It’s great to see a couple of Eritrea 🇪🇷 UA-cam channels hosted by intelligent educated ppl. The way you articulated your message kept me to listen until the end. Keep up the good work!
Good question. I think virtual demarcation (GPS) is actually better as it is more scientific. Hence, the border is already demarcated. Physical demarcation helps if it is done in addition to virtual.
ናይ ኢትዮጵያውያን ነገር ንዖኦም ዩ ዝመልከት ንሕና ንወያነ ኣይንኣምን ንኻለኦት ሓይልታት ኢትዮጵያውን ውን ኣይንድግፍን ናዓና ንኤርትራውያን ኩሎም ሓደ እዮም ቀጥ ኣቢልና ዶባትና ምሕላው እዩ ወዲሓወቦይ ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል ዕርፊ ጥራይ ነጽንዕ።
❤🇪🇷🎉❤🇪🇷❤🎉❤🇪🇷❤🎉!!!
Kulom ETHIOPIA 🇪🇹 milieti tarikawit xelaetina mukuanom:: netbi kinenbrelu ygbeanayu please please 🙏.ERITREAWIYAN NESTEWIEL.
Good analysis Mr Dani keep it up!!
ስልቲ!
እዛ ሓው መምህር ዳኒኤል ምስላ ከልቢ ዘቅረባ ትብላዕ ዘረባ ኢያ፡ ለካ ወነንቲ ባረዩ ማለት ስሌቭ ማስተርስ፡ ዝያዳ ዘደልድልን ዘደንቁርን፡ ስብሕን ሓፊስ ጸባን ዝቅልብዎም ዝነበሩስ፡ መሰሎም ፈሊጦም ረብሕኦም ከይጎድሎም ኢዩ😀
🤝❤🕊
It’s great to see a couple of Eritrea 🇪🇷 UA-cam channels hosted by intelligent educated ppl. The way you articulated your message kept me to listen until the end. Keep up the good work!
ምስ ኢትዮጵያውያን ብፍላይ ምስዞም ጋሓላሉ ተጋሩ ሕውነት ዝብሃል የለን ኣይሰማም
Yes never again
Welcome Dani go forward brother we are beside always with you.
🇪🇷❤🇪🇷ሰላም ዳኒ ብጣዕሚ ጽቡቕ ተንተና 🇪🇷❤🇪🇷
መርሓባ ዳኒ ሓውና ጽቡቅ ኣገላልጻ ዳኒ ሓየት🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪💪👍
ተዓወት 👍👍👍👍💝💝💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ እዎናዊ ምኽሪ ሃዘል ትንታኔ ፤ ልቦና ንዘለዎ ክጥቀመሉ ይኽእል እዩ 🙏ዳኒ ። አትጥፍኣና ። ምስ ኣሜሪካ ዘለና ርክብ ካብ አሜሪካ ጥራይ አንጸበዮ ፤ ነቲ ናትና ናይ ፕሎማሲ ማእጾ ከም ከም ግዚኡ ናመዘና ካይገፍህ ቁሩብ ክፍት ከነብሎ ይግባኣና እዩ ።🌴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴
❤❤❤❤❤
ኢትዮጵያ ክትፈርስ ክትለምዕ ጉዳይና ኣይኮነን ኢትዮጵያ ዋላ ሃደሽዶሽ ትበል
መርሓባ ዳኒ ሓወይ
ናይ ብሓቂ ትኽክል መግለጺ፣ ወያኔ ንጀብሃ ከዲዓማ፣ ንሻዕብያ ከዲዖማ ንመንግስቲ ኤርትራ ከዲዖሞ፣ እዚኦም ክእመኑ ዘይብሎም ከዳዓት ሓሳዳት ጎሮቤት እዮም፤ ሎሚ ወያኔ ባዕላ ንባዕላ ትባላዕ ኣላ ነዚ ኽንርኢ ዘብቅዓና ሉኡል እግዚኣብሔር ዝተመስገነ ይኹን።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መስጣና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓቂ ትሓቅቅ እምበር ኣይትሰዓርን። ኤርትራ ኣብ ሓቂ እያ ደው ኢላ ስዒራ።
GOD BLESSED ERITREA 🇪🇷 🙏 🙌 ❤️ PEOPLE.
