Alula's speech is more than real. Enemy is always enemy. Our enemies are doing everything they can in order to elimnate us from the surface of the earth.
I think Alula knows what his talking about. He became anti the aspiration of the Tigray people by joining Getachew and zadkan by promoting Abiy propaganda against TPLF. This person is very dangerous since he give a convincing lies to the peoples of Tigray. Abyi told Zadkan that everything is possible if you have money and power. Abyi is using the power of money and not the power of military to disintegrate Tigray and I personal believe Aluala is a player in the game.
Alula you are not neutral. Infact you are bias against TPLF. Remember you as a vangard of Tsadkan and Getachew. Who is inviting the Prosperity Party to Tigrai. Be Honest.
Alula is one of the leading agitators, instigators, and antagonist individuals in the current TPLF members conflict. Even in this media, he is siding to the Tsadkan group. Shame on him.
Alula is absolutely correct 🎉🎉🎉
ነፃነት ሓድነት በሔራዊነትና ናትግራዋይ ናይ መጀመርያ ቃልሰና ክትውን ናይ ግድን እዩ አጆና ካብዙ ኹሉ ፈተና ኽንወፅእ አለና ❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ፀለኢ ኩሉ ጊዜ ፀላኢ ምኻኑ ተረዲዕካ ፀረ ምክልካል የድሊ እዩ-ናይ ውልቂ ክብሪ ሓዲጎም ሓድነት ህዝቢ ክንሕሊ ይጥለብ።
ሐበን ወዲ ህዝቢ፣ጀናራት ትግራይ፣TDF ፣ዕድመ ይሀብኩም፣በአኹም፣ንሕበን፣ትግራይ ሰብ አለዎ።
ንአሉላ❤
Haqka eka Alula,thank you
🙏🙏🙏ሓድነት እታ ሓንቲ መፍትሕ
ምዃና ኣሚንኩም ኣብ ነንሕድሕድኩም
ተኸባበሩ🙏🙏🙏 ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ
ትግራይ🙏
Absolutely 💯
Alula's speech is more than real. Enemy is always enemy. Our enemies are doing everything they can in order to elimnate us from the surface of the earth.
❤❤❤ I Love tigray broadcast❤❤❤
ህዝቡ ትግራይ ብፍፁም ናይ ምቅትታል ታሪክ የብሉይ ለባም ህዝቢ እዩ።
Yes be conti.......❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አይትሐስዉ ! ህወሐት ሐቢርና ንስራሕ ጸጋምና ብተጋሩ ይፈታሕ አይበለን ኢሉውን አይፈልጥን ብዘይካ ጸርፍን ጸለመን
አብዘይ ዳስካ አይትሳዕስዕ ወረኛ ሰበይታይ ደይትፈልጦ አይትቀባጥር እዝንኻ ኮርኳዓዮ ጸማም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤🎉🎉❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ትክክል አዩ ኣሉላ 👌👌👌 ሓወይ እቲ አንኮ ሓውካ ትግራዋይ ብቻ አዩ ኣብቲ ፀ ገም ኣብ ጎድንና ልኾነ ኣቲ ሓደ ሓወይ ትግራዋይ ብቻ አዩ
Tikilil alula
💛❤️
ሕዋሐት ፀረ ሐድነት ትግራይ ኮይኑ አሎ
You right thank you yes 🙏 🎉
💙🙏🏻Ahk Fetari yhagzkum👍👍💙🙏🏻🙏🏻
ዋይይይይይይ ብጣዕሚ የሕዝን ኣላማጣስያ ልሙጥ ባንዲራ ግዝያዊ ምምሕዲዳር ክልተ ዓመት እንታይኡባ ሰርሑ ዋይይይ
My people so many challenges the only thing we have we have to stay united and which each other back 🙏🏽💕💕
brave ,alula solomon.
ታይ ዝአክል ሓቅነት አለዎ እዚ መድያ እዙይ
Alula solomon rational person.
