Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
እግዚአብሔር ንአብርሃምና ከም ሑጻ ባሕሪ ከብዝሓካ እየ ከም ዝበሎ ካብ ልቢ ነዓካ ዉን ዲያቆን ሓወይ ስለ ኩሉ ኣጎልጉለትካ ይባረርካቅዱስ ቅንኢ እመብርሃን 🙏🙏🙏
ብሓቂ የሕዋተይ ኣነ ሲ ዝተማህረ ሰብ ኣየቅንኣኒ ሃፍታም ኣየቅንኣኒ ጽቡቅ ነገር ኣየቅንኣኒ ።መንፈሳዊ ሰብ ግን ከምዚኦም ቡሩካት ግን ማራ አዮም ዘቅንኡኒ
ኣሰይይይይ እኳዕ ብርሃንረኣካ ሓዉናዲያቆን ብርሃነ መዝሙርካ ብጣዕሚእዮም ትዑማት ኮኑግን ስርዓተ ተክሊልኮነመርዓ ክብሪ ቤተክርስትያን ክብሪስ ጉኡን ደሙን ከምድያቆን መጠን ከምዘማሪ መጠን እዚስልጣን እዚ ከሕትተና እዩ ኮትመቲክስ ብሓፈሻ ክብሪቤተክርስትያን ክትሙኩሩና ክትሙዕድና ናይኩለና ሓላፍነትዩ ብደገ ዘለዉ ኣሕዋትና መንፈሳዉያንኮኑ ኣብዚዘለናሓደኢና እዪምዝብልሞ መስናክል ኮንኮን ሓደራ
ኣሰይ ዲያቆን ሓወይ አንካዕ ኣብዚ ኣብቅዓካ ኣምላከ ኣቡነኣርጋዊ ደጊፍካ ። ንያት ሐፍተይ ሓግዝዮ ከይተጥፍእዮ ሐደራ ብዙሕ አና ተምሂርና ካብ'ኡ ብዙሕ ካኣ ኢና ንጽበዮ ብምሕረት ኣምላክ ማለት
እሰይይይ ዝፈትዎ መዘምር ሓወይ ዲያቆን ብርሃነ እንኳዕ ብርሃን ርአኻ
እልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይ ሩሑስ ጋማ ዘትባረክ ሓዳር ይግበረልኹም እግዚኣብሄር ኣምላከ ዝማሬ መላእከት የስመዐልና ናይ ሓወና መዝሙሩ ኹሉ ግዜ እየ ዝስምዑ ተባርክ🤲🤲🤲🌹🌹💐💐🌿🌿☘️☘️
Slkeeelelekmemeķrrkkrkekek
እግዚኣብሄር ዝተመስገነ ይኹን ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ ቃል ኪዳንኹም ይባርኽ ሓውና ድያቆን ብርሃነ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኹም ይባረኮ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኹ ፈጣር👏👏
Wladkum yeraiyena kemti abebakum
ርሑስ ጋማ እግዚአብሄር ሓዳርኩም ይባርከልኩም👏ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና 👏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ዝባረከ አምላክ ቃልኪዳንኩም ይባረክ ፍትዋተይ
ቃልኪዳንኩም እግዝኣቢሄር ይባርኽ ድያቆን ሓወይ ብጣዕሚ ደዝስ ዝብል መዝሙር ኣምላኽ ይባርኽኩም ከምቲ መርዓኹም ውን የርእየና ፍሬኹም!💟✝💟
እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ዘማሪ ዲያቆን ብርሃነ 👑🙏💒 ግና ካብ ናይ ቤተ ክርስቲያንና ወፅኢ አይትጠቀሙ መርአያ ናይተዋሃዶ ኩኑ /// አርቴ ፀፍሪ ምቕፃል ንምንታይ
ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረ ኪዳንኩም ንዘላለም ይባርክ ድያቆን ብርሃነ ዋልታ መዝሙር /ኢ/ኦ/ተዋህዶ።ዕንቃዕ ደስ በለኩም ደስ ኢሉና።❤🇪🇷❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዲያቆን ሓወይ እግዚኣብሔር ቃል ኪዳን ቅዱሳን ይግበረኩም!!! ብስም ዲያቆን ብርሃነ ካብ ትፈትወን መዝሙራቱ ኣብ ኮመት ጻሓፉለይ ስድራ ክርስቶስ
ኣሜን!!!ናብቲ ክፍጽመለይ ዝኽእል ኣምላኽ!!!
