- 36
- 227 556
EritreaNEXT
United States
Приєднався 9 жов 2023
For more details please visit www.eritreanext.com
#eritrea #EritreaNext
#eritrea #EritreaNext
Відео
ኣባልነት ኢትዮጵያ ኣብ ብሪክስ - ንኤርትራ እንታይ ጽልዋ ኣለዎ?
Переглядів 3,9 тис.16 годин тому
እዚ ስጉምቲ ከስዕቦ ዝኽእል ቁጠባውን ጂኦፖለቲካውን ሳዕቤናት።
ኣዱሊስ - ምብርባር ታሪኽና
Переглядів 3,2 тис.День тому
Topic: Adulis - Eritrea, a key site in the history of the ancient cultural links between East and West Date: Sunday, October 20, 2024 Time: 11:00 AM Eastern, 5:00 PM Berlin More infor: www.eritreanext.com/project-updates
ሓጻር መልእኽቲ ንህዝቢ ትግራይ
Переглядів 6 тис.Місяць тому
Clip from an interview with Tigray Media Network: 👇 ua-cam.com/video/470LSJzvaqc/v-deo.html #eritrea #ethiopia #tigray
ምትፍናንን ሽርክነትን።
Переглядів 9 тис.Місяць тому
ዲፕሎማስያዊ’ ምዕባለታት ቀርኒ ኣፍሪቃ #eritrea #HornOfAfrica #africa #ethiopia #somalia #diplomacy
ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ማይክ ሃመር መን’ዩ?
Переглядів 12 тис.Місяць тому
ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ እንታይ ክትገበር ትፍትን ኣላ? #eritrea #HornOfAfrica #africa #ethiopia #somalia #diplomacy
ኢትዮጵያ፡ ህውከተኛ ሃገር ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ
Переглядів 10 тис.Місяць тому
ቅልውላው ኢትዮጵያን፡ ጽልዋታቱን። #eritrea #ethiopia #somalia #egypt
ቁጠባዊ ዝላ ኤርትራ? ጽልዋ ዋዕላ ቻይናን ኣፍሪቃን 🇪🇷 🇨🇳
Переглядів 19 тис.Місяць тому
ዋዕላ ቻይናን ኣፍሪቃን - ረብሓ ንኤርትራ Eritrea's Economic Leap? The China-Africa Summit's Impact #eritrea #china #africa #chinaafrica
ቢንያም ግርማይ ኣብ ማህደር ታሪኽ። በዓል መንዮ'ም መወዳድርቱ?
Переглядів 2,2 тис.3 місяці тому
ቢንያም ግርማይ ኣብ ማህደር ታሪኽ። በዓል መንዮ'ም መወዳድርቱ?
እንቛዕ ደሓን መጻኹም። Welcome to EritreaNEXT።
Переглядів 2,7 тис.4 місяці тому
እንቛዕ ደሓን መጻኹም። Welcome to EritreaNEXT።
Selam Selam ❤❤❤❤❤❤
ንኤርትራ ዝህሻ ሃድነት ሕዝቢ ኤርትራ ጥራህ እዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💪💪❤️🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇸🇦💚❤️💙💛🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌼🌱🍃🍇🍀🌼☘️🌺🌿🌷💐🌿🌻🌼🍀🌷☘️🌼🍃🌱👍👍☘️☘️☘️☘️👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Thanks Dani
Zhaysh yelen kolom hade yom because rebhaom yom zeqedmu😊
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏💕
🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️🌹💐✝️☪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍⭐️⭐️💯💞❤️🩷🤝🤝🤝👏💐
Hasawi dembya
ክንደይ ገየጽየጽ ዝብል ሰብ ኢዩ ኣጸብቂለይ ኢሉ ድዩ።
Don't forget tell your listeners wealth of USA transfer to eritrea through rimitans million of dollars. There is no money that comes from the countries you cheering for.
Tell your listeners, per capital income of China is $2000/year while USA is $60000,so there is no comparison.
Say it is good for our country since your are an American citizen.your Analysis seems wishful thing for the down of USA, please shutup leave this great country, I'm sure you aren't going to leave.
Eritrea problem is a nation building and you can't build a nation without constitution, since the constitution is the instrument, so stop blaming.
