መልክአ ሥዕል

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 25 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 68

  • @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ
    @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ 5 років тому +3

    􏰀 ሰላም ለሥዕልኪ ወለሥዕለ ወልድኪ አልፋ፡ ማርያም ዘኮንኪ ለኃጥአን ምድር ተስፋ፡ እመቦ እምሰብእ ዘይሜንና ወዘይገድፋ፡ ለተአምርኪ ባቍዕ እንተ ደቅስዮስ ጸሐፋ፡ ውጉዘ ይኩን በቃሎሙ ለሳውል ወኬፋ።
    ሰላም ንስእልኺን ንስእሊ ኣልፋ ወድኽን ማርያም ተስፋ ናይ ምድሪ ሓጥኣን፣ ኣየናይ ሰብ’ዩሞ ነቲ ድቅስዮስ ዝጸሓፎ ተኣምርኪ ዝገድፍን ዝምንን፣ ተዘይ ኮይኑ ብቃል ሳውን ኬፋን ውጉዝ ይኹን
    􏰀 ተማኅጸንኩ እግዝእትየ ማርያም በመልክዐ ሥዕልኪ ዛቲ፡ እንዘ እሰግድ ቅድሜሃ ወእትጋነይ ላቲ፡ ማርያም ድንግል ማርያም ወለተ ማቲ፡ ቤዛ ቤዛ ቤዛ ነፍሰ ኵሉ መዋቲ፡ በሰማይኒ ወበምድር አንቲ።
    በዛ መልክዕ ስእልኺ እምሕጸን ኣለኹ ኣደይ ማርያም፣እነኹ ኣብ ቅድሜኣ እሰግድን አመስግንን፣ ማርያም ድንግል ማርያም ጓል ማቲ፣ ንስኺኣብሰማይኮነኣብምድሪበጃበጃበጃኵሉመዋቲኢኺ።
    􏰀 ሰላም ሰላም ለመልክዐ ሥዕልኪ ኵሉ፡ እምነ ጸሐይ ወወርኅ ዘያበርህ ሥነ ጸዳሉ፡ ወበእንተዝ ማርያም ሰብአ ቤትኪ ይብሉ፡ ስብሐት ወክብር ለተአምርኪ ይድሉ፡ ማርያም በረከትኪ ምስሌነ የሃሉ።
    ሰላም ሰላም ነቲ ከም ጸሓይን ወርሕን ዘብርህ ጽባቐ ጽላል ዘለዎ ኵሉ መልክዕ ስእልኺ፣ እቶም ሰብ ቤትኪ ድማ ካብዚ ምስጋናን ክብርን ንተኣምርኪ ይግባእ እናበሉ ማርያም በረኸትኪ ምሳና ይሃሉ በሉ።
    􏰀እሰግድ ቅድመ ማርያም ለዝክረ ስምኪ በጽዋዔ፡ ወእሰግድ ካዕበ ለድንግልናኪ ክልኤ፡ ወእሰግድ ሥልሰ ለሥዕልኪ ቅድመ ጉባኤ፡ ዘኢሰገደ ለሥዕልኪ አሥሪፆ ምማዔ፡ በሥጋሁ ወበንፍሱ ኢይርከብ ትንሣኤ።
    ስምኪ እናጸዋዕኩ ኣብ ቅድሜኪ ማርያም እሰግድ፣ ደጊመ ንድንግልናኪ እሰግድ ሳልሳይ ድማ ኣብ ቅድሚ ጉባኤ ንስእልኺ እሰግድ፣ ንስእሊኺ ብሓቂ ፈትዩ ዘይሰገደ ብሥጋኡን ብነፍሱን ትንሣኤ ኣይርከብ።
    􏰀 ናሁ አግብርትኪ በቃለ ማኅሌት ይብሉ፡ እሉ መነኑ ዓለመ ወእለ አድባራተ ዔሉ፡ ስብሐት ወክብር ወሰጊድ ለመንግሥትኪ ይደሉ፡ እስመ ንጹሕ አባልኪ ለእግዚአብሔር አባሉ፡ ማርያም በረከትኪ ምስሌነ የሃሉ።
    እነዉ ኣፍቀርትኪ ብቃል ማኅሌት ፣ ነዛ ዓለም ዝመነኑ ናብ ኣድባራት’ውን ዝኸዱ ምስጋናን ክብርን ስግደትን ንመንግስትኺ ይግባእ ይብሉ፣ ነቲ ንጹሕ ኣባልኪ ኣባል እግዚአብሔር ማርያም በረኸትኪ ምስኡ ትሃሉ።

  • @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ
    @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ 5 років тому +2

