Are such people like this person the only people TPLF has as analysts, supporters /or members? The immature analysis of the person shows to what extent the party is sadly politically impoverished. I'm very sorry!
Very vague argument! Tigrai is governed by TPLF unless you want the agreement to collapse. I really wonder the interviewers arguments, he need to do his homework to find the facts. Why he just listen and learn. I hope he is not motivated by hatredness.
🙏❤️ጅግና ሽሻይ✅✅🙏
እፍሬም ጉዳይ ናይ መከተ ገንዘብ እንተኾይኑ ኣያ ጌታቸው ሓብርካ ኦዲት ገርና እና ኣብ መዓልኡ ኣውዕልናዮ እና ይሉ
ኤፍረም ከም ጋዘጠኛ ህንካን ሃባን እዩ ፍታሕ ዘምጽእ።
ዋይ ኤፍሬም ዐርከይ ሽግር ትግራይ ድአ ከመይ ክፍታሕ ኦሮማይ ኢትዮጵያ ናይ ኦሮሞ ሀገር ኮይና እያ መንግስቲ ኦሮሞ ብነዊሕ ገመድ ከም ደርሆ ተአሲራ ትግራይ
በረኸት እትባሃል ሰብ ተነቂሕልካ እዩ።
ኣብ ቤተክርስታንን ኣብ መስጊድን ኣጽዋር ትሓብኡሉ ዝነበርኩ ብኸመይ ትሃሪሙ ትብሉ😂😂😂😂
ልጡጥ
😂😂😂😂😂 ኣየ እወ ንኤርትራውያን ከተባእሱ
ፈስቲቫል ክግበር ከሎ እዚኦም ሻዓብያ ኢዮም እዳበልኩም ተጋሩ ከተረፍኩም ሰብ ክትሃርሙ ዝመጻኹም ዘክሩ ባዳታት
ኤርትራውያ ዓሲብኩም በልዎም
እዳበልኩም ትሕግዙ ዝነበርኩም ዘክሩ ንሞት የሕዋት ከይተረፈ ፈላሊኹም ከተጻናንዑ ሪኢና እሞ ሕጂ ድኣ እንታይ ተረኽበ ሓድነት ንግበር ኣይንፋላለ ትብሉ ንኤርትራዊ ከተባእሱ ግን ትጽዕሩ እሞ ንዃዕ ሓጎሰኩም።
ህወሓት ማለሊት አቅምታት ትግራይ ሸይጡ ባንክን ታንክን ነፈርትን ራሕሪሑ ዝሓደመ ነውራም ዝበስበሰ ዝአጎለ እክብካብ ዘድሕኖ ሕዝብን አድን የለን :ሲሰ ስቅ አኢልካ ዓጉር ከም ጉጅለኻ።
አፍ ድዩ ዘይብሉ እቲ ሰራዊት ባዕሉ መግለፂ ዘይህብ ኤፍሬም እዚ ሰብአይ እዚ አይምጥነካን ንምንታይ ተቕርቦ ዕንጉለ ኮ እዩ
"ተጋደላይ እየ" ኢልካ ኻኣ ትዛረብ! ኣሹንኳይንዶ ተጋዳላይ ክትውንስ ኑኡሸተይ እውን ሀሁ እዉን ዝቆፀርካ ኣይመስለንን ፤ ጭራሽ ንብልፅግና ደጊፍካስ ሰራዊት ትብትን?
Are such people like this person the only people TPLF has as analysts, supporters /or members? The immature analysis of the person shows to what extent the party is sadly politically impoverished. I'm very sorry!
This guy looks like Isayas Asfaha ,shabia singer ,are they related?
አብ ሖሖት ተሰቀል ቦርኮ ጉባኤ ግበር ተባሂሉ እንዳሀለወ በጃኻ ርእሰኻ ውቖሮ።3 ሚትሮ ዝአክል ርእሲ ሒዝካ ተጠቐመሉ😢ሰብሐተ መሰል።
Very vague argument! Tigrai is governed by TPLF unless you want the agreement to collapse. I really wonder the interviewers arguments, he need to do his homework to find the facts. Why he just listen and learn. I hope he is not motivated by hatredness.
Banda ኢኻ ብኣልኻ።
አምሓርኛ ዘይሰምዕ ኸይኾዉን እዚ ሰብኣይ እቲ ጉባኤ ሕጋዊ ኣይኾነን ተባሂሉ ዝሓደረ'የ ምርጫ ቦርድ ዘይፈልጣ ጉባኤ ኣይበሃል እዚ ዑቡድ ካድረ'ዩ ኣይተሓዘሉ ዓገርገር'ዩ
ሽሻይ ደብረጽዬን እንትኸይድ ነይሩ ምደገፈካዬ ኔርርካ ቦታኻ ደደቢት ወይ ራራ ማድያ እዩ
You are looking for faults. It was open invitation. You cant prove what you said. You dont have to support. You are completely out of the reality.