ይግረም ኣለኹ/ Ygrem aleku /
Вставка
- Опубліковано 5 жов 2024
- Zemari Bereket Tikue
Zemarit Kisanet Kibrom
Zemari Sandro Grmay
Zemarit Hermela Yehisho
Zemari Dn. Yohanes Gebretnsae
Zemari Eyuel Eyob
Zemari Simon Aregay
© ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ’ዚ ዳውንሎድ ምግባር ንዘመሪቲ ብዙሕ ጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ወንካ ምዝርጋሕ ክልኩል እዩ ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምስዳድ ክትሕግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ።
#Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinya mezmur, #Amharic Mezmur, #Addis Ababa,Teahdo mezmur, #Debesey Mezmur, #orthodox tewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopian orthodox church,ethiopian orthodox tewahedo,orthodox sibket,daniel kibret,begena mezmur,ethiopian orthodox sibket,ethiopian orthodox mezmur new,eritrean music,Eritrea orthodox tewahdo,amharic mezmur,eritrea orthodox tewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket tikue mezmur
#tewahido church #tigray #zemari bereket tikue #eritrean mezmur 2021 #new tigrinya mezmur
Eritrea orthodox tewahdo
eritrean music
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur new
ethiopian orthodox mezmur
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
ethiopian orthodox tewahido
ethiopian orthodox tewahedo
tewahido church
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
orthodox tewahido
Debesey Mezmur
Teahdo mezmur
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
Ethiopian orthodox
Eritrea orthodox
eritrean music
Eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
#ethiopian orthodox tewahedo
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
#orthodox tewahido
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
#Ethiopian orthodox
#Eritrea orthodox
Hidmona
new eritrean movie 2020
#Debesey Mezmur
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur
Teahdo mezmur
nihemia
music eritrea
eritrea music
comedy of eritrea
eritrea comedy
hidmona comedy
warwarta
eritrean film
eritrean movie 2020
eritrean music 2020
eritrean comedy
eritrean movie
eritrean film 2020
best eritrean film 2020
New eritrean comedy 2020
hdmona tv
habesha comedy
habesha music
HDMONA NEBARIT
Mahlet
Eritrean
ethiopian orthodox mezmur new
Bereket
eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox tewahido
#tewahido church
amharic mezmur
Shegye Shegitu
best music
New Eritrean Music 2020
Ethiopia music
Rora
New ethiopian tigrigna
admas
Amharic
Tigray
ATA
Eritrea orthodox tewahdo/eritrean music/ethiopian orthodox mezmur mariam/ethiopian orthodox mezmur new/ethiopian orthodox mezmur/ethiopian orthodox sibket/begena mezmur/daniel kibret/orthodox sibket/ethiopian orthodox tewahido
#donkeytube
#eshetumelese
#ebs