ተጠቀቁ ከይኣጥፍአኩም ኣብዪ
❤❤❤❤❤❤
ትግራይ ኣብ ኢድኩም እያ ብጀካ ንስኹም ትግራይ ኣብ ሓደጋ እያ
🙏❤️🙏
ሕዝቢ ኣከለጉዛይ ዝወከልናዩ ወኪል የብልናን ናይመንነት ጸገም ዘለዎም ንሕዝቢ ኣከለጉዛይ ኣይውሉናን ። ተጋሩ ንኤርትራውን ኾዊ ካብምጓድ ታኣቀቡልና ። ሰላም ንሕዝብ ትግራይ ።
ማሕበር ሐማሴን ማሕበር ሰራየ አከለጎዛይ አብ ክሉ አለም አሎ ቀደም ኔሩ ብሕጂውን ክቅጽል እዩ ጥራሕ ብኽፍኣት ኽትሪኦ ተሪኢኻዩ አሻ አለኻ ማሕበር አዲ አሎ ማሕበር አሌት አሎ እዚ ብኸመይ ጠፊኢኳ??
Alula Banda leba seraki
ኣብዚሐዚ ኢዋን ትግራዋይ ንትግራዋይ ክቕንፅል ዝሓስብ እንተሃልዩ ብናይ ወለድና መርገም ፀሊም ከልቢይውለድ!!!ይትረፍ ተግባሩ እቲሓሳቡውን ዝተረገመን ዝተኮነን ይኹን
👏👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
ተጋሩ ንለብም ዳኣ
ንሶም መዓዝ ዮም ንሰ ንሳቶም ዝቃተሉ ኢሎም ጠጠው ኢሎም ዮም ዝሓድሩን ዝውዕሉን ዘለው
ስለዚ ዋና ዕርድና ዝኾነ ሓድነትና ንሓዝ ንግዚያዊ ጥቅሚ ክበሃል ታሪኻዊ ስሕተ ት ከይንሰርሕ
እንተ መራሕቲ ኢና በሃልቲ ግን ብስሰዐ ስልጣን ህዝቦም ንምጥፋ ንድሕሪት አይብሉን ይረአ ውን ስለ ዘሎ
ጆን መዲዲ በእንተነው ተስፋችን እንዳንተ መጥቶ ደረቱን ነፍቶ የተናገረ አንድም ባለሥልጣን ትግራዎይ የለም አንተ የትግራይ እናት ህመም የተሰማህ ብብቸኛ ትግራዎ ነህ ክብር ይገባሃል እራስህን ጠብቅ ጠላቶች እያንጃበቡ ነው እኛም ከእንተ ጋር ነን
ትግራይ ብሮድካስት ተነቅቶ ብሀል የካሀዲ ቡድን ሚዲያ መሆንህ
እኔ እልህ
ዘተ ብቅዓት መርሕነትን ብስለትን ንህዝብን ሃገርን ዘለካ አፈላላይ አጀንዳኻ ሕዝካ ናብ መድረኽ ቀርብካ ምልዛብ ውሕሉል መፍትሒ ምቅማጥ ንህዝብን ሃገርን ዝጠቅም እዩ። እንተ መረሕትና ዝገብርዎ ዘለዉ ግን ብሓቂ ልምዲ መርሕነት ዝነበሮም አይመስሉን ቁሸትን ጣብያን እንዳመቀሉ ዝውዕሉ ምኻኖም የሔዝን ውልዱን ወላዲን ዝፈላሊ አካይዳ ንማንም አይጠቅምን ን 130 ሚሊዮን ህዝቢ ዝመከተ ህዝቢ ትግራይ ምሽጥር ዓወቱ ሓድነቱ እዩ።❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛❤️ 💛💊👑👑👑💪✊
ንጀነራላት ጥራይ ዘይኮነስ 20 ዓመት ዘገልገለ ተጋዳይ እየ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሬት ተዋሂብዎ
ቀንፀልቲ ኣትዮም እናበለ ደደቢት ሚድያ እናተዛረቡ ፀኒሖም
This is time for all Tegaru to be unief
TBS ሕዚ ናብ ንቡር ዜና ሰሪሕኹም ‼
But ,why don't you convey the right news from the right source??
መበል 17 እየ
I think Alula knows what his talking about. He became anti the aspiration of the Tigray people by joining Getachew and zadkan by promoting Abiy propaganda against TPLF. This person is very dangerous since he give a convincing lies to the peoples of Tigray. Abyi told Zadkan that everything is possible if you have money and power. Abyi is using the power of money and not the power of military to disintegrate Tigray and I personal believe Aluala is a player in the game.
