Girmadawit is a truly gifted artist with a unique and special talent. His voice is incredible, and he creates beautiful melodies. He has a knack for discovering creative and original sounds, and his mastery of arranging, mixing, and mastering music is evident in every track. He also plays multiple instruments with skill and passion. Girmadawit's dedication to his music is truly inspiring, and he deserves more recognition for the exceptional talent he possesses. Girmadawit Musical Genius!!!
በረከት ወልዱ እና ዘመን ኣለምሰገድ ይቅረበልና ዝብል እስኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Bereket iti xeyaki Musika guayla Tigrinja
@GuushAtsbiha ኦሮምኛ ዶ ኢለኪ እየ ኣነስ
ችዲ ሓሳዊት ❗️በረኸት ጀግና እዩ ።@@GuushAtsbiha
@@Gebremedhin-nl8pkእና ትብል ደኣ ካበይ ኣምጺካያ 😂
@ቀንዴልሓርነት ካብ ጣልያን
ሰላም ናዓኹም ኣልሞ ሸው ብመጀመርያ ኣብ ስራሕኹም ዓወትን ኣሳልጦም ይምነየልኩም ቀጺለ ብሓቂ ደስ ኢልኒ ንግርሜሶ ኣብ መደብኩም ምቅራብኩም ፡ግርሜሶ ፉሉይ ብቅዓት ዘሎዎ ብሉጽ ኣርቲስት እዩ ልዕሊ ኹሉ ግን እንድዒ ምስ ቡዛሓት ሰባት ከም ቻነል ሰሪሔ እንዴ ናይ ግርሜሶ እታ ልዕሊ ብቅዓቱ ደስ ትብለኒ ደዊልካሉ እንተዘየልዒልካ ግድን ድሕሪ ሓንቲ ደቂቅ እዩ ተመሊሱ ዝድዉለልካ ብሓቂ ድማ የድንቆ ፡እንታይ ኮይኑ ዘለልዓለኒ ኢለ ሓሲበ ኣይፈልጥን ተመሊሱ ግድን ከምዝድዉል ስለ ዝፈልጦ ቀጽሎ ግርሜሶ ዓርከይ ኣሎኹ ምሳኻ❤
ዝፍትዋ ጋዜጠኛ መልክዓ ሽኮሪ ስራሓ ጽብቅ
Much respect ሓብተይ❤
ኣድናቒ ናይ ኣብርሃም ኣፎርቅን ሽላንን ኢዩ ብጣዕሚ የ ዘድንቐካ ግርምሽ መተዓቢቲ ኣዝማሪኖ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጋሉ አምፅእኪ ሰርፕራይዝ ተትገብርዮ ዝበልፅ ደስ ዝብል ነይሩ
ቡዙሕ ጹቡቅ ሰሪሑ ከምቲ ዝሰርሑ ዘይተነገረሎ ሐወይ ዕድመ ጥዕና ያሃብካ ❤❤❤❤❤❤
ደምርኒ ወለላይ
@@ፀግሽጋልተዋህዶneaye ewn demrni
ንጋደልቲ ትግራይ ዝረፍካዮ ንዝተዓመፆ ኣሕዋትካ ዘዘምካለን ኩሉ ጊዜ አየ ዘክብረካ ግርማዋይ ❤
ኣታ እንታይ ኢለ አየ ከንብቦ
አልሞ ሾው ብጣእሚ ድስ ዝብል ፕሮግራሞ እየ ዘለኪ። በጣእሚ መአዛ፣ፀጋ ግርማ ሞጎስ ዘለኪ ፍጥረት እኺ። እድመን ጥእናን ይሞነየልኪ ኩርአት ትግራይ ❤❤❤❤❤
ደስ ዝብል መደብ ተጋሩ ❤❤❤ ኣሕዋተይ ሓዉኩም ካብ 🇪🇷
ክፍ ክህበካ ምሽ እዚ ልሃጅኦም ናይ መቀለ፡ ካብኡ ለለ እና ገለ ክብሉ ከለው ስቅ ኢልካ ስምዓዮ ይመጻካ ላማነይ ።
@@MiliMakele ማራ እስከ ኬፍ ኣለዎም ታማ ለለ ደቂ መቀለ ይመችኩም ያኣክ
Hawi yeteka nokal agame.
