#Asbialo

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 1 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 788

  • @fevenundselihommulugeta9081
    @fevenundselihommulugeta9081 4 роки тому +346

    ናብቲ ክፍጽመለይ ዝክእል
    ናብቲ ክፍጽመለይ ዝክእል ኣምላኽ እዩ ዝትንኽይ ልበይ
    ምስሊ ፍትወት ናይ ሰባት ግደ የብሉን ኣብ መንገደይ
    እቲ እዃ ከለይ ፈትሑ ደስታ ዘዐጥቅ ንስድዩ ፈገግታ ገጸይ እብዛ ዝናፍቅ ንኽብሩ እየ ዝነብር ተቀሊበ መዝሙር
    ድኑን ርእሰይ ኣቅኒዑ ንብዓተይ ዝደርዝ
    ሕዙን ልበይ ዳሃሲሱ ፍሽክታ ዘልብስ
    መን ኣለኒ ብዘይ ክብሩ ሰማዒ ሽግረይ
    ንብዓት ዓይነይ ተመልኺቱ ዘንብባ ንልበይ
    ሰሪ ብዝሒ በደለይ ምስ ዛረየ ደመይ
    ምራቅ ኣፉ ተፊኡ ርሒቁ ወገነይ
    ሳምራዊ ግን መሪር ቃንዛ ልቡ ተንኪፍዎ
    ደንግጽለይ በቲ ፍቅሩ ቁስለይ ዘንንዎ
    ክፍኣት ልቢ ወዲ ሰብ ንሞት ፈሪድኒ
    ብዘይ ገለ ርህራሄ ቅትለት ዳርባ እምኒ
    ለውሃት ፍቅሩ ኣምላኽ ምሕረት ሻቡ በጺሕኒ
    ቅቡጽ ተስፍይ የሐዲሱ ካብ ሞት ኣሊዕልኒ
    ጌና ሓጥእ ክንሰይ ንሞት ዘፍቀረኒ
    ብዘስካሕኽሕ ስቅለቱ ልበይ ማሪክኒ
    ኣቤት ፍቅሪ ኣቤት ፍቅሪ ድንቂ ዩ ኣምላኸይ
    ኣይፍለይን ካብሕቅፍኡ ንሱ ዩ ሰላመይ

  • @-eliyahu4916
    @-eliyahu4916 4 роки тому +332

    ኣነ ብሰብ ሓዳር ኣይቀንእን'የ ግን ኣብ እምነቶም ጸኒዖም ኢድ ንኢድ ተታሓሒዞም ሰንበት ንግሆ ናብ ቤተ ክርስቲያን ከምርሑ ክርኢ ከለኹ አዝዮም'ዮም ደስ ዝብሉኒ እቶም ብኸምዚ ዝነብሩ ኩሉ ግዜ ንዖኦም ምዓልቲ ፍቁራት እዩ አምላኽ ንኽሉኹም ሰብ ሓዳር ይባርክኩም እቶም ሓዳር ዘይብልኩም ድማ ካባኹም ዝበልጽ ሰብ ኣምላኽ የዳልወልኩም.ዝማሬ መልኣኽቲ ይስምዓልና .ዲያቆንን መሳርሕቱን ክኣ አጀኹም በርጥዑ

  • @እማሓላላይናፍቀኪ
    @እማሓላላይናፍቀኪ 4 роки тому +120

    እዛ መዝሙር ሳ ከብ ልበይ እየ በኽየ አሓዋተይ ቃል ህይወት የስመዐልና አምላክ አሎ ሰለ እቱ ኩሉ ነገር የሓዋተይ ረአዩዎ እሟ ኽንደይ ዝአክል ክቡዚ ተማሃረ ደቂ አንስቴይ እዉን ደቂ ተባዓቲይ እዉን ምትሕልልይ እየ ጽብቅ

    • @amanmz28
      @amanmz28 4 роки тому +5

      Nay bhaki neay wn nibiat b nbiat gieratni lbkha titinkif

    • @wintaaargay1575
      @wintaaargay1575 3 роки тому +9

      ናይ ባሓቂ ንባዓለይ ኣለኩ ማዓልታዊ ይሰምዓ እሞ ስቅ እለይ ይበኪ ከምቲ ናደና ንልድያ ልባ ዝከፈተላ ናዓና ውን ልብና ይክፈተና ኣሕዋተይ ማዓረይይ 😭😭😭🙏🙏🙏🙏

    • @እማሓላላይናፍቀኪ
      @እማሓላላይናፍቀኪ 3 роки тому +1

      @@wintaaargay1575 ኣጀኪ መዓረይ

    • @furtunamehari9584
      @furtunamehari9584 3 роки тому +1

      Ufffff me to kab tijimir kisab tiwigi libey tenikifatin ayikalkon

    • @እማሓላላይናፍቀኪ
      @እማሓላላይናፍቀኪ 3 роки тому +2

      @@furtunamehari9584 እወ ግን ዳሓን ጽብቅ እዩ ልብካ ምትንካፍ አምላክ ባዓሉ ናብ ልብና ይምለሰና ካብዙ ችግር ጸበባ እዉን የውጸአና አሜን። ሰናይ ጊዜ 💘💘👈

