What an amazing list of beautiful Eritrean cities, villages and hamlets. Whoever prepared the amazing list, a million thanks. I’m from Wokerti (Dads side) and Adi-Zamr (Moms side). Proud Eritrean.
Here is the link www.zaratbebat.com/?s=%E1%8B%9D%E1%88%AD%E1%8B%9D%E1%88%AD+%E1%8A%A3%E1%88%B5%E1%88%9B%E1%89%B5+%E1%8C%88%E1%8C%A0%E1%88%AB%E1%89%B5+%E1%8A%A4%E1%88%AD%E1%89%B5%E1%88%AB
❤❤❤ደስ ክብል🎉
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣውዲዮ (ድምጺ) ተዝነብሮ ከኣ ዝበለጸ ምኮነ መስለኒ ❤
ዋዉ ደስ ዘብል ኣቀራርባ ብተካእለ ኩሉ ኤርትራዊ ከም ሰነድ ምስኡ ክሕዞ ዝግባእ እዩ ሞ ዘይንፈጦ ዘፍለጥካንይ የቀንየልና❤❤❤❤❤
What an amazing list of beautiful Eritrean cities, villages and hamlets. Whoever prepared the amazing list, a million thanks.
I’m from Wokerti (Dads side) and Adi-Zamr (Moms side). Proud Eritrean.
You're welcome brother!
ብጣዕሚ ዓቢ ስራሕ especially ነዞም ህ ግ አብ ዓላን ወኪ ዛግርን ንንውሕ ዝበለ ስለ ዝዓስከረ ከም ዓሻ ወዲ ቀሺ አብኡ ቀሺ ተኮነስ አባጂጎት ሐወብኡ ዝመስሎ ዝዓይነቶምን ብድክነት ፍልሰት ቁሪ ቀሪ በሀልትን ብሕማም ካንሰር ድሕረትን ውልቃዊ ጽልእን ሑቡእ አጀንዳ ንምስልሳል ጉዳይምን መረበቶምን ያዕ ኢሎም መናዲል ስግር መረብ ዝተሸመሙን ሉሙስ ፍልስፍና ናስ ትግራይ ትግርኚን ኤርትራ ሐማሴን ጥራሕ እያ ቆዘምቲ ብሀርባ አብ ዝተዓሸጉለን ሳልሳ እስቃጥላ ኮይኖም አውደክደክቲ ካብ ነፍሲ ወከም ዓድታት ኤርትራ ብጂግንነት ሂወቱ ሐሊፉ ብዋጋ ታሪኻዊ ሀገርነትናን መስዋእቲ ጀጋኑና ካብ ተጓሒላቶ ዝጸንሔት ድሕሪ ምምንዝዓ ኤርትራ ናይ ነፍሲ ወከፍ ዓድታት ቤት ከፈት ምጽዋት ዘሕለፈላ ሀገረ ዘይነበሩላ ሰማእታትና እያ። ዝኮነአብአ ዝነብር ዓዲ ወይ ሰብ ሰጋብ ሓላፉ በሀሊ ብዕዳ ሕድሪ ሰማእታት ኤርትራ ይነብርሞ ነዚ ረሲዖም አብ ውሺጢ ዓዲ ኮነ አብ ደገ አሺካዕላል ዝጻወቱ ዴኩማንን ብሀርባ ከም እስቃጥላ ሳልሳ ምስ ተዓሸጉ መህለውለውቲ አእላፍ እዬሞ ተስፋ ይገብር እከይ ዝሐስብ በዛ ሀገረ ሰማእታት ካብዚ ነፍሲ ወከፍ ዓድታት ኤርትራ ዝከፈልኦ ዕዳና ተማሂሩ ብንሰሐ ሰማእታቱ መስመሩ ከስተካክል። አብ መጨረሻ አብቲ አዳዕዲዔ ዝፈልጦ ዛይደ አኮሎም አብ ዓድታት ዝርዝርኩም ዓደ አስመሩ የላን ዓዲ ሸቃ ክፍለ። አብ ማይ ድማ ዊዒለ ተከቲረ የለውን ድዬም ሸቃ ክፍለ ተባሂሉ ዝተደርፈሉ ግዝያት ስለ ዝሀሰሰ ድኮን ይከውን? ብዝኮነ እናተመላላእና ንሄብትሞ።
