Yes he has beauties family in Milan he's x wife's name is yrgalem but I think now they challenge London. so I wish for him wonderful health and long life thank you for the amazing explain his story 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪👍👈
He lost a sister and two brothers during the derg area there’s no house or family weather Muslims or Christians who didn’t sacrifice in the 30 year long arms struggle for independence 🇪🇷
Jamais existe pas comme lui -même encore.c’est un légende et héros ,j’ai adore lui. Et puis son musique Lemon leminey et - Bats'e Siye ,Exetera……🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Aryam Bereket 😂 abzi godena ba traffic kemzelo astewielki tenkesakesi!!! Gena nouveau ki A2 yu zelo ressayer stp. Hasabki xbuk endyu gn ab ezni semaeti metan kbexh t keberon et kearn aqany abilki dea xwhafyo 😂✌🏾😍
Abi gegna neru entay mo kulu do ni barnete koynu terifu mewdetu da yexbuko ember ezi tekal chetan zerug kulu gegr zerigwo Eway nihinas ahwate Tegru kinbhal dina
ቀዳመይቲ ባአለይ yesss
Wawww Ayni Sewira Eritra Wedi tukul 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🤝
ወዲ ትኹል ኣብ ሓርነታዊ ቃልስና በቲ ዘይሃስስ ጥዑም ደርፍታቱ ዓቢ ኣበርክዮ ፈጺሙ አዩ ።
ደርፊ ናይ ሜዳ እንተልካ ቀድሙ ዝመጻካ ድምጻዊ እንተልዩ ወዲ ትኹልዩ ወዲ ትኹል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
መርሓባ ዛራ ፍልጠት ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ነዚ ከም እኽለ ማይ ንሃርፎ ኣርካን ገዲም ተጋዳላይን ህቡብ ስነጥበባዊ ሰውራ ኤርትራን ወዲ ትኹል ጅግና ጽኑዕ ኣብ መትከሉ ቅርሲ ሰውራ ኤርትራ ታሪኹ ክንሰምዕ ኣዝዩ ደስ ኢሉና ብልቢ ነመስግነኩም ሓላላት
ንወዲ ትኹል ድማ ዓጸፋታት ዕድመን ጥዕናን ንምነየሉ ሰላምታ ኣብጹሑልና ብወዲ ትኹል ኩሩዓትን
ሕቡናትን ምዃና
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!!
🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷💪🇪🇷
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ብፍላይ ኣብ ኤርትራ ዘወር እንተልካ ብዙሕ ዘይተበርበረ ታሪኽ ኢዩ ዘሎ ሞ ቀጽልዎ ንብል
ዛራ ፍልጠት ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ
ናይ በዓል ወዲ ትኩል ሰሚዕካ ናይ በዓል ቺሮስ ኣስፋሃ ክትሰምዕ,ስ ደመት እዋይ ክልተ ሞት እዩ ነገሩ ✅
Goyta sewra eritrawi wedi tkul jgna 💪💪💪💪💪💪💯💯💯💯💯💯💯🇪🇷
Thank you Asmerom Berhe. I always admire your contents. Wedi Tukul is our legend and wish him health and long life.
ኣቱም ሰባት ፈላሲ ነይሩ ኣቡኡ ይብል ኣሎ ፈላሲ ኸ ይወልድ ዲዩ
ኣነ ዴ ጠፌአአ ዋላስ እዚ ሓዉና ኢዩ ።
ሓጉዝና እስከ please ,
ምድርን ሰማይን እተተላገበ
ከምዓይኒ መርፍእ ዋላ ተጸበበ
ኣቤት እወ ኩሉ ይሰኣለካ ፡ ትብዓት ጀጋኑና ወትሩ ይዘንቶ ታሪኽና ድማ ስኑድ ብርሃን መጻኢና ክሳብ ዝኮነ ናብ ወለዶታትና ክቅጽል ናይ ዝነኣስና ደቆም ናብ ደቅና ዩ ።
ህያብ ሰውራ ብሉጽ ንሃገርና ወዲ ትኹል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ሰላም ሰላም ኣዳላዊ ዝመደብ ኣብተቅርቦ ኩነታት ይካታተለካ እየ ጽቡቅ መደብ ኣለካ ግን ታሪኽ ስለ ዝኾነ እዚ ትዛረቦ ዘለኻ ኣይተበላሽዎ ትኹል ዓብዩ ኣዲኡ ትኹል እያ ዓዳ ዓዲ ኣብኡግን ጉራዕ እዩ ወዲ ሰብ ክኣ በብኡ እዩ ዝጽዎዕ ከም ወዲ ኣድጊ በብኡ ኣይጽዎዕን እዩ እዚኣ ተኣረመላ
እቲ ሓያል መንኮርኮር ሰውራ ዝኾነ ድምጻዊ ወዲ ቱኹል ዘምጻእኩሙልና ዛራ ፍልጠት የቐንየልና ።ደርፊ ወዲ ተኹል ኤርትራዊ መዝሙር ተበልኩ ዘጋነንኩ ኣይመስለንን ።ንበረልና ኩቡር ስነ ጥበበኛ 💕💕💕🙏🙏🙏።
