Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ንምትዕራቕ ንሓፍትና ውህብቶ ትገዝኡ ትደልዩ 09 21588398
ዓሪቅካዮም ዶ ዋላ
ምስ ሰበይቱ ዓሪቅካ ንካልአይ ግዜ አቅርበልና ትብሉ like❤👍
በጃኹም ተዓረቑ ምስ ስድርኡ ተጠርኒፉ ይምፀአና ትብሉ ላይክ❤
ብሓቂ ዓብይ ሰብ እዩ ጋዜጠኛ ደማ በዚ ኣጋጣሜ ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን ሓደራኻ ምስ ሰበይቱን ደቁን ዓሪቅኻ መጨረሻ ንክልቲኦም ኣቅርበልና ❤❤❤❤😢😢😢😢ሓደራ ሓደራ❤❤❤😢
ትከከል
ትክክል ❤❤❤እምበይትይ ❤
Hji niski subscribe ke geyrkulu do tiezazis azizkiyo
ናየይለ ሓሳብ❤
ደስ ዝብል ምኽሪ እዩ
ኣብ መንጎ ኣቲካ ዕረቆም ዬኒክ ሾዉ እትብሉ እስቲ ብላይክ ንገርዎ
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
ንዓ ኽፅሕፍ እተይ😢
❤❤❤❤❤❤❤21
@@tdflove3582ደምርኒ ሰሉየይ
እግዚአብሔር ይተሓወሶ ክዕረቁ ተስፋ ይገብር😢
እንጀራ ይሃብካ ጋብር ጎይታ ተዓሪቅካ ምስ ሓዳርካ ከም ትመጽእ 100000% ርግጸኛ ኢዮ።። 🇪🇷
እቲ ግልፅነቱ ደስ ክብለካ ❤ምስ ሰበይቱ ተዓሪቁ ምስ ደቁ ናስሓቀ ሕዚካልና ክትመፅእ ተስፋ ንገብር ስብኣይ ክበኪ ኣነስ ከብደይ እዩ ዝበልዐኒ እፍፍ😢
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ብማርያም ኢለካ ጋዜጠኛ ሓወይ ምስ ሰበይቱ ምስ ተዓረቀ ኣምፀአልና
ልገርም ሰብ ታዓዲሉ ንፁህልቢ እግዝኣብሄር ናልብካይምለእልካ ጋዜጠኛ በጃካ ብዓበይቲሰባት ገይርካ ምስ ሰበይቱዕሮቆ👏👏ሳብስክራይብ ላበልኩምኒ ሕለፍ ሓላላተይ💖
ብርሃንዋይ ኣብኪዩኒ😢
@@Nardos-g2i ውሽጥካልርብሽ😭
ዋው ብጣዕሚ ንፁህ ሰብ ኢካ በዓል ታሪክ ጥንካረካን ንፁህ ህሊናካን ዘላቂ ይግበረልካ።Nb ክቡር ጋዜጠኛ ሓውና ምስ በዓልቲ ቤቱ አተዓሪቅካ አቅርበልና ሓደራ ክብለካ ብዝተረፈ ሰሰናዩ ንዓካ
ዝገርም ዛንታ ድኽነት ሓያል ሰብ እኻ ናይ ባሓቅ ሰብ ኾኑ ደይጋገይ የለይ ግን እት ወና ነገር ካብ ገጋኻ ምእራም እዩ ሐዝለ ምሳ ክብርት ባዓልት ባትኻ ደቅኻይ ትጠርነፍ ❤❤❤
ደምረኒ ኽብረይ❤❤❤❤❤
ሓቅነቱ ደስ ባሃሊ ምስ ሰበይቱ ታዓሪቆም ክንሪኦም ተስፋ ይገብር❤🙏
ምስ ሰበይቱ ዓሪቅካ ክልቲኦም ብሓደ ክተቅርቦም ተስፋ ንገብር❤❤❤❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ብሓቂ ዓብይ ስብ እዩ ጋዜጠኛ ደማ ስበይቱን ደቁን ዓረቅኻ መጨረሻ ኣቅርበልና ሓደራ ሓወይ 🌿🌿🌿👏
አቡሸይይ በጃኪ ይቅረ ለእግዚኣብሔር በልዮ ተዓረቁ በጀኪ
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤
ፃዕዳ ልኮነ ስብኣይ ኣብልከድካዮ ይቅናዕካ ምስ ባዓልቲ ቤቱ ዕሮቆ ለዋህ እዩ💝💝💝💝💝💝
ደምሪኒ ኽብረተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
እፋፍፍፍ እዚ ኩሉ በሓቦ እናሰመዓኩ መፅአሰ ኣብ መጨርሻ😢 እፍፍፍ ብማረያም ዛሰበይቱ ዓሪቅኩም ኣምፁልና ሓደራ ሓደራ ካብዝ ዘዓብ ፍተናን ፀፀትን የለን እሞ በዓልቲ ቤቱ ሓደራ ሕድገት ግበሩሉ "🙏❤
ፀፀት ዝብል ቃል ኣምሓርኛ እዪ።ብትግርኛ ነስሓ፣ተናሲሑ ብዝብል ተማሃሩ።
😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
😊😊😊
❤❤❤❤❤❤😢
ብሓቂ ጀግና ሓወና ዩ ሞ ምስ ሰበይትካ እውን ክተዕረቅ ተስፋ ኣለኒ መኣረይ❤❤
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
መሓርቲ ምሕረት ክረክቡ እዮምካብ እግዚኣብሔር ዝብል ቃል ርህራሄቃል ጎይታ ንዘክር ስጋይ ስጋኻ ንበሃሃልኣሕዋት ንፋቀርኣይትዘሙ ዝብል ሕጊ ጥሒስካ እንዲካ ግን እግዚኣብሔር ኣምላክ እኮ ኣበይ ኣለካ እበር ኣበይ ነይርካ ኣይብልይ ስለዚ ናብ ኣባት ነብስካ ከይድካ ንስሃ ኣቲኻ ናብ ሓዳርካ ተዓረቅ ይቅረ ተበሃሃሉ ኣይሽንባይ ንሕና ደቂ ሰባት ደካማታትሲ ካብና ምንም ዘይደሊ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኮ ንዓና ኹሉ ግዘ እዩ ይቅረ ዝብለልና
ብሓቂ
እዋይ ዝጋዜጠኛ ኣታሓትትኡ ደስ ክብለካ እና ኣታዓርቅዎም በጃኹም ናይዚ ኣቦና ግልፅነት ግን ደስ ክብል❤
ኣይዞኻ ፀላኢኻ ይንባዓ በይዛኻ ምስ ሶቦዩቱ ዑሮቆም ካላኣይ ኣቅርበልና ❤❤
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤🎉🎉
@@ትዕግስቲዩቱብCanal👍
ካብዚ ታሪኽ ብዙሕ እየ ተማሂረ ብጣዕሚ ያመስግን ምስ ስድርኡ ክዕረቅ ፈጣሪ ይሓግዞ❤
ኣጆካ ዝሓወይ፡ጋዜጠኛ ድማ please ምስ ሰበይቱ ተዓሪቀ ዝብል መደብ ኣምጽኣልና