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 prevail 🇪🇷 ♥️
Long live Hizbawi gnbar 🎉❤❤
Thank you Hizbawi gnbar ❤
ዳኒ ጀግና በርታ አይዛቹ
ጌታ ምድራችን ሰራዊታችን ህዝባችን መንግስታችን ይባረክልን🙏🇪🇷🇪🇷❤😅🇪🇷
ዋላ ኣብ ድቃሶም ኹሉ ወያነን ህዝቦምን ሕልሚ ክፍኣትን ገበንን ካልእ ጽቡቕ ነገር ካብዞም መርዛማት መንሽሮ ሰባት ኣይወጽእን፣
ሕጂ ድማ ወያነን ህዝቦምን ዝዘርእዎ ይዓጽዱ ኣለዉ::
ከቢዲ ዋጋ አኪፋለሙና 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷😥🇪🇷🇪🇷🇪🇷
That is transformation and not a failure
Dani
ኩሉ ሽጊር ካይኑ ደብ ተከፋቱ አብ ዓዲና ነይረ ኩፋእ ርእና ኩሉ ወዮ ካይኑ 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሕማቅ ዝሐስብ ሕማቅ ይፍደ ናይ ኢዶሞ ውን ረኪቦሞ ሩጉማት ጎረቤት የሕዋትና ኮይኖሞ አይፈልጡን ንሕና ኤርትራውያን ኢና።። ✊✊✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊
ሰላም
ዕብዳን ኢትዮጵያውያን ብፍላይ ድማ ዕብዳን ተጋሩ ሓንሳብን ንሓዋሩን ኣብቂዑሎ።ብሕጂ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ትግራይይ ዝነበሩ ዕንደራታት ብሳላ ሻዕብያ ዝመርሓ ኤርትራ ብሕጂ ንእትሙጽእ ኤርትራን ዎሎዶ ኤርትራን ልዕሊ ኩሉ ግዜ ጥንቄቐን ጉርሕን ከድልየናዩ ኣየደቅሱናን ኢዮም
"አሕዋት ኢና" ዝብሉና ፈትዮምና ዘይኮነስ ደቂ ከበሳ ትግራዎት እዮም ንምባል ዝዓለመ እዩ። እዚ ከአ መንነትና ንከጥቅዑ ዘምጽእዎ ሜላ እዩ። ንዓና ኩሉ አፍሪቃዊ ሓውና እዩ ግን ዓዓድና አለና።
ዳኒ ሓውና ጽቡቕ መደብን ብሱልን እሩምን ዘዕግብ ኣገላልጻ 👍🇪🇷ኤርትራ ከማኹም ሑቡናት ሃገራዊያ ሰብ ኣለዋ 🇪🇷ኤርትራ ንዘለኣለም ከቢራን ደሚቓን ትንበር🇪🇷👍🇪🇷♥️🇪🇷🌹🇪🇷🌿🇪🇷🙏🇪🇷💪🇪🇷💯🇪🇷
Good job ይብል from Boston.
Erfena metsnae Tray Eyu❤
Please like, share, comments and subscribe
Thank you very informative 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏
ናይ ሕቶታት ግዜ ግበረሉ ዳኒ
Thank you, good info. ,ኩሉ አባና ዝተአልመ አብኦም ተገሏቢጡ
Mis ezom hizby ezom dobna betrkolata mixar eyu zedlyna gurbtna aynedln 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዳኒ ሓወይ ዓቢ ሰብ መቅሰን ❤❤❤❤❤❤❤
መርሓባ ዳኒ ዓቢ መምህር ጽቡቕ ጽፉፍ ትንተና ይብል ወዲ ሓላል መሬት ❤ ክብረት ይሃብካ ናይ ዚኦም ተጋሩ መትሃዚ የብሎምን ሓሶት ስርቂ ምትላል ናቶም እዩ ብሓጺሩ ደናቁር እዩ” ም❤ ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናተይ ሐሳብ እግዚአብሔር አምላኽ መፍትሒ አለዎ ነዚ ኹሉ ቅልውላው እሞ ኩሉ ሰብ ናብ አምላኹ ይማህለል
