Top 30 ደርፊታት ኤርትራ ብ ኢትዮጵያዊያን ዝተሰረቃን ዝተደገማን / New Eritrean music 2024 reaction

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 15 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 713

  • @yonasberhane5076
    @yonasberhane5076 4 дні тому +49

    ሰላም ደቂ ዓበይቲ ከመይ ኣለኹም ብምቅጻል ሓንቲ ደርፊ ናይ ኢትዮጵያ ወይ ናይ ትግራይ እርትራዊ ሰሪቁ እንተልኩምኒ 1000 ዶላር ክበኩም የ ዮናስ የ ካብ ጀርመን ሃየ

    • @BrhanRecords
      @BrhanRecords  4 дні тому +6

      Promise እቶ ደሓር ከይትጠልም

    • @AbelTsegay255
      @AbelTsegay255 4 дні тому +2

      @@BrhanRecords ane keriaka kttelmeni enber

    • @nahomteklehaimanot631
      @nahomteklehaimanot631 3 дні тому +6

      Gelawa tebel nay amharic mussic b million goitom and sham geshu ztedegmet ala xbuk negeru gen creadit hibomla eyom

    • @ሚሉጓልዳዲ
      @ሚሉጓልዳዲ 3 дні тому +1

      @@nahomteklehaimanot631 ከረዲት ዘለዎ ስርቂ ወይ ኮቢ ኣይኮነን ሬሜኪስ እዩ

    • @MiliMakele
      @MiliMakele 2 дні тому

      Kab kulen gn Selam kbleki Selam shewit bela giera degimata

  • @NatnaelJemil
    @NatnaelJemil 6 днів тому +213

    ናይ ብሓቂ ቁኑዓት ተጋሩ

    • @DWT7922
      @DWT7922 5 днів тому +4

      @@NatnaelJemil gerimuni ek

    • @God2344
      @God2344 5 днів тому +10

      Hagerawi mezmur terfatomom zeyteseket.

    • @Lovemayway
      @Lovemayway 5 днів тому

      Ezi sirki aykonen degmemo yomo sele des zebleomo❤

    • @DWT7922
      @DWT7922 5 днів тому +2

      @@Lovemayway do

    • @DaniAndia-ck5kt
      @DaniAndia-ck5kt 5 днів тому +2

      ​@@Lovemaywayno serikomo yom kedama neti gtmi kemzelewo koopi aygeberwon kaleay kea kredit ayhabun kem natom yom yeatemo slezi wey sm nayti derafi xihfom degimnaya kblu nerwo tezey koyni rimeks u kblu nerwom

  • @abielmengsteab
    @abielmengsteab 6 днів тому +116

    ኣብ ትግራይ ሓንቲ ገበን ኣላ ንሳክኣ ሓቂ ምዝራብ እያ ሓቂ ሓቂ እያ ብራቮታት ንፉዓት ❤❤❤

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 6 днів тому +80

    ሓቀኛታት ተጋሩ ተሰሪቑ ኢዩ ሳብስክራይብ ሼር ጌረ ቅጽሉዎ 🇪🇷❤️👍Thanks Bra🙏❤️

  • @TonduraTondura
    @TonduraTondura 6 днів тому +130

    ዋይ ናይ ብሓቂ ቁኑዓተ ተጋሩ ነፍለማ ምዓልተይ ሎሚ ረኺበ ♥️✌️

    • @milli12354
      @milli12354 5 днів тому

      @@TonduraTondura እንታይ ማለትካ እዩ

    • @tesfakirosmirach3948
      @tesfakirosmirach3948 5 днів тому +1

      ተነፋሕ ቆንዳፍ ኤሪጥራዊ

    • @Burie22
      @Burie22 5 днів тому

      @@tesfakirosmirach3948 qomal nska zeytnfah seraqi dignity yeblkum tkorulu srah yeblkum sereqti deqi sereqti qomalat

