ
@@WintaGrmay ኪዲ ደምብያ ኣድጊ 🫏🫏🫏🫏
kusumk @@zufanabraha2824
ጽቡቅ ዘይፍትዎሎም ሓማሴን ኣይትመልስሎም እዚ ደርፊ ክኣ ናይ ወዲ ሳሆ ኣከለ ጉዛይ እዩ ምእታው ኤረትራ ዝኸላእኩሞ
No words !🥰🥰🥰🥰🥰ንእሽቶ ኣብራር👏👏👏👏👏👍👍👍👍👍💯
ኣቤት ድምጺ'100%❤❤🇪🇷
agame dyu ny tigrayu zeyderf
ዋውውውው ድምጺ ይበል ኢዩ ዘብል
ኣምላኽ ሰላም ሰላም የውርደልና eri&tig
ዝገርም ብቅዓት አለካ ወድኖ❤
ቀጽሉሉ ኣዱሊስ ናትና ብጣዕሚ መሳጢ እዩ ❤❤❤❤
@debreselam
እንዳ ኩሉ ናትና፡ እሞ ከኣ ሓንቲ ዘይትዉንኑ፡ ኣዱሊስ ደኣ መን ሂብኩም'ዩ ናትኩም ዝኾነ?
እንታይ ኮይኑ እዚ ወዲ ናይቶም ኣሕዋቱ ዘይደግም፡ ካብ ናይ ኤርትራውያን ዝደግም?
ስለ ዘይብልኩም ኩሉ ናትና'ዩ ዘብህገኩም።
ገንዘብ ከኣ ትገብሩሉ ኣለኹም መሳኪን ኣሕዋተይ ገለ ዘይረኸቡሉ።
ግረማ ጡዑም ዋሓዚ ድምፂ ኣለካ ወዲታ ለዋህ ማህፀን ❤❤❤❤
Great job!! Can’t stop listening to it!
ናይ እማን ግርማዳዊት!ዝገርም ብቕዓት❤
እታ እዛ ደርፊ ብጣዕሚ እምበር ጥዒማ ኣዝዩ ካብ መጠን ንላዕሊ እዩ ኣፀቢቑ ደሪፍዋ!ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ ግርምሽ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ከም እትበፅሕ ዋላ ኣይጠራጠርን!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፍቕርን ሰላምን ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን!
ሞት ነቶም ብክልቲኡ ወገን ዘለው ሕማቓት መራሕቲ!!!
ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ !! ደየቐንየልና ንኹሉኹም ።
እውይ ኽጥዕም እዚ ድምጽኻ ❤ ኽብሪ ይሃብካ ነዛ ንፈትዋ ሙዚቃ ከምዚ ጌርካ ዘማዕረካያ 🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ናይ ክቡር ብኽቡር ብጣዕሚ ጽቡቕ ድምጺን ሙዚቃን 👍👍👍👍❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዝገርም ዝድነቅ ብቅዓት! እቲ ጽቡቅ ኣብ በትኡ እንከሎ፡ ብናይ ባዕሉ ስርሓት በርቲዑ ሰሪሑ ክመጽእ ግን ዝበለጸ ምኾነ።
ብዙሕ ስርሓት ዝሰርሐ ክንሱ ፡ንፉዕ ዘያምን ገጣምን ድምጻውን ኣቀናባርን.... እንከሎ መዓስ ደኣ ክጥቀመሉ'ዩ ሞይኡ፧
ናይ ባዕሉ ስርሓት እውን ኣጻፊፉ፡ ናብ ህዝቢ እናመጽአ ኢዪ። ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ እዋን 'ውን ናይ ባዕሉ "ምዕራፍ፡" ትብል ኣብዚ Channel ዘርጊሑ ኣሎ። ሓቅኻ፡ ንፉዕ ድምጻውን ኣቀናባርን፡ ዘያምን ኢዩ።
Eway አታምቅሰን ናይ ሕማመይ ግር ማዓአዲ 🥰🥰🥰🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
እዚ ድምፂስ ንመዝሙር እምበር ንደርፊዶ ሙኾነ, ኣብ ቀረባ ዘመሪ ክትኾን ፈጣሪ ይርዳእኻ ጥዑም ድምፂ❤
ፅቡቅ ብቅዓት በርትዕ ግርማ
ጽቡቕ ኣቀራርባን ጥዑም ድምጽን ብራቮ ግርማዳዊት!
ግን ሰናይ ፍቓድ ኣቦና ኣብራር ዑስማን ክህልወካ ተስፋ እገብር!
ንሰናይ ድሌት ድምጻዊ ግርማዳዊት፡ ሰናይ ፍቓድ ኣቦና ጥበባዊ ኣብራር ዑስማን ተሓዊስዎ ኢዩ።
@@adulisnatna2923xbuki ab arskumi Eritrea music elikum tetxhfilu xbuki mikone tesfa ygebir bkenaena kikewin nfuea kexlo
ካብ ዓጋመ ስርቂ ምበር ክብረት የለን
@@kemkefeyብህይወትካ ተስፋ ቆሪፅካ ዲኻ? 😂
@@angesom_mdk ባህላዊ ጸዎታኹም ኢዩ ስርቂ ሕማቅ ባህሊ መለስ ታይ ድዩ ዝበለ 😂😂😂
ግርማደዊት፡ ግርማ ሙዚቃ❤
Grma Dawit Shikor I’m SO glad to see again 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️👌👌👌👌😍😍😍😍💙💙💙💙💙🌿💙🌿💙
Boom,He did it again in his own wonderful voice and I am so proud of you haweni✌🏽💙❤️!!!
