Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
1፡ምንባብ ን20 ደቂቅ2፡ምምስጋን ን30 ደቂቅ3፡ስፖርት ን30 ደቂቅ4፡መናቃቅሒ ምስማዕ5፡ብዛባ ሕልምካ ን20 ደቂቅ ምሕሳብ6፡ንነብስካ ምድናቅ ሞራል ምሃብ 15 ደቂቅኣምላክ ይሓግዘና ከምዚ ከማይ ጀመርቲ 👏👏👏✝️
amen3💗
Amen amen amen
Amen amen amwn
ኣሜን 🙏🏼🌺
ዝመሰጠትኒ ምምስጋን እዩ ኣብ ተመስገን ሰላም ቅሳኔት ራህዋ ኮታስ ኩሉ እዩ ዘሎ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ይመስገን ❤❤❤
Nay bhaqi kubru ysfah
ኣብ ሓሳብ ምቅያር ነብስካ ካብ ዝኣቱ ሓደ ዓመት ወሲድለይ ፡ንባብ ለሚደ ስፖርት ውን ለሚደ ንግሆ ምትሳእ ግን እታ ዝዓበየት ኢያ " ጸላኢተይ ኢያ ዘላ ካብ ሰኑይ ንግሆ ክፍትን ኢየ ኣምላክ ይሓግዘኒ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ አነ ዝብለን 1ምንባብ 2 ስፖርት ምስራሕ3 ምምስጋን
Tkiw
1)ንግሆ ካብቲ ደዘውትሮ ዝፍትዎን ምትሳእ እዩ።2) ንግሆ ውን ብራሽ ግብእር ኣቢለ ማይ ኩሉ ግዜ እየ ድሰቲ ።3) ምንባብ ስሕት ኢለ መጽሓፍ ቁዱስ ይንብብ እየ ፡ግን ካብ ሕጂ ኩሉ ግዜ ከንብብ ክፍትን እየ።4 ስቦርትን ናይ ጾሎት መደብን ግን ካብቲ ኣዚኡ ጥዕና ድበካ እዩ ግን ኣምላኽ ሓይሉ ይሃበኒ ነዚአን ክገብር ካኣ ተስፋ ይገብር።
ኒዓይ ኢታ ዚመሰትውኒ ኒግሆ ተስካ ኣፖርቲ ምስራሕ ።ሚንብብ 45 ደቂቅ መንፈሳዊ ኪትሰሚዕ ኣለካ ቢጣዕሚ ደስ፡ዘቢል ቀጺሎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
1.Namlakna bzgeberelna. Mmsgan. 2 bzaba ebyetey entay kgebr kem zeleni nmflat. Nkulom elamay. Nenatom gzie nmflat. Kxer kem zeleni. Temahre bhafesha gn kulu. Meglexi Des bhali eyu.
በጃካ ክልምነካ ምንባብ ቀዳመይቲ ግበራ በዓል ጊታኖ፡ቆላሕታ ዝኣመሰሉ መጽሓፍቲ ምስ ፊደላት ትግርኛ ኣንብብ
በየናይ መንገዲ እንተ ተጋዓዝኩ እየ ነብሰይ ክቕየር ዝኽእል ኢለ እንዳ ሓሰብኩ መጺኹሙኒ ካብ ልቢ የመስግነኩም! ንግሆ ምትሳእ, ኣካላዊ ምንቕስቓስን ብዛዕባ ዕላማይን ሕልመይን ምስ ነብሰይ ዝርርብ ክገብር ከም ዘለኒ ውሽጠይ ኣሚኑ ኣሎ! ካብ ሎሚ 21 ምዓልቲ ነብሰይ ክቕይር ኣምላኽ ይሓግዘኒ::🙏
Ngho mtisae tejemrika kulu kikewin eu
በሕቂ ጽቡቅ ምኽሪ
ንግሆን ምሸትን ምምስጋንኩሉ ከምትኽእል ንነብስኻ ምእማንኣብ ዕላማኻ ምንካስን
thanks so much for your ideas continue it
የቅንየልና መምህር መኮነን እንኮዕ ናትና ኮንካ ምሉእ ጥዕና ይህብካ ኣምላክ ብድሓን ትረፍ 🇪🇷🇪🇷🎈🎈🎈🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🥰🥰🥰😍💯💯🥰❤❤❤😍😍💯😍😍🥰🥰❤🥰😍😍
ብሂወተይ ካብ ሕጂክቅየርየ ክብል ፀኒሐ ምምስጋን ጀሚረ ፀኒሐ ❤ንጉሆ ምትሳእ ፀላኢተያ ግን ክጅምርየ ❤ ስፓርቲዉን ክጅምርየ ካብ ሕጂ ነብሰይ ክሓንፅየ ምስ ፈጣሪዬይ ነብሰይ ክቅይርየ ማይ ዝያዳየ ዝሰቲ ግን ሳዓት የፈልየሉይ😊 ኩለን ከተግብረን ፈጣሪ ይሓግዘኒ🤲
ኣነ ማይ ምስታይ ኢየ ዘድንቃ ምኽንያቱ ኩሉ ድሕሪ ጥዕና ስለ ዝኮነ ማይ ማይ ማይ ምስታይ።
ብጣዕሚ ደስ ዝበላኒ 1.ንግሆ ምትሳእን2.ምምስጋንን3.እስፖር ምስራሕን🥰
1/ንጎሆ ምትሳኣ2/እስቦርቲ ምስራሓ3/መንባብ4/መምስጋን እዩ5/ ትምህርት ምስማዕ6/ ስራሓ ምስራሓ ምፍታዉ7/ምስ ትፈትወ ሰብ ምዕላል8/ማይ ምስታይ9/ፀፁቡቅ ምሕሳብ10ንነብስካ ምዉዳስ😁