ለያቡ ሰሪቖም ዝሰርሕወን መናድቕ ኣድኣምሓራ ከይተርፎም ክብሉ ትግራይ ዝኸሓዱ ባንዳታት ምኩሕሓል ገዲፍካ ኢትሓቂ ብዘይምውቓዕ ምግላጹ ዝሓሽ እዩ ኣይተ ሰሎሞን :: ካብ ምውቓዕ ወይስቕ ወይ ዘፍለጠ ባንዳነትካ ኣፍሊጥካ ጸግዕኻ ሓዝ ::
ውድብ ህ.ወ.ሓ.ት.ናይ ዕላማ ናይ ፕሮግራም ናይ ኣቋዋም ኣነፂርካ ምኻድ እምበር ፤ ናይ ስልጣን ምድላይ ናይ ተፋናቐልቲ ወገናትና ደንታ ስለ ዘይ ሀብዎ ኣይኮነን ።
ኣሉላ ዝደለኻ ደግፍ ተፋናቀልቲ ደግፍ መዐንቀፊ ሚዛናዊ ሓሳብ ያሃልኻ ኣብ አክሱማዊት ሰሚዐካ ስለዝነበርኩ
ናይ መዓስ ማሕበር ኢዩ እዚ ማሕበር ኣከል ጉዛይ ዝበሃል ዘሎ? ዕላማ ኡ ከ እንታይ ኢዩ?
ክብሪ ኹሉ ንአምላኽና ይኹን በርቲዕኩም ተረዳድኡ ነቶም ጀጋኑ ዝጠፍኡን ዝጠፍኡዎም ቤተሰብን ርአዪ ዘክሩ :: ሠላም አምላኽ ይውረድ ይአክል ይበለና ::
አሉላ በልፂጉ እዩ ዝበሃል ሓቂ ድዩ?
ሎሚ ፅቡቅ ኣስተኣራቅ ዘቀራርብ ዜና
ሰርሕኹም ንተጋሩ ዘኸውን ዜና ቀፅልሉ
ተናጊሩ እምበር አየረጋገፀን። ስልጣን ናቱ አይኮነን እሞ አረጋጊፁ እንዳበልኩም ኣፍኩም መሊእኹም ኣይትዛረቡ
ሽም መራሕቲ እናኣልዐልካ ምፅላም ጌጋ ምድፍፋእ'ዩ። ጥንቃቀ የድሊ። ናይ ኣሉላ ትንተና ብወገነይ ተሠማሚዓትኒ።
ብፍርሒን ራዕዲን ትሕቆን ዘላ ትግራይ ኣበይ ከምዘላ ዘይትፍለጥ ክነሳ ኣብ ኤርትራ ኢድኩም ከተእትው ስልዘይትኽሉ ሃለውለው ኣብምባል ምቕጻልኩም ደስዘብል ከይዲ ኢዩ። መንደላይ
ውን ግሩም ገሩ ይጽበሎ ሓንሳብ ንሓዋሩ ኣዕሚቑ ክቐብረኩም ። ቴድሮስ
ኣታ ንሕና ታይ ክንዛረበልካ ኣብዛ እስርቤት ዓድካ ተኣስር
ውዕል ፑርተርያ ዝጨወዩን ምስ ብልጽግና ውዲት ዝኣልሙ ዘለዉን ኣፋል ውዕል ኣተግብሩ ዝብሉ ዘለዉንዶ ብሓደ ኣጃሚልኩም ተቕርቡዎም ኣለኹም ይመስለኒ ? ስለምንታይ ንቑኑዕ ቁኑዕ ንጎባጥ ጎባጥ ኣይባሃልን ። ሓቂ መዓርምበር ዕረ ኣይኮነትን !
Kabtom kendi haimeyti had Alula Solomon eka
ናይ ይኣክል ወፍሪ ኮነ ተባሂሉ አጀንድኡ ንምቅያር ዩ በጃኹም ኣተጋውሑዎ
እንተተኻኢሉ እቱ ወፍሪ ምጉህሃር የድሊ
ባሓቂ እዚ ጀነራል ሓደ ካብቶም ንድሕነትን ትግራይ ህዝብን መሬትን ዝምጥን ሩጡብ ወዲ ህዝቢ ኢዩ። በጃኹም ሳዓቡዎን ኢድኩም ሓውሱን ብፍላይ መንእሰያትን TDF ን !!!!