@@ዘመን.ተቀያሪ126ደምርኒ ወለላይ
@@jklmnk9596ደምርኒ ዝያዳይ
ከም ዳኛ ኮይኑ ኣብ ዝሰርሓሉ ዝነበረ ግዜ እየ ዝፈልጦ፡ብጣዕሚ ድማ እየ ዘድንቆ ኔረ፡ማራ'ዩ ሽኮር፡I love him from🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክምዚ ወዲ እዙይ ዘድንቆ የለን አብ ትግራይ ብጣዕሚ ለባም ኩሉ ይሓልፍ እዩ ዘይሓልፍ የለን ግርምሸይ በርትዕ ቀፅለሉ ጋዜጠኛ ለለ ❤
ማር እዮ ሰነ ምግባር ዘለዎ እዚ ወዲ❤ጋዚጢኛ ድማ ምቅለልትን ውድእትን🤌🇪🇷🫡
ግርማ ደዊት ብጣዕሚ ንፉዕ ደራፍን ዛያምን እዩ ቀፅለሉ
ብጣዕሚ ትገርም ኢኻ እግዚአብሔር ምሳኻ ይኽን ሐወይ።
ክብሪ ዝሃብካያ ድንግል ማርያም ኣደ ፈጣሪ ትደግፍካ።
ደስ ዝብል መደብ። ንሓደ ብዙሕ ጽቡቕ ነገር ዝገበረን ዘበርከተን ሰብ ብሂወት ከሎ ኣመስገንትን ነኣድትን ዝግብኦም ክብርን ምስጋናን ኣይንህቦምን ኢና።
ብሂወት ከሎ ክብሪ ስለዝሃብክዮ ክብሪ ይሃብኪ ሓፍትና።
ብድሕሪ መጋረጃ ደረፍቲ ዘለዉ ሰነ-ጥበባውያን ኣሐኣትና ክንፈልጦም ይግባእ።
ሰላም ንዘልኣለም ኤርትራ+ትግራይ+ ኣብ ምሉእ ዓለም
ደምርኒ ማዓረይ
Brku haweyyy admen tinan yhabka fetaer btami lebami sebi
ኣነ ዝገርመኒ ኣብ ኤርትራ ዝዓበዩ ተጋሩ ብሉጻት እዮም ናይ ብሓቂ ዝገርም ነገር ዩ ❤ተስተውዕሉ ዶ ይሕዋት ❤❤❤❤ብዝኾነ ተጋሩን ኤርትራውያንን ሰላም ይግበረልና ❤❤❤
መሓል እስኪ ማራ ኢኻ ትገርም ሕጂ ንዕኡ ከተድንቕ ኢልካ ዘይኮነስ ኤርትራ ዘዓበየ ብሉጽ እዩ ኢልካ ከተእምን ስለ ዝደለኻ እዩ ክነግረካ ግን ኤርትራ ተወሊዱ ዓብዩ ዝተበላሸወ ኸኣ 99% እዩ ሰምብረ ትግራይ የይ
Yes
Ab eritrea twaledka,entkoynka,
SMART EKA❤
ትግራዋይነት ስልማት ህያብ ፈጣሪ እዩ። ብዙሓት ተጻብኦታት በዲሁ ከም ወርቂ ተፈቲኑ ዝሓልፍ እናሻዕ ዝኹላዕን ዝደምቕን እዩ። ግርማዳዊት ካብቶም ኮባኽብቲ ትግራይ ሓደ 'ዩ።ኮኾብ ጽባሕ።
😅😅😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂
ግርምሸይ ብጣዕሚ እየ ዝፍትየካ ኤሚ የቀንየና ነዚ ንፍትዎ ሰነ ጥበበኛ ስለ ዘቅረብክልና ግርምሽይ my king👑💘🔥
ለከ ዳበሻውል ዛዓበይ ኩሉ በሊሕ እዩ ዝከውን❤❤❤
ንALmo show ረኺቡ አብ ሐቂፉ ዝሐዘ ወዲ ተባእታይ ዝተአደለ ዝተመረቀ እዩ። ሪኢኻያ፣ዘይትሞኖ፣ፍጥረት። በርቲኢ ዝሐፍተይ ፣ሹከር፣ፍጥረት። ተባረኺ!!❤❤
Girmadawit is a truly gifted artist with a unique and special talent. His voice is incredible, and he creates beautiful melodies. He has a knack for discovering creative and original sounds, and his mastery of arranging, mixing, and mastering music is evident in every track. He also plays multiple instruments with skill and passion. Girmadawit's dedication to his music is truly inspiring, and he deserves more recognition for the exceptional talent he possesses.