"ሰላምን ጥዕናንን ምስኩልና ይምነይ" ንዓና እኳ ኩሎም ሐደ ኮይኖም ካብኡ ናብኡ ( ትራምፕ ይምጻእ ይብል ፕ/ት ትራምፕ ክኸውን እዩ እየ ዝብል ተስፋኸ'አ ይገብር።
Merhaba ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍🙏🏿
ፅቡቕ አገላልጻ ዳኒ ክብረት ይሀበልና ቀፅሎ ❤
ፖለቲካዊ ጽገና!! እንታይ ማለት ፖለቲካዊ ጽገና?? ዝተሰብረ እግሪ ክጽገን ይኽእልዩ። ቅድምቲ ምስባሩ ዝነበሮ ድልደለ ግን ክህልዎ ኣይክእልን። ዳግማይ ከይስበር ከኣ ፍጹም ተጠንቂካሉ ኢኻ ትኸይድ ምኽንያቱ ካልኣይ እንተድኣ ተሰይሩ (ተሰቢሩ) መምለሲ ስለ ዘይብሉ። ዳኒ ፖለቲካ ጽገና ክትብል ከለኻ እታ "ጽገና"ትብልቃል ካልእ ንዓኣ ዝትክእ የብላን ድዩ ኮይኑ? ዝተሰብረ ጽገና ዘድልዮ ፖለቲካኸ ኣለና ድዩ? ፖለቲካ ማለት ቀጥታ ትርጉሙ ናይ ምምሕዳር ሳይንስን ጥበብን፤ ናይ ህዝባዊ ወይ ናይ ዝተፈላለዩ ሓባራዊ መርገጺትትን ኣረኣእያትን (ስነ-ሓሳብ) ዘለዎም ጉጀለታት ጉዳያት ናይ ምምሕዳር ኣገባባት፣ ወይ ኣብ ናይ ሞራላውን ዲፕሎማሳያውን ዘሎ ዝምድናታት ኣከያይዳ ዝተፈልየ ሓሳብ ናይ ዘለዎም ሰባት ክምርሕሉ ዝደልዩ ሜላታትን ኣገባባት .... ከም ማለትዩ። እዚ ብመንጽር ኤርትራና ክንሪኦ ከለና ክሳዕ ለይቲ ሎሚ ከመይ ዲና ክንከይድ ጸኒሕና?? ንሕና ኣለና ክንብል ዓለም የለኹምን ክትብለና ኣብ ዘሎ ሓያል ረጽሚ ክንቃለስ እንዶ ከይኮና ጸኒሕና?? ሕጂ ነዚ ዘሎን ዝነበረን ረጽሚ ድዩ ከምዝተሰብረ ተቆጺሩ ጽገና የድልዮ ኣሎ ዚበሃል ዘሎ?? ነዚ ረጽሚዚ ሲዒርና ህላወና ከነደልድል ዓቅምና ፈሊጥናን ተጸሚምና ከምቲ ንዓና ዚጥዕም ክንከይድ ጸኒሕና። እምበር ፖለቲካና መዓስ ተሰቢሩ ጽገና ከድልዮ። ናይ ምምሕዳር ጥበብና ክመሓየሽ ኣለዎ፣ ፍሉይ ስነ ሓሳብ ዘለዎም ጉጅለታት ክፍጠሩ ኣለዎም፣ ብሓፈሽኡ ድምጺ ህዝቢ ብዘይ ገደብ ክስማዕ ኣለዎ፣ ቅዋምዶ ዲሞክራሲ እንተድኣ ኢልና ቅድም እቲ ህዝቢ ዝስመዓሉ ባይታ ውሕስነቱ ክረጋገጽ ኣለዎ። ነዚ ከነረጋግጽ ከኣ ኢና ጸኒሕና ኮይኑ ዚስምዓኒ እምበር ካብ ብብጊሓቱ ሃገር ብዓመጽ ንዝተነፍጋ መሰል ክምለስ ጥራይ ዘይኮነ ህዝቢ ብገዛእ ርእሱ ብድልየቱ ዝመሓደረሉ ሕጊ ከቅውም.... እንኳላይ እዩ ተቃሊሱ። ስለዚ ኤርትራውያን ንስለ ዕቤት ኩለንትና ኤርትራና እንታይ ከም እንገብርን እንታዩ ዘዋጽኣናን ዘየዋጽኣናን ኣጸቢቅና ንፈልጥ ኢና። ኩሉቲ ንገብሮ ክኣ ቅድም ንስለታ ክትዓቢ ንደልያ ዘለና ንኽትህሉ ዝጠለበቶ ኩለንትና ሕቶ ኣብ ምምላስ እንታይ ኣበርኪቶ ኔርኒ ኢልካ ነብስኻ ምሕታት ሕቶ ነብሲ ወከፍኒ'ዩ። ኩሉ ቲ ንስሌኣ ንሓስቦ ጽቡቅ ነገር ከኣ ብመሸንጎጓ ዘይኮነ ኣብ ውሽጢ ከርሳ ኴንካዩ ክኸውን ዚግብኦ። ምኽንያቱ እቲ ልክዕ ንዓኣ ዘድልያ ብንጽረት ከተለልዮ ኣብ ውሽጣ ኴንካ ጥራይ እዩ ኪልለ ዚኽእል። እንዳ ከምድሌትካ ሓዲርካ ኣብ ገዛኻ ተመሊስካ ከምቲ እንዳ ከምድሌትካ ዝረኸብካዮ ዚርከብ ኣይኮነን። እቶም ከምድሌቶም ዝኾኑ ከምድሌቶም ንክኾኑ ዘሕለፍዎ ፈተነን መከራን ትርፋቱ ንዕኦምዩ እስኻ ከኣ ትመሃረሉ። ስለዚስ ቅድም ብዛዕባታ ጽቡቅ እንሓስበላ ሕሰማ ከምዝባረየ ነረጋግጽሞ በየን ብሓባር ከምእንኸይድ እቲ መገዲ ክትሕብረና እያ። ክንዲ ዘሃለወ ትሕዝቶ ይሃልኻ ክንዲ ዝሃለወ ፍልጠት ይሃልኻ ተሞኽሊኻ ብሕጓ ምእታው ምስተለለኻ ዘሎ ሕፍረት ጋዶዩ።
