Amen it’s very refreshing to see people to prey for him and stand at the gap for him . God bless you and your family in the name of our Lord Jesus Christ
GOD now everything every body can stop before president you be daiyng GOD is Good ERITREA is the first they are dreaming. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ERITREA ❤🎉❤🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤🎉 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤ERITREA 🎉🎉🎉❤❤🎉❤🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ERITREA 🎉❤ERITREA 🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Preach the GOSPEL don't waste your time , if you are divinely called.Jesus never interfered with the Roman's rule while HE came to die for man kind . According to HIS promise,We are looking for a new heaven a new earth where righteousness dewleath.
Aytihazeley dea enber Profet Bini hawey yifetweka endiye gin haki kizareb kea Sile zeleni kulu amlak zeriayeka yifixem malet aykonen , eti tinbit mis semiu nikeymewt zixeleyu nerom eyom eti menfes kea teseru.
ሞት ንባሓሊሑ ከይከውን ደኣ ሞት ንበሃሊኡ
❤🎉❤ሰላም ኣምላኽ ንዓኻ ፕሮፌት ብንያም ሓወይ ጎይታ ይባርክካ ስለቲ ሰናይ ምኽርካ
አቶም ግደፉ, ብሞት ሰብ ዕልል ትብሉ, አቱም ብሞት ሰብ ትምቢት ትትምነዩ.. ግደፉ ግደፉ..እረ ዘይ ደሓነ ሰብ ክድሕን ግደፉ
አምላኽ ዕድመ እንተሃቦስ እንታይ ሐበጠኩም
ኣብ 2015 ኣብ ዩጋንዳ ሓደ ኣዚዩ ዓብዪ ዶክተር ኤርትራዊ ካብ ኢትዮጵያ መጺኡ ኣብ ካይሮ ግብጺ ኣብ ዩንቨርስቲ ዓቢይ ሓላፍነት ነይርዎ ፡ ኣብ ዩጋንዳ ኣብ ቤክርስትያን ኣብ መድረኽ ደይቡ "ንዓድኩምዶ ክትምለሱ ትደልዩ፧ " ክብል ሓቲትዎም ። እቲጉባኤ "እወ እወ" ኢሎም ። ቀጺሉ " እሞ ለይትን መዓልትን ብጸምን ጸሎትን ኢሳይያስ ክመውት ጸልዩ" ኢሉዎም። ካብ ምድረኽ ወርዱ እቲ ሕዝዎ ዝኸደ በተሰቡ ንዓይ ቀረባ ዓርከይ እዩ ፡ ክምለሱ ከለዉ " ዶክተር እንታይ ድኣ ዘረባዶ ኣይሞለቘካን ኣብ መድረኽ፧ ምስ በልኩዎ።" "ኣይ ኰነ ኢለ እየ ኣይተጋገኩን" ኢሉዎ። እቲ ዓርከይ ንዓይ ደዊሉ ዶኽተር ኣብ ቤ/ክርስትያ መደርኽ "ኢሳይያስ ክመውት ጸልዩ ኢለ መልእክቲ ኣመሓላሊፉ እሞ ንስኻከ እታይ ትብል፧" ኢሉኒ። ሽዑ ኣነ "ድሓን እንተይ ኣከራኸረና መን ይመውት ንጊዜ ንግደፎ" ኢለዮ። ሰብ ኣይ ኣምንን ግን ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ ኣብ መደቀሲኡ ብሀርታታክ መይቱ ተረዂቡ። እቲ ዓርከይ ደዊሉ " ስማዕ እስከ እቲ ዶክተር ዝበሎ ምስ ነገርኩዃ ዝበልካኒ "ድሓን መን ይመውት ንጊዜ ንግደፎ ዝበልካኒ፡ ትንቢት ዲኻተነቢካስ ዋላ እንታይ፧ እቲ ዶክተር እኮ መይቱ ሕጂ ተረዲእና" ኢሉኒ። ኣነ ሰንቢደ " ኣታወዲ ኣነ ትንቢት ኣይኰንኩን ተነቢየ ገለ ከይተልግበለይ" ኢለዮ ። " ነገሩ እዩ እኮ ገሪሙኒ " ኢሉኒ። "ኣይ ኣነስ ጉድጓድ ንኳዓቲኣ እዩ ኢለ እየ" ኢለዩ። ሕጂ ውን ብሩኰይ ተነሰሓላ እዛ ጉድጓድ ከይትኣትዋ? መጽሓፍ ቅድስ ሞት ብጻይካ ኣይትመነ እዩ ዝብል። ግድፉ ግደፉ!!!!!!