እኔ ትግረኛ አልችልም መዝሙሩን ዛሬ ገና ማዳመጤ ነው እንዴት እደወደድኩት አላቅም የመንፈስ ቅዱስ አሰራር የሰውን ልብ ሲከፍት መስማት የማንችለው ያሰማናል ዝማሬ መላእክት ያሰማልን❤❤
አብዝቶ ይባርክሽ 🙏🏽🥰
መን ኣሎ ከማይ ደስተኛ ዝክዉን መዘሙር ሰሚዑ😍🙏 ተመስገን ኣቦይ ማዓረይ✝️❤
Amen 🙏🏾
AMEN AMEN AMEN🤲
Ane aleku amen 🙏
Ane aleku ❤ amen amen amen❤❤❤❤
@@IbelongtoJesus1230
ኣብ ሞትን ሂወትን ኣብ ሆስቢታል ከልኩ ዝሰማዕክዋ መዝሙር ክድሚ 2 ዓመት ኣብቲ ሰብ ዘይለብለይ ልዕሊ ኩሉ ዝኮነ ኣምላክ ምሳይ ኮይኑ ይክበር ይመስገን ። ዘማሪ በረክት ሓወይ ክሳብ ክድዚ አዩ ክሳብ ክንድዚ አዩ መዛሙራትካ በረክት ዘልዎ ኣጆካ ጥራይ አየ ዝብለካ ጸገኡ የብዝሃልካ
❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
መን ኣሎ ከማይ ደሰተኛ ዝከዉን መዝሙር ሰሚዑ ተመስገን ኣቦይ ማዓረይ
ይግረም ኣለኹ ብኣኻ
ንጉሰይ ፍሉይ 'ዩ ስራሕካ
ሂወት ከሞ ዘይብለይ ርኢኻ
ሂወትካ ሂብካዮ ንባርያኻ
ይድነቕ ኣለኹ ብኣኻ
ክርስቶስ ግሩም'ዩ ግብርኻ
ወገን ከም ዘይብለይ ርኢኻ
ካብ ዙፋን ወሪድካ ንባርያኻ
⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪
ዓለም'ዩ ዘመንን ፍቕርኻ
ጎይታይ ንምንታይ ዘይሓፈርካ
ዕርቃንካ ኣብ መስቀል ስለይ ተዋሪድካ ዝሞትካለይ''''''''
ክሰብኮ'የ ስምካ ክሳብ መኸተምታ ዘመነይ
ተስፋይ ኣይጎድልን ኣይሓፍርን ፍጹም ብኣኻ
ልዕሊ ማንም እንዴ ኣብ ሂወይ ኩሉ ዝሰርዓካ
⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪
ከምቲ ነቶም ስምካ ዝፈትዉ
ዝመሓርካ ስምዓኒ ንዓይ
ንስጉምተይ ኩሉ ኣብ ቃልካ ኣጽንዓዮ ከይወድቕ'''''''''''
እከይ ከይመልከኒ ፈተና ጸላእተይ ካባይ ኣርሕቕ
ገጽካ ኣብርሃለይ ስርዓትካ ኸኣ ምሃረኒ
ኪንዮ ምብዛሕ ቃላት ብመንፈስ ክህሉ ርድኣኒ (2)
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና ❤❤❤
❤❤❤❤
🙏🙏🙏
Amennn 🙏
Amen amen amen ❤❤❤❤❤
Thanks
Hello....i came from Ethiopia....i loved Eritrean....b.c Eritrean and Ethiopian are the same💝💝......by the way i can't speak and listen tigrigna language but i wish one day learn...tigrigna..and ...in that time...I will write comment by your first language..but always i listen eritrean orthodox muzmur....my best brothers and sister's God bless you❤❤❤❤❤love you.❤❤❤❤
😊
May god give us peace for tegaru ethiopian and ertrean and then we will teach you❤
@@GenetGebrekidan-o4d thanks.....
Good bless youu toooooo peace up on as orthodox church
@@GenetGebrekidan-o4das usual a needless comment because no one wrote about politics. What’s wrong with you? May god wash your demon away
እልልልልልል አሜን ትግረኛ አልሰማም ግን ነብሴን ይነዝራታል እሄን መዝሙር ስስማ 🙏🙏🙏🙏🙏
ናይዚ ዘመን በረኸትና ኢካ ንስካ መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልካ ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኹን ተባረኹ 🙏❤❤❤
መዝሙር ሰሚዐ ኣይፈልጥን ኢየ
ሎሚ ግን ተመሲጠ
ኦ ክርስቶስ መድሃኔ ኣለም ይቅረ በለልና ስለበደልና ሓፊርና ኣለና እሞ፡ እተን ናይ ምሕረት ኣዒንትካ ቆሊሕ ክብላና ፍቀድ ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ane ከዓ ኣብ ሊብያ ተደርብየ ከለኩ ኣምላከይ ምሳይ ኔሩን ኣሎን ተመስገን ስለ ኩሉ ምሕረትካ በረከት ሓውና ፀግኡ ምሳካ ይኩን ኣብርሃም ትግራይ ❤
Ajoka zhawey abti zedelekayo amlak balu haqifu degifu kebxhaka eyu xolot tray aytewhd Amen
enkuea bselam wetsaka...enkuea des beleka mearey
ኡፍፍፍ😢በረከት ሓወይ ተባረክ ብናትካ መዝሙራት ብሓቂ ናብ ኣምላኸይ ተመሊሰ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤
Hello i am rufta and i am 9 years old and i love your mezmur and can you please do more muzmur i love you mezmur!!!👍
😊
❤❤❤❤❤❤❤❤
💙💙💙
God bless you!
