Please try to find out the reason of the grage between eplf and tplf in 1977 (1984). That time tigray was striken by drought and aid which entered tigray was reexported for sale while people starving to death. Eplf was against reexporting. Eplf distributed to the public as a result not a single person died Eplf wanted tplf to follow its pursuit for the benefit of graying people.
ስለምታይ ኢዮም ተጋሩ ምሳይል ደርቢዮም ከም ዝዓደሙና ዘይገልጽዋ ተጋሩ
አየ መከራ ወያነ ዘጥፍኣ ምስ ሻዕብያ ዝኸሐዳላ ማዓልቲ ያ አኸለ
ብዛዓባ ሽግር ትግራይ ዘይዛረብ
Eritrea eritrea kiblu giziom yehlufu alewu
ስማዕ ንወያነ ዘይፈልጥ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር የሎን ። ምናልባት ክትሓቶ ዘለካ መን ኢዩ ሰላም ዝደሊ ፡ድሕሪ ነዊሕ ኣብ ዝጥዕመና ብዝዓደሙና ወሲና ቀጺዕናዮም። ብዛዕባ ወያነ ምዝራቦም ገና ሓሶት ይቕጽሉ ኣለዉ
ገና ኩርማጅ ኣላ፨
ስዩም መስፍን ካብ ኢትዮጵያ ሃዲሞም ንትግራይ ህዝቢ ኣኪቡ ጸሓይ ዓሪባትና ኣድሑንና ረሲዕናኩም ጸኒሕና ኢሉ ከምዝመደረ ንዝክር ።
ብጣዕሚ ሓሳዊ ኢኻ
ጀነራል ሓቂ ክትዛረብ ምሓሸካ ሕጂ ኣብ ኢትዮጵያ ክትሰርሕ ከምዘይ ትኽእል ምስፈለጥካ ክንድዚ ዓፈር ፈር ኣብ ክንዲ ንህዝቢ ዘቃራርብ ጨፍጨፍትና ቀተልትና ክትብሉ ፅሓይ ዓሪብኩም::
ናቱ ሩሑስ ሐዱሽ ዓመት ይግበረልካ
ምሰ ሰደራካ
ወያነ ዝተፈላለየት ከም ጡጡኾ ሐራስ እያ ናቲ ጀግና ተጋዳላኖ እዩ
ክንፈ ዳኞዉ ሕጂዉን ተንከስ በል ክትጥልጠል ኢኻ አለና ደቒ ሻዓቢያ መንደላይ
እዞም መራሕቲ ናይ ህወሓት ደናቁር ሓንጎሎም ዝነቀጸ ኣዝዮም ድሑራት እዮም ። ኤርትራ ወሪራትና መውጺኢ ኣፎም እዩ ። 100% ወያነ እዩ ወሪሩ ካልእ ይትረፍ ባድመ ኣብቲ ናይ ቀደም ኣብ መንጎ ኢትዮጲያን ኤርትራ ዝነበረ ባድመ 7 ኪሜ ካብ ዶብ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ እያ ነይራ ። እቲ ኣመጽቲ ሰረቅቲ ምኳኖ ግን ዋላ ሕጂውን ባድመ ናብ ኤርትራ ትእቶ ገና በቲ ደንጎሮ ንቁጽ ሓንጎሎም ኤርትራ ባድመ ወሪሩና ይብሉ ። እዚኦም ብሓሶት ዝነብሩ ሕማቃት ድሑራት መራሕቲ ህወሓት ሻዕብያ ይኹን ህዝቢ ኤርትራ ካብ ዓቅሙ ንላዕሊ ሓጊዝዎም እንበር ። ድሕሪ ናጽነት ሻዕብያ ወደብ ማሳዋ ብቀዳምነት ንህዝቢ ትግራይ ወሲኑ ይጥቀምሉ ነይሮም ።
Eziom kdmsesu tray eu zelewom beka beziom knchnek knharkn aykonan Tegaru zbehalu hmam eyom
ኮሎኔል ደመቀ ቁርጡን ንግረችሃል መሬቱ ያአማራ ነው የትግራይ ትወላጅ እንደማንኛውም ኢትዪጵያዊ መኖርና ሰርቶ መብላት መብቱ ነው በዚህ እንተናመን
ናቱ እቲ እኽሊ ዝመጽእ ዝነበረ ካብ ኣፍ ትግራይ መንዚዖም ይሸጥዎ ኔሮም።ነዚ ግን ኣይዛረብሉን እዮም።ተልሜደን ፖሊቲካ ኢና ንብሎ።ኣፉ እንተዝሕዝ ምሕሾ።
Shabya Arawit ente koynu nskatkum ke.... Atman..