ኩሉኹም ኣብዚኣ ዘለኹም ሓልዮት ህዝብኹም ዘይብልኩም ኢኹም እሰያስ ድኣ ጋሕ ይበል ክንደይ ዕሸላት እኮ ይሞቱ ኣለወለ ጋሕ ይበል እሰያስ እዚ ጋኒንን ዓዲ ሃሎ ሕጂ ተምልኽዎ ዘለኹም ድማ ምስ ወግሐ ክትሔፍሩ ኢኹም ቢንያም ድማ ዘጠፋፍእካዮ ገንዘብ ድኻታትት ስድሪ ኣይሰደካንዩ እቲ ቅኑዕ ፈራዲ ባዕሉ ይፍረድካ ።
ወዲ አፎም አምላኽ የለምልምካ,ሽሕ ዒመት ንገስ.. አምላኽ ብርኽ የብልካ ወላ ወድኻ ናብ ንግስነት ይምጻእ አምላኽ እንተሊዎ
ኦኡኡ ኣታ ታይ gebrnaka tekezefu teketelu ሞቱ ስደትኩም yenwah merire yebxahkum ko eka teblna zeloka... Bhaki merahi entay ማለት yu aytredaekan abe eureten ኣምልኾን eseyas ኣቲኻ aloka
ኣቐዲምካ ነዛ ዓመት ትሰግራን ምዃንካ ኣረጋግጽ ንበሎም እዚኦም ኣገልገልቲ ድያብሎስ እዮም።
ጎይታ የሱስ ይባርኽካ ቢኒ ፍቁር ሓው።
ካብ ሕልሚ ድሌት ልቦም ዝነቐለ ትምኒት እዩ ቢኒ ሓወይ
"ይምነዩ እዩም ዘለዉ እምበር ኣይንበዩን ዘለዉ"። ሕማቕ ኣይትተምነዩ ወላ'ውን ንጸላእቱኹም, "ንዝረግምኹም መርቑ ንዝጸልኡኹም ኣፍቅሩ"እዩ ዝባሃል፡፡
ብዝኾነ ኢየሱስ ክርስቶስ አብ ፕሬዝዳንት ኤርትራ አቶ ኢሳያስ አፈወርቂ ጎይታ ዩ የሱስ ክርስቶስ የፍቅሮዩ ከድሕኖዩ እግዚአብሔር አምላክ ይኽእል ዩ
ኣሜን
ኣሜን ❤
ጎይታ ይርድኣዮም ዋላ ሞት ሰብ አንተኣራየናኩ ንጽልየሉ ክንብል ይግብኣና ጎይታኮ ሰናዩ ሞት 1 ሰብኮ ኣይደልንዩ😂😂😂ዕንቅፋት ወንጌል ኣምላኽ ይርዳኣና ኣክንዲ ክድሕኑ ናይ ሰላም ወንጌል ከነብጽሓሎም ንጓየይስ ጎይታ ይርዳና❤😂❤
well said Prophet Biniam. Blessings!!!
ብጣዕሚጽቡቅ ትምህርቲ አምላክ ይባርካ
ፕሬዚዳንት ኢሳያስ አፈወርቂ ከም ሃዋርያ ጳውሎስ ንየሱስ ክርስቶስ ክሰብኮዩ እግዚአብሔር አምላክ ብስም ጎይታናን መድሐኒናን የሱስ ክርስቶስ
We di 80 amet kkkkkkkkkkk
Amen it’s very refreshing to see people to prey for him and stand at the gap for him . God bless you and your family in the name of our Lord Jesus Christ
Kab agelgali diyablos nab zegerm brhan eseyas b shem yesus mwah yknelka
😂😂 way dnkurna 😢
ኣሜን ❤🎉❤
ጽቡቕ ትምህርቲ እንድዩ!!! ግን ነብያት ዝበሃሉ ከመይ ዝበሉ ኢዮም? ኣብ Social media ክግዕሩ ዝውዕልህን ኣድሒንናካ ዝብሉን ድዮም ነብያት?
