#Rahwa is calm and gentle, and she is very human. May God bless your home both of you. Sorry to hear your father has been suffering and also lost your brother, too.
Meri Show!I really like your show !Don’t ever give up on your show!!As there are very few female lead show in Tigray specially related to Tigrayans community related!Be patient and continue to make classy show!!I am a fun!!!
ደስ ኢሉኒ ዝተከታተልክዎ መድብ ኣቤል& ራህዋ ሓዳርኩም ይባርክ 🙏🥰🤴👸
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ፍቃደኛታት እንተኾይንኩም ንክርስትና ባዕለይ ተዝኸድነኩም ደስ ይብለኒ ብውሽጢ ኣውግዑኒ❤❤❤
ኣቤል ጉዕሽ ዓብዪ ሰብ💙💙💙✅
ኣድነቕቲ ኣቤል ላይክ ሃቡኒ❤
ብጣዕሚ እንፈትዎ እንኽብሮ ጋዜጠኛ ኣቤል ጉዕሽን ምስ ባዓልቲ ቤቱ ሓዳርኩም ይባረኽ ።ሩፍታና ሚድያ ህይወትን ናብራን መምሀሪት ሚድያ በርትዕልና ሜሪ ሓፍተይ ብጣዕሚ ጅግና ኢኺ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣቤል ሓወይ ሓዲር ዝመስል የለን ትክክል እካ💯✅ምክንያቱ ደቂ ሰባት ዝተፈጠሪናሉ ዓላማ ሓደ ዘሪኢ ምታካኢ እዩ።ብዚኾነ ፈጣሪ ሓዲሩኩም ይባሪኸሉኩም እና ወለዶ ብፊላይ ትጋሩ እንባሃል ሕበረተሰብ ክንበዚሒ እዩ ዘለና❤
#Rahwa is calm and gentle, and she is very human. May God bless your home both of you. Sorry to hear your father has been suffering and also lost your brother, too.
ሜሪየ ደስ በሃሊት ❤❤❤10k ነብፃሓያ ወለላታት
Really I appreciate it, May God bless you all!!!
ፁቡቅ ገዛ ደስ ዝብል ፍቅሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፅቡቕ ስራሕ እንዳ መሪ ሾው
ፅብቅ መደብ ሜሪየ ኣቤለይ ለባም ሓዉ ምስ በዓልቲ ቤትካ
መሃራይ ጻንሒት ኔሩኩም!!! ዘርእኹም ይባረኽ 🙏🙏🙏
Thank you
ኣቤላ ሽኮር ቅኑዑን ሕያዋይን ሰብ ኢካ ብሓቂ ❤❤❤ ራህዊተይ ፅብቅቲ ሰበይቲ ሓወይ 🥰🥰🥰 ፍቅርኩምን ሓዳርኩምን ፈጣሪ ኣብዚሑ ይባርኮ
ምንባርን ሓጎስን ዝፀልእ የለን እንድዩ ኣመፃፅእኡ ስለዛካፈልኩምና ግን ነመስግን ፍቕርኹም ያብዛሓዮ🙏🏽 ኣቤልን ራህዊትን🙏🏽
ደስ ብሃሎ ❤❤ ደስ ኢልኒ ዝራኣክዋ ኢንተርቨው
Nice couple ❤God bless you both
You lucky Rahwa, Abel i admire his patience, Good luck & Long live guys.
Well meri show ኣቤላ ምስ ባዓልቲ ቤትካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤
Great ideas! All the best Rahwi and Abela!
Much respect and love ❤️ ❤❤❤❤
በዓል ሓዳራትኣይበሃሊ። ብዙሕ ሓዳር ከምዘለዎም ኣሲልክዮ። ሰብ ሐዳር ተዝበሃል ይምረፅ። ሚድያ ኣብ ምዑሩይ ቋንቋ ተደሪኹ ማሕበረሰብ እንተተምህር ፅቡቕ እዩ።
ሓቂ እዩ ቋንቋና ክድንፍዕ ይግባእ። ብዝኾነ ግን ብቋንቋና ብዝግባእ ዝጀመርና ሐዚ ስለዝኾነ ከምዚ ሓበሬታ እናተለዋወጥናን እናተመሃሃርናን ንቀፅል።
ነቲ ሓሳብለ ክባፃዕ ምብፃሕን ምፍታውን ፅቡቅዩ።
Wowu mery shikor betami des zebel program eyu bertai kmewun abel & rahwon hadarkum ybarek ❤🙏
Nice interview
እወወወወ ደስ በሃልቲ❤
Wow btemi des bahelo❤
Very interesting
በዓል ሓዳራት ኣይበሃልን
❤❤❤ሰብ ሓዳር
Meri Show!I really like your show !Don’t ever give up on your show!!As there are very few female lead show in Tigray specially related to Tigrayans community related!Be patient and continue to make classy show!!I am a fun!!!
ብሰላም ፣ሙሉእ ራህዋ ቅሳነት ፣ከምዘለክሞ ሙቁር ፍቕርኹም የዝልቐልኩም ብሩዃተይ🙏
✅🥰🤞🎁🤞🎁🎁🎁🎁
ባህገይ ከም ኣቤልን ራህዋን'ዩ
ባዓል ሓዳራት ካብ'ትብሊ ሰብ ሓዳር ዶ ኣይመሐሸን?? ብትግርኛ ተምሂርኩም ዓቢኹም ስእነትን ዓቕምን ትግርኛን እንከጥቅዐኩም ምርኣይ ይገርም'ዩ !!
Tegaruna 🥰🔥🔥🌺💓
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፅቡቕ ድኣኾነይ ግን በዓል ሓዳራት ኣይበሃልይ ሰብ ሓዳር ተትብሊ ይሐሽ::
Wow ❤❤❤
Tsebkuat 🥰🙏
Both are great example for these genertion
Way tigregna way
አቤላ በሳል
I was excited to watch it but the language is so hard my apologies
❤❤❤
🎉🎉❤🎉🎉❤🎉🎉❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሳብስክራይብ ገይረኪ ብስም ደጉተር ፍፁም ሓወይ ዘድሐነለይ❤❤
❤❤❤🎉🎉
🎉❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Tsibuk show
Wow the pest presentation rahwa
ሓይሊ ኣለኺ.. ን ሰብኣይ ሻዊት ገርክሉ ጹቕ ዝብል ድኣ... ናይ ጥዕና ኣይኮነን.. ሓደ ግዜ ግብ ከተብለካ እያ... ጉረኛ
ኣጆኻ ኣይተብሎን። ሓደ መርአያነቶም ንሱ እዩ።❤❤
🖐️🌹👌💐🌿🌷🪻🖐️
ሳብስክራይብ ግብሩለይ ኣሕዋተይ ፕሊስ❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