    • @temesgenTesfamichael
      @temesgenTesfamichael 5 днів тому

      @@tesfakirosmirach3948 ክክክክ ተኪል ጽሕፎቱ

    • @abelsherifo7859
      @abelsherifo7859 4 дні тому

      ​@@tesfakirosmirach3948ትግርኛ ክንመህረኩም ኢና ተጋሩ

  • @YonasLingo
    @YonasLingo 6 днів тому +59

    ንስኩም ብጣዕሚ ኢኩም ቁኑዓት መግለጺ ሲኢነልኩም ብ❤❤❤❤

  • @adeytube6750
    @adeytube6750 5 днів тому +38

    ኤርትራውያን ዝደገምናዬ ኮነ ዝሰረቕናዬ የለን‼️‼️
    never‼️‼️‼️

    • @MiliMakele
      @MiliMakele 2 дні тому +3

      ኤርትራዊ ታንኪ እንበር ደርፊ ኣይሰርቅን እዩ 😂😂😂😂

  • @suelg1160
    @suelg1160 6 днів тому +83

    የቀንየልና ያ ጀማዓ!! ቃንዛና ሕጂ ዶ ተረዲእኩም። ተሰሪቁ ከይኣክሎ ክረዲት ወላ እዮም ዘይሃብዎም። ብፍላይ ንዓና ንኤርትራውያን እዞም ደርፍታት ፍሉይ ተዘክሮታት ዘለዎም እዮም፡ከምዚ ጌሮም ክጽይቅዎም ከለዉ ማራ እዮም ዘሕርቁና ኔሮም።ብፍላይ እቲ ሰውራዊ ደርፍታትና ማራ sacred እዮም ንዓና ኣይትተንኩፍልና በልዎም በጃኩም።ጽቡቅ መደብ thanks❤

    • @tesfakirosmirach3948
      @tesfakirosmirach3948 5 днів тому

      ሰራቂ ማንካ

    • @YoniKing-n3p
      @YoniKing-n3p 5 днів тому

      ​@@tesfakirosmirach3948 ሰክት ቆማል

    • @temesgenTesfamichael
      @temesgenTesfamichael 5 днів тому

      @@tesfakirosmirach3948ፈገር ጠሪጣ ተትሕንከለይ

    • @NatiKflay-w4y
      @NatiKflay-w4y 5 днів тому +2

      ​@@tesfakirosmirach3948 ተዛሪበ ኢልካ ዲኻ😂😂😂😂😂ኣኽፊእካ😮😮

    • @alain2000-v1b
      @alain2000-v1b 2 дні тому

      @@NatiKflay-w4y ክትሓፍ ኢዩ ዝግባኣካ ሓው!

  • @Werqi999
    @Werqi999 6 днів тому +55

    ተሰሪቁ እዩ ዝበሃል ምኽንያቱ ብዘይ ፍቃድ ናይ ዋናታት ምድጋም ዋላ ስርቂ እዩ ደሓር ከኣ ዋላ ክረዲት እዮም ዘይህብዎም ኮይኖም

  • @AmanKbrab
    @AmanKbrab 5 днів тому +27

    ናይ ባሓቂ ተጋሩ ኣድኒቀኩም የቀንየልና❤❤🙏🙏

  • @tslatsoony6869
    @tslatsoony6869 6 днів тому +59

    ክሳብ ክሊብ ዝተሰራሓሉን ክሬዲት ክሳብ ዘይሃቡን ፍቃድ ክሳብ ዘይሓተቱን 💯 % ስርቂ እዩ።

  • @nananggiedey6600
    @nananggiedey6600 4 години тому +2

    ቅኑዓት ....ስርቂ ኩልና ክንጽየፎ ይግብአና እዩ
    ...አገናዕ ..ጽቡቅ reaction …keep going
    …….ዝኮነ ይኩን አብ ቅኑዕን ሰላምን ...ቀጽልሉ...ከይትሽርሸሩ

  • @BeletsomAbraham
    @BeletsomAbraham 6 днів тому +38

    ሓቂ ሓቂ እያ ተጋሩ ጃምዓ 😂😂 😂 ብዝኾነ ጽቡቅ ስራሕ broye❤

  • @ZebibTeki-n7g
    @ZebibTeki-n7g 6 днів тому +34

    ናይ ብሓቂ ንፍዓት ዘይናትካ ኣይናትካን እዩ ❤❤❤❤

  • @BrhanuTesfaye-i9n
    @BrhanuTesfaye-i9n 5 днів тому +22

    ኤርትራዊ ቅኑዕ ሰብ ክደሊ ቁናዓት ሰባት ካብ ዓለም ክጠፍኡ ተረባሪቦም ፡ ኤርትራዊ ቅኑዕ ሰብ እንተረኺቡ ሕጉስስ ይብል👑🇪🇷

  • @ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ
    @ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ 6 днів тому +24

    👏🤙🇪🇷 ጹቡቅ ስራሕ የሕዋት። ኤርትራውያን ዝሰረቅዎ ናይ ኢቶፒያ ግን ክንደየናይ ከይትረክቡ ❤

    • @alexanderermias143
      @alexanderermias143 2 дні тому

      Eritreawi tanki enber derfi ayserqn eyu😂 derfi zey natka mseraq nay hmaqat eyu::

  • @MUSSACO
    @MUSSACO 3 дні тому +10

    ዓቢ ስራሕ ብስም ኤርትራዊያን ከመስግነኩም የደሊ.:::