  • @izme3281
    @izme3281 4 роки тому +152

    ናብቲ ክፍጽመለይ ዝክእል
    ናብቲ ክፍጽመለይ ዝክእል ኣምላኽ እዩ ዝትንኽይ ልበይ
    ምስሊ ፍትወት ናይ ሰባት ግደ የብሉን ኣብ መንገደይ
    እቲ እዃ ከለይ ፈትሑ ደስታ ዘዐጥቅ ንስድዩ ፈገግታ ገጸይ እብዛ ዝናፍቅ ንኽብሩ እየ ዝነብር ተቀሊበ መዝሙር
    ድኑን ርእሰይ ኣቅኒዑ ንብዓተይ ዝደርዝ
    ሕዙን ልበይ ዳሃሲሱ ፍሽክታ ዘልብስ
    መን ኣለኒ ብዘይ ክብሩ ሰማዒ ሽግረይ
    ንብዓት ዓይነይ ተመልኺቱ ዘንብባ ንልበይ
    ሰሪ ብዝሒ በደለይ ምስ ዛረየ ደመይ
    ምራቅ ኣፉ ተፊኡ ርሒቁ ወገነይ
    ሳምራዊ ግን መሪር ቃንዛ ልቡ ተንኪፍዎ
    ደንግጽለይ በቲ ፍቅሩ ቁስለይ ዘንንዎ
    ክፍኣት ልቢ ወዲ ሰብ ንሞት ፈሪድኒ
    ብዘይ ገለ ርህራሄ ቅትለት ዳርባ እምኒ
    ለውሃት ፍቅሩ ኣምላኽ ምሕረት ሻቡ በጺሕኒ
    ቅቡጽ ተስፍይ የሐዲሱ ካብ ሞት ኣሊዕልኒ
    ጌና ሓጥእ ክንሰይ ንሞት ዘፍቀረኒ
    ብዘስካሕኽሕ ስቅለቱ ልበይ ማሪክኒ
    ኣቤት ፍቅሪ ኣቤት ፍቅሪ ድንቂ ዩ ኣምላኸይ
    ኣይፍለይን ካብሕቅፍኡ ንሱ ዩ ሰላመይ

    • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ
      @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ 4 роки тому +3

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና

    • @ተዋህዶ-ቐ8የ
      @ተዋህዶ-ቐ8የ 4 роки тому +1

      አሜን አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ያሰማልን

    • @diletyemane3592
      @diletyemane3592 4 роки тому

      ብጀመርታ እዛ መዝሙር ግጥማ ድኹምን ስርዓት ዘይሓለወን እዩ፡ ናብቲ ክፍጽመልካ ትደልዮ ነገር ብምሉእ ሓይልኻ ደኣ ትቐርብ እምበር ምትንካይ ኣይግድን ክፍጸመልካ እና ደለኻ ንምንታይ ትትንኪ ዝብህግ እንተትብሎ ከማን ምሓሸ ቀጺልካ ኣብ ቀዳማይ ቤት ቃላት ምድግጋም ልበይ ልበይ ተደጋጊሙ ተጻሒፉ ኣሎ በዚሑ ልበይ ልበይ ልቡ ልቢ ዝብል ቃላት ኣብ ምሉእ እዛ መዝሙር 6 ግዜ ተደጋጊሙ ንረኽቦ ካልእ ቃል ከተናድየሉ ይግብኣካ ሓደ ካብቲ ንመዝሙር ድኹም ዝገብሮ ምድግጋም ናይ ቃላት እዩ ምኽንያቱ ጸሓፊ ሓሳብ ክሕጽሮ ከሎ ቃላት ይደጋግም ደሓር ከኣ ፍሽኽታ ዘልብስ ኢልካዮ እዋ ፍሽኽታ ብምልባስ ኣይ ግለጽን ፍሽኽታ ድሙቕ ሃሳስ እናበልካ እዩ ዝግለጽ ኣብ ካልኣይ ቤት እሞ ከይተረድኣካ ዓቢ ምንፍቕና ኢኻ ተዛሪብካ "ሰሪ ብዝሒ በደለይ ምስ ዛረየ ደመይ" ብደምካ ትድሕን እንተኾይንካ ደኣ ንምንታይ ጎይታ ምምጻእ ኣድልይዎ እዞም ኩሎም ቅዱሳን እኳ ዘይከኣሉ ምናልባት ከም ዝመስለኒ ምሥጢር ተዛሪበ ንኽትብል እቲ ደም ካብ ኣዳም ዝወሰዶ ማለት ካብ ጓል ጓሉ ዝወሰዶ እዩ ኣነ ኸኣ ወዲ ኣዳም እየ ክትብል ተሓሲብካ ተጋጊኻ ኣለኻ ንዕኡ ከተፍርስ ድማ ሳምራዊ ኢልካ ንጎይታ ትጽውዕ ኣለኻ ናይታ ደም ዝፈሳ ዝነበረ ታሪኽ እየ ጽሒፈ እንተ ኢልካ ድማ ብበደል ደም ፈሲስዋ ዝብል ጽሑፍ የለን ባዕልኻ እንተዘይፈጢርካዮ ሳልሳይ ቤት ንኺድ "ሻቡ" ዝበሃል ትግርኛ የለን ንስኻ ተጠቂምካሉ ዘለኻ ሻቡ ንቅልጣፈ ወይ ፍጥነት ናይ ምሕረት ኣምላኽ ንምግላጽ እዩ ግና ኣሻብኡ ዝብል እምበር ሻቡ ዝብል ትግርኛ የለን ውርድ ምስ በልካ ድማ ካብ ሞት ኣልዒሉኒ ኢልካ ኣለኻ ካብ ሞት የትንስእ እዩ ዝበሃል ካብ ዝወደቕካዮ ድማ የልዕል ዝለዚ "ኒ" "ኒ" ክመጸልካ እንዲኻ ደሊኻ ካብ ውድቀት ኣልዒሉኒ እዩ ዝበሃል ኣብ መደምደምታ ድማ እዛ ድራማ ምስታ መዝሙር ዋላዋላ እኮእዩ ምትእስሳር ዘይብላ መዝሙር ብዛዕባ ጣዕሳ በደል ንስሓ ይዛረብ ድራማ ኣብ መንጎ ክልተ ሰብ ሓዳር ዘሎ ናይ ዘይምስምማዕ ይገልጽ እዋእ እቲ ዳሬክተር እንታይ ዲዩ ስርሑ ስቕ ኢልካ ጥራይ ደስ ዝበለካ ንመዝሙር ድራማ ትገብረሉ እዋእ በሉ ነዛ ድኹም ግጥሚ ዝሓዘት መዝሙርን ምስኣ ብዘይሰማማዕ ድራማ ዝተቐርጸትን ድኹም ስራሕ ኮይኑ ርኺበዮ ኣለኹ ምናልባት እቲ ታሪኽ ኣብታ ድራማ ተሰሪሑ ዘሎ ኣሕዛኒ ስለ ዝኾነን ኣብ መብዛሕትኦም መንፈሳውያን ሰብ ሓዳር ዘሎ ሽግር ስለ ዝኾነ መብዛሕትኡ ሰብ ክደናገጽ ርኢና ኣለና፡ ብዝኾነ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