ብሓቂ ጅግና ሰብ እዩ ድኽነት ርጉም 😢ዝበላ ውሽጠይ ጎዱኡኒ 😢ናተይ ሂወት መሲሉ ተሰሚዑኒ😢 ጋዘጠኛ ለ ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅለሉ❤❤
ያ ንፈጣሪ ምእማን እዩ ዝዓበየ ነገር ኣነስ ደስ ኢልካኒ ጎይትኦም ኢዩ መስለኒ ሽምካ ዝሓወይ ንጽህናኻ ኬፍ ሂቡኒ ሓሳብ ልብኻ ይስምርልካ ፈጣሪ መስ ስበይትኻ ካ ዕርቂ ይውርደልካ ❤
ጋዜጠኛ በጃካ ዕረቆም ፍፁም ኣምላክ እምበር ፍፁም ሰብ የለን ንስካ ድማ ትሕት እልካ ይቅርታ ሕተት ኣብ ቀፃሊ ምስ ባዓልቲ ገዛኡ ዓሪቅካ ሒዝካዮም ናዓ በጃካ በጃካ 🙏🙏
ጋዜጠኛ ዋው ዋው ዝብል ለሚድካ አብ ፅቡቕ ነገር ዋው ዝብል ቃል ተጠቐመሉ
አባ ጋብር ጎይታይ ምስ ሰበይትካ አታዓሪቁ ሰላም ልሎዎ ናብራ ክህልወካ ይምነየልካ ሐወይ ጋዜጠኛለ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ክብሪ አለኒ🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ጋዜጠኛ ንፉዕ አታሓትታ❤❤❤
ሃደራ ናብ ሃዳሩ ምለስዎ ብጣእሚ ጻእዳ ሰብ ኢዩ❤❤❤❤❤❤
ሓደራ ናብ ሓዳሩ
ይቅርታ ኢልካ ተዓረቅ ምስ ሰበይትካን ደቅካን ዝሓወይ ንደቅካ ረአ ❤😢
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ወለላይ❤❤❤❤
ብይዘኻዳኣነ ቃላት የብለይን😢😢😢❤❤❤❤
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
ደስ ክብለካ ዝስብኣይ በጃኻ ጋዜጠኛ ምስ ባዓልቲ ገዝኡ ዓሪቕካ ኣቅርቡልና ክልተአም
ብሓቂ ብዙሕ ተማሂርና እና ብሓደ ኮይኖም ከመፁና ተስፋ ይገብር ኣብ ሞንጎ ኣቲካ ዕረቆም ዮንክሾ ሓውና
አይዞካ ዝሓወይ ኣምላክ ምስ ትፎትዎም ደቅላን ሰበይትካን ተዓሪቅኩም ክሬአኩም ትምኒተይ አዩ ኣንስ ወዲይ ክበኪይ ብጭራሽ ደስ ኣይብለንን ጸላኢካ ደም ይንባዕ 😢😢😢❤
😅😅
@@حياتحبشي-ز7ب ተደርቀም😏
ሳብስኽራይብ ግበራለይ ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ብጌጋኡ ዝኣምን ጅግና ሰብ ርእየ ኣድኒቀካ እና እግዚአብሔር ይሓጉዝኹም ምስ ሰቤትኻን ደቂኻን ተዓርቅኻ የርእየን ኣጆኻ
ጋዜጠኛ ምሉእ ክብሪ ኣለኒ ኣባኻKeep it up bro
ዓበይቲ ሰባት ሒዝካ ኣተዓርቆም❤
በጃካ ዕረቆም ጋዜጠኛ ደስ ልብል ሰብአይ ፃዕዳ ልቡ እዩ ❤
ብጣዕሚ ልገርም ዛንታ ግን ሓደ ነገር ክነግረካ ሓዊተይ ብወላዲትካ ይልምነካለኩ ሓዳርካ ደቅካ ክትጥርንፍ ልካልአይ ግዜ ምስ ሓዳርካ ታዓሪቅካ ምፀና
ፈለማ ነዚ መደብ መሰናዳእትን ኣቅረብትን ከመስግነኩም እፈቱ። ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ድማ ዕቤት እምነየልኩም። ከምዚኦም ዝበሉ በሳላት ሰባት ምቅራብኩም ደማ ከየድነቅክኩም ኣይሓልፍን። ግን ነዚ ለባም ሓውና ናብ ቃለ መሕተት ኣምጽእኩም ከምዝሓተትኩሞ ንምንታይ ዓበይቲ ሰባት ወሲኩም ኣብ ሂወቱን ሓዳሩን ኣተኦኣሪቅኩም መደብ ስርሑልና። ፍቅርን ሓልዮትን ንደቂሰባት ኩሎም።
መዓረይ 😢 ፀላኢኻ ዬደፋእ ልዕሊ ማንም በደልካ ምእማን እዩ ትዝዓበየ ድንግል ወላዲት ኣምላክ ሰላሚ ፍቅሪ ትምለሰልካ 💚👏
ብሓቂ ዓብዪ ሰብ ኢካ ጋዜጠኛ ኩቡር ሰብ መጠን ነብሱ ሰብ የክብር ብጣዕሚ ኣዲንቀካ ❤❤❤❤❤
ምስ ሰበይቱ ተዓረቁ ክተምፀአና ተስፋ ንገብር❤❤❤❤❤❤❤
ፅቡቁ እላል!ርክብና ምስ ፈጣሪ ተኮይኑ ለዉጢ አሎ!!!
እላል ታይ ዕላል ንምባል ድዩ?
ኣፉፉፉፉ ከብደይ በሊዕኒ ጅግና ሓውና ኣጆኻ ጌጋ መፋጥርቲ ሰብ እዩሞ ካብ ሓቂ ዝበለፀ የለን እና እግዚኣብሔር ኣምላክ ግርህነትካ ርኡ ናብ ስድራኻ የታዓርቅካ ኩቡር ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅለሉ ሓደራ ሓወይ ናተይ ኣታዓርቆም❤❤ ኣብ ቀፃላይ ሰላም ኮይኖም ብሓባር ክተቅርበልና ቁድስ ፍቃድ ይሓግዝካ
እና ዝብል ቃል ንምንታይ ተጠቒምካ/ኪ ምኽንያቱ ትግርኛ ኣይኮነን
ናይ ብሓቂ ዓብዩ ሰብ እየ እዩ በጀካ እባ ምሰ ሰበይቲ ዓራቆ ኣሰ ካብዚ ሰብአይ ብዚሕ ተማህረ እየ ንኩሉ ግዘ አብ አግዚአብሔር ዘተወከለ ኣይሓፊኡ አይፈለጥ❤
ማዓረይ ትዕረቅ ትኸውን ምስ ሰበይትካ ክንፅበ ኢና ፆሎት እውን ናሓጉዞ ምስ ሰበይቱ ክዕረቅ ክቡራተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይዕረቅኩም❤❤❤
❤ልቡ ንፁህ እዩ ምስኪን
ጽቡቅ ናይ ሂወት ትምህርቲ ቅኑዓት ሰባት ዋላ ዕጽፍጻፍ ሽግር ይውርዶም እግዛብሄር ኣብ ጎኖም ስለ ዝኮነ ብልዕሊ ሰብ ጽብላል ምባሎም ኣይ ተርፍን ዩ
ጎይታ ምጽውዑ ክብሪ ይግብኦ