God bless you ❤
Iam tgray orthodox tewahdo I respect
መዝሙሮችህን በጣም ነው የምወዳቸው በቤቱ ያፅናህ ወንድማችን 🇪🇹✝️
ብሓቂ የ ዝብለካ መዙሙርካ ጥራይ ዘይኮነስ ገጽካ ክርኢ ኣዝየ የ ዝሕጎስ ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርካ ተባረኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽ
😅😊😮
kal hiwet yesmealna amen❤
ኣነ ከኣ በኣካ ይግረም ኣለኩ ሞ ፡ካብ ውድቀት ይሓልካ ፈጣሪ ፡ንዝማሬ ኢካ ተፈጢርካ ብሩክ ቀጽል ፡ጸሎት ኣጻዕቅ ቀሊል ተጻባኢ የብልካን
Yes 🙏🙏🙏
Nay behaki xegue yebzehalka egzabhir
Yes
naybhaki
ናይ ብሓቂ
እመን❤❤
ኪንዮ ምብዛሕ ቃላት ብመንፈስ ክህሉ ርድኣኒ🙏
ጸጋኡ የብዝሐልካ ብሩኸይ/ንኹላትኩም❤
ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ብሩክ ሓወይ❤😍
God Bless You Amen Amen Amen.
ዝማሪ መላይክትን ያሰማልን ፀጋዉን ያብዛልህ❤❤❤
እዛ መዝሙር ብጣዕሚ ከተጸልለኒ ደልያ ዘላ ኣምላኽ ይባርኹም ንኹልትኩም🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ይህልዶ ከማይ እዝይ እናሰምዐ ካብ ውሽጡ ዝሕጎስ ብውዕለት ፈጣርኡ 🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen ❤❤❤
መን ኣሎ ከመይ ደሰተኛ ዝክውን መዝሙር ሰሚዑ ደስ ዘቡሎ ተመስገን አምላክ ✝️✝️💒💒💒💒✝️💒💒💒✝️✝️❤❤❤❤❤❤❤
ቤኪ ሀወይ ዝማሬ መልአክት ያሰማልን 😢❤❤❤💚💛❤️🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
😢ኣብ ልበይ ዘሎ ስሚዒት ከውጺኦ ቃላት ይሓጽረኒ ቤረከት ሓወይ❤እግዛብሔር ጸግኡ የብዛሕልካ ልቢ መንእሰይ ትርዳእ ሰብ ኢካ ሞ እግዛብሔር ይሓልካ😊
Wow I am blessed by this song alot. God bless you abundantly!
Yigrem Aleኹ 👑
|||||||||~>ዓለም'ዪ ዘመንን ፍቅርኻ
ጎይታይ ምእንታይ ዘይሓፈርካ
ዕርቃንካ ኣብ መስቀል ስለይ ተዋሪድካ
ዝሞትካለይ..…🎶🎶
ክሰብኮ'የ ስምካ ክሳብ መኸተምታ ዘመነይ
ተስፋይ ኣይጎድልን ኣይሓፍርን ፍጹም ብኣኻ…..🎶🎶
ልዕሊ ማንም እንዴ ኣብ ሂወተይ ክሉ ዝሰርዐካ
#ይግረም ኣለኹ ብኣኻ
ንጉሰይ ፍሉይ'ዪ ስራሕካ
ሂወት ከም ዘይብለይ ርኢኻ
ሂወትካ ሂብካዬ ንባርያኻ
ይድነቅ ኣለኹ ብኣኻ
ክርስቶስ ግሩም'ዪ ግብርኻ
ወገን ከም ዘይብለይ ርኢኻ
ካብ ዙፋን ወሪድካ ንባርያኻ
~>ከምቲ ነቶም ስምካ ዝፈትዉ
ዝመሓርካ ስምዓኒ ንዓይ
ንስጉምተይ ኩሉ ኣብ ቃልካ ኣጽንዓዬ
ከይወድቅ…..🎶🎶
እከይ ከይመልከኒ ፈተና ጸላእተይ ካባይ ኣርሕቅ…..🎶🎶
ገጽካ ኣብርሃለይ ስርዓታትካ ኸኣ ምሃረኒ
ኪንዬ ምብዛሕ ቃላት ብመንፈስ ክህሉ ርድኣኒ
#ይግረም ኣለኹ ብኣኻ
ንጉሰይ ፍሉይ'ዪ ስራሕካ
ሂወት ከም ዘይብለይ ርኢኻ
ሂወትካ ሂብካዬ ንባርያኻ
ይድነቅ ኣለኹ ብኣኻ
ክርስቶስ ግሩም'ዪ ግብርኻ
ወገን ከም ዘይብለይ ርኢኻ
ካብ ዙፋን ወሪድካ ንባርያኻ
Excellent work! You continue to inspire me with your incredible talent and dedication BRUKIe Hawey ❤️😇
#wedi_kristos1
❤❤❤
🙏🙏🙏
Kulu mezmurka ab lbka eyu zatu God Bless You berie hawey ❤❤❤
EVEN IF I CAN'T UNDERSTAND MEANING OF THIS SONG . I LISTEN IT MORE THAN 3 TIMES. Gutu From Ambo town ,Oromia, Ethiopia.