Good job, Grma Dawit well done 👏 keep it up zhawey❤ it's remind me when I was primary school
ብጣዕሚ ደስ ልብል ስራሕ ግርምሽ ምስ ዜማ ባንድ
Thank you so much, my brother. uff, how i like this song❤❤
ዋው ግርምሽ ዝገርድምፂ ❤ ከምዚ ከማይ አሎዶ ብዘይ ምቁራፅ ዝሰምዓ
ኩሉ ግዜ ሰሚዐ ዘይመንዎ ደርፊ ኣብራር ብፍሉይ ድምፂ ተኸሺኑ (remix ተጌሩ) እንትቐርብ ክጥዕም😍😍
Good job nice performance keep it up ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 I like it
agame dyu ny tigrayu zeyderf
ዋውውውው ገለ ዓይነት ገይርካ ደግምካያ ጣዕም ድምፁ ወዱ ዓደይ ማአረይ ❤❤❤❤
ዝገርም ብቅዓት ኢኻ ወኒንኻ ተጠቀመሉ ❤
OMG!
can't stop listening to this song. I'm addicted with his Voice🎶❤
Grma shkor ❤️from 🇪🇷 peace ✌️
Yebel yebel Girma Dawit ❤️❤️❤️❤️selam nakum yekun tegaru ahwatna.
ብጣእሚ ስሑል ድምጺ ብውህደት ሙዚቃ ልብኻ ዘረስርስ ሓንቲ ክብለካ ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ደስ ዝበለትካ ፈትን በጃኻ ምስዞም ሒዝካዮም ዘለኻ ምዙቀኛታ ቀጽሎ
Wawwww kdgiem iente koyinka kemzi gerka bkebret bie xubuq kdgim aleka iember betamie tum demxie. Abrar tiehagusu kekewin ieyue ❤❤❤❤ anes selam nafeqe 2 hezbie selam geru knebier
Girmsh Hawey, you are a musical genius! Keep shining!
Very well done!! I bow down for your astounding talent brother.
Good job 👏 👍 kexlo thanks kia nay derafay kbri halika poster zgeberka very smart ❤❤ from eritrea 🇪🇷
ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ደስ ዝበለትካ ፈትን በጃኻ ምስዞም ሒዝካዮም ዘለኻ ምዙቀኛታ ቀጽሎ
ጥበብካ ይባረኽ ብሩኽ ሰሚዕ ምምናዉ ሲኢነያ 💙💙💙👏👏
Good job grmadawit hawey anbesa keep going ❤❤❤🇪🇷
Wawwww👍👍👍👍ብጣሚ ደስ ዝብል ቀፅሎ ናይ ኩሉ ድገመልና ደስ ዝብል ድምጺ ኣለኻ
Defarat zidkmkmkomlo derfi serkom kitbelo fooo💊🐍🤑
ባርያ ሽመል ገይርካ ታሓነቅ ሐጂውን ኩሉ ክደገሞ እዩ ኣበይ ኢካ ክትበፅሕ ሓሳድ
What a voice 😮 I gave you 100% Girmish ! Keep going brother & we need you in another job👏👏👏
ኣብራር ወዲ ወዲ ቃሕይቶ ወዲ ታሪኻቦታ❤❤❤❤ ግርምሽ❤❤❤❤
I like the musicians wow❤❤❤ keep going guys
ብጣዓሚ ቡሉፅ ስራሕ ግርማ ምስ ሙዚቀኛታት👌
Adulis Natna ንብራኸ ትግርኛ ትገብርዎ ዘለኹም ስራሕ 🙏 ኣበርቲዕኩም ቀፅሉሉ ከዓ!!!
Lighting system ግን ንእሽተይ ተትሪእዋ!!!
ግርምሽ ጥበብ ኢኻ ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ካኣ ሓንቲ ድገመና ኢኻ ❤❤❤❤
Amlak aboy fkri awrdelu nezi fkri zkone hzbi❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Fantastic ! performance Gharmadawit really warsai to the legend Abrar Osman.
Keep your excellent potential in the Eritrean love to our culture to express the admiration to our beautifull Eritrean women in the music world.
Waw 🎉🎉🎉🎉 grma kem smka ika ambesa 👑 kab hawka wedi eri 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🦁🦁🦁
ግርማዳዊት ሓወይ ፅቡቕ ስራሕ❤💛!!
ብጣዕሚ ጽቡቕ ጌርካ ደጊምካያ ንፉዕ 👍❤🇪🇷
ናይ ብሓቂ ብሉጽ ድምጻዊ ኢካ ግርማ ዳዊት ቡሑሕ ስራሕ ሒካልና ክትመጽእ ንጽበ❤❤
Zfetwo artist nay tigrina. Keep it up bro. I m from eritrea
ግርምሽይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወድነይ ሓሪፍ ስራሕ 🥰
We love you Grma Dawit 🇪🇷
Anes za derfi semi e kxegba aykalkun abrar abo tbeb nberelna grma dwit gizen tenan yhabka sohul gororo❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ባዓል ሱሑል ድምጺ ጀግና ግርምሽ 🎉 እንዃዕ ናትና ኮንኻ
Definitely excellent Performance. I Really appreciate for your Wonderful Voice and beautiful Musicians 🎉🎉🎉🎉🎉
Www what a great voice my brother God bless you All 💙💙💙💪🏿💪🏿👌
Jigna nibihaki amtsikaya ❤️