    ኦ ርኅርኅተ ሕሊና፡ እንተ ኤልያስ ደመና፡ ወለተ ኢያቄም ወሐና፡ ማርያም ዑጽፍት ወኁብርት በቅድስና፡ ሶበ ነጸረኪ ሙሴ በሲና፡ ኅትምት በድንግልና አልባቲ ሙስና።
    ኦ ርሕርሕቲ ሕልና ናይ ኤልያስ ደመና፣ ጓል ኢያቄምን ሓናን፣ ማርያም ምልእትን ሕብርትን ኣብ ቅድስና፣ ከምቲ ሙሴ ዝረኣየኪ ኣብ ሲና፣ ብድንግልና ነውሪ ዘየብልኪ ፍጽምቲ ኢኺ።
    􏰀ቅድመ ሥዕልኪ እሰግድ ወለሥዕለ ወልድኪ እገኒ፡ ማርያም ድንግል ማርያም እመ አዶኒ፡ ማዕበለ ጌጋየ ጽኑዕ ሶበ ለአስጥሞ በጽሐኒ፡ ሐመርየኒ ማዕዶትየኒ፡ ሃይማኖትየኒ ዘእንበሌኪ አልብየ ምንትኒ።
    ቅድሚ ስእልኺ እሰግድ ቅድሚ ስእሊ ወድኺ ድማ ይደግም፣ ማርያም ድንግል ማርያም ኣደ ኣዶናይ፣ ከም ማዕበል ዝብርትዕ ፈተና እንተበጽሓኒ፣ ጸግዓይ፡ ትውክልተይ፡ እምነተይ፡ ብዘይካኺ የብለይን።
    􏰀 ሰላም ለሥዕልኪ ዘይኤድም ለንጻሬ፡ ዓዲ ሰላም ለሥዕለ ወልድኪ በኁባሬ፡ አክሊለ ሢመቱ ለጴጥሮስ ማርያም ዘትጸድሊ እምወራውሬ፡ ለተአምርኪ ባቍዕ ሶበ አቄርብ ዝማሬ፡ ክድንኒ ለገብርኪ ሣህልኪ ጶደሬ።
    ሰላም ንዘደንቅ ትርኢት ስእልኺ፣ ኣሕቢረ’ውን ሰላም ይብል
    ንስእሊ ወድኺ፣ ኣኽሊል ሽመቱ ንጴጥሮስ ኢኺ ማርያም ካብ መከራ እተጽልሊ፣ ንተኣምርኪ ዝገልጽ መዝሙር ምስ ኣቅረብኩ፣ ንዓይ ንባርያኺ ብይቅሬታኺ ከልልኒ።
    􏰀 ሰላም ለሥዕልኪ መዓዛ ቅዳሴ ዘቦቱ፡ ወለሥዕለ ወልድኪ ሰላም ዘያስተፌሥሕ ሥነ ርእየቱ፡ ለሐዋርያ እንድርያስ ቀዳማዊ ማርያም ሃይማኖቱ፡ ገደፍኩ ሕይወትየ ቅድመ ተአምርኪ ዝንቱ ዓለሙኒ ኃላፊ ፍትወቱኒ ኃላፊ እስመ ኵሉ ኃላፊ ውእቱ።
    ሰላም ነቲ ከም ቅድሴ ዝጣዕሙ ስእልኽን ነቲ ትርኢቱ ዘሐጉስ ስእሊ ወድኽን፣ ንቀዳማይ ሓዋርያ እንድርያስ ማርያም እምነቱ፣ ሕይወተይ ኣብ ቅድሚ ተኣምርኪ የማዕቁብ፣ ዓለምን ፍትወታን ሓላፊእዩኵሉድማሓላፊእዩ።
    􏰀 ሰላም ለሥዕልኪ ዘክንፈ መላእክት ምጽላሉ፡ ወጸዳለ ክርስቶስ ሥነ ጸዳሉ፡ እመ ያዕቆብ በጸጋ ማርያም ንግሥተ ኵሉ፡ ናሁ ኣግብርትኪ በቃለ ማኅሌት ይብሉ፡ ስብሐት ወክብር ወሰጊድ ለመንግስቲ ይደሉ።
    ሰላም ነቲ ከም ክንፊ መላእክት ዘጽልል ስእልኺን ከም ጽላል ክርስቶስ ዝኾነ ጽላሉን፣ ኣደ ያዕቆብ ብጸጋ ማርያም ንግሥቲ ኵሉ፣ እነዉ ኣገልገልትኺ ኣብ ማህሌቶም ይብሉ ምስጋናን ክብርን ስግደትን ንንግስነትኪ ይግባእ።
    􏰀 ሰላም ለሥዕልኪ ወለሥዕለ ወልድኪ ዘሰዓሞ፡ ዮሐንስ ርኄ ዮሐንስ ቀናንሞ፡ ለዝ ወልድኪ መሐሪ ኅሩመ በቀል ወተቀይሞ፡ ማርያም ሀብኒ በእዴኪ እንዘ ትጼውዒ ስሞ፡ ሥጋሁ ቅዱስ ወክቡረ ደሞ።
    ሰላም ንስእልኽን ስእሊ ወድኽን ዮሓንስ ዝሰዓሞ፣ ዮሓንስ ቅንዑ ዮሓንስ ርሕሩሕ ፣ ንቂም በቀል ዘይፈቱ መሓሪ ወድኺ፣ ማርያም ስሙ ክትጽውዒ ከለኺ ቅዱስ ሥጋኡን ክቡር ደሙን ብኢድኪ ሃብኒ።
    􏰀 ሰላም ለሥዕልኪ ወለሥዕለ ወልድኪ በመትሎ፡ እንተ ነገደ ወሖረ መንገለ አቃርዮስ ሀሎ፡ ኅበ ዝ ወልድኪ መሐሪ ናትናኤል ዘይትዌከሎ፡ ከመ የሀበኒ ጽድቆ ወይጸግወኒ ሣህሎ፡ ድንግል በእንቲአየ አብዝኂ ተንብሎ።
    ሰላም ንስእልኺ ደጊመ’ውን ንስእሊ ወድኺ፣ ናብቲ ኣቃርዮስ ዘለዎ መንገዲ ዝኸደን ዝገሸን ፣ ናትናኤል ንዝተወከሎ መሓሪ ወድኺ፣ ጽድቁን ምሕረቱን ክህበኒ ድንግል ስለይ ኣብዚሕኪ ለምኒ።