    • @ዘማርያም1134
      @ዘማርያም1134 4 роки тому +1

      ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና

    • @እመእግዚኣብሔርምስሌነ
      @እመእግዚኣብሔርምስሌነ 4 роки тому

      @@diletyemane3592 ርእይቶካ ዝድነቅ እዩ

  • @shewityontan3548
    @shewityontan3548 4 роки тому +79

    ኡፍፍፍፍ ብሓቂ ልብካ ውሽጥካን ከም ትምርምር ኣብ ሓጺር ደቃይቅ ምስ ነብስና ተፈትሽ ኣምላክ ጸጉ የብዝሃልኩም ዝማረ መላክቲ የስምዓልና

  • @Ahferomwerede
    @Ahferomwerede 4 роки тому +77

    ናብቲ ክፍጽመለይ ዝኽእል ኣምላኽ እዩ ዝትንኪ ልበይ
    ምስሊ ፍትወታት ሰባት ግደ የብሉን ኣብ መንገደይ ❤❤🙏🙏

  • @lidiya727
    @lidiya727 3 роки тому +47

    ምርጥ አስተማሪ ድራማ ነው ጽሎት የማይቀይረው ነገር የለም እግዚአብሔር ይመስገን
    ጸጋውን ያብዛላችሁ ቃለህይወት ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ኤርትራዊ ኦርቶዶክሳዊ እህት ወንድሞቼ

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 4 роки тому +19

    ብሓቂ ልቢ ዘተንክፍ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ዲያቆን ሓወይ እግዛቢሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

    • @DagimWinner
      @DagimWinner 6 місяців тому

      ዝማሬ መላኢክት የስመዐልና
      ዝሓውና

  • @tube7667
    @tube7667 4 роки тому +26

    እንደት ብየ ላመስግናችሁ በእውነት የጥበብ አምላክ ጥበቡን ይግለፅላችሁ ወንድም እህቶቸ ብዙ ግዜ የኔ ታሪክ ነው የምንለው በዘፈን ነበር ግን እናተ የኔን ህይወት አሳይታችኋል ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን😰❤️ላፈቀሩት ሰው ዋጋ መክፈል ትግስተኛ መሆን ከታገሱት ሁሉም እደሚልፍ እደሚቀየር አምናለሁ ይህም አንድ ቀን ይሆናል ተስፋየ በእግዚአብሔር ላይ ስለሆነ 😰❤️🇪🇷😰❤️💛💚ቋንቋ መግባቢያ እንጅ መለያያ ሊሆነኝ አይችልም 😰

  • @segentube7191
    @segentube7191 3 роки тому +7

    ናብቲ ክፍፅመለይ ዝኽእል ኣምላኸይ አዩ ዝትንክይ ልበይ ምስሊ ፍትወት ናይ ሰባት ግደ ኣይብሉን ኣብ መንገደይ እቲኻ ገድለይ ፈቲሑ ደስታ ዘዕጥቅ ንሱድዩ ፈገግታ ልበይ እምብዛ ንፍቅሩ አየ ዝነብር ተቀሊበ ብመዝሙር
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ብልቢ መፃናነዒተይ መዝሙር 🙏

  • @godislove1755
    @godislove1755 4 роки тому +10

    ልብካ ትትንክፍ መዝሙር ብሃቂ።
    እግዛብሄር ጸግሁ የብዝሓልኩም።
    ንዓና ከኣ እግዚኣብሄር ዘስትውዕል ልቢ ይሃበና።

    • @mussiedebesay2350
      @mussiedebesay2350 4 роки тому

      ሰምዕካ ዘይምኖ መዝሙረ ልቢካ ዝትንኪፍ ንብሃቂ

  • @yordanosweldeslasie2740
    @yordanosweldeslasie2740 4 роки тому +6

    እዚ ድምጺ ኣብ መዝሙር ክትሰምዖ ክንደይ ደስ ይብል እሞ ከኣ ምስ ካብ መዓር ዝጥዕም ቃል ግጥሙን ዜማኣን ብጣዕሚ ብሉጽን ጽብቁ ሰራሕ እዩ ድያቆን ሓወይ በሃንቀውታ ዝጽበያ ዝነበሩኩ እያ እግዚኣብሔር ጸግኡን ጥበብን የብዝሓልካ አዝካ ንፋዕ ኢካሞ ቀጽሎ( ኦ እግዝአብሄር ሓይለይ ትብል ክትዝርጉሕልና ብሃንቀውታ ንጽበያ አለና)

  • @yonasberhane4028
    @yonasberhane4028 4 роки тому +43

    50 gzie semieya entay koyne ykewun.kemakie bealtie hader tftereley
    I love it.

