‪@gDrar‬

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 22 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 1,3 тис.

  • @gDrar
    @gDrar  11 днів тому +76

    ብዛዕባ ኮርሳትና ሓበሬታ ምስትደልዩ👉drarhiwet.com/

    • @SenaitKidane-u7l
      @SenaitKidane-u7l 11 днів тому +5

      ጆርጆ ኣንበሳው ☝️🏾 ደርፊ ጥራይ ዘይኮነ ታሪኽና: ስእልና: ኣስማትናን ከምኡ'ውን ባዓብኡ ጀጋኑና✅🇪🇷 ናትና እንዳበሉ🥹 እንታይ ከ ዘይሰረቁ እዞም ሩጉማት ጎሮቤት ፎእእእእ🙈😳

    • @Semi_semiblessed
      @Semi_semiblessed 11 днів тому +2

      Kab natna zesereku ab comment section xehafuley elka George
      Helen pawlos feresenia tibl derfa mulu derfi mes getmu serikato
      Eti derafia wen ne tegadelti eye derifeyo medgama xegem yeblun ketefked yigeba elu ab interview Nahom meste wen nay kiros Alemayo Zema ab 2 derfu bezkone serki b Kulu wegen xebuk aykonenn nayziom gn akfiomo eta Shewit mezgebo mo aynewta serki

    • @brianjackson2272
      @brianjackson2272 11 днів тому +2

      Flattering to be Eritrean, when you can’t create your own music/arts, you live a fake life. It’s like real PhD versus Abiy’s “PhD”.
      Thank you G. Drar - KoreeE beza program.

    • @albadralbadr3135
      @albadralbadr3135 11 днів тому

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @AregayAfowerki
      @AregayAfowerki 10 днів тому

      የዉሃንስ ኢዩ ሽሙ አቦኢን

  • @tekestearaya3885
    @tekestearaya3885 11 днів тому +122

    ናይ ብሓቂ ጅግና ከምዚ ጌርካ ብምቅላሕካ
    ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ::

    • @edumt2039
      @edumt2039 10 днів тому

      Efli serekti meliom eyom kab laieliom eskab tahti serektie eyom kikitsieula eyom nigizie nigdefo

    • @luchiatikue2174
      @luchiatikue2174 10 днів тому

      እቲ ዓቢ ጸገምውን ካባና እዩ ምኽነተአቱ ነቲ ናታቶም ደርፍታት ዋላ እቲ አምሐርኛ ይኹን ካልእ አብድኾነ ሶሻል ሜድያ እንዳደገምና ነፋልጠሎምን አድቨርታይዝ ንገብረሎም ነቲ ናትና አቓልቦ ንኸይረክብ ነበራተዖም አሎና ማለት እዩ ክቡርን መሳጥን ደርፍታትና ከምደይስማዕ ንሕግዞም አሎና መቐለት እዩ

    • @Erilebna
      @Erilebna 10 днів тому

      ​@@luchiatikue2174I agree with you, we have to do something our people

  • @Nothing-k5g1o
    @Nothing-k5g1o 10 днів тому +28

    ብሓቂ ጎቦዝ ድራር ንመንነትናን ክብርናን ክንቃለስ ነዚ ወለዶ ንስኩም ጀጋኑ ናይ መዲያ ኢኩም❤❤❤❤

    • @hailuwelay4633
      @hailuwelay4633 10 днів тому

      ኣንታ እዞም ተጋሩ ቀደም ክንፈልጦ ውላካ ኣበርእነተነበርም ድሕሪ ወያነ ኣብስልጣን ምምጽኦም ወያነ ደይመደይ ኢሉ ብኡኡ ዝወጽኤ ነውራም ረሳሕ ፖሎቲካ ከምጹርይ እንዳ ኣረድኤ ትግራይ ለባምን ወረጃንዘይብላ ኣትሪፎማ ጉዶም ኣይውዳእንእ ዩ እኩያት ናይ ዚእ ገና ጉድ ክንሰምዕኢና። ንሕና ከም ረድ ኣመራካ ትራኽኔን ሰብናን ክዝመት ወያኑኽኣ ማለት ተጋሩ ኣብልዕለና ኣመሪካ ናዬ ኢስት ኣፍሪካ ኽትከውን ኤዩ ኔሩ ሕልማን ወፍራን እግዚኣብሔር ዝህበና ጥበብ ደቂኤረይ ጻዓዱን ጸለምትን ጸላእትና እናረኤናዮም ማይ ዓሚኾም ቡዑሉጋት ሓው ጆርጆ እንተኺኢልካ ጀንደ ዘለዎ ኣምድረኽ መድረኽ ኣቅርበልና።ብዙሕኢና ነመስግነካዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ተባረኽ።