ኣነ ውን ብወገነይ ዝፈትዎ ዘማሪ ድያቆን ብርሃነ ሓወይ ቃል ኪዳንኩም ይባርከልኩም እንዳበልኩ ኩሉ መዛምርቱ ክፈትዎ መዓት እንድየ ግን ድሓን ብውሕድ ክጽሕፍ ክፍትን ስምኪ ፍረ ልሳነይ ዪዳግማይ ዘየጽምእማርያመይ መዝሙረይሂወቱ ምሉእሳምራዊ ሂወተይየማን ጸጋም ኣይነብሎናይ ፈለማ ጥበብንግስቲ ዘኣርያምልዕሊ ኣእምሮ ። ወዘተረፈ ነዚ መዝሙር ክሰምዕ ከለኩ ፍሉይ ባህታ ሓጎስን ርፉታን እዩ ዝፈጥረለይ ናብ ልብካ ሰንጢቁ እዩ ዝኣቱ መዛምራቱ ካብኡ ብዝሓየለ ብዝበልጸን ክመጸና ከኣ ብሃንቀውታ ኢና ንጽበ ድያቆን ሓወይ ዘበን ኣገልግሎትካ ዕድሜካን ይባረክን ይቀደስን ኣሜን ።
ኩሉ መዝሙሩ ይፈትዎ እንድየ ግን ቀንዲ ትምስጠኒ ዋሕሰይ ዝብላ ዝፅግዓላ (3) ኪዳነ ምህረት /ማርያም አላ(2)ማርያመይ አላ
ኣሜን!ናብቲ ክፍጽመለይልዕሊ ኣእምሮ'ዩነብሰይ መርምርዮህይወቱ ምሉእ
Ab whitey keleka
እሰይ ዝፈትዎ መዘሜርን ዲያቆን ብርሃን ቃል ኪዳንሚ እግዚኣብሄርን ይባርኽ ❤❤❤❤❤❤❤ እሜን(3)❤❤❤❤
Jokkjkp
Kyo ❤❤😅. 😮😮 jhjj😅😅 e la sua voce ❤pppppps. NnN
P❤ppppp
Qale hiwet...egziabhier qalkidankum ybark....❤❤❤❤...so much luvvv
ዲያቆን ሓወይ እንኳዕ ኣብቃዓካ ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሣራይ ይግበረልኩም ኣምላኽ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና።
የተዋህዶ ልጆች እንኳን ደስ አላችሁ አምላክ ትዳራችሁን ይባርክላችሁ፡፡ ወልዳችሁ በልጅ ብሎም በልድ ልጅ ይባርካችሁ፡፡
🎉🎉🎉dyaqon hawey bruk. qalkidan abrham saran ygberlkum kabaka bzuh ena nxbe egzabihier xegeu yebzhalka❤❤❤
ብመጀመርታ እንቋዕ ናብዚ አብቀዐኩም እንቋዕ ብርሃን ረአኹም! ድያቆን ሓውና ከም ናይ ቀደምካ 'ናገልገልካ የንብርካ ዝሓውና! አነ ግን ብዙሕ ግዜ ዝሪኦ ስሕተት አሎ እዘን ብስርዓት ቤተ ክርስትያን ብተክሊል ዝምርዐዋ አሕዋትና ክርአያ ድየን ዋላስ ቅዱስ ምስጢር ክፍጽማ ናብ ቤተ ክርስቲያን ዝኸዳ ? ንምንታይ እየን ኮስመቲክሳት፣ ናይ አርተፍሻል ጽፍሪ ጌረን ዝኸዳ ? 'ዛ ሓፍትና 'ውን ከምተን መብዛሕቲአን ዝገብርኡ ገይራ እያ ዘላ: አረ ምኸርዋተን: እተን ብደገ ዘለዋ አሕዋትና ከዓ እተን መንፈሳውያን ኢና በሃልቲ ከምዙይን ድየን ዝገብራ 'ናበላ ብዘለውኦ ክቕጽላ ምኽንያት ንኾነን አለና!
ትክክልልል ይገርም ዩ
ያ ናይ ባሓቂ ሓወይ ናተይ ጽቡቅ ኣለካ ኣይስምዓን ኢየን እንበር ዘይኒገራ ዶ ይመስለካ ኣምላኽ ዳኣ ብምሕርቱ ይጠምተና
Kale hiwet yesmealna nay orthodox tekilil elom kea yetwwo enber
👍👍👍ዋላ ኣነ ሑቶይ እዩ
Thanks hawey well said 😘😘
ዕልልል ዝማረ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓውናርሑስ ጋማ ፡ ቃል ኪዳንኩም ይባርኸልኩምን ይቐድሰልኩም ብሩኻተይ❤🙏❤🙏❤🙏
ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ ኣምላክ ዲያቆን ብርሃነ ሓውና ንፉዕ ዘማራይ ብጣዕሚ መሳጢ መዝሙር ሰናይ ከብካብ ።
ርሁስ ጋማ ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም
Aseyyyy amlak kalkidan abrham saran ygberlkummmm ❤❤❤❤❤❤❤
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሓዳርኩም ይባርከልኩም ዝማሬ መላኢክቲ የስመኣልና
ኣሰይ ዝፈትዎ መዛመር ድያቆን ብርሃነ አንቃዕ ኣብዚ ኣብቃዕካ ቃል ኪዳን ኣብርሃም ሳራን ይግበረልኩም ሓዳርኩም ይባረክ።
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲ.ብርሂን ሓወይ ፥ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ እግዚኣብሔር 🙏🏽 ብሓቂ ጥዕምቲ ንእነትካ ተዘኻኽርን ኩነታትካ ተፈትሽን ዝማሬ ጸጋኡን ትሕትናኡን ይዓድልካ 🙌🏾😇🙏🏽 ሓውኻ ፍናን 😊☺️
ኣሰይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክንደይ ደስ ይብል ተዋህዶ ምካን ትዕድልቲ እዩ ሓዳር ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም✝💖💖 ክቡራተይ ንዓኩም ስለና ፈጣሪ🍃🍃🍃🌺🌺🌺💖💖💖💖👏
እንካዕ ደስ በለኩም ድያቆነይ ብርሃነ ሓዳርኩ እግዚአብሔር አምላክ ይባረለኹም👏👏👏🥀❤
ኪዳን ቅዱሳን ዝባረኸ ጎይታ ኪዳንኩም ይባርኺ ዲ/ን ዘማሪ ብርሃነ ምስ በዓልቲ ቤትካ ❤
💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኻ አብ ቤቱ የንብርኻ እንቋዕ ሓጎሰኻ ዲያቆን ሓወይ ዉላትኩም የሬኤና።
እግዚኣቢሄር ኣምላክ ቃልኪዳንኩም ይባርከልኩም ጽቡቃት መርዓውቲ
ብጹሕፍ ኣምጻልና❤❤
ኣሰይይይይ እልልልልልል ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ🙏♥️♥️♥️....መርዒት ነጋሪት የሕጊስክኒ ኣብ መሪዓይ ኸምዚ ጌረ የ ኽሃርም ዝደሊ ከም ፋቃድ ኣምላኽ🙏
yebkeki haftiway
@TgyAre Thanks zyaday🙏!!