ትኹል ፍርቂ ሳውራ!!! ምሉእ ዕድመን ጥዕና ይምነየልካ፡ ትኩል ተራ ሰብ ኣይኮነን። መድሃኒት ናይ ሂወት፡ ሚስጢር ሃገር
ንኤርትራ ዝነብር
ኣብ ነብሲ ወከፍ ምንዋሕ ዕድመ ኤርትራዊ ተወሳኪ ዕድመ ዝለቐበ፡ መን እሞ ብትካዜ ተዋሕጡ ብደርፍታቱ ደስትኡ ዘይመለሰ፡
ንስኻስ ንበረልና ዳኣ ኣታ
ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ሃገር
ዘይድገም ናይ ኤርትራና ባሃር
ሚስጢር ሃገር: ንኤርትራ ዝነብር: , ,ናይ ካልኦት ዓድታት ከ ኣፍልጦ ኣለካ ድዩ
Wediii tekuleyyy my king artist n hero ayayy ( abbi memhreyy xilaleyy)
The best artist we have wedi tkul .... long life
Ayni sewran wedi tukul newih ademen teanan yemneyelka kab helfie fetawika🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
ወዲ ትኹል ጅግና ጹኑዕ ባዓል መትከል 💪💪🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣️❣️❣️ዛራውያን👍🇪🇷👍
ኣስመሮም ሓውና "ሳዋ" ታሪኻዊት ደርፊ ረሲዕካያ እዛ ንገሊኦም ርእሲ ሕማም ትኾኖም ዘላ ።
Wedi Tukul my favourit Big king...!!!!
Naybahaki tsbuk agalaltsa yekenielna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
waww zarwyan kem kulu gezie beluxe
Weditukul
MeKalh hager
Ambesa wedinabs
ንወዲ ቱኹል ሕጂ ኣምሓሩ ይረውእዎ ኣለዉ
ብኻ ጸሎት ጸሊልና
Much love to wedi Tkul.
ወዲ ትኩል ጂግና።🕌❤️⛪️❤🇪🇷🙏
Wedi erey jigina 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️
Hgi bella gierkum wedi tkuln gal ankeren ab tegadelti fluy tekebalnet nierwom nay gal ankere ka knxbeyeka ina 💚💖💙 🇪🇷🇪🇷
derfi wedi tukul Nab hagerka hax bel ybleka
Yes he has beauties family in Milan he's x wife's name is yrgalem but I think now they challenge London. so I wish for him wonderful health and long life thank you for the amazing explain his story 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪👍👈
Wedi tkul motor sewra Eritrea 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷❤
Wedi tukul jegna motor sawra🥰💗🇪🇷
Wedi tekul jigna.....
Xbuk medab kexlewo🇪🇷🇪🇷💪💪
Kubur haw wedi tkul adi adieu eyu tkul. enda abu gn GURAE eyu seb kea enda abu eyu adu tearemela Thanks
The best artist
Asmie hawey lomi terakibna. Yibel agelalixa. Kemzi gerka berbiro tarik abotatnan enotatnan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
Arha hager weditukul
ክራር ደንዳኒት እያ ንገለ ኣብ ሓጺር ንገለ ከኣ ንሓዋሩ ታኣብዮ ኢልካ ኣነ ካብቶም ከይደቀሱ ክመልክዋ ዛሓድሩ እየ ዓመታት ሃሪመ ደኪመ ኣብ ካልእ ዓለም ተዋፊረ ግን ካብ ዘይቆበጽክዋ ነገር የ
Waw amazing story but classical rebashit koyna please slow it or delet it for next work
Wedi tukul and i Hko sewra Eleyo aleku ,,
ወዲ ትኩል ጅግና
ወዲ ትኹል ጂግና ኣብ ሰውራ ፍርቂ ዉድብ ይብሃል ኔሩ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
Tnks more guys
Wedi tkul Edmen.teenan yhanka
He lost a sister and two brothers during the derg area there’s no house or family weather Muslims or Christians who didn’t sacrifice in the 30 year long arms struggle for independence 🇪🇷
Tukuleyis ba inquae derafai konelna.Gin kebessa keibexihu awett arkibatom tibil yimesleni.Eta kebessa keibexihu Aire debdibatom zibelkaya.