    􏰀 ሰላም ለሥዕልኪ ሐፈ ማሕየዌ፡ በጼዴንያ ወግብጽ ዘአውኃዘት በኢሕሳዌ፡ ለመጸበሐዌ ማቴዎስ ማርያም እንተ ረሰይኪዮ ወንጌላዌ፡ ይኩነኒ ዘልፈ ጸሎትኪ እምዘመነ ኵሉ ምንሳዌ፡ ዐቃቤ ዘመዓልት ወዘሌሊት ሐላዌ።
    ሰላም ነታ ኣብ ጼደንያን ግብጽን ብዘይ ሓሶት ብብዝሒ መሕወይት ዝኾነት ስእልኺ፣ ነቲ ቀራጺ ማቴዎስ ማርያም ወንጌላዊ ከም ዝኾነ፣ ጸሎትኪ ካብ ኵሉ እዋን መከራ ብመዓልትን ለይትን ሓላዊ ይኹነኒ።
    􏰀 ሰላም ለሥዕልኪ ሶበ ጸለየት ማርታ፡ ዘአጽነነት ርእሳ ከመ ትትመጠው ስእለታ፡ ምክሐ ታዴዎስ አንቲ ማርያም ወሞገስ ቶማስ ስሙየ መንታ፡ አመ ኢታድኅን እም ወለታ፡ ወአመ ታገብእ ምድር ማኅጸንታ፡ ይኩነኒ ጸሎትኪ ሐገፋ ወወልታ።
    ሰላም ንስእልኺ ከምቲ ማርታ ርእሳ ኣድኒና ልማኖኣ ክትቅበል ዝጸለየት፣ ትምክሕቲ ታዴዎስ ክብሪ እቲ ማንታ ዝተሰምየ ቶማስ ዝኾንኪ ማርያም ከምቲ ኣደ ንጓላ ምድሪ’ውን ንማሕጸን ጸሎትኪ ይኩነኒ ዋልታን ድርዕን።
    􏰀ሰጊድ ወአምኃ ይደሉ ለሥዕልኪ፡ ወለሥዕለ ክርስቶስ ወልድኪ፡ ወይነ በርተሎሜዎስ አንቲ ማርያም ዘያስተፌሥሕ ጣዕመ ፍቅርኪ፡ አንብርኒ ከመ ኅልቀት በውሣጤ ርኅሩኅ ልብኪ፡ ወከመ ማዕተብ ጹርኒ በመዝራዕትኪ።
    ስግደትን ገጸ በረኸትን ይግባእ ንስእልኽን ስእሊ ክርስቶስ ወድኽን፣ወይኒ በርተሎሜዎስ ጣዕሚ ፍቅርኺ ዘሐጉስ ማርያም፣ ኣብ ውሻጠ ርሕሩሕ ከርስኺ ኣንብርኒ ከም ማዕተብ’ውን ኣብ ክሳድኪ ጽርኒ።
    􏰀 ሰላም ለሥዕልኪ ዘመዓድም ብርሃኑ፡ ወፍትው ሞገሰ ሥኑ፡ ሃይማኖተ ፊሊጶስ አንቲ ማርያም ከመ ጳውሎስ ይዜኑ፡ ሕማምኑ ጻዕርኑ መጥባሕትኑ አኅድጎ ፍቅርኪ ማርያም ዘይክለኒ መኑ።
    ሰላም ነቲ ድሙቅ ዝብርሃኑ ፍቱው ክብሪ ጽባቀ ዝኾነ ስእልኺ፣ ከምቲ ጳውሎስ ዝበሎ ናይ ፊሊጶስ እምነቱ ኢኺ ማርያም ስለዚ ሕማም ኮነ ጻዕሪ መከራ ካብ ፍቅርኺ ዝፈልየኒ መን እዩ፧
    􏰀 ሰላም ለሥዕልኪ ቦ ጊዜ ዘትናገር ወቦ ጊዜ ዘትክዑ ደመ ተአምር፡ ማርያም ስብሕት ወውድስት እመ እግዚአብሔር ለማትያስ ሙቁሕ ወለያዕቆብ ውጉር፡ አንቲ ሞገሶሙ በሰማይ ወምድር።
    ሰላም ነታ እትዛረብን ደም ተኣምር እትዛርን ስእሊኺ፣ ምስግንትን ክብርትን ኣደ እግዚአብሔር ማርያም ኣብ ሰማይን ምድርን ክብሪ ናይ ዝተኣስረ ማትያስን ዝተገርፈ ያዕቆብን ኢኺ።
    􏰀በኤርትራ(በኢትዮጲያ) ወግብጽ ወሶርያ በአንጾክያ ወሮም፡ ለሥዕላትኪ ዘሀለዋ ማርያም ሰላም፡ ምስለ ኤጲስ ቆጶስ ያዕቆብ ዘኢዮሩሳሌም፡ ይምጽኡ ኅቤነ እምኅቤኪ ለባርኮትነ ዮም፡ ማርቆስ ዘአንበሳ ወሉቃስ ዘላሕም።
    ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ግብጺን ሶርያን ኣብ ኣንጾኪያን ሮማን ዘሎ ስእልኺ ማርያም ሰላም፣ ምስ ያዕቆብ ኤጲስ ቆጶስ ናይ ኢየሩሳሌም ሓቢሮም ይምጽኡ ምሳኺ ማርቆስ እቲ ኣንበሳን ላሕሚ ሉቃስን።
    􏰀 ሰላም ለሥዕልኪ እንተ ሠዐላ በእዱ፡ ሉቃስ ጠቢብ እምወንጌላውያን አሐዱ፡ አመ ተቀብዑ ማርያም እምሐፈ ፍቅርኪ ቅብዐ ናርዱ በሕማም እኩይ እለ ደውዩ ወውኅዱ፡ ጽዑራነ ምድር ጥዕዩ ወጥቀ ፈድፈዱ።
    ሰላም ነታ ካብ ወንጌላዊያን ሓደ ጥበበኛ ሉቃስ ብኢዱ ዝሰኣላ ስእልኺ፣ ካብ ብዝሒ ፍቅርኺ ቅብኢ ናርዶስ ዝተለኽዩ ማርያም ብእከይ ሕማም ምስ ወሓዱን ቆሰሉን፣ መከረኛታት ምድሪ ጥዕዮምን ኣዝዮም ተደሲቶምን እዮም።