ኣሰይይይይ ደስ ዝብል እግዚአብሔር ይመስገን ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ ቃል ኪዳንኩም ይባርከልኩም ዲያቆን ሓዉና።
እልልልልልልልል ዝማርየ መላእክት የሰመዐልና🙏💖
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብርሂን ሓወይ ርሑስ ጋማ ሓዳርኩም ይባረክ ብሩካተይ....ብጸጋ ተከለሉ🥰❣🥰❣🥰❣🙏🙏🙏
❤❤❤❤ዕልል❤❤❤❤❤
ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ ቅዱስ እግዝኣብሄር ኣምላኽና ቃል ኪዳንኩም ይባርከልኩም ይቀድሰልኩም ድያቆን ሓወይ
ቃል ኪዳንኩም እግዚኣብሄር ይበርኮ ዝማሬ መላኢክቲ የስምዓልና
እሰይይይይይይይይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ❤ሩሑስ ጋማ ዘትባረክ ሓዳር ይግበረልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ 🥰🥰🥰🥰👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሰይይይይይይ ዲያቆን ሐወይ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ ኣምላኽ ዝፈትዋ መዝሙር አያ ደስስስስ አልና ዝማረ መልክት የስምዓልና
ዲ. ብርሃነ ሓወይ ዝፈትዎ መዘምር እንኻዕ ናብዚ ቅዱስ ተኽሊል ኣብጽሓካ ሓዳርኩም ናይ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም
aseyyy xubuqatey natey kalkidan abrhamn saran zebarek kalekidankum yebark ❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእስውይይይይይይይይ ድያቆነይ ሩሑስ ጋማ ቃለ ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረከ እግዚኣብሄር ይባርኩም ሓዳርኩም ይባረኽ ከማኻ ከኣ የብዝሓልና ኣሜን
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ውዶቼእግዚአብሔር የትዳር ዘመናችሁ ይባርክላችሁ🥰
እልልልልልልልል ኣሰይ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ መዓረይ እግዚኣብሔር ይመስገን እንኳዕ ደሰ በለኩም🌻 ዝማሬ መላእክት የስመዐልና🌻
ዝፈትዎካ ዘማሪ ድያቆነይ ሓዳርኩም ይባረክ እንካዕ ደስ በለካ/ኩም 🙏❤
ቃል ኪዳንኩም ይባረኽ👩❤️💋👨፡ዝማሬ መላአኽቲ የስመልና
ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ ዲያቆን ሓወይ
ርሑስ ጋማ ዲቆን ሓወይ ኣምላኽ ቃልኪዳንኩም ይባርኸልኩም
እንኳዕ ሕጎሰኩም እንኳዕ ደስ በለኩም እግዚኣብሔር መባልይቲ ይግበረልኩም ቃል ኪዳን ኣብርሃም ወሳራ ኒያተይ ምስ ዲ.ብርሃነ የሕዋተይ❤❤❤❤ ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና
Enqae hagosekum mbaleyti ygebrelekum kidan abrehamen saran kale kidanekum ybareke
ኣሰይ ፍቁራተይ እግዚኣብሔር ቃል ኪዳንኩም ይባርክ
እንኳዕ ደስ በለኩም አሕዋተይ ሓዳርኩም ይባረክ።🥀❤
ርሁስ ጋማ ድያቆን ሓወይ እንቃዕ እግዚኣብሄር ብጸጋ ከሊሉ ንተክሊል ኣብቀዓካ!!! ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልኣስይ ኣስይ ኣስይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ቃል ኪዳንኩም ይባርከልኩም ዳያቆነይ ኣዝየ ዝፍትወካ ዘምሪ ዳያቆን ብርሃነ ስምኪ ፍር ልሳነይ ዩ ማርያመይ መዝሙረይ ኩሉ መዝሙርካ ጥዕም እዩ ።
ኣሜን ዝማሬ ❤ መላኣክት ❤ የስማዓልና ❤ ኣደይ ማርያም❤ ጽላላ ተምብረልኩም ከም ናትኩም ይፍጠረልና❤ አግዚኣብሄር❤ ኣምላክ
ኣሰይይይይይ ዕልልልልልልልልልል ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ✝️♥️♥️♥️🕊♥️🕊♥️🕊♥️🕊
ኣሰይይይ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ እእልልልልልልል🌻❤
ቃል ኪዳንኩም ይባርክ ጎይታ ፡ዘማሪ ዲ ብርሃነ።
ብጣዕሚ ጽቡቅ እንካዕ ኣብቀዓኩም ደያቆን ናብ መዓርገ ክህነት የብጽሕኩም.