  • @TesfuGerye-cn5dp
    @TesfuGerye-cn5dp 11 днів тому +144

    ሕማቕ ረኺብና ኤርትራውያን ኣብ ጎድንና ሰረቅትን ሓሰውትን ሓሳዳትን ፈጢሩልና ኣሕ ሕርር ትብል

    • @koala10ish
      @koala10ish 11 днів тому

      ንኹሎም ቆንዳፋት ደርፍታትና ዝዘመቱ ጀፍዕዎም ኣብዝረኸብኩሞም፦

    • @DadiDad-n5i
      @DadiDad-n5i 10 днів тому

      ሚኒስትሪ ባህል ቱሪዝምን ንሽም ኢዩ ኣብ ኤርትራ ነዚ ክከላኸል ዘይክእል ልሙስ ብስም ቱሪዝምን ባህልን ዝሽቅጥ ኢዩ ክሓፍር ኢዩ ዝግቦኦ ደጊም ከምዚኣቶም ዓይነት ንሽም ሚኒስተራት ኣይድልዩናን ኢዮም

    • @MussieyosiefSarah-n1i
      @MussieyosiefSarah-n1i 8 днів тому

      😅Srah sieina knreyekum nxelakumsi kndegmo derfkum kabana zbelx Srah ayranalkum hasadat gorobietna enkae kalot halewuna

    • @SemharSemere-cb4hm
      @SemharSemere-cb4hm 6 днів тому

      hasad barya eritrean aykonkumn hidefawyan amharu

    • @DadiDad-n5i
      @DadiDad-n5i 6 днів тому +1

      @SemharSemere-cb4hm ቆሜ ህግደፋውያን ኢና ጥራይ እንኻዕ ንሱ ፈለጥኪ ኣቦታቲ ዝቀንጸልና ሰብ ስረ

  • @samsonmehari7013
    @samsonmehari7013 11 днів тому +64

    ነቶም ኸም ዝተሰርቀ ዘቃልሑ ኣዝየ ኣድንቀዮም!!!👌

  • @hanefere4901
    @hanefere4901 11 днів тому +56

    ኩራዕ ተሓበን ኤርትራዊ መምህሮም ሙኻንካ'ዮም ብግብሪ ዘረጋግጹልካ ዘሎዉ። ዘርጋግጹልካ ዘለዉ ኩራዕ።

  • @selam8217
    @selam8217 11 днів тому +25

    የቀንየልና ሕቡን ወዱ ሃገረ ሃገር'የ ብጣዕሚ'የ ዘመሰግን❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🇪🇷

  • @NaqfaS
    @NaqfaS 11 днів тому +78

    ኩሉ ግዜ ኢትዮጲያውያን ኣብ ኩሉ ዓውዲ ብዋጋ ኤርትራውያን አዮም ሽም ዝረክቡ
    ሰርቅን ሓሶትን ካብ ኣቦታቶም ዝወረስዎ አዩ
    ነኣርትራዊ ሓዱሽ ኣይኮነን
    Thanks jorjo and keep going bro

    • @samanthalondon1485
      @samanthalondon1485 9 днів тому

      That's the absolute truth 👌🏾👌🏾👌🏾👌🏾

  • @nebu5224
    @nebu5224 11 днів тому +93

    ኣየ ተጋሩ ሰረቕቲ ኩሉ ናትና ዘቕንኦም መንነቶም ዘፈንፍኖም ሕሱራት ፍጥረት 🇪🇷🇪🇷🙏

    • @breybrey-o6t
      @breybrey-o6t 11 днів тому +2

      ተጋሩ ጥራሕ ድዮም ሰሪቖም ነቶም ኣምሓሩ ኸ ሓላል እዩ ድዩ ትብሉ ዘለኹም ተጋሩ እንዳበልኩም ምስተጋሩ ጥራሕ ክተባእሱና ሓሰውቲ

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 11 днів тому

      ኣታ ጎሓፍ እንታይ ዝህረፍ ታሪክኣለካ ሌባ ወድሌባ

    • @tehabenhizbey2778
      @tehabenhizbey2778 11 днів тому +8

      ​@@breybrey-o6t ብረይ ብረይ ትብል ደርፊ እያ ናይ ትግራዎት። ትግራዊነትኪ የሕሚሙኪ።

    • @Merhawi621
      @Merhawi621 10 днів тому +1

      ❤️❤️❤️❤️🇪🇷❤️❤️❤️🤝

    • @helenberhane7113
      @helenberhane7113 10 днів тому

      ሱቅ በል ቆማል ዲቃላ ኣጋመ መን ኤርትራዊ ምስገበረካ እዩ እወ ​ሰረቅቲ ኢኹም ኣጋመ ነዓኻ ወሲካ @@breybrey-o6t

  • @sabaabraham2299
    @sabaabraham2299 11 днів тому +33

    ጆርጆ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ እቲ ምግላጾም ከማን ዓቢ ስራሕ እዩ👍🏽🇪🇷👏🏽🇪🇷👍🏽🇪🇷👏🏽