  • @matthewtadesse1563
    @matthewtadesse1563 5 років тому +18

    . ምንተኑ አዓሥየኪ ዕሤተ፣
    በእንተ ኵሉ ዘገበርኪ ሊተ፣
    ማርያም ሠናይት ዘታፈቅሪ ምሕረተ፣ሶበሰ ተትዓቀቢ ዘዚአየ ኃጢአተ፣እምኢሐየኩ አሐተ ሰዓተ።
    2. በሰላመ ገብርኤል መልአክ ኦ እግዝእትየ ማርያም ሰላም ለኪ፣ ድንግል በኅሊናኪ ወድንግል በሥጋኪ፣እመ እግዚአብሔር ጸባዖት ሰላም ለኪ፣ ቡርክት አንቲ እምአንስት ወቡሩክ ፍሬ ከርሥኪ፣ተፈሥሒ ፍሥሕት ኦ ምልዕተ ጸጋ እግዚአብሔር ምስሌኪ።
    ጽልዩ ቅድመ ሥዕላ ለቅድስት ድንግል መርዓተ አብ ወእመ በግዑ
    ይ.ካ. ተፈሥሒ (3) ኦ ድንግል ምልዕተ ጸጋ ይ.ሕ. እግዚአብሔር ምስሌኪ
    ይ.ካ. ቡርክት አንቲ እማንስት
    ይ.ሕ. ወቡርክት ፍሬ ከርስኪ
    ይ.ካ. ተንብሊ ወሰአሊ ለነ
    ይ.ሕ. ኀበ ፍቁር ወልድኪ
    ይ.ካ. ኢየሱስ ክርስቶስ
    ይ.ሕ. ከመ ይሥረይ ለነ ኃጣውኢነ
    (1) ተፈሥሒ ኦ ማርያም ምልዕተ ጸጋ ተፈሥሒ እስመ ረከብኪ ሞገስ ተፈሥሒ እግዚአብሔር ምስሌኪ ይደልወኪ ፍስሐ እንበለ ኅጸጽ ወንትጋ አምላከ ሰማያዊ ዘአግበርኪ በሥጋ
    (2) ተፈሥሒ ኦ ማርያም ምልዕተ ጸጋ ተፈሥሒ እስመ ረከብኪ ሞገስ ተፈሥሒ እግዚአብሔር ምስሌኪ ይደልወኪ ፍስሐ እንበለ ኅጸጽ ወንትጋ ንጉሠ ሰማያዊ ዘወለድኪ በሥጋ
    (3) ምልዕተ ጸጋ ተፈሥሒ እግዚአብሔር ምስሌኪ ሰላማዊት ሰላም ለኪ መንፈሳዊት ርግብ ወንሰግድ ለኪ ማርያም በሥጋ እሳተ መለኮት ዘጾርኪ መንፈስ ቅዱስ ጸለለኪ ወኃይለ ልዑል አጽንአኪ ድንግል በኅሊናኪ ወድንግል በሥጋኪ