ክቡር ሓው መደባትካ ኣዝዩ መሳጢን ሰሓብን ዩ ።ኣብታ ኣቡነ ኣረጋዊ ዝበልካያ ግን ብ ኣቦይ ኣረጋዊ ትተኣረም። ብዝተረፈ መደባትካ ብሃንቀውታ ኢና ንጽበዮ ቀጽሎ።
ወዲ ትኹል ንበይኑ ፍርቂ ሰውራ እዩ።
niceeeeeeee
🌹🌹🌹
ንፉዕ ኤርትራዊ
Wel came
ታሪክ ኣብርሃም ተወልደ ባ ኣምጽኣልና
Wedi tukul yaki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌👌👌👌👌👌
ኣቡኡ ፈለሲ ኢዩ ኢልክሞ ፈለሲ ከኣ ዝመነነ ምኳኑ ኢና ንፈልጥ ዶ ዋላስ ሰበር ኢዩ
ዎልዶም ዝወድኡ ኢውን ይፍልሱ ኢዩም ክቅድሱ ኢዮም ዘይክእሉ ኢበር
ሞሎኮስ እዩ ዘይ ወልድ
ክክክክክክክክ ኣባተ ዮም ዝብሃሉ ኔሮም ብምንታይ ኢዩ እንድዒ ወደባተ ዩ ዝበሃል ዳሕራይ ዩ ወዲ ትኹል ወጽዩዎ
ክክክክክክክክ ኣባተ ዮም ዝብሃሉ ኔሮም ብምንታይ ኢዩ እንድዒ ወደባተ ዩ ዝበሃል ዳሕራይ ዩ ወዲ ትኹል ወጽዩዎ
Wedi tekul waaa star
Tebatay betafi nefu qexelo
"ወያናይ" ትብል ውን ኣላቶ፡ ኣይትስገራ
ወዲ ትኹል ወ ይዓኸ!
ንፉዓት ጽቡቅ መደም ኣምጺኩምልና
ቀጽልዎ ካብ ናይ ደገ ናትና እዩ ናትና ኣለዉና ዳህስዎም
Wedi Tikal gegena eyu ezom teserfewo zelekum kedkum zeytegadelu. Ab dege koinka aykonen.
ወዲ ትኩል ጂግና!
He is geniuse
ደቂ ዓበይቲ ነዛ ኮመንት ተንብብዋ ዘለኩም ኣኣብ ዘለኩሞ ሰላም ይምነየልኩም ኣስሓቅቲ መሃርቲ ኣዛናጋዕቲ ምስ እትደልዩ ስብስክራይብ ግበሩ ኣሕዋት ፨፨
👊👊👊👏👏👏👊👊👊
Jamais existe pas comme lui -même encore.c’est un légende et héros ,j’ai adore lui. Et puis son musique Lemon leminey et - Bats'e Siye ,Exetera……🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Aryam Bereket 😂 abzi godena ba traffic kemzelo astewielki tenkesakesi!!! Gena nouveau ki A2 yu zelo ressayer stp. Hasabki xbuk endyu gn ab ezni semaeti metan kbexh t keberon et kearn aqany abilki dea xwhafyo 😂✌🏾😍
Waww
ከምዚ ኣንበሳ ምኻን መን ይረኽቦ
እንታይ እሞ ሕጂ እንዶ ሽለት ተቀይሩ የሕዋቱ መቃልስቱ ክእሰሩ ኣስቅጥ በቃ
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Tsibuk garkum zarawiyan wedi tikul mikirabkum
ይቓለስ እውን ኣሎ ከመይ ድዩ ቓልሲ? ኣላ ኤርትሪን፣
ዲ/ን ኮይኮነ ኣቋሪጽዎ እናበልበልካ ከመይ ኢልካ ዲያቆን ኢልካዮ ፧?
Bay nska kea entay kbl kemzdeleye teredieka shefef elka zeythalfo natka gedd, Dyakon dika konka 😂✌🏾😍
@@awetmekonen3154 😏ከመይ ጌሩ ናተይ ይገድድ ካብ ድያቆን ናብ ደራፋይ ዝብል ኣርእስቲ ሂቡ ከብቅዕ ተገምጢሉ ናብ ዲቁና መዓርግ ከይበጸሐ ኣቋርጽዎ ይብለና እንተሎ ክእረም ኣለዎ ይብለካ ኣለኹ ምኽንያቱ ኣርእስቱን ትሕዝትኡን ይጋጮ ስለ ዘሎ ሸለል ኢለ ውን ክሓልፎ ይኽእል ኔረ የ ብዙሕ ግዜ ከምዚ ስለ ዝገብር ምስ ትሕዝትኡ ዝኸይድ ኣርእስቲ ሃቦ ተበልክዎ በየናይ መልክዑ ዩ ናተይ ገዲዱ?