እግዚአብሔር አምላክ ፀጋውን ያብዛልህ ወንድማችን መዝሙሮችህን በጣም ነው የምወድልህ ስለሀሉም ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ✝️🙏🏾
ገጽካ ኣብርሃለይ ስርዓታትካ ከኣ ምሀረኒ ኪኖ ምብዛሕ ቃላት ብመንፈስ ክህሉ ርድኣኒ። እግዝኣቢሄር ዝሃበና በረኽት ኢካኣ እሞ ጎይታ እንዳ ባረኽ ይባርኽካ ❤🙏⛪
Orthodox is truth Orthodox is Jesus christ with his mother,thank you brother we want more and more
ክቡር ዘማሪ ሓውና በረከት ቃል ሂወት የስማዓና ፡ ብልቢ ተሓጊሰ ኦርተዶክስ ንዘለኣለም ትንምበር !!!
ቡሩኸይ መዛሙሩካ ብጣዕሚ ልብኻ ኢዩም ዝትንክፍ ዝማሬ መልኣኽት የስምዓና Berket hawena edmen tenan. Yehabeka xegaka yebarek ❤
ዕልልልልልል ዕልልልልልል ዕልልልልልል
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም
berye hawey zmare melakti yesmana xegiu yebzahalka nay zemen edmka ybarek 🙏🙏🙏🙏🙏
ናይ ብሓቂ ንሂወትና ንፍትሸላ መዝሙር ኢያ ቃለ ህይወት የስምዓልና መመሊስኩም ሰስኑ
ኣሜን(3)🙏🙏🙏 ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዘ/በረኸት ትኩእ ሓውና
❤ ዘማሪ በረከት በረከትና አግዚኣብሄር መመሊሱ ይባርኽካ መዛሙርካ የሰስነልና ጸገኡ የብዝሃልካ
ዝማሬ መላአክት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ በረከት ሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ.መላእክት የስምዓልና ፀጋ በረከቱ የብዝሓልካ ክቡር ሓው
እንቋዕ ብሰላም መጻካ ዘማሪ በረከት🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌹🌹❤❤🌹🌹🌹🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
Aseyyyyyyyy elllllllllllllllllllllllll bereket hawey amen amen amen ygerm aleku zmare melakt yesmealna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝፈትውካ ሓወይ ዝማሬ መላእክት ያሠማልን 🕯✝️⛪️
May God be blessed, Hearing this mezmur becomes full of Hope and happiness
ይግረም አለኩ ብኣኻ ንጉሰይ ፍሉይ ዩ' ስራሕካ ሂወት ከም ዘይብለይ ሪእኻ ሂወትካ ሂብካይ ንባርያካ❤️♥️
አሜን ፫ ዝማሬ መለአክቲ የስመዐልና በረከት ሓዉና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ♥️✝️💫🥰🥰
ዓለም እዩ ዘመንን ፍቅርኻ.....ናይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልክን እግዚኣብሔር ኣምላክ ፉቁራተይ
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና 🙏ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓና፡ ግሩም ዝኾነ ውዕለት ጎይታ ኢየሱስ ዝገልጽ መጽሙር። ኣምላኽ ሓይሊ ይሃብካ።
ኣሜን (3)
ዘማራይ በረከት ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጸግኡ የብዝሐልካ
ካብ ክሉ ነገራት ዝመቀረ ምግቢ ሂወትና ዝኾነት መዝሙር 🙏🙏🙏
አገልግሎት ዘመንካ ዝተባረኸ ይኹን ሃወይ ❤
