Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Good to see you via UA-cam Philly hawey 👏🙏❤️
Kulu gze nfua ❤
Young but super smart. I apriciat u ❤
Wwww fil Jagna kab klu gaz balx hasb
ሂወት ሂያብ ፈጣሪ ኢያ ነዛ ሂያብ ተጠቐመላ🎯"ንዓለም ምለክቃ" ስለዚ ዕላማ ይሃልወና'ዩ❗❤🙏🌹
❤
It's nice explication Fili hero and keep it up.
ፊሊ ሓወይ ኩሉ ፍቓድ ፈጣሪ እዩ ከምዚ ዝበልካዮ ገለ ሰባት ንውላድ ብዓሎም ዝሰርሕዎ ኮይኑ ዝስምዑም ኣለዉ ግን ኣይኮነን ሰብ ዝኣክል እኽሊ ከማን ፈጣሪ እንተሂቡካ እዩ ዝሕፈስ እምበር ስለ ዝሓረስካ ስለ ዝጽሃኻ ኣይኮነን ምናልባት ደቂ ሰባት ውጥን ክህልወና ይኽእል እዩ ንኣብነት ምስ የዕሩኽትና ክንዘናጋዕ ኣብ ብዓላት ዝኾነ ክንገብር መገሻ ወዘተ እዚ ክንውጥን ንኽእል እምበር ኣብ ስራሕ ፈጣሪ ክንኣቱ ስልጣን የብልናን ገለ ሰባት ሓደ ዓርኮም ወይ ቀራቢኦም ናብ ምሕንባስ ወይ ናብ መገሻ ይኸይድ እሞ ሞት የጋጥም እቲ ሰብ ክሕንብስ እምበር ክጥሕል ኢሉ ኣይኮነን ከይዱ መገሻ ውን ከምኡ ሓደጋ ውን የጋጥም እቲ ዘፋነዎ ሰብ ግን እንታይ ይብል እቲ ግዳይ ምስ ኮነ እዋ ብኻ ኣትሪፈዮ ከምዚ እናበለኒ ዝብሉ ኣለዉ እዚ ግን ናይ ፈጣሪ እዩ ፈጣሪ ዝበሎ ኩሉ እዩ ዝኸውን
ትክክል 👍
Kef aleka fili brother.videotatka darga yhlifeyen ayfelitn ymehar aleku.bzeymgnan nifue seb rekiba.i like your Tigrinya kea alem gelae ,grem aykonen,widawi and xirha,berhe and hadgu 😊
ሂወት ትርጉም ኣልቦ እያ። ባዕልና ድማ ትርጉም ንህባ ። ኣብ ዓለም ክንህሉ ግን ዕላማ እዩ ።ከመይ ? ንዝብል ድማ መሰረታዊ ነገር ወዲ ሰብ ንኽነብር ይበልዕ ንኽበልዕ ድማ ይሰርሕ እዚ ንባዕሉ ሓደ ዕላማ እዩ።
👌👌
❤❤❤ You are the Best! Ty 4 ur dedication
Thank you as always
Fili ane entay kemzkonku ayfeltn gn abvideoka kem zreakwo depression aleni kemey kgedfeni kgebr aleni mkri brur hawey
Bzaeba mntay eyu eti depression knxr alewo contact me b WhatsApp
@@filmonpsycho11 number sdedeley fili hawey
Well,life is really crazy if you think about it philosophically,all in all the creator is just awesome,makes everything questionable but unanswerable and purposeless.By the way thanks for your insight
ሰላም ፊልሞን
ወትሩ ብሉፅ ዮቀነልና 😍🙏 ሕቶ ኣሎንእዞምተለቅሖም ዘይመልሱ ካብ ብዙሕ ሰብ ዝወስዱእንታይ ምበልካና???እንዳሰርሑ ዘይኣኽሎም ወይ ዘታሉካብ እስራኤል tnxs
ሓቕኺ ኣዝዮም ድኹማት ሰባት ኣለዉ ብናይ ሰብ ረሃጽ ክነብሩ ዝፍትኑ። እቲ ዝሓሸ ግን ምስ ነዚ ተረዲእካ፣ምስኦም ክህልወካ ዘለዎ ምቅርራብ ምሕጻር እዩ።