Eway hjis nay bhaki eka hariqka bel nhdefo
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖😘😘😘😘
Wedi tikul 1/2 sewrawi kalsina entebelkayo wun ayneson eu
ጫቑጫቕ ቆልዓ ሰበይቲ / √ ካብ መግቢ ሺሮ & ሓምሊ √ /
Abi gegna neru entay mo kulu do ni barnete koynu terifu mewdetu da yexbuko ember ezi tekal chetan zerug kulu gegr zerigwo
Eway nihinas ahwate Tegru kinbhal dina
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰
Arma.hager.wedi.tkul
entay mo nay wedi tkul kinat tray eyu zfetu ab gzie selam ayderfn eyu kinat zfetu kea baelu ab kinat keydu tray eyu kitakos zelewo enber nmesakin ahwatna kiwerdu kidefafie kah ayblekan
ዛራ ኣብ ካልእ የድንቀካ እየ ኣብዛ ግን ነቲ ደራፋይን ነቲ ህግደፍን ዝውድሱን ኢካ ኣምጺካ ክሳብ ህጅ ይቃለስ ኣሎ ኢልካዮ ህዝቢ ንምጥፋእ ድዩ እዛ ኣቂርብካያ ዘለካ መደብ ብዙሕ ከተውቅስካ እያ ብዙሕ ጌጋ ኣገላልጻ ኣለዋ ናትካ መርገጺ ብዘየገድስ
ተሐዝን ኣብ ዓሌትን ኣብ ሓሸውየ ምህላውካ
@@mendelay6645 kid ata donkoro donkoro mukanka fulut eu gizey mis donkoro ayhilifon
ክክ ድሓን ደንቆሮ መን እዩ ኣነን ንስክን ኢና ንነብረሉ እንታይ ዓይነት ትምህርቲ በጺሕካ ወይ ኣብ ምንታይ ትማሃርን ኣብ ምንታይ ትሰርሕ ምበልኩካ ግን ኣየገድሰንን እዩ ካብ ኣዛራርባካ ስለ ዝርኣኩስ ሸለል ክብለካ እየ ግን ኣጆካ ንማስ ሚዳ ከም ትካልካ ገርካ ኣይትርኣዮም ዘወር በል ኣብ ክላሳትን ሃብትን
ከላ ሱቅ በል ውቃዕ
Entay eyu FFFFF
Eway hasot gda netom zey feltwo aytedenagr astewel gda
ክቡር ሓው ርኢቶ ክንህብ ብዝገበርካልና ዕድመ መሰረት ሓንቲ ርኢቶ ክህብ።
እታ "ወራር-ወያነ" ትብል ክትእረም ዘለዋ ኢያ። ከምዚ ክብል እንከለኹ ካብ ጽልኢ ወይ ፍትወት ዘይኮንኩ ፥ ዓለም ብሳተላይት ተሓጊዛ ዘቕረበቶ መርትዖን ፥ ድሕሪ'ቲ ኲናት'ውን መንግስቲ ኤርትራ ኣሚኑ ዝፈረመሉን ፥ ዝያዳ ካሕሳ'ውን ዝኸፈለሉን ሓቂ ኢዩ። ንስኻ ድማ ንሕብረተሰብ ትምህርቲ ተቕርብ ክሳብ ዝሃለኻ ካብ ናይ ሓሶት ወገናውነት ወጺእካ ፥ ብናጽነት ሓቂ ማሃር። ንሕና ብሓሶት ተማሂርና ዝዓበናዮ ከይኣክል ዳሕረዎት ወለዶ'ውን ጌጋ ኣይንምሃሮም። እንተወሓደ *ግጭት ኢትዮ-ኤርትራ" ኢልና ንጸውዓዮ።