ኣምላኽ ኮፍ ኢልካ ተማህለል ኣይበለን፡ ግቡእካ ትገብር ኣምላኽ ድማ ናብቲ ጽቡቕ ይመርሓካ። ኣምላኽ ንሰነፋት ይፍንፍኖም ኢዩ።
Lieli kulu Nab Amlakkk Nmelesss
ዳኒ ሓዉና I have much respect my brother thank you ጽቡቅ ትንታነ እዩ (ሕዉሓት) ይኩኑ TPLF ሓመድ ይጋባሩ ዋላ ሽጣራ ይከዉይ ኢትዮጵያ ዉያን ኣይመኑን እዮም ዳኒ
ብሓቁ ዝድርበይ ዘይብሉ ኣብ ኩውንነት ዝተመርኮስ ትንታኔ
God bless you Eritrea people and present Iseias Afowerky Amen Amen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ህግደፍ ነዞም ምስጋና ዘይብሎም ከዳዓት ከም ይሁዳ ወያነ ኣሰልጢንዎም ነዞም መርዛማት መንሽሮ ወያነን እኩያት ህዝቦምን ንዓመታት ዝመገብዎም ኣእዳው ነኺሶም ።
ግን ወያነን ህዝቦምን ብኣዝዩ ዝግብኦም መንገዲ ዝዘርእዎ ክሓፍሱ ከለዉ ግዜ ከመይ ከም ዝቕየር ንኹሉ ግዜ ከም ዘሎ ዘርኢ እዩ።
Thank you ❤️🇪🇷💯🙏🏽
ደኒ ዘገርመኒ ኩሎ ሰሪሕናሉ ሰላም ንጊበር ብሐደ ንስሪሕ እልና እዘአ ተባእስ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷? 🙏🙏🇪🇷🇪🇷
Thanks ❤
Dear Daniel
Is Gps demarcated border enough without physical demarcation? Would you please respond in writing ? Time permits
Good question. I think virtual demarcation (GPS) is actually better as it is more scientific. Hence, the border is already demarcated. Physical demarcation helps if it is done in addition to virtual.
ብራቮ ዳኒ ይበል ወርቂ ዝኾነ ትንተና ትዓውት ትዓወት ወዲ ኤረይ❤❤❤
ዳኒ ናይዚኦም ሕንፍሸፍሸ ጥራሕ ኣይጽለወና ትራምበር መስጣ ህዝብን ሰርዊትን ኤርትራ ይቅጽኣዮም 🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እወ ዳኑ ጽቡቅ ገሊጽካዮ ልዕሊ ኩሉ ኤርትራ ትሃሉ ሓድነትና ኣትሪርና ዞባና የማን ጸጋም ትከታቲልና ኣብ ዕዮ ገዛና ቅጠባና ንሃንጸሉ ጸጋታትና ብግቡእ ኣመራቅሒና እቲ እንኮ ስራሕና ክከዉን ኣለዎ ።
ኣብ ኣእምረይ ትመላለስ ቅጠባ ቅጠባ ከም ሓሳበይ ጌርካ ገሊጽካያ የቀንየለይ ዳኑ ።
ዳኒ ቀጽሎ ጹቡቕ ፕሮግራም ኔሩ ፡ደስ እንዳበለኒ ሰሚዔዮ ናይ ሊሚ ዝነበረ ፕሮግራምካ። እቲ ራኢ ህዝቢ ኤርትራን መንግስቲ ኤርትራን ምህርቱ ዝሓፍሰሉ ኣኺሉ ኣሎ። ሳላ ናይ ነዊሕ ራኢና ሕጂ ሃገርና ሰላም ዝሰፈና ሃገር ኮይና ግሮባብትና ድማ ረመጽ ኩናት ዝልብለብሉ ግዜ ኮይኑ ኣሎ ።ሕጂ እውን ከይተሃመልና ይሕዋት ኢና ዶ ሓደ እዩ ቓንቓና ዶ እንዳተባህለ ተካፈልቲ ሽግሮም ክንኸውን እጋቡዝና ኣለዉ እሞ ኣይንተሃመል ህዝበይ እብል።
Well said, @melake!
Takk!
Thank you very much, Henok!