  • @samsontesete5119
    @samsontesete5119 6 днів тому +55

    እቲ ዝገርመኩም ከ ጥዑይ ጌሮም እንተዝደምዎ ኸ ዘሕዝን

  • @henokghilay-bk9tn
    @henokghilay-bk9tn 6 днів тому +29

    እቲ ድፍረት ማራ ዩ ከቢድ ናይ ባርያ ኣብራሃም ደርፍስ ደፊሩ ዝደግሞ ኤርትራዊ ከማን የለን ኣብ ልዕኦም ዘለዎ ክብርን ፍቕርን ንምግላጽ እዞም ናይ ትግራይ ደርፍቲ ግን ከበድቲ ዮም

  • @OBO994
    @OBO994 6 днів тому +31

    ብፍቅርን ፍቃድን ተዝነብር ጹቡቅ ኔሩ "ኣነ ዘረጋግጹኩዎ ግን " ገጠምትን ደረስትን ደረፍትን ኤርትራ ብጣዕሚ ከም ዝሓዝኑን ዝግረሙን እዩ 😢 እቲ ዝገርም ድማ እቶም ደረፍቲ ናይ ኢትዮጵያ እቲ ግጥሚ ናይ ኤርትራዊያን ኣሕዋትና ኢሎም ክንዲ ዝጽሕፉ ብስሞም እዩ😢እቲ ዘሕዝን ድማ ኢትዮጵያዊያን 'ኤርትራዊያን ግጥምን ዜማን ኣይክአሉን ኢሎም ኽምክሑ እዩ 😢እቲ ዝገርም ግን ነቲ ንጉስ ናይ ኢትዮጵያ ሙዚቀኛ ዝኾነ ንጥላሁን ገሰሰ ግጥምን ዜማን ዝህቦ ዝነበረ ኤርትራዊ ሙኻኑን "ጠሊሙዎ ብሱሙ ምግባሩን እዩ ። ነዚ ከረጋግጽ ዝደሊ ሰብ ግን ኣብ ኤርትራ ከይዱ ይሕተት እቲ ሓቂ ክፈልጥ ዝደሊ ። በዞም ንኤርትራ ዝጸልኡ ሰባት ሰሚዑ ኣይአመን ።

  • @KusuMeri
    @KusuMeri 3 дні тому +5

    ናይ ብሓቂ ቅኑዓት ንመጀመርታ ግዜ ርኢና ንፉዓት ቀጽልዎ ❤️❤️❤️👌👌👌

  • @user-cm8qh2ns1k
    @user-cm8qh2ns1k 5 днів тому +12

    ሰላም ዝመጽእ ሐቂ ብምዝራብ ኢዩ። ከማኹም ቅኑዐት ተጋሩ ይብዙሑ 👍👍

  • @NoodOqubay
    @NoodOqubay 6 днів тому +16

    ናይ ብሓቂ ትዛረቡ ኣነ ዉን ካብ ሓጂ ጀሚረ ሳብስክራይብ ክገብር እየ❤❤❤❤

  • @TsegayKiflay
    @TsegayKiflay 6 днів тому +29

    Tanks guys much love ❤️ 🇪🇷

  • @AsmoromGirmay
    @AsmoromGirmay 6 днів тому +18

    ምስጋና ይግበኣኩም ናይ ብሓቂ

  • @falafalar4253
    @falafalar4253 6 днів тому +14

    ሰበይ.....
    1, ኤሪትራውያን🇪🇷 ኣይሰርቍን'ዮም 🤫
    2,ተደጊሙ ከኣ ኣይትበል ተሰሪቁ'ዩ
    ብዘይፍቃድ ዝተደርፈ....ጥበብ
    ከምትወደአ🤨
    3, ደሓርከኣ ኣብ ሙዚቃ ቁሩብ ኣፋሉጦ
    ይሃልካ ዜማ ህርመት ኣይተሓዋውሶ::
    4, ክብረት ይሃልካ ክትዛረብ ከለካ ኣብ ኤርትራውያን ስነ-ጥበባዊያን OK ::
    5, ከጽልዎ🎉 ጽብቅ ስራሕ❤

  • @abdurebihassen5527
    @abdurebihassen5527 6 днів тому +25

    ምስጋና ይግብኣኩም እዩ የቀኔልና

  • @Emimedia27
    @Emimedia27 6 днів тому +28

    ቅዱስ ምኪኤል ይሓልኹም ይሕዋተይ ኣብዚ ናተይ ኣትኹም ሳብስክራይብ ታሓባበሩኒ ብሩኻት ይሕዋተይ።

  • @nazretkidane7965
    @nazretkidane7965 6 днів тому +24

    Tanks guys 🤦‍♀️🇪🇷

  • @TesfitAmine
    @TesfitAmine 5 днів тому +13

    እዋዕ! ! ትግራዎት ኮንኩም ከምዚ ዓይነት ሓቂ ምምጽእኩም እዚ ንዓኹም ምንግስተሰማይ ክትኣትዉ እኹል እዩ። 🎉❤ ንሓቂ በርትዑ ጥራይ❤🎉። ተኣምራት እዩ! !!