  • @taemomeresa3620
    @taemomeresa3620 3 роки тому +3

    በስመ ስላሴ
    *ካብዛ መዝሙር እንምሃሮ ብዙሕ ኣለዎ ካብ ብዙሕ ውሕድ ድማ ሰብ ክብድለካ ከሎ ናብ ኣምላክ ትልምን ከም ዘለካ ትምህረና።😥❤*

  • @habtomfseahaye755
    @habtomfseahaye755 4 роки тому +5

    ሰሪ ብዝሒ በደለይ ምስ ዛረየ ደመይ
    ምራቅ ኣፉ ተፊኡ ርሒቁ ወገነይ
    ሳምራዊ ግን መሪር ቃንዛ ልቡ ተንኪፍዎ
    ደንጊጸለይ በቲ ፍቅሩ ቁስለይ ዘኒንዎ
    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ሰሚዒኻ ዘይ ጽገብ ልብካ ዝሰብር እግዚኣብሔር ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ 🙏🙏🙏💒💒💒🤦‍♂️🤦‍♂️😪😪😪

  • @mussieteklit4010
    @mussieteklit4010 4 роки тому +14

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልኩም ኣንብዓትኒ ሂወትና ትገልጽ መዝሙር ህዝቢ ክርስትያን ብንስሓ ንመለስ ሓጥያትና በዚሑ ኣሎ መቸም ተስፋ ኣለኒ ሓንቲ መዓልቲ ከም ህዝቢ ነነወ ።

  • @meharitesfay137
    @meharitesfay137 4 роки тому +15

    *ንክብሩ እየ ዝነብር ተቀሊበ መዝሙር*
    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ዲያቆን ሓወና ነቲ ዘይውዳእ ክብሩ እንድ ኣመስገና ኣብ ቤቱ ክነበር ብጸግኡ ይደግፈና

  • @Natnaelgebrhiwet
    @Natnaelgebrhiwet 11 місяців тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብጥዓሚ ጥዕምቲ ሞዝሙር ዘማሬ መልእኽቲ የስምዓልና💙✝️🙏✅

  • @KeshiMulugeta-yh7of
    @KeshiMulugeta-yh7of 2 місяці тому +1

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ዲያ ብርሂን ዓርከይ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

  • @ZemariRobelHagosOfficialTube
    @ZemariRobelHagosOfficialTube Рік тому +2

    ናብቲ ክፍጽመለይ ዝክእል ኣምላኽ እዩ ዝትንኽይ ልበይ
    ምስሊ ፍትወት ናይ ሰባት ግደ የብሉን ኣብ መንገደይ
    እቲ እዃ ከለይ ፈትሑ ደስታ ዘዐጥቅ ንስድዩ ፈገግታ ገጸይ እብዛ ዝናፍቅ ንኽብሩ እየ ዝነብር ተቀሊበ መዝሙር/2/
    ድኑን ርእሰይ ኣቅኒዑ ንብዓተይ ዝደርዝ
    ሕዙን ልበይ ዳሃሲሱ ፍሽክታ ዘልብስ
    መን ኣለኒ ብዘይክኡ ሰማዒ ሽግረይ
    ንብዓት ዓይነይ ተመልኺቱ ዘንብባ ንልበይ
    ሰሪ ብዝሒ በደለይ ምስ ዛረየ ደመይ
    ምራቅ ኣፉ ተፊኡ ርሒቁ ወገነይ
    ሳምራዊ ግን መሪር ቃንዛ ልቡ ተንኪፍዎ
    ደንግጽለይ በቲ ፍቅሩ ቁስለይ ዘንንዎ
    ክፍኣት ልቢ ወዲ ሰብ ንሞት ፈሪድኒ
    ብዘይ ገለ ርህራሄ ቅትለት ዳርባ እምኒ
    ለውሃት ፍቅሩ ኣምላኽ ምሕረት ሻቡ በጺሕኒ
    ቅቡጽ ተስፍይ የሐዲሱ ካብ ሞት ኣሊዕልኒ
    ጌና ሓጥእ ክንሰይ ንሞት ዘፍቀረኒ
    ብዘስካሕኽሕ ስቅለቱ ልበይ ማሪክኒ
    ኣቤት ፍቅሪ ኣቤት ፍቅሪ ድንቂ ዩ ኣምላኸይ
    ኣይፍለይን ካብ ሕቅፍኡ ንሱ ዩ ሰላመይ