ተመስገን ዕድመን ጥዕናን ዝሃብካኒ❤ተመስገን ኢደይ ክሰርሓሉ ዝሃብካኒ❤ተመስገን አግረይ ክጎየሉ ዝሃብካኒ❤
ዝገርም ት.ቲ እዩ ተግበራዊ ንክገብር ድማ ክፅዕር እየ ኣምላክ ድማ የሓግዘኒ ምኽርኻ ድማ ቀፅለሉ
ንነብሰይ ቆራጽ ኢየ ሓያል ኢየ ኢለ ከእምና ኢየ :: የቀኔልና ክቡር ሓዉ❤
ብሓቂ ለባም ሓዉና አዚና ኢና ነመሰግን ❤❤❤❤🙏
ብቀዳምነት ንሳካ ክትምስገን ይገባካ ቀሊል ትምህርቲ ኣይኮነን አካ ዳ ብጥርሑ ተባረክ ፡ ብምቅጻል ኣነ ዘዘውትሮ ምምስጋን sport tegedasnet absrah eyu eti kale ka ablbna yehdro knftno ena
ክብረት ይሃበልና ኣንገሶም ከምኡ'ውን መምህር መኮነን።ኣነ ደስ ካብ ዝበላኒኣንጊህካ ምትሳእምምስጋን ኣካላዊ ምንቅስቓስ።I will star to set may ⏰️ early in the morning 🌄 thank you so much 🙏 😊
1 ኣንጊህካ ምትሳእ ኣመስግን በቲ ተመስግኖ ስለ ትረክብ።2 ስፖርት ኣካላዊ ምንቅስቃስ ናይ 30 ደቂቕ3 ኣንባቢ ኩን4 መናቃቅሒ ስማዕኩሉ ግዜ ምድግጋም ናይ ዕቤት ስለ ዝኮነ።
መምህር ብሉጽ ሰብ ኢካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
1,ናይ ,ምንባብ ልምዲ 2,ንነብስካ ምድናቅ እዚኤን ከተግብረን እየ ::ስለ ምኽርኻን ሓሳብካን ክብረት ይሃበልና ::
Ttt
ሓቂ ደስ ክብል ትምርትካ የቀንየልና ኩቡር ሓዉና 1 ምምስጋን 2 ሰፖርት 3 ምንባብ 4 ንግሆ ምትንሳ ደስ ኢለናኒ
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል የቀንየልና እዝሐወይ እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሓቂ ጸቡቅ መክሪ የቀነልና ኩቡሩ ሓወና❤❤❤
1.Angihka mitisa 2.Elamaka 3. Misgana Ezen selste yqniyelna
ፅቡቕ ስነልቦናዊ ትምህርቲ ከነተግብሮ አና ክብረት ይሃበልና
ዋዉ ብጣዕሚ መሰረት ሂወት ዝክነ ትሞህርቲ1.ምስጋና ኣብ ትገብሮ ጉዕዞ ዕዌትት ክትክውን ይሕግዘካ2.ስፓርት የናቃቅሐካ ርእሰትማንነት ..3.ምባብ ናትካ ፍሪኮንሲ(frequncey)እዳኣመስገና ኢና ብርዑኩም ትሰስን::
Wawww btaemi des zbal qexlo 1 nguho mtsae 2 sport msrah 3 mbab kabten des zblani
ደስ ዝብል ስሚኢ ክትግብሮ ድማ ዝግጁ ኢየ ካብአቶም ድማ ክትግብሮም ዝደሊ ብቀዳማይ አርስካ ምፌታይ ማይ ምስታይ ደጋጊመ ድማ ካልኦትን ብዙሀት እዪም ግን ተግቢረ ክነግረካ እየ ካብዝገርመካ ንንመጀመታ ጊዜ እየ ክልእክ ንአይ ሀደ ስጉምቲ እዪሞ ደስ ኢሉኒ ሀተታ ደአ አብዜሄ እምበር አርሳ ን ሰባን ፈታዊት ጀግና ጋል56አመት ሰብ እየ ካብ ሎሚ ኖይ ፅባህ ብርሀን ዝርኢ እየ የቀንየለይ
1 ተመስገን ምባል 2 መፅሓፍ ምንባብ3 ንጎሆ ምትሳእ4 ንነብስካ ምውዳስ👏❤😍
ብጣዕሚ ደስ ዝበላኒ ከስተግብረን ዘለኒ1 ቅድሚ ሳዓት ምእካሉ ናብ ስራሕ ድዩ ናብ ካልእ ኣቀዲምካ ምትሳእ2 ምምስጋን3 ኣካላዊ ምንቅስቃስ
ዋውውውው ብጣዓሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኣነ ዝፈትወን1ስፖርት ምስራሕ2 ምምስጋን3 ንግሆ ምትሳኣ4 ኣንባቢ ክከውን ይሓስብ ኣለኩ
ኣምላክ ይሓግዝካ
ይሓግዝካ /ኪ
ኣጆኻ ነርማል እዩ ተበገስ ጥራሕ ብሩረይይይ
Des zebel temhrti thankes kebret yehbelna burk hawena
ደስ ዝብል ምኽሪ: የቀንየልና መም. ሞኮነን ተስፋይ
ክቡር ሓዉና ብጠዕሚ ኣና ነመስግነካ❤@1ንጎሆ ተሳካ ማይ ምስታይ@2ስፖርት ምስራሕ@3ናኣምላክ ምምስጋን