  • @SalahSulaiman-d8y
    @SalahSulaiman-d8y 6 днів тому +60

    Teseriku eyu mikniyatu abti nay ztedegme shimom yelen etom derefti kendi yelewn silezi teseriku eyu

    • @samiarai-pk7tt
      @samiarai-pk7tt 6 днів тому +1

      @@SalahSulaiman-d8y sereqti kiserqu kinebro iyom, mehajtin kea kefriyu iyom. Ankaydo derfi srhit fenkil ewun kiserqu fetinom eyom. Kabta enklil sirqi meas kemziwetsu end'i?

  • @AdisuKahsay-f4p
    @AdisuKahsay-f4p 5 днів тому +9

    እስከ ነዞም ጀጋኑ ሓቀኛታት ተጋርይ ላይክን ሳብስክራይብ ጌርና ነተሃባዓዮም ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @amanuelmesfin5889
    @amanuelmesfin5889 4 дні тому +4

    ብሮየ ትኽክል'ዩ ተሰሪቁ'ዩ ብጣዕሚ ለሕፍር'ዩ ለዓና'ለ ሸዊዶምና
    አረ ኤርትራውያን ጭራሽ ኣይሰርቁን በተለይ ሙዚቃ ጎበዛት'ዮም።

  • @abebahabte6637
    @abebahabte6637 4 дні тому +6

    ኤርትራውያን ፕሮፈሽናል ደረፍቲ እዮም . They are originals, they do not copy. They know what the rules and the regulations of the music industry .
    Who gave the the right to repeat it to copy .
    You two thank you for bring this , please advise them if they come up with they own rhythm It shame to call themselves singers.
    ዓገብ ዓገብ ስርቂ ፎእ.

  • @AngosomFitsum
    @AngosomFitsum 3 дні тому +3

    ካብ ሚእቲ ሓደ ኣይሰኣኒዩ ክብሃል ከምዚዩ ገሊኦም ተጋሩ እኮ ሓደ ክንድሺሕ እዩ ናይ ብሓቂ ቁንዓት ተጋሩ ኣድኒቀኩም 👍👍👍👍

  • @ኣልመዳዊሳሕላዊቢናዓምራዊ

    ❤❤❤❤❤ ነዚ ሓዲሽ ወሎዶ ሓሶት ታሪኽ ሚሂርካ ከተእምኖ ዘይሕሰብ ኢዩ ባዕሉ ፈቲሹ እቲ ሓቂ የውጾኦ ኣሎ ናትኩም ዝሑጉሰኒ ባዕልኹም እቲ ሓቂ ኣንቲዕኩሞ

  • @FiliDomozytredgy
    @FiliDomozytredgy 6 днів тому +18

    efrem amare hanti kea ala zsereqa Rora tbl nay zomach eya tegaru lomi haqi tezaribku ❤❤

  • @YohansHabtom-n4u
    @YohansHabtom-n4u 4 дні тому +19

    ሓደ ኤርትራዊ ናይ ኢትዮፕያዊ ደርፊ ደጊሙ ኢልኩም ተርኢኹምኒ ሙሉእ ናይ ፕሮዳክሽን ኣቑሑት ክገዛልኩም እየ!

    • @BrhanRecords
      @BrhanRecords  4 дні тому +3

      ግርም ግና Promise ትኣቱ ዲካ ምስረከብና ከይትጠልም

    • @KimoKimo-qk4er
      @KimoKimo-qk4er 4 дні тому +1

      Tewali ​@@BrhanRecords

    • @GuushAtsbiha
      @GuushAtsbiha 4 дні тому

      ፌቨን ጸጋይ ነታ "ሰላምታና ብርሑቕ ኮይኑ " እትብል ናይ ብርሃነ ሃይለ ደርፊ ደጊማታ ኣላ ግን ክረዲት ሂባቶ እያ ።

    • @imissmama3978
      @imissmama3978 4 дні тому +1

      ኣየ ትምክሕቲ🤤 ልዕሊ 15 ደርፍታት ሕጂ መቑጸርኩኻ።

    • @YohansHabtom-n4u
      @YohansHabtom-n4u 4 дні тому +1

      @@BrhanRecords ቃል ትኹነኒ ኣጆኻ

  • @ዋርሳይይከኣሎ
    @ዋርሳይይከኣሎ 6 днів тому +13

    ጌና ካልአ ኣሎ ዝረሳዕኩሞ ብጣዕሚ ፍሉይ ዝክርታት ዘለዎ ደርፍታትና ሓመድ ጌረሞ
    ሓቂ ከምዚ ጌርኩም ስለ ዝተዛረብኩም ክበረት ይሃብኩም ❤❤