ብጣዕሚ እዩ አሕዚኑኒ ብጣዕሚ እዩ ጠንካራ ጋዜጤኛ ውን ብጣዕሚ ገበዝ ኢኻ ምስ ሰበይቱ በጃኻ ኣታዓርቆም 😢😢😢😢 ኣብ ቀፃሊ ታዓሪቆም ምስ ስድሩኡ ከመፅእ ተስፋ ንገብር🙏🙏🙏🙏🙏ንመን ኢልዎ ፈጣሪ🙏🙏
ይኒክ ሾው እዚ ወዲ ዓሪቅካ ከም ተሪኤና ባዓል ሙሉእ ተስፋ እዩ ሕድሪ💔💔🎉🎉❤❤❤❤💘🧨✝️✝️✝️✝️🧨🧨💌💌💌
በጃኩም ዕረቅዎም አብ ቀረቡኡ ዘለኩም ክብርቲ በዓልቲ ቤቱ አዶ ደቁ ድማ ንዚ ሰሚዒኪ ይቅሪቱኡ ክትቅበሊ ተሰፍ ንገብር ዘይጋገ ሰብ የለን
Ecclesiastes 3 ትግ - መክብብ1: ንኹሉ ዘዘመኑ ኣለዎ፡ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንዘሎ ኹሉ ነገር ከኣ ገጊዚኡ ኣለዎ።2: ንምውላድ ጊዜ ኣለዎ፡ ንሙማት ከኣ ጊዜ ኣለዎ።ንምትካል ጊዜ ኣለዎ።
ኣዝዩ ዝድነቅ ሓውና ጎይትኦም እቲ ዘለካ ሓቅነትካን ቅኑዕ ልብኻን መድሃኒአለም ኣይውሰደልካ ዝሓወይ❤❤❤ደሞ ኣጆኻ ኣባት ነብስኻ ሒዝካ ከይድኻ ይቅርታ ጠይቃ ዘይስሓሓት ሰብ የለንፍፁም እግዚአብሔር እንበር ሰባት ወደቅቲ ኢና ኣጆኻ ሕጂ ውን ኣብ እምነትካ ፅናዕ ጎይታዋይ ብጣዕሚ ኣድኒቐካ እየ❤❤❤❤❤❤❤
መፅሓፍ ሙሉእ ትምህርቲ ናህይት ስንቂ 💜 ኣብ ፅቡቕይ ሕማቕይ ዲኻ ሱቕ ኢልኻ ዋውው ትብል 🙄
Sex ገይረ ዋው😂😂😂😂
ጋዜጠኛ ብወላዲትካ ብስም ድንግል ማሪያም ዕረቆም ♥🙏 ኣብ ስደት እየ ዘለኩ ግን ምስኡ ነብዐ 😢😢
ፈትየዮ ስለ ቲ ቀኒዑ ብዛዕባ ርእሱ ምምስካሩ። ጎይታ ምሕረትካ ኣብዝሓለይ በሎ ንኹሉ ኩነታትካን ታሪኽካን ከሳኽዓልካ ዩ።
ዋዉ ብጣዕሚ ንፁሁ ሰብ ኡዩ::በዛካ ዕሮቆሙ ዛሓወይ ልገርም ሰብ ታዓዱሉ ንፁሁ ልቢ ናልብካ ይመለኤልካ ዛሓወይ🙏🙏🙏💔😢
በጃኹም ምስ ሓዳሩ ዕረቅዎ
ሳብስኽራይብ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉
ሓወይ እዝጋቢሄር የተዓርቅካ ❤ኣነዉን ካብ በረካ ምስ ተመለስኩ ብጣዕሚ ርእሰይ የዝረኒ ነይሩ ቡዙሕ ሕክምናታት ከይደ ኣለዉ ዝተብሃሉ ዶካትር ከይደ ግን ምንም ክሓዊ የካኣልኩይ ነይረ ካብኡ ኣዳ ጋብር ማንጨሎት ምስ ተሓፀብኩ ግን እዛቤር መስገን ቀንጢጡ ኣዉፂእለይ እንታይ ክብል ደልየ እየ እምነትና ኣብ ሕክምና ዘይኮነስ ኣብ እዛቢሄር ይኩን❤❤❤🙏🙏🙏👏
ማርያምን ብጣዕሚ እዩ ኣሕዙኑኒ ሰይጣን ደስ ኣይወሎ ታዓርቁ ታዓርቅኹም ካልኣይ ግዜ ከምት ቀርቡ ንፅበ❤❤❤❤
መድሃኒ ዓለም ይታሓወሶሞ ምስ ደቅኻን ሠበይትኻን ይፀምብርካ
ዝሓወይ ብጣዕሚ ጎቦዝ ጠንካራ ኢካ ጅግና ኢካ ጌጋካ ምእማንካ ካዓ ብጣዕሚ ኣድንቀካ ኣጀካ ኣይትንባዕ ካብ ይቅርታ ዝዓቢ የሎን ዘይጋገ ካዓ የሎን ፍፁም እግዚአብሔር እምበር ፍፁም ሰብ የሎን❤👏
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ኽብረተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ጋዜጠኛ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ኩሉ ነገርካ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ዘም ክብር ወላዲና ዕሮቆም ጎይታዋይ
በጀካ ምስድሩኡ ተዓኣርቁ 2ይ ክፋል ቀፅሉሉ ብዝተርፋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ምስ ስድራኻ የታኣርቅኻ ብሓቂ ለባም ስብ ጋዜጠኛ እውን ጀግና 🎉🎉🎉♥️♥️♥️
ዋዉ ደስ ክብል ጋዜጠኛ ኩሉ ዘዓደለካ ጎይታ ጠባይ ሙቁርጎይቶኦም ብጣዕሚ እየ ኣድኒቀካ ፁሩይ ልቢ ኣለኻ ግልፅነትካ እግዚኣብሄር ይፈፅመልካ ኣብዋይ ኣደ ደቁ በዓልቲ ገዝኡ ይቅረ በልሉ ለዋህ እዩ ደቅኩም ብሓደ ኮይንኩም ኣዕብዩ ኩቡር ጋዜጠኛ ዕረቆም ዘሓወይ ❤
አብ ትሕቲ ፈጣሪ ዕረቆም ጋዜጠኛ❤❤❤
ፀላኢካ ይንባዕ ዛሓወይ ይቅርታ ናይ ለባማት እዩ ። ይቅር ኢላ ክትዕረቁ ተስፋ ይገብር ኣጆካ ዛሓወይ ።ኣነ ብሓቂ ዘማዊ ሰብ ካብ ልበይ እየ ዝፅየፎ እንተ ናትካ ግን ልበይ ነኪኡኒ ዛሓውይ ተመሊስኩም ክርኢ ተስፋ ይገበር❤🎉
ኣነስ እዝ ጋዘጠኛ ክፎትዎ ዋውው ❤ እዝ ሓውናለ ምስ ባዓልት ቦቱ ትዓርይ ኻላኣይ ግዝየ ክቃርብ ተስፈ ይገብር🙏🌅
ጋዜጠኛ ማለት ግን ጎበዝ ዝሓወይ💚🙏ኣጆካኒ ዝሓውና ውን💚🙏ደስታዋ ብፈጣሪ ኣታዓርቆም💚🙏ብይቅርታ ንቀታሊ ኳ ዝዕረቅ🙏
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤🎉🎉
ጎይታዋይ ባዓል ፅሩይ ሕልና ኣያውተይ ይመስሉ ምስ ሓዳረም ዕረቆም ክብር ሓወይ😢
ኣብ መንጎ ኣቲኻ ዕረቆም ዬኒኽ ሾዉ. በጃኻ?😭😭😭ዓብዩ ሰብ እዩ ብእነት ኣብ ካላኣይ ግዜ ተዓርቁ ሕዝኻዮ ትመፅእ ተስፋ ንገብሩ. 🙏🤗💋
ጋዜጠኝ ጠንካራ ኢካ በጃካ ምስ ሰበይቱ ዕረቆሞ እግዛቤሄረ ናብ ስድራካ የብልካ ❤🎉🎉❤❤❤❤
ጋዜጠኛ ዋውው ግን ኣሪቅካ ኣቅርበልና ❤