መርሐባ፡ዳኒ
ግደፎም ጥራይ ወዲ ኤረይ እዛ ምፍላይን ቶንኮልን ለኪማቶም ክትጠፍእ እያ።ንሓዋሩ ክጠፍኡን ክጸንቱን እዮም በለ በሉኒ።ጠባዮምን ኣከያይዶኦም እንተዘየታዓራርዮም ኣብዛ ዓለም ምንባሮም ከኽትሙ እዮም። እዚኦም ከማሓየሹን ክማሃሩን ይኽሉ ኢዮም ኢልካ ዊን ዘይሕሰብ እዩ። ኣብ ዘዝጸገቡሉ እዋን ኣይትሓዙና ምባልን ፍንጢራዕ ምባልን ኢያ ወያነ ክቅየሩ ኢዮም ኢልካ ኣይትሕሰብ ኢዚኣ ግና ጥይት ቶግ እንተቢሎም ናይ መጨረስታ መጥፊኢቶም ክትከውን ኢያ።
🇪🇷❤🎉❤🇪🇷🎉❤🇪🇷🎉❤🎉❤🇪🇷🎉!!!
Selam danel hawna tbuki medeb
🌹🌹🇪🇷🇪🇷🐪🐪🇪🇷🇪🇷🏝🏝❤️❤️💪💪
🙏🙏🙏👍👍👍🌹🌹🌹❤️❤️❤️
❤🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
ስለምንታይ ኢትዮጵያ ድኻ ኾይና ካብትን ዝላዓለ ሓገዝትረክብ ክንሳ ኣነ ርግጸኛ ኢየ ካብዝይንላዕሊ ኣፍልጦ ከምዘለካ ብዛዕባ ፖሎቲካል ኤኮነሚ ክትዛረብ ኣይትደልይን ንምንታይ ኣብዚ ዛሓለፈ ልዕሊ ዕስራ ዓመታ ዘሸልወና ነገር ኣምጺካ ትዛረብ ኣብ ባንኪ ከምትሰርሕ ሓቢርካና ፡ ዝኮነታራ ሰብ ክዛረቦ ዝክእል ሒዝካመጺእካ ።ጽቡቅ ገርካ ርሰች ገርካ ዕምቆት ዘለዎ ማሃር ሓበረታ ሕዝካ ክትመጽእ እላበወካ።
Bteami tntena Danu hawey Jigna 🇪🇷❤️🇪🇷
Jegna
Thank you wedi ERI jigna ❤❤❤❤❤
Enqa nezi rana
Marhaba Marhaba welcamee brother...we are proud of you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Selam
.dani.hawina 🇪🇷🇪🇷🐪🐪🇪🇷❤️
❤❤❤❤ nice dani
መርሓባ ዳኒ
ዳኒ ብጣሚ ጽቡቅ እዋናዊ ትንተና !! ዝውሰኽ ዘይብሉ!!
Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Mrhaba drki ereyyy anabssss❤
ቴዲ ❤️❤️❤️ዘግድሰኒ ሃገርካ ምፍቃርካ ንሕላይካ አዩ ❤️❤️❤️ኣጆኻ ሃገረይ ዝበለ ተዘኪሩ ይነብር ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መሪሐባ ዳኒ ♥️🇪🇷♥️🇪🇷🐪♥️🇪🇷♥️🐪♥️🇪🇷♥️🇪🇷✝️☪️♥️🇪🇷♥️🇪🇷☪️✝️♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏💕
Selamat Dani 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ህዋሓት ተግባራ እዩ ናብዚ ኣብጺሕዋ ጭፍራ ዒንኪሊል ኣብ ቃልሲ ውን ንፈልጦም ኢና ዓቅሞም ኣይፈልጡን ምስ ህዝባዊ ግንባር ተሰማሚዖም ክነብሩ ነይርዎም ስነሓሳቦም መትሓዚ የብሉን
Good morning Daniel
ወያነ Game over
❤❤
Selam selam daneil ❤❤❤❤❤❤
Kab kulom Ethiopiwian reheka zehashe kulom hade eyom🐅🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽብቅ ኣገላልጻ ዳኒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Welcom Dani 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome Dani thank God bless you bro the respect ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤🎉🎉🎉
ሰላም ደኒ ወዲ ገዘዉተይ ከመይ አለካ 🇪🇷🇪🇷👍💝🇪🇷🇪🇷
❤❤❤👍💯
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍❤️
Ethiopeawian haleti telamat zibealu xahli zisebru qew ilka dobatatka halika miazab niziom ziamenen may zihaqonen hade eyou bejakum mis abeyti hagerat bal rashan chaina wil ferimka niqdmit miwinchaf nezio mirsa eyou zedliyena canser africa
KARMA ‼️ እዩ ኣጓኒፍዋ ማለሊት ምንያ ኾለል። RIP TPLF .