ክብረት ይሃበልና መምህር ሞኬ
መምህር ምስ መሰራሕትኻ ክብረት ይሃበልና፡ ኣዝዩ ጽቡቅ መደብ'ኻ ተቅርበልና።
መምህር ባዓል ስፊሕ ኣእምሮ ❤❤❤ ከማካ ይብዝሑ❤❤❤❤
ፅብቅ ስነ ልቦናዊ ትምህርቲ ቀፅለሉ
Thanks more
ክብረት ዪሃበልና ኩቡር ሓው
ሓደ ሓደ ነገራት ግዜ ይወስድ እዪ።በዓቐሊ 👉ተጸበ።ኣዎንታዊ 👉ሕሰብ።ነገራት 🙏ጽቡቐ ኩኾኑ እዮም።ሰላምከመይ ኣለኩም፡👉 ኣብ ስራህኩም ዓወትን 🙏ኣሳልጦን🙏 ጥዕናን🙏 ንምነየልኩም፡ጽቡቐ መደብ እዪ ቐጽልዎ፡
ብጣዕሚ፡የመዝግን፡ዓቢ፡ትምህርቲ፡ዝሃብካና።
ብጣዕሚ ጽቡቅ ዝሓወይ። ሓጊዝካኒ ኣለካ።
ሰላም ነዓካ ንስካ ቡሩኽ ኢኻ በርትዕ ብጣዕሚ ውጺኢትታዊ
❤❤❤❤❤❤ ፅቡቅ ምክሪ የቀንየና ሓወይ
tanks nay bhaki memhr hawet eu ❤❤❤❤❤
Thanks zarkey des zbl habereta amlak yhagzena
የቀንየልና ዝሓወይ ናይ ብሓቂ ብርግጽ ለውጢ ኣሎ ዝገብሮ ግን ውሕድ ሰብ ዩ ተበጊሰ ኣሎኩ
ብጣዕሚ ደስ ዝበለኒ ትምህርቲ ንገዛኣ ርኣስኻ ኣትሒትኻ ዘይምርኣይ
I’m a programmer, and I decided to improve my knowledge each day, Helpful video
Selam memhr mknen bezi thbna atbabi tmhrtka btami kmsgnka ydli Plan awxyen delku ka ንግሆ ምትሳእመጽሓፍ ምንባብነብስካ ምንኣድ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ኣን ዝብል 1ምምስጋን2ምንቅስቃስ3ምንባብ
ብርዕኻ ይሰስን ብሉጽ ሰብ So thanks!!!
That rights 👍🏻👍🏻👍🏻 Thanks
Shegara mest gedfoyo temesgen amlaki Kemizi natey yemaslkum Hiwetey betam teqeru alo 🙏
ብጣዕሚ ደሱ ዝብል ኢዩ ቀጽሎ ኣነ ኩሉ ፈተዮ ግን ምስጋና ትራይ ናዓካ ይብጽሃካ
የቀንየልና ኩቡር ሓውና ጽቡቅ ትምህርቲ
Betamie des zebel temhertei eyu egzabiher amelak edemen tenan yehabkum
ብጣዕም ደስባሃላይ እየ ያቅንየልና 🙏ብዙሑ ከረዳኦሎ ኽእለ እየ ካብ ልብየና ናመስገን❤👏
Wawww thankyou❤❤ nay bhaki mehari zkone hasab nebska zlwt ❤❤
Kemaka ybzhu jigna jawna thank you🎉
አነ ዘተግብሮ ኩሉ ግዜ ንግሆ ምትሳእዩስለዚ ካብ ዝፈተኽወን ሓሳባት1 ይቲ ንግሆ ምትንሳእ2 ይቲ ዉሱን ምንቅስቓስ ምግባር3 ይቲ ምምስጋን ጸሎት ምግባት ካልእ ንእትደልዮን ትብህጎን ግዜ ሂብካ ምትግባርዩ አዚና ነመስግነካ ብዝሃብካና ምኽሪ
Thank you from the bottom of my heart I have been thinking about why I am coming out of this life and I thank you again for finding something of God
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ የቀንየልና ክቡር ሓውና
ብጣዕሚ ጠቃሚ ምክሪ ከምዚታት ኣገዳሲ ትምህርቲ ድሕሪ ሕጂ ግበሮ።
የቀንየልና፡መምህር ሞኮነን፡ከምኡ ውን፡ ተርጓሚ፡ጽሑፍ፡ ብሓፈሻ፡ ሞዛይክ ባህሊ። ኣዝዩ መሃርን፡ኣዛናይን፡ መደብ ቀጽልዎ። ኣምላኽ ዕድመን፡ጥዕናን ይሃብኲም።ደስ ዝበለትኒ ክኣ ምስጋና ኣመስግን
❤Mmsgan❤Mnbab❤Bzaeba hlmka mexaikan gzie hibka mhsab
Excellent advice and motivation ❤❤❤. Also your reading ability and voice is great n High Level memhir Mokie….