ኣምላክ ይቅረ ይበለልካ ኣቲ ክብርቲ ብዓል ቤቱ እውን ንጌጋ በዓል ቢትኪ ይቅረ ኢልኪ ናብ ንቡር ሓዳርኩም ተመለሱ ኣምላክ ብኽያትካ ጊጋኻ ርእዩ ናብ ሓዳርካ ይምለስካ
ምስ ሰበይቱ አራኽቦ ንኽልቲኦም አቅርበልና ብጣዕሚ እዩ ካብ ጌጉኡ ተማሂሩ እዚ ሰብ 🙏 ዕረቆም
በይዛካ ክብር ሓወይ ዕረቆም ❤
ዋዉ ፅብቁ ታሪክ ፈጣሪ ሓሳብ ልብካ ይፉጠረልካ ካብጌጋ ምእራምዉ ፈጣሪ ይፈትዎ
ጋዜጠኛ ርግዕ ዝበልካ ብሉፅ ቀፅለሉ❤❤ ሓውና ውን ኩሉ ገዲፍካ ናብ ደቅካ ክትምለስ ተስፋ ይገብር
ጋዜጠኛ ብጣዓሚ ንፉዕ ንባዓልቲ ገዝኡን ደቁን ንዑዑን አቅሪበልና 🥰🥰🥰🥰😂🥰
ብጣዕሚ ኣሕዚንኒ ዋ ትዓሪቁ ክርእዮ ተስፊ ይገብር ዝሓወይ
ጋዜጠኛ ምስ ብዓልቲ ቤቱ ዕረቀልና🙏
ፀላኢካ ይንባዕ ጎይታዋይ 😢ምስ ሰበይትካ ተዓሪቅካ ምስ ደቅካ ፍሽክ እናበልካ እንሪኤካ እስቲ ይኩን ክብርቲ በዓልቲ ቤቱ ሓሙኪ ጌግኡ ኣሚኑ ይቅርታ ኢሉ እንትነብዕ ኣይትጨክኒ ይቅር በልሉ ጌጋ ኣብ ደቂ ሰባት ዘሎ እዩ ብቻ ሓደ ፈጣሪ እዩ ዘይጋገ ደቅኩም እውን ፍቅሪ ወለዶም ፀጊቦም ይዕበዮ በይዛኪ ክብርቲ ሓፍተይ ልቱ ናይ ሐዚ በደላት ዘይኮነስ ንቱ መፃኢ ሂወትኩምን ሂወት ደቅኩምን ሕሰቢ ንሐዚ እዩ ዝተበደልክዮ ዝዝከረኪ እምበይ ይቅር እንተዘይልክሉ ንዳሕራይ ከጣዕሰኪ እዩ 😢😢ኣሕዋተይ ኣሓተይ ካብዙይ ብዙሕ ንምሃር ይቅር በሃልቲ ንኩን ሓዳርና ንፋስ እንትኣቶ ብፅቡቅ መንፈስ ይቅር ተበሃሂልና ንንደቆ እምበይ ኣይንትሃላለክ ህልክ ናብ ዘይተደለየ እዩ ዘእትወካ ንዳሕራይ ግን የጣዕሰካ ካብ ተፈላሊካ ደቅካ ብዘይ ፍቅሪ ወለዶም ምዕባይ ስብኣይን ሰበይትን እናፀገመካ ደቅካ ምብፃሕ እዩ ዘየጣዕስ ንደቅካ ኢልካ ንግዚኡ ዘሕለፍካዮ ሕራሮት ንዳሕራይ መሐጎሲ እዩ ✍️ኣያዋኒ መሲሉ ተሰሚዕኒ ትትነብዕ ኡፍፍፍ 😢😢😢
ግን ይቅሬታ ብሚድያ እምበር ብኣካል ኣይበለን ነታ ዉሽምኡ እዩ ብጌጋ ብስምዒት እየ ተናጊረዮ ምስኣ ክነብር ኣይደልን ኢሉ ንዓኣ ሶሪ ሓቲቱ ምስኣ እዩ ዝነብር ዘሎ ክሳብ ሐዚ ኣታ ንዓይ ከ መን ይሕዘነለይ 4ዓመት ቀይነይ ምስ ደቀይ ነቢዐ ዋይ ኡይ ዶ ክብል
ብጣዕሚ ዝገርም ሰብ እዬ ።ቁኑዕ ሰብ።ንኩልና ከምናቱ ቁኑዕ ልቢ ይሃበና።❤❤❤
ማርያምን ምስ ሰበይቱ ዕረቅዎ
እመብርሃነይ ሓደራኪ ኣብ መንጎም ሰላም ምለስሎም ከምቲ እትኣምኖ እግዚአብሔር ባህግካ ይሃብካ ዝሓወይ❤
ብጣዕም ዘምህር ታርክ እዩ ዘለካ ሓወይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ አብ እምነትካ ዘለካ ክብር አዝእ እየ ዘድንቀካ በጃኻ ዕሮቆም
ጎይትኦም ሓወይ ንፁህልቢ ለባም ዓብዪ ሰብ እካ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ምሉእ ስደራቤትካ ምስ ሰበይቱ ተዓሪቆም ክንሪኦም ተስፋ ይገብር 🙏❤:: ጎይትኦም ሓወይ ብሓቂ ብዙሕ ተሚሂረ እየ ብጥዓሚይ እየ ለመስግንካ 🙏❤ journalist Full Honor i have go ahead My brother hank you so much🙏❤😘👍
ሰብ ይብድል እዩ ሰብ ይገገ እዩሰብ የግኒ እዩሰብ ይስእን እዩ እሞ ካብ ጌጋኻ ተማሂርካ ካብ ጌጋኻ ውን ተኣሪመ ትብለና ውንኣለካ ምስ ሓዳረይ እውን ክዕረቕ ይሓስብ ኣለኹ ምስእትብሎ ዘለኻውን ፈጣሪ ይሓግዝካ ❤❤❤
እዚ ሓውና ናብ ውንኡ ዝተመለሰ ሰብዩ እግዚአብሔር የፅልለሉ
ብሓቂ ብጣዕሚ ጅግና ኣቦ እዩ ክንደይ ላዕልን ታሕትን ሓሊፍካ ኣብዙይ በፂሕካ ተመስገን. ጋዜጠኛ. ሓደራካ ምስ ሰበቱ ኣተዓርቆ ምስ ደቁን ብዓልቲ ገዝኡን ኣምፀአልና. ምስኡ በክየ😢 ይቅርታ ዝብል ሰብ ለባምዩ ትኣምኖፈጣሪ ናይልብካ ይሀብካ ጎታዋይ
እግዚአብሔር ኣምላክ ናብ ሓዳርካ ይምለስካ ክቡር ሓውና ተዓረቃ በጃኻ😢😢😢
ብሓቂ ብጣዕሚ ጅግና አቦ እዩ
ምስ ባዓልት ቤቱ ዕረቆም 😢❤❤
እቲ ሓታታይ ግን ማራ እዩ ንፉዕ ቀፅለሉ ❤️💛ጎይቶኦም ሓውና ካዓ ጅግና እኻ ብሓቂ ዝኩሉ ሽግር ኣሐሊፍካ ኣብዙይ ብምብፃሕኻ ሐጂ ውን ኣጀኻ ዝሓወይይ👌❤️❤️❤️
ክቡር ሓወይ በጀካ ዕረቆም ምስ ሰበይቱ ምሰ ስድራቤቱ ገይርካ ኣምፃኣልና ኣራዳድኣዮም ዋላ ብሰብ ገይርካ ማዓረይ
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
ጎይትኦም ዓርከይ ምስ በዓልቲ ገዛኻ ዘለኻ ይመስለኒ ነይሩ ፅባሕ ከምትዕረቁ ተስፋ ይገብር ዝዓርከይ።እሞ ስራሕኻ ውን ጠንክር ክብለካ ይፈቱ።ጋብር ይሓግዝካ ።
ዋውው ደስ ዝብል ታሪኽ እዩ ማህራይ ደማ እዩ እና ብጥዓሚይ እና ነመስግን ጋዜጠኛ ደማ ቀጹለሉ ደስ ዝብል ላዛ❤❤
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤🎉
ንፅህ ልቢ ኣለካ ክንደይ ሂወት ታሪከ ሓሊፍካ ጅግና ምስ ሶበቱ ዕሮቅዎ ❤❤❤❤
ንምትዕራቕ ንሓፍትና ውህብቶ ትገዝኡ ትደልዩ 09 21588398