  • @temesgenTesfamichael
    @temesgenTesfamichael 5 днів тому +6

    ብጣሚ ጹቡቅ ኮመንቲ ኩሉ ሪአዮስ ኩሎም ስርቂ እዩ ዩቡሉ ሓቆም ፍቃድ ካብ ደይ ሓቶቱ ስርቂ እዩ ደቂ ኤረይ ኣታቢዕዎም ሓቂ ተዛሪቦም ንፍዓት ቀጽሉዎ ❤❤❤❤

  • @Brokethebeas
    @Brokethebeas 6 днів тому +10

    You deserve subscribe and like for exposing the truth of ethiopian musicians lies.

  • @amoraeternus5035
    @amoraeternus5035 2 дні тому +4

    ሓዝ በል ክውስኸካ ሓቢቢ
    1) ሓሊማ ዓብዱልራሕማን "ኣንቢበዮ ደብዳቤኻ" ናይ የማነ ባርያ "ኣንቢበዮ ደብዳቤኺ" ዜማን ግጥምን
    2) ዓሊ ቢራ "ኣማሌሌ" ናይ መም.ግርማይ ሰለሙን "ጓልኩም ሃቡኒ" ዜማ። መም.ግርማይ ሰሎሙን ናይ ጥላሁን ገሰሰ "ኣንቺ ከቶን" ናይ ካልኦት ብዙሓት ዓበይቲ ኢትዮጵያውያን ደረፍቲ ከም በዓል ኣለማየሁ እሸቴን ዜማ ዝሰርሑ ኣቦ ኢዮም።
    3) ዓሊ ቢራ ብቋንቋ ሶማሌ ምስ ኣዋሌ ኣደን ዝደረፋ ናይ ሳሚ ብርሃነ "ኣበይ ኢኺ ሰፊርኪ" ዜማ።

  • @elshaday5026
    @elshaday5026 5 днів тому +5

    ናይ ብሓቂ ቅኑዓት ትጋሩ!❤❤

  • @Hagos1971
    @Hagos1971 3 дні тому +3

    ንመጀመሪያ ግዜ ቁኑዓት መናእሰይ ትግራዎት ሓቂ ተዛሪቦም👍የቐኒየልና።
    ንኣፍልጦ ግን ስእልታት ጅግንነት ሻዕቢያን ኣጠቓቕማ ቃላትን ኣስማትን ብወያነ ከም ተሰረቐን ከም ናቶም ጌሮም ክጥቀምሎም ንሪእን ንሰምዕን'ሞ ንግርምን ንሓዝንን።

  • @Jemal273
    @Jemal273 5 днів тому +10

    ሓቂ ሓቂ እያ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ እምነይልኩም ❤❤

  • @AlexanderWeldeab
    @AlexanderWeldeab 4 дні тому +7

    ብሓቅነትኩም ስዒበኩም ኣለኹ ቀጽልዎ ንፉዓት

  • @Mylovefamily-c9e
    @Mylovefamily-c9e 3 дні тому +4

    ኩልካ ደቂ ኤረይ like 🎉❤❤

  • @user-SenedAbrham
    @user-SenedAbrham 4 дні тому +5

    ደርፊ ናይ ኤርትራውያን ምስራቑ ንጎኒ ገዲፈ ተጓሩ ዲኹም ብሓቂ። ባዓልታ ሰራቒት ሸዊት ከኣ ሞ ናይ ስርቂ ስልጠና ዝወሰደት ያ ትመስል ፈጣጥ ሰራቂት

    • @mhreteabisaias8770
      @mhreteabisaias8770 4 дні тому

      ናይ ብሓዊ ኣብ መድረክ ውጺኣ ክም ናታ ጌራ ኢብተርቪው ክትግብር ምስ ሰማኩዋ ኣብ ክንድኣ ኣነ ሓፊረ

  • @Filimon-fr9ux
    @Filimon-fr9ux 5 днів тому +9

    ኣብ ትግራይ አቶም ኣለውና አልኩም ትምህኩሎም ደረፍቲ ካብ ናይ ኤርይ ደረፍቲ copy ዘገበሩዎ ኤክም ተሰምዑ ታንክስ አዚ ዝተረደኣኩም kea 🇪🇷🇪🇷