Kab blux seb blux hasab ,Nay bhaqi xbuq tmerti .Thanks kexlo ❤
Thanks bro btaemi mehari qexlo ❤
Edmen tsenan yhabka fetari kubur hawey
waww thanks zehaweymexhaf menbab end awentawi mengar negezae nebska esport❤❤❤❤
btami ab hiwet agedesti eiyen emo qexlo thanks bro
Kulu zedenq tmhrti eyu gn ገዛእ ርእስኻ ምድናቅ መሪጸያ ኣለኩ። የቀንየልና ክቡር መምህርና I appreciate you❤
Thank you teacher Mekonen. Kem wetru
All of them are important, but I have to mention 3 points, ok let’s go:-1. Ngho mtsae 2. Bzaba hlmaka kulu gzie mhsab 3. Nfue anbabay mukanThank you for sharing memhrey, God bless you and your family
Nice thanx God blles you
ክብረት ይሃበልና ሲለ ኩሉ ነገር ምክርኩም ዘካፈልክሙና ኩሉ ጽቡቕ አዩ ኣነ ጊን 1&4
Excellent Person Memhr Mekonen. Thanks
ቃል ኣምላክ ኩሉ ግዜ ምንባብንጉሆ ምትንሳዐ ስፖርቲ ምስራህንእግዛብሆር ምምዝጓን
ኩቡር ሓውና ብጣዓሚ ኢና ነመስገንካ ስለ,ቲ ኩሉ መኽርኻ ክንገብሮ ኢና ክጠቅመና እዩ ዊንክብረት ይሃበልና ኣብ መጻኢ ዊን ክንጽበ ኢና
እቲ ዝበለጸ ነገር ጆም ምስራሕ እዩ 2ይ መጽሓፍ ምንባብ ❤❤
Thanks btaemi mahari eyu qexile 1 namlaka mmsgan 2 nguho mtsae 3 mexnaeti mzwtar🙏🙏🥰
Thenkyou very much gzaika wefiki kemzi mkrabka 🙏
ዋውውውውው ትኣምራታዊ ዝኾነ ትምህርቲ ኣነ ከማኻ ጅግና ሓው ሪአ ኣይፈልጥን ኣብየት ትምህርቲ ብጣዕሚ ዘሕጉስ ደስ ዝብልን ትምህርቲ ኢዩ በጃኻ ቀጽሎ ኩሉ ተምጽኦ ጽቡቅ ኢዩ። እሞ ኣነ ዕለታዊ ዝገብሮ ኣብብሂወተይ እንተ ኣሎ ኮይኑ 1ስፖርት 2 ማይ ምስታይ 3 ምንባብ ወይ ምስማዕ የዘውትር ኢየ 4 ከመስግን ይፍትን እምበር ንፉዕ ኣይኮንኩን ሕጂ ግን በዚ ትህበኒ ዘለኻ ብሉጽ ትምህርቲ more ክብገስ ኢየ ከምዚ ትብለኒ ዘለኻ
Mejemeriya kemesgneka ydeli Kab srah ati niaka eye zisemia des zbelani kia1) ngho mtisae2) mnbab3) Sport
❤❤ ዋው ብጣዕሚ እያ መምሃሪት ❤❤❤
ብጣዕሚ ክብረተይይ ናተይይ ብዙሕ ኣፍልጦኦ ሂንካኒ ኣለኻኣ thanka
Thank you please 🙏 continue do not stop
ብዛዕባ ሕልምኻ ብዙሕ ምሕሳብ❤❤❤እታ 8 ቢኬሪ ማይ ዝብውልካያ ግን፡ ማለት ሃልክታት ወዲ ሰብ ስለ ዝፈላለስ፡ ከከም ሃልክን፡ ክሊማን፡ ዓቐን ሰብነትን፡ ንምገቦ መግብታትን ኢዩ ዝውስነና ከም ናተይ ኣረዳድኣ ማለት ዩ፡ ምስ ናይ ይቅሬታ ግን❤❤❤
Txs bro nay bhqi abey temrti ❤🎉❤🎉❤🎉❤
Btaemi des zbl ajokum berteu kemzi entekoyna knlwet ena thanks
Thank you! I appreciate it 🙏
❤❤❤ የቅንየልና ክቡር ሓወና🎉🎉🎉
ሰላም ሓወይ የቀኔለይ ኣነ ኣብ ዝፈተኩሉ እየ ዘቓርጾ ኔረ ሕጂ ግን ኸተገብሮ እየ 21 ለውጢ የምጽእ ይኮውን ካኣ❤❤❤❤❤
Btgebrwo kulu nemesgen amlak aweten asalton yehabkumbtami xbuk medeb ❤1. Memagan 2. Sport and music 🎶 3. Mnbab
E sport🏋🧗♂️ ni munibabni & mumsigani thanks ka