    • @memememe7818
      @memememe7818 5 років тому

      እግዚአብሔር ይስጥልን ! አግዚአብሔር ይባርክህ

    • @matthewtadesse1563
      @matthewtadesse1563 5 років тому +1

      alemitu kassa ኣሜን

    • @tgkiki9826
      @tgkiki9826 5 років тому

      እግዚአብሔር ይባርክህ ጸጋዉን ያብዛልህ ቃለ ሕይወት ያሰማልን ተስፋ ዕርስተ መንግስተ ሰማያት ያዉርስልን

    • @isaacabraham938
      @isaacabraham938 4 роки тому +1

      Is this you Matthew? It’s Isaac.

  • @yonasweldey8911
    @yonasweldey8911 5 років тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና

  • @sintayehumekonnen9101
    @sintayehumekonnen9101 5 років тому +10

    እመቤታችን አሁንም ከእርሶ ትሁን
    ቃለ ህይወት ያሰማልን
    በእርስ ምክንያት ስዕል ማርያምን እየተማርኩ ነው

  • @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ
    @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ 5 років тому +4

    ካህን:
    ሃሌ ሉያ ለአብ ሃሌ ሉያ ለወልድ ሃሌሉያ ለመንፈስ ቅዱስ: ቦአ መልአክ ኅቤሃ ወቆመ ቅድሜሃ ወይቤላ
    ምስጋና ንእግዚአብሔር ኣቦ፡ ምስጋና ንእግዚአብሔር ወልድ፡ ምስጋና ንእግዚአብሔር መንፈስ ቅዱስ ፡ መልኣኽ እግዚአብሔር ናብኣ መጽአ ኣብ ቅድሜኣ ደው ብምባል’ውን ከምዚ በላ፡
    ካህን:
    ተፈሥሒ ተፈሥሒ ተፈሥሒ ኦ ማርያም ምልእተ ጸጋ ኦ ማርያም ጸጋ ዝተመላኪ ደስ ይበልኪ
    ህዝቢ፡
    እግዚአብሔር ምስሌኪ እግዚአብሔር ምሳኺ እዩ
    ካህን፡
    ቡርክት አንቲ እምአንስት
    ካብ ኩለን ኣንስቲ ዝተባረኽኪ ኢኺ
    ህዝቢ፡
    ወብሩክ ፍሬ ከርሥኪ
    ፍረ ከርስኺ’ውን ብሩኽ እዩ
    ካህን፡
    ጸልዪ ወሰአሊ ኅበ ፍቁር ወልድኪ
    ናብ ፍቁር ወድኺ ለምንልናን ኣማልድልናን
    ህዝቢ፡
    ከመ ይሥረይ ለነ ኃጣውኢነ ሓጢኣትና መታን ክሓድገልና
    ህዝቢ፡
    ተፈሥሒ ኦ ማርያም ምልእተ ጸጋ፡ ተፈሥሒ እስመ ረከብኪ ሞገሰ፡ ተፈሥሒ እግዚአብሔር ምስሌኪ፡ ይደልወኪ ፍሥሓ እንበለ ሕጸጽ ወንትጋ፡ አምላከ ሰማያዌ ዘአግመርኪ በሥጋ
    ኦ ማርያም ጸጋ ዝተመላእኪ ደስ ይበልኪ፣ ክብሪ ረኺብኪ ኢኺ እሞ ደስ ይበልኪ፣ እግዚአብሔር ምሳኺ እዩ፣ ብዘይ ስሕተትን ትህኪትን ደስታ ይግበኣኪ፣ ሰማያዊ ኣምላኽ ብሥጋ ዘሕደርኪ
    ህዝቢ፡
    ተፈሥሒ ድንግል ኦ ማርያም ምልእተ ጸጋ፡ ይደልወኪ ፍሥሓ እንበለ ሕጸጽ ወንትጋ፡ ንጉሰ ሰማያዌ ዘወለድኪ በሥጋ