Tegaru haseka alo ab rehskum.
ምስ ኣረጉ ተናሲሖም ኣይስቆሮምን ኢዩ ናቱ 😂😂
Merhaba Natu Anbessa Abo Selam
Hesawi balom gemirom badme ms america koynom aywg e ayselam geyrom melisom eddna bisha ,eletric eritrea b misayl herimom hesdwti eyom eti mengedi abiyomna zbelo eti ekli. Kab tigray n suwan eyom sheytemo tigray zeyhelfela nab shabia yelagblu aye tegaru neziom ab higi akrbwom
እዛ ምርኽቲ ጀርናል ሕጂውን ከይሓነከት ክትፍክር ጀሚራ ማንቲለ ኣውሊ 🐇
20 Amet zgebrkumo ktzareblu aytdelyun ekum
Natawi selam selam
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👏👏👏👏
Selam. Natu. Hawna. Ajoka. Kexlo. Nselam. Btgebro. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ካልእ ኢሞ ይጽናሓልና.ኣብ 77 ሻዒቢያ.እንተበዲሎምኩም ስለ ምንታይ ኣብ መጥቃዒቲ ሽረ.ዓዲምኩሞሞ ካልኣይ መጥቃዒቲ.ኣሶሳ ወለጋ ስጋብ ኣራት ኪሎ ዝነበረ ጀግንነት ሻዒቢያ በሓየሎም.ኣጆካ ጂግና ወዲ ኤረ.ኣበልኩምን ዝገርም ክሕደት ትወሳኪ ሻዒቢያ ን 3 ዓመት.ኣራት ኪሎን ከባቢኣን.ስጋብ መሳርዒኩም ዝማዓራረ ዝነበረ.ደገፍ የቀንያልና ኢልኩም ከም ዘፋኖኩሞ ስለዚ ኣራዊት ኢልካ.ትዝልፎ ካብ 77 ዓመት ምህረት ኣንጻርና ነሩ ትብል ዳኛወ እዚ ዝሓለፈ ታሪክ ሱኑዲ እዩ ክብርካ ዝህስስ ዛንታ.ካብ ምኮን ሓሊፉ.ዝጥምዘዝ ታሪክ የለን ኣትላዋወስ.ነዉራም ኢካ
Hi Natu hawna, rukus hadish amet 🎉🎉🎉 🎉🎉 ezi kinfe Dagnew dika zbelkayo, hade tsemam eu zmesl nsu wn. Shaebya Badme weriru lualawnet tgray gihsu ybl alo. Tsemam denkoro koynu ember badme nay men dia?
👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኩናት ባድመ ሓደ ካብቶም ዝተቓወመ ሓዮሎም ኢዩ ነይሩ ንሓዮሎም ክቕተል ዘአዘዘ መልስ ብመገዲ ወዲ ያሲን ኮነ ተባሂሉ ።
ካብኡስ እቶም ኮፍ ኢሎም ዝሰምዑ ይገዱ
1 ገብሩ አስራት
2 ጻድቃን ገብረ ትንሳኤ
3 ሰየ ኣብርሃ......