ኣነ ዝፈተኽዋ ንጉሆ ምትሳእ ኣነ ንኸባቢ 15 ዓመት ዝኸዉን ንጉሆ ተሲአ ኣይፈልጥን እየ ሰዓት 5 ናይ ንጉሆ ደቂሰ ሰዓት 3 ናይ ምሸት እየ ዝትስእ ካብ ሎሚ ግን ክፍትን እየ ንኣምላኸይ ኣሚነ 🙏
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዪ ቀጽሎ ንፍዕ ነመስግነካ
1፡ምንባብ ን20 ደቂቅ
2፡ምምስጋን ን30 ደቂቅ
3፡ስፖርት ን30 ደቂቅ
4፡መናቃቅሒ ምስማዕ
5፡ብዛባ ሕልምካ ን20 ደቂቅ ምሕሳብ
6፡ንነብስካ ምድናቅ ሞራል ምሃብ 15 ደቂቅ
ኣምላክ ይሓግዘና ከምዚ ከማይ ጀመርቲ 👏👏👏✝️
amen3💗
Amen amen amen
Amen amen amen
Amen amen amwn
ኣሜን 🙏🏼🌺
ዝመሰጠትኒ ምምስጋን እዩ ኣብ ተመስገን ሰላም ቅሳኔት ራህዋ ኮታስ ኩሉ እዩ ዘሎ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ይመስገን ❤❤❤
Nay bhaqi kubru ysfah
ኣብ ሓሳብ ምቅያር ነብስካ ካብ ዝኣቱ ሓደ ዓመት ወሲድለይ ፡
ንባብ ለሚደ
ስፖርት ውን ለሚደ
ንግሆ ምትሳእ ግን እታ ዝዓበየት ኢያ " ጸላኢተይ ኢያ ዘላ ካብ ሰኑይ ንግሆ ክፍትን ኢየ ኣምላክ ይሓግዘኒ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ አነ ዝብለን 1ምንባብ
2 ስፖርት ምስራሕ
3 ምምስጋን
Tkiw
1)ንግሆ ካብቲ ደዘውትሮ ዝፍትዎን ምትሳእ እዩ።
2) ንግሆ ውን ብራሽ ግብእር ኣቢለ ማይ ኩሉ ግዜ እየ ድሰቲ ።
3) ምንባብ ስሕት ኢለ መጽሓፍ ቁዱስ ይንብብ እየ ፡ግን ካብ ሕጂ ኩሉ ግዜ ከንብብ ክፍትን እየ።
4 ስቦርትን ናይ ጾሎት መደብን ግን ካብቲ ኣዚኡ ጥዕና ድበካ እዩ ግን ኣምላኽ ሓይሉ ይሃበኒ ነዚአን ክገብር ካኣ ተስፋ ይገብር።
ኒዓይ ኢታ ዚመሰትውኒ ኒግሆ ተስካ ኣፖርቲ ምስራሕ ።ሚንብብ 45 ደቂቅ
መንፈሳዊ ኪትሰሚዕ ኣለካ ቢጣዕሚ ደስ፡ዘቢል ቀጺሎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
1.
Namlakna bzgeberelna. Mmsgan. 2 bzaba ebyetey entay kgebr kem zeleni nmflat. Nkulom elamay. Nenatom gzie nmflat. Kxer kem zeleni. Temahre bhafesha gn kulu. Meglexi Des bhali eyu.
በጃካ ክልምነካ ምንባብ ቀዳመይቲ ግበራ በዓል ጊታኖ፡ቆላሕታ ዝኣመሰሉ መጽሓፍቲ ምስ ፊደላት ትግርኛ ኣንብብ
በየናይ መንገዲ እንተ ተጋዓዝኩ እየ ነብሰይ ክቕየር ዝኽእል ኢለ እንዳ ሓሰብኩ መጺኹሙኒ ካብ ልቢ የመስግነኩም! ንግሆ ምትሳእ, ኣካላዊ ምንቕስቓስን ብዛዕባ ዕላማይን ሕልመይን ምስ ነብሰይ ዝርርብ ክገብር ከም ዘለኒ ውሽጠይ ኣሚኑ ኣሎ! ካብ ሎሚ 21 ምዓልቲ ነብሰይ ክቕይር ኣምላኽ ይሓግዘኒ::🙏
Ngho mtisae tejemrika kulu kikewin eu
በሕቂ ጽቡቅ ምኽሪ
ንግሆን ምሸትን ምምስጋን
ኩሉ ከምትኽእል ንነብስኻ ምእማን
ኣብ ዕላማኻ ምንካስን
thanks so much for your ideas continue it
የቅንየልና መምህር መኮነን እንኮዕ ናትና ኮንካ ምሉእ ጥዕና ይህብካ ኣምላክ ብድሓን ትረፍ 🇪🇷🇪🇷🎈🎈🎈🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🥰🥰🥰😍💯💯🥰❤❤❤😍😍💯😍😍🥰🥰❤🥰😍😍
ብሂወተይ ካብ ሕጂክቅየርየ ክብል ፀኒሐ ምምስጋን ጀሚረ ፀኒሐ ❤ንጉሆ ምትሳእ ፀላኢተያ ግን ክጅምርየ ❤ ስፓርቲዉን ክጅምርየ ካብ ሕጂ ነብሰይ ክሓንፅየ ምስ ፈጣሪዬይ ነብሰይ ክቅይርየ ማይ ዝያዳየ ዝሰቲ ግን ሳዓት የፈልየሉይ😊 ኩለን ከተግብረን ፈጣሪ ይሓግዘኒ🤲
ኣነ ማይ ምስታይ ኢየ ዘድንቃ ምኽንያቱ ኩሉ ድሕሪ ጥዕና ስለ ዝኮነ ማይ ማይ ማይ ምስታይ።
ብጣዕሚ ደስ ዝበላኒ
1.ንግሆ ምትሳእን
2.ምምስጋንን
3.እስፖር ምስራሕን🥰
1/ንጎሆ ምትሳኣ