ቃል ኪዳን ኣቦና ኣብራሃም ወሳራ ዝባረከ ይባርከልኩም
አሰይ ርሑስ ጋማ ይገእበረልኩም እግዚአብሔር አምላክ ሐዳርኩም ይባርከልኩም አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና
እልልልልልልልል እንካዕ ደስ በለኩም ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም አሕዋተይ
ሩሑስ ጋማ እግዚኣብሄር ሓዳርኩም ይባርከልኩም ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና
ኣሰይይ ቃል ኪዲን ኣብርሃምን ሳራ ይግበረልኩም 👏ዕልልልል ዝፈትዎ ዘማራይ ድያቆነይ🥰👏👏
+++ ብጣዕሚ ልብካ ትምስጥ መዝሙር እግዛቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ።ቀጽሎ በርትዕ!!!!+++
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም እግዚኣቢሔር ኣምልክ ሓዳርኪም ይባርኽ
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም።ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም።ዝማሬ መላእክት የስመዓልና።
ናይ ብሐቂ ደስ ዝብል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እንቃዕ ናብ ዚ ክቡር ቃል ኪዳን አብቅዓካ ዘማሪ ብርሂን እግዝአብሄር ሐዳርኩም ይባርኽ
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም እግዚኣቢሄር ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ዝባረከ ቃል ኪዳንኩም ይባርክ ቃል ሂወት የስመዓልና ድ/ብርሃነ ሓውና ፈጣሪ ጸጉኡ ይብዝሓልኩም ብሓቂ ደስ ዝብል ዩ
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና አምላኽ ቃል ኪዳንኩም ይባርክ ❤❤🙏🙏🙏
Assssssseyyyyyy❤❤❤❤❤Kalkidan abuna abraham saran ygberlkummm diyakon abraham mezmeru b tami u teumm
እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐካ ክብር ኃውና ድ/ብርሃነ ቃል ኪዳን ኣብራሃም ሳራ ይግብረልኩምምም
አንኳዕ ደሰ በለካ ድያቆን ሓወይ ቃልኪዳን ኣቦና ኣብራም ኣዴና ሰራ ይግበረልኩም ፍቁራተይ
My Favarite zemari ኣብ ኪዳንኩም የጽንዕኩም ልዕል ጎይታ
ኣሰይይይይይ እልልልልልል ቃልኩዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ድ.ብርሃን ሓወይ ንዝተረፉ የሕዋትና ንዓካ የማስሎም🙏🙏🙏.
ርሑስ ጋማ እግዚኣብሔር ሓዳርኩም ይባርክ።ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና።
Eillllllllll zmarie melakti yesmealna zebenkum ybarek
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም የሕዋተይ. እግዚኣብሄር ኪዳንኩም ይባርኽ.
Btaemi des tbleni mezmur 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አስስሰይይይ እንኳዕ ብርሃን ረእካ ሐዳርኩም ይባረክ 🙏🙏🙏🙏🙏💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💖
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ይባርኸልኩም ፍቱዋት ኣሕዋተይ
#እንዃዕ #ኣብቅዓኩም ድ. ብርሃነ ሓወይ ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበልኩም
ሩሑስ ጋማ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ🙏ኣሜን ዝማረ መላኽቲ የስማልና 👏👏👏
Asyyyyy kal kedan abona abrhamen adena sara yegbrlkum deyakon hawey
ቃልኪዳንኩም ይባርኽ ኣምላከ ቅዱሳን ዲያቆን ሓወይ።
ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲ፡ ብርሃነ ሓወይ ጸጋኡ የብዝሓልካ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽን የጽንዕን ፈጣሪ ምስ ክብርቲ ወላዲቱ AMEN!!