ዓሪቅካዮም ዶ ዋላ
ምስ ሰበይቱ ዓሪቅካ ንካልአይ ግዜ አቅርበልና ትብሉ like❤👍
በጃኹም ተዓረቑ ምስ ስድርኡ ተጠርኒፉ ይምፀአና ትብሉ ላይክ❤
ብሓቂ ዓብይ ሰብ እዩ ጋዜጠኛ ደማ በዚ ኣጋጣሜ ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን ሓደራኻ ምስ ሰበይቱን ደቁን ዓሪቅኻ መጨረሻ ንክልቲኦም ኣቅርበልና ❤❤❤❤😢😢😢😢ሓደራ ሓደራ❤❤❤😢
ትከከል
ትክክል ❤❤❤እምበይትይ ❤
Hji niski subscribe ke geyrkulu do tiezazis azizkiyo
ናየይለ ሓሳብ❤
ደስ ዝብል ምኽሪ እዩ
ኣብ መንጎ ኣቲካ ዕረቆም ዬኒክ ሾዉ እትብሉ እስቲ ብላይክ ንገርዎ
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
ንዓ ኽፅሕፍ እተይ😢
❤❤❤❤❤❤❤21
@@tdflove3582ደምርኒ ሰሉየይ
እግዚአብሔር ይተሓወሶ ክዕረቁ ተስፋ ይገብር😢
እንጀራ ይሃብካ ጋብር ጎይታ ተዓሪቅካ ምስ ሓዳርካ ከም ትመጽእ 100000% ርግጸኛ ኢዮ።። 🇪🇷
እቲ ግልፅነቱ ደስ ክብለካ ❤
ምስ ሰበይቱ ተዓሪቁ ምስ ደቁ ናስሓቀ ሕዚካልና ክትመፅእ ተስፋ ንገብር
ስብኣይ ክበኪ ኣነስ ከብደይ እዩ ዝበልዐኒ እፍፍ😢
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ብማርያም ኢለካ ጋዜጠኛ ሓወይ ምስ ሰበይቱ ምስ ተዓረቀ ኣምፀአልና
ልገርም ሰብ ታዓዲሉ ንፁህልቢ እግዝኣብሄር ናልብካይምለእልካ ጋዜጠኛ በጃካ ብዓበይቲሰባት ገይርካ ምስ ሰበይቱዕሮቆ👏👏ሳብስክራይብ ላበልኩምኒ ሕለፍ ሓላላተይ💖
ብርሃንዋይ ኣብኪዩኒ😢
@@Nardos-g2i ውሽጥካልርብሽ😭
ዋው ብጣዕሚ ንፁህ ሰብ ኢካ በዓል ታሪክ ጥንካረካን ንፁህ ህሊናካን ዘላቂ ይግበረልካ።Nb ክቡር ጋዜጠኛ ሓውና ምስ በዓልቲ ቤቱ አተዓሪቅካ አቅርበልና ሓደራ ክብለካ ብዝተረፈ ሰሰናዩ ንዓካ
ዋው ብጣዕሚ ንፁህ ሰብ ኢካ በዓል ታሪክ ጥንካረካን ንፁህ ህሊናካን ዘላቂ ይግበረልካ።Nb ክቡር ጋዜጠኛ ሓውና ምስ በዓልቲ ቤቱ አተዓሪቅካ አቅርበልና ሓደራ ክብለካ ብዝተረፈ ሰሰናዩ ንዓካ
ዝገርም ዛንታ ድኽነት ሓያል ሰብ እኻ ናይ ባሓቅ ሰብ ኾኑ ደይጋገይ የለይ ግን እት ወና ነገር ካብ ገጋኻ ምእራም እዩ ሐዝለ ምሳ ክብርት ባዓልት ባትኻ ደቅኻይ ትጠርነፍ ❤❤❤
ደምረኒ ኽብረይ❤❤❤❤❤
ሓቅነቱ ደስ ባሃሊ ምስ ሰበይቱ ታዓሪቆም ክንሪኦም ተስፋ ይገብር❤🙏
ምስ ሰበይቱ ዓሪቅካ ክልቲኦም ብሓደ ክተቅርቦም ተስፋ ንገብር❤❤❤❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ብሓቂ ዓብይ ስብ እዩ ጋዜጠኛ ደማ ስበይቱን ደቁን ዓረቅኻ መጨረሻ ኣቅርበልና ሓደራ ሓወይ 🌿🌿🌿👏
አቡሸይይ በጃኪ ይቅረ ለእግዚኣብሔር በልዮ ተዓረቁ በጀኪ
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤
ፃዕዳ ልኮነ ስብኣይ ኣብልከድካዮ ይቅናዕካ ምስ ባዓልቲ ቤቱ ዕሮቆ ለዋህ እዩ💝💝💝💝💝💝
ደምሪኒ ኽብረተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
እፋፍፍፍ እዚ ኩሉ በሓቦ እናሰመዓኩ መፅአሰ ኣብ መጨርሻ😢 እፍፍፍ ብማረያም ዛሰበይቱ ዓሪቅኩም ኣምፁልና ሓደራ ሓደራ ካብዝ ዘዓብ ፍተናን ፀፀትን የለን እሞ በዓልቲ ቤቱ ሓደራ ሕድገት ግበሩሉ "🙏❤
ፀፀት ዝብል ቃል ኣምሓርኛ እዪ።ብትግርኛ ነስሓ፣ተናሲሑ ብዝብል ተማሃሩ።
😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
😊😊😊
❤❤❤❤❤❤😢
ብሓቂ ጀግና ሓወና ዩ ሞ ምስ ሰበይትካ እውን ክተዕረቅ ተስፋ ኣለኒ መኣረይ❤❤
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
መሓርቲ ምሕረት ክረክቡ እዮም
ካብ እግዚኣብሔር ዝብል ቃል ርህራሄ
ቃል ጎይታ ንዘክር ስጋይ ስጋኻ ንበሃሃል
ኣሕዋት ንፋቀር
ኣይትዘሙ ዝብል ሕጊ ጥሒስካ እንዲካ ግን እግዚኣብሔር ኣምላክ እኮ ኣበይ ኣለካ እበር ኣበይ ነይርካ ኣይብልይ ስለዚ ናብ ኣባት ነብስካ ከይድካ ንስሃ ኣቲኻ ናብ ሓዳርካ ተዓረቅ ይቅረ ተበሃሃሉ ኣይሽንባይ ንሕና ደቂ ሰባት ደካማታትሲ ካብና ምንም ዘይደሊ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኮ ንዓና ኹሉ ግዘ እዩ ይቅረ ዝብለልና
ብሓቂ
እዋይ ዝጋዜጠኛ ኣታሓትትኡ ደስ ክብለካ እና ኣታዓርቅዎም በጃኹም ናይዚ ኣቦና ግልፅነት ግን ደስ ክብል❤
ኣይዞኻ ፀላኢኻ ይንባዓ በይዛኻ ምስ ሶቦዩቱ ዑሮቆም ካላኣይ ኣቅርበልና ❤❤
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤🎉🎉
@@ትዕግስቲዩቱብCanal👍
ካብዚ ታሪኽ ብዙሕ እየ ተማሂረ ብጣዕሚ ያመስግን ምስ ስድርኡ ክዕረቅ ፈጣሪ ይሓግዞ❤