ኣቱም ሰባት ክም አርትራዊ ሓቂ ክዛረብ ! ህንጻታት ዝሰርሑ ሓለፍቲ ትግራይ ጥራይ ድዮም ? ማእለየ ዘይብሎም ደቂ ትግራይ ህንጻታት ኣይሰርሑን ድዮም ? መራዝህቲ ትግራይ ጻድቃናትዮም ምባል ስልጣነይ ' ኳ " ንተዘይኮነ ፡ ብሓፈሻ ክንርእዮ "ከለና ወያነ ዘይነዓቕ ስራሕ ን ኢትዮጲያ ኣበርኪቱ ኣበኪቱ ኢዩ ። ነታ ካል ኣይቲ ሮማ ዝነበርት አርትራ ዑና ዝገበረ ርኹስ ኢሳይ ስ ( ተምቤናይ ) ድ ኣ እንታይ ምበልኩሞ !
እዚ እንተ ፈሊጥኩም ህዝቡኹምን መሬትኩምን ከተውሑሱ ስርሑ ንስኻትኩምውን ይአክል በሉ ከንጽፉና እዮም ዝመጹ ዘለው
ሐበረይታኻ ተኽክል አይኮን ናይሓሷት መደናገሪ ሙኻኑ ተፈልጡ አሎ ናይድሕንነት መራሕ ተመስጋን አይኳን ከም ሚድያ መጠን እዙይ ዘየፃራኻስ ናይቲጊራይ ሐድነት ክቲዘሪግ አይሳኸዓልካን
ካብ መጀመሪያ ናይ ውሽጢን ደገን አኪቡ ብዘይተለምደ አጽዋርን መላን ዘጽነተካ ኸም ህዝቢ ብምንም ዓይነት መመጠኒ ኽትነብር ኸምዘይደሊዬካ ምፍላጥ አድላይ ኢዩ ስለእዙይ ማኒም ትግራዋይ አብጽግዑ ዘሎ ዋላ ይኹን አብ ሐደጋ ኢዩ ዘሎ ስለዙይ ድሕሪ ተሐባብርካ ጥራይ ኢዩ ክትድኅኒን ክተድሕኒን ዝከአል !
ክሳብ ክንደይ ኢና ደንቒርና፡ ኣብይ ይኹን ተኸተልቱን ስለ ደሕንነት ተጋሩ(ደ+ሰ) ወይ ወሰን ተጋሩ ክሓስበልኩምን ኽግደሰልኩምን እታሓስቡ። ምሕረት የውርደልኩም።
ዶክተር ደብረፄን ዝመርሆ ህወሓት ብሃይማኖት መራሕትን ካልኦትን ክነኣረዳደአኩም ክባሃል እንተሎ እምቢ ኢሎም ዶ ኣይነበሩን ሐዚ እንታይ ዝተፈለየ ነገር ሃልዩ እዩ ፀገም ተጋሩ ብተጋሩ ዝብሉ።
ዝተፈለየ ነገር ደኣ ትሰምዖ እንዶ ኣለኻን።ባዕልቶም ክቅንፅሉ ሓሲቦም ህውሓት ክቅንፅል እዩ ይብሉ።ምዕራብ ትግራይ ንኣምሓራ ሂቦም ንግምት ክንህበካ ኢና እናበሉ ይሽውድዎ ኣለው።ካብዚ ዝበለ እንታይ ኣሎ ናብ ሓደ ክመፁ ኣለዎም ፅቡቅ ሓሳብ እዩ
@ትፅቢተይኣብፈጣሪ እንተገረሙዎ 100% ቅዱስ ሓሳብ እዩ።
አሉላ ሰለሙን አብ TMH ተለቭዥን ዝገበሮ ዋእ ! ኢልና ሃሊፍናዮ ሀዚ ግ ን 180 ዲግሪ ተገማጢሉ ዝዛረቦ ዘሎ ዝወረደ ናይ ወራዳ አካይዳ ብግለይ ብጣዖሚ ዘንዖቆ እዩ ፣ ዝነብሮ ተቀባልነት ብዜሮ አባዚሁ አብ ትህቲ ዜሮ ወዲቁ ይርከብ
እንታይደኣ ንስላም አኽሱም መብቶም ዘይትህብዎ።ትግራዋይዶ አይኮኑን ዲዮም!?ወርቂ አበይገርኩሙዎ።ሃዲምኩም ኢንዲኹም።ጎቦ ናይትግራይ አሎዲዩ።ዓባይ ትግራይ ዲያ።ክሳብ ሙፁዋ !12 መእተዉ ዩኒቨርሲቲ ፈተና ንዝተቀረባ ደቂ አንስቲዩ አኽሱም እንታይ ገረኩሞ።ኢትዮጲያዊ ትግራዎት ሙስሊም ኢየን።ይአክል።!!