Kulom hade bi berqi yilhasu😊 h
❤❤❤❤❤
❤🇪🇷🇪🇷👍👍❣️❣️❣️
Your professional experience is very much appreciated. Thank you for your time 🇪🇷God bless you 🙏❤🇪🇷💯
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዳኔል ይበል ትንታነ
ጽቡቅ አገላልጻ. ከም ዝመስለኒ ናይ ወጻኢ ፖሊስታቶም ዳርጋ አይቅየርን ኢዮ ግን ካብ ድሕሪ ክልንተን ክሳብ ሕጂ አባና ዝገበርዎ እዚ ኢልካ አይጽብጸብን ናይ ባይደን ድማ ሪኢናዬ ስለዚ ትራምፕ ብሐፈሻ ናይ አፍሪቅ ነገር ብዙሕ ስለዘይግድሶ ገለዶ ሰላም ይህቡና ምበልኩ ስለዚ ትራምፕ ይሐይሽ
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤
ልዕሊ 80 ዓመታት ንኤርትራን ኤርትራውያን ኣሳቒዮምናዮም እዚ ኩሉ ግፍዕን ሽግርን ኣብ ልዕልና ፈጺሞም እንመርጾ ሰገዱሱና ኣይኮኑን ቀደም ብጽፍርናን ብስሬናን ሎሚ እውን ከም ቀደሜናዩ ካብኡ ናብኡ ግን ናይ ትራም ፓርቲ ክዕወቱ ይሓይሽ ይብል ንብዙሕ ነገር ኣብ ግምት የእቲየ።
Tramp yheysh
Trump
As far as u live here our 1st concern is our life here the guy is dangerous tge lady is weak for Africa.
Eritrean goyta yesus eyu zehsha :::::
ክንደይ ፓርትታት ኣለዋ ኣብ ኢመሪካ እቶም ንዓለምና ድሓን ኢዮም ክትብሎም ከ መን ኢዮም ምበልካኒ ዳኒ
🎉
Welcome wedi Eriyyyy 🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well Trump is better than the democrats we don’t forget what they did
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
Though it is late for me, because I already voted, I would like to listen to what Eritrean Americans think.
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
timbel barya nay shifta adi halo entay gedeseka nay america
Great political analysts, we expecting from you more good work keep it up !!!
ዳኑ ከብ ክልተ ሸይጣውቲ ደኣ መነሰ ክሓይ ክልቲኦም ገደል ይእተዊ።
ኣሜርካ ብዝኾነ ተኣምር ሽፍት ክትገብር ኣለዋ ። ምኽንያቱ ኣሜርካ ፈርስት ማለት ኣሜርካ ፈርስት ማለት እዩ ካልእ ቁኝቁኛ የብሉን። ናይ ካልእ ኩሉ ድሕሪ ጥቅሞሞ እዩ ዚስራዕ። ኩሉ ንመሳርሒኦም ጥራይ ዝጥቀምሉ ጨካናትን ፍርሓት እግዚኣቅሄር ዘይብሎም ሱስዓት እዮም። ኣብ ታሪኽ ከምዝንገረናን ንርእዮ ወለናን ኣሜርካ ዝኣተወቶ ዝባድምን ኣህዛብ ኣብ ሃገሮም ብሰላም ንኸይነብሩ ፈኸም እናበለ ዝቃጸል ሰሪ ተኺሎም ጥራዮም ዝኸዱ። እዚ ኹሉ ኣብ ዓል ተፈጢሩ ንርእዮ ዘለና ጥቀት ውግእን ወረ ውግእን ኣህዛብ ንዕግበት ኣሜርካን ሰዓብታን ዝተፈጥረዩ። ፍጹም ኣረሚምነት ከኣ እዩ።
❤️🩹🇪🇷❤️🩹🇪🇷❤️🩹🇪🇷❤️🩹🇪🇷♥️❤️🩹❤️🩹🇪🇷❤️🩹🇪🇷❤️🩹🇪🇷🌺🌺🌺
Thanks Dani.