ኣጆካ ዝሓወይ፡ጋዜጠኛ ድማ please ምስ ሰበይቱ ተዓሪቀ ዝብል መደብ ኣምጽኣልና
ብሓቂ ጅግና ሰብ እዩ ድኽነት ርጉም 😢ዝበላ ውሽጠይ ጎዱኡኒ 😢ናተይ ሂወት መሲሉ ተሰሚዑኒ😢 ጋዘጠኛ ለ ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅለሉ❤❤
ያ ንፈጣሪ ምእማን እዩ ዝዓበየ ነገር ኣነስ ደስ ኢልካኒ ጎይትኦም ኢዩ መስለኒ ሽምካ ዝሓወይ ንጽህናኻ ኬፍ ሂቡኒ ሓሳብ ልብኻ ይስምርልካ ፈጣሪ መስ ስበይትኻ ካ ዕርቂ ይውርደልካ ❤
ጋዜጠኛ በጃካ ዕረቆም ፍፁም ኣምላክ እምበር ፍፁም ሰብ የለን ንስካ ድማ ትሕት እልካ ይቅርታ ሕተት ኣብ ቀፃሊ ምስ ባዓልቲ ገዛኡ ዓሪቅካ ሒዝካዮም ናዓ በጃካ በጃካ 🙏🙏
ጋዜጠኛ ዋው ዋው ዝብል ለሚድካ አብ ፅቡቕ ነገር ዋው ዝብል ቃል ተጠቐመሉ
አባ ጋብር ጎይታይ ምስ ሰበይትካ አታዓሪቁ ሰላም ልሎዎ ናብራ ክህልወካ ይምነየልካ ሐወይ ጋዜጠኛለ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ክብሪ አለኒ🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ጋዜጠኛ ንፉዕ አታሓትታ❤❤❤
ሃደራ ናብ ሃዳሩ ምለስዎ ብጣእሚ ጻእዳ ሰብ ኢዩ❤❤❤❤❤❤
ሓደራ ናብ ሓዳሩ
ይቅርታ ኢልካ ተዓረቅ ምስ ሰበይትካን ደቅካን ዝሓወይ ንደቅካ ረአ ❤😢
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ወለላይ❤❤❤❤
ብይዘኻዳኣነ ቃላት የብለይን😢😢😢❤❤❤❤
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
ደስ ክብለካ ዝስብኣይ በጃኻ ጋዜጠኛ ምስ ባዓልቲ ገዝኡ ዓሪቕካ ኣቅርቡልና ክልተአም
ብሓቂ ብዙሕ ተማሂርና እና ብሓደ ኮይኖም ከመፁና ተስፋ ይገብር ኣብ ሞንጎ ኣቲካ ዕረቆም ዮንክሾ ሓውና
አይዞካ ዝሓወይ ኣምላክ ምስ ትፎትዎም ደቅላን ሰበይትካን ተዓሪቅኩም ክሬአኩም ትምኒተይ አዩ ኣንስ ወዲይ ክበኪይ ብጭራሽ ደስ ኣይብለንን ጸላኢካ ደም ይንባዕ 😢😢😢❤
😅😅
@@حياتحبشي-ز7ب ተደርቀም😏
ሳብስኽራይብ ግበራለይ ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ብጌጋኡ ዝኣምን ጅግና ሰብ ርእየ ኣድኒቀካ እና እግዚአብሔር ይሓጉዝኹም ምስ ሰቤትኻን ደቂኻን ተዓርቅኻ የርእየን ኣጆኻ
ጋዜጠኛ ምሉእ ክብሪ ኣለኒ ኣባኻ
Keep it up bro
ዓበይቲ ሰባት ሒዝካ ኣተዓርቆም❤
በጃካ ዕረቆም ጋዜጠኛ ደስ ልብል ሰብአይ ፃዕዳ ልቡ እዩ ❤
ብጣዕሚ ልገርም ዛንታ ግን ሓደ ነገር ክነግረካ ሓዊተይ ብወላዲትካ ይልምነካለኩ ሓዳርካ ደቅካ ክትጥርንፍ ልካልአይ ግዜ ምስ ሓዳርካ ታዓሪቅካ ምፀና
ፈለማ ነዚ መደብ መሰናዳእትን ኣቅረብትን ከመስግነኩም እፈቱ። ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ድማ ዕቤት እምነየልኩም። ከምዚኦም ዝበሉ በሳላት ሰባት ምቅራብኩም ደማ ከየድነቅክኩም ኣይሓልፍን። ግን ነዚ ለባም ሓውና ናብ ቃለ መሕተት ኣምጽእኩም ከምዝሓተትኩሞ ንምንታይ ዓበይቲ ሰባት ወሲኩም ኣብ ሂወቱን ሓዳሩን ኣተኦኣሪቅኩም መደብ ስርሑልና። ፍቅርን ሓልዮትን ንደቂሰባት ኩሎም።
መዓረይ 😢 ፀላኢኻ ዬደፋእ ልዕሊ ማንም በደልካ ምእማን እዩ ትዝዓበየ ድንግል ወላዲት ኣምላክ ሰላሚ ፍቅሪ ትምለሰልካ 💚👏
ብሓቂ ዓብዪ ሰብ ኢካ ጋዜጠኛ ኩቡር ሰብ መጠን ነብሱ ሰብ የክብር ብጣዕሚ ኣዲንቀካ ❤❤❤❤❤
ምስ ሰበይቱ ተዓረቁ ክተምፀአና ተስፋ ንገብር❤❤❤❤❤❤❤
ፅቡቁ እላል!ርክብና ምስ ፈጣሪ ተኮይኑ ለዉጢ አሎ!!!
እላል ታይ ዕላል ንምባል ድዩ?
ኣፉፉፉፉ ከብደይ በሊዕኒ ጅግና ሓውና ኣጆኻ ጌጋ መፋጥርቲ ሰብ እዩሞ ካብ ሓቂ ዝበለፀ የለን እና እግዚኣብሔር ኣምላክ ግርህነትካ ርኡ ናብ ስድራኻ የታዓርቅካ ኩቡር ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅለሉ ሓደራ ሓወይ ናተይ ኣታዓርቆም❤❤ ኣብ ቀፃላይ ሰላም ኮይኖም ብሓባር ክተቅርበልና ቁድስ ፍቃድ ይሓግዝካ
እና ዝብል ቃል ንምንታይ ተጠቒምካ/ኪ ምኽንያቱ ትግርኛ ኣይኮነን
ናይ ብሓቂ ዓብዩ ሰብ እየ እዩ በጀካ እባ ምሰ ሰበይቲ ዓራቆ ኣሰ ካብዚ ሰብአይ ብዚሕ ተማህረ እየ ንኩሉ ግዘ አብ አግዚአብሔር ዘተወከለ ኣይሓፊኡ አይፈለጥ❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ማዓረይ ትዕረቅ ትኸውን ምስ ሰበይትካ ክንፅበ ኢና ፆሎት እውን ናሓጉዞ ምስ ሰበይቱ ክዕረቅ ክቡራተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይዕረቅኩም❤❤❤
❤ልቡ ንፁህ እዩ ምስኪን