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ። ኣገንዕ።
Just Thank you so much ,for you time🇪🇷☝🏿❤
ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓያል ኣፍልጦ ንዝግደስ // እንተ ተኻኢሉ ኣብዘን ዓድታት ገለ ካብ ዘጋጠመ ናይ ር ሑቕን ቀረባን ፍጻመ ታሪኽን ኣፈታሪኽን መሰነይታ ግርም ምኾነ ,,,,,,,
ጽቡቅ ስራሕ ኣብ ናይ ድገ ባርካ ተኽረሬት ግርጅናይ የለዋን ኣብ ናይ ቤት ሻሕቀን ከኣ ኣይባባ እያ እታ ኣይባ ዘላ ።ግን እቲ ዝሓተተካ ዓቅሊ ዘገርም እዩ ።ተባረኽ
ጽቡቅ ተበግሶ ይተረፈ በብከባቢኡ እዳተመለእን እዳተኣረመን ይመላእ
Gindea,Husit, Inbatkala, Nabarat, Nefasit , Leayten , May habar
Thank you Xbuk srah brother ❤🇪🇷🙏🏿
ብጣዕሚ ጽቡቕ ንሃገርና ንፍለጥ🇪🇷❤
ደስ ክብላካ ጽቡቅ ጽቡቅ ኣቃራርባ ል።ደንበላስ ጽቡቅ ግራት❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትሕዝቶ አዝዩ ማሃሪ። የቐንየልና።
Eritrea forever
ይቀኒየልና 🙏ዘይነፍልጡ ፍሊጥና🇪🇷 ኣብ መዛኢ መስ ቁጽረ ነበርቲ
ዓደታት ነጽበ ሓበሪታ ካባኹም
ደቂ ኤረይ 🇪🇷💪👌
Thank you for sharing ❤❤❤
thank!!
ቆሓይን 1.ዓዲ ናላ ቀንዲ ዓደይ ዝዓበኽሉ
2. ዓዲ በነ እንዳ ደይ
3.ዓዲ ሰለፋ ውን ዓደይ እዩ 4. በቃ ቆሓይን ኩሉ ዓደይ እዩ ደቂ ቆሓይን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም 💯💯💯💯💯🍊🍊🍊🍊❤❤❤❤
Fantastic good list of Eritrean villages with their Administration ❤
GOD BLESS YOU.
Amen!
ናይ ባሓቂ ሓያል ሰብ ኢኻ ነዚ መደብ ዘዳላኻ ❤❤❤❤
ይቐንየለይ!
Thank you 🙏this is the Best gift for Ever God bless you 🙏🙏🙏❤️
Amen!
❤❤❤ thanks
Btaemi xbuk bzuh azekakirkana Egziabhier nhagerna ybark
Very good presentation all Eritrean countries,cities and villages and I salute for teaching us all,thank you so much 🎉❤
You welcome!
ብጣዕሚ ጽቡቅ…ኣብ ኣንቶረ ምስ በልኩም ከባቢ ብሌናዮ ዘሎ ገጠራት ተረሲዑ ማሕከላ ንባዕሉ ስም መጸውዒ ቤት ትምህርቲ ብሌናዮ ኣይጠቀስኩሞን ፡ ቴራእ፡ዓርኮኮባይ፡ዒላ ቀሺ ኣየምጸኩሞን፡፡
Very fantastic job. Must be documented in a booklet so our chcildren can study it and know the villages in Eritrea. A must for every citizen !
Thank you!