  • @rahbotkone7498
    @rahbotkone7498 5 днів тому +6

    Thank you yehwat kemakum yebzehu from eri 🇪🇷

  • @AbelYonas-l3c
    @AbelYonas-l3c 6 днів тому +21

    ከም ሎሚ ጊረ ተገሪመ ኣይፈልጥን 😮

  • @NegasiSahle
    @NegasiSahle 4 дні тому +4

    Thank very much በቲሪ ሓቂ ትሓቅቅ እበር ኣይስበርን ስሊዚ እቲ ስለ ሓቂ ዘውጻኣክምዎ ነመስግን።

  • @FtsumTeweldebrhan-un2kz
    @FtsumTeweldebrhan-un2kz 5 днів тому +6

    በዚ መደብኩም ናይ ሎሚ ኤርትራውያን ሓጎስ ተሰሚዕና ናይ ካልኦት ግን ኣይፈለጥኩን😂😂😂😂😂😂😂

  • @awetmebrahtu2385
    @awetmebrahtu2385 5 днів тому +6

    ብጣዕሚ ጎቦዛ ቀጽልዎ ጥራይ ኣብ ቀጻሊ ተክኒካዊ ጸገማት እንዳዕረኹም

  • @fikreeeuumengedey8011
    @fikreeeuumengedey8011 4 дні тому +3

    I subscribe and give u like .thanks for ur honest .we need UA-camrs few like u.

  • @WintaYohannes-iq8en
    @WintaYohannes-iq8en 5 днів тому +5

    Love you deki eriy Thanks 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 3 дні тому +4

    ንፉዓት👍

  • @AmanKbrab
    @AmanKbrab 5 днів тому +5

    ሳባ ሳቢና ደራፊኣ ኢንጂነር ኣስጎዶም ወልደሚካኤል ኢዩ❤

  • @Fithawi
    @Fithawi 5 днів тому +8

    ኣቶም ተጋሩ ሲ ይድገምዎ እቶም ኣምሓሩ ክ ደቂ ኣእዱግ💙💙💙

    • @DaniAndia-ck5kt
      @DaniAndia-ck5kt 5 днів тому +5

      Kulom hade seraki seraki u ksab kredit zeyxahafli felalika aykonen zehawey natna wen serikom telewu kemeu serekti ena nblom

    • @robelmajor5256
      @robelmajor5256 4 дні тому +1

      @@DaniAndia-ck5kt ዋላ ክረዲት ይሃብሉ ግን ነቲ ደርፊ ይጽይቅዎ እኮ ኢዮም ዘለዉ እበር ኤርትራዊ ስ ምደገሞ እንዶ ግን ነቶም ዋናታት ትጽይቀሎም ኣለካ ማለት ኢዩ

    • @tesfaldet-vq6lo
      @tesfaldet-vq6lo 4 дні тому +2

      kabzom bergied nkbdom zelo alietner reika aytfeltn kulom Ethiopian eyom credit zeymhabom eu eti xegem haki mzrab xbuk eu

    • @Fqrimskulu
      @Fqrimskulu 2 дні тому

      Gs kulom hada ata adgi

    • @asmarina8019
      @asmarina8019 2 дні тому

      @fithawi ተጋሩ ,ኢትዮጵያውያን ዶ አይኮኑን?