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዐልና በረኸት ሓውና ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባረኽ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክቲ የስመዕልና 🙏🙏🙏🤲🤲🤲😥
የኔ ጅግና ❤❤ ተባረክ ዝሓወይ በርትዕ ንፉዕ😘
ዝማሬ መላአክት ያሰማልን በእድሜ በጤና ይጠብቅህ የወጣትነትህን ዘመን ፈጣሪ ይባርክልህ መዝሙሮችህን እሰማለሁ ቋንቋውን ባልችለውም ደሰ ይለኛል ይሄን መዝሙርህን ግን በተደጋጋሚ እሰማዋለሁ በግማሽ በአማርኛ አስተርጓሚዋለሁ🙏 ወደ ጋላሪ ላይ ብዙ መዝሙሮችህን አወርጃለሁ ተባረክ ዘማሬ በረከት 🙏⛪🇪🇹🇪🇷❤
ዝማሬ መላእክቲ የሰማዓልና ጸጉኡ የብዛሐልካ መመሊሰካ ድመቅ ቡሩኽ ሐወይ❤❤❤
Zmarie melaikti yesmalna berie hawna ❤❤❤❤❤berti mezmuratka megbi nay hiwetna eyu fetari xegu yebzhalka nay agolgulot zemenka ka ybark
ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ፈጣሪ ዝሓወይ።
ዝማሬ መላእክቲ የስመአና ግሩም ዝኾነ ውዕለት ጎይታ እየሱስ ይንቀየለን
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 👏
መንፈስ እዩ እኮ ዝዘርእ መዝምርካ ❤❤
እመቤቴ ትሓልወኩም 🤲
ናይ ቡ ሓቂ ደስ ትብል ቃል ኣምላኽ የስማዖልና✝️🙏
ይግረም ኣለኹ ባኣካ ቃል ሂወት ይስማዓና ጸጉኡ የብዝሓልካ
አሜንንአሜንንዘማሪ መላክት ያሰማልን ወንድሜ🥰🥰💞💞💕💕💓💓🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና በረከት ሓወይይይ❤ ሓበን ተዋህዶ ጥዑመ ልሳን ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ወገናተይ ንበረኸት ኩኑ።
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዘማሪ በረኸት ሓወይ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክውር ሓውና በረትየ ብሓቂ ጸግኡ በረከቱ የብዘሐልካ እዮሱስ በሪየ ዋ በርተዐልና
ናይ ዘመንና ብሉጽ ዘማሪ በረኸት ሓውና መዛሙራትካ ሓይሊ ኣለዎም እግዚኣብሄር ጸግኡ እናሓደረ የብዝሓልካ።
ልቢ ዚ ትውልዲ ተረዲእካዮ ኣለኻ ጽምእና ዘርዊ ጥዑም ዝማሬ ዩ ዘለካ ሕጂ ኣምላኽ ኣብ ዙርያኻ ይሃሉ።
ጸጋኻ መሊኡ ይብዝሓልካ።
ዝማሬ መላኣክት ያሳምና ዉንድሜይ በጣም ነዉ እምዉድዉ መዘሙ ያነት ይላያል እግዚአብሔር በረከት ያሰድረልህ
ዝማሬ መላኣክቲ ይስምዕልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም እምብር በረከት ኢካ ዝሓወይ ሙሉእ ዕድመካ ኣብ ቤተ እግዚኣብሔር ይወዳኣ❤❤❤
ይበል ድምጺ ይበል ቃና 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉❤🎉
ቃል መላእክቲ የስማዓልና
እዝጊኣቤር ይባርኩም ይባርከና❤
Woow God blessing brother.for every thing 🙏 🙌 👏 ❤️ 🙏 ❤️ 🙏 ❤️
Burukey xolot qudusan ayfeleyeka 🙏🙏🙏 God bless you 🙏 ♥️ ❤️ 💖
ዝማሬ መላይክት ያሰማልን በቤቱ ያፅናህ ❤❤❤❤❤
Pls do Classical for this mezmur ❤ love it always 😢
Amen amen amen zemarea melaket yesmalina 🙏🙏🙏edmen tinane yhabika fetiri kilu alem 🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዘማሪ በረኸት ሓውና
Zemari beraket betami xebuk mezmur amen 🙏🙏🙏
From 🇪🇹Orthodox much respect❤