Arbate Asmera , Godayf , bet meka ..resikayen bi Abeyten ....asmera adi ya selammm
Merci thenk u
Good job very teaching
ጹቡቅ ስራሕ ኣዳላዊ ዝመደብ ።ኣብ ናይ ቴድረር ዝተረፋ ኣድታት ኣለዋኻ ።ሓደ ሓውና ኣብ ላዕሊ ጺሑፍልካ ኣሎ።እንደገና መኣረምታ ፡ቀይሕ-ዓዲ ሰላሲ ዘይኮነ (ቀይሕ-ዓዲ ሰላሊሕ ኢዩ)
ምስ ሙሉእ ኣኽቡሮት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ካብ ዓንሰባ ለመጨለ ታሕታይ ጉሓፍ ብ (ጥዑም ኮፋ )ተተኪኣ ያ
ብዝተረፈ እናመስገና ኢና❤❤
Oho Very Very thank you 🇪🇷 is so beautiful 😍 🙏🤲🌹
Wawww amazing bro keep up & ane akele akran gal kenn eye eta adi-shau dela Adi-shio eya ❤❤❤❤
🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Thank you bro. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Thanks bro
Nice
Tanks ጽቡቅ ስሪሕ ንቀጻሊ ብ ድምጽን ኣብ Google Maps, ክንጥቀመሉ ተስፊ ንገብር
🤞
ቅኑዕ ተበግሶ ኣጆካ
It's a good beginning. Of course it needs improvement. Thank you for your effort.
❤ 🇪🇷 ❤ Adey
ይቀንየልና ዝባውንቲ ዝግፈት 🇪🇷🫂🇪🇷🫂🇪🇷🫂🇪🇷🫂🇪🇷🫂🇪🇷🫂🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🩸🙌🙌🙌🩸🙌
ብጣሚ ብሉጽ ስራሕ 👍👍👍👍👍👍
bTaemi zegermn mewedaderi zeiblun srah 👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🕌⛪️ Thank you!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Des zebl betaemi ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏼
Great Job!!!
Thank you!
Oh my God
U are Amazing bro👌👌👌
Thank you!
Thank you ,God please you .
Amen! 🙏
ጽቡቅ ተበግሶ ዝጎደላ ዓድታት ብዙሓት ኣለዋ ንኣብነት ጎዶብ ኮርባርያ ዘለዋ ዓድታት ዓራቶ ፡ደንገል.
❤❤❤❤❤
ንምንታይ ድእ ካርነሽም ዘየተኹሞ
ኣሎ
It is very nice would be better if add Arabic language as well ❤❤
ኣፍደዩ ደንበዛን ኢዩ ኣርማ ☝
እሺ
👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💯
Za clasical derfi arsta znegrni pls
ኣብ ጥቓይ ቅረቢ ወይ ሰላም
👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷💯💯💯🫶🫶🫶many thanks and good 👍 job,God bless my country 🇪🇷 🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብ ጽሒፍ ብከመይ መንገዲ ክርከብ ይከኣል?
Areza ke bro
7 ሰፍኣ ከ የመን ድዩ። ብዝኮነ ንኣፍልጦ ጽቡቅ ዩ። ጀሚርካ ግን ብዘይ ምፍልላይ ወድኣዮ።
ኣብዚኣስ ንኣፍልጦ ጽቡቅ ሓቅካ።
እንታ ናይ ምግዳፍ ዓድታትስ ዝገደፈሉ የብሉን ሓበረታ ዝጎደሎ እዩ ዝመስል መበቆል ዓደይ ከይተረፈ ገዲፉዋ እዩ
ዛይደ ኮሎም ፡ መአረምታ ዓዲ ኣንሰላ ዘይኮነስ ዓዲ ኣምበላ ፡
የፕ ክጽሕፍ እንዳ ሓሰብኩ, You got it
❤ሕረት🫶❤️🫶ተገረን❤🇪🇷🇪🇷
ኩቡር ሓው ኣብታ ናይ መረታ ቀይሕ ተጋጊኻ ኣለኻ ዓዲ -ንፋስ ኣውጺኻ ቶራትን ዓዲ ፊኒዕን ኣርማ መረታ 7 ዓድታት ኢየን
ኣነ ኣየዳለኽዎን፡ ኣብ ግዜ ሪፈረንደም፡ ንመወከሲ ብመንግስቲ ዝተዳለወ እዩ።
Well done
Thank you!