የቐንየለይ።
ሰላም ንዓኻ ሓወይ ናተይ::ኣብ መንጎ ለባምን ለባም ምምሳልልን ቡዙሕ ፍልልይ ኣሎ::ንመለስ ንምንታይ ኢኻ ነዚ መንግስቲ ንምእላይ ካብ ምዕራባውያን ሓገዝ ዝሓተትካ ኢልካ ሕተቶ::ምውራር ማለት ዘይመሬትካ ምግባት ማለት'ዩ::ኣብ ባድመ ድሕሪ ፍርዲ ብዓመጽ ዝነብር ዘሎ ስረዓት ወያነ'ዩ::እዚ ንዓኻ ሓላል'ዩ::ብዛዕባ ሳተላይት ጉዳይና ኣይኮነን ምኽኒያቱ ሰብ ሳተላይ ጉዳይ ረብሖም እምበር ንፍትሒ ዘክሮማ ስለዘይፈልጡ::ዓባይ ትግራይ ዝብል ማኒፊስቶ ንምንታይ ኣድለየ ኢልካ ንኤሊት ትግራይ ሕተቶም::ተሓላቂ መሲልካ መንቆሪ ኣይትኩን::ኤርትራውያን ዝገበትናዮም መሬት የብልናን::ክሓልፈልና ተኮይኑ ብሓባር ኣይኮነን ግን ኣብታ ዓንኬል ድኽነት ብሓባር ንነብር ዝብል ናይ ቡዳ ፖለቲካ ንዝኽተል ውድብ ወራሪ ኣይኮነን ኢልካ ክትጣበቀሉ ቁሩብ ኣየሕፍረካን::የቀንየለይ
@@asmeraeritrea1648
ሰላም ሓው ፥
እዚ ኩሉ ዝገለጽካዮ እቲ ብቑል ክብል ብሓሶት ዝተፈጥረን ክሳብ ሕጂ ድማ ብሓሶትን ዓመጽን ዝነብር ዘሎ ዲያብሎስ ዓዲ ሃሎ ዘውጋዓካ ድራማ ኢዩ ኣብ ርእስኻ ተወቂጡ ዝጻወተልካ ዘሎ።
እስኪ ክሓተካ
1, እቶም ኣብ 1998 ኣብ ባድመ ተቐቲሎም ተባሂሎም መባረኺ እቲ ኲናት ዝተጠቕምሎም 4-ጀነራለት መነ-መን ይባሃሉ ?
2, ጉዳይ ሳተላይት ጉዳይካ እንተዘይኮይኑ ስለምንታይ ኢሰይያስ-ሰብኣይካ ብሳተላይት ተረቲዑ ጀማሪ ኲናት ምዃኑ ኣሚኑ ልዕሊ 70-ሚልዮን ተቐጺዑ ?
3, ተጋሩ "ዓባይ-ትግራይ" ዝምነዩ ብምዕባለ-ዓባይ እምበር ብመሬት ኣይኮነን ንባዓል ንዓኻ ዝንጉዕ ርእሲ ግን ኣያታትኩም ከምኡ ኢሎም ተርጒሞምልኩም።
"ብሓባር ኣብ ድኽነት ንነብር" ዝብል ማኒ-ፌስቶስ'ከ ኣብ ቁዋም ኢትዮጵያ(ትግራይ) ኣንቢብካ ?
* ብዝኾነ ባዓል ንስኻ(ስደተኛታት-ደምብያ) ምስቶም ዋልታናን ድፋዕናን ዝኾኑ ተጋሩ ብጽልኢ ኣንቢርኩም በቶም ደቂ-ሓወቦኹም ዝኾኑ ኣእዱግ ኣምሓሩ ከተግዝኡና እንድዩ ድሌትኩም ፥ ግን የለን ነቒሕና ኢና'ሞ ከብድኹም ደኣ ተቐረጹ።
እዛ ኣቂርብካያ ዘለካ መደብ Dislike 👎
ሕጂ እንዶ ሞ መጋበርያ ሽፍታ ኢሰያስ ኮይኑ እምበር ንሱስ ጅግና ኔሩ ቅድምን ድሕርን ናጽነት ካብቶም ንኢሰያስ ተቓዊሞም ዝተኣስሩ ምኻኑ ካኣ ዘይምዝንጋዕ
ባህልን ክብርን ህዝቢ ዝበረዙ ሸፋቱ ሳሕል ንስኻ ውን ካብ እዚ ዓንዛር ዋጣ ዝበሎ ትደግሞ መንእሰይ ዶ ኣይኮንካን ኣቡነ ኣረጋዊ ቁመቱ ሓጺር ,,,,,,,, ትብል ክብሪ ህዝቢን ሃይማኖት ህዝቢ ኤርትራ ስለዘይብልካ ከም ሸፋቱ ሳሕል ኩሉ ትንታናኻ ካብ ንውድብን ሰዓብቱን ዝገርሞ የለን ዓለም ዶ ኤርትራዊት ኣደ ኣይትበለና።