Selam..wedi.erey 🇪🇷🇪🇷❤️🐪🐪🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ስማዕ እንዶ ስማዕ ኣይበሉኻ ኩቡር ሓወይ። እቲ ክትብሎ እናሓሰብካ ነብሰ ግትኣት ትገብረሉ ዝመስል ኣገላልጻኻ (ቁጡብነትካ) ንጎኒ ገዲፈ ብመንጽ እቲ ብዘለካ ብኣፍልጦ እትህበና ምሁራዊ ትንታኻ ኤርትራዊ ሓወይ ምኻንካ እሕበነልካ። ግዳሲ ኣነ ዝብሎ ኣሜርካ ከምሃገር ካብ እትምስረት ኣብዚ ሓጺር መዋእል ኣብዚ ደረጃዚ በጺሓ ናታ ዓለም ፈጢራ ኣላ። ብባይሎጂካዊ እምነት ንነብስና ማዕረ ሰብ ምኻንና እንተድኣ ኣሚንና ስለምንታይ ኢና ህላወና ኣብ ዓንኬል ኣብ ህላወ ኣሜርካ ኣእቲና ገዛእ ነብስና ከምሃገር ጅሆ ንገብር?? ኣሜርካ ናታ ዓለም ፈጢራ ኣላ ስለምንታይ ናትና ዓለም ክንፈጥር ጎስጓስ ዘይትገብሩ። ኣሜርካ ብሓደ ለይቲ ኣይኮነትን ከምዚ ዘላቶ ኮይና ትርከብ ዘላ ካብ ወለዶ ወለዶ እና ተሰጋገረት መሪር ፈተነታትን ሰብ ሕድሕዳ እናተባላለዐት እያ ። ኤርትራ ሓዳስ ሃገር እያ እቲ ኤርትራ ክትኮኖ እንደልዮ ግድን ድዩ ንሕና ኣብ ዘለናሉ ክኸውን ንደልዮ? ስለምንታይ ንሕና ነቲ ኤርትራ ክትኮኖ እንደልዮ ንኽትከውን ንመስዋእቲ ቁሩባት ንኽንከውን ጎስጓስ ዘይንገብር?? ። ሓቂዩ ኣብቲ ክትበጽሖ እትደልዮ ንኽትበጽሕ ዝኽየድ መገዲ በይንኻ ክኽየድ ከምዘይከኣልን ከከም ንዓኻ ዝጥዕም ምስ ዓለም ተሳኒኻ ክትከይድ ከምዘለካን። እንተኾነ ኢድካ ንበዓል ከም ኣሜርካ ኢድካ ሂብካ ትጓዓዞ ጉዕዞ ከሉ ግዜ ሓንካስዩ ዝገብረካ። ካብዚ መእሰርቲ እዚ ንኽንወጽእ ክንሓስብን ናትና ዘይ ገባትን ፍትሓውን ኤርትራዊ ዓለምና ንኽንፈጥር ህነጹና ምሁራትና። እቲ ንረብሖም ክብሉ ነብሶም ኣይክእሉን እዮም ኢሎም ምኽንያት ፈጢሮም መሰልና ዝመንጠሉናን መሰልና ክንመልስ ዋጋ ዘኽፈሉናን ዘኪርና ኣእምሮና ቀንዲ ኣተኩርኡ ኤርትራና ከምኤርትራ ኣብ ዓለም ጸላዊትን ዘይከምቲ ዝበሉና ከምዝኾንና ከነእምኖም ሕራነ ኣስንቁና በጃኹም።
Nanas kulom hadeyom ❤❤❤❤❤❤❤
russan,chainan,yhsha nhzbi eritran kale bado eyen so,ethiopia tray fah ktbl alewa bza zelata .