    • @koala10ish
      @koala10ish 11 днів тому

      ንኹሎም ቆንዳፋት ደርፍታትና ዝዘመቱ ጀፍዕዎም ኣብዝረኸብኩሞም፦

  • @abueritrea9838
    @abueritrea9838 10 днів тому +5

    መራሒኦም ስርቂ ስራሕዩ ስለ ዝበሎም፡ንብረት ጥራይ ዘይኮነ ዋላ ቃላት እዮም ዝሰአቁ።ስርቂ ኣበይ ድዩ ዓዱ

  • @Eritreafirst1
    @Eritreafirst1 11 днів тому +30

    ጀግና ወዲ ሪመይ ጸብቅ ገረካ አጋልጾም ዕደመ ይሃብካ ግን ማዕስ ይሐፍሩ አዞም ሰረቅቲ ተጋሩ አምሐሩ ኢዚኦም ጎረቤትና ክኮኑ
    ይሐፍረ አብ ክንደኦም አንታይ ዝሰረቅ አሎወም ዘሰረቅ ሰረቅቲ

  • @ruftalibey9343
    @ruftalibey9343 10 днів тому +10

    ጆርጆ ሓወይ ኢዚኦም አይትገደሰሎም ነዞም ዓጋመ ብነብሰ ምትሓት ዝተበሊዑ ኢዪም 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏👍👍🇪🇷

  • @MichaelRistom
    @MichaelRistom 11 днів тому +24

    ብጣእሚ ብቅእቲ ምስላ ጆርጆ my bro እታ ናይ ኣንበሳ ምስ ወዱ ዝመሰልካያ ምስላ

    • @koala10ish
      @koala10ish 11 днів тому

      ንኹሎም ቆንዳፋት ደርፍታትና ዝዘመቱ ጀፍዕዎም ኣብዝረኸብኩሞም፦

  • @NohBiniam-c6z
    @NohBiniam-c6z 11 днів тому +77

    ወይ ጉድ ብዘይ ብአና ክነብሩ ዘይኩኡሉ ፍጥረት
    አነስ ንእግዚአብሄ ዝልምኖ ምስ ተጋሩ ቃንቃና ክፋላልየና እልምን አሜን በሉ ኤረትራዊያን የሕዋተይ😭

    • @hihi-gy8zz
      @hihi-gy8zz 11 днів тому +6

      አዋይ አወ አነ ኩሉ ግዜ ክሙኡ አየ ዝብል ፥ 😊

    • @asterhaile3251
      @asterhaile3251 11 днів тому +3

      Amennnn 🙏🙏

    • @HAREGU1
      @HAREGU1 11 днів тому +5

      አሜን ተግራዋይ ረሳሕ ናህና ቃንቃ እንዲዮም ዚማሃሩ ትግራዋ ትግርኛ ናይ ኤርትራ እንተተዛሪቡ ብጣዕም እዬም ዝሕጎሱ

    • @abelkidane8805
      @abelkidane8805 10 днів тому

      Lebona kehbom daa belii dahar kaa netselaeeka besenay neger eka teseero.

    • @edenpazom9452
      @edenpazom9452 10 днів тому +4

      እታይ ቆንቆ አለዋም መንነት አልቦ

  • @asmarah3174
    @asmarah3174 11 днів тому +18

    ንሕና ኩሉእንትነኦም ስለዘይንደልዮም ክንወስደሎም ኣይኮነን ክንርእዮም ክንሰሞዖም ኣይንደለን ገጾም ትርሓቕ

  • @haileweldesilassie313
    @haileweldesilassie313 11 днів тому +24

    ኣገዳሲ ምቅላዕካ ኣመስግነካ።

  • @DanielBerhane-n7w
    @DanielBerhane-n7w 11 днів тому +113

    ተጋሩ፡ባህሊ፡የብሎምን፡ባህሎም፡ስርቂ፡ዩ፡ጆርጆ፡ሃውና

    • @koala10ish
      @koala10ish 11 днів тому

      ንኹሎም ቆንዳፋት ደርፍታትና ዝዘመቱ ጀፍዕዎም ኣብዝረኸብኩሞም፦

    • @wintana2464
      @wintana2464 11 днів тому +15

      ካርታ ውን የብሎምን

    • @MeronWedikeren
      @MeronWedikeren 10 днів тому +6

      Hangol win, yblomn ezom ahbay

    • @hseyoumhseyoum6915
      @hseyoumhseyoum6915 10 днів тому +3

      💯

    • @LidyaYosef-kf8sj
      @LidyaYosef-kf8sj 10 днів тому +4

      Tarik yeblom😅

  • @jihanadem5842
    @jihanadem5842 10 днів тому +5

    ሹክረን ሐቢቢ ጀርጆ,ኩላ ትቃላእ ጉዶም አውፃዬ !!!❤️👋❤️🇪🇷

  • @Tekeyatekya
    @Tekeyatekya 10 днів тому +11

    ጀርጆ ብጣዕሚ መግለጺ ዠብሉን ትገብሮ ዘለኻ ዕድመን ጥዕና የሃብኻ ታርኽና ን ደርፍታትና ኸሰርቁ ን ዘይገብርዋ የለን ብሐቂ ጀግና ❤❤❤💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @elaela3377
    @elaela3377 10 днів тому +7