Ruhus gama ygberelkum egzeabiher amlak xegu abzh yeblelkum❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲ/ን ብርሂን እግዚአብሔር ኪዳንኩም ይባርክ።፡🙏😍✝
ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም። ዘመንኩም ይባረኽ።
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ድያቆን ብርሃነ ሓውና ዝማረ መልኣክቲ የስመዓልና ውላድኩም የርእየና።
አሰይይይይይ ዲያቆንይ ማዓረይ ፍቅርኩም ንዘልአለም ይኩን ትምነተን 👏👏👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ዲያቆን ብርሃን ወእኅት....ይረሲ ቃለ ኪዳነክሙ ኪዳነ ኣብርሃም ይስሐቅ ወእስራኤል እግዚአብሔር አምላክነ ከብካብ ንጹሕ ወመርዓ ቅዱስ በድጋሜ ያርእየነ እግዚአብሔር ፍሬ ዚኣክሙ
Egziabiher qalikidanikum yibarik mukuratey
ርሑስ ጋማ ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤
ቃል ኪዳን ናይ ኣቦና ኣብርሃም ናይ ኣደና ሳራ ዝባረከ እግዛቢሀር ቃል ከምኡ ከኣ ንቃልኪዳንኩም ይባርክ ሓውና ድያቆን ብርሃነ ብጣዕሚ ደስ ዝብል
አሰይይይይ ማዓረይይይ ብጣዓሚ ደስኤለኒ አግዛአብሄር የስምርልኩም አብ ውላድ የርኤና❤❤
ርሑስ ጋማ እግዚአብሄር ሓዳርኩም ይባርከልም ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና
እንኳዕ ደስ በለኩም ቃል ኪዳን ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም 🙏❤️
እግዚአብሔር ንአብርሃምና ከም ሑጻ ባሕሪ ከብዝሓካ እየ ከም ዝበሎ ካብ ልቢ ነዓካ ዉን ዲያቆን ሓወይ ስለ ኩሉ ኣጎልጉለትካ ይባረርካ
ቅዱስ ቅንኢ እመብርሃን 🙏🙏🙏
ብሓቂ የሕዋተይ ኣነ ሲ ዝተማህረ ሰብ ኣየቅንኣኒ ሃፍታም ኣየቅንኣኒ ጽቡቅ ነገር ኣየቅንኣኒ ።መንፈሳዊ ሰብ ግን ከምዚኦም ቡሩካት ግን ማራ አዮም ዘቅንኡኒ
ኣሰይይይይ እኳዕ ብርሃንረኣካ ሓዉናዲያቆን ብርሃነ መዝሙርካ ብጣዕሚእዮም ትዑማት ኮኑግን ስርዓተ ተክሊልኮነመርዓ ክብሪ ቤተክርስትያን ክብሪስ ጉኡን ደሙን ከምድያቆን መጠን ከምዘማሪ መጠን እዚስልጣን እዚ ከሕትተና እዩ ኮትመቲክስ ብሓፈሻ ክብሪቤተክርስትያን ክትሙኩሩና ክትሙዕድና ናይኩለና ሓላፍነትዩ ብደገ ዘለዉ ኣሕዋትና መንፈሳዉያንኮኑ ኣብዚዘለናሓደኢና እዪምዝብልሞ መስናክል ኮንኮን ሓደራ
ኣሰይ ዲያቆን ሓወይ አንካዕ ኣብዚ ኣብቅዓካ ኣምላከ ኣቡነኣርጋዊ ደጊፍካ ። ንያት ሐፍተይ ሓግዝዮ ከይተጥፍእዮ ሐደራ ብዙሕ አና ተምሂርና ካብ'ኡ ብዙሕ ካኣ ኢና ንጽበዮ ብምሕረት ኣምላክ ማለት
እሰይይይ ዝፈትዎ መዘምር ሓወይ ዲያቆን ብርሃነ እንኳዕ ብርሃን ርአኻ
እልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይ ሩሑስ ጋማ ዘትባረክ ሓዳር ይግበረልኹም እግዚኣብሄር ኣምላከ ዝማሬ መላእከት የስመዐልና ናይ ሓወና መዝሙሩ ኹሉ ግዜ እየ ዝስምዑ ተባርክ🤲🤲🤲🌹🌹💐💐🌿🌿☘️☘️
Slkeeelelekmemeķrrkkrkekek
እግዚኣብሄር ዝተመስገነ ይኹን ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ ቃል ኪዳንኹም ይባርኽ ሓውና ድያቆን ብርሃነ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኹም ይባረኮ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኹ ፈጣር👏👏
Wladkum yeraiyena kemti abebakum
ርሑስ ጋማ እግዚአብሄር ሓዳርኩም ይባርከልኩም👏
ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና 👏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ዝባረከ አምላክ ቃልኪዳንኩም ይባረክ ፍትዋተይ
ቃልኪዳንኩም እግዝኣቢሄር ይባርኽ ድያቆን ሓወይ ብጣዕሚ ደዝስ ዝብል መዝሙር ኣምላኽ ይባርኽኩም ከምቲ መርዓኹም ውን የርእየና ፍሬኹም!💟✝💟
እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ዘማሪ ዲያቆን ብርሃነ 👑🙏💒
ግና ካብ ናይ ቤተ ክርስቲያንና ወፅኢ አይትጠቀሙ መርአያ ናይተዋሃዶ ኩኑ /// አርቴ ፀፍሪ ምቕፃል ንምንታይ
ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረ ኪዳንኩም ንዘላለም ይባርክ ድያቆን ብርሃነ ዋልታ መዝሙር /ኢ/ኦ/ተዋህዶ።ዕንቃዕ ደስ በለኩም ደስ ኢሉና።❤🇪🇷❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዲያቆን ሓወይ እግዚኣብሔር ቃል ኪዳን ቅዱሳን ይግበረኩም!!! ብስም ዲያቆን ብርሃነ ካብ ትፈትወን መዝሙራቱ ኣብ ኮመት ጻሓፉለይ ስድራ ክርስቶስ
ኣሜን!!!