  • @ablelomg7913
    @ablelomg7913 4 дні тому +6

    ናይ በሓቂ ንፉዓት

  • @MedaTesfaldet
    @MedaTesfaldet 5 днів тому +4

    ያ ደስ ክብሉካ ወላ በብርሃም ኣፈወርኪ ጽሉላት አኩም ከምዚ ናተይ ጎረበታችን❤❤

  • @BrgedNihamedu
    @BrgedNihamedu 6 днів тому +9

    No ብዘይ ፍቃድ ደራፊ ምድጋም ስርቂ'ዩ ።

  • @Gebremedhin-nl8pk
    @Gebremedhin-nl8pk 5 днів тому +6

    ቅኑዓት ተጋሩ ይመችኩም ❤❤ ን

  • @BiniyamGoytom-s2c
    @BiniyamGoytom-s2c 6 днів тому +9

    ንፋዓት ሓቒ ደስ በሃላይ እዩ

  • @RussomGebrezgabher-r3g
    @RussomGebrezgabher-r3g 6 днів тому +6

    ብጣዕሚ እዩ ዝሕዝን 😢😢😢😢😢😢 የጽርፉኩም ኣለው ነዚኦም ምቅላዕ ግና ንቡር እዩ ናይ ኣቦ ንመን ነሃቦ

  • @AramAlemey
    @AramAlemey 5 днів тому +7

    ካልእ ወን ብዙሕ ኣሎ የሕዋት

  • @mansurSalih-g5i
    @mansurSalih-g5i 2 дні тому +1

    ትግራዋይ ሓቂ ዚዛረብ ኣባኩም ቲየ አንጀራ ዓለም ቡልዑ ኑጹሃት እኩም ሚስ ሓቂ ኒበሩ ❤❤❤🎉🎉🎉❤

  • @AngesomAnde-n6i
    @AngesomAnde-n6i 6 днів тому +7

    ንፉዓት ክብሪ ዝግብኣኩም እዩ ንሓቂ ሓቂ ምባል እዩ መሰል ደረፍቲ ክሕሎ ክኽእል ኣለዎ እዚ ከኣ ተሰሪቁ እንበር እንታይ ደኣ creadit ዘይብሉ ተኾይኑ ስርቂ እዩ ዝጽዋዕ::ድግማ ዝበሃል ኣብ ጋይላ ዝተደርፈ እንተ ኮይኑ so thanks 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 3 дні тому +3

    3O ጥሪሕ አይካን 2000 ንላዓሊ እዩ።🙏

  • @AmanuelGebrenegus
    @AmanuelGebrenegus 6 днів тому +4

    ናይ ባሓኣቂ ቅናእት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ቀጽሎ ብሮ ኣጆኦካኣ

  • @shishaihagos4757
    @shishaihagos4757 6 днів тому +6

    Nay behaki kenuat tegaru thankx. Medgam kale eyu mesraki ka kale eyu 🙏🙏

  • @yonasgebremeskel2937
    @yonasgebremeskel2937 4 дні тому +3

    ፖው😂በቲ ኮይኑ በቲ ኣይ ከሰርናን ኦርጅናል ደርፍታት ኣብ ኤረትራ ከምዝርከብ ክምዝግጠም ዮም ዘመሰክሩ ዘለዉ እዞም ኩሎም ቃዕ ኣቢሎሞም ዘለዉ ንደረፍትና🇪🇷❤። የቀኔልና ደቂ ትግራይ ሞርታሕ ንዓኩም ያጀምዓ ❤❤

  • @muhreabrham9121
    @muhreabrham9121 5 днів тому +4

    Thanks we appreciate you guys for your good reaction
    bzuh xahri zfeseso srah emo bzey fkad nayti wana ente koynu srqi Amex eu kuluna ageb knblo wn alena kemzi gerna kneqaliom alena

  • @desaleberhe5842
    @desaleberhe5842 6 днів тому +7

    ተሰሪቑዩ ዝበሃል እዚ፥ ኣብ ጓይላ ዝደረፍካዮ ጥራዩ ተደጊሙ ዝበሃል

  • @ሊሎ
    @ሊሎ 4 дні тому +2

    Yeah nice good work guys❤❤❤❤ haki haki kulu gze haki eyu ❤❤❤❤

  • @meharighebrhiwet2890
    @meharighebrhiwet2890 5 днів тому +5

    Btaemi qunuat tegaru nmejemerta ria thanks

  • @liznegu8047
    @liznegu8047 3 дні тому +2

    Good job guys! I’m glad you learned it now, because all this time you thought all those songs that were stolen from us you thought it’s original and sang by your people. Hopefully, all Ethiopians know that too. For your unbiased comments, I just liked and subscribed your channel.✌🏼❤️🇪🇷

  • @FtsumTeweldebrhan-un2kz
    @FtsumTeweldebrhan-un2kz 5 днів тому +4

    ኣነ ናይ ኣብርሃም ገብረመድህን ገሪምኒ
    ብዝኾነ ካብ ናይ ተጋሩ ዝፈትዎ ሰብ እዩ ❤❤

  • @abrhammehari2531
    @abrhammehari2531 6 днів тому +12

    ተደጊሙ ዝብሃል ኣብ መድረኻን መርዓ ዝድረፍ ደጊምዋ ትብሎ ቪድዮ ሰሪሖም ኣብ ዩቱብ ዝዝርግሖ ግን ሰሪቁ ትብሎ

    • @nahomabraham6667
      @nahomabraham6667 22 години тому

      Ab Tigray Srqi Hobby eyu just like Entertainment

  • @MiMoNa-NL31
    @MiMoNa-NL31 5 днів тому +2

    ሽኮሪናታት ይሕዋትና ንበሩ አይትስአኑ አስሒቕኩሙኒ እዚ ስርቂ ዘይኮነን ካብ ፍቕሪ አድናቖት ትሕዝቶ ተማሪኾም ዝደገምዎ ደርፍታት'ዩ ::
    ብዝኾነ ናብ መን ከይዱና