🤔 ሂወት ብሀንደበት ድያ ተሰሪሐ ወይከአ ትርጉም ናይሂወት እንታይ እዩ ሂወትከ ብኸመይ እያ ትሰርሕ መንእዩ ኸ ዋንአ ዋና ሂወት ከ አበይ እዩ ዘሎ ክርከብ ያክአል ድዩ አበይ እዩ ቤትፅሕፈቱ ቆፀራ የድልየና ድዩ ምስ ዋና ሂወት ንኽንራኸብ ምኽንያቱ ዘይተመለሰ ሑቶታት ስለዘለዉ ?? ኦይ እንድዒ ነዞም ሑቶታት ዝፈልጥ ፍጡር አሎ ኢለ አይሐስብን ስለዚ ትርጉም ናይ ሂወት እንታይእዩ ከምኡዉን ሂወት ሀንደበት ድያ አይኮነትን ወዘተን ክትፈልጥ አይትሕሰብ 😎 አነ ንዝፈልጦ ጥራይ እየ ዝፈልጥ እምበር ንዘይፈልጦ አይፈልጦን እየ በል ንኽትፈልጦ ግን ድለ BUT ብጭብጢ ብሐቀኛ ፍልጠት ክትፈልጦ ድለ NOT ብእምነት ክብሪ ንባህልን ክብርታትን ንናይ ትግርኛ የቐንየለይ
Fili I hope neza hto ktmlseley yxbe.እሞ ሂወት ትርጉም ዘይብላ ተኾይና፡ንምታይ ዳኣ ኣብዛ ዓለም ናብራ ንምብዳህ እናተጨነቅካ እናደኸምካ ትነብር ኣለኻ።ማለት ትርጉም ዘይብሉ ነገር ኣይትጽዕረሉን ኢኻ ትገድፎ ኢኻ፡ ከም ዘይናትካ ትርእዮ ስለዚ ንምንታይ ካብዛ ዓለም ዘይንእለ?ንምንታይ ነብስና ቀቲልና ዘይንጠፍእ ?ማለት ሲ ነዕርፍ ።መልሲ ክጽበ የ ፊሊ
ጽቡቕ ሕቶ፣ ምንባር ተፈጥሮኣዊ እዩ፣ ደሊኻ ዘይኮንካስ ደሊዩ እዩ ዘንብረካ። ናትካ ዘርኢ ብናቱ ተፈጥሮ ክቕጽል እዩ ዝደሊ ንስኻ እንታይ ይስምዓካ ኣሎ ግን ጉዳዩ ኣይኮነን። ህላወ ምርጫ ኣይኮነን፣ ምንባር ግን ብልክዕ። ስለዚ ብዘይ ናትካ ትርጉም ምህላው'ውን ንተፈጥሮኻ ዕላምኡ ንምግባር እኹል እዩ። ስለዚ ነዚ ተልእኾ እዚ ንምምላስ ንህሉ ንነብር ማለት ግን ኣይኮነን።ከም ካልኣይ ከኣ ነይሩ ክንብሃል ስለ እንደሊ። ዝኾነ ሰብ እንበር ከም ዝነበረ ሰብ ክፈልጠሉ ይደሊ እዩ። ስለ ዝኾነ ዘይርሳዕ ስራሕ ክሰርሕ ዋላ'ውን ክዋለድ ዘይጸልእ። ዋላ ደስ ዘይብሉ ምንባር ይነብር ይሃሉ ግን ነዚ ዕላማ እዚ እሉ ዝነብር'ውን ኣሎ። ርኢኻ'ውን ትኸውን ኢኻ ንደቐይ ኢለ እየ ዝነብር ዘለኹ እምበር.... ክብሉ ገለ ወለዲ። ከምኡ'ውን እቲ ሳሕቲ እንሕጎሶ'ውን ከም ሓደ ወልፊ ኮይኑ ኣብ መጻኢ ከምዚ ክሕጎስ ይኽእል እየ ብዝብል እምንቶ'ውን ንኽንነብር ይገብረና እዩ። እቲ ሓደ ሓደ እዋን እትረኽቦ ሓጎስ፣ ነቲ ደስ ዘየብል ምዕራፋት ህይወትካ ከም ትርስዕ ይገብረካ እሞ ዝያዳ ኣብ መጻኢ ክትደልዮ ብምባል ከኣ ንኽትነብር ትቕሰብ። እቲ ነጥቢ እንታይ እዩ ህይወት ናይ ባዕላ ንኹልና ከሰማምዕ ዝኽእል ትርጉም ይኹን ዕላማ የብላን እዩ። ስለዚ ንዓና ዝርድኣናን ክሕግዘናን ዝኽእል ትርጉምን ዕላማን ምሓዝ እምበኣር ኣገዳሲ እዩ።
@filmonpsycho11 thank you fili
ያ ሂወት ቱሩጉም የብላን ድሕሪ ሞት ዉን ሂወት የለን አነ ከሙኡ ይአምን ፊሊ ከመይ ቲሪአ እዚ ሓሳበይ
Hahaha yeah bro great
❤❤❤
Good to see you via UA-cam Philly hawey 👏🙏❤️
Kulu gze nfua ❤
Young but super smart. I apriciat u ❤
Wwww fil Jagna kab klu gaz balx hasb
ሂወት ሂያብ ፈጣሪ ኢያ ነዛ ሂያብ ተጠቐመላ🎯
"ንዓለም ምለክቃ" ስለዚ ዕላማ ይሃልወና'ዩ❗❤🙏🌹
❤
It's nice explication Fili hero and keep it up.