  • @meronteklya5948
    @meronteklya5948 4 роки тому +14

    ብጣዕሚ ልብኻ ትትንክፍ መዝሙር ዝማሬ መላክቲ ይስምዓልና ኣደ ብርሃን ትኹን ጽላልኩም

  • @rgateyob9724
    @rgateyob9724 4 роки тому +10

    ኣምላኣከይ ሰላምካ ኣውርደላ ንእዛ ምእድሪ 🙏🙏🙏 😭😭😭

  • @mebgeb4740
    @mebgeb4740 4 роки тому +20

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ፡ ብሓቂ ኣዝያ መሃሪት ልቢ ትትንክፍ።

  • @dawityacob7597
    @dawityacob7597 4 роки тому +40

    ++++መፈጸምታኻ፡መፈጸምታ ቅዱሳን ይግበረልካ፡ብሓቂ፡ልቢ ዝሰብር መዝሙር።+++

  • @semerefishaye5668
    @semerefishaye5668 4 роки тому +20

    ናይ ብሓቂ ልብካ ዝትንክፋ መዙሙር ዝማሬ መላእክት የስመዓልና

  • @ፍቅሪመጥመሪኩሉእያ
    @ፍቅሪመጥመሪኩሉእያ 4 роки тому +12

    ኣስይይይይይይ ዝማረ መላኣክቲ ይስምዓልና ድኣቆን ብርሃነ ሓውና ጸጉ ይብዝሓልካ ኣምላክ

  • @milonmilon6338
    @milonmilon6338 4 роки тому +9

    ናብ ልዕል አምላክ ናብቲ ዝፍፅመለይ አአዊ አለኩ
    አይይይይይይይይ ደስ ክብል አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ይባርኩም አሕዋተይ ዓባይ ትምህርቲ እያ

  • @wediandaywedianday6575
    @wediandaywedianday6575 Рік тому +1

    Amen Amen Amen Zemare melaeket yesmealena beruk hawey ♥️♥️♥️♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🤲🤲👏👏🤲🤲👏👏🙏🙏🙏

  • @Mekeranaakll12.
    @Mekeranaakll12. 4 роки тому +13

    ብሓቂ አምላክ ይባርኽኩም😭😭😭😭😭😭አምላክ ይቅረ ይበለልና ንንእስነትናን ንዕሽነትናን ከይረኣየ።

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ

    ኣሜን ዝማሬ መላአክት የስምዓልና በሓቂ ከምዚኤን ኣሕዋት የብዝሓልና ኣብ ሓዳረን ጸኒዐን ብጾሎትን ትዕግስትን ዝጽበያ ተስፋ ይገብር ኣብ ናይ በሓቂ ሂወት ከምዚ ክህሉ!

  • @ያላንተጌታደስታመችአለ

    ናብቲ ዝፍፅመለይ የንቅል ኣሎ ልበይ ቃለ ህይወት የስመዓልና ንሓውና

  • @ብርግጽዓስቢኣሎ-ዀ2ለ
    @ብርግጽዓስቢኣሎ-ዀ2ለ 4 роки тому +14

    ዝማሬ ምላአክትን ያሰማልን
    ያለ እርሱ ፍቃድ የበላ ደስ ብሎትስ ተድላን የቀመሰ ማን ነው ሁሉም በአንተ ነው አምላኬን ስለማይነገርው ስጦታዉ ልኡለ እግዚአብሔር ይክበር ይመስግን የነገ ሰው ይበለን 👏👏👏❤❤❤

  • @kibromtesfay2896
    @kibromtesfay2896 4 роки тому +6

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጥዑም ዜማን ሓይሊ ቃልን እንተኮነ ግን ኣብ መንጎ ዘሎ ኣድቨረታይዝ እንተዘይህሉ ሰናይ ነይሩ ዘመን ኣገልሎትኩም እግዚአብሔር ይባረኽ

  • @wintaaargay1575
    @wintaaargay1575 3 роки тому +1

    ናይ ባሓቂ ይብለኩም ኣለኩ ኣሕዋተይ ማዓረይ ዋላ ኣብ ስራሕ ይሰምዓ እሞ ስቅ እለይ ይበኪ ኣዝያ ልበይ ትትክፈኒ መዝሙር ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና 😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭🙏🙏😭😭🙏😭😭😭

  • @matyasyosiyas5092
    @matyasyosiyas5092 4 роки тому +5

    አሰይ ልብካ ዘረስርስ መዝሙር ብሓቂ ልብካ ዝትክፍ አምላክ ጸጋ ይዓድልካ ድያቅን ብርሃነ ሓወይ ኩሉ ግዜ አብ ቤቱ ንበሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አምላክ ኩሉና አሕዋት ሺር ንበሎ ኩሉ ክሰምዖ ምእንቲ

  • @ተመስገንመድሃኒኣለም

    ብሓቂ ቃለ ሂወት ቃለ ሰናይ የስመዓልና እግዚኣብርሄር ኣብ ቤቱ የንብርኩም
    ዝማሬ መላኣኽቲ የስመዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏💟💟💟🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏

  • @ተዋህዶ-ቐ8የ
    @ተዋህዶ-ቐ8የ 4 роки тому +4

    ዝማሪ መልእክት ያሰመዐልና በጣእሚ ልብካ ይትንክፍ
    ትዕግስቲ ምግባር በጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ኣምላኸ ፀግኡ የብዘሓልኩም ንዓናውን መስተወአሉ ልቦና ይሃበና አሜን

  • @ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ዳያቆን ሓወይ ኩሉ መዝሙርካ ጥዕም እዩ ናይ ባሓቂ
    ናብቲ ክፍጽመለይ ዝኽእል ኣምላኽ እዩ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️

  • @hntsabyirgalem6086
    @hntsabyirgalem6086 4 роки тому +5

    ዕልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልል
    ዕልልልልልልልል
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣኽቲ ይስመዓል
    ዲያቆን ሓወይ እግዛኣቢሄር ኣምላኽና
    ጸጋ ኣብርእሲ ጸጋ ይሃብካ

  • @ruftalemlem7959
    @ruftalemlem7959 4 роки тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜብ ዝምኣራ ምላክት የስምላና ናይ ብሓቂ ልቢኺ ተትንክፍ መዝሙር