ማሳገላ ዘይኮነስ. ዓሳጋላ ይባሃል
🇪🇷👌👍👏💞
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Anagir: adsaeri elkuma zelekum Adi saeta elkum arimwa
Good job, Adi Gultina( Enda-Gabir)
Thank you!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾
ዓዲ ጉዕቦ፡ ጋውል፡ ባና፡ ጻዕዲ..... ወ.ዘ.ተ ኢለን ዝጅምራ ዘለዋ ብታሪኽ ምስ ጽልማ'ዶ ኣይኮነንን፡ ብ'ደቡብ ዝብል መጸውዒ ስም ተሰሚዑ ኣይፍለጥን'ዩ፡
ክእረም እዩ!
B Kemey ktfelto kielka ezi kulu adtat.tamr eyu kexlo bel ❤❤
Kab mexhaf rekibwo keykewun
Betaemi xubukun meablun akerarexa gheterat 🇪🇷 xubuk afleton temhirten weficalna mes leul mesghana kitkexilo ezi mehari hiyabka tesfa yegheber yekenyelna...bizhi gheterat eritrea kinday yekona bekuxri ??? Gheter weydema haghere seb elka mesetexiwe entay feleley alewo???? Thankyou again
ይቕሬታ፡ ብቑጽሪ ክንድዚ ክብለካ የጸግም እዩ። ኣፍልጦ የብለይን፡ ዝጎደለ ከምዘሎ እውን፡ ካብ ቡዙሓት ኮመንት ይርኢ ኣለኹ። እቲ ኣስማት መጸውኢ፡ ፍልልይ ዘለዎ ኣይመስለንን እዩ፡ ብዝኾነ ክጽዋዕ ዝኽእል መስለኒ። ይቐንየለይ ስለቲ ምስጋናኻ።
Adi sherfoton adi hayon gedifka legechiwa deyele
እዚ ዝርዝር ኣስማት ዓድታት ኤርትራ፡ ኣብ እዋን ሪፈረንደም 1993 ዝነበረ እዩ ዝመስለኒ።
ምንጪ ምጽሓፍ ኣይንረስዕ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Bzuh giegatat rek7belu amahayshwo ?
እቲ ምኣረምታ ኣብዚ ጻሓፎ።
ቆሓይን ዳብረ ኣይጠቐስካያን
ጽቡቅ ተብግሶ ግና ቁጽሪ ኣትሕዞ እቲ ቢድዮ 1ይ 2ይ 3ይ ክፋል ኢልካ በጋባብ. ምልኣዮ ንዓኽን ኣይኮነን ንውዲኻን. ንጋለይን እዩ 🎉ንቃላተይ ታዕዚብካ ኣርመኒ. ስለ ተብግሶኻ. የቀንይለይ
ኩሉ እቲ ቪድዮታት፡ ነናይ ባዕሉ ኣርእስቲ ይዛረብ እዩ፡ እቲ ሓደ ምስቲ ካልእ፡ ምትሕሓዝ የብሉን፡ ዋላኳ ብዛዕባ ሓደ ትካል ይዛረቡ እንተሃለው። ከም መወከሲ ንዓይ ግን ቑጽሪ ክገብረሉ ጽብቕ ሓሳብ እዩ። ይቐንየለይ!
Please share text or pdf?