ፊሊ ሓወይ ኩሉ ፍቓድ ፈጣሪ እዩ ከምዚ ዝበልካዮ ገለ ሰባት ንውላድ ብዓሎም ዝሰርሕዎ ኮይኑ ዝስምዑም ኣለዉ ግን ኣይኮነን ሰብ ዝኣክል እኽሊ ከማን ፈጣሪ እንተሂቡካ እዩ ዝሕፈስ እምበር ስለ ዝሓረስካ ስለ ዝጽሃኻ ኣይኮነን ምናልባት ደቂ ሰባት ውጥን ክህልወና ይኽእል እዩ ንኣብነት ምስ የዕሩኽትና ክንዘናጋዕ ኣብ ብዓላት ዝኾነ ክንገብር መገሻ ወዘተ እዚ ክንውጥን ንኽእል እምበር ኣብ ስራሕ ፈጣሪ ክንኣቱ ስልጣን የብልናን ገለ ሰባት ሓደ ዓርኮም ወይ ቀራቢኦም ናብ ምሕንባስ ወይ ናብ መገሻ ይኸይድ እሞ ሞት የጋጥም እቲ ሰብ ክሕንብስ እምበር ክጥሕል ኢሉ ኣይኮነን ከይዱ መገሻ ውን ከምኡ ሓደጋ ውን የጋጥም እቲ ዘፋነዎ ሰብ ግን እንታይ ይብል እቲ ግዳይ ምስ ኮነ እዋ ብኻ ኣትሪፈዮ ከምዚ እናበለኒ ዝብሉ ኣለዉ እዚ ግን ናይ ፈጣሪ እዩ ፈጣሪ ዝበሎ ኩሉ እዩ ዝኸውን
ትክክል 👍
Kef aleka fili brother.videotatka darga yhlifeyen ayfelitn ymehar aleku.bzeymgnan nifue seb rekiba.i like your Tigrinya kea alem gelae ,grem aykonen,widawi and xirha,berhe and hadgu 😊
ሂወት ትርጉም ኣልቦ እያ። ባዕልና ድማ ትርጉም ንህባ ። ኣብ ዓለም ክንህሉ ግን ዕላማ እዩ ።ከመይ ? ንዝብል ድማ መሰረታዊ ነገር ወዲ ሰብ ንኽነብር ይበልዕ ንኽበልዕ ድማ ይሰርሕ እዚ ንባዕሉ ሓደ ዕላማ እዩ።
👌👌
❤❤❤ You are the Best! Ty 4 ur dedication
Thank you as always
Fili ane entay kemzkonku ayfeltn gn abvideoka kem zreakwo depression aleni kemey kgedfeni kgebr aleni mkri brur hawey
Bzaeba mntay eyu eti depression knxr alewo contact me b WhatsApp
@@filmonpsycho11 number sdedeley fili hawey
Well,life is really crazy if you think about it philosophically,all in all the creator is just awesome,makes everything questionable but unanswerable and purposeless.
By the way thanks for your insight
ሰላም ፊልሞን
ወትሩ ብሉፅ ዮቀነልና 😍🙏
ሕቶ ኣሎን
እዞምተለቅሖም ዘይመልሱ ካብ ብዙሕ ሰብ ዝወስዱ
እንታይ ምበልካና???