2/እስቦርቲ ምስራሓ
3/መንባብ
4/መምስጋን እዩ
5/ ትምህርት ምስማዕ
6/ ስራሓ ምስራሓ ምፍታዉ
7/ምስ ትፈትወ ሰብ ምዕላል
8/ማይ ምስታይ
9/ፀፁቡቅ ምሕሳብ
10ንነብስካ ምዉዳስ😁
ተመስገን ዕድመን ጥዕናን ዝሃብካኒ❤
ተመስገን ኢደይ ክሰርሓሉ ዝሃብካኒ❤
ተመስገን አግረይ ክጎየሉ ዝሃብካኒ❤
ዝገርም ት.ቲ እዩ ተግበራዊ ንክገብር ድማ ክፅዕር እየ ኣምላክ ድማ የሓግዘኒ ምኽርኻ ድማ ቀፅለሉ
ንነብሰይ ቆራጽ ኢየ ሓያል ኢየ ኢለ ከእምና ኢየ :: የቀኔልና ክቡር ሓዉ❤
ብሓቂ ለባም ሓዉና አዚና ኢና ነመሰግን ❤❤❤❤🙏
ብቀዳምነት ንሳካ ክትምስገን ይገባካ ቀሊል ትምህርቲ ኣይኮነን አካ ዳ ብጥርሑ ተባረክ ፡ ብምቅጻል ኣነ ዘዘውትሮ ምምስጋን sport tegedasnet absrah eyu eti kale ka ablbna yehdro knftno ena
ክብረት ይሃበልና ኣንገሶም ከምኡ'ውን መምህር መኮነን።
ኣነ ደስ ካብ ዝበላኒ
ኣንጊህካ ምትሳእ
ምምስጋን
ኣካላዊ ምንቅስቓስ።
I will star to set may ⏰️ early in the morning 🌄 thank you so much 🙏 😊
1 ኣንጊህካ ምትሳእ ኣመስግን በቲ ተመስግኖ ስለ ትረክብ።
2 ስፖርት ኣካላዊ ምንቅስቃስ ናይ 30 ደቂቕ
3 ኣንባቢ ኩን
4 መናቃቅሒ ስማዕ
ኩሉ ግዜ ምድግጋም ናይ ዕቤት ስለ ዝኮነ።
መምህር ብሉጽ ሰብ ኢካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
1,ናይ ,ምንባብ ልምዲ
2,ንነብስካ ምድናቅ
እዚኤን ከተግብረን እየ ::
ስለ ምኽርኻን ሓሳብካን ክብረት ይሃበልና ::
Ttt
ሓቂ ደስ ክብል ትምርትካ የቀንየልና ኩቡር ሓዉና 1 ምምስጋን 2 ሰፖርት 3 ምንባብ 4 ንግሆ ምትንሳ ደስ ኢለናኒ
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል የቀንየልና እዝሐወይ እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሓቂ ጸቡቅ መክሪ የቀነልና ኩቡሩ ሓወና❤❤❤
1.Angihka mitisa
2.Elamaka
3. Misgana
Ezen selste yqniyelna
ፅቡቕ ስነልቦናዊ ትምህርቲ ከነተግብሮ አና ክብረት ይሃበልና
ዋዉ ብጣዕሚ መሰረት ሂወት ዝክነ ትሞህርቲ
1.ምስጋና ኣብ ትገብሮ ጉዕዞ ዕዌትት ክትክውን ይሕግዘካ
2.ስፓርት የናቃቅሐካ ርእሰትማንነት ..
3.ምባብ ናትካ ፍሪኮንሲ(frequncey)
እዳኣመስገና ኢና ብርዑኩም ትሰስን::
Wawww btaemi des zbal qexlo 1 nguho mtsae 2 sport msrah 3 mbab kabten des zblani
ደስ ዝብል ስሚኢ ክትግብሮ ድማ ዝግጁ ኢየ ካብአቶም ድማ ክትግብሮም ዝደሊ ብቀዳማይ አርስካ ምፌታይ ማይ ምስታይ ደጋጊመ ድማ ካልኦትን ብዙሀት እዪም ግን ተግቢረ ክነግረካ እየ ካብዝገርመካ ንንመጀመታ ጊዜ እየ ክልእክ ንአይ ሀደ ስጉምቲ እዪሞ ደስ ኢሉኒ ሀተታ ደአ አብዜሄ እምበር አርሳ ን ሰባን ፈታዊት ጀግና ጋል56አመት ሰብ እየ ካብ ሎሚ ኖይ ፅባህ ብርሀን ዝርኢ እየ የቀንየለይ
1 ተመስገን ምባል
2 መፅሓፍ ምንባብ
3 ንጎሆ ምትሳእ
4 ንነብስካ ምውዳስ👏❤😍
ብጣዕሚ ደስ ዝበላኒ ከስተግብረን ዘለኒ
1 ቅድሚ ሳዓት ምእካሉ ናብ ስራሕ ድዩ ናብ ካልእ ኣቀዲምካ ምትሳእ
2 ምምስጋን
3 ኣካላዊ ምንቅስቃስ
ዋውውውው ብጣዓሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኣነ ዝፈትወን
1ስፖርት ምስራሕ
2 ምምስጋን
3 ንግሆ ምትሳኣ
4 ኣንባቢ ክከውን
ይሓስብ ኣለኩ
ኣምላክ ይሓግዝካ
ይሓግዝካ /ኪ
ኣጆኻ ነርማል እዩ ተበገስ ጥራሕ ብሩረይይይ
Des zebel temhrti thankes kebret yehbelna burk hawena
ደስ ዝብል ምኽሪ: የቀንየልና መም. ሞኮነን ተስፋይ