ብረስደንተ አርትራ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ኩኩር ኔቢ እዩ ብሂወት ዘይ ክነብር ይኽእል እዩ ቃሉን መንፈሱን ግን ንዘላኣለም ክነብር እዩ ምኽንያቱ ናይ ኤርትራና ህላወን መሰረለት ድሕነታ መሪሕ ስለ ዝኾነ ።
Igziabiher abzihu ybarka ❤❤❤
ኣየ ቢንያም፣
ኣቦ ሓሶትን፣ ኣቦ ዓሎቕን።
ሰራቒ!!!
ለኽባጥ ፍጡር ኢኻ!!!
God bless you more and more prophet Bini hawey 🌹🌹🌹🌹🌺🌼🌺🌼❤❤❤
Amennnnnnn Amennnnnnn GBU moer nay Amlk Seb ❣️ ❣️ ❣️
ሻሎም፡ሽሎም ሻሎም እግአብሄር ይባርካ
Rukus seytan, n seb mot tmne, naka ygberelka, newram, lbi adgi, wedi afom knebr eyu, amlak barikwo eyo. 1000 iseias alewwa n eritrea,
Egziabher ybrkka tebarek ❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር አብዚሑ ይባርክካ።ንስካ ቅኑዕ ናይ እግዚአብሔር ሰብ ኢኻ። ቀጽሎ ነዞም ሓሰውቲ ነብያት አቃልዓዮም።ነቲ ብኣቃራጺ መንገዲ ክከዱ ዝደልዩ አመንቲ ድማ መምሀሪ ይኮኖም።
Wawwww Zeger Mleikti Goyta ybarka Buruk hawna❤❤❤❤❤❤
ፕሬዘዳንት ኢሳያስ አፈወርቂ ንኤርትራ ክመርሕ ዝመረጾ እግዚአብሔር አቦና እዩ ንዳዊት ዝለከዮ ዘይቲ ንፕሬዝዳንት ኢሳያስ ድማ ብዘይቱ ተለክዩ እዩ ስለዚ በጃኩም አብ ሰራህ አምላክ አቲኩም አይትፈላሰፋ 🇪🇷❤️🙏
ፕሬዝዳንት ኣምላኽ ዝመረጾ ጥራሕ እንተኾይኑ መንግስቱ ሃይለማርያም ክኣ ኣምላኽ እዩ መሪጽዎ ኔሩ ማለት እዩ🤔 30 ዓመት ቃልሲ ንምንታይ ኣድለየ 🤔 ክስቆረካ ኢለ ኣይኮንኩን 😭 ከምዘይ ነህልፈልካ ክትፈልጥ እምበር 😭 ጥልቂ ድንቁርና ህግደፍ መወዳእታ የቡሉን 😭😊
GOD now everything every body can stop before president you be daiyng GOD is Good ERITREA is the first they are dreaming. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ERITREA ❤🎉❤🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤🎉 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤ERITREA 🎉🎉🎉❤❤🎉❤🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ERITREA 🎉❤ERITREA 🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Preach the GOSPEL don't waste your time , if you are divinely called.Jesus never interfered with the Roman's rule while HE came to die for man kind . According to HIS promise,We are looking for a new heaven a new earth where righteousness dewleath.