ናብቲ ክፍጽመለይ ዝኽእል ኣምላኽ!!!
ኣነ ውን ብወገነይ ዝፈትዎ ዘማሪ ድያቆን ብርሃነ ሓወይ ቃል ኪዳንኩም ይባርከልኩም እንዳበልኩ ኩሉ መዛምርቱ ክፈትዎ መዓት እንድየ ግን ድሓን ብውሕድ ክጽሕፍ ክፍትን
ስምኪ ፍረ ልሳነይ ዪ
ዳግማይ ዘየጽምእ
ማርያመይ መዝሙረይ
ሂወቱ ምሉእ
ሳምራዊ ሂወተይ
የማን ጸጋም ኣይነብሎ
ናይ ፈለማ ጥበብ
ንግስቲ ዘኣርያም
ልዕሊ ኣእምሮ ።
ወዘተረፈ ነዚ መዝሙር ክሰምዕ ከለኩ ፍሉይ ባህታ ሓጎስን ርፉታን እዩ ዝፈጥረለይ ናብ ልብካ ሰንጢቁ እዩ ዝኣቱ መዛምራቱ ካብኡ ብዝሓየለ ብዝበልጸን ክመጸና ከኣ ብሃንቀውታ ኢና ንጽበ ድያቆን ሓወይ ዘበን ኣገልግሎትካ ዕድሜካን ይባረክን ይቀደስን ኣሜን ።
ኩሉ መዝሙሩ ይፈትዎ እንድየ ግን ቀንዲ ትምስጠኒ
ዋሕሰይ ዝብላ ዝፅግዓላ (3)
ኪዳነ ምህረት /ማርያም አላ(2)ማርያመይ አላ
ኣሜን!
ናብቲ ክፍጽመለይ
ልዕሊ ኣእምሮ'ዩ
ነብሰይ መርምርዮ
ህይወቱ ምሉእ
Ab whitey keleka
እሰይ ዝፈትዎ መዘሜርን ዲያቆን ብርሃን ቃል ኪዳንሚ እግዚኣብሄርን ይባርኽ ❤❤❤❤❤❤❤ እሜን(3)❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Jokkjkp
Kyo ❤❤😅. 😮😮 jhjj😅😅 e la sua voce ❤pppppps. Nn
N
P❤ppppp
Qale hiwet...egziabhier qalkidankum ybark....❤❤❤❤...so much luvvv
ዲያቆን ሓወይ እንኳዕ ኣብቃዓካ ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሣራይ ይግበረልኩም ኣምላኽ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና።
የተዋህዶ ልጆች እንኳን ደስ አላችሁ አምላክ ትዳራችሁን ይባርክላችሁ፡፡ ወልዳችሁ በልጅ ብሎም በልድ ልጅ ይባርካችሁ፡፡
🎉🎉🎉dyaqon hawey bruk. qalkidan abrham saran ygberlkum kabaka bzuh ena nxbe egzabihier xegeu yebzhalka❤❤❤
ብመጀመርታ እንቋዕ ናብዚ አብቀዐኩም እንቋዕ ብርሃን ረአኹም!
ድያቆን ሓውና ከም ናይ ቀደምካ 'ናገልገልካ የንብርካ ዝሓውና! አነ ግን ብዙሕ ግዜ ዝሪኦ ስሕተት አሎ እዘን ብስርዓት ቤተ ክርስትያን ብተክሊል ዝምርዐዋ አሕዋትና ክርአያ ድየን ዋላስ ቅዱስ ምስጢር ክፍጽማ ናብ ቤተ ክርስቲያን ዝኸዳ ? ንምንታይ እየን ኮስመቲክሳት፣ ናይ አርተፍሻል ጽፍሪ ጌረን ዝኸዳ ? 'ዛ ሓፍትና 'ውን ከምተን መብዛሕቲአን ዝገብርኡ ገይራ እያ ዘላ: አረ ምኸርዋተን: እተን ብደገ ዘለዋ አሕዋትና ከዓ እተን መንፈሳውያን ኢና በሃልቲ ከምዙይን ድየን ዝገብራ 'ናበላ ብዘለውኦ ክቕጽላ ምኽንያት ንኾነን አለና!