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ናይዞም ናአሽቱ የሕዋትና ፡ከምኡውን ጆርጆ ፡እዚ ንኡስ ወልዶ ተጋሩ ሰረቕትን ሐሰውትን ወረርትን ምዃኖም ክፈልጥ አለዎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 11 днів тому +32

    ማማሚያ ሓቅኻ ጆርጆ ታሪኽና በዞም ጎሮቤት ይሰረቅ ኣሎ

  • @تااساَذوبن
    @تااساَذوبن 11 днів тому +27

    ጠማዕ ተጋሩ እዮም ዝደግሙ እበር ኤርትሬዊ ኣይሰርቅን

  • @abrehetkidanekidane
    @abrehetkidanekidane 11 днів тому +28

    ጽዒሮም ፋሕ ጢሮም ክነብሩ ኣይክእሉን ኢዮም ። ካብ ኣቦታቶም በዓል ኣሉላ ለ ለ ብሽፍትነት ክብትን እኽልን እናዘመቱ እናቀተሉ እናዓመጹ ስርዓት ሕጊ ዘይብሎም ገበን ከም ጽቡቕ ጌሮምሞ እናቀጸለ ኸኣ ይኹይድ ኣሎ እሞ ስነምግባር ክምሃሩ የድልዮም ኢዩ ።❤🎉❤🎉❤

  • @tesfayweldeabzghi5292
    @tesfayweldeabzghi5292 11 днів тому +9

    ናይአእምሮ ድኽነት ዘለዎን አመል ምስ መግነዝ ይብሀል ከምዚ ናይተጋሩ ነፍሰምትሐትዩ🇪🇷🇪🇷🙏🙏👍❤️🍀👍👍🙏🙏🇪🇷🙏🍀🍀👍🙏🙏🇪🇷

  • @ruftalibey9343
    @ruftalibey9343 10 днів тому +12

    አነ ኢዞም ዓጋመ ኪሰርቁን ኪሕሱዉን ክሽርሙጡን ድምብርፅ ዘይብሎ ረሰሐት🙏🇪🇷👍🙏🇪🇷

    • @iamblessed9213
      @iamblessed9213 8 днів тому

      Hizben polisen mexhet, or betmaesertitat agame mis kedu adom zyequrexkumo da, or shirmutna agamie meskedu men yeshrmut neru, hifret yebelkumin mechem ajawat

  • @KeedIsaias-f5k
    @KeedIsaias-f5k 11 днів тому +24

    የቐንየልና ጆርጆ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @meharizemikail3361
    @meharizemikail3361 10 днів тому +5

    ጆርጆ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይዞም ጎረበትናስ የገርምዩ

  • @habtomtesfay1786
    @habtomtesfay1786 10 днів тому +5

    ሰላም ሰላም ጆርጆ ናይብሓቂ እት ትሰርሖዘለኻ ከቢድ ተጋድሎ ኣነብኣንክሮየ ዝካታተሎ ግን ካብምስማዕ ሓሊፈ ጺሒፈ ኣይፈልጥን ካብሕጅገን ካልእይትረፍ ኣጆኾ ክብልየ ኣጆኻ ኣብጎንኻ ኣለና።

  • @almazamanil1055
    @almazamanil1055 10 днів тому +5

    ጹቡቕ ስራሕ መምህር ጆርጆ ከምዚ ጌርና እንተዘይ ኣጋሊጽናዮም ዝፈለጥናዮም ኣይመስሎምን እዩ እቲ ዝገርም ናትና እንዳሰረቑ ነዓና የነኣእሱ በ ሓቂ ብ ኤርትራውነትና ክንኮርዕን ክንሕበንን ኣለና

  • @ኣልመዳዊሳሕላዊቢናዓምራዊ

    ❤❤❤❤ ካብ ኩሉ ደስ ዝብለካ እዞም መንእሰያት ነቲ ሓቂ ባዕሎም ፈሊጦም ስቅ ኣይበሉን ነቲ ሓቂ ባዕሎም ኣንቲዖሞ ሓዲሽ ወሎዶ ሎሚ 21 ክፍለ ዘመን በዚ ዘሎ ቴክኖሎጂ ከተሽኮዖ ኣይትኽእልን ባዕሉ ፈቲሹ ኢዩ ዝረኽቦ