እንዳሰርሑ ዘይኣኽሎም ወይ ዘታሉ
ካብ እስራኤል tnxs
ሓቕኺ ኣዝዮም ድኹማት ሰባት ኣለዉ ብናይ ሰብ ረሃጽ ክነብሩ ዝፍትኑ። እቲ ዝሓሸ ግን ምስ ነዚ ተረዲእካ፣ምስኦም ክህልወካ ዘለዎ ምቅርራብ ምሕጻር እዩ።
🤔 ሂወት ብሀንደበት ድያ ተሰሪሐ ወይከአ ትርጉም ናይሂወት እንታይ እዩ ሂወትከ ብኸመይ እያ ትሰርሕ መንእዩ ኸ ዋንአ ዋና ሂወት ከ አበይ እዩ ዘሎ ክርከብ ያክአል ድዩ አበይ እዩ ቤትፅሕፈቱ ቆፀራ የድልየና ድዩ ምስ ዋና ሂወት ንኽንራኸብ ምኽንያቱ ዘይተመለሰ ሑቶታት ስለዘለዉ ?? ኦይ እንድዒ ነዞም ሑቶታት ዝፈልጥ ፍጡር አሎ ኢለ አይሐስብን ስለዚ ትርጉም ናይ ሂወት እንታይእዩ ከምኡዉን ሂወት ሀንደበት ድያ አይኮነትን ወዘተን ክትፈልጥ አይትሕሰብ 😎 አነ ንዝፈልጦ ጥራይ እየ ዝፈልጥ እምበር ንዘይፈልጦ አይፈልጦን እየ በል ንኽትፈልጦ ግን ድለ BUT ብጭብጢ ብሐቀኛ ፍልጠት ክትፈልጦ ድለ NOT ብእምነት ክብሪ ንባህልን ክብርታትን ንናይ ትግርኛ የቐንየለይ
Fili I hope neza hto ktmlseley yxbe.
እሞ ሂወት ትርጉም ዘይብላ ተኾይና፡
ንምታይ ዳኣ ኣብዛ ዓለም ናብራ ንምብዳህ እናተጨነቅካ እናደኸምካ
ትነብር ኣለኻ።ማለት ትርጉም ዘይብሉ ነገር ኣይትጽዕረሉን ኢኻ ትገድፎ ኢኻ፡ ከም ዘይናትካ ትርእዮ
ስለዚ ንምንታይ ካብዛ ዓለም ዘይንእለ?ንምንታይ ነብስና ቀቲልና ዘይንጠፍእ ?
ማለት ሲ ነዕርፍ ።
መልሲ ክጽበ የ ፊሊ
ጽቡቕ ሕቶ፣ ምንባር ተፈጥሮኣዊ እዩ፣ ደሊኻ ዘይኮንካስ ደሊዩ እዩ ዘንብረካ። ናትካ ዘርኢ ብናቱ ተፈጥሮ ክቕጽል እዩ ዝደሊ ንስኻ እንታይ ይስምዓካ ኣሎ ግን ጉዳዩ ኣይኮነን። ህላወ ምርጫ ኣይኮነን፣ ምንባር ግን ብልክዕ። ስለዚ ብዘይ ናትካ ትርጉም ምህላው'ውን ንተፈጥሮኻ ዕላምኡ ንምግባር እኹል እዩ። ስለዚ ነዚ ተልእኾ እዚ ንምምላስ ንህሉ ንነብር ማለት ግን ኣይኮነን።
ከም ካልኣይ ከኣ ነይሩ ክንብሃል ስለ እንደሊ። ዝኾነ ሰብ እንበር ከም ዝነበረ ሰብ ክፈልጠሉ ይደሊ እዩ። ስለ ዝኾነ ዘይርሳዕ ስራሕ ክሰርሕ ዋላ'ውን ክዋለድ ዘይጸልእ። ዋላ ደስ ዘይብሉ ምንባር ይነብር ይሃሉ ግን ነዚ ዕላማ እዚ እሉ ዝነብር'ውን ኣሎ። ርኢኻ'ውን ትኸውን ኢኻ ንደቐይ ኢለ እየ ዝነብር ዘለኹ እምበር.... ክብሉ ገለ ወለዲ።
ከምኡ'ውን እቲ ሳሕቲ እንሕጎሶ'ውን ከም ሓደ ወልፊ ኮይኑ ኣብ መጻኢ ከምዚ ክሕጎስ ይኽእል እየ ብዝብል እምንቶ'ውን ንኽንነብር ይገብረና እዩ። እቲ ሓደ ሓደ እዋን እትረኽቦ ሓጎስ፣ ነቲ ደስ ዘየብል ምዕራፋት ህይወትካ ከም ትርስዕ ይገብረካ እሞ ዝያዳ ኣብ መጻኢ ክትደልዮ ብምባል ከኣ ንኽትነብር ትቕሰብ።
እቲ ነጥቢ እንታይ እዩ ህይወት ናይ ባዕላ ንኹልና ከሰማምዕ ዝኽእል ትርጉም ይኹን ዕላማ የብላን እዩ። ስለዚ ንዓና ዝርድኣናን ክሕግዘናን ዝኽእል ትርጉምን ዕላማን ምሓዝ እምበኣር ኣገዳሲ እዩ።
@filmonpsycho11 thank you fili
ያ ሂወት ቱሩጉም የብላን ድሕሪ ሞት ዉን ሂወት የለን አነ ከሙኡ ይአምን ፊሊ ከመይ ቲሪአ እዚ ሓሳበይ
Hahaha yeah bro great
❤❤❤