ትክክልልል ይገርም ዩ
ያ ናይ ባሓቂ ሓወይ ናተይ ጽቡቅ ኣለካ ኣይስምዓን ኢየን እንበር ዘይኒገራ ዶ ይመስለካ ኣምላኽ ዳኣ ብምሕርቱ ይጠምተና
Kale hiwet yesmealna nay orthodox tekilil elom kea yetwwo enber
👍👍👍ዋላ ኣነ ሑቶይ እዩ
Thanks hawey well said 😘😘
ዕልልል ዝማረ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓውና
ርሑስ ጋማ ፡ ቃል ኪዳንኩም ይባርኸልኩምን ይቐድሰልኩም ብሩኻተይ❤🙏❤🙏❤🙏
ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ ኣምላክ ዲያቆን ብርሃነ ሓውና ንፉዕ ዘማራይ ብጣዕሚ መሳጢ መዝሙር ሰናይ ከብካብ ።
ርሁስ ጋማ ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም
Aseyyyy amlak kalkidan abrham saran ygberlkummmm ❤❤❤❤❤❤❤
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሓዳርኩም ይባርከልኩም ዝማሬ መላኢክቲ የስመኣልና
ኣሰይ ዝፈትዎ መዛመር ድያቆን ብርሃነ አንቃዕ ኣብዚ ኣብቃዕካ ቃል ኪዳን ኣብርሃም ሳራን ይግበረልኩም ሓዳርኩም ይባረክ።
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲ.ብርሂን ሓወይ ፥ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ እግዚኣብሔር 🙏🏽 ብሓቂ ጥዕምቲ ንእነትካ ተዘኻኽርን ኩነታትካ ተፈትሽን ዝማሬ ጸጋኡን ትሕትናኡን ይዓድልካ 🙌🏾😇🙏🏽 ሓውኻ ፍናን 😊☺️
ኣሰይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክንደይ ደስ ይብል ተዋህዶ ምካን ትዕድልቲ እዩ ሓዳር ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም✝💖💖 ክቡራተይ ንዓኩም ስለና ፈጣሪ🍃🍃🍃🌺🌺🌺💖💖💖💖👏
እንካዕ ደስ በለኩም ድያቆነይ ብርሃነ ሓዳርኩ እግዚአብሔር አምላክ ይባረለኹም👏👏👏🥀❤
ኪዳን ቅዱሳን ዝባረኸ ጎይታ ኪዳንኩም ይባርኺ ዲ/ን ዘማሪ ብርሃነ ምስ በዓልቲ ቤትካ ❤
💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኻ አብ ቤቱ የንብርኻ እንቋዕ ሓጎሰኻ ዲያቆን ሓወይ ዉላትኩም የሬኤና።
እግዚኣቢሄር ኣምላክ ቃልኪዳንኩም ይባርከልኩም ጽቡቃት መርዓውቲ
ብጹሕፍ ኣምጻልና❤❤
ኣሰይይይይ እልልልልልል ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ🙏♥️♥️♥️....መርዒት ነጋሪት የሕጊስክኒ ኣብ መሪዓይ ኸምዚ ጌረ የ ኽሃርም ዝደሊ ከም ፋቃድ ኣምላኽ🙏
yebkeki haftiway
@TgyAre Thanks zyaday🙏!!
ኣሰይይይይ ደስ ዝብል እግዚአብሔር ይመስገን ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ ቃል ኪዳንኩም ይባርከልኩም ዲያቆን ሓዉና።
እልልልልልልልል ዝማርየ መላእክት የሰመዐልና🙏💖
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብርሂን ሓወይ ርሑስ ጋማ ሓዳርኩም ይባረክ ብሩካተይ....ብጸጋ ተከለሉ🥰❣🥰❣🥰❣🙏🙏🙏
❤❤❤❤ዕልል❤❤❤❤❤
ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ ቅዱስ እግዝኣብሄር ኣምላኽና ቃል ኪዳንኩም ይባርከልኩም ይቀድሰልኩም ድያቆን ሓወይ
ቃል ኪዳንኩም እግዚኣብሄር ይበርኮ ዝማሬ መላኢክቲ የስምዓልና
እሰይይይይይይይይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ❤
ሩሑስ ጋማ ዘትባረክ ሓዳር ይግበረልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ 🥰🥰🥰🥰👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሰይይይይይይ ዲያቆን ሐወይ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ ኣምላኽ ዝፈትዋ መዝሙር አያ ደስስስስ አልና ዝማረ መልክት የስምዓልና
ዲ. ብርሃነ ሓወይ ዝፈትዎ መዘምር እንኻዕ ናብዚ ቅዱስ ተኽሊል ኣብጽሓካ ሓዳርኩም ናይ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም
aseyyy xubuqatey natey kalkidan abrhamn saran zebarek kalekidankum yebark ❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
እስውይይይይይይይይ ድያቆነይ ሩሑስ ጋማ ቃለ ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረከ እግዚኣብሄር ይባርኩም ሓዳርኩም ይባረኽ ከማኻ ከኣ የብዝሓልና ኣሜን
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ውዶቼ
እግዚአብሔር የትዳር ዘመናችሁ ይባርክላችሁ🥰
እልልልልልልልል ኣሰይ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ መዓረይ እግዚኣብሔር ይመስገን እንኳዕ ደሰ በለኩም🌻 ዝማሬ መላእክት የስመዐልና🌻
ዝፈትዎካ ዘማሪ ድያቆነይ ሓዳርኩም ይባረክ እንካዕ ደስ በለካ/ኩም 🙏❤
ቃል ኪዳንኩም ይባረኽ👩❤️💋👨፡ዝማሬ መላአኽቲ የስመልና
ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ ዲያቆን ሓወይ
ርሑስ ጋማ ዲቆን ሓወይ ኣምላኽ ቃልኪዳንኩም ይባርኸልኩም