ክቡር ሓዉና ብጠዕሚ ኣና ነመስግነካ❤
@1ንጎሆ ተሳካ ማይ ምስታይ
@2ስፖርት ምስራሕ
@3ናኣምላክ ምምስጋን
ክብረት ይሃበልና መምህር ሞኬ
መምህር ምስ መሰራሕትኻ ክብረት ይሃበልና፡ ኣዝዩ ጽቡቅ መደብ'ኻ ተቅርበልና።
መምህር ባዓል ስፊሕ ኣእምሮ ❤❤❤ ከማካ ይብዝሑ❤❤❤❤
ፅብቅ ስነ ልቦናዊ ትምህርቲ ቀፅለሉ
Thanks more
ክብረት ዪሃበልና ኩቡር ሓው
ሓደ ሓደ ነገራት ግዜ ይወስድ እዪ።
በዓቐሊ 👉ተጸበ።ኣዎንታዊ 👉ሕሰብ።
ነገራት 🙏ጽቡቐ ኩኾኑ እዮም።ሰላም
ከመይ ኣለኩም፡👉 ኣብ ስራህኩም ዓወትን 🙏ኣሳልጦን🙏 ጥዕናን🙏 ንምነየልኩም፡
ጽቡቐ መደብ እዪ ቐጽልዎ፡
ብጣዕሚ፡የመዝግን፡ዓቢ፡ትምህርቲ፡ዝሃብካና።
ብጣዕሚ ጽቡቅ ዝሓወይ። ሓጊዝካኒ ኣለካ።
ሰላም ነዓካ ንስካ ቡሩኽ ኢኻ በርትዕ ብጣዕሚ ውጺኢትታዊ
❤❤❤❤❤❤ ፅቡቅ ምክሪ የቀንየና ሓወይ
tanks nay bhaki memhr hawet eu ❤❤❤❤❤
Thanks zarkey des zbl habereta amlak yhagzena
የቀንየልና ዝሓወይ ናይ ብሓቂ ብርግጽ ለውጢ ኣሎ ዝገብሮ ግን ውሕድ ሰብ ዩ ተበጊሰ ኣሎኩ
ብጣዕሚ ደስ ዝበለኒ ትምህርቲ ንገዛኣ ርኣስኻ ኣትሒትኻ ዘይምርኣይ
I’m a programmer, and I decided to improve my knowledge each day,
Helpful video
Selam memhr mknen bezi thbna atbabi tmhrtka btami kmsgnka ydli
Plan awxyen delku ka
ንግሆ ምትሳእ
መጽሓፍ ምንባብ
ነብስካ ምንኣድ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ኣን ዝብል
1ምምስጋን
2ምንቅስቃስ
3ምንባብ
ብርዕኻ ይሰስን ብሉጽ ሰብ So thanks!!!
That rights 👍🏻👍🏻👍🏻 Thanks
Shegara mest gedfoyo
temesgen amlaki
Kemizi natey yemaslkum
Hiwetey betam teqeru alo 🙏
ብጣዕሚ ደሱ ዝብል ኢዩ ቀጽሎ ኣነ ኩሉ ፈተዮ ግን ምስጋና ትራይ ናዓካ ይብጽሃካ
የቀንየልና ኩቡር ሓውና ጽቡቅ ትምህርቲ
Betamie des zebel temhertei eyu egzabiher amelak edemen tenan yehabkum
ብጣዕም ደስባሃላይ እየ ያቅንየልና 🙏ብዙሑ ከረዳኦሎ ኽእለ እየ ካብ ልብየና ናመስገን❤👏
Wawww thankyou❤❤ nay bhaki mehari zkone hasab nebska zlwt ❤❤
Kemaka ybzhu jigna jawna thank you🎉
አነ ዘተግብሮ ኩሉ ግዜ ንግሆ ምትሳእዩ
ስለዚ ካብ ዝፈተኽወን ሓሳባት
1 ይቲ ንግሆ ምትንሳእ
2 ይቲ ዉሱን ምንቅስቓስ ምግባር
3 ይቲ ምምስጋን ጸሎት ምግባት
ካልእ ንእትደልዮን ትብህጎን ግዜ ሂብካ ምትግባርዩ
አዚና ነመስግነካ ብዝሃብካና ምኽሪ
Thank you from the bottom of my heart I have been thinking about why I am coming out of this life and I thank you again for finding something of God
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ የቀንየልና ክቡር ሓውና
ብጣዕሚ ጠቃሚ ምክሪ ከምዚታት ኣገዳሲ ትምህርቲ ድሕሪ ሕጂ ግበሮ።
የቀንየልና፡መምህር ሞኮነን፡ከምኡ ውን፡ ተርጓሚ፡ጽሑፍ፡ ብሓፈሻ፡ ሞዛይክ ባህሊ። ኣዝዩ መሃርን፡ኣዛናይን፡ መደብ ቀጽልዎ። ኣምላኽ ዕድመን፡ጥዕናን ይሃብኲም።
ደስ ዝበለትኒ ክኣ ምስጋና ኣመስግን
❤Mmsgan
❤Mnbab
❤Bzaeba hlmka mexaikan gzie hibka mhsab
Excellent advice and motivation ❤❤❤. Also your reading ability and voice is great n High Level memhir Mokie….