Girmadawit Musical Genius!!!
ብጣዕሚ ካብ ዚፈትዎምን ዘድንቆምን ኑኡስ ሓውና ኩሎም ሲራሕቱ ኣዚዮም ተፈተውቲ ኢዮም ኣጆኻ ኻኣ ሳላ ብቡዙሕ ዚተፈተንካን ዚተጻወርካን ኢኻ ኣብዚ ዘለኻዮ በጽሕካ ዚሓወይ💪❤🙏 ካሊእ ንእግሪ መንገደይ ከማሓላልፍ ዚደለኹ ነዚ ጽቡቅ ኣጋጣሚ ተጠቅመ ግን በጃኻ ዚሓወይ ነዛ መልኣኽተይ ከይ ናዓቅካ ራኣያ ተጠቀመላውን ኢኻ በቲ ዉሕሉል ልሳንኻ ባዕሊኻ ደሪስካ ወይ ንኑፋዓት ከየንቲ ኢዚኣስ ኢከለ ክሰርሓ ኣለዎ ኢልካ ሃቦም ወይ ባዕሊኻ
ሲራሕ ንሱኻኣ ኣብ (ይንሸርስቲ) ክምረቁ ከለዉ ዝዚመር ብትግርኛ መዝሙር 🙏
ካልኣይ ካኣ ኣብ ናይ ዚተወለዱሉ ዚድረፍ (ብትግሪኛ❤ ) በጃኻ በጃኻ ዚሓወይ😍🙏 ባዕሉ ኢተዘይ ሪኢዎ ኣለም ጻሃይ ሓፍተይ ተገዲስኪ ላኣኽሉ ከምትሊእኽሉ ውን ኣይጣራጠርን ኢየ🙏
ደምርኒ ማዓረይ
ግርማዳዊተይ ክፈትዎ ማዓት እየ😍❤
ተመስገን ፈጣሪ ...ክብርን ምስጋናን ንድንግል ማርያም ኣሜን!!!
ደምርኒ ዝያዳይ
ግርማ ዳዊት ኣቦ ጥበብ ብርግጽ ግርማ ዳዊት ጠበብካ ልክዕ ከም ሽምካ ወዲ ኣበይቲ ከምኡዉን መታዕቢተይ ብምኻንካ ዉን ልዑል ክብሪ ኣለኒ ንግርማ ዳዊት ስነጥበባዊ ሃዉና ንበረልና ክቡር ኣርከይ።
ከማይ ትፈትውዋ እንተሃሊኩም Like ሃቡለይ ዒድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤
ናይ በሓቂ ግርማ ብሩከይ ጀግና ሓወይ
ግርማዳዊት ካብ እተዛረብካዮ ዝሰርሕካዮ እበዝሕ።ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ ግርማጥበብ።
ትሕቲና ዝመለኦ ወዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍቅርን ሰላም ንኩሉ ዓለም 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
ደምርኒ ማዓረይ
Grmush❤❤❤❤ ቡሉፅ ጠቢብ
ራሄል ሃይለ ኣቆርብልና ሰሉየይ❤❤
Btaemi goboz gn huluf hiwet ayzkrn aybahaln tarika eyu eko
ግርማዳዊት ጥበብ ካብቶም ዘድንቆም ንእሳት ስነ ጥበብ ትግርኛ ዋጋ ዝከፍል ዘሎ ብሉጽ ሰብ ካባኻ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ቀጽሉ መመሊስኻ ሰውደልና 🌠💎👑🖤💙🎼
አነስ ክፈትዎ ባዕል ቡዙሕ ሞያ ቀጽለሉ❤❤❤❤❤
ዝገርም ክእለትን ትሕትናን መሊኡ ዝሃቦ ሞያ ግርማ ዳዊት በርትዐልና❤❤❤❤❤❤❤
ግርምሽይ ለባም 😊
ALMO SHOW የቐንየልና ዝሓፍተይ : ግርምሸይ በዚ መደብኪ ስለዘቕረብክልና ። ኣዴና ለትሸይ ን ግርምሽ ዘለዋ ፍቕሪ እሱ እውን ን ኣዲኡ ዘለዎ ፍቕሪ ፍልይ ዝበለ እዩ። ግርምሽ ናይ ሙዚቃ ክእለቱ ካብ እግዚኣብሄር ዝተዋህቦ እዩ : ወዲ 5 , 6 ዓመት ኮይኑ ይፈልጦ እየ ካብ ህጻንነቱ ጀሚሩ ንሙዚቃ ዝነበሮ ፍቕሪ ሕጂ ክሓስቦ ከለኹ ይገርመኒዩ (Totally gifted from the Almighty God).