😂k0
9999p9999
💛💛💛❤️❤️⛪⛪🙏🙏
ኦርቴዶክስ እኮ ነው ልጁ
ቤኪ ሐውና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይበረክ
ዝማሬ መላእክት ያሰማዓልና ፈጣሪ ❤️👏🏿
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏👏👏👏
❤️እግዚአብሔር ይመስገን ❤️
አሜን(3)ዝማሬመላእክት የመስዓልና ክቡራት አሕዋትና🙏
መድሀኒአለም ኢየሱስ ክርስቶስ ፀጋኡ የብዘሐልኩም 🌷🙏🌷🙏🌷🙏
Zmare melakt yesmialna berie hawey ajoka goyta ab gonka alo . Netom zqawemuka ayttehalalekom . Kemzi zeloekayo megedka tray temt. Nsom wn beti que akaydaka riom mklesu eyom
ኣነ ኻኣ ቢኣኻ ይግረም ኣለኹ በርኸት ሓዉና ❤❤❤❤❤❤❤
የዕጽምቲ ዘለምልም መዝሙር ኣምላኽ ጸግኡ የቡዝሓልካ ሓወይ❤❤❤😍😍😍😍😘😘🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿⛪️⛪️⛪️⛪️ወገን ከምዘይ ቡለይ ሪኢካ❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሪ መላእክቲ ይስምዓነ ❤
Amen Halleluja Yes Kristos gerum eyu serahka❤
ብሰላም ምጸና ዘ.በረኸት ሓወና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕል ጸጋ ይዓድልካ በረኸት ከም ሰሙ❤🥰🥰😇
ይግረም ኣለኹ ብኣኻ
ንጉሰይ ፍሉይ'ዪ ስራሕካ
ሂወት ከም ዘይብለይ ርኢኻ
ሂወትካ ሂብካዬ ንባርያኻ
ይድነቅ ኣለኹ ብኣኻ
ክርስቶስ ግሩም'ዪ ግብርኻ
ወገን ከም ዘይብለይ ርኢኻ
ካብ ዙፋን ወሪድካ ንባርያኻ
ዓለም'ዪ ዘመንን ፍቅርኻ
ጎይታይ ምእንታይ ዘይሓፈርካ
ዕርቃንካ ኣብ መስቀል ስለይ ተዋሪድካ
ዝሞትካለይ ......
ክሰብኮ'የ ስምካ ክሳብ መኸተምታ ዘመነይ
ተስፋይ ኣይጎድልን ኣይሓፍርን ፍጹም ብኣኻ
ልዕሊ ማንም እንዴ ኣብ ሂወተይ ክሉ ዝሰርዐካ
ይድነቅ ኣለኹ ብኣኻ
ክርስቶስ ግሩም'ዪ ግብርኻ
ወገን ከም ዘይብለይ ርኢኻ
ካብ ዙፋን ወሪድካ ንባርያኻ
ከምቲ ነቶም ስምካ ዝፈትዉ
ዝመሓርካ ስምዓኒ ንዓይ
ንስጉምተይ ኩሉ ኣብ ቃልካ ኣጽንዓዬ
ከይወድቅ ......
እከይ ከይመልከኒ ፈተና ጸላእተይ ካባይ ኣርሕቅ
ገጽካ ኣብርሃለይ ስርዓታትካ ኸኣ ምሃረኒ
ኪንዬ ምብዛሕ ቃላት ብመንፈስ ክህሉ ርድኣኒ
ይድነቅ ኣለኹ ብኣኻ
ክርስቶስ ግሩም'ዪ ግብርኻ
ወገን ከም ዘይብለይ ርኢኻ
ካብ ዙፋን ወሪድካ ንባርያኻ
❤🎉😅😊😢
መዝሙሩን ወንድማችን አኬ ጋር ነው የሰማሁት ❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት 👏👏👏
እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ በሬ ሓወይ ኩለን ኣብ ሓደ ክጽበ ቀንየ ብሓደ ተዝኮና ንሰማዕቲ ጽቡቅ ምኮነ ይብል
My daughter is 20 months old. She loves your chants so much specially this one. If I change it to other chants then she cry out. Bereket hawey May the Lord Jesus christ bless your efforts, I mean it.
Tebarek zhawey xeguau yebzhalka
Pjxcdseer3r444njuuuu
Bere hawey kulu neger kedife mezumurika am listening every day thanks God Bless 🙌 you
amen amen amen zemar melakety yesmaleke bere heway admen tanan yehabke fatri