አዮም ኩናት ባድመ ጊሮሞ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Nice
ሕውሓት ጊላታት ናይ ሻዕብያ ኔሮም /
ድሕሪኡ ኸኣ ባራዩ ናይ ምዕራባውያን UsA እዮም
ሓያል ምሁር ሰብ ። ዝግቦኦም መልሲ ብትሕትና ምሃብካ ፍሉይ ንኡድ ሰብ እብሉካ ።
Gennaaaaa ktdegdegu eyu zelekum. Aytmharun ekum
ባዶ ፍኸራን ጃህራን ተሓንጊጥኩም ንህዝቢ ትግራይ ዋጋ ኣኽፊለሞ
ሕጂ ውን ንዕሸላት መንእሰያ ደም ናይ የሕዋቶም ከይነቐጸ ዋጋ ከኽፍልዎ ናይ ሓሶት መናፍሕ ይነፍሑ ኣለዉ ዓገብ👈
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎁🎁🎁🎁🎁
83 ድማ ታሐንጊርካ አዲስ አበባ አታኻ ሰራቂ
" ግመል ሰሮቆ ኣጎንብሶ"አታ ራሰያ (ዝሰረቃ)ምግዛፋ ቁመታሰለስተ ዕጽፊ ናይታ ግመል ዶ ይኾወን ወየከ"ኣ ክልተዕጽፊ ናኡታ ብጫ ሆሊከብተር ፡ካቴና ኣብ ኢድዱ ኣቲዎ ናብ ቅሊቲ ቤት ማሕቡስ ብሰማይ አንደኣበረተት፡ዘብጽሓቶ ዶ ትኸውን ክፈልጥ ደሊየ አየ፡፡
ሻዓቢያ ንሽረ እንዳ ስላሰ ነዋርሕ ዘአበየካ ንምታይዳአ ሻዓቢያ ንሽረ፡ ናጻ አዉጺኢዋ ሓሳዊ ዳኞዉ ኛዉ ዱመት
100k
እንታይ ክትገብር ደሀን ትብል ናቱ ጀግና መወዳደርቲ የብሊን
ናቱ ነፍሲ ርሁሲ አውዲአመት
ናይዚኦም ጉዲ ብዙህ እዩ ለያብ እዮም
ናቱ ርሑስ ሓድሽ ዓመት🎉🎉🎉 ናቱ ቁኑዕ ሰብ ቀሪብካ ኢኻ ጻዕርኻ ኣብ ፍረ ክበጽሕ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ብሰላም ተኻባቢሮም ክነብሩ❤❤❤🎉🎉
Natu
Welcome Natu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🎮🎮☠️Weyane ☠️🎮🎮🤣🤣
አዞም መራሕቲ ወያነ ሓቂ መርዚ ስለ ዝኾነ ነቲ መን አሰይ ፍጹም ሓሶት ትሪዝኽ ኢዮ ዘውርስዎ ዘሎዉ። ውግ አ ባድመ ብኸመይ ከም ዝጀመረ በቲ ክውንን ጭቡጥን ታርኻዊ ድዝሕሪ ባይታ ከዕሉ ፈጺሞም ኣይደልዩን።ሓሶት ስትራተጂካዊ መስርሕ ስለ ናይ ሓሶት ትረኻ ጥራይ ኢዮ ክዛረቡ ዥኽ አሉ። አዚ ካኣ መርገም ኢዩ ብ ሄራዊ መግልጺኻ ክኸውን። ኣድህነነ አምኩሉ አኩይ።
አታ መርከብ፡
hasawi xikone sebay.
Natu hekja tegrwey
እሞ ሕጂዉን ዓድዋ መቀለ እንድርታ ከም ጥጡቆ ሐራሳት ዝተከፋፈልኩም ኢኹም
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ካብኩሉኹም እዛ ጓል አነስተይቲ ትበልፅ።ንስኻትኩም እንታይ ኢዩ ሓወሳብኩም!ንግለሰብ ስለዝፀላኹም ኢትዩጲያ ትጥፋእ ዲዩ።ወይ ከምቀደምኩም አብ አራት ኪለቀ ክትመፁ ሞ ደሓራይ ዓዲ
ክትጉሕጉ ዲያ ሓሳብኩም።ንስኻትኩም ዶ አይኮንኩሙን 'ስርቂ' ስራሕ ኢዩ ዝበልኩም።ንባዕሉኹም ሰሪቅኩም ንጓሕጓሕቲ አረከብኩሙዋ ሃዲምኩም።ብ1997 አብ አዲሰ አበባ ምስተሰዓርኩም ንከባቢ ንሀገረሰብ ከድኩም ንኸተማ ምርቲ ከይትሸጡ ኢልኩም ነታ ትማሃርኩሙላ ዓዲ ብኽፍአት አብሽግር አእቲኹማ።ተበሊዓ ዘይትዉዳእ ዓዲ ሕጂ እዉን ተረፍመረፍ ትበልዑ አለኹም።አቋም የብልኩምን ሕጂ ድማ ምስታ ትፈርሕዋ ንርእሳ ዘይትጠቅም ጎረበት ልቅመፅመፅ ትብሉ አለኹም።አብ ትግራ ደቂ ትግራ ተማሃሮ ደቂ አንስቲ ካብ ትምህርቲ ቤት ተባርሩ ሽፍታ መራሕቲ ኢኹም።ዘረኛታት አይትሓፍሩን ዲኹም ወደበሻሻ እንዳበልኩም ትዛረቡ ንሱኹምከ ደቂ መን ኢኹም።ደቂ ዓድዋ።በሻሻ ኮ ጅማ ዓዲ ቡን ኢያ።ቡንን ካልእ ሲሳይ ናይ ዚ ዓዲ ናብ ናብቲ ዘለኹሞ ዓዲ አሰጊርኩም ትበልዕዎ አለኹም።ጉዳማት ኢኹም።ሰብ ኩሉ ፈሊጡኩም።