ደምሪኒ ኽብረተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ጽቡቅ ናይ ሂወት ትምህርቲ ቅኑዓት ሰባት ዋላ ዕጽፍጻፍ ሽግር ይውርዶም እግዛብሄር ኣብ ጎኖም ስለ ዝኮነ ብልዕሊ ሰብ ጽብላል ምባሎም ኣይ ተርፍን ዩ
ጎይታ ምጽውዑ ክብሪ ይግብኦ
ብጣዕሚ እዩ አሕዚኑኒ ብጣዕሚ እዩ ጠንካራ ጋዜጤኛ ውን ብጣዕሚ ገበዝ ኢኻ ምስ ሰበይቱ በጃኻ ኣታዓርቆም 😢😢😢😢 ኣብ ቀፃሊ ታዓሪቆም ምስ ስድሩኡ ከመፅእ ተስፋ ንገብር🙏🙏🙏🙏🙏ንመን ኢልዎ ፈጣሪ🙏🙏
ይኒክ ሾው እዚ ወዲ ዓሪቅካ ከም ተሪኤና ባዓል ሙሉእ ተስፋ እዩ ሕድሪ💔💔🎉🎉❤❤❤❤💘🧨✝️✝️✝️✝️🧨🧨💌💌💌
በጃኩም ዕረቅዎም አብ ቀረቡኡ ዘለኩም ክብርቲ በዓልቲ ቤቱ አዶ ደቁ ድማ ንዚ ሰሚዒኪ ይቅሪቱኡ ክትቅበሊ ተሰፍ ንገብር ዘይጋገ ሰብ የለን
Ecclesiastes 3 ትግ - መክብብ
1: ንኹሉ ዘዘመኑ ኣለዎ፡
ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንዘሎ ኹሉ ነገር ከኣ ገጊዚኡ ኣለዎ።
2: ንምውላድ ጊዜ ኣለዎ፡ ንሙማት ከኣ ጊዜ ኣለዎ።
ንምትካል ጊዜ ኣለዎ።
ኣዝዩ ዝድነቅ ሓውና ጎይትኦም እቲ ዘለካ ሓቅነትካን ቅኑዕ ልብኻን መድሃኒአለም ኣይውሰደልካ ዝሓወይ❤❤❤
ደሞ ኣጆኻ ኣባት ነብስኻ ሒዝካ ከይድኻ ይቅርታ ጠይቃ ዘይስሓሓት ሰብ የለንፍፁም እግዚአብሔር እንበር ሰባት ወደቅቲ ኢና ኣጆኻ ሕጂ ውን ኣብ እምነትካ ፅናዕ ጎይታዋይ ብጣዕሚ ኣድኒቐካ እየ❤❤❤❤❤❤❤
መፅሓፍ ሙሉእ ትምህርቲ ናህይት ስንቂ 💜
ኣብ ፅቡቕይ ሕማቕይ ዲኻ ሱቕ ኢልኻ ዋውው ትብል 🙄
Sex ገይረ ዋው😂😂😂😂
ጋዜጠኛ ብወላዲትካ ብስም ድንግል ማሪያም ዕረቆም ♥🙏 ኣብ ስደት እየ ዘለኩ ግን ምስኡ ነብዐ 😢😢
ፈትየዮ ስለ ቲ ቀኒዑ ብዛዕባ ርእሱ ምምስካሩ። ጎይታ ምሕረትካ ኣብዝሓለይ በሎ ንኹሉ ኩነታትካን ታሪኽካን ከሳኽዓልካ ዩ።
ዋዉ ብጣዕሚ ንፁሁ ሰብ ኡዩ::በዛካ ዕሮቆሙ ዛሓወይ ልገርም ሰብ ታዓዱሉ ንፁሁ ልቢ ናልብካ ይመለኤልካ ዛሓወይ🙏🙏🙏💔😢
በጃኹም ምስ ሓዳሩ ዕረቅዎ
ሳብስኽራይብ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉
ሓወይ እዝጋቢሄር የተዓርቅካ ❤ኣነዉን ካብ በረካ ምስ ተመለስኩ ብጣዕሚ ርእሰይ የዝረኒ ነይሩ ቡዙሕ ሕክምናታት ከይደ ኣለዉ ዝተብሃሉ ዶካትር ከይደ ግን ምንም ክሓዊ የካኣልኩይ ነይረ ካብኡ ኣዳ ጋብር ማንጨሎት ምስ ተሓፀብኩ ግን እዛቤር መስገን ቀንጢጡ ኣዉፂእለይ እንታይ ክብል ደልየ እየ እምነትና ኣብ ሕክምና ዘይኮነስ ኣብ እዛቢሄር ይኩን❤❤❤🙏🙏🙏👏
ማርያምን ብጣዕሚ እዩ ኣሕዙኑኒ ሰይጣን ደስ ኣይወሎ ታዓርቁ ታዓርቅኹም ካልኣይ ግዜ ከምት ቀርቡ ንፅበ❤❤❤❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
መድሃኒ ዓለም ይታሓወሶሞ ምስ ደቅኻን ሠበይትኻን ይፀምብርካ
ዝሓወይ ብጣዕሚ ጎቦዝ ጠንካራ ኢካ ጅግና ኢካ ጌጋካ ምእማንካ ካዓ ብጣዕሚ ኣድንቀካ ኣጀካ ኣይትንባዕ ካብ ይቅርታ ዝዓቢ የሎን ዘይጋገ ካዓ የሎን ፍፁም እግዚአብሔር እምበር ፍፁም ሰብ የሎን❤👏
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ኽብረተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ጋዜጠኛ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ኩሉ ነገርካ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ዘም ክብር ወላዲና ዕሮቆም ጎይታዋይ
በጀካ ምስድሩኡ ተዓኣርቁ 2ይ ክፋል ቀፅሉሉ ብዝተርፋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ምስ ስድራኻ የታኣርቅኻ ብሓቂ ለባም ስብ ጋዜጠኛ እውን ጀግና 🎉🎉🎉♥️♥️♥️
ዋዉ ደስ ክብል ጋዜጠኛ ኩሉ ዘዓደለካ ጎይታ ጠባይ ሙቁር
ጎይቶኦም ብጣዕሚ እየ ኣድኒቀካ ፁሩይ ልቢ ኣለኻ ግልፅነትካ እግዚኣብሄር ይፈፅመልካ
ኣብዋይ ኣደ ደቁ በዓልቲ ገዝኡ ይቅረ በልሉ ለዋህ እዩ ደቅኩም ብሓደ ኮይንኩም ኣዕብዩ
ኩቡር ጋዜጠኛ ዕረቆም ዘሓወይ ❤
አብ ትሕቲ ፈጣሪ ዕረቆም ጋዜጠኛ❤❤❤
ፀላኢካ ይንባዕ ዛሓወይ ይቅርታ ናይ ለባማት እዩ ። ይቅር ኢላ ክትዕረቁ ተስፋ ይገብር ኣጆካ ዛሓወይ ።ኣነ ብሓቂ ዘማዊ ሰብ ካብ ልበይ እየ ዝፅየፎ እንተ ናትካ ግን ልበይ ነኪኡኒ ዛሓውይ ተመሊስኩም ክርኢ ተስፋ ይገበር❤🎉
ኣነስ እዝ ጋዘጠኛ ክፎትዎ ዋውው ❤ እዝ ሓውናለ ምስ ባዓልት ቦቱ ትዓርይ ኻላኣይ ግዝየ ክቃርብ ተስፈ ይገብር🙏🌅
ጋዜጠኛ ማለት ግን ጎበዝ ዝሓወይ💚🙏ኣጆካኒ ዝሓውና ውን💚🙏ደስታዋ ብፈጣሪ ኣታዓርቆም💚🙏ብይቅርታ ንቀታሊ ኳ ዝዕረቅ🙏
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤🎉🎉
ጎይታዋይ ባዓል ፅሩይ ሕልና ኣያውተይ ይመስሉ ምስ ሓዳረም ዕረቆም