    ኦ ማርያም ጸጋ ዝተመላእኪ ደስ ይበልኪ፣ ብዘይ ስሕተትን ትህኪትን ደስታ ይግበኣኪ፣ ሰማያዊ ንጉስ ዝወለድኪ ብሥጋ
    ህዝቢ፡
    ምልእተ ጸጋ ተፈሥሒ እግዚአብሔር ምስሌኪ፡ ሰላማዊት ሰላም ለኪ፡ መንፈሳዊት ርግብ ወንሰግድ ለኪ፡ ማርያም በሥጋ እሳተ መለኮት ዘጾርኪ
    ጸጋ ዝተመላእኪ እግዚአብሔር ምስኺ’ዩሞ ደስ ይበልኪ፡ ሰላማዊት ሰላም ንብለኪ፡ መንፈሳዊት ርግቢት ከምኡ’ውን ንሰግደልኪ ፣ ማርያም ብስጋ መለኮታዊ ሓዊ ዝጸርኪ፣
    ህዝቢ፡
    መንፈስ ቅዱስ ጸለለኪ ወኃይለ ልዑል አጽንዓኪ፡ ድንግል በሕልናኪ ወድንግል በሥጋኪ
    መንፈስ ቅዱስ ኣጽሊሉልኪ ሓይሊ ናይቲ ልዑል ድማ አጽኒዑኪ እዩ፡ ብሕልናኺ ድንግል ብስጋኺ’ውን ድንግል ኢኺ።
    􏰀 ኦ ርኅሩኅነ ሕሊና አፍቅሮተ ሰብእ ልማድክሙ በጥቡዕ ልብ ንስእለኩሙ፡ ሥሉስ ቅዱስ ምሕረትክሙ አዝንሙ፡ ክሣደ ጸርነ በሰይፍክሙ ግዝሙ፡ ወዲበ ርእስነ እዴክሙ ሢሙ
    ኦ ርሕሩሕ ሕልና ዘለኩም፡ ፍቅሪ ሰብ ዝልማድኩም ብስቡር ልቢ ንልምነኩም፡ ሥሉስ ቅዱስ ምሕረትኩም ኣውርዱ፡ ክሳድ ጸላኢና ድማ ውቅዑ፡ ኢድኩም ድማ ኣብ ርእስና ኣንብሩ።
    􏰀 ኦ ርኅርኅተ ሕሊና አፍቅሮተ ሰብእ ልማዳ፡ ሰአሊተ ምሕረት ይእቲ ማርያም ሐጹረ መስቀል ዘይዓውዳ፡ ንትቀበላ ንዑ ለወለተ ዳዊት ዘይሁዳ፡ መጽአት ነያ ኅቡረ ምስለ ወልዳ፡ ናንፈርዕጽ ቅድመ ሥዕላ እንዘ ንሁብ ጋዳ፡ ለለጌሠሙ ትመስል እንግዳ።
    ኦ ርሕርሕቲ ሕልና ፍቅሪ ሰብ ልማዳ፡ ማርያም ንስኺ ብሓጹር መስቀል ዝተኸለልኪ ምሕረት እትልምኒ ኢኺ፣ ንዑ ንቀበላ ንጓል ዳዊት ናይ ይሁዳ፣ምስ ወዳ ሓቢራ መጺኣ ኣላ፣ ጋሻ መሲላ’ሞ ቅድሚ ስእላ ንዝለል ህያብ’ውን ነቅርብ።
    􏰀ኦ ርኅርኅተ ሕሊና፡ ዘሕገ ልማዳ ምሕረት ለኵሉ ፍጥረት፡ ንሳለማ ንዑ ለሥዕለ ማርያም ቡርክት ወለሥዕለ ወልዳ ጸባኦት፡ ለሥዕለ ጊዮርጊስ ሰማዕት ለሥዕለ ሚካኤል ወገብርኤል ዘራማ ኃይላት።
    􏰀 ኦ ርሕርሕቲ ሕልና ንኵሉ ፍጥረት ምሕረት ልማዳን ሕጋን፣ ንሳለማ ንዑ ንስእሊ ማርያም ብርኽቲ፡ ንስእሊ ወዳ ጐይታ ሠራዊት፣ ንስእሊ ሰማዕት ጊዮርጊስ፣ ንስእሊ ሚካኤልን ገብርኤልን ሓያላት ናይ ራማ።
    􏰀ኦ ርኅርኅተ ሕሊና፡ ፍቅርኪ ያነድድ አማዑተ፡ ከዊኖ እሳተ፡ ንጽሐ ድንግልናኪሰ ዘኢያእመረ ርስሐተ፡ ማርያም ግበሪ ሠናያተ ኵሎ ዕለተ፡ ሞትሰ ድልው ሊተ፡ ባሕቱ ለንስሓ ጽንሕኒ ንስቲተ።
    ኦ ርሕርሕተ ሕሊና፣ ከም ሓዊ ኮይኑ ንመዓናጡ ዘንድድ ፍቅርኪ፣ ጽሩይ ድንግልናኪ ረስሓት ዘይፈለጠ፣ ማርያም ኵሉ ግዜ ሠናይ ግበሪ ፣ ሞትሲ ግቡአይ እዩ ንንስሓ ክበቅዕ ግና ግዜ ለምንለይ።
    􏰀ኦ ርኅርኅተ ሕሊና፡ ለእግዚአብሔር አስከሬኑ፡ እንተ ኢያውዓየኪ እሳተ ረስኑ መሐርኒ ድንግል ወተሣሃልኒ በብዘመኑ ለእመ መሐርክኒ እግዝእትየ ዘይኴንነኒ መኑ፡ ኰናኔ ሥጋ ወነፍስ ወልድኪ አኮኑ።
    ኦ ርሕርሕተ ሕሊና መሕደሪት እግዚአብሔር፣ ዋዒ መለኮት ዘየንደደኪ ድንግል ብብእዋኑ ምሕረትን ይቅሬታን ለምንልና ኦ ንግስቲ ንስኺ እንተደኣ ዝፈርደኒ የብለይን እቲ ፈራዲ ነፍስን ስጋን ወድኺ ስለ ዝኾነ።