Here is the link
www.zaratbebat.com/?s=%E1%8B%9D%E1%88%AD%E1%8B%9D%E1%88%AD+%E1%8A%A3%E1%88%B5%E1%88%9B%E1%89%B5+%E1%8C%88%E1%8C%A0%E1%88%AB%E1%89%B5+%E1%8A%A4%E1%88%AD%E1%89%B5%E1%88%AB
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Ab nay anseba edrba resiekaya aleka
Geza-hamle adey
Gina geba mekeda gin resikayo aloka mesleni bzuh adi zeteqalele gina btami xubuq
👍🏼👍🏼👍🏼🇪🇷❤️🇪🇷👏🌽
ገለገለ ዓድታት ከይጠቐስካየን ሓሊፍካ ኣሎኻ። ንኣብነት ኣብ ደቡብ ዓዲ-ገደላ፡ ኣብ ደቂድግና ድማ ዓደ-ኮሎም ኣይጠቐስካየንን ዘሎኻ።
ዓዲ ግራት ጸልዐ ረሲዕካ ጥቓ ዓደልገስ ትርከብ
ስላም ኣምላክ ንዓኻ ይኹን ናይ ዚ መደብ ኣዳላዊ ብምቅጻል
ኣብ ኣገላሓጺን/ሃዞሞ ዓድታት ረሲዕካ ኣለኻ
1/ ዓዲ ዝብእ
2/ዓዲ ጎዶ
3/ዓዲ ምስጋን
ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ኣብ ቀጻሊ ኣጽፍፍ ኣቢልካ ነናይ ከባቢ ዝፈልጡ ብምሕታት ጽቡቅ እዩ።
ብዙሕ ጌጋታት ኣለዎ እዚ ኣቕራቢ
ኣብ ዝቅጽል እምበር ንሕጂስ ኣይፋል" ኣይሓለፈን"
ኣብ ቤት መጣዕ ኣብ 7፥48 ደቂቅ ዒንጣ ትብሃል ዓዲ ተረሲዓ ኣላ፡
ጉድለታት ኣለዎ
BteEmi to xibuq meglexi eu hanti gn kab mereta keih adi fnjie agdilkala aleka
ዓዲ ግራት ጸልዐ ረሲዕካ ጥቓ ዓደልገስ ትርከብ
ከምኡዉን ሸኽ ኢያሞ
🇪🇷💪👍👍👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zoba Debub ?
Afdeyu carneshm aykonen dembezan yu
ኣብ እንዳ ዕቅቢት ኣእቲካዮ ዘላ ካብ ማይ ኣልባ ንድሕሪት ዘሎ ዓድታት ሲ ኣብ መሬት ማይ ጫዕዳ ኢዩ ዘሎ። ካልእ ብናይ ቀደም ኢዩ ተጺሑፉ ዘሎ ኣብ ሓደ ዝመጸ ዓድታት ኣሎ ደጊምካ ምርኣይ ይድሊ [ ዓዲ ጸጓር 1 ኢዩ....ላዕላይን ታሕታይን ዝበሃል የለን] ደጊምኩም ረኣይዎ ስቅ ኢልኩም ካብቲ ናይ ወለዶታት ኣምጺኩም ኣይትለጥፍዎ። ናይ ስም ጌጋ ውን ኣሎ። eg እንዳዕሽ ዘይኮነ እንዳ ዓሸ! ሓሪሽ-ኩፍኖ ዘይኮነ ሓሪሽ-ኮፎኖ(ሕጂ ኣብዚ ሰብ የለን)። ኣብ ማእከል ዓደይ ስለዝኮነ ብረቂቅ ኢየ ዝፈልጦ።
Hawey (Adi nifas)mereta key aykonen.
KORBARYA keman diki gebre aykonen
እቲ ትኽክል ትብሎ ኣብዚ ጻሓፎ።
Entay dbbti ke ms ketema dika hasibkaya
Zetrafka alo bro nabnentab zebawnte. Ab egela zhtrfka ala
ጽሓፎ ኣብዚ እቲ ዝተረፈ። ይቐንየልና ስለ ሓበሬታኻ።
Buzuhat aditat gedifka ab wishti Asmera zrkeba 5 aditat gedifkayen