😢😢😢kulukum hasewti sereqti medenagerti,
😢😢😢
ኣነስ ድልየተይ ብሩኻት የሕዋተይንፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፎርቂ ኣጥቢቅና ክንጽልየሉ ይግባኣና ካብሰቡ ርጉም ኮይኑ ኣይኮነን ከምንፈልጦ ሓደ ሰብ ሓዳሩ ክመርሕ ከማን ብጸሎት አንተዘይነቂሕና 1ይ አታ ኣምላኽ ፍትሕ ጸላአኹ ዝበሎ ክብትና ኣይድቅስንዩሞ ድያብሎስ ግዚኡ ፈሊጡ ከምዝጐዝም ኣንበሳ ይዘውር ኣሎ ስለዝብለና ንሕና ግዳ ውሉድ ኣምላኽ ን ኣምላክናን ጎይታናን ዝመጻሉ ፈሊጥና ናይቲ መስፍን ሰላም ጎይታ የሱስ ወንጌል ክንነግሮም ንትጋህ ንሱዩ መፍትሒ ክሉ ❤🎉❤🎉❤ነቶም ዕንቅፋት ዝኾኑ ክኣ አንተኺኢልና ብህድኣት ከነረድኦም ከም ቃሉ ኣብ አንዳጸልና ንፈትን ካብ ክርክር ግን ንህደመሉ ደኣ ብሩኻት የሕዋተይ ባአሲ ስለዝምጽአ 😂❤🎉❤ንወንጌል ዕንቅፋት ከይንኸውን
God bless you Bini
Wela ab mexehaf kudus kinrie kelenas ab nay Yonas zanta terienas terses kittefie eya zibil tnbit kab amlak eyu neru, amlakna gin mihretegna sile zikon mihret gerlom silezi kulu zeytefexeme tinbit hasot malet aykonen ❤❤
Freqalatka nakan nsidrabtkan ykun nsika aytisgera hasewti bshem amlak etishiqtu legata serihkum blieu
ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ክሳብ 2024 ተጸቢኩም ይገርም እዩ ንስካ ዝተነበካዮ ከ ኩሉ ተፈጺሙ ዲዩ ኣነ ንኢሳያስ ሞት ኣይምነየሉን እየ ግን ሃገር ንህዝቢ ከረክብ እዚ ኩሉ ደም ናይ ህዝብና ዘፍሰሶ ይክረታ ክሓትት ጎይታ ናይ ንስሓ ጊዘ ይሃቦ
Aytihazeley dea enber Profet Bini hawey yifetweka endiye gin haki kizareb kea Sile zeleni kulu amlak zeriayeka yifixem malet aykonen , eti tinbit mis semiu nikeymewt zixeleyu nerom eyom eti menfes kea teseru.
አዪዪዪዪዪዪ 😅ስኪ ጉደፉና ሎምስ ለቢምና ኢና ከነንብብ ጀሚርና...ጉደፉና ጥራሕ
ፍሽለት ትንቢት ጴንቴ በርዒኑ :: ናይ ድያኣብሎስ ቁጽሪ( 666) እዩ :: ዕላምኡ ንተዋህዶ ምፍራስ እዩ :: ብምራባውያን ዝምወል ጸረ 10 ትእዛዛት እዩ :: 79+21= 100 እምነየሉ :: ኣብ ኤርትራ ገነት ተተኽላ / እግዚኣብሄር ባርኽዋ እዩ :: ኣብ 2030 ምዕባለ ሲንጋፖር ክብጻሕ እዩ :: ኣሜን ::
እነ ኦርቶዶክስ እየ ግን ሓንቲ ሓቂ ረኺበልካ ንሳ ድማ ኣብቶም ሓቀኛ ኣመንቲ ኣምላኽ እንተተላጊጽካ እግዚኣብሄር ሕነ ይፈዲ ምባልካ እዩ።
ዳርጋ ኩልኹም መናፍቓን ን ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ኣብ ውሽጣ ኣቲኹም ፋሕ ከተብሉ ትጽዕሩ። ንምታይ ግን ኣብውሽጥና ተኣትዉ?
ብዛዕባ ናይቶም ሓሰውቲ ነብያት ድማ ሓቅኻ ኣለኻ።
ትርዳእ ሰብ ስለትመስል ኢየ ክጽሕፍ ተገዲደ፡
ኣምላኽ ንኹልና ኣዕይንተ ልቦናና ኽኸፈተልና ቅዱስ ፍቓዱ ይኹን
ንስካስ ብዙሕ ተነቢካ እንዲካ ደይ ግዜ ኢካ ዘይነገርካ 😢😢😢 ሕጂ ለባም መሲልካ ኣይትምጻእ ፡ኩላትኩም ሓደ ኢኩም ንስካስ ኢሰያስ ጅግና ኢልካ ትጉስጉስ ካድር እንዲካ ። እቲ ዝሕዝን ክርስትና ኣባኩም ዝወደቀሉ ኣብዚ እምነት ምህላውና እዩ 😢😢😢😢
Is true ❤❤
we want to hear your prophecy brother...do you have prophecy for 2025....