  • @michaelyohannes8920
    @michaelyohannes8920 11 днів тому +21

    ተጋሩ ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ሰረቅቲ ፈገራግር ሐሰዉቲ ሐሳዳት

  • @Elug7293
    @Elug7293 11 днів тому +8

    Yes Thanks you wedi eriyyy jigina 🇪🇷💪🏽🇪🇷👈🏾🤴🏾

  • @sabaabraham2299
    @sabaabraham2299 11 днів тому +22

    ሰራቒ መባላሸዊ😢ጥዑይ ጌሮም ከ እንተዝደግምዎ እዞም ቆማላት ሓሳውትን ሰረቕትን ዘይናቶም ምኻኑ ዘሕዝን ንብረት ኩቡራት ብሑሱራት ተልሜደን ክስረቕ😢😢

    • @koala10ish
      @koala10ish 11 днів тому

      ንኹሎም ቆንዳፋት ደርፍታትና ዝዘመቱ ጀፍዕዎም ኣብዝረኸብኩሞም፦

  • @biniambiniam8116
    @biniambiniam8116 11 днів тому +29

    ኤርትራዊ ዘይናቱ አይደልይን አዪ ።🇪🇷🙌

  • @johnt.4198
    @johnt.4198 10 днів тому +13

    ተጋሩ፡ ስርቂ፡ ሓሶት፡ ሕስድናን ተንኮልን ባህሎም ኢዩ። ፍጹም ክቅይሩ ኣይክእሉን ኢዮም። ገጾም ትርሓቅ!!

  • @senaitafewerk1638
    @senaitafewerk1638 11 днів тому +7

    ተዝዝዝ የብለካ godless best song ever 🇪🇷❤️💯🙏🏽

  • @Kilo_tango
    @Kilo_tango 11 днів тому +11

    Thanks dear Gorjo great job...🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Habtegarsemere-vb5oo
    @Habtegarsemere-vb5oo 11 днів тому +6

    Jorjo gn tfle Eka naka zkewn qalt yebleyn ngziu gn ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ bli erey eleka aleku

  • @tirhasbaraky5740
    @tirhasbaraky5740 11 днів тому +14

    ጅውርጅ ሐዋይ ውድ ሕዝብ ንኽድ ጠራይ ውትርው ዓውት ንሓፍሽ 🙏🌹💋❤️💋🌹❤️🙏🌹💋🙏🙏🙏🙏🙏

    • @koala10ish
      @koala10ish 11 днів тому

      ንኹሎም ቆንዳፋት ደርፍታትና ዝዘመቱ ጀፍዕዎም ኣብዝረኸብኩሞም፦

  • @teamrgomida7834
    @teamrgomida7834 11 днів тому +18

    ተጋሩ ደረፍቲ መሕፈራት ለያቡ

  • @makdatewolde3180
    @makdatewolde3180 11 днів тому +7

    Thanks Gorgo hawin for amazing job ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @ybrhane130
    @ybrhane130 11 днів тому +10

    ጽቡቅ መደብ ክቡር ሓው

  • @yeshidejen4770
    @yeshidejen4770 11 днів тому +9

    Ata kubur G.Drar hawna , abey tehabiecka nerck kubur engue (Diamond) Erena. Amllack filtetcka yebzihayo.🦾🇪🇷❤️

  • @selele7532
    @selele7532 9 днів тому +2

    Ezom 2 awedat gina Smarti eyom. Thanks nbelom❤

  • @AlayGere
    @AlayGere 11 днів тому +21

    እዞም በጻብጽ ስርቂ ናይ ኣቦታቶም እዩ ብዝኾነ ሕጂ ግን ክንትሓሓዞም ኢና❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @May-wb9bo
    @May-wb9bo 11 днів тому +6

    Thank you G Drar please keep it up wedi Erey jigna ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @sebkedem1922
    @sebkedem1922 11 днів тому +29

    ጽንሕ ኢሎም ሃገራዊ መዝሙር ኤርትራ ከደግምዋ ኢዮም ግዲ ብልካን

    • @eritreanieritreawyan4488
      @eritreanieritreawyan4488 10 днів тому +2

      😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 nisa ya terifatom 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 Ezom komalat

    • @radyaesmael-ex7vk
      @radyaesmael-ex7vk 10 днів тому

      Nai bahki 😂😂😂😂👍👍

    • @senayzeben2429
      @senayzeben2429 9 днів тому

      True. Aygedfun Eyom. Natna zeyeknom neger yelen.