እግዚአብሔር ይገስፅኩም።
Guys like and shere lets build our Midia.
Excellent analysis Dani 👏 👍 👌 thank you
God bless you Dani hawey
ህዝባዊ ግንባር ዳአ ባአል ነዊሕ ራኢይ ስለ ዝኾነ ናብ ወሎዶ ዝሰጋገር ጅግንነት አረኪቡ ህዝቡ አቅሲኑ አሎ ንኺድ ጥራይ💁🇪🇷
Embahhhh bel wedi Eritrea Embahhhh 🐒🐒🐒
❤❤OK 👌 👌 👌 GRAZIE MILLE ❤ ❤ ❤ ❤ 🌷🌷🌷🌷🌷🌷
ዝግ በል ወዲ ሓወቦይ። ኢዚ ንዕዘቦ ዘለና ናይ ኣብይን ሕወሓትን ድራማ አዩ።አቲ ብውግአ ዘጥፍአዎ መሬት ብሰላሕታ ይመልስዎ ኣለዉ።ሕጂ ባድመን ኢሮብን ይብሉ ኣለዉ።ኣብቲ ናይ GSTS ኣኼባ ዳሕዱሒሞ ኣለው።ኣይንዓሹ ኣይንተሃወኽ
Well said as always 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Berlin wall Danu just Berlin wall 🧱....
ህሉው ኩነታት ትግራይ ከም ኤርትራውያን በቲ ዝዓበየ ስእሊ ክንርእዮ እዩ ዘሎና። ኣማሓዳሪ ትግራይ፡ ማይክል ሃመር ስኢልዎ ዘሎ መደብ ኣብ መጨረሻ ንኤርትራ ምድኻም ዝብል ስለዝኾነ፡ ጉጅለ ጌታቸውን ጻድቃንን ድማ እቶም ተመልሚሎም ከም መጋበሪ ተዳልዮም ዘለዉ ስለዝኾኑ፡ ምስ ፌደራላዊ ሓይሊ ደሚርካ ጽባሕ ማለት (እግሮም ምስ ደልደለ) ተልእኾ ክፍጽሙ ዝኽእሉ'ዮም ዝብል ትጽቢት ስለዘሎ፡ ኤርትራውያን ነዚ ውዲት ከነንብቦ ዝግባእ ኮይኑ ይስምዓኒ።
❤❤❤❤❤❤❤ጱቡቅ አለካ ዳኒ ሐዊ ዋርሳይ መንደላይ ወዲ ኤሪትራ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊
Great dani 🇪🇷🇪🇷💝
አብ ዓዲና ሐንፋጺ ነይሩ ህንዲ ነይሩ ተጋሩ አምሐሪ ጊርኪ ብሐንሳብ ነርና ጊን ደሐን😢 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝🇪🇷
Yhank you Dani!!! Great program
Wedi rimeyyy meley xeada 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️
መርሐባ ዳኒ ⭐️🇪🇷⭐️
መርሐባ @Saba
ጽቡቅ ትንተና የቐንየልና:: ናተይ ርእይቶ ሃገርና ናይ ምክልካል ኣቅምና ዘተኣማምን እኳ እንተኮነኢኮኖሚ ኣቅምና ከነዕብይ ኣሎና ንፀላትና ክደናደኑና ዝገብሮም ዘእሽዎም ሓደ ንሱ እዩ ዝበልካዮ 100% ይሰማማኣሉ እዬ:: ብተወሳክውን እቲ ኣብ ኣፍሪቃ ተሰዲዶም ዘለዉ መንእሰያትና ናብ ዓዶም ዝምለሰሉ ጎስጓስ ብመገዲ ኢምባሲታት ናይ ኤርትራ እንተዝግበር ኣብ ውሽጢ ሃገር ንዘሎ አቅሚ ሰብ የዕብዮ እዩ እሞ ህዝብና ንክጥርነፍ ክስረሓሉ ዘለዎ ኣብይ ጉዳይ እዩ ኢለ ይኣምን::
Well said!