ግርምሸይ ብዙሕ ውጻእ ውረድ ኣሕሊፍካ ኣብዚ ምብጻሕካ ሕጉስቲ እየ : ዝተረፈ ጊዜኻ ውን በቲ ፈጣሪ ዝሃበካ ተውህቦ ሰሪሕካ ን ተፍቅራ ኣዴና ኣዴኻ ለትሸይ ኪሒስካ ንዓድን ንህዝብን ዝጠቅም ስራሕ ከምትሰርሕ በዓልቲ ምሉእ ተስፋ እየ : እግዚኣብሄር ይሓግዝካ : ኣዴና ድንግል ማርያም ጽላል ትኹንካ ዝሓወይ 🙏
Tewararasi bahli sile zelena fikri zemru sinetibebegnatat kab tsilea zirebh seb yelen silezi nezi kilte hizbi selam nihabo nishtey yerif
ግርምሽ ሚስኪን ይመችካ🎉🎉
ዕባይ ኣስመራ መትዓቢቲ❤
ግርምሽ ሓቢቢ ማራ አዩ ትሕትና ዘለዎ
Zfetwo snetibabwi thtna ,Akli, lbona keep going zihawey eritreawit haftka❤
ሎማዓንቲ ኣሐጊስኪኒ ኤሚየ ❤
ግርማ-ዳዊት ሽኮር ተጋሩ 2-መረብ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ❤
ትሑት ጎይታ ጠባይ ወዲ💙👌
ግርማዳዊት ብዓል ብዙሕ ክእለት ትሕትና ኽኣሞ መሊኡ ፈሲሱ🎉🎉🎉🎉🎉
እንቓዕ ሰላም መጻኻና ክቡር ሓወይ ግርሜሶ፡ ምሉእ ብቕዓት ዘለካ ከምኡ'ውን ጠባይ ምስ ትሕትና ዝተወሰኾ ክብረት ኣዚየ እየ ዘድንቐካ ።❤
ለማዕቲ ባሕቲ ዩኡዋ ብስም ባሕቲ ሳብስክራይብ ጉጮይኒ🎉❤
ደምርኒ ወለላይ
ግርምሽ ዝፈትዎ ድምፃዊ ንፉዕ❤❤❤
❤❤❤❤❤ ዕድመን አሳልጣን ይሃብካ
Tegaru galkum habuna ❤❤❤❤❤❤❤❤
ምስ ስድራ ክንመክር ጌዜ ሃቡና 😂😂😂
ብጣዕሚ ንፉዕ ሙዚቀና👍
ግርምሽይ ብሉፅ ዘያሚ እዪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ 💛❤🙏
ደምርኒ ወለላይ
Grmsh arkey wawwww gn alemselam bzuh giega aleki nsu wn meas musica jemiru ,,abey jemiru Asmara music men mihirwo bkemey nab Tigray mexieu ,,gele bzuh hto nieru
እንኳዕ ቁሱን ኮንካ ብፈጣሪ ዝአመነ ኩልጊዜ ቅሱን እዩ ሰላም እዩ ሙሉእ ዘመንካ ቅሳነት ዝመለኦ ይኹነልካ አድናቂትካ
ዘገርም አቅሊን ነፃነትን እዩ ዘለኻ፡፡አብ አለም እቱ ዋና ዓብዪ ነገር ሕይወት ዝሃበትካ ተቀቢልካ ምንባር እዩ ዝሃወይ ፡፡
በሊሕ መንእሰይ ግርምሽ ጎይታ ጥበብ🎉❤
Dimlight ቀንስዎ ናይ ጀመርቲ እስትድዮ ኣምሲልክሞ።
ግርምሽ ኬፍ ኣለካ ናይ መወዳእታ ሓሪፍ ኢካ ቀጽሎ ወዲ ኣስመራ ጅግና❤
Haftina natiki gelxnet bexemi feteyo ,kexleyo Haftina
ግራማዳዊተይ❤
ናይ ሰላም(ኣልሞ ሸው) ፍሉይ ዝገብሮ፡ብግቡእ ተዳልያ ነቶም ተቅርቦም 'ውን ሳርብራስ ኢያ ትገብሮም❤❤❤
We love you Grmadawit 🇪🇷
ግርማ ዳዊት ኣዜ ዝፋትዎ ሰነጥበበኛ ❤❤❤ አካይዳ ሂወትካ ግን እርኑብ ይኩን ክንከስረካ አይንደልን❤❤❤ምስ ዐብ ክብ.....