  • @debesayghebregziabher6698
    @debesayghebregziabher6698 6 років тому +4

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna abonan memhrnan nay agelglotkum zebenkum ybarkelkn Egzabiher

  • @hayliesabedomrussom9417
    @hayliesabedomrussom9417 4 роки тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣዴና ቅድስተ ቁዱሳን ብረዲኤታ ካብ ኩሉ ኩፉእ ትሓልወና።

  • @mulugadu6121
    @mulugadu6121 5 років тому +2

    እግዚአብሄር ረጅም እድሜ ይስጥህ በውነቱ። የመላእክትን ምስጋና ነው ያሰማህን ይህን ልዬ ድምጽ በውነቱ ብዙ ምስጋናውን እንደ መዝሙር ብታዘጋጅ በጣም ደስ ይላል እመቤቴ ትባርክልን

  • @mahderemesfun5039
    @mahderemesfun5039 6 років тому +9

    ተመስገንኪ ማርያም ድንግል ወላዲተ ኣምላክ።

  • @mulugadu6121
    @mulugadu6121 5 років тому +1

    ይህንን ህይወትን የሚቀጥል ምስጋና ህዝባችን አለመስማቱ በጣም ያሳዝናል

  • @mulugadu6121
    @mulugadu6121 5 років тому +1

    እሜን አሜን አሜን ..........................

  • @samrawihiwetey806
    @samrawihiwetey806 5 років тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @melaniebrennenstuhl3661
    @melaniebrennenstuhl3661 7 років тому +5

    Amen zemary Melakt yasmalin
    Dengel hoy ke Ayenocheshe yefesese merier emba yefesses asasebegne
    Dengel hoy keljeshe kewedajeshe hatxatachen yeqer endelen asasebgnelen Amen

  • @hayliesabedom770
    @hayliesabedom770 3 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @አምላኬሆይተመስገን-ዘ6ዘ

    እመቤቴ ሆይ በማህጸንሽ እለምንሻለሁ ለልጅሽ ትለምኝልን በቤቴ ሰላም ስጭኝ

  • @eliaz8047
    @eliaz8047 5 років тому +7

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ፡ እስመ ንጹህ ኣባልኪ ለእግዚአብሔር ኣባሉ ማርያም በረከትኪ ምስሌነ ይሃሉ።

  • @efremkesete6305
    @efremkesete6305 6 років тому +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካለ ሂወት የስማዓልና

  • @natnaeltesfay6437
    @natnaeltesfay6437 5 років тому +2

    ኦ ዘወረድከ
    በእንተ ስላሴከ
    ስብሃት ፍቁር
    በዚ የሚጣፍጥ ድምጾ

  • @oquebitberhane
    @oquebitberhane 7 років тому +10

    ኣሜን እግዝእትነ ማርያም ናይ ኣጞልግሎትኩም ዕድመ ትባርኮልኩም ።
    ምስናይ ይቅረታ አንተኣርኪብኩም መልክኣ መልከእ አንተትመልኡልና ደስ ምበልኒ ደጊመ ምስናይ ይቅሬታ።

  • @danielgebrihiwet1498
    @danielgebrihiwet1498 4 роки тому

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna abona edmen tienan yehabkum amlak

  • @weldaymiki1005
    @weldaymiki1005 6 років тому +3

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna sle eti zmeharkmunab nay agolgulot edmekum ybarkelkum abona

  • @haregughirmay8661
    @haregughirmay8661 5 років тому +1

    Amen zemare mlaket yasmalen abatachen

  • @askalemariamamsalu6788
    @askalemariamamsalu6788 6 років тому +4

    Amen Amen Amen zimarie melaektin yasemalin abatachn.

  • @ኩሉዝኮነንሰናዩ
    @ኩሉዝኮነንሰናዩ 8 років тому +3

    ኣሜን ቃል ህይወት የስማዓልና

  • @ዮኒሰብዝዘርኦኢዩዝዓጽድጽ

    Amen amen amen zmare melakti yesmalna.