    • @JordanosHubacher
      @JordanosHubacher 8 днів тому

      😂😂😂😂😂👋

  • @kidistimichael7235
    @kidistimichael7235 10 днів тому +4

    Thank you 🙏 drar Tigraway Ethiopiaawi kserk eyu zikiel kiserh aykielin eyu ❤✅🙏👍🇪🇷🇪🇷

  • @MsliAdam-o6z
    @MsliAdam-o6z 11 днів тому +15

    ኣምበሳ ውሉድ ኣምበሰ ዘይድፈር ዝፍራሕ ኤርትራዊ ጥራሕ ኢዩ!!!!!❤❤❤

  • @Hiyba123
    @Hiyba123 11 днів тому +6

    Eway Eziyom bejaka serki kale yeblomen diw foooo gunufat serkti hezbi eritrea memhrom eu🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @ruftalibey9343
    @ruftalibey9343 10 днів тому +4

    ነብሶም መዓረ ኪንደይ ሰረቅትን መታልትን ምካኖም ኢዬም ዝነግሩና ዘለዉ ፅቡቅ መርትዖ ኢዬም ጌረምሉና ዘለው 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷

  • @EvenEzer-t1o
    @EvenEzer-t1o 11 днів тому +18

    ኤርትራዊ ኑጉስ ሙዚቃ🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @Asmeretey-hs8pp
    @Asmeretey-hs8pp 11 днів тому +11

    ጆርጆ ጅግን ቀጽሉ ጹቡቅ ኣለኻ ❤❤❤

  • @tomasmael4735
    @tomasmael4735 11 днів тому +9

    Men kem kem deki Erey!🇪🇷❤️ Kabey dea kemixiau beal bado hangol anda gorobetina.

  • @AwetAsfha
    @AwetAsfha 11 днів тому +29

    Ezieom Aqmi Kielet Albo: Sirqi Trayu Aqmom:: Gud Rekibna Ezieom Ezi Gorebetna:: 😢😢😢

  • @EmbayeGrebrat
    @EmbayeGrebrat 11 днів тому +2

    ልቁምጽና!
    ናይ ብልሽውና ጸላእስ ስለንጽበዮ ዝኮነምስኮነ፡ ናይዞም ገለ ሃገራውያን መሰል ዑሱባት፡ ኣናቂቶም ካብ ሓፋሽ መንጢሎም ኮለስቲ ስለዝገደደ፡ ፍትሓዊ ረቢ ኣባደንደን፡ ንህዝብና ካብኦም የድሕኖ ይሕዋት🙏🏽
    ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀

  • @ogbamich
    @ogbamich 11 днів тому +9

    One of the main goto of to regarding genuine information of Eritrea. Good job

  • @Letina-w5n
    @Letina-w5n 8 днів тому +1

    Ewayy serekti, hasewti, hasadat zkonu gorebet offf,,entay ygber Erey marey ❤❤❤❤❤

  • @lilihadgu
    @lilihadgu 11 днів тому +34

    ኢትዮጵያውያን ስርቂ እዩ ጥበቦም

  • @haileweldesilassie313
    @haileweldesilassie313 11 днів тому +8

    ትግራይ ንቋንቋ ትግርኛ ቀቢሮሞ እዮም። ደርፍታትና ጥራሕ ዘይኰነ ሓደስቲ ቃላት ንኤርትራ ይጽበዩ ። ንኣብነት ኣብ ጊዜ ባንደሚክ ምውሻብ ዝብል ቃል ከም ባዕሎም ዝመሃዝዎ ገበሩ ። እዚ ምቕዳሕ ስርቂ ኣመል ምስ መግኑዝ ።

  • @mehariwelderufael512
    @mehariwelderufael512 11 днів тому +7

    Agame abzi gzyezi abmlmann mhsawn kuenti meray yom nerom 🇪🇷☝️🇪🇷☝️🇪🇷☝️🇪🇷☝️

  • @gmekonnen397
    @gmekonnen397 11 днів тому +8

    Hope African music and Arts protected in the future as Ethiopians has no shame to steal it

  • @emmakidane2766
    @emmakidane2766 11 днів тому +8

    Kalispera Georgio Drar
    🇪🇷❤️⛪️🕌❤️🇪🇷

  • @eritreanerena7332
    @eritreanerena7332 11 днів тому +16

    ናይ ትግራይ ደርፊ ዝወሰደ የለን አነ ናይ ትግራይ ደርፊ ብፍጹም አይሰምዕን እየ አይጥዕመንን እዩ

  • @araiafamily5328
    @araiafamily5328 11 днів тому +7

    Eritrawnet kubur mannet ket ab metkel deky erey ✊️ 💪 🇪🇷 ♥️ ❤

  • @wintana2464
    @wintana2464 11 днів тому +42

    ተጋሩ ንምንታይ ይጸልኡና ክንዳና ክመጹ ስለ ዘይክእሉ እዮም

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 11 днів тому +10

    Salme Gorgo hawey nay tarka gebra malsi voa tahatitu malsi hibewa yezker 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍

    • @abifire4594
      @abifire4594 11 днів тому

      እታ ናይ ታረቀ ግብረ መልሲ ዘለዎ ሊንክ ናብ ጆርጆ ስደደልና ።

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 11 днів тому +5

    Good JOB NEZOM Menieseyat Ke Yednikom Agokum Agona Bertieu Hanti maelti la Grs nigez Nifatetela❓HAKi Bkisada kitwesi eyaaa💯💯💯💯💯💯💯💯❤❤💛💛💚💚💙💙💙 NAtina EYU💯💯💯💯💯💯💯