  • @Tesfaldethaile-v8i
    @Tesfaldethaile-v8i 6 днів тому +6

    ኣብ ኢትዮጵያ ሓቅ ምዝራብ እዩ ገበን ንፉዓት ሓቂ ሓቂ እያ❤❤

  • @wedicheay-l5v
    @wedicheay-l5v 4 дні тому +3

    እዚኣ ግድን ተምጽኣ ኣማኒኤል የማነ ናይ ዳዊት ሽላን ኣታ ሓዳር ጌርኪ ሰሪቅዋ ኣሎ

  • @Yosiefsemere-t3h
    @Yosiefsemere-t3h 4 дні тому +2

    ናይ ባሓቂ ❤❤❤❤❤❤

  • @siemmedia
    @siemmedia 4 дні тому +3

    ድግራዋይ ናይ ብሓቂ ድዩ ሓቂ ዝዛረብ ዞሎ ወላስ እዝነይ እዩ 😂 ብፍጹ እየ ክኣምን ዘይክእል😅

  • @africaunite9673
    @africaunite9673 5 днів тому +1

    Thank you for your honest reporting. Yeah, please let us know if there are some Ethiopian songs copied by Eritreans too.

  • @HermonTesfay-zo4vv
    @HermonTesfay-zo4vv 4 дні тому +2

    Thanks bro from 🇪🇷

  • @RussomGebrezgabher-r3g
    @RussomGebrezgabher-r3g 6 днів тому +6

    ንፈለማ እዋን ቁኑዓት ሓቀኛታት ተረኪብኹም ቦኩሪ ናይትግራይ ሓቀኛታት kip it up

  • @LioneTewelde
    @LioneTewelde 4 дні тому +3

    Kteabyu ekum nfeat ember derfi eritrea kulu seRIQomo eyom 😊

  • @AramAlemey
    @AramAlemey 5 днів тому +3

    ጻዕዳ ስርቂ እዩ ደቂ ዓበይቲ ግጥምን ዜማን ሽሞም ክጽሕፍዎ ነይርዎም

  • @HabenTikabo-nx4gs
    @HabenTikabo-nx4gs 5 днів тому +5

    ዝተረፈኩም ኣሎ ናይ ኣማኒኤል ሸዊት መስጎቦን፡
    ግን ብልቢ ኢና ነመስግነኩም፡፡

  • @abdulkadertaha1891
    @abdulkadertaha1891 5 днів тому +5

    ዳርጊ መብዛሕቱ ስርቂ ኣይኮነን remix ዝተደገሙ እዮም እዚ ካኣ ፍቅርን ክብረትን እዩ ዝድግሞም ሰለዚ ንኽብረትኩም Thanks ብምድጋምኩም ክትደግሙ እንከለኹም ግን ምሕባር ጽቡቅ እዩ።

    • @JamieNur
      @JamieNur 4 дні тому +2

      @@abdulkadertaha1891 Mish do ala nska....kemzia kbret endya zeyela wedi shuqey.....kbret endhr koynu aflitka shm wanatatu xhifka eya ktkewn zelewa ...

  • @meronbekure75
    @meronbekure75 5 днів тому +4

    ብሓቂ ሳሓቅ ቀቲልኩምኒ ክንድዚ ምብዝሑ ኣይመስለንን ኔሩ። ሳብስክራይብ ጌርናልኩም ኣለና🎉❤

  • @thegreateritrea
    @thegreateritrea 4 дні тому +2

    Liked the reaction.

    • @BrhanRecords
      @BrhanRecords  4 дні тому +2

      @thegreateritrea ❤Thank you so much for making this video and I sincerely apologize for forgetting to give you credit for your content🙏

    • @BrhanRecords
      @BrhanRecords  4 дні тому

      Please paste your video link in the comment section i will pin it🙏

    • @thegreateritrea
      @thegreateritrea 3 дні тому +2

      ​@@BrhanRecordsNo worries 🙌🇪🇷

  • @merhawitadesse318
    @merhawitadesse318 4 дні тому +4

    Ours is yours ✌️✌️

  • @Aman-k5m
    @Aman-k5m 4 дні тому +1

    I like you guys, keep the good work up in both sides.

  • @osmanadem7183
    @osmanadem7183 6 днів тому +4

    Haqenatat tegaru big respect

  • @LuelKflemariyam
    @LuelKflemariyam 6 днів тому +8

    Thnak you

  • @stellaeri-1991
    @stellaeri-1991 4 дні тому +2

    እዚ ውን ይገብረላ ድዩ ሃሃሃሃሃሃሃሃ ናይ ብሓቂ ኣስሒቁምኒ

  • @YassinMah-v2i
    @YassinMah-v2i 4 дні тому +4

    Bravo❤

  • @Merhawi-rn3go
    @Merhawi-rn3go 6 днів тому +3

    እዚኦም ስርቂቲ እዚኦም ኣይተካኣሉን ኣይተጽበዩ ኤርትራውያን ኣይስርቁን ኢዮም ብሓቂ ኤርትራውያን ይስርሑ ኢቶጵውያን ይስርቆ 100 ካብ 100