  • @easyandtastyrecipes4512
    @easyandtastyrecipes4512 2 роки тому

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን

  • @saraandemeskel1211
    @saraandemeskel1211 7 років тому +4

    Amen Bereketa yihalu misle kuline hizbe kristian, Q.H.Y

  • @wudneshabebe7275
    @wudneshabebe7275 4 роки тому +1

    እግዚአብሔር ይስጥልን መልካ ውዳሴ ብትጨምርበት በሳቸው ድምፅ እግዚአብሔር ይስጥልን

  • @mulugadu6121
    @mulugadu6121 6 років тому +6

    ተባረኩ ተባረኩ ተባረኩ የነፍስ ምግብ የሰማይ መላእክት ዝማሬ ያሰማቹ

  • @agumasbogale1480
    @agumasbogale1480 5 років тому +2

    ጥዕመኒ ለጉርኤየ

  • @nahomdebter9499
    @nahomdebter9499 7 років тому +4

    ኣሜን ኣሜም ኣሜን

  • @marya4461
    @marya4461 6 років тому +2

    Amen Amen Amen🙏🙏🙏

  • @mobatsionekiflamariyame4983
    @mobatsionekiflamariyame4983 7 років тому +6

    amen amen amen zemari melaket yesmealna

  • @Tube-uf1di
    @Tube-uf1di 7 років тому +4

    amen amen amen Qal hiwet yesmealna

  • @filimongebray6548
    @filimongebray6548 8 років тому +4

    ኣሜን 🙏🏾

  • @Ytom-m8n
    @Ytom-m8n 5 років тому +4

    Zimare melaktin yasemalin

  • @alazaryemane5138
    @alazaryemane5138 7 років тому +3

    amin amin amin qal hiewet ysmalma

  • @mentiwabmengistu2570
    @mentiwabmengistu2570 7 років тому +5

    አሜን አሜን አሜን

  • @eotchaminotchannel9050
    @eotchaminotchannel9050 6 років тому +6

    Best
    Best egzihabher yebarkot

  • @yemanefeshatsion3316
    @yemanefeshatsion3316 6 років тому +4

    Amen amen amen

    • @yeshiialemayhuu7272
      @yeshiialemayhuu7272 5 років тому

      Amen.amen amen yamamataachem melejawayelayan semayebarakii amaya ewadeshalaw zalalam semashii yemasegan kalamdare esikadar😭😭😭😭😭😭😭❤❤❤❤💚💚💚💚💚❤💛💛💛💛💛❤❤❤💜💜💜💜💜💜💝💝💝💝💝💝💐💐💐💐💐💐🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🙏🙏🙏🙏🙏❣❣❣❣❣🥰🥰🥰🌷🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌹💖💖💖💖

  • @isseyasmehari5448
    @isseyasmehari5448 7 років тому +22

    ኢግዚኣቢሄር ዝተመስገነ ይከን መምህርና ከምዚ ጌርኩም ነዓና ድኩማት ምድጋፍኩም
    ኣብ ዘርከብኩምሉ ከኣ ( ነግሲ ) ናይ ማህሌት ክንጽበ ኢነ ኣቦና ይቅሬት እንዳ ሓተትና

    • @yeshiialemayhuu7272
      @yeshiialemayhuu7272 5 років тому

      Amen.amen.amenqlyotenyasamalen magasetasamayaten yawareselen💝💝💝💝💝🕊🕊🕊🕊🕊🕊🙏🙏🙏🙏💜💜💜💜💙💙💙💙💛💛💛💚💚💚❤🕊🕊💐💐💐😭😭😭😭

  • @Ytom-m8n
    @Ytom-m8n 5 років тому +3

    Sweet

  • @mulugadu6121
    @mulugadu6121 6 років тому +4

    Wow wow!!!!!!!!!!!!

  • @aronweldeghebriel5097
    @aronweldeghebriel5097 8 років тому +4

    WWW bhaki mehari

  • @ባርከኒአባለወልድከዝኬእስ

    ♥♥♥

  • @tdtadesse547
    @tdtadesse547 3 роки тому

    St Aba Giyorgis understood the assignment 😩😩

  • @zt9549
    @zt9549 2 роки тому

    🟢🟡🔴AMEN 💚💛♥️🏞🛖🌿🕊🛖🌿🕊🚥

  • @ameenaawol3825
    @ameenaawol3825 8 років тому +3

    AAAMMMEEENNN!!!

    • @destagebra4673
      @destagebra4673 7 років тому +2

      ቃለ ህይወትን ያሰማልን የነብስ ምግብ

    • @msganetesheme9966
      @msganetesheme9966 6 років тому +1

      Amen ugzabher tgkmu ybzhayo

  • @benyam.vs.theworld
    @benyam.vs.theworld 6 років тому +1

    2:32

  • @ss-ve9ks
    @ss-ve9ks 5 років тому +4

    አሜን አሜን አሜን

  • @agumasbogale1480
    @agumasbogale1480 5 років тому +3

    ጥዕመኒ ለጉርኤየ

  • @emutimersha215
    @emutimersha215 5 років тому +1

    Amen amen amen

  • @benyam.vs.theworld
    @benyam.vs.theworld 6 років тому

    3:08

  • @benyam.vs.theworld
    @benyam.vs.theworld 6 років тому +1

    3:41

  • @brhaneftwi8846
    @brhaneftwi8846 4 роки тому +1

    አሜን አሜን አሜን

  • @yonasweldey8911
    @yonasweldey8911 5 років тому +1

    Amen amen amen

  • @benyam.vs.theworld
    @benyam.vs.theworld 6 років тому +1

    4:39

  • @sabamengstab289
    @sabamengstab289 3 роки тому +1

    Amen amen amen