በቃሉ የዛች የሸርሙጣ ልጅ በትግራይ ጉዳይ ምንም ስለማያገባህ ኣረፈህ ተቀመጥ ! ጥንምብ
ሃለውለው ኣይትበሉ ጭቡጥ መረዳእታ እንተሃልዩኩም ኣቕርቡ እምበር ጉጅለ ኣደመ ተስፋዝቆረፁን ኣሽንዃይ እዙይ ህወሓት ካብ ናይ ሓምሳ ዓመት ውድብ ናብ ሓሙሽተ ወርሒ ዘውረዱን ምስ ሻብያ ዝወገኑን ፀረ ህዝቢ ትግራይ ኣደመ ወንጀለኛ እዩ።
ኣሉላ ብፍፁም ንህዝቢ ትግራይ ክግደስ ዘክእል ሒሊና አለዎ እዩ ዝበሃል ሰብ ኣይኮነን
ሕውሓት መምፀኢት ፀገምበር መፍተሒት ፀገም ኮይና አይትፈልጥን።
አታ ጎሓፍ ሻአብያ or አታ ጎሓፍ ሓሽከር አብይ
@@bg9694ኖ ሻአብያ ወያነ ዝባሐል የለን ትግራይ ተዘየልዬ ኤርትራ የላን ኤርትራ ተዘየልያ ትግራይ የላን እቲ መፍትሒ ሕልኽ ዘይኮነ ቁልፊ መፍቲሒ እዚ ዘመና ነባራት ውድብና ኢሎም ካብ ምፍካር ምስ ግዝያዊ መንግስቲ ምትሕብባር ተዘይኮይኑ ፍልልይ አውራጃ ከምጸልኩም እዩ ጸወታ አይኮነን
ሓሳዊት ጋዜጠኛ ኢኺ።ኩሉ ሳዕ ፀረ ህወሓት ዝኾነ ዜና ኢኺ ተቅርቢ።
እዩ ዝመስል ዝባሀል ትንተና ማሀብ ትኽኽል አይኮነን፣ ሚድያ ብጥንቃቄ ብዘይ ሸራዊ ክስነድ ይግባእ፣
ከም ኢትዮ ፎረም ምኳን ፈትኑ ፣ አለበለዚያ ዜናኹም ባዕሉኹም ጥራሕ ክትሰምዕዎ ኢኹም ።
አሉላ ስማዕ ከም ነፋሒቶ አትቀያየር ጊዜያዊ መንግስቲ ኩሎም ብልፅግና እዮም ሲአኤ እዩ ስርዓዎም አሉላም ናይ አስፋ አብርሃ ብስራት አማረ እሱብ ኢኻ ይቅተሎም ይፅረ ናትኻ ኸፈልቲ እዮም ክም አርጊ ብኽብድኻ አትሕስብ ትግራይ ስገንዘብ አትሽወጥን ናይ ሌባ ስብስብ ኢኹም ርእዮት ሚድያ ነመስግን
ንወፍሪ የኣክል ኣነውን ታራይ ክፃወትየ ክሕግዝየ ማለቱ ህወሓት እንታይዩ ሓጥያቱ ኣንቱም ሓሰውቲ ሚድያ እቲኸምኡ ዝበለ ሰብ መንዩ ኣቕርብዎ ወይድማ ባዕልኹም ኢኹም።
አሉላ አብ ኩሉ እናኣተኻ ኣይትሓምዙቕ ይአኽለካ እቲ ይአክል ዝብል ጭርሖ እውን ንዓኻ ይምልከት እዩ።
ኣሉላ ሕርር በል ህዝቢ ትግራይ ክስዕር እዩ ምኽንያቱ ህወሓት ትበሃል ውድብ መሪሕ ኣላቶ
ልምታይ እዩ ናደብረፅዮን ልትብሉ ዜና አንበብት ሁሱራት ድኩም ወድብ ህዎሃት ዘሃቦ መግለፅ እልኩም ዜና ዘይትንቡቡ ደናቁር ናይ ጌታቸው ረዳ ይሁዳና ሌይባ መርህነት ላህስት ድኩም ወይሰ ካልዕ አካላት እኩም ሃገረ ትግራይ ክትድህን ስሩሁ ???