  • @yohannessimon7185
    @yohannessimon7185 11 днів тому +9

    Jorjo hawey nay sewra derfi krio keleku bkyat ymexeni slemntay ayfeletkun

  • @omerdinmohamed4996
    @omerdinmohamed4996 11 днів тому +4

    Betame dess zbel srah gorge hawuna ❤ 🇪🇷🇪🇷

  • @teklitweldat7003
    @teklitweldat7003 11 днів тому +3

    Ab tmhrti kedihu ab zileale dereja sbeshe ayranan emo nay lebinet amel abey kterf thanks GR

  • @Messi10-u10c
    @Messi10-u10c 5 днів тому

    Yes, indeed, you are right, and thank you for bringing to your audience. All Eritrean UA-camrs from Boston.

  • @tinsakidane2023
    @tinsakidane2023 11 днів тому +3

    Merhab wedi Erey 👍 Tigrai misrak Derfi gida kelil Niertraqua bimiliita Bizey hifret Natnaya kibalu Zegermyu Menakiom Awra hasewtin Serekti Abotatna bitark Zifinfinuom Zinebiru more kenethcom tirayu Zelona,.🎉🎉

  • @rutahagos1514
    @rutahagos1514 11 днів тому +2

    🎉Thanks for everything 🙏🏻 great job 👏🏻 My best brother 👑 💎 🇪🇷👈GBU all your family ❤🙏🏻keep going ✌️ 💪🇪🇷💎🇪🇷💎✅️

  • @AmineEmhatsion
    @AmineEmhatsion 11 днів тому +4

    Thank you for the powerful programs and news
    Thank you Georgio.

  • @tslatsoony6869
    @tslatsoony6869 11 днів тому +2

    ንፉዓት ንብረትኩም ጽቡቕ ገርኩም ሓሉዉ ንቅሑ

  • @nazarethghebreiwet4285
    @nazarethghebreiwet4285 11 днів тому +4

    Ewe bitami eyu zehzin drar hawey etom ab media zelekum gin hadeu kitgebru alekum malet bhigaw tekesiso gubui meksaiti kiwsedelom nihna kia ab gonukum alena ❤🇪🇷❤

  • @johnghebreal7338
    @johnghebreal7338 11 днів тому +1

    Gorgo, thank you for enlightening us with everything.
    God bless brother 🙏 🇪🇷

  • @nazretber4940
    @nazretber4940 11 днів тому +24

    ቦግ በሉ ተጋሩ ሕሳዳት

  • @SesenFeven
    @SesenFeven 8 днів тому

    🙏🏽💕💐🌷💕🙏🏽ጆርጆ የቀኒየልና ኩብር ሐውና 🙏🏽💐🌷💕

  • @NaqfaS
    @NaqfaS 11 днів тому +13

    ሓቅኻ ጆርጆ ኣብ ሜዳ ዝፈረየ ኩሉ ናይ በሓቒ ወርቂ አዩ
    ምኽንያቱ አቲ ዘይድገም ወርቃዊ ወሎዶ ሰወራ አርተራ ዘፍረዮን ዝሰርሖን ሃገርን ሃገራውነትን ዝሕብርን ዝነግርን ወርቃዊ ሰነድ ንዘሎን ነመጻኢ ወሎዶ ብግብሪ ዓቢ መወከሲ አዩ
    ሰለዝኮነ ድማ አዚ ሕጂ ዘሎ ወሎዶ ብክብሪ ናብ ደቁ ከውርሶ ኤርትራን ኤርትራውነት አንታይ ሙኻን ከውርስ ሃገራዊ ጉቡኡ አዩ

  • @roseekt4799
    @roseekt4799 11 днів тому +2

    🙏THANK YOU VERY MUCH BROTHER🙏
    🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞

  • @tedrosberhe1850
    @tedrosberhe1850 11 днів тому +8

    ዝገርምዮ.ናይዚኦም ነገር...ሰረቅቲ😮😮😮😮😮😮😮

  • @AzebBerhe-k6g
    @AzebBerhe-k6g 11 днів тому +11

    ኩልና ኤርትራውያን ክንሓስበሉን ክንሰርሓሉን ዝግባኣና ኣይሰራሕናን ሕጂ ውን ክንሰርሓሉ ይግባእ ደርፍታትን ጅግንነት ታሪክ ቃልሲ ህዝባዊ ግንባር ኩሉ ኢትጽያውያን ተጋሩን ከይሰርቅዎ ምዕገቲ እንተዘይ ገይርናሉ ንዝመጽ ተረካቢ ሃገር ኤርትራዊ ከም ናቶም ገይሮም ከረድእዎምን ከታልልዎምን ይክእሉ እዮም ብፍላይ ተጋሩ ታሪክ ኣልቦ ኩሉ ኳቢ ናይ ኤርትራ እንተዘይኮይኑ ናህና ዝብልዎ ታሪክ የብለሙን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌⛪️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @Gl.f
    @Gl.f 11 днів тому +9