እንኳዕ ሕጎሰኩም እንኳዕ ደስ በለኩም እግዚኣብሔር መባልይቲ ይግበረልኩም ቃል ኪዳን ኣብርሃም ወሳራ ኒያተይ ምስ ዲ.ብርሃነ የሕዋተይ❤❤❤❤ ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና
Enqae hagosekum mbaleyti ygebrelekum kidan abrehamen saran kale kidanekum ybareke
ኣሰይ ፍቁራተይ እግዚኣብሔር ቃል ኪዳንኩም ይባርክ
እንኳዕ ደስ በለኩም አሕዋተይ ሓዳርኩም ይባረክ።🥀❤
ርሁስ ጋማ ድያቆን ሓወይ እንቃዕ እግዚኣብሄር ብጸጋ ከሊሉ ንተክሊል ኣብቀዓካ!!! ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ኣስይ ኣስይ ኣስይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ቃል ኪዳንኩም ይባርከልኩም ዳያቆነይ ኣዝየ ዝፍትወካ ዘምሪ ዳያቆን ብርሃነ ስምኪ ፍር ልሳነይ ዩ ማርያመይ መዝሙረይ ኩሉ መዝሙርካ ጥዕም እዩ ።
ኣሜን ዝማሬ ❤ መላኣክት ❤ የስማዓልና ❤ ኣደይ ማርያም❤ ጽላላ ተምብረልኩም ከም ናትኩም ይፍጠረልና❤ አግዚኣብሄር❤ ኣምላክ
ኣሰይይይይይ ዕልልልልልልልልልል ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ✝️♥️♥️♥️🕊♥️🕊♥️🕊♥️🕊
ኣሰይይይ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ እእልልልልልልል🌻❤
ቃል ኪዳንኩም ይባርክ ጎይታ ፡ዘማሪ ዲ ብርሃነ።
ብጣዕሚ ጽቡቅ እንካዕ ኣብቀዓኩም ደያቆን ናብ መዓርገ ክህነት የብጽሕኩም.
ቃል ኪዳን ኣቦና ኣብራሃም ወሳራ ዝባረከ ይባርከልኩም
አሰይ ርሑስ ጋማ ይገእበረልኩም እግዚአብሔር አምላክ ሐዳርኩም ይባርከልኩም
አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና
እልልልልልልልል እንካዕ ደስ በለኩም ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም አሕዋተይ
ሩሑስ ጋማ እግዚኣብሄር ሓዳርኩም ይባርከልኩም ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና
ኣሰይይ ቃል ኪዲን ኣብርሃምን ሳራ ይግበረልኩም 👏ዕልልልል ዝፈትዎ ዘማራይ ድያቆነይ🥰👏👏
+++ ብጣዕሚ ልብካ ትምስጥ መዝሙር እግዛቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ።ቀጽሎ በርትዕ!!!!+++
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም እግዚኣቢሔር ኣምልክ ሓዳርኪም ይባርኽ
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም።ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም።ዝማሬ መላእክት የስመዓልና።
ናይ ብሐቂ ደስ ዝብል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እንቃዕ ናብ ዚ ክቡር ቃል ኪዳን አብቅዓካ ዘማሪ ብርሂን እግዝአብሄር ሐዳርኩም ይባርኽ
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም እግዚኣቢሄር ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ዝባረከ ቃል ኪዳንኩም ይባርክ ቃል ሂወት የስመዓልና ድ/ብርሃነ ሓውና ፈጣሪ ጸጉኡ ይብዝሓልኩም ብሓቂ ደስ ዝብል ዩ
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና
አምላኽ ቃል ኪዳንኩም ይባርክ ❤❤🙏🙏🙏
Assssssseyyyyyy❤❤❤❤❤
Kalkidan abuna abraham saran ygberlkummm diyakon abraham mezmeru b tami u teumm
እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐካ ክብር ኃውና ድ/ብርሃነ ቃል ኪዳን ኣብራሃም ሳራ ይግብረልኩምምም
አንኳዕ ደሰ በለካ ድያቆን ሓወይ ቃልኪዳን ኣቦና ኣብራም ኣዴና ሰራ ይግበረልኩም ፍቁራተይ
My Favarite zemari ኣብ ኪዳንኩም የጽንዕኩም ልዕል ጎይታ
ኣሰይይይይይ እልልልልልል ቃልኩዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ድ.ብርሃን ሓወይ ንዝተረፉ የሕዋትና ንዓካ የማስሎም🙏🙏🙏.
ርሑስ ጋማ እግዚኣብሔር ሓዳርኩም ይባርክ።ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና።
Eillllllllll zmarie melakti yesmealna zebenkum ybarek
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም የሕዋተይ. እግዚኣብሄር ኪዳንኩም ይባርኽ.
Btaemi des tbleni mezmur 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አስስሰይይይ እንኳዕ ብርሃን ረእካ
ሐዳርኩም ይባረክ 🙏🙏🙏🙏🙏💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💖
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ይባርኸልኩም ፍቱዋት ኣሕዋተይ
#እንዃዕ #ኣብቅዓኩም ድ. ብርሃነ ሓወይ ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበልኩም
ሩሑስ ጋማ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ🙏
ኣሜን ዝማረ መላኽቲ የስማልና 👏👏👏