ክብር ሓወይ😢
ኣብ መንጎ ኣቲኻ ዕረቆም ዬኒኽ ሾዉ. በጃኻ
?😭😭😭ዓብዩ ሰብ እዩ ብእነት
ኣብ ካላኣይ ግዜ ተዓርቁ ሕዝኻዮ ትመፅእ ተስፋ ንገብሩ. 🙏🤗💋
ጋዜጠኝ ጠንካራ ኢካ በጃካ ምስ ሰበይቱ ዕረቆሞ እግዛቤሄረ ናብ ስድራካ የብልካ ❤🎉🎉❤❤❤❤
ጋዜጠኛ ዋውው ግን ኣሪቅካ ኣቅርበልና ❤
ኣምላክ ይቅረ ይበለልካ ኣቲ ክብርቲ ብዓል ቤቱ እውን ንጌጋ በዓል ቢትኪ ይቅረ ኢልኪ ናብ ንቡር ሓዳርኩም ተመለሱ ኣምላክ ብኽያትካ ጊጋኻ ርእዩ ናብ ሓዳርካ ይምለስካ
ምስ ሰበይቱ አራኽቦ ንኽልቲኦም አቅርበልና ብጣዕሚ እዩ ካብ ጌጉኡ ተማሂሩ እዚ ሰብ 🙏 ዕረቆም
በይዛካ ክብር ሓወይ ዕረቆም ❤
ዋዉ ፅብቁ ታሪክ
ፈጣሪ ሓሳብ ልብካ ይፉጠረልካ
ካብጌጋ ምእራምዉ ፈጣሪ ይፈትዎ
ጋዜጠኛ ርግዕ ዝበልካ ብሉፅ ቀፅለሉ❤❤ ሓውና ውን ኩሉ ገዲፍካ ናብ ደቅካ ክትምለስ ተስፋ ይገብር
ጋዜጠኛ ብጣዓሚ ንፉዕ ንባዓልቲ ገዝኡን ደቁን ንዑዑን አቅሪበልና 🥰🥰🥰🥰😂🥰
ብጣዕሚ ኣሕዚንኒ ዋ ትዓሪቁ ክርእዮ ተስፊ ይገብር ዝሓወይ
ጋዜጠኛ ምስ ብዓልቲ ቤቱ ዕረቀልና🙏
ፀላኢካ ይንባዕ ጎይታዋይ 😢ምስ ሰበይትካ ተዓሪቅካ ምስ ደቅካ ፍሽክ እናበልካ እንሪኤካ እስቲ ይኩን ክብርቲ በዓልቲ ቤቱ ሓሙኪ ጌግኡ ኣሚኑ ይቅርታ ኢሉ እንትነብዕ ኣይትጨክኒ ይቅር በልሉ ጌጋ ኣብ ደቂ ሰባት ዘሎ እዩ ብቻ ሓደ ፈጣሪ እዩ ዘይጋገ ደቅኩም እውን ፍቅሪ ወለዶም ፀጊቦም ይዕበዮ በይዛኪ ክብርቲ ሓፍተይ ልቱ ናይ ሐዚ በደላት ዘይኮነስ ንቱ መፃኢ ሂወትኩምን ሂወት ደቅኩምን ሕሰቢ ንሐዚ እዩ ዝተበደልክዮ ዝዝከረኪ እምበይ ይቅር እንተዘይልክሉ ንዳሕራይ ከጣዕሰኪ እዩ 😢😢ኣሕዋተይ ኣሓተይ ካብዙይ ብዙሕ ንምሃር ይቅር በሃልቲ ንኩን ሓዳርና ንፋስ እንትኣቶ ብፅቡቅ መንፈስ ይቅር ተበሃሂልና ንንደቆ እምበይ ኣይንትሃላለክ ህልክ ናብ ዘይተደለየ እዩ ዘእትወካ ንዳሕራይ ግን የጣዕሰካ ካብ ተፈላሊካ ደቅካ ብዘይ ፍቅሪ ወለዶም ምዕባይ ስብኣይን ሰበይትን እናፀገመካ ደቅካ ምብፃሕ እዩ ዘየጣዕስ ንደቅካ ኢልካ ንግዚኡ ዘሕለፍካዮ ሕራሮት ንዳሕራይ መሐጎሲ እዩ ✍️ኣያዋኒ መሲሉ ተሰሚዕኒ ትትነብዕ ኡፍፍፍ 😢😢😢
ግን ይቅሬታ ብሚድያ እምበር ብኣካል ኣይበለን ነታ ዉሽምኡ እዩ ብጌጋ ብስምዒት እየ ተናጊረዮ ምስኣ ክነብር ኣይደልን ኢሉ ንዓኣ ሶሪ ሓቲቱ ምስኣ እዩ ዝነብር ዘሎ ክሳብ ሐዚ ኣታ ንዓይ ከ መን ይሕዘነለይ 4ዓመት ቀይነይ ምስ ደቀይ ነቢዐ ዋይ ኡይ ዶ ክብል
ብጣዕሚ ዝገርም ሰብ እዬ ።ቁኑዕ ሰብ።ንኩልና ከምናቱ ቁኑዕ ልቢ ይሃበና።❤❤❤
ማርያምን ምስ ሰበይቱ ዕረቅዎ
እመብርሃነይ ሓደራኪ ኣብ መንጎም ሰላም ምለስሎም ከምቲ እትኣምኖ እግዚአብሔር ባህግካ ይሃብካ ዝሓወይ❤
ብጣዕም ዘምህር ታርክ እዩ ዘለካ ሓወይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ አብ እምነትካ ዘለካ ክብር አዝእ እየ ዘድንቀካ
በጃኻ ዕሮቆም
ጎይትኦም ሓወይ ንፁህልቢ ለባም ዓብዪ ሰብ እካ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ምሉእ ስደራቤትካ ምስ ሰበይቱ ተዓሪቆም ክንሪኦም ተስፋ ይገብር 🙏❤:: ጎይትኦም ሓወይ ብሓቂ ብዙሕ ተሚሂረ እየ ብጥዓሚይ እየ ለመስግንካ 🙏❤ journalist Full Honor i have go ahead My brother hank you so much🙏❤😘👍
ሰብ ይብድል እዩ
ሰብ ይገገ እዩ
ሰብ የግኒ እዩ
ሰብ ይስእን እዩ እሞ ካብ ጌጋኻ ተማሂርካ ካብ ጌጋኻ ውን ተኣሪመ ትብለና ውንኣለካ ምስ ሓዳረይ እውን ክዕረቕ ይሓስብ ኣለኹ ምስእትብሎ ዘለኻውን ፈጣሪ ይሓግዝካ ❤❤❤
እዚ ሓውና ናብ ውንኡ ዝተመለሰ ሰብዩ እግዚአብሔር የፅልለሉ
ብሓቂ ብጣዕሚ ጅግና ኣቦ እዩ ክንደይ ላዕልን ታሕትን ሓሊፍካ ኣብዙይ በፂሕካ ተመስገን. ጋዜጠኛ. ሓደራካ ምስ ሰበቱ ኣተዓርቆ ምስ ደቁን ብዓልቲ ገዝኡን ኣምፀአልና. ምስኡ በክየ😢 ይቅርታ ዝብል ሰብ ለባምዩ ትኣምኖፈጣሪ ናይልብካ ይሀብካ ጎታዋይ
እግዚአብሔር ኣምላክ ናብ ሓዳርካ ይምለስካ ክቡር ሓውና ተዓረቃ በጃኻ😢😢😢
ብሓቂ ብጣዕሚ ጅግና አቦ እዩ
ምስ ባዓልት ቤቱ ዕረቆም 😢❤❤
እቲ ሓታታይ ግን ማራ እዩ ንፉዕ ቀፅለሉ ❤️💛ጎይቶኦም ሓውና ካዓ ጅግና እኻ ብሓቂ ዝኩሉ ሽግር ኣሐሊፍካ ኣብዙይ ብምብፃሕኻ ሐጂ ውን ኣጀኻ ዝሓወይይ👌❤️❤️❤️
ክቡር ሓወይ በጀካ ዕረቆም ምስ ሰበይቱ ምሰ ስድራቤቱ ገይርካ ኣምፃኣልና ኣራዳድኣዮም ዋላ ብሰብ ገይርካ ማዓረይ
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
ጎይትኦም ዓርከይ ምስ በዓልቲ ገዛኻ ዘለኻ ይመስለኒ ነይሩ ፅባሕ ከምትዕረቁ ተስፋ ይገብር ዝዓርከይ።
እሞ ስራሕኻ ውን ጠንክር ክብለካ ይፈቱ።
ጋብር ይሓግዝካ ።