    Tgraway dea entay tarikn biqiatn alowo natu kderf

  • @YoditTemesghen
    @YoditTemesghen 11 днів тому +15

    እዞም ዓጋመ ስርቅ ሐሶት ከምእዉን ኤርትራዊያን ምምሳል:: ሐሳዳት ተጋሩ ምኳኖም ዝሐፍሩ ደናቑር::
    ኤርትራዉነት ክብር መንነት💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @asmarah3174
    @asmarah3174 11 днів тому +17

    ድራር ሓወይ እዞም ነውራማት እዚኦም ሕፍረት የብሎምን ፡ ጊረቤቶም ምዃንና ሕማቕ ዕድልዩ።

    • @Merhawitame-gg3yu
      @Merhawitame-gg3yu 11 днів тому +2

      Gorbabiti zeykona hade ena so Tigrinya ember tigre zedgem yelen so tegaru I love you from Eritrea

    • @elizabethyemane9570
      @elizabethyemane9570 11 днів тому +5

      @@Merhawitame-gg3yuhaha dream on! It is free

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 11 днів тому +4

      @@Merhawitame-gg3yu
      Mush mush kid imo nab'om nabzom sereqti

    • @AmanuelTewedemedhn-gz5vz
      @AmanuelTewedemedhn-gz5vz 10 днів тому

      ​@@Merhawitame-gg3yu ኪድ እሞ ሓደ እንትኮንካ ቆማል

    • @asmarina8019
      @asmarina8019 10 днів тому

      @@Merhawitame-gg3yu ሓደ ኢና?😂ሕብሪ አይንኹም ደስ አይበለናን ኢሎም ንብረትና ዘሪፎም ከባርሩና ከለው ኸ ሓደ አይነበርናን?ዶ ንስኻ ፍልይ ዝበለ ሕብሪ አይኒ ስለ ዘለካ እዩ?

  • @tsehaitesfai4665
    @tsehaitesfai4665 10 днів тому +2

    ሰርቂ ናይ አቦሐጎታቶሞ እዩ ደቂ ኤሬይ ብሕጊ ዘይቅየዱ ፋሉላት ሐሳዳት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊✊

  • @fatumaabdalla4588
    @fatumaabdalla4588 11 днів тому +8

    Zirfiya bahlom iyu

  • @tzegaikeleta3154
    @tzegaikeleta3154 10 днів тому +1

    Hawna drar kemaka ybzhalna 🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @Eritreafirst1
    @Eritreafirst1 11 днів тому +10

    አብታ ካብዚአቶም። ጎረቤት። ሰረቅቲ ብዘይ ናቶም። ከይ ሐፈሩ። አብ ቅደሚት ወጺኦን። ክደረፉ ገጸኩም ትረሐቅ ሐሰውቲ ሰረቅቲ
    ከሉ ግዝይ ዘይ ናቶም ዝምነዩ ሰለዚ
    ዕደመኩም አብ ልማኖ ክትነቡሩ ኢኩም አምሐሩ ተጋሩ ዓገብ

  • @milubihre446
    @milubihre446 11 днів тому +2

    Brave jorjo👍👍👍🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🌹🌹🌹🥰🥰🥰

  • @ksanet14ever69
    @ksanet14ever69 11 днів тому +11

    ብዶብ ወራር፡ ብቁጠባ ወአራር፡ ብባህላዊ ወረር ስነ-ኣእምሮ ወራር ኩሉ ፈቲኖም ግን መን'ዩ ኪገማማዕ ገዛፍ ኢትዮዕያ ጥራሕ ዘይኮነት እተን ክልላት ውን ኣብ ውሽጠን ብክልል ክፍንጠሓ''የን ንተዓዘብ ጥራሕ ምመዛግብና ከይዘንጋዕና

  • @zowdi810
    @zowdi810 11 днів тому +1

    Yes you are right thanks my haro 💯 🇪🇷 Dr derare yes you're

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 11 днів тому +5

    ዘመተም ኩይኑ መዓልትኩም ተጸበዩ 💪🇪🇷

  • @ak4ever818
    @ak4ever818 11 днів тому +1

    Keep up the good work George. I hope you will visit Eritrea soon.

  • @yohannessimon7185
    @yohannessimon7185 11 днів тому +4

    Yohannes. Estifanos lebey meaduley

  • @brhanecona4380
    @brhanecona4380 11 днів тому +2

    Jorjo hawna nay bhaki sereqti eyom ezihom drfna wediomo

  • @yeshidejen4770
    @yeshidejen4770 11 днів тому +3

    Nezom 2 meneseyat keyedinekwom kihalif eyedelin . Nisereckti mickilaeeeeeeeeee✅