Do you have one ?
ረሳሕ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
እቶም ሞት ዝንበዩ ዘማርቱ አብ ርእሶም ይመለስ
ትምኒቶም ዩ ኔሩ ሽዑ ኣትሒና ትምኒትዩ ኢልና ኔርና ኢና።
❤❤
ሰይጣውንቲን ሰዓብቲ ዲያብሎስ ዶ ይንበዩ እዮም ኣንታ ክቡር ሓወይ ፡ ኣይትጋገ ለይቲ ለይቲ ልዋም ለይቲ ስለዘይብሎም ካብ ፍርሒ ዝተላዕለ ሃተፍተፍን ዓጀውጀውን እንተዘውተሩ ከመይ ኢሉ ይገርመካ ፡፡
ልቡ ዘይንጹህ ሰብ ፡ ካብ መልሓሱ ንጹህ ዘረባ ከውጽእ ፍጹም ኣይክእልን ፡፡
ሞት ዝንበዩ ኩሎም ፡ ብደዎም ምዉታት እዮም፡ ካብ ምዉታት ድማ ፡ ናይ ህልዋን ዘረባ ክዛረቡ ፍጹም ኣይክእሉን ፡፡
ዓወት ንሓፋሽ ኣታ ፡ ዓወት ንሓፋሽ ! ! ! !
© ጸዓተ 2025
Tikikl zbilae zereba
Amen
ተጠበቁ ካብ ሃሰዉቲ ፓስተር ናይ ኤርትራ ልኡካት ህግደፍ እዮም ሸይጣን እዮም በአለ እዚ ቢኒያም ስልያ ህግደፍ እዩ ሃሰዉቲ መደናገሪ እኩም ሰብ መጽሐፍ ቅዱስ ሂዙ አብጎዳጉድ እዮም ዘለዉ 20 አመት
በጂካ አፍካ ዝሀበካ አይትዛረብ ኡሱ በታ መጽሐፍ ቁዱስ ኢዩ ገሊጹ
ሐሳዳት ዘረባኹም ብሽም የሱስ ይፍረስ
ኣንቱም ሓሰውቲ ነብያት መዓልትኹም ኣኺላ ኢያ ብግልኹም ጽሊኢ ክህልወኩም ይኽእል ይኸውን ብሽም፡ኣምላኽ ግን ኣይትሸቅጡ ኣምላኽ ፍርሑ
እዚ ህዝቢ ዘይትገድፍዎ ሓሰውቲ
Amlak hiyaw eu, president Eseyas goyta yefkiro eu.
Zseleo seb entelo amlak edime hibwo yenbr alo.
Nihna men ena, namlak tegagika nblo.
Klte gizie kezarbekum eu.
Chiristian zeysli amlak zfetwo zeyngebr.
ሽይጣን ንአመሉ መጽሐፍ ቁዱስ ይምሕል
ረሳሕ 😂 ሐሳዊ መዳናገሪ
You guys please be wise God is in control.
ንስኻ ዝተነበኻዮ ናይ ሓሶት ትንቢት men ይርስኦ 😭 ነዛ ብኮ ተጠቂምካ ብጹዕ ክትመስል ኣይትኽእልን ኢኻ 😭 ኣሰልቻዊ ትሕቲ ሰብ 😭
እንታይ ዩ እዚ አርእስቲ ጌርካዮ ዘሎኻ ኦንታይ ማለት ዩ አርእስትኻን ዘረባኻን በበይኑ
Wey niska amkak eyu zei ferun
Blad seb
እንታይ ሕልሙዄ ሐሰውቲ
Listening to you is wasting time.
ብዝኾነ ኢየሱስ ክርስቶስ አብ ፕሬዝዳንት ኤርትራ አቶ ኢሳያስ አፈወርቂ ጎይታ ዩ የሱስ ክርስቶስ የፍቅሮዩ ከድሕኖዩ እግዚአብሔር አምላክ ይኽእል ዩ