ወያነ ኣብዚ ሰብዓን ሸውዓተን ብጣዕሚ ንጽልኢ ይትኹቱኹ ስለ ዝነበሩ ቦብታና ንሓዝ ኮይኑ ወያነ ቆልዓ ጻሕታሪ ግጭት'ዩ ነይሩ ሎሚ ብወገን ኤርትራ መልሲ ስለ ዘየለ እተ ዘይኮይኑ ግን ብሓቂ መልሲ ነይርዎ።
Please try to find out the reason of the grage between eplf and tplf in 1977 (1984). That time tigray was striken by drought and aid which entered tigray was reexported for sale while people starving to death. Eplf was against reexporting. Eplf distributed to the public as a result not a single person died
Eplf wanted tplf to follow its pursuit for the benefit of graying people.
ሃይ ናቱ እዛ በላሕ ሰበይቲ ብህይወት ኣላ'ዶ ? 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አየ ደቒ ዓድዋ ረሚስኩማ ትግራይ😢
ካብ ሻዕብያ ሕዚ ድማ ናብ ደቂ ዓድዋ???? ዝገርም!!!
ክላ! እዚ ሰብ ናይቲ ፍሉይ ሓንጎል ዝነበሮ ኣጽብሃ ዳኘው ሓው ህይወት ዘይዓጠጦስ ብዛዕባ ካልእ???
Natu ane zfeltom tray deki adwa beal wesi asefa wedi adulam
Shire sheraro bzuhat deki weteaderat ethiopia zweledwom hji ygadelu alewu ms abotatom amharu,,slezi gele wn tesewiom eyom
Bzuhat tegaru eyom deki weteharer gn bsenki weyane eu
Knfe ab mekele kof bel sebay kun emo Shabiya drar amora kgebreka eu ata seraki
ናትናኤል በሊሕ ብአእሙሮን ብኪናትን ዝዋጋእ ጀግና ትግራዋይ እዩ ተዋዳዳሪ ዘይቡሉ እንኮ ሰብ እዩ
Nskum zgeberkmo aynrson ena hasawi muruk eta kurmaj nay shabya nafikaya
ስታሊን ሸለል በሎ ናቱ
ሕውሃት ሃስውቲ መአስ ኢኩም ካብ ተንኮልን ክፋትን ትወጹ እዋይ መርገም
Abey alo Hluf alemu ,,dhri merexa hadia la bzalambesa kbehal ktfkru meret aytxrni elkum hji wn Tegaru tenkolkumn akmkumn fletwo tezeykoynu Shabiya ena aynzarebn alem zesekh kngebrekum ena nay hji waza aykonen nskum kelekum selam yelen knkebrekum ena
ባድመ ልቀቅ ውጻእ ዋእ ወዲ ኧድዋ መቀለ እልኻ አይትኸፋፍል መሀይም ይዋል ይደር ደሀን
ንምንታይ ሚሳይል ደርቢኹም ነቶም ተበርከኺቲ ኤሪትራዉያን እንቓዓ አብራሃኻልና ፡ ።
ስማዕ ንወያነ ዘይፈልጥ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር የሎን ። ምናልባት ክትሓቶ ዘለካ መን ኢዩ ሰላም ዝደሊ ፡ድሕሪ ነዊሕ ኣብ ዝጥዕመና ብዝዓደሙና ወሲና ቀጺዕናዮም። ብዛዕባ ወያነ ምዝራቦም ገና ሓሶት ይቕጽሉ ኣለዉ
ገና ኩርማጅ ኣላ፨
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