ሻሎመይ ኣለኺ ከመይ ትኾኒ😢 ሲኢነኪ ብሰላም ዲኺ ኸ
@Haregte ሀገር ብርኸቲ ፍጥረት አለኹ እምበይተይ ኩሉ ሐን ወሰናይ እ/ር ይመስገን በወገንኪኬ? ደሐንዶ?
መስገኖ ዳሕና እየ ሰላም እንቋዕ ኮንክለይ ዛናተይይ❤❤❤🎉🎉
@Haregte ሰለምንታይ ብዉሌቂ ዘይንራኸብ ብርኸቲ ?
@@shalom5798ይቅርታ ዝሓፍተይ እግዚአብሔር አሕፂርካ አይፅሓፍን ምክንያቱ እግዚአብሔር አምላክና አብ ኩሉ ሙሉእ እዩ
I appreciate you are a good father
ስሙ ሲያምር ስወደዉ ደሞ🙏👌
ንፉዕ ስነጥበባዊ ግርማዳዊት ክፈትዎ ማዓት❤❤
ግርማዳዊት ሓደ ካብቶም ዘድንቆ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ግርማ ጎይታ❤❤🎉
ቢሖንም ግዴታሕን ተወጥተሐል ወንድሜ ♥️🌹
ግርማ ጅግና ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ
He deserves more Respect!
And XO XO for you alem!
i really really love your show❤
ደስ ዝብል ነይሩ❤❤❤❤❤
please zemenawy muzika sirah kem nay ALex kahisay your voice so good
Kem ado abey libey zineki fikiri eyou enaeni ado malet ❤❤❤
Btaemi tefetawi seb eyu❤❤ selam yewrdelna
ግርምሽ ዓቢ ሰብ ❤❤❤❤❤❤❤
Girmish abi seb kabaka bzuh ina nitsbe aytitfana❤❤❤❤ btami ina nkorie baka
He so sweet and honest person ❤
I love this guy ❤❤❤❤
ዋዉ ድምፅ 🌹♥️
hizi gena Andegna muzikegna amtseklna my favrite one thanks❤❤❤🙏🙏🙏 next to solomon yknoamlak❤❤❤
ሽኮር ነሽ ❤🌹
ድምፅ ዓዕርዩ ብሩኻት😊
❤❤❤ ንስኹም ኢኹም ተስፋና ንሰላም ❤❤❤❤❤❤ ግርሜሶ ጂግና
ብዙሕ ክብሪ ኣለና ኩቡር ሓዉ ኣባኻ ክበር። ዓወት ጥራይ ኣብ ሂወትካ💙🫡🫡
❤❤❤ best artist grmshe hawey ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ማዓረይ❤
haftina gen behaki kexleyo abay seb eki ,seleubunaki
He is so nice and professional
ግርምሸይ ኣነስ ክፈትዎ❤❤❤
Pls በጃኺ ንሙዚቀኛ ኣቀናባሪ #በረኸት_ወልዱ ኣቕርብልና
Woooow betame lebam seb hisabu betame eyu des elune zekale enta koynu wey fikadeja entat koynu telfonu medalku neyra Daniel kab sweden
ተጋሩዋይ❤❤ሳብስክራይብ ግበሩል❤
👍👍👍👍👍you are brave
Dimxki kitiem gele alewo hadar aleni keytblni bejaki ❤❤❤
Almo show is good you are the good one too Selam shkor
በረከት ወልዱ አቅርብልና