ሕዚ እውን ኮነይ ኢልኩም ትሕስው ኣለኹም ። ናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳ ድማ ተመሊሳ ናባኹም ክትእሰሩላ እኹም አነ ተጋዳላይ ይብራህ ተሰማ እውን ኣይለቀኩምን ርግፀኛ እየ ።ጥሪ 10/5/2017 ዓ/ም አዲስ ኣበባ
ኣሉላ ባዕልኻ መቐበሊ ላምባምን ክርቢት ተቕብል ዘለኻ ሓደ ኢኻ ይኣኽለካ።
ከም ዜና ምቕራብኩም ናይ ባዕልኹም ኣጀንጃ ሙዄኑ የርኢ
Haswty
Alula you are not neutral. Infact you are bias against TPLF. Remember you as a vangard of Tsadkan and Getachew. Who is inviting the Prosperity Party to Tigrai. Be Honest.
Alula is one of the leading agitators, instigators, and antagonist individuals in the current TPLF members conflict. Even in this media, he is siding to the Tsadkan group. Shame on him.
ኣሉላ ንስኻዉን ለቁማፅን ለማፅን እካ ኣብናይ ኩሎም ኣኬባ ዝዝረብ ሕማቅ ዘረባ ብማዕረ ኣዉግዞ
ኣሉላ ኩርኩር ጌቾን ፃድቃንን ምዃን መሠል'ዩ ግን እዞም ሰባት ግዝኣትና ኣየምለሱን ተመዛበልቲ ኣይመለስዎምን እዚኦም ካሕዳማት ንረብሖዖም ዝነብሩ እዮም። ብወገን ጌታቸው ይኹን ብወገን ደብሪፅ ዘሎ ኣካይዳ ንትግራይን ተጋሩን አይረብሑን ካልእ ኣማራፂ የድሊ።
ሕውሓት ይኣክል ምንቅስቓ ህዝቢ'ዩ ናትኩም ኣይኮነን ሰረቕቲ ።
አሉላ ንፈትወካ ኔርና ከሊስካ ፀሊእናካ ቻው ።
አሉላ ሰሎሙን ቀጣፊ
ኣሉላ ለክባጥ
ሓሳዊት ሚድያ
አሉላ ቀጣፊ ከሐዲ እካ ወዲ አሸብር ከሐዲ እዩ ይወረስ ጨነዊቲ እኩም አይቲህመ ሐማይ ነዉረኛ አብ ደገ ካንካ ትቅደዳ አለካ ሐማይ ትግራዊይ
ሓሰውቲ ሚድያ ኢኹም
ኣሉላ ኩርኩር ጌቾን ፃድቃንን ምዃን መሠል'ዩ ግን እዞም ሰባት ግዝኣትና ኣየምለሱን ተመዛበልቲ ኣይመለስዎምን እዚኦም ካሕዳማት ንረብሖዖም ዝነብሩ እዮም። ብወገን ጌታቸው ይኹን ብወገን ደብሪፅ ዘሎ ኣካይዳ ንትግራይን ተጋሩን አይረብሑን ካልእ ኣማራፂ የድሊ።
ሕውሓት ይኣክል ምንቅስቓ ህዝቢ'ዩ ናትኩም ኣይኮነን ሰረቕቲ ።