Kab blux seb blux hasab ,Nay bhaqi xbuq tmerti .Thanks kexlo ❤
Thanks bro btaemi mehari qexlo ❤
Edmen tsenan yhabka fetari kubur hawey
waww thanks zehawey
mexhaf menbab end awentawi mengar negezae nebska esport❤❤❤❤
btami ab hiwet agedesti eiyen emo qexlo thanks bro
Kulu zedenq tmhrti eyu gn ገዛእ ርእስኻ ምድናቅ መሪጸያ ኣለኩ። የቀንየልና ክቡር መምህርና I appreciate you❤
Thank you teacher Mekonen. Kem wetru
All of them are important, but I have to mention 3 points, ok let’s go:-
1. Ngho mtsae
2. Bzaba hlmaka kulu gzie mhsab
3. Nfue anbabay mukan
Thank you for sharing memhrey, God bless you and your family
Nice thanx God blles you
ክብረት ይሃበልና ሲለ ኩሉ ነገር ምክርኩም ዘካፈልክሙና ኩሉ ጽቡቕ አዩ ኣነ ጊን 1&4
Excellent Person Memhr Mekonen. Thanks
ቃል ኣምላክ ኩሉ ግዜ ምንባብ
ንጉሆ ምትንሳዐ
ስፖርቲ ምስራህ
ንእግዛብሆር ምምዝጓን
ኩቡር ሓውና ብጣዓሚ ኢና ነመስገንካ ስለ,ቲ ኩሉ መኽርኻ ክንገብሮ ኢና ክጠቅመና እዩ ዊን
ክብረት ይሃበልና ኣብ መጻኢ ዊን ክንጽበ ኢና
እቲ ዝበለጸ ነገር ጆም ምስራሕ እዩ 2ይ መጽሓፍ ምንባብ ❤❤
Thanks btaemi mahari eyu qexile 1 namlaka mmsgan 2 nguho mtsae 3 mexnaeti mzwtar🙏🙏🥰
Thenkyou very much gzaika wefiki kemzi mkrabka 🙏
ዋውውውውው ትኣምራታዊ ዝኾነ ትምህርቲ ኣነ ከማኻ ጅግና ሓው ሪአ ኣይፈልጥን ኣብየት ትምህርቲ ብጣዕሚ ዘሕጉስ ደስ ዝብልን ትምህርቲ ኢዩ በጃኻ ቀጽሎ ኩሉ ተምጽኦ ጽቡቅ ኢዩ። እሞ ኣነ ዕለታዊ ዝገብሮ ኣብብሂወተይ እንተ ኣሎ ኮይኑ 1ስፖርት 2 ማይ ምስታይ 3 ምንባብ ወይ ምስማዕ የዘውትር ኢየ 4 ከመስግን ይፍትን እምበር ንፉዕ ኣይኮንኩን ሕጂ ግን በዚ ትህበኒ ዘለኻ ብሉጽ ትምህርቲ more ክብገስ ኢየ ከምዚ ትብለኒ ዘለኻ
Mejemeriya kemesgneka ydeli Kab srah ati niaka eye zisemia des zbelani kia
1) ngho mtisae
2) mnbab
3) Sport
❤❤ ዋው ብጣዕሚ እያ መምሃሪት ❤❤❤
ብጣዕሚ ክብረተይይ ናተይይ ብዙሕ ኣፍልጦኦ ሂንካኒ ኣለኻኣ thanka
Thank you please 🙏 continue do not stop
ብዛዕባ ሕልምኻ ብዙሕ ምሕሳብ❤❤❤
እታ 8 ቢኬሪ ማይ ዝብውልካያ ግን፡ ማለት ሃልክታት ወዲ ሰብ ስለ ዝፈላለስ፡ ከከም ሃልክን፡ ክሊማን፡ ዓቐን ሰብነትን፡ ንምገቦ መግብታትን ኢዩ ዝውስነና ከም ናተይ ኣረዳድኣ ማለት ዩ፡ ምስ ናይ ይቅሬታ ግን❤❤❤
Txs bro nay bhqi abey temrti ❤🎉❤🎉❤🎉❤
Btaemi des zbl ajokum berteu kemzi entekoyna knlwet ena thanks
Thank you! I appreciate it 🙏
❤❤❤ የቅንየልና ክቡር ሓወና🎉🎉🎉
ሰላም ሓወይ የቀኔለይ ኣነ ኣብ ዝፈተኩሉ እየ ዘቓርጾ ኔረ ሕጂ ግን ኸተገብሮ እየ 21 ለውጢ የምጽእ ይኮውን ካኣ❤❤❤❤❤
Btgebrwo kulu nemesgen amlak aweten asalton yehabkum
btami xbuk medeb ❤
1. Memagan
2. Sport and music 🎶
3. Mnbab
E sport🏋🧗♂️ ni munibabni & mumsigani thanks ka
ኣነ ዝፈተኽዋ ንጉሆ ምትሳእ
ኣነ ንኸባቢ 15 ዓመት ዝኸዉን ንጉሆ ተሲአ ኣይፈልጥን እየ ሰዓት 5 ናይ ንጉሆ ደቂሰ ሰዓት 3 ናይ ምሸት እየ ዝትስእ ካብ ሎሚ ግን ክፍትን እየ ንኣምላኸይ ኣሚነ 🙏
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዪ ቀጽሎ ንፍዕ ነመስግነካ