  • @mizanfisum1002
    @mizanfisum1002 Рік тому +1

    des tebl mezmur nay bahqi libka tetkef qal hewit yesmelna 🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ

    ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና 💔😭ኩቡር ሓውና ዳ.ን ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ✝️💖🤲🙏

  • @Finan_wel
    @Finan_wel 4 роки тому +1

    እልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዲ.ብርሃነ ሓወይ......ጌና ሓጥእ እንከንሰይ ብሞት ኣፍቂሩኒ
    ብዘስካሕክሕ ስቅለት ልበይ ማሪኹኒ
    ኣቤት ፍቅሪ(2) ድንቂ'ዩ ኣምላኸይ
    ኣይፍለይን ካብ ሕቁፍኡ ንሱ'ዩ ሰላመይ 🙏🏼
    እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልካ

  • @imeadonaydnglmaryam7873
    @imeadonaydnglmaryam7873 4 роки тому +2

    O Qdus amla naka mnm zseaneka neger yelbon mo Selamka Mhretka Leakelna 😢😓😓
    Amen zmare melaikt yesmealna kbur hawey

  • @merryzeray7931
    @merryzeray7931 4 роки тому +7

    እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ ዲ.ብርሃነ ሓወይ

  • @menkemado6853
    @menkemado6853 4 роки тому +11

    Amen (3) eti zeserihwo zelowu nab dirama Way dima nab film ente tegeberiwo aziyu tsebuk neru mokniyatu abuy temiherti alawa ezi mes ykreta egziabher edmen teanan yabkum

  • @hanitesfahans9599
    @hanitesfahans9599 2 місяці тому

    ቃለ ሂወት ይስማዓልና ጽጉኡ ይብዝሓልካ ድያቆን ሓውና ናይ ብሓቂ ተስፋ ትህብ መዝሙር አያ ናብቲ ክፍጽምለይ ዝክአል ኣምላክ አዮ ዝቲንኪ ልበይ ተመስገን 🙏🙏🙏

  • @milihabtay1305
    @milihabtay1305 4 роки тому +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላአኽት የስማዓልና ጸጉአ የብዝሓልካ ድይቆን ሓዉና 🙏🙏🙏♥️💒♥️🌹🌹✝️✝️✝️

  • @ማሪያምያዋሕሰይናይኣምላክ

    ብሓቂ ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ብሩካት የሕዋት ዘመን ኣጎልግሎትኩም ይባረክ እግዚኣብሄሪ ጽጉኡ የብዝሓልኩም ናይ ብሓቂ ናፍቲ ክፍጽመለይ ዝክእል ዩ ዝትንኪ ልበይ 🙏🙏🙏❤️💚💚💚

  • @KeletZeriom-jp7iv
    @KeletZeriom-jp7iv Рік тому

    Zmare melakit yesmealna diacon berhane edmen tienan yehbkum behaki. Nezia mezmur kisemie keleku behaqi tesfa ygebr❤❤❤❤❤❤

  • @GMSMFAGFBRF
    @GMSMFAGFBRF 4 роки тому +4

    ኡፍፍ ከብድኻ ትትንክፍ መዝሙር ዝማረ መላእክት የስምዓልና

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 6 місяців тому +1

    May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen.

  • @semina8117
    @semina8117 3 роки тому +5

    ኣሜን ናይ ብሓቂ ልብኻ ትትንክፍ መዝሙር እግዚኣብሄር ንናይ ንስሓ ግዜ የብቀዓና 🙏🙏🙏💒💒💒⛪🤲🤲🤲

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 6 місяців тому +1

    Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @ዮዳሄዮዳሄ-ዀ1ጠ
    @ዮዳሄዮዳሄ-ዀ1ጠ 4 роки тому +5

    ነዛ መዝሙር ክሰምዕ ከለኹስ ዉሽጠይ ፍሉይ ስምዒት ይስምዓኒ ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ።

  • @Fnotebrhan5417
    @Fnotebrhan5417 4 роки тому +5

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ጸጉኡ የብዛሓልካ ዲያቆን ሓወይ
    ናይ ባሓቂ ናብቱ ክፍጽመልና ዝክእል ኣምላክና ወትሩ ክንቀርብ ይሓግዘና

    • @merifrezgi951
      @merifrezgi951 4 роки тому

      Zmare melakti ysmalna Egzabher xegu yebzhalkum🙏🙏🙏🙏

  • @habteabeyob7391
    @habteabeyob7391 3 роки тому

    Amen amen amen zemari malkit yesmanela deacon hawey bahki libka tetnki mezmur eye emo kulun kabze kenmeher amlka yegberlana❤🙏⛪💒⛪⛪❤❤❤❤❤❤❤❤💒⛪⛪⛪⛪💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤

  • @GoitomAlem-ez2ms
    @GoitomAlem-ez2ms Рік тому +1

    ❤❤❤ዝማሬ መልአኽቲ የስምዓልና

  • @ዎኣምላክፅሩይልቢፍጠረለይ

    ናብቲ ክፍፅመለይ ዝክእል እዩ ዝትንክይ ልበይ
    ምሰሊ ፍትወት ናይ ሰባት ግደ የብሉን ኣብ መንገደይ
    ብሓቂ ዝማሬ መላእክት ይሰመኣልና ዲያቆን ሓወይ ናብ ኣምላክ ዝኣመነ ፍጹም ኣይሓፍርን እዩ 🕊🕊🕊🕊

  • @ክርስቶስኣምላኸይ-ዀ4ለ

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ሰብ ቃል ኪዳን ኣብ ኪዳንኩም የጽንዕኩም እቲ ኩሉ ዝፍጽም ኣምላክ

  • @yonasghebretnsae9135
    @yonasghebretnsae9135 Місяць тому

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
    እግዚኣብሔር ፀግኡ የብዝሓልኩም

  • @zedsamuel6978
    @zedsamuel6978 3 роки тому +3

    I am from Ethiopia l love all Eritrea our blood

  • @ማርያመይመዝሙረይ-ቘ8ዸ

    አሰይ ንነዊሕ ዝተጸበክዋ'ያ ናይ በሓቂ መሃሪትን ልብካ ትትንክፈካን ቃለ ሂወት የሰማዓልና ድያቆን ሓወይ ብጣዕሚ ንፋዕ ዘማሪ ግጥሚ:100 ዜማ:100 ኣጆካ ቀጽሎ ናብቲ ክፍጽመለይ ዝክእል ኣምላክ እዩ ዝትንክይ ልበይ ናይ በሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ፍትዋተይ ብጣዕሚ ፅብቅቲ ምሆሮ ክብርቲ ሓፈተይ ብሻላ ናብ ኣምላክ ፀሊኪ ትዕግስቲ ገይርኪ እግዚአብሔር ሰሚዕኪ ከማትኪ ልቢ ያሃበኒ ድክምቲ ሓፍትኪ ሓጥያተይ ምብዙሑ

  • @adonaykubrom3494
    @adonaykubrom3494 3 роки тому +1

    ቓል ሂወት የስምዓልና ብጣዕሚ ሂወትካ ተፈትሽ ሞዝሙርን ክሊብን ጸግኡ የብዝሕ ኣሕዋት ብድጋሜ ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @mylife-1125
    @mylife-1125 4 роки тому +14

    ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም የሕዋት!
    ከምዚ ዓይነት መሃሪ ዝኮነ Vido ክትሰርሑ
    ወትሩ ትጽቢትና እዩ ።

  • @salamkahase8342
    @salamkahase8342 4 роки тому +3

    ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልክም ዲያቆን ሓውና ናይ ብሓቂ ናቡ ጥራይ ንለምን ናብቲ ፈቃር ኣምላኽና

  • @teametesfamariam3362
    @teametesfamariam3362 Рік тому

    ኪዳነ ምህርት አድይ ኣዲስ ኣበባ ጸለትኪ አይጋደፈና ዝማሬ መላእክቲ የስመኣልና from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ

    ፍትዋተይ ከመይ አለኩም እንተ አነስ ደጋግመ ክርኣ አለኩ እሟ አሕዋተይ ሓወይ ሓፍተይ ንባሃሃል ንዛ ሓላፍት ዓለም ብፍቅሪ ንንበራ ዝማሬ መልእክት የስመዕልና 🎚🎚🎚🎚🎚⛪⛪⛪

  • @PhilmonaBridalCar1046
    @PhilmonaBridalCar1046 3 роки тому

    Amlak melisu kalu yglexelka meliska kabzi nleali ebe amlak selam msaka ykun btami xbkti mezmur,kbri nay goita tgelx mezmur eya,slezi ahwatei nsu kabti kebidna nblo negerat kewxana emun eyu,nab kalu nedhb,nab kalu nmeles,kalu ab hiwetna negzeaio nsu dma byemanay edu kmerhana eyu,
    ዮሃንስ 17 (John)
    3፤ ኣምላኽ ሓቂ ንስኻ በይንኻ ምዃንካን ነቲ ዝለኣኽካዮ የሱስ ክርስቶስን ኪፈልጡ፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት እዚኣ እያ።

  • @wehazitteklit
    @wehazitteklit 4 роки тому +10

    Amen Amen Zmarie Melakt Yesmealna, such a heart touching Mezmur, Amlak xegu yebzhalkum❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @merhawigirmai7830
    @merhawigirmai7830 3 роки тому +1

    Zmarie melaek yesmealna nkulukum .
    Tkkl ab giziena zelo u geliskumo .
    Ab mewedatu gn zbezhe bkemzi ab mewedata zerakumu buzhuy aywdaen u zelo , whud gedifka !
    *
    Ab zkone zeyreakuwo ,kkxl zelowo kahnat abotatna xubuq hagozom darga dahasese ymexi alo , genzeb khba kelo , a abatawi mkrn degefn ,,,
    Kahnat abotatna ykunu monokosat hagozom , mkrom , mxnnaom ,,,
    Bfuluyn gelaxi mengedi nab weledotat tezmehalalef ,,,,,
    Sorry xhfet abzihe .
    Kale hiwet yesmealna ❤ ❤ ❤

  • @የኪዳነምህረትልጅወለተገብ

    ናይ ብሐቂ ደስስስስ ትብል መዝሙር አብ ኩሉ ሰብሐዳር ዘሎ እዩ እቲክሊኘ እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሃልኩም

  • @HiwanHailay
    @HiwanHailay 4 місяці тому

    ናብቲ ክፍፅመለይ ዝክእል ኣምላክ እዩ ዝትንኪ ልበይ😢😢😢ዝፈትዋ መዝሙር😢❤

  • @sarasami129
    @sarasami129 3 роки тому +2

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፍትዋት እሕዋት፡ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር፡ኣምላክ መፈጸምታና የጸብቆ።

  • @ልዕልተወይኒጓልገርዓልታ

    ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና።ክቡራተይ ዓባይ ት/ቲ ዘለዋ መዝሙር ጸጉኡ የብዘሐልኩም😔♥

  • @ፍቅሪህያብፈጣሪአዩ
    @ፍቅሪህያብፈጣሪአዩ 4 роки тому +2

    ጸጉኡ የብዝሕ ብሓቂ ሂወት ትህብ መዝሙር እያ
    ናብቲ ክፍጽመለይ ዝኽእል እዩ ዝትንኪ ልበይ
    ምስሊ ፍትወታት ሰብ ግደ የብሉን ኣብ መንገደይ

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 6 місяців тому +1

    God Bless You Amen Amen Amen.

  • @mulugalmhrey
    @mulugalmhrey 6 місяців тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DawitHagos-gu7tg
    @DawitHagos-gu7tg 7 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤ ቃል ህይወት የስምዐልና ድያቆ ሓወይ

  • @luwamtsegay2387
    @luwamtsegay2387 2 роки тому +1

    Amen Amen Amen zimare melaekti yesmalna nafti kfxmeley zkel eu ztnki lbey 🙏🙏🙏

  • @aknmikele6437
    @aknmikele6437 3 роки тому +1

    amen amen amen qale hiwet yesmalma

  • @ሕልናቅኑዕፈራዲኢዩ

    እፍፍፍፍፍፍ ተመስገን አምላክ።
    ንእግዚአብሔር አምላክ ዝሰኣኖ እንታይ ኣሎ?
    አነ በቲ እግዚአብሔር ዝገበሮ አብ መወዳእታ ፍሉይ ነገር ተሰሚዑኒ።
    ልብኻ ትትንክፍ መዝሙር በሓቂ።

  • @madeadibo9393
    @madeadibo9393 4 роки тому +2

    ናይ በሓቂ ተንበዓካ ኩሉ ግዜ ን እግዚኣብሄር ዛኣመነ ዝሓፍር የለን ።ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ብሩኻት የሕዋተይ እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልኩም።

  • @salemlove863
    @salemlove863 4 роки тому +1

    ናብት ክፍጽመለይ ዝክአል ኣምላክ አዩ ዝትንኪ ልበይ ምስሊ ናይ ፍትወት ሰባት ግዲ የብሉን ኣመገደይ,፡

  • @mercy271
    @mercy271 3 роки тому

    Bhaki nihiwtna etikiyr mezmur Egzabhier amlak ninay nsha gzei yehabena thanks mukuratey😍🥰🙏🙏🙏🙏

  • @kisanetyemane9791
    @kisanetyemane9791 4 роки тому +3

    እልልልልል እልልልል እልልልል ዝማሪ መላእኽቲ የስማዓልና ኣምላክ ጸጋ ኣብሪእሲ ጸጋ የብዛሓልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ

  • @fthawiokubay4399
    @fthawiokubay4399 4 роки тому +4

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣምላኽ ኣብ ቤቱ የጽንዓና

  • @እመብርኃንመርሕኒመንገዲቅ

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና ድያቆን

  • @villayedngllij7537
    @villayedngllij7537 4 роки тому +10

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽት የስመዓልና ድ/ን ብርሃነ ሓወይ መፈጸምታካ ይጸብቀልካ. ንኽብሩ ክንጎዓዝ ይርደኣና ጎይታ።

  • @biniambeyan7620
    @biniambeyan7620 4 роки тому

    Amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen zmare melakt yesmalna diyakon hawuna xegu ybzhelka fetari 💒💒💒🙏🙏🙏🥰🥰🥰

  • @adumekonen477
    @adumekonen477 3 роки тому

    Mehartn xbuktn mezmur orthodox tewahdo zmare meliakti yesmelna dycon hawey 😍so happy

  • @astergebre6277
    @astergebre6277 3 роки тому

    😥😥😥🙏🙏🙏 Egziabiher amlak kulu zgebro n senay'u kab libey abikyatni eza mezmur zmarie meliakti yesmialna 🙏🙏🙏

  • @kusunemntoynski3376
    @kusunemntoynski3376 4 роки тому +2

    ኣሜን(3)ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ናይ በሓቂ ልብካ ዝትንክፍ መዝሙር እግዚኣብሄር ጸግኡ ጥበቡን የብዝሓልኩም ፍትዋት ኣሕዋት።

  • @shewitalem3041
    @shewitalem3041 4 роки тому +1

    አሜን አሜን አሜን። ትዕግስት። ምግባር። በጣዕሚ ፅብቅ። ዝማሬ መልእክት። የስመዕልና

    • @tseboqnedieu3690
      @tseboqnedieu3690 3 роки тому

      Amen 3 zmaria melakt yesmaena nbel Ellllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll 😘😘😘😘

  • @ኑኃሚን21መልካምሥራየነገስ

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሠማልን በእውነት ፀጋውን ያብዛላችሁ

  • @soligodislove4285
    @soligodislove4285 3 роки тому +4

    🦡🦡🦡🦡ሰሚዕኻ ዘይትመኖ መዝሙር ተባረኩ❤🙏

  • @HanaGhrimay
    @HanaGhrimay Рік тому

    ቃል ሂወት የስምዓና🙏🙏🙏

  • @samielgebremedhingebremdhi6766
    @samielgebremedhingebremdhi6766 4 роки тому +1

    እግዛኣቢሄር ምሳኩም ይኩን ብጣዕሚ ማሃሪት ያ ከምዚ ጌርኩም ልብና ብምርስራስኩም ሕጉሳት ኢና ይሕዋተይ ቀጽልዎ ካኣ

  • @tegistikiflemaryam3097
    @tegistikiflemaryam3097 3 роки тому

    Brgex asbi alo kabegzabher hdena